No video

NEW INTERVEW TOPO SHOW ; ዕላል ምስ’ቲ fair-play ዝተጻወተ ናትናኤል ተስፋጽዮን 28/06/2022

  Рет қаралды 359,101

Topo Eri Entertainment

Topo Eri Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 2 100
@simonzeakiya
@simonzeakiya 2 жыл бұрын
ትሑት, መስሓቕ, ገርሂ, ለባም ብዙሕ ጸጋታት ኣምላኽ ዘለካ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ ሂይወትካ ምሉእ እግዚአብሔር ባሪኹ ዓወት ይሃብካ ናቱ ሓወይ❤️
@kuhlayteklemariamsoum1148
@kuhlayteklemariamsoum1148 2 жыл бұрын
ልክዕ ገርሂ ❤❤
@danielmeaze7569
@danielmeaze7569 2 жыл бұрын
Nay bhaq
@fevennugusse1814
@fevennugusse1814 2 жыл бұрын
Ya nay bhaki nati bulux seb amilak misu yikoun welasit amilak thlwo 💕💕💞💞💓💓💓🙏🙏🙏
@user-uq7zy9yw3l
@user-uq7zy9yw3l 2 жыл бұрын
waw ፒተር ብሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣምላክ ይሓልዎ ድጋጎመ ሪኤዮ ኪፍ ዘለዎ ኣስመራ ኣዘካኪርና
@hezqealwedi6132
@hezqealwedi6132 2 жыл бұрын
Comment be dengela kea rekibkaya 😂😂😂 Bhaqi natu abey seb
@freweinimegos225
@freweinimegos225 2 жыл бұрын
ልዕሊ ኹሉ ኣብ ሃይማኖትኩም ጽኑዓት ምኻንኩም ካብ ልቢ የመስግነኩም ።ስለዚ ክትወጹን ክትኣትዉን እግዚኣብሄር ጋሳየይ እዩ ዝጎድለኒ የብለይን ኣብ ልሙዕ ሻኻ የውዕለኒ ናብ ዝዓርፈሉ ማይ ይመርሓኒ እሱ ንነብሰይ የህድኣ እዩ'ሞ ኣሜን ። ኣይትረስዑ
@zeraykiflemichael5320
@zeraykiflemichael5320 2 жыл бұрын
Eti ziabeye neger ab haymonetka mieman amlak yhgzeka eyu.
@user-pg1nl1mg4v
@user-pg1nl1mg4v 2 жыл бұрын
ኣሜን
@selamselam5746
@selamselam5746 2 жыл бұрын
Amen
@filmonsemere7320
@filmonsemere7320 2 жыл бұрын
Shmu zxewe ayhafrn eyu fetari yhagzom...Amen
@AFBM1929
@AFBM1929 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@angosomwoldu3957
@angosomwoldu3957 2 жыл бұрын
💖ናቱ ጅግን ኣብ ኩሉ ጉዑዘኻ ድንግል ማርያም ጽላላ ተጽልለካ🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@trhastsige2295
@trhastsige2295 2 жыл бұрын
ናቱ ናይ ብሓቂ ኣብ እምነትካ ዘለካ ኣረኣእያ 🙏🙏🙏ኣምላኽ ኣብ ዝኸድካዮ ኹሉ ምሳኻ ይኹን 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ከምእውን ንኹሎም ተቀዳደምቲ ኤርትራውያን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrea2913
@eritrea2913 2 жыл бұрын
100% ጽቡቕ፡ኣለኺ
@peace674
@peace674 2 жыл бұрын
ናቲየ ኣነስ ክፈትወካ ያ ኣነ ገለ ጌርካለይ ኪያሮ ን ናቲ ዝፈቱ like ይግበር እስከ
@munir5489
@munir5489 2 жыл бұрын
ናቱ እታ ማልያ ኣይተዓወትካላን ግን ልብና ተዓዊትካሉ ኢኻ ። ሂወትና ሙሉእ ዘይንርስዖ እምነት ኣርኢና ♥
@merhawimichael2684
@merhawimichael2684 2 жыл бұрын
Natu shukor nay behaki abi seb eka amlak yhalweka ab kulu gezoka
@John..ጆን
@John..ጆን 2 жыл бұрын
Nay behaqi
@merongeb4714
@merongeb4714 2 жыл бұрын
Abay zereba🥰🥰
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
Exactly
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 жыл бұрын
Nay bhaqi.🙏🇪🇷❤️🌹
@SalamSalo
@SalamSalo 2 жыл бұрын
ናትናኤል ሓወይ ፈጣሪ ይሓልካ ጠንካራ ኢካ ኣድናቂትካ እየ 💘❤
@robelmajor5256
@robelmajor5256 2 жыл бұрын
👍👍❤❤
@amanuelgoitom329
@amanuelgoitom329 2 жыл бұрын
💯💯💯💯💯💯
@user-qv9rj6cy3m
@user-qv9rj6cy3m 7 ай бұрын
❤❤❤
@stilljesusloveyou9644
@stilljesusloveyou9644 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ፍቕሪ ኩሉ ኹም ስፖርታውያን ተኸተልዎ ልዕሊ ዓወት ፍቕርን ሕውነትን ምዃኑ ሚሂርኩምና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ።
@user-rs1rl5qj1l
@user-rs1rl5qj1l 2 жыл бұрын
ናቱ hero 💪 ናቱ ተፈታዊ ናቱ ፍቅሪ ❤️ ናቱ ሽኮር ኹሉ ኢካ I Love you so much 🇪🇷❤️🇪🇷 ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ ንናቱ 👍👈 አረጋግጽለይ ፍትውትው በቃ ❤️
