New traditional tgrigna music by ataklti mezgebo Aya zeybley 2023 ኣያ ዘይብለይ

  Рет қаралды 77,480

ATAKLTI MEZGEBO

ATAKLTI MEZGEBO

Жыл бұрын

Пікірлер: 303
@MeelatAa
@MeelatAa Ай бұрын
ሕጂ እየ መፂ አ ካብ ቲክቶክ ከመይ ዝመፅኩ 🥺ናባዕልትና ሰብ ነተባብዕ ተጋሩዋይ ኣይናፍቆት 😢❤️
@user-jr9gp5lp6l
@user-jr9gp5lp6l Ай бұрын
💞💞💞💞💞💞💞💞 ኣቱም ሰባት ሎሙውንዶ ከምዚ ዝበለ ልብኻን ቀልብኻን ንድሕሪት መሊሱ ብናፍቆት ዘብኪ ጭራ ዝፃወት እንዮ እዩ ናይ በሓቂ ጉሩም ዝኾነ ደጋጊምካ ሰሚዕኻዮ ዘይሙነ ስለዘቅረብካልና ልዑል ክብሪ ይግበአካ 👑 ኣታኽልቲ ሓውና 👑
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Ай бұрын
ኣጆካ ኣያኒ ተጋሩ ናይባዕልትና ድምፃውያንን ሚድያታት ነተባብዕ❤
@user-ie3go7rp9u
@user-ie3go7rp9u Ай бұрын
ሓፍቱኩም ጋል ራያ ❤❤❤❤ ልዕል 4ተ ግዜ ሰምዐዮ ብጣዕሚ እዩ ዛሕምሚ
@SmilingBlueLake-jp2we
@SmilingBlueLake-jp2we Ай бұрын
ኣጆካ ብምባል ነባራትዐዮ ንሓውና❤
@Tige-zs4og
@Tige-zs4og Ай бұрын
ኣጆካ ኣያኒ ማዓረይ💓🙏🎚💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝 ተጋሩ ንተጋሩ ነተባበዓዮም ድምፃውያን ኣያታት ትግራይ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@medhinabadi6004
@medhinabadi6004 Ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ኣለና ኣብ ጎንኻ❤❤🎉🎉😢😢ኣዶኻ ዘይብሉስ ኣይገዛኻን😭😭
@mommommommom9907
@mommommommom9907 Ай бұрын
ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ ንዑ ንኣያና ነታባበዖዮም ❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 Ай бұрын
ተጋሩ ዘለናዮ ኩነታት ኣጆና እሰኪ😢😢
@FanielBereket-nq7zi
@FanielBereket-nq7zi Ай бұрын
Qomal
@ffbh9535
@ffbh9535 Ай бұрын
​@@FanielBereket-nq7ziቆማል ቆማል ኣይበልካ ሽክና ርእሱ😂😂😂
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 Ай бұрын
ገራሚ ድምፂ ኣያና ደጋግምካ ሰምዕካ ዘይምነ❤ኣንብዕና እኮ ኣያኻ ዘይብሉሰ ወግሓ ኣትምሸየ እወ ኣያ ዘክእሎ መን ይክእሎ ኣቦ ፀዋር😢
@ArshadKhan-kp5hv
@ArshadKhan-kp5hv Ай бұрын
ኣይ ስቁንቁን ዘበል ድምፅ ኣይ ናፍቆት😢ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣያና🙏🙏ተጋሩዋ 💊💊ንዑ ናይ ባዕልና ነተባብዕ💛❤💛❤💛❤
@HailekirosRedae-bo1wi
@HailekirosRedae-bo1wi Ай бұрын
ትበል ትበል ኣቱም ጅግና
@Letushgeberhiwet
@Letushgeberhiwet Ай бұрын
አቤት ግጥሚ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haftomteklemedhn3810
@haftomteklemedhn3810 Ай бұрын
ኣጆኻ በርትዕ ጋርዴላ
@almazabraha6198
@almazabraha6198 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ድምጺ ❤️💛❤️💛❤️💛💖💖💖🙏🙏🙏
@ksanetgfhj8260
@ksanetgfhj8260 Ай бұрын
ተጋሩ ዘለናዮ ኩነታት😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤
@user-qz1df1ln2o
@user-qz1df1ln2o Ай бұрын
ታይ ከይነ ገምጠልጠል አልኒ ኣሕሕ ሰደት 😥😥❤️❤️
@dkfkk2580
@dkfkk2580 Ай бұрын
ኣክ ኣቦካ 😢😢ዘይብሉ ኣይ 😢😢ቦተካይ ኣክ ተመሊሰ ዘይረክበኩም ስቁ ኢለ ይናፍቆኩም ኣበ ዛ ከርፋሕ ስደት ንባዓት ከይኑ ቃለበይ😢😢😢😢😢😢😢
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f Ай бұрын
ክመይ ሓፍቲኪ/ካ/ኪ ረኪብካ እፍፍፍፍፍ ሕረረ አልና አብ ስድት😢😢😢😢😢
@dkfkk2580
@dkfkk2580 Ай бұрын
ዓዉ ኢልካ ዘይ ወፅኤ ድጉል ጣዕሳ 😢😢😢😢
@Ioveumam
@Ioveumam Ай бұрын
Gardiola ybl dmxi ነታባብዓዮ guys 🎵🎤👍
@user-kv8kc2nl9y
@user-kv8kc2nl9y Ай бұрын
ክብድካ ሕቁን ቁን ዘብል ኣነ በይነይ ዲየስ ዋላስ ደጋጊመ ዝሰምዕ 😢😢😢😢😢😢😢 ኡፍፍፍ ስደት ገፁ ትከወል
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 2 ай бұрын
ፐፕ ጋርዲኦላ ዝገርም ጎሮሮ፡ ክሳብ ሎሚ ግን ዘይተፈለጠ ታይ ጉዱ!
