KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ሃይሉሽ ኣርኣያ (Haylush Ariaya)አሳድዶም ብመሪር ቃልስካ ተጋዳላይ አንበሳ በረኻ TDF አብ አጉላዕ ከተማ
15:38
ብዕልልታ ዝተዓጀበ ሞት ደቂኖ/#ብርሃኑ ደንገዘ#tigray#dirge# well performed mourning# funneral rite#2023
14:49
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Правильный подход к детям
00:18
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
New Tigrigna Music Hailush Araya | ኣሳድዶም ነዞም ኣራዊት ሰራዊት (ኣርቲስት ስውእ ጅግና ተጋዳላይ ሃይሉሽ ኣርአያ)
Рет қаралды 278,163
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 7 М.
Gezana Media House
Күн бұрын
Пікірлер: 544
@galltdf4622
3 жыл бұрын
ኣሳድዶም ብመሪር ቃልስካ ምክልካል ሃገረ ትግራይ ኣምበሳ በረካ♦️❤️💗💛 ተጋሩ ብምካንኩም ዝትኾርዑ ላይክ👍
@seluloveazitey3095
3 жыл бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️እፉፉፉፉ ተጋሩዋይ ታሕጓሰ ክመውት ኢለ ካባኩም ምፍጣረይ ኣምላከይ እየ ዘምሰግን ጀጋኑና i love you እፉፉፉፉ ሰደት 😪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@soliyanamearg5734
Жыл бұрын
ኣሕሕሕ ጅግና ተጋዳላይ ሃይሉሸይ ፃዕዳ ምእንተና ነታ ኣማራፂ ዘይበብላ ሂወትካ ከፊልካ እዚ ኩሉ ጅግንነት መሊኡ ዘይመልእ ልብና ተሰይሩ😢😢 ዘለኣለም ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑ ስውኣትና እግዚኣብሔር ኣብ ሑቁፊኡ የንብርካ ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ
@fthi3585
3 жыл бұрын
እንቓዕ ብርሃን ራአኩም ውጹዓት ህዝቢ ትግራይ አይምብርከኺን ዝበለ ህዝቢ ዩእወት እግዚኣብሔር ይመስገን ደስ ዝብል ሙሉእ ሐጕስ ይግበርልኹም ብሩካትይ
@ፀጉገብረፃድቅ
3 жыл бұрын
አሰይ ጀጋኑ እዞም አሓተይ ፀላእኩም ዓይኑ ይደፈን ህዝበይ ሓላለይ ትግራይ ትስዓር 💘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💋💋💋💋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@selammichael3108
3 жыл бұрын
Deki Alula ,deki hayelom,deki seare ,deki meles endikum tegaru ahwatey Mearey ❤️💛 Kab haftkum gal akele 💙💚&💛❤️🙌
@funtime417
3 жыл бұрын
ሸርሙጣ!! ኣከለ ከማኺ ለሓሲት የብልናን
@alskcvcv5889
3 жыл бұрын
እመቤታችን ታሓሉኩም አሕዋተይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💘💘💘💘💘🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💘💘💘💘💘💘
@birhn7948
3 жыл бұрын
ዋውውውውው እንታይ ደ ኩይነ እየ ባዕለይ ዘይዛዝሞየ ባዕለይ💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ንሊለ ብስሮና ንልለ።።።💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳❤❤❤❤❤❤
@tewoldetessema9317
3 жыл бұрын
ቅድስ ገብርኤል መልኣኽ ካብ ወረርቲ ናብ ሓይልታትን ትግራይን ; ህዝቢ ትግራይ ን እትትኮስ ጥይት ኣምክን : ተመሊስ ግንባር ወረርቲ ተፍርስ:: ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ብስራታዊ መልኣኽ ቅዱስ ገብርኣል ነፃነት ትግራይ ኣበስር: ቅድሚ ቅድሚ ሰራዊት ትግራይ ተጎዓዝ:: ዓይኒ ወረርቲ ሸፍን:: ጉልበትን እግርን ወረርቲ ይድከም:: ሞት ንወረርቲ: ዓወት ንሰራዊት ትግራይ:: ትግራይ ትስዕር:: ወሰብሃት ለእግዚኣብሔር::