@user-oj5gk5mr6l
@user-oj5gk5mr6l 2 жыл бұрын
ምፍታው ጥራይ 🌹🌹💘💘❣️❣️💝💝💕💕💕💕ፍቅሪ ኢኻ ናተይ ❣️
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 2 жыл бұрын
ናቱ ኩሉ እዩ ዕላሉ ትሕትንኡ መግለጺ ስኢነሉ
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 жыл бұрын
ኣይ ከማይን
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 жыл бұрын
ንናቱ ደኣ መን ዘይ ፈትወ ናጻ ሰብ ግርህነቱ ኣዝየ ፈትዮዮ ከም ናይ ናቱ ግርሂ ሰብ ይደሊ ኣለኩ
@user-rs1rl5qj1l
@user-rs1rl5qj1l 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ ናቱ ሽኮር ❤️🙏❤️ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Wawa61919
@Wawa61919 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷💪🏾 ናቱ ከፍ ዝህበኩም እስከ በዛ Like ንፈትወካ ንበሎ ኣምላኽ ይኹን ምሳኻ ናቱ ምውዳቅ ኣብዚሕካ🇪🇷🙏👏 I proud to be Eritrea 🇪🇷💪🏾
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
I am proud to be eritrean too. ኤርትራውነት ግን መንነት ኣይኮነን ዜግነት'ዩ።
@natimera8543
@natimera8543 2 жыл бұрын
@@sgrbietna374🤐🤐🤐🙄
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
Amen
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
@@sgrbietna374 way gud suq belu bejakum
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
@@lulrbahri እንታይ ነፊሑካ
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 2 жыл бұрын
Interview ከየሕለፍኩ ክሰምዕ ኣይፋለጠንን እዪ ናይ ናቲ ግና ከይትውዳእ እየ በቂቀያ በቃ ተዋዛያ ይ፤ቁም ነገረና፤ ፍርሓት ኣምላኽ ዘለዎ፤;ገርሂ ዝተራኣዮዝዛረብ፤ትሑት፤ ኩሉ በቃ proud of you መሰታይ you won the heart of de funs ⭐️🇪🇷ድንግል ኣምላኽ ኣብቲ ትደልየ ደረጃ ተብጽሕካ ናታሊኖ 🌞❤️
@kokobbeyene1646
@kokobbeyene1646 2 жыл бұрын
ቶፖ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም የቐንየልና
@user-uh4ry5bq5e
@user-uh4ry5bq5e 2 жыл бұрын
ወላዲት ድንግል ማርያም ባዕላ ጽላላ ተንብረልካ ዝሓወይ
@amanuelgoitomdawa6990
@amanuelgoitomdawa6990 2 жыл бұрын
ብሉጽን እሙን ዓርክን እግዝኣብሄር ይባርካ ቕንዕናኻ ኣድኒቕዮ ናቱ ኣንበሳ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rxlam2287
@rxlam2287 2 жыл бұрын
Natu is a delight to watch. He has a great personality for a young person. He is honest, humble, funny, fighter and most importantly a team player. He has a great potential to become the greatest if he was given an opportunity, training, support and encouragement from his own team, other professional riders and all Eritrean supporters. May God always protect you Natu Jigna 🙏
@solozbelo6253
@solozbelo6253 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይባርካ, ናይ ብሓቂ ጭዋ. ትሑት ለዋህ ፈቃር, ኣርኣያ ኣብነት ሕብረተሰብ ኢካ, ሕልምካ የስምረልካ
@godblesseritrea6062
@godblesseritrea6062 2 жыл бұрын
ካብ መፋርቕ ሰማንያታት ኣትሒዘ እየ ኮርሶ ዝከታተል ኔረ ናይ በዓል ዘርአጋብር የማነ ተኸስተ ሓላባይ ቲፎዞ ከኣ ኔረ ብሰንኪ ስደት ከኣ ነዊሕ ዓመታት ተፈልየዮ ጸኒሐ ሳላ ቢኒ ከኣ ዳግማይ ተመሊሰዮ ከም ናቱ ጌሩ ስምዒተይ ዝሰረቐኒ ተቐዳዳማይ ግን የለን ናቱ ብሓቂ ናይዘመንና ፍትሓዊ ተጻዋታይ ኣጆኻ ደገፍትኻ ኣብዝኽድና ኬድና ምሳኻ ኢኒ ። ቶፖ ንዓኻ ከኣ ዝዓበየ ምስጋና ይግበኣካ ።
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 2 жыл бұрын
ናቱቱቱ ዘይግድሶ ወዲቁ ዝትስእ ከም ኩዑሶ በታቲኩ ዝወጽእ እፍሊ ፍሕሶ ንዓቀብ ብትብዓት ትፍልሶ ኣብ ጸወታካ ግድን ምውዳቅ ትቀምሶ ብኒሕን ሓቦን ንውድድር ትምለሶ ብእምነት ኣምላኩ ንቁስሉ ዝፍውሶ ብሂወት ተሪፍካ ማርያም በሊዓ ቦሶ ንቂምታ ብፍቅሪ ትድምስሶ ኣጆካ ኑኡሰይ ዓወትካ ሕፈሶ!!!!!!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናቱ ሓወይ ኣምላክ ይሓልካ ድንግል ማርያም እንዳመረሐት ኩሎም መላእክቲ ብየማነጸጋምካ ይሓልውካ ኣጆካ ሰብኣይ ኢካ ሰብኣይ ሰቡኡት!!!!!!!
