eritrean orthodox tewahdo || ሓጥያትካ ኣብ ቅድሚ ካህንካ ብከመይ ትገልጾ፧

  Рет қаралды 17,154

ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox

ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox

3 ай бұрын

Пікірлер: 196
@user-ej9wv1tm9m
@user-ej9wv1tm9m 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና እግዛኣቤሄር ኣምላኽ ናብ ከምዚ ናይ ንስሓ የብቅዓና ብምህረቱ ይጠምተና
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ጽቡቅ መረዳእታን ትምህርትን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ንስሓ የብቀና⛪️🙏✝️
@AreWelay
@AreWelay 27 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማማዓልና ክቡር ኣቦና (ሓዉና) ብሓቂ ዓብይ ትምህርት 🏫 እኩም ኣስንቅኩምና እሞ ምስትዉዓል ይሃበና እግዚአብሔር ዕድመን ንንሳሃ ይሃበና የብቃዓና ኣብ ፀሎትኩም ለ ይደግፈና 👏👏👏
@filimonafewerki1454
@filimonafewerki1454 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ንንስሓ የሃበና ዕድመን ጥዕናን ከኣ የሃብኩም እቲ ወሃቢ ኩሉ ጽቡቅ ዝኮነ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤
@Haratmedia
@Haratmedia 3 ай бұрын
ዝከበርኩም ኣባ ቐሺ ነዛ ህያዉ ኣብነት ንስሓን ምስባር ልቢዝሰራሕኩምና ብስም ቅድስተ ቁዱሳን ኣደ ጎይታይ ፈጣሪ መሬትን ሰማይን ድንግል ማርያም በዛ ትሕቲ ዓቅመይ ካብ ልበይ የመስግን ናትኩም ተመሃራይን ሰዓቢ ኣልፋን ኦሜጋን እየሱስ ክርስቶስ እየ ም ናብ ክብር ምሕረት ከብቕዓኒስ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ
@SuziTesfay-qh8ge
@SuziTesfay-qh8ge 6 күн бұрын
አባና ቃል ሂወት የስመአልና አገልገሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዚአብሔር ብትሕት መንፈስ ናብ ንስሓ የብቀዓኒ እግዚአብሔር ።
@elk5824
@elk5824 3 ай бұрын
እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ፡ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ሚሂርኩሙና ብዛዕባ ናይ ባዓላት ምስጋድ ኣይፈልጥን የ ኔረ ካልእ ኣነ ኣብ ናይ ኮብቲክ ቤተ ክርስታን ስለ ዝግልገል ብዙሕ ናይ ግእዝ ቤተክርስታን ሕግታት ኣይፍልጥን የ፡ሕጂ ቀቁርብ ክፍልጥ ይጅምር ኣለኹ፡እቲ ጽቡቅ ነገር ናይ ኮብቲክ ንህጻናት ንሳሓ የላማምድዎም ዮም እዚ ናትና ሰብ ብሰንኪ ስደት ድዩ ወይ ብሰንኪ ናይ ካህናት ውሕደት ክኸውን ይኽእል ከምዚ ጌርኩም ክትምሁርና ብጣዕሚ ንእግዚአቢሔር ነመስግኖ ብፍላይ እዞም ብግዜ ደርጊ ዝተሰደድና ኢና ጠፊእና ዘለና ። እግዚአቢሔር ይምሓረና ።ነዚ ትምህርቲ ኣቦና ንካታተል ዘለና ንኹሎም ማሓዝቱናን ንፈልጦም ይሕዋትናን ከነካፍል ይላቦ ከምዚ ንሕና ዝተማሃርና ካልኦት የሕዋትና፡ውን ክማሃሩ። ንኹልና እግዚአቢሔር ንሳሓና ይቀበለልና ኣቦና ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና።እግዚአቢሔር ምሳኹም ይኹን ይሓልኹም።ሰብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወከመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@brktirezene5144
@brktirezene5144 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስምዓና
@amanhabtesulusghebrezgabih3844
@amanhabtesulusghebrezgabih3844 Ай бұрын
Amen Amen Amen bhaki kalehiwet yesmialina abona edmen tienan yhabkum fetari zemen agelgulotuim Egziabiher ybark bhaki haqena menfesawi orthodoxawi tmhrti timhriti .❤❤❤❤❤
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh 2 ай бұрын
ኦ አምለክይ ሰደተ ኣሐፀረካ ለንሰሃ ምት ኣበረቀዐኒ😢😢😢😢😢
@user-di6nh4wi3f
@user-di6nh4wi3f 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ስደትና የሕጭረልና አምላክ ዲንሰሀ አብቀዐን አምላከይ😢
@brhanahaile5877
@brhanahaile5877 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብር ኣቦና ዘበንኮም ይባረክ ጽቡቅ ትምህርቲ እግዝኣብሄር ይመስገን ንዓና ዝሰምዕ ዓይኒ ልቦና ይሃበና ኣብ ንስሓ የብጽሓና 🙏🙏🙏
@onelove3098
@onelove3098 3 ай бұрын
ቃለ ህወት የስማዓልና አቦና ናይ ንሰሔ ዘመና የብዝሐልና😢 ንዓኹ ዝመስል አቦ የብዝሐልና🙏🏽
@eeee4739
@eeee4739 2 ай бұрын
ኦአምላከይ ስደተይ አሕፂርካ ንንስሀ ሞት አብቀዐኒ😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
@g776yy3
@g776yy3 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ኣብ ንስሓየብቃዓና ቁዱስ ኣምላኽና 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@abaditgere4392
@abaditgere4392 2 ай бұрын
እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ የሰጋግርኩም ኣቦና ❤❤❤
@user-ow3et1qr5n
@user-ow3et1qr5n 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የመዓልና ክቡር ኣቦና መምህርናን ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ብመንገዱ ናብ ንስሓ ህይወት ይምርሓና ነኩልኩም መራሕቲ ሃይማኖትና ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ በዓል