@AaBb-ht7ed
3 жыл бұрын
ሃይሉሸይ መግለጺ እኮ ስኢነልካ 💘💘ጀጋኑና ማርያም ፅዮን ምሳኹም ትኹን 🙏🙏🙏ኣሕዋተይ መዓረይ ናተይ... እንካዕ ካባኹም ተፈጠርኩ.. ተመስገን ኣምላኽ 🙏🙏🙏
@stacysmith6513
3 жыл бұрын
አሕዋትራ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ብዓወት ተመለሱ አምላኽ ምሳኹም እዩ ❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️🙏🙏🏡 ትግራይ ትዔወት ❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@jkjkyutk4377
3 жыл бұрын
ትግራይ ትዔወት💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@ሶልያናፎታዊትሰብ
3 жыл бұрын
ሃይሉሸይ ወዲነይ ጅግና እፍፍፍ አነስ ኩሉ ነገር ተሓዋዊሱኒ
@almazgiday9935
3 жыл бұрын
በሎም አሳድዶም ቆራርፆም ኢቲኦም ተማሪኮም ዘለዎ ከማን ቆራርፆም ጀጋኑና ማርያም ፅዮን ፅላላ ትዘርግሐልኩም አመን ትግራይ ብአኩም ትስዕር
@ayekummaria7152
3 жыл бұрын
ብሽም ዛኮመንትኪ ሳብስክራይብ ገይረኪ ኣለኩ ማዓረይ
@محمدالعبدلي-ط3ف
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን♥♥♥💛💛💛💛
@abebaweldu4624
3 жыл бұрын
ኣሳድዶ ብመመሪር ቃልስኻ ተጋዳለይ አምበሳ በረኻ!! ኣዮኹም ዞም ኣሕዋተይ መዓረይ ልበይ ምሳኹም ከደትትትትትት
@ጓልተምቤንፃዕዳ
3 жыл бұрын
እሰይ ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱ 💊💊💊🥰🥰🥰💖💖💖💖💖💛💛💛💊💊💊💊✊✊✊✊✊💪💪💪💊💊💊💛💛💛💛💪💊💊💖💖💖🥰🥰
@saira1191
3 жыл бұрын
ጀጋኑና✊💊💪❤💛
@ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ናትኩም ምካነይ ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት ናይ ግድን 'ዩ ጅጋኑናናና
@tsadkangalabrha1682
3 жыл бұрын
Bezi wed zi ba fekri tekatselku tefeltwo tegarwani
@amanielaregawi7278
3 жыл бұрын
እሰይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ደስ ክትብሉ ኣሳድዶም ብመሪር ቃልስካ ተጋዳላይ ኣምበሳ በረካ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
@nebiatamaha4606
3 жыл бұрын
Our heros may God be with you All TDF we Love so much ❤ TIGRAY TISIER 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
@abbsh969
3 жыл бұрын
ሃይሉሸይ ዉድቶም ጆጋኑ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ💪💪💪💪💊💊💊💊💊💪💪
@ጋልፅዮንማርያምጋልትግራይ
3 жыл бұрын
ፃሓይ ገፆም ዓኩም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ቅድመኩም ድፍእ የብለኒ🙏😘😘😘😘
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
3 жыл бұрын
እሰይ እልልልልልልል እግዚአብሔር ይሓልውኩም 💪💪💪💪💪❤️💛🙏
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
3 жыл бұрын
ሃይሉሸይ ማዓረይ ጀግና 💛❤😍
@tigrayshow8224
3 жыл бұрын
Hadish derafay diu
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
3 жыл бұрын
@@tigrayshow8224 ዝፀንሖ እዩ ጎበዝ ደራፋይ እዩ!!