@temesgenamlakey2520
@temesgenamlakey2520 2 жыл бұрын
💯✅️👌❤🇪🇷👍.
@rimhagos3872
@rimhagos3872 2 жыл бұрын
Wow
@viscaelbarca7796
@viscaelbarca7796 2 жыл бұрын
👍👍👍❤️
@18sila
@18sila 2 жыл бұрын
🇪🇷😘❤️
@merhawitmehari6761
@merhawitmehari6761 2 жыл бұрын
wawww❤
@terhasmehreteab2100
@terhasmehreteab2100 2 жыл бұрын
ዋውውውው ናቱ ሓወይ ለባም ለዋህ ፈቃር ብዓቢኡ እምነትካ የንዛሃልካ ፈታሪ ምሳካ ይኩን ቀጽሎ ተባረክ
@luleyshmangus1921
@luleyshmangus1921 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ ፈጣሪ ጉዑዘኻ ሙሉእ ሓጎስን ሰናይን ቅሳኔትን ይግበረልካ ኣሜን ጠባይካ ኣድንቀዮ ትሕትናኻ ጉሉጽነትካ ሓሎይትካ ግርህናካ ዋዛኻ ኣብ መንግድኻ ኩሉ ዓወት ይግበረልካ ፈጣሪ ኣሜን ። i love you eri Good pless you eri
@Wawa61919
@Wawa61919 2 жыл бұрын
ToPo hawey natey ni natu mera Bini behade zeytikiribelna zikeal ente koynu behade kirieyom behade kielilu dilet zelewo abza comment Like 👍 giberu yihwat🇪🇷🙏
@user-mt7vp5ck7q
@user-mt7vp5ck7q 2 жыл бұрын
Ane wun kemiu eye texebye nkltiom bhade zemxom mesilni enber bebeynom mukanom zeyterfos b 2 kzrgha neyrwo
@senaitasmelash8816
@senaitasmelash8816 2 жыл бұрын
Ya ane wn kemu texebye
@selamrezene542
@selamrezene542 2 жыл бұрын
*ኣጆኻ ናትናኤል ሓወይ ብራቮ ኢኻ ቅዱስ ሚካኤል ቅድሜኻ ይሕለፍ ኣብ እምነትካ ጽኑዕን ተባዕን ኩን ።*
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 2 жыл бұрын
ንፉዕ፡ ሓየት፡ ኮርዒዳ፡ ዕዉት፡ ጎብለል፡ ሃብሮም፡ኣንበሳ፡ ጅግና፡ ጎበዝ...ኢኻ። ብራቮ!?።
@kamillclassic8714
@kamillclassic8714 2 жыл бұрын
ናቱ ጅግና በሊሕ ስሑል ጭዋ ገርሂ ተዋዛይ ኣምላኽ ዕድምን ጠዕናን ይሃብካ 🤲❤️🇪🇷 ደቂ ኤረይ በብእምነትና ኣብ ግዜ ጾሎትና ንዘክሮም ኣምላኽ ኣብ ከባቢኪም ይዝንቢ እዩ እሞ ኣጀኩም ሓላዊኩም ኣይታከስ🤲❤️🇪🇷🕍🕌
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 2 жыл бұрын
ናትናኤል ወደይ ለባም ዓቢ ሰብ. ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ ኣምላኽ 🙏🙏🙏
@naodentertainment3173
@naodentertainment3173 2 жыл бұрын
ናቱ ናቱ ናቱ ናይ በሓቂ መግለጺ ስኢነልካ ኣብ ሃይማኖትካ ጽኑዕ ኣብ ተጸዋርነትካ ሓያል ኣብ ኣጸዋውታኻ ኣብ ኩሉ ዘድምዕ ኣብ ሰብኣውነትካ/ሕያውነትካ ርህሩህ ኣብ ዕላልካ መስሓቕ ተዋዛያይ ሓደ ሓደ ግዜስ ኮሜድያን ድዩ ኮርሳተረ እየ ዝብል ናቱ ጅግና ናይ ብሓቂ ኩሉ ኢኻ።💞💞💞💞
@tesfaytsge7580
@tesfaytsge7580 2 жыл бұрын
🙏❤💪
@semutewolde5897
@semutewolde5897 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ናቲ ሓወይ ኩሉ ግዜ እምነት እንተ ኣለካ እምነትካ ዩ ዘድሕነካ ኣደይ ማርያም ምሰ ፍቁር ወዳ ጎይታና መድሓኒና እየሱሰ ክርሰቶሰ ይሓልኻ ምዓር ሓወይ🇪🇷🌹🌹🌹
@teametesfagergsh2466