@sahaysahay7425
@sahaysahay7425 Ай бұрын
meareyyy bale time dmetsi ajko eba enblna nbartatyo ahiwat bzkalinyo nhgizo💪❤❤❤
@aadd8069
@aadd8069 Ай бұрын
እእእእእእህህህ ኢለ መሊኣያ ከብደይ❤❤❤❤❤❤❤
@rfduv1457
@rfduv1457 Ай бұрын
አረ ዲየ ኻብደይ ኮ ኣብዩን ኣደዋይ ምዓረይ😢😢😢😢
@munaabraha8795
@munaabraha8795 Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ልገርም ❤❤❤❤
@membarpti5612
@membarpti5612 Ай бұрын
ዝገርም❤❤❤❤❤ እልዚአተም ዘይተፈለጥስ እሉ ሃጠው ቅጠው ይፍለጥለዉ የሐዝን ብዝኮነ በርትዕ አብ ጉንካ ኢና ክቡር አቦና💋💋💋💋😍😍😍😍😍😍
@user-dd5fr1rz3m
@user-dd5fr1rz3m Ай бұрын
ቀፅል አጆካ❤❤ ድምፂ ደስ ባሃሊ
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f Ай бұрын
ጥዕም ባህልና አምፀእካልና ክብር አቦና ካብዚ ናይ ለሚ አንየ ድሪፊ ተሰፋና ተመሊሲ ባኣካ ይቀንይልና ቀፀሊ ኢካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrhamtesgay4545
@abrhamtesgay4545 Ай бұрын
ኩሉ ነገር ንግዜ ነሃቦ ሎሚ ዘይኮነለይ ኢልካ ኣይንሕዘን ግዜ ፈታሒ እዩ ባዕሎ ከም ኣታክልቲ ብንእስነቱ ዘይተፈለጠ ሕዚ ተፈሊጡ ኩሉ ንግዜ ንሃቦ
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h Ай бұрын
Zgerm lbka ztnkif derfi yekenyelna ataklti😢❤
@gsghshshshs5715
@gsghshshshs5715 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋ ኣበራታትዕዎ ኣሕዋተይ ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ናገበርኩም❤❤❤
@user-hf4dm4ue4d
@user-hf4dm4ue4d Ай бұрын
ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@worldcomm9842
@worldcomm9842 Ай бұрын
ጉማየ ብሓድሽ መልክዕ ብዝገርም ብቕዓት የቐንየልና ጅግና!
@user-dj3xj5eh7d
@user-dj3xj5eh7d Ай бұрын
ገራሚ ድምፂ ኣጆካ ኣያና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AseminyeAseminye-oz2zj
@AseminyeAseminye-oz2zj Ай бұрын
❤❤❤❤አበይ ተሓብኡ ነይሩ❤❤
@21youzer
@21youzer Ай бұрын
ኣሕሕሕ ሕቑንቑን ዘብል ደርፊ ነዚ ዘለናዮ ተጋሩ ትገልፅ ኣጆና ኣጆኻ ንበሎ ኣሕዋት ❤❤❤ ድምፅኻ ዝወፅኦ የብሉን .