@tsadkangalabrha1682
3 жыл бұрын
@@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ Mekrtey gele belni fekri hizuni meszi wedi derafay
@ጓልመልኣከምህረት
3 жыл бұрын
@@tsadkangalabrha1682 ክክክ ወዲ አኮይ እዩ ከላልየኪ እየ ጓል ትግራይ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
3 жыл бұрын
@@ጓልመልኣከምህረት ክክክክክ አትዮ ስብ እንዶዳኣ ግበርኒ ምስ ሃይሉሽ ፍቅሪ ይሕኒ በጀኪ !! አሳዲዶም ብመሪር ቃልሲካ ተጋዳለይ አንበሳ በረካ !!!💛❤😍✊
@danielniguse5321
3 жыл бұрын
ኣጆኩም ኣጆኩ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍 ❤️⭐️❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@jkjkyutk4377
3 жыл бұрын
ኣጆኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FhCh-b7p
Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጅግና,ተጋዳላይ ሃይሉሽ😢😢
@solomonhailu1977
3 жыл бұрын
GOD bless the hero People of #Tigray Ajokum Naiena weyane #Tigray Yesier 💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪
@kalkidanteklehaymanot4828
Жыл бұрын
ዓለም ብላሽ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ጎይታ ይዘክርካ ሃይሉሸይ ብስጋ እንተሞትና ብነብስ ህያዋን ኢናሞ ብመንፈስ ምሳና ኣለካ ኣብ ልብና ንዘልኣለም ክትነብር ኢካ ወገን 😢❤❤❤
@cell9276
3 жыл бұрын
በይዛኹም ዳኣነ ኣቦታተይ ኣሕዋተይ ኣጀኹም ፈጣሪ ። እዉን ምሳኣኻትኽም እዩም ።ምስ ሓቀኛ ህዝቢ ትግራይ ንበርሎይ ንዘላኣለም።🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💖💖💖💘ትግራይ ትስዕር።
@axum5878
3 жыл бұрын
Amlak misakum ykun geganu deky tgray adey mearey ayny selamkum ydefen Amen Amen Amen hagere tgray tewet 💪💪💪💪💪❤💛❤
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
3 жыл бұрын
አታ ዝጀግና ሓውና ክፈትወ አነሰ አምላክ ምሳኹም ይኹን ጀግኑና
@BillyBob-zq9gr
3 жыл бұрын
ተጋሩ ያሸንፋል።
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
3 жыл бұрын
ጀጋኑና ክብሪን ሞጎስን ንዓኩም 💛❤😍✊
@ቴዲወዲቀሺ
3 жыл бұрын
ጀጋኑና💪💪💪💪💪
@mohammedbel3m550
3 жыл бұрын
ጀጋኑና ብሰላም ተመለሱና
@እስላምነውህወቴY
3 жыл бұрын
@@ቴዲወዲቀሺ አገሩን ስለ ተዋጋ
@jemalm8008
3 жыл бұрын
"We stand with tigray!!!" Our unity stronger than ever!! Tigray stronger than ever!! Our principles to existence and road to our victory !!! Tigray strong!!!
@saba.s3701
3 жыл бұрын
True. 🙏🙏🙏
@MaryMary-wq9iy
3 жыл бұрын
Amen Temsegen Tekkl wowoww 😍😍😍💘💘💘💖💖💖💪💪💪💪🤲🤲🤝🤝
@salamali5751
3 жыл бұрын
Or f
@ትግራይ-ቈ9
Ай бұрын
ጀጋኑና💊💊💊🥰🥰🥰💪💪💪💪
@yeshem
3 ай бұрын
ነብስካ ብሰላም ትእረፍ ዝሀወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@GoitomAmare-lm1ml
Ай бұрын
ሃይሉሽይ ማዓረይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@muluzeneb8846
3 жыл бұрын
አሕዋትና አንሕና ከዓ ብፆሎት ንሕግዘኩም አምላኬ ሆይ አዚክፉአ ግዜ አሕልካስ ነብ ደስታ ራህዋ ዓወት ፍቅሪ ሰኒትን አውርድ🙏💒❤
@سلامهمنجحي
6 ай бұрын
ሃልሸይ😢😢😢😢😢ኣነስ ካብደይ ተበፂቢፁ😢😢😢😢😢ናዓካ ክርእ በቃ ልኮነ ነገር ይስመዐኒ😢😢😢😢ሓወይ ዶ ይኮን ኣጋጣም ኣብዚኣ እየ ዝፈልጦ ኣብኡ ስለ ዝኮነ ዓደይ ኣፍሉ መድረክ ልተካየዶ😢😢😢😢ግን በቃ ምእማን ኣብይኒ ተሰዊኡ ኢለምንስ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ወዲሓዉዛ
6 ай бұрын
ሃይልሽይ ጅግና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@DhDg-oj2ff
6 ай бұрын
ሃይሉሸይ ብፃይ ብሰላም ዕረፍ ኡፍፍፍ ናይ ዓለም ነገር 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ፀጉገብረፃድቅ
3 жыл бұрын
አታ አነስ ርኤ ምፅጋብ ስእነዮም እዞም ጀጋኑ አሕዋተይን ህዝበይን ፍትውተይ ደመይ ምቃለይ ሂወተይ ነዚ ህዝቢ እዚ ሽሕ ክዜ እውን ፅሕፈ ቃላት የብለይን እሞ አምላክ ምሳኩም ይኩን ፅሩያተይ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ናፍቆተይ ህዝበይ ሓላለይይይ💘❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@jvh580
3 жыл бұрын
ፀላኢ ዓይኑኩ ድፍን ይበል ደቂ እዛ ሓላል መሬት
@HdSs-vl8bf