@teametesfagergsh2466 2 жыл бұрын
Natu jegna edmen tenan yehabka
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp 2 жыл бұрын
Amen
@tesfayhailemarim7650
@tesfayhailemarim7650 2 жыл бұрын
ኣብ ሂወተይ ካብ ዝተኣብዘክዎን ናይ ቶፖ ኢንተርቪው, አዛ ናይ ናቱ ኢንተርቪው ቀልጢፋ ንኸይትወዳእ ከመይ በክቀያ መስለኩም,100%ቶፖ ዓዛናዩ ሕቶ 100%ናቱ ሱቅ አልካ ኩሉ ዘረብኡ ክትሰመኦ ዘይምኖ Good bless you ኑአሳይ
@hiwetaqeshi5175
@hiwetaqeshi5175 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ ፈርሃት እግዚኣብሄር ዘለዎ ሰብ መመሊሱ ኢዩ እግዚኣብሄር ዘሳስየሉ ሞ ኣጆካ
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 2 жыл бұрын
ዋውው እዚ ቆልዓሲ ኣዝዩ ጻዕዳ ኢዩ ዋላ ኣብ ዘረብኡ ክግርም ዝብለካ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@senait9742
@senait9742 2 жыл бұрын
Betesebey eyo kab hixaninetu enterifo zeygodae wae kifiat yebilun buruk eyo egezabeher abizihu ybariko
@tekletewelde1296
@tekletewelde1296 2 жыл бұрын
ግሉጽነት ግርህና ቅንዕና ነካስ እምነት ሕውነት ክብረት ተዋዛያይ እዚ ኩሉ ምስ ናቱ ትረኽቦ።
@eliltaabrehe1536
@eliltaabrehe1536 2 жыл бұрын
Ya haraki seb eqa teiuy eyu kifeat sele zeybilu eyu aghdu zezareb
@tekletewelde1296
@tekletewelde1296 2 жыл бұрын
@@eliltaabrehe1536 ጽቡቅ ኣለኺ። ዋላ ስፖርት ውን ኣብ ስሚዒት ኢዩ ዘእትወካ ብፍላይ ዕድሚኡ ኣረኣኢኻ ንናቱ ትጽበዮ ኢዩ።
@NOOR-ni7vr
@NOOR-ni7vr 2 жыл бұрын
I’m in love with Natu 💞 he’s so funny 😂 wedi erey shikor 🇪🇷✊🏽🇪🇷
@kekobtesfaldet2944
@kekobtesfaldet2944 2 жыл бұрын
Natuya Makseb Fkrrr Kulu neger Kef dalwo wedi Mera ena neftwekea befley An Nanatuya zeftwo eska Like yregxani
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 жыл бұрын
እመ ብርሃን ወላድተ ኣምላኽ ምስ ፍቁሩ ወዳ ምሳካ ትኹን ናቱ ሓወይ ኣጀካ ኩሉ ግዜ ብጸሎት ጀምር ከይተቋርጽ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰✅️✅️✅️✅️✅️✅️🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅️✅️🥰🥰❤️❤️❤️🥰❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tewegh734
@tewegh734 2 жыл бұрын
ዋው ንመጀመርታ ግዜ ሰሚዐዮ፡ ወላ ኮ ጋዜጠኛ ተስፋልደት ሕቶታቱ ወዲኡ እንተ ኣፋነዎ ንዓና ተዓዘብቲ ግን ብኡነት ሓጺራትና፡ ኣስተውዕሉሉ ስኪ ነፍሲ ወከፍ ዘውጽአን ቃላት ሚዛኑ ዝሓለው ጥራይ ደይኮነ ዓቢ ትምህርቲ ውን ዘስንቕ ዩ ኣገናዕ ኮሪዕናልካ ናቱ ጅግና ኢለ ከይ ወዳእኩ ኣብ ሃይማኖትካ ደሎካ ጽንዓት ውን ልዕሊ ኩሉ ካብቲ ንውሽጠይ ዝተንከፈኒ ብሙኻኑ፡ ፈጣሪ ኣብ ኩሉ ምንቅስቓሳትካ ይሓልኻ ብኑእስካ ናይ ዓበይቲ ሓሳባት ተሰኪምካ ዓቢ ስራሕ ትሰርሕ ኣሎኻ ሞ፡ ከምቲ ጻዕዳ ልቢ ዝተዓደልካዮ መንገድኻ ኩሉ ሓቒቕ ከም ማይ ንግሆ ይኹነልካ፡ Proud Of You Nati KING!
