No video

ሰዓት

  Рет қаралды 70,140

Nueud (ንኡድ) Tube

Nueud (ንኡድ) Tube

5 ай бұрын

Hey everyone ! welcome to my channel:) I am Abseala Desta (ኤሚ )
Subscribe to my channel for exclusive content
#Nueud​ tube (ንኡድ)

Пікірлер: 398
@Hareg675
@Hareg675 5 ай бұрын
ኣብየት ኣብ ሕርሲ ዘሎ ፅበት😢 ወዮ ውላድካ ምስ ረአካ ትርስዖ እምበይ እንቋዕ ማሓረትኪ❤ ውላድኩም እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤🙏
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 5 ай бұрын
እፍፍ ሓሊፉ ጭንቒ 😢ተመስገን እመብርሃን እንኳዕ ብሰላም ገላገለትኪ ቤቢለ እግዚኣብሔር ብጥበቡ የዕብየልኹም❤❤
@wskn7283
@wskn7283 5 ай бұрын
እፍ ፍርሒ ዘይወለድና አለና😢 ገጽክያ ቅይር እመብራሃነይ እንካዕ እማ ብሰላም ተጋለገልኪ❤
@Heronei
@Heronei 5 ай бұрын
እኖ ትኮኖ Matherኪ ምስኪ ይቅንዘዎ ነይረን so...... enkae nab za alem ተቀረቃልካ ናኡደይ ... ❤❤❤ የዕቢካ
@hah-zd9fm
@hah-zd9fm 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ትገላገልክ ምቅርተይ እንኳን ማርያም ማረችሽ ልጅሽ ድንግል ማርያም ትባርክልሽ❤
@jge7tye640
@jge7tye640 5 ай бұрын
ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ እንኳዕ ማርያም ክልተ ርእስኺ ገብረትኪ ኣብሳላየ ይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤🎉🎉🙏🙏👏
@blackheart6830
@blackheart6830 5 ай бұрын
እንኳዕ ማርያም ኣውፀትኪ ማዓረረይ❤ ንውላድኩም ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኩም 🥰
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 5 ай бұрын
ኣደይ ማርያም እንኳዕ ብሰላም ኣገላገለትኪ
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n 5 ай бұрын
ኣይ ኣብ ሕርሲ ዘላ ጭንቂ እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 5 ай бұрын
አሰይ እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ መዓረይ 🙏🥰🥰🥰
@asdftyu4148
@asdftyu4148 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ምሳኪ ተጨኒቀ ኣነለ ሐዚ መሲሉኒ
@ConfusedBamboo-vx7dw
@ConfusedBamboo-vx7dw 5 ай бұрын
ዋላ ኣነ 🫶ቅድስት ድንግል ማርያም ጥዕምቲ 🙏🫶
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተገላገልኪ መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኩም
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 5 ай бұрын
ውይ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ስነስርዓታ ሓዳርኩም እግዝአብሔር ይባርኩም
@user-em4ci3qx8k
@user-em4ci3qx8k 5 ай бұрын
እመቤቴ እንኳዕ ብሸልምትኪ አዉፀአትኪ
@user-ql3rs2ow3o
@user-ql3rs2ow3o 5 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም ተጋላገልኪ ጋልነይ
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 5 ай бұрын
❤❤❤ለአኪ የምስለና ኤሚየ ሽኮር🎉
@user-mm2bc7ey5f
@user-mm2bc7ey5f 5 ай бұрын
ካምዚ ዱዩ ከፍርሕ😢 ባ እንካዓ በሰላም ተጋላገለኪ🙏
@user-xn7hj2fq3w
@user-xn7hj2fq3w 5 ай бұрын
እዋይ ኣብቲ ስዓት ንሱ ዘሎ ቃንዛ😢 ንካልኣይ ግዜ ከምዘይትመለሶ ኢካ ትኽውን ጓልካ ምስሓቁፍካ እማ😁😁😁😁እዩ ኮ እንዃዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም❤❤❤
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 5 ай бұрын