5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ደስ ክትቡሉ ኣትም ጀጋኑ ትግራይ ፈዳይ ሕነ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@MraMra-mr9fe
Жыл бұрын
ሃይሉሸይ ንጉስ ፀጋይ ወዲ ዓደይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም💔😢
@lvoetgray3656
3 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ💊💋
@SamiriFusum
Ай бұрын
ኣነስ እዛ ሙዚቃ ክሰምዕ ተለኹ ዝኾነ ይስምዓኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abebaviard60
3 жыл бұрын
Tank yous very mach for our heroes 💘
@አፀደጎደፍ
3 жыл бұрын
❤❤❤❤😘😘😘💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💒💒💒💒💒ልኡል ንእግዛብሄር ይሓልኩም
@ጎሳልብየቃለስናየ
Жыл бұрын
Heilushey kedamkane 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@nardosnardos4332
3 жыл бұрын
ሃይሉሸይ ወድቶም ጀጋኑ
@MihretHafte
8 күн бұрын
ሃይልሸይ መንግስተ ሰማያት ይኹን ዕፃካ😥😥 ሕድርኩም ኣይንጠልምን ብፆት💪💪❤❤ብመንፈስ ምሳና ኩሉ ግዜ
@FuyTyyy
Жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም😭😭😭😭😭😭😭💞
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@selamyihun8102
3 жыл бұрын
One of the best Tigrayan music.long live Woyane Tigray.indeed Tigray will be victorious.
@hdwo3924
3 жыл бұрын
ካብ ዓይኒ ሓሳድ የውፅእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ 🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@በሊጓልሃገረትግራይ
Жыл бұрын
እዉይ ማዓረይ ንስኻስ ከም ነበርካልና ዳኣም እዉይ ኣሕዋተይ መላምል አህህህ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@tavor751
3 жыл бұрын
The most deadly brave warrior ppl in Africa 🟥🟨💪🏽💪🏽
@KookeetMedia
8 ай бұрын
Jeganu 💔💔💔😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@gualtigray6579
3 жыл бұрын
Esey jeganuwani Egziabher misakum yikun 🙏🙏🙏👏👏👏❤️💛❤️💛❤️❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️⛱⛱⛱⛱⛱⛱💝💖💝💖💝💖😃💖😃💖💝
@TakleHagos-i6p
10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ haylushe mengste semayat yewarska😭😭😭😭
@ኣስተርጋልገረንቺአልኣስቴ
3 жыл бұрын
እልልልልል ተጋሩዋይ ፈደይቲ ሕነ እንካዕ ፍሽኽ በልኩምለይ ተመስገን ገብሪኤል መፅበዓይ ኣየዕብርን ብታሑጋስ ከይመውት ፈሪሐ ❤️💛💪💪
@lave9644
3 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ኣነስ ንኣኩም ክርኢ ከለኩስ ብታሕጋስ ፍግእ ክብል ይደሊ እንካዕ ኣማዕድየ ዝሪአኩም ኣይኮንኩ ጀጋኑዋይ
@tomasfeshaye6319
3 жыл бұрын
Nay bahaki Ajekum yehawtey awet misakum yekune deki tigirai 💪💪💪💪💪💪💪❤👈
@tsadkangalabrha1682
3 жыл бұрын
ፀላኢኩም ድፍእ ይበል ደቅዞም ኣናብስ
@bsikiros7171
Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢ወድነይ ብኣፀደ ገነት የንብርካ ምስ ቡፆትካ😢😢😢😢😢😢
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@auosgeh2463
3 жыл бұрын
ቱሓጎስ ኣብ ቀፅኩም ኣንቢብና ጀጋኑና ♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛
@مرحبامرحبا-و3ه
3 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ermiasabay6352
Жыл бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓውና😭😭💔💔😥😢
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@gezahegnetadesse3260
Жыл бұрын
ጀጋኑ ኢና 😍😍😍😍😍😘
@MengistuLemlem
Ай бұрын
ሃልሸይ ሓወይ❤❤❤😮😢
@Meme-d8z
Жыл бұрын
ሃይለሸይ ጅግና ማዓረይ 😢😢😢
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
3 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብሉ❤️💛❤️✅✊🥰 እዚ ቦታ ግን ዝፈልጦ ይስለኒ ሎ😳🤔🤔
@binyam1578
Жыл бұрын
😢አይልሽ ወድና 😭😭😭😭😭😭🕊🧸👏😢😢💔
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@abibahgoiss9666
3 жыл бұрын
አጂኩም ናይና እግዜብህር አምለክ ምሳኩም ይኩን
@slamslam54
3 жыл бұрын
Amak ምሳኹም ይኹን 😢🤩
@aasaas7284
Жыл бұрын
ሃይሉሸይ ጎይታዋይ ቃደማኩስጥሕ ተብለኒ ኣሕዋተይ ሃይሉሸይ ኣይዋይ ዋይዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!