@Eyob302
@Eyob302 2 жыл бұрын
ናቲ ናቲ.... ኩሉ ነገርካ ስሉጡን .. መስሐቅ ፥ ለባም ፥ መክበሪ ሰብ ፥ ፍርሀት ኣምላክ ፥ ... .ተባረክ ናቲ ሐወይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ውይይይይ ናቱ ሽኮር ♥️ ቤተክርስትያን ከይደ ኣባ መስቀልን ድርሳነ ሚኪኤልን ሂቦምኒ ኣምላኽ ይመስገን ጹቡቕ ኣለኹ ኢልካ 🤔🙏♥️ መመሊስካ ብርኽ በል ስም እግዚኣብሄር ዘልዓለን ዝኣመነን ኣይሓፍርን እዩሞ ኩሉ ግዜ አብ ዙርያኻ ይኹን 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷💪
@maharigebrehiwet1943
@maharigebrehiwet1943 2 жыл бұрын
ዋውውውውው ናቱ ብራቮ ለባም ሰብ ዋዛ ምስ ቁምነገር ኣዘራርባኻ ልኡም ኣብ እምነትካ ጽኑዕ"ኣብ ማእከልኩም ዝሓመመ እንተሎ ንመራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ይጸውዕ ንሳቶም ከኣ ብስም ጎይታ ብዘይቲ እናቐብኡ ይጸልዩሉ እታ ብእምነት ዝተገብረት ጸሎት ድማ ነቲ ሕሙም ከተሕውዮ እያ ጎይታና ውን ከተንስኦ እዩ ሓጢኣት ጌይሩ እንተኾይኑ ውን ክሕደገሉ እዩ"ያዕ 5፡14-16)ኩሉ ክርስቲያን ክንጥቀመሉ ኣድላዪን ግቡእን እዩ ናቱ ጽቡቅ ኣብነት ኣርኢኻና ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ንምናለየልካ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ድንግል ማርያም ትኩን ጽላልካ ኣሜንንንንንንን
@eliltaabrehe1536
@eliltaabrehe1536 2 жыл бұрын
Amen
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
Say Say Say
@tewelde9778
@tewelde9778 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓው።
@rthagos635
@rthagos635 2 жыл бұрын
Amennnn🙏🙏🙏
@TesfaRimna
@TesfaRimna 2 жыл бұрын
ንሕና ብሓሳብ፡ ብቃላትና፡ ብግብርና ብሩኻትን ጥዑማትን ዕውታትን ኢና!!!! Look at the words everyone is writing. What a Love! What humbled and respectful expression!!! Be blessed my Eritrean people!!! Viva Eritrea !!!
@ilovemam3808
@ilovemam3808 2 жыл бұрын
ናቱ ናይብሓቂ ተጻዋታይ ጥራይ ዘይኮነ እንኮላይ ተዋሳኣይ እዩ ጻዕዳ ሰብ እዩግርህነቱ ይርኣየሉ
@user-ov9by2co7d
@user-ov9by2co7d 2 жыл бұрын
ብርሃንኩም ከም ጸሓይ ቀትሪ ክደምቅ'ዩ ደቂ ሓላል መሬት (ትሑታት ከም ወለድና ጥራሕ ንኹን) I love you my people.
@sabelazereu6775
@sabelazereu6775 2 жыл бұрын
Natu kulu negeru xbuq .
@mgbela2680
@mgbela2680 2 жыл бұрын
Natu bro I love your honesty, humility, sense of humor and above all your faith in God. God is always with you but please concentrate to avoid accidents. We don't want to see you hurt. God bless you our beloved riders.
@1welwel875
@1welwel875 2 жыл бұрын
Proud of you Natu (achaio aka Achu) you enbody the true Eritrean spirit. Tenacity,,sportsmanship,FAIR,humble,God fearing spirtual,funny,trustworthy,selfless,courage,a heart of a lion,hardwork.You are a real inspiration for all small guys like me as long as you got the heart of competitive champion,physical endowment is secondary,,keep inspiring your young Eritrean Brothers and Sisters.Stay alert and safe,don't be an adventures daredevil 😂🤣❤you all Eritrean cyclists 🚴🚴‍♂🚴‍♀and athletes.
@meron5303
@meron5303 2 жыл бұрын
መርሃዊ ቅዱስ ኣብ መወዳእታ ፍረጻዕሩ ክሓፍስ ዘኽኣሎ፡ ብጻይነት ዝዓሰሎ ጅግና፡ ዉፉይ፡ እሙን ተቀዳዳማይ ኣብ ጎኑ ስለ ዝነበረዩ። well done!ናትናኤል ዋላ'ኳ ዘውዲ ሻምፕዮን 2022 እንተዘይኮንካ ናብ ናሽቱ ተቐዳደምቲ ዓቢ መልእኽቲ የሕሊፍካ ስለ ዘለኻ ዕግበት ይሰምዓካ።
@halleluja9074
@halleluja9074 2 жыл бұрын
ከመይ ዝበሉኻ ሽኮር ኢኻ ወደይ ኣምላኽ ካብ መውደቅቲ ኣብ ኩሉ መንገድኻ ይሓልኻ ብሩኽ ኢኻ ዘመንካ ኣምላኽ ይባርኽ
@erieri2848
@erieri2848 2 жыл бұрын
Best interview ever ናቱ ብጣዕሚ enjoy ጌረዮ መልስኻን መግለጺኽን:: መልስታትካ መሃርን መስሓቅን ኔሮም:: ናይ ምውዳቅ ጉዳይ ግን ብጣዕሚ ጥንቁቅ ክትከዉን ኣለካ:: thank you
@selam9003
@selam9003 2 жыл бұрын
You gotta love this guy! He is smart, humble, honest and funny. I can't wait to see him grow and do great things in cycling. Much love to you Natu hawey 💙. We will be rooting for you all the way.
@heri3588
@heri3588 2 жыл бұрын
Next Bini ኣምጽኣልና ቶፒፒ❤️🇪🇷
@mylifemyjourney1
@mylifemyjourney1 2 жыл бұрын
He did interview with Eri-TV already.