ማዓረይ ኣይይይ ኣዶ ካቢድ እያ እኮ አነ ክፈርሕ ማዓት እየ ፈጣሪ ኣባይ ቆላዓ ክትርኢ ከለካ እዩ ደስ ዞብለካ እንበር😢❤❤❤❤
@lem607
@lem607 5 ай бұрын
ንኡደይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኻ ምጭዋት ስድራ ሰላምኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 5 ай бұрын
ዉይ በስምኣብ ከምዚይ ደዪ ምዉላደ ክፍርሕ እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ❤
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ናይ ፍጣሪና ሓይልስ ድንግል ማርያም እንኮዓ ብሽልምትኪ ኣውፅእትኪ እሚየ❤❤
@user-wh8sc2lq8x
@user-wh8sc2lq8x 5 ай бұрын
ማርያማት ልሃባ የዕብያልኪ ኣመዋይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl 5 ай бұрын
አንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ማዓረይ ግን ከፍርሕ😢❤❤❤❤
@tsegushdad-im8bu
@tsegushdad-im8bu 5 ай бұрын
ኣብሲ ሓፍተይ ወላዲተ እግዚኣብሄር ኣምላክ እንኳዕ ናብዚ ክብሪ እዚ ኣብቅዓትኪ
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 5 ай бұрын
ዛሳልሴቲ ሓፍትኽን ኣነሲ ቡዙሕ ገይረ ካብዘይሪኣ ድሓና ድያ ጥዕናኣ።
@blackheart6830
@blackheart6830 5 ай бұрын
ወላ ኣነ ብኡውነት ብጣዕሚ ናፊቀያ😊
@NuedTube
@NuedTube 5 ай бұрын
ዳሕና እያ 🙏
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 5 ай бұрын
ጨለ ዝሓፍተይ ድምጽኽን አይጥፋእ።
@user-pl4fx3zn9g
@user-pl4fx3zn9g 5 ай бұрын
ታ አብ መፃወድያ ትሰርሕ ድያ😊
@user-ox3eo4lr5j
@user-ox3eo4lr5j 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ መዓረይ 😢❤❤🎉🎉
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 5 ай бұрын
እንኳዕ ናብዚ በቃዕኪ ኣብስኣላ ሓፍትና❤ ኮሞንታተር ኣጆክን ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ እዩ ልብሃል ኣይኮነን ቆልዓ ክትረክብ ወርሓዊ ፅግያት እኳ ክንደይ ድና ንሓምም እና ኣጆክን ኣይትፍርሓ😍😘
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 5 ай бұрын
ሓማመ ሓሪሳ ትራሳዓ ይበላ ወለደና ኤማየይ እንካዕ 2ሪእሰኪ ኮነኪ❤❤
@rdfgrfv7135
@rdfgrfv7135 5 ай бұрын
ደቅ ትግራይ ፅሩያት እንኳዕ ብሰለም መፃኹም ፈቱዉዉዉዉዉዉ❤❤❤❤❤❤❤
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 5 ай бұрын
ማርያማት ልሃባ የዕብያልኺ ኣሙዋይ ጥዑምቲ❤❤❤
@zenawetyoutube6238
@zenawetyoutube6238 5 ай бұрын
Abiy betami eki gobze bahlki fetawit ❤❤❤❤❤
@user-xn4yx2wx3z
@user-xn4yx2wx3z 5 ай бұрын
ደስ ይብል ኣብ ዓድኻ ኩሉ ጥዑም ዩ እንካዕ ማርያም ብሰላም ገላገለትኪ ኣብ ስደት በተለይ ሰብ ዘይብልካ ሰብ ዝጣዓሞ ክጥዕም ኢልካ ትሓስብሞ ብዙሕ ነገር ከጋጥመካ ከሎ እዚ ናይ ቤተሰብ ድምቀት ክትርኢ ከለኻ እዋይ ዓድኻን ሰብካን ❤❤❤❤❤
@user-eo6ci5nh2z
@user-eo6ci5nh2z 5 ай бұрын
ኣደይ ማርያም እንካዕ ብሰላም ገላገለትኪ
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 5 ай бұрын
ኣሰይ ብሓቂ ኣዴና ከላ ንውለድ ይሕዋተይ ክንሕንቅቕ ኣደ ጥዕምቲ ያ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h 5 ай бұрын
ተመሰገን❤❤❤
@user-nt1gq9qh3g
@user-nt1gq9qh3g 5 ай бұрын
ታዓዲልኪ እኖኪ❤❤❤
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 5 ай бұрын
😢😢😢ዘይወለድና ስ ብጣዕሚ ፈሪሐ ኣደዋኒ😢
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 5 ай бұрын
ተመስገን ፈጣረ እንካ ዕ ብሰላም ትገላገልኻ❤❤🥀🥀🥀
@user-lo8lg5jd1f
@user-lo8lg5jd1f 5 ай бұрын
ተመስገን አምላክ እንዃዕ ብሰላም ትጋላገልኽ 🙏♥️😘😘
@zaharazahara502
@zaharazahara502 5 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልል ደስ ክትብላ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ውድድድድድድ የኔ ማሮች❤
@user-vv8yd7me2j
@user-vv8yd7me2j 5 ай бұрын
Way zebahelna metamu betami Des behali❤lome gn kerlo agul ketimna nabelna
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 5 ай бұрын
ዋእ ኣብ ገለብ ሰብይ ኣብ ገዛ ኣይውዕልን ብዓድናስ ውርደት😂 እመቤታችን ዝሃባ ብጥበበን የዕብያልኪ ኤማየ ቀበጥ❤🎉
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s 5 ай бұрын
ዊ ከፍርሐካ ገና ኣይጀመርኩይ ግን ምስኺ ተጨኒቀ ብኽያት መፂኒ😢😢😢እንካዕ ላብዙይ በቃዕኺ ዛሓፍተይ ብጥበቡ የዕብየልኪ❤❤❤❤
@user-lz1rh4zf1c
@user-lz1rh4zf1c 5 ай бұрын
ዋላኣነ ፈሪሐ😢
@user-vf1ue7hs4e
@user-vf1ue7hs4e 5 ай бұрын
እንኳዕ ማርያም ማሓረትኪ ኣቢስየይ❤❤ዊዊ ትተፍርሕ ግን ኣነስ ሰቅ እየ ግዲ ክብል ፍቅሪ ፍቅሪ ናተፃወትኩ ዶ ክሓልፋ ነዛ ዓለም
@BrahnDesta
@BrahnDesta 5 ай бұрын
አንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 5 ай бұрын
ዝሃባ ማርያም የዕቤያ❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 5 ай бұрын
አሰይ እሚየይ እንኳዕ ላብዝይ አብቀዕኪ ዛምቤተይ
@liaberhane9973
@liaberhane9973 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘይተጋነነ ❤❤❤
@EmebetGesese
@EmebetGesese 5 ай бұрын
ኤሚዋይ እንኳዕ ማርያም ብሰላም ኣውፀአትኪ
@rhfh1431
@rhfh1431 5 ай бұрын
የኔ ማር እኳዕ ብሰላም ትጋላገልኽ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@khankhan1509
@khankhan1509 5 ай бұрын
ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ❤❤❤
@user-xg3lt9ev9k
@user-xg3lt9ev9k 5 ай бұрын
ኤሚ ሽኮር ጠንካራ ኢኪ
@user-jo6gb7ub8s
@user-jo6gb7ub8s 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ እሙየይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsigehadush7472
@tsigehadush7472 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ዝያዳይ❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 5 ай бұрын
ብጥበብ የዕብለኪ ኣቢሳላየይ ፅሪቲ❤❤
@user-ix5mr7gn6z
@user-ix5mr7gn6z 5 ай бұрын
በስመ ስላሴ ምውላድ ዘይጀመርናስ ከፍርሕ ምንም ከይኮንኩስ ኣደዋኣ ክጭነቃ ምስ ረእኩስ በክየ😢 ኡፉፉ ገይርካ ትጭነቅ
@maheder6327
@maheder6327 5 ай бұрын
thanks for showing us our wonderful culture of our moms keeps up
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 5 ай бұрын
😮እንካዕ ማርያም ኣውፅኣትኪ❤❤❤❤
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 5 ай бұрын
ባህልና ጥዕም❤
@user-nu2ki7ld5w
@user-nu2ki7ld5w 5 ай бұрын
Absyey tsbqti anes kfetweki wldkum btbebu yeebyelkum❤❤
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 5 ай бұрын
ተሓሊፉስ ኩሉ ጥዑም 😢
@tsegayhagos9488
@tsegayhagos9488 5 ай бұрын
enkuae mariam meharetki haftey.
@user-bm9oi3sk8x
@user-bm9oi3sk8x 5 ай бұрын
እንኳን ማርያም ማረችሽ የኔ ቆንጆ❤🎉😢
@user-gs6cc2dm4r
@user-gs6cc2dm4r 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ኤሚየይ❤❤❤
@slamsslam740
@slamsslam740 5 ай бұрын
ቀዲሚት ባዓለይ 😂❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 5 ай бұрын
ኣሙየይ ምስተጨነቅክስ አነ እውን ተጨኒቃ ምሳኪ ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ ዝባሃልስ ሓቃ እዩ ምስተወለዳ ቆልዓስ ኩሉ ኢካ ትርሳዓ🎉🎉❤❤
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ማዓረይ ከይወለድና እኮ ፈሪሕና😊😊😊❤❤❤❤
@fgddxccgg2273
@fgddxccgg2273 5 ай бұрын
ኣነለ ፈሪሐ😢😢
@ngsti8856
@ngsti8856 5 ай бұрын
ኣነ ለ ፈሪሐ😢
@fevenberhe6841
@fevenberhe6841 4 ай бұрын
ajokn ❤❤❤ halafay eu
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 5 ай бұрын
አብሳለየ ቆንጆ እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ፅቡቃት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MeazaTube12
@MeazaTube12 5 ай бұрын
ኣብሸይ ኣነስ ክፈትወኪ ማዓት❤እንኳዓ ብሰላም ተገላገልኪ ውላድኩም ፈጣሪ ብጥበብ የዕብየልኩም🤲🙏❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 5 ай бұрын
አንካዓ ብሰላም tegalagelki
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 5 ай бұрын
Enikae Maryam biselam metsetiki Asadiway ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🍒
@mahaletbeyene9985
@mahaletbeyene9985 5 ай бұрын
The grace could be pale very nice congratulations
@dhydfhdu-me6xg
@dhydfhdu-me6xg 5 ай бұрын
Are frewa zraye aynu ybrah❤❤❤
@brijap5171
@brijap5171 5 ай бұрын
ከፍረሕ ግን በስማኣብ😂❤❤❤❤ተመሰገን ኢማዋይ
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 5 ай бұрын
Enikae Maryam biselam metsetiki Asadiway ❤❤❤❤🎉🎉🍒
@slam4790
@slam4790 5 ай бұрын
ዋይ ማዓረይ ኣይ ጠነስኩ ኣይሓረስኩ ኣነ ብጭንቀት ምሳኪ ሓሪሰ ልበይ ብኣፈይ ወፅያኣ ካሙዙይ ድዩ ሕርሲ ኣደዋይ እንካዕ ብሰላም ተጋለገልኪ ክብረተይ❤❤ግን እቲ ዝቃርፅ ዘሎስ ወዲ እዩ በልኒ ከመይ ገይሩ ኣክኢልዎ ብጀዋል ብጭንቂ ምሳኪ ሓሪሰስ😂😂😂
@user-hj4nl4yy4h
@user-hj4nl4yy4h 5 ай бұрын
ኣሰይ ኤሚዋይ እንዃዕ ደስ በለኪ🎉🎉❤❤❤
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 5 ай бұрын
ዋይ ሃምዚ ድዩ ገዲፈዮ አለኩ ግዳይ መርዓ😢😢😢
@shahjaja9035
@shahjaja9035 5 ай бұрын
😂😂ግደፊ😛
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 5 ай бұрын
ኣምላክ ባዓሉ ብልውለደኪስ ተ ብጥንስትኪ ፀሎት ላገብርኪ ፀንሕኪ ኣይሕምን
@arddgtyhu
@arddgtyhu 5 ай бұрын
ልወለደ እዩ ዝፈልጦ ኤምየ ግን ቆልዓ ምስ ረአኻ እዩ ኹሉ ነገር ዝርሳዕ😂❤🙏
@tdflove3582
@tdflove3582 5 ай бұрын
ዋይ ኤምየይ ሕዚትወል ዝላምስለስ ጭንቅያ😢 እፍ ካቢድ እዩ ግዲ ምውላድ እና እንኳስ ደስስ በለኪ በለኩም🤗😇💋
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 5 ай бұрын
ኣብሳኣላይ ፅሪይቲ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ ባህልና ጡዑም❤❤❤❤❤❤❤
@user-dj4kz5ko2g
@user-dj4kz5ko2g 5 ай бұрын
Sebiayki gin des kibli misskin 😊
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተገላገሌኪ❤❤❤
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 5 ай бұрын
ጽርይቲ ይፈትወኪ እየ ❤
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 5 ай бұрын
ፍርሓት እግዚአብሔር ዘይ ብላ አብ ሕርስስ ፈጣርካ ትልምን ወይ ቀረጻ ነውር እዩ 😢😢😢😢 ፈጣር አቀድማ
@gene6075
@gene6075 5 ай бұрын
ዘረባ/ኻ ኣደብ ግበረሉ ፀሎት ብዓብዩኡ መራሕቲ ሃይማኖተ ዶ ኣብ ቕድሚ ካሚራ የገብረለውን :: ካቡአኽኣስ ፍርሓተ እግዚአብሔር ዘይብላ ክትብል ንባዕልኻ እዩ ዝምኽሪ
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 5 ай бұрын
ኣሰይ እንኻዕ ደሰ በለኪ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@jdidiselemon387
@jdidiselemon387 5 ай бұрын
Yene konjo 🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷💞💞💞💖💖💖💖
@user-jz6fh1sc3d
@user-jz6fh1sc3d 5 ай бұрын
ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ ኩሉ ሓሊፉ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኺ❤
@user-hx1yw7gj6p
@user-hx1yw7gj6p 5 ай бұрын
Asy amiwy zmzntki nkulena maryyy❤❤❤❤❤
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 5 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ምቅርተይ😢😢
@user-bx2rm3my2i
@user-bx2rm3my2i 5 ай бұрын
😢😢እዉይ ኣብዚ ዘለካ ቃንዛ ኡፍፍፍ
@user-kr7qs4tm7e
@user-kr7qs4tm7e 5 ай бұрын
ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ 3ተ ምዓልቲ ቀኒናለ ረሲዕናዮ ወድያውን ኢኻ ትርስዖ ቆልዓኻ ምስ ሓፎቅኻ❤❤❤❤❤
@freselamblack
@freselamblack 5 ай бұрын
Eff embeyteway 🙏🏿🥰🥺
@serkaasmare5065
@serkaasmare5065 5 ай бұрын
እንኳን ማርያም ማረችሽ
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l 5 ай бұрын
ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ😢 ኣደኻ ጥዑም ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንኻ❤
@user-wx2tg8nb1d
@user-wx2tg8nb1d 5 ай бұрын
ኣሰይ እዚ ናሃትናስ ኩሉ ደስ ክብል ኣብ ስደት ተበኪረ ኣደይ ዘይብሉ ማሓዛይ ሓፍተይ ኮነን ግን ኣብ ጎነይ ኮነን ኣሕሪሰናኒ ክብሪ ንኣምላክ❤❤❤❤ እንላዕ ብሰላም ዉሉድኩ ኣሕቆፈኩም
@mebrhittegabMebrhittegab
@mebrhittegabMebrhittegab 5 ай бұрын
ውይ ኣነስ ክፈትዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@merkebhadish6113
@merkebhadish6113 5 ай бұрын
No emi btaemi tegagiki kemzi aygbern, zeybahlna
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 11 МЛН
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 5 МЛН
Harley Quinn lost the Joker forever!!!#Harley Quinn #joker
00:19
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 22 МЛН
ውዕሎ ሰንበት ምስ ስድራይ ❤
15:58
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 49 М.
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 11 МЛН