@NatnaelGG
2 ай бұрын
haylushe bselam eref Jegna😭😭😭
@berhanalami806
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጅጋኑና ሰማእታትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@KesantGere
Ай бұрын
ወይ ኣነስ ተሪኦዮስ ካም ግዛዕ ይብለኒ 😢😢😢ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑና❤
@fresemayhahayleadey3439
6 ай бұрын
ሃሉሽየየ በስላም ዕረፍ🙏🏽 💔😭💔 ሕድርኩም ኣይነእብረን✊🏽💛❤️ ስለ ትግራይ ልተከፍለ ኩቡር ዋጋ 💔😭💔
@فاطمهمحمد-ث4ذ8و
3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ሃይልሸይ ሓወይ 💝💝💝💝💝💝
@FuyTyyy
Жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ ሃይሉሽይ ዓለም ግን 😢😢😢😢
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@AhGd-wt5yu
Жыл бұрын
ኣነስ ኣኒብዑ ክቃትለኒ ዉሉ እዚ ቆልዓ💔😭🖤🖤🖤🖤 ንኡሰይ መእንተ ህዝብኻ ባ ትደፈእኻ ዋይይይይይ💔🖤😭😭😭
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@safsaf715
Жыл бұрын
ሃይልሸይ ኣዝፋኑ የንብርካ🖤🖤🖤😭😭
@alicell8282
Жыл бұрын
ሃይልሽይ ጅግና ዉዲ ህዝቢ ኣነ ኣይኣመኑኩን መንግስተ ሰማይ ዪዉርስካ ንሙሉእ ቤተሰብካ ፅንዓት ይሃቦም ፈጣሪ💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!
@mynamesl2542
Жыл бұрын
ይኸውለን ሃይሉሸይ ላኣነ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💔💔💔ብምንታይ ማዕልት ፎሎጥኹኳ 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@kokobtigray8783
Жыл бұрын
ሃይሉሸይ ናፊቀካ ምስ ህሉዋት ይግበርካ መዓረይ ❤❤❤❤
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!
@utfgighjj868
3 жыл бұрын
ሃይልሸይ ጅግና ትግራዋይ🥰🥰🥰🥰😘😘
@eyobnagasi4654
3 жыл бұрын
መግልጺ የብለይን
@daniyaaron1452
3 жыл бұрын
jegna hawey kmstaka yakl ❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️💛
@ጓልሰብዓ
Жыл бұрын
ኣንታ ሃይሉሸይ ቱድምፅኻስ ክንደይከ ይጥዕም እቱ ጅግንነትካስ ክንደይከ የሐብን ግን ዕዱል ኣይገበርናና ምት እንተሎ ዘየንሓሲ ትግራይግን ጎዲላ የላን ከም ቀደማ ንስኻን ከማኻ ዝበሉ ዕሸላትን ኣረኪባ ዓድኻ ሓዚና ምት ደቃ ሰሚዓ😢😢😢😭😭😭
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏
@amaamm-pi1xo
Жыл бұрын
ሃይሉሽውይ,እርርያብለኒ,ሀፍትካ😢😢😢😢😢
@SlamGhnvd
7 ай бұрын
ሃይሉሸይ😢😢😢😢😢😢😢😢
@fevenbeyene7082
3 жыл бұрын
We love you so much🙏🙏🙏 God bless all Tigray forces ❤💛❤💛❤💛❤💛
@melatasery1287
Жыл бұрын
ሃይሉሸይ ጀግና😭😭😭💔💔😭😭😭😭😭
@አግዚአብሔር
Жыл бұрын
እዚይ ደራፊይ ኣሎዶ ብሂወት ❤❤
@GgFf-hm7eq
Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ናዓለም ነገር😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hopetube0000
Жыл бұрын
ሃይሉሸይ መዓረይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😭😭😭😭😭
@gezanamediahouse19
Жыл бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!