@filmonmokonen341
@filmonmokonen341 2 жыл бұрын
Ya she is right
@biniamgirmayfan4886
@biniamgirmayfan4886 2 жыл бұрын
@@filmonmokonen341 yes but we need more
@godislove2681
@godislove2681 2 жыл бұрын
@@mylifemyjourney1 mera too
@heri3588
@heri3588 2 жыл бұрын
@@mylifemyjourney1 We need more Konjetey
@user-pg1nl1mg4v
@user-pg1nl1mg4v 2 жыл бұрын
እዚ እዮ ኩርዓት ኤርትራውነት🇪🇷🐪🙏🇪🇷🐪🙏🇪🇷🐪🙏 ኪዳነ-ምህረት ምሳካትኩም ትኩን.እቶም ከይ ረኣዮ ዝኣምኑ ብጹኣን እዬም.ኣሜን
@oneday3237
@oneday3237 2 жыл бұрын
AMEN
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 жыл бұрын
Amen. 🙏❤️🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 2 жыл бұрын
Amen
@selamhagos3072
@selamhagos3072 2 жыл бұрын
Amen 🙏🙏 🙏
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 2 жыл бұрын
Bi natu zihameme 🥰🇪🇷❤️1000 like 🙏
@yonassemere7858
@yonassemere7858 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣደ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷 ብስንቂ እያ ተበግስ ኣዛካኪርካኒ❤❤👍👍👍
@abelghebremedhn1035
@abelghebremedhn1035 2 жыл бұрын
ናቱ ሓውና ዘይጽዓርካሉ ኣይብላዕን' ዩ ካብ ዝብል ጭዋ ሕብረት-ሰብ ከም ዝተፈጠርካ ዘረጋገጽካሉ ስልጡን ባህሪኻ፡ናእዳን ኣድናቖትን እምበር ጸርፊ ንዓኻ ኣይግባእን ዩ።ብዙሕ ፍረ ዘለዎ ስፖታዊ ዓወታትኩም ንኽንርኢ ንኹሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
@meronsolomon6236
@meronsolomon6236 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ምሳኻ ይኹን ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልካ🥰💯💒✝️
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 2 жыл бұрын
መርሓባ ቶፖ ሸው መቕሰን ናቱ ጻዕዳ ልቡ ወዲ ኤረይ ጅግና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏🙏💪💪💪
@selamabraha9254
@selamabraha9254 2 жыл бұрын
Best interview ever 🙌 👌, thank you Topo 😊. proud of you Natu and am one of the new followers 😀 😄
@dawitmebratu6011
@dawitmebratu6011 2 жыл бұрын
ናቱ ናይ ብሓቂ ለባም 🙏🙏 we 🇪🇷 are proud of you guys
@eriasmara4218
@eriasmara4218 2 жыл бұрын
አምላክ ፡ ይባርካ ፡ ናቱ ፡ ንኩሉኩም ፡ ይባርኩም። ጀጋኑ ፡ ደቂ ፡ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷አሜን።
@yogo5140
@yogo5140 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ ብጣዕሚ ምጥንቃቅ ከድልየካ እዩ,,ንሕጂ ኣይክርድኣካን ኤዩ ዳሕራይ ግን ኣብ ጥዕናካ ማህሰይቲ ከይየሜጸልካ። and thank you for everything 🙏🇪🇷❤️
@fissahayearaya1910
@fissahayearaya1910 2 жыл бұрын
ኤርትራዊያን ሓጢያት ስለ ንፈርሕ እግዚኣብሔ ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ። ናቱ የዕጊብካና ፡ ኣኩሪዒካና፡ የሒቢንካና እግዚኣንሔር ዝፈትዎ ስራሕ ሰሪሕካ። እግዚኣብሔር ምሕረት ያኣዝዝ።
@danielgehbru6075
@danielgehbru6075 2 жыл бұрын
Nay bhaki Eritrawi halal bruk ferhat egziabher zelewo tium hzbi.🙏👍💯👏🇪🇷❤💙💛💚
@Dankemile403
@Dankemile403 2 жыл бұрын
Des kbleka shikor ❤️❤️❤️❤️
@amlakeybehaqisenayeka
@amlakeybehaqisenayeka 2 жыл бұрын
Sooo true 💯💯💯💯💯
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 2 жыл бұрын
ብመጀርያ እንቋዕ ሓጎሰካ ናቱ ሓወይ ብጣዕሚ ብልቦና ኾነ ብብቅዓት ዝወጻኣካ የለን ብተወሳኺ ድማ እታ ኣብ መወዳእታ ዘማሓላለፉካዮ መልእኽቲ ንሕማቅ ወረ ኣይንታወኽ እትብል ኣስሚረላ ኣለኹ ።ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ናቱ ሓወይ 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
@tsegaygebremariyam2499
@tsegaygebremariyam2499 2 жыл бұрын
Natu our Hero ...He so humble , Honest and generous person..I hope you feeling better soon and we will see in a game. God bless you and your whole family members.. you are so cute and funny person.
@aymanshamas6643
@aymanshamas6643 2 жыл бұрын
Tasbya,germa, Zamre,,
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 2 жыл бұрын
ናቱ ንፍዕ ተባዕ ተስፋ ዘይቆርጽ ጽንዕ ክርስትያናዊ። ያእቆብ 5 16፤ ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ብዙሕ ተስልጥ እያ።❤ ኣጆካ መዝሙር ዳዊት 23 እንተ ሕዝካዮ ውን ጽብቅ ኢዩ ።እግዝኣብሄር ጎሳይየ ኢዩ ዝጎድለኒ የብለይን.........
@mhretaebtesfamikael1449
@mhretaebtesfamikael1449 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ናቱ ጂግና ኩሉ ስራሕካን ኣዛራርባኻን ደስ ዘብል ተስፋልደት ድማ thanks more
@yowhans9berhe435
@yowhans9berhe435 2 жыл бұрын
ናቱ ጅግና ብዓል ሕልና 🥰❤🇪🇷
@ST-rd5dj
@ST-rd5dj 2 жыл бұрын
He is very optimistic and entertaining person :) His endurance and pain control is amazing. Way to go nati!!!
@maedonaentertainment
@maedonaentertainment Ай бұрын
እዋይ ሓወይ ምውዳቅ ሲ በዚሕካ ናይ ብሓቂ ግን ዘሐጎሰኒ ነገር ኣብ እግዚኣብሄር ዘለዎም እምነት ዩ ሰስኑ ደቂ ኤረይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@user-ju5sn2po5m
@user-ju5sn2po5m 2 жыл бұрын
ኣክሹ ዓይነይ ፈጣሪ ካብ መውደቕቲ የሓልውካ ኣምበሳየ am proud of you hero
@selamg3325
@selamg3325 2 жыл бұрын
ናቱ ተባዕ ተጻዋታይ ኣጆኻ በርትዕ... ቶፖ good job
@adhanomtsfa8818
@adhanomtsfa8818 2 жыл бұрын
መርሐባ ናቱ ወደይ አጄካ ጥራይ በርትዕ
@gedna9253
@gedna9253 2 жыл бұрын
The most humble young man I've ever seen🥺😍😍😍😍
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u 2 жыл бұрын
ናቱ ጅግና ኣጆና ንፉዕ፡ ከምቲ ናቱ ዝበሎ፡ ንሕማቅ ኣይንጉየ በጃኩም ፡ነተባባዓዮም 🇪🇷🇪🇷❤💐💐
@asmerinoshikorrr5654
@asmerinoshikorrr5654 2 жыл бұрын
ኣዋይ ናቱ ሽኮር ናይብሓቂ ቑኑዕ ሰብ ኢኻ ንዓኻዶ እዚ ኩሉ መውደቕቲ ወደይ ኣጆኻ ከምእምነትካ ይግበረልካ ካብ ሕጂ መውደቕቲ ክተርፈልካ ጸሎት ክንገብረልካ ኢና ናቱ መቅሰን
@michaelsium1613
@michaelsium1613 2 жыл бұрын
ብራቮ ናቱ ኣጆኻ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ካብ መውደቅቲ እግዚኣብሄር ይሓልኻ
@user-lq1eh3dc8y
@user-lq1eh3dc8y 2 жыл бұрын
ለዋሕ ኢካ ኣምላክ ካብ ክፍዕ ይሓልካ ናቲሓወይ👍♥️
@user-gk3uz4im5q
@user-gk3uz4im5q 2 жыл бұрын
Psalms 34 (ትግ) - ዳዊት 7: መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር የናግፎም ከኣ እዩ።
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 2 жыл бұрын
I love Nathnael. He is a great comedian. He made me laugh a lot 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁😁😁🙏🙏🙏😃😃😃🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonasghebretnsae9135
@yonasghebretnsae9135 2 жыл бұрын
Me too 😂😂
@mylifemyjourney1
@mylifemyjourney1 2 жыл бұрын
I cannot stop laughing...Italy to Asmara 😂😂😂
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 2 жыл бұрын
Me too
@yorsaliemgebrengusgebrengu5958
@yorsaliemgebrengusgebrengu5958 2 жыл бұрын
Me too ❤❤❤❤
@mehahe7882
@mehahe7882 2 жыл бұрын
Me too
@sahleamanuel9435
@sahleamanuel9435 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ በጃኻ ማጮለት ታሓጸብ ብጣዕሚ ዕንቅፋት ይበዝሓካ ኣሎ፡እዝጋኣብሄር ክምሕረካ ኢዩ።ኣምላኽ ይሓልኻ
@selamkibreab2938
@selamkibreab2938 2 жыл бұрын
Ewe nay bhaki xelaei senay alewo zei kolea khxeb alewo my cholot amlak mseu ykun
@hanierigirl7209
@hanierigirl7209 2 жыл бұрын
Nay bhaqi ane keman komu ele amlak yhagzo
@liyawelday1278
@liyawelday1278 2 жыл бұрын
Egzabehr yemesgn adman tenan yhabka fetari ajeka 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🙏🙏🙏
@berhanegebretnsae
@berhanegebretnsae 2 жыл бұрын
እቲ ግሉጽነት ልክዕ ከም መንፍዓትካ ናቲ ሓወይ እንኩዕ ሓጎሰና❤💪
@saidabdu7747
@saidabdu7747 2 жыл бұрын
ብራፖ ናቱ ኣምበሳ ኣጆካ ንጽቡቅካ ዩ ቡዙሕ ዕድል ኣሎካ ኣብ ኩሉ ጉዕዞካ ዓወትን ኣሳልጦን ምስ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምበየልካ
@user-bb2lf2zi6c
@user-bb2lf2zi6c 2 жыл бұрын
ናቱ ሓቢቢ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ካብ መውደቕቲ ይሓልኻ። ኣብ ቤተክርስቲያን ዘለካ ፍቕሪ ዓቢ እዩ ። ቀጽሎ ። God first !!!!
@febuhubi573
@febuhubi573 2 жыл бұрын
ናቱ ጅግና ድንግል ማርያም ትሓልካ
@user-fg5pe6on3n
@user-fg5pe6on3n 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ንኹልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኪዳነ ምህረት ብ ኣማላድነታ ትሓልኹም ትሓልወና፡
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ ደቂ እታ ቅድስቲ መሬት❤ We love you always👍
@__salasa
@__salasa 2 жыл бұрын
ናቱ ጻዕዳ ኣንበሳ 🦁 ኣጆካ ኣብ ቀጻሊ ካባካ ዝጽበዮ ብዙሕ እዩ ኣይትሕመቅ ጎቦዛይ 🤴🙌
@00DK657
@00DK657 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ መንእሰይ፥ ህርኩት፥ጻዕራም፥ ንጹህ፥ ገርሂ፥ ናቱ! Proud of you!!!!
@edenteweldbrhan2546
@edenteweldbrhan2546 2 жыл бұрын
Hahahaha 😂😂😂 Much Love 💕 and Respect ✊ Natu Shikor ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👏
@naylbeynaylbey9351
@naylbeynaylbey9351 2 жыл бұрын
ኣብ ሂወተይ ንዘላለም ደይርሳኣ 2022 ናቱ ብሽምካ እየ ድዝክራ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@Gerie1998
@Gerie1998 2 жыл бұрын
ናቱ ጅግና ኣጆካ ተዋዛይ ኢኻ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ ደስ ብሃሊ መንእሰይ
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
Wow dake ertera 🎉congratulations 🎊 👏 💐 🥳 🙌 😀 god bless to 🇪🇷 ertera people ❤
@selam8217
@selam8217 2 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ንፍዖ ናቱ አምላኽ ይባረኪ ዕድል ንዝመጸ ጌዜ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godiseverthing6215
@godiseverthing6215 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ ጽብቕ ስራሕ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@teamemedia
@teamemedia 2 жыл бұрын
ዋውው ናቱ ኣብ ጸወታ ሓያል ብልቦና ንእሽተይ ከንስኻ በሊሕ ልዕሊ ኩሉ ድማ ትሕትናኻን ናጻ ኮይንካ ናይ ምዝራብ ባህርኻ ኣድኒቀካ ዕበየልና ኮርሳተረ ናቱ 🚲🇪🇷🇪🇷🥈
@asmeromhintsa8428
@asmeromhintsa8428 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ በሓቂ ለባም, ንፉኣ, ገርሂ, ኣብ አምነቱ ሓያል ኣማኒ. ኣምላኽ ከኣውተካ አዩ ቀጽሎ ኣጆኻ
@susali9912
@susali9912 2 жыл бұрын
Omg Natu shikor 😍 I didn't know natu was so humble honest and humerus ❤❤ God bless you all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nanetataye1679
@nanetataye1679 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቖን ተጻዋታይ ፡ኩሉ ነገርካ እዩ ጽቡቅ ናቱ ዕላልካ ጥዑም መስሓቅ መሐጎስ። ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ናቱየ ሽኮር😍🥰😘❤❤❤❤❤
@mizanabraha573
@mizanabraha573 2 жыл бұрын
ዕድመ ጥዕና የሓብካ ኣንበሳ ናቱ ኣይትታአንቀፍ ኩሉ ግዜ ኣብ ጉኡዘካ መንገድካ ጽላሉ የንብረልካ ፈጣሪ ሓበን ሓገሩ
@rahwatesfaslase6648
@rahwatesfaslase6648 2 жыл бұрын
Natu meksen 😊Amlak yhalkum ezom yehwatey 🙏GBU 🇪🇷🇪🇷♥😍
@genetyohannes9025
@genetyohannes9025 2 жыл бұрын
Tawet Tawet Natu edmen tenan yhabkum deki eri halal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@user-jn2ic9mm2y
@user-jn2ic9mm2y 2 жыл бұрын
Natu ባዓል ሙሉእ ሕልና ታሓቢነልካ።👈💪❤🌼🌾🕌🙏⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ናቱ! ልዕሊ ኩሉ ተጻዋርነትካን ናይ ዓወት መንፈስካን ብራቮ በርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣሎና።
@user-zq7nf7zs8s
@user-zq7nf7zs8s 16 күн бұрын
amlake mesakume yekun ❤❤❤❤❤❤
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 2 жыл бұрын
ብሓቂ ፍርሓት ኣምላክ ዘከካ ብሉጽ ለዋህ ኩሉ ነገርካ ፍሕሽው ከማካ ለባም ንሓወይ በሃሊ ናትካ እዩ ናትካ ኤርትራዊ ማለት እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣብ ንከዶ እመብርሃን ትኩን Thanks top ናቱ ናይ መወዳእታ ኣድናቆት ይግበኣካ እዩ ።
@user-bb2lf2zi6c
@user-bb2lf2zi6c 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ደቂ ኤረይ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ንሰብ ካብ ፖለቲካ ኣውጺኹም ኣብ ስፖርት የእቲኹሞ።
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
Bhaqi
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 5 МЛН
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 19 МЛН
Fortunately, Ultraman protects me  #shorts #ultraman #ultramantiga #liveaction
00:10
Part 01 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago 2024
53:29
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 309 М.
በዓል ታሪኽ ዳኒ ምስ Topo ቀልዓለም ዘይብሉ ዕላል።
1:06:09
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 5 МЛН