@user-eb1rl9wn1m
@user-eb1rl9wn1m Ай бұрын
ከምአና ሑቁን ቁን ዘበለ እንኦ ዶ ዋይ ስደት ሑሱም 😢❤❤❤❤❤
@abyabby9886
@abyabby9886 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብለና ፈጣሪ🙏💟ብሉፅይ🎉
@letaygebrehiwot9415
@letaygebrehiwot9415 Ай бұрын
ሰሚዒኻ ዘይፅገብ ባህላዊ ደርፊ❤❤❤❤🙏
@Letushgeberhiwet
@Letushgeberhiwet Ай бұрын
ውውውው ደስስስስ ክብል ዕደመን ጥዕና ያሃበካ ፍጣሪ ወይይ ከበደይ ሓፍጰሐፍ አልኒ አቤት ግጥሚ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥺🙏
@habteabnega5461
@habteabnega5461 Ай бұрын
ኣቤት እወ ድምጺ ሱሑል ጎሮሮ ❤
@user-us6ow9ol8t
@user-us6ow9ol8t 11 күн бұрын
ጀግና 🎉🎉🎉🎉🎉
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r Ай бұрын
ኣቤት ድምፅ❤️😘😘🙏
@user-hu4pe7ex2w
@user-hu4pe7ex2w Ай бұрын
ዋውውው ደስ ድምፅ ❤ኣያ ዘይብለይ😢
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Ай бұрын
ይበል ኣያና ❤❤❤❤❤
@tgstmuruts6066
@tgstmuruts6066 Ай бұрын
ኣያና ዝገርሚ ደምፅ ❤❤❤❤❤
@baisaj2698
@baisaj2698 Ай бұрын
ጅግና አባታችን ❤❤
@Eshetueshetu-cb1sz
@Eshetueshetu-cb1sz Ай бұрын
ብጣዕሚ ድምጺ
@LEGESEWADO
@LEGESEWADO Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉 በርትዕ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎና
@BerheSubagadis
@BerheSubagadis Ай бұрын
Ate❤❤❤
@user-wc2sp1ck6u
@user-wc2sp1ck6u Ай бұрын
ባባዋ ጅግና 😢🎉❤❤❤
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg Ай бұрын
Ajoka ኣያኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@SmilingBlueLake-jp2we
@SmilingBlueLake-jp2we Ай бұрын
ኣጆካ በርትዕ ስሑል ድምፂ ❤❤❤❤
@soltube4581
@soltube4581 Ай бұрын
ጥዑም ድምፂ😊
@GebrhiwotBerhe-gb4sn
@GebrhiwotBerhe-gb4sn 7 ай бұрын
ፍቅር ሰብ ኣይትጥፋእ ኩሉ መዝቀኻ ኣብ ይቱብ ፃዓኖ ኣቴ ዓርከይ
@gegzabherkinfe1607
@gegzabherkinfe1607 Ай бұрын
አቤት እወ አብሽር እስቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MultiGt1
@MultiGt1 Ай бұрын
Des bahali Bahlawi chewata ❤❤❤
@wasihunwasihun8697
@wasihunwasihun8697 Ай бұрын
ኣጆ ኻ ኣታ ወይለይ ክንድዙይ ዲና ተፀሚምናካ ግደፍ ባ ይቕረታ
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 Ай бұрын
I love his music 🎵.
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg Ай бұрын
Amlak adme yhabka hawey ,ajeka ajeka 🎉🎉🎉❤
@SalamahHakami
@SalamahHakami Ай бұрын
ኩቡር ኣያና waw🎉😍😍
@JdHz-lj9qk
@JdHz-lj9qk Ай бұрын
ጅግና ኣያና ኣዮኻ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Kebret-jp7us
@Kebret-jp7us Ай бұрын
አጆኻ አያ ጋርድዮላ
@destatesema2882
@destatesema2882 Ай бұрын
Good job.
@allbaad6689
@allbaad6689 Ай бұрын
አሰይ ይፍለ እዩ እዚስ ❤❤😢😢
@ZazaAzaz-tz4lj
@ZazaAzaz-tz4lj Ай бұрын
ተጋሩዋ ❤❤❤
@brhanb3466
@brhanb3466 Ай бұрын
እዋይ ደስ ክብል ድምፅኻ አብ ትክቶክ ምስ ሰማዓኽዎ ከመይ እለ ናብዚ ከም ዝጎየኹ ናታባበዐዮ እስኪ ተጋሩዋይ ማዓረይ
@LEGESEWADO
@LEGESEWADO Ай бұрын
ወዲ ብዘት ኣባይ ዓድካ እንተ ኢሎም ብዘት እዩ ዓደይ በሎም ኣጆካ
@user-pc7ko6jl5s
@user-pc7ko6jl5s Ай бұрын
ኣጆካ በርትዕ
@HfufDyyf
@HfufDyyf Ай бұрын
ተጋሩ ዘለናሉ 💔💔💔💔💔💔
@SamriAbrha-en1nd
@SamriAbrha-en1nd 27 күн бұрын
Gobiz ayana ❤
@LidetuDegu
@LidetuDegu Ай бұрын
Gardiolllllaaaaaaaaaaa
@abietsegayetsegaye4125
@abietsegayetsegaye4125 Ай бұрын
ኣያይ ጋርዲኦላ ብፍቅሪ እየ ዝፈትወካን ዘፍቅረካን ንዓካን ንስራሕካን እና ብሩህ የዋህ ወዲ ላሕምና ብምኳንክ የቀንየልና በርትዕ,,,,,,,,,,
@hiwetgaltgray7406
@hiwetgaltgray7406 Ай бұрын
አነስ አይከአልኩን እንድዕለይ 😢❤
@user-ll6mr9jo5z
@user-ll6mr9jo5z Ай бұрын
እዚ ደርፊ 1993 ይስምዖ ነይረ ኣበይ ጠፊኡ ነይሩ ኣቦይ ተጋዳላይ ከይኑ ካሴት ገዚኡ መጺኡ ይሰምዖ ነይረ
@tirfetsegay1258
@tirfetsegay1258 Ай бұрын
አታ እወ 😍😍😍😍😍😊
@AaSs-kb7il
@AaSs-kb7il Ай бұрын
Das bahli ayna
@seliseli3381
@seliseli3381 Ай бұрын
ወው ❤🎶😍😢
@goitomgebrekiros572
@goitomgebrekiros572 Ай бұрын
Eney twuledeley ata mehegosi
@aduzahra4333
@aduzahra4333 Ай бұрын
እሰይ ክቡር ኣቦና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤
@tawalidoualmaz9219
@tawalidoualmaz9219 Ай бұрын
❤❤💙
@heijejdhhh1034
@heijejdhhh1034 Ай бұрын
Waw yibel sirah ❤😢
@SamyrahHddhsj
@SamyrahHddhsj Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አስይ እነካ ድምፅይ ምሙቃሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢
@jjdhfbdbbd.2154
@jjdhfbdbbd.2154 Ай бұрын
Love this music❤❤❤❤❤❤
@godsaves8457
@godsaves8457 Ай бұрын
🎉🎊Ajoka❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-el7pc7ge6x
@user-el7pc7ge6x Ай бұрын
ኣኣኣኣሕሕሕሕ ሰደት
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi Ай бұрын
ኣጆና ተጋሩዋይ ዘለናዮ ኩነታት አንድዩ ግን ክንክአሎ አዩ ዘሎና ሰደትና ኣብቂዑ ምሰጥዕና ናብዓድና ይምለሰና ተጋሩዋይ ሰላምና ይምለሰልና ደቂ ዓደይ😭💔💛❤️😘😘👏
@WediZerabruk
@WediZerabruk Ай бұрын
Wow❤❤❤❤❤❤❤
@AeblMejaor
@AeblMejaor Ай бұрын
ኣጆካታ
@mebratabraham5201
@mebratabraham5201 Ай бұрын
Tikikl ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Ай бұрын
TDFy ደይቡሉን አይባይተኺን።💔
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
ከማይ ከብ ቲክቶክ ዝመፃኩም ላይክ ግበሩ ደቂ ሪመይ❤💛
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Ай бұрын
👌👌😥
@user-vo9kz2ft8u
@user-vo9kz2ft8u 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢
@GoogleGoogle-ee8gr
@GoogleGoogle-ee8gr Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@BZETNEWS
@BZETNEWS 10 ай бұрын
ኣታኽለቲ ወዲ ብዘት ትንሽዋ እስራኤል ኣጆኻ ክቡር ኣያና
@malefiya-r9x
@malefiya-r9x 10 ай бұрын
❤❤❤❤paris ba
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r Ай бұрын
🥰🥰🥰ኣያና
@user-bh6ov9xp4u
@user-bh6ov9xp4u Ай бұрын
ጋርድዮላ ዝገርም ድምፂ
@ffbh9535
@ffbh9535 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣያና በዓል ጥዑም ድምፂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeriGebre-yd5pt
@MeriGebre-yd5pt 29 күн бұрын
❤❤❤❤ኣጆካ
@DwedDadd-mv3ev
@DwedDadd-mv3ev Ай бұрын
እወ አቦካ ዘይብሉስ እእእእህ😢😢😢😢😢
Best Tigrigna Music  Ataklti Mezgebo (Guardiola)
19:49
SAMM MULTIMEDIA
Рет қаралды 11 М.
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 32 МЛН
Summer shower by Secret Vlog
00:17
Secret Vlog
Рет қаралды 8 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 9 МЛН
DW International  ወግዒ ምስ ከያኒት ዛፉ ኪሮስ
30:02
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 11 М.
Eritrean Wedding wata ataklti mezgebo 2023
17:23
Nsripictures
Рет қаралды 9 М.
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 32 МЛН