@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
Жыл бұрын
@@gezanamediahouse19 ኣነስ ብሓዕሚ ልበይ ተሰይሩ ብሃይልሸይ ኣብ ሕቑፊ ቅዱሳን የንብሮ ምስቶም ክቡራት ብፆቱ
@salilove6369
11 ай бұрын
Proud of Shabia❤
@ni9368
Жыл бұрын
ጀጋኑና 💊❤ ሳላካትኩም 💔
@ummeriwenbertawit
3 жыл бұрын
ኣበይ ሞ ተዝኮነለይ ምሳኩም ምተቃለስኩኔረ ትግራይትዕወት ኩርዓትኢና ብኣካትኩም💊💊💊💊💊
15:38
ሃይሉሽ ኣርኣያ (Haylush Ariaya)አሳድዶም ብመሪር ቃልስካ ተጋዳላይ አንበሳ በረኻ TDF አብ አጉላዕ ከተማ
Suzan Multimedia
Рет қаралды 387 М.
14:49
ብዕልልታ ዝተዓጀበ ሞት ደቂኖ/#ብርሃኑ ደንገዘ#tigray#dirge# well performed mourning# funneral rite#2023
Hura Media
Рет қаралды 149 М.
00:40
黑天使被操控了#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
00:16
When you have a very capricious child 😂😘👍
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
00:18
Правильный подход к детям
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
25:41
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
kak budto
Рет қаралды 1,2 МЛН
5:09
New Tigrigna Music - ትግራይ ትስዕር ኣልዓሳ ትመስክር!!! ድሙቕ ባህላዊ ምርኢት ሁራ ሰለስተ መከላኸሊ ሓይሊ ትግራይ TDF - ሓራ መሬትና
Gezana Media House
Рет қаралды 25 М.
12:30
ደብሪጽ እንታይ በለ ¬ ጥቁርየ ጥቁርየ ሚላው ተስፋይ ካብ ሓራ መሬት ትግራይ weyanay
ፍቕሪ ላብራቶሪ - Fikri lab
Рет қаралды 1 МЛН
17:23
ተጋ.ሃይሉሽ ኣርኣያ ብሁራን ጓይላን ምስ ተዓለምቲ ፈደይቲ ሕነ
መብረቕ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 42 М.
56:02
ን81 መዓልታት ኣብ ሓንቲ ድፋዕ ዘሕለፈት ኣሃዱ ሰራዊት ትግራይ ኣሕፈረም - ከም ዘርኢ ዝፀነተት ስድራ ይፈልጥ እየ - ተጋ ኣሕፈሮም
ON TIME MEDIA
Рет қаралды 84 М.
10:48
EMBER TEGADALAY by Abebe Araya new remix 2015
Soliana Tassaw
Рет қаралды 1,7 МЛН
9:37
"ኣብዚኣ........! ኣቦ ወንበር " ABZIA ABO WENBER
East Africa Film Production (Eastafrica Films)
Рет қаралды 259 М.
15:31
{ትልሂት ሰራዊት ትግራይ {Tdf} ብተፃዋታይ ጭራ"ተጋዳላይ ድምፃዊ ኣረጋዊ ተስፋይ (ወዲ ባቡ) ዝቀረበ}New Tdf Wedi Babu Music 2023
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 77 М.
13:52
ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ ሃይሉሽ ኣርኣያ ምስ ሰርዶ ክፍለ ሰራዊት ነሓሰ 2013ዓ/ም
መብረቕ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 66 М.
12:57
ዓደየ ሓውዜን - ንጉስ ኣባዲ ኣብ መድረኸ ዝተፃወታ ናይ ኪሮስ ኣለማዮ ጥዕምቲ ደርፊ -
ላዛ ኢንተርናሽናል Laza International
Рет қаралды 757 М.
23:11
#TDF_ፀሓይ ብራቕ_ Milaw Tesfay_ ብሓቂ ተጋዳላይ ትግራይ ትግራይ_ ዝገርም ደርፊ 2013 ዓ፣ም
Masra Media
Рет қаралды 52 М.
00:40
黑天使被操控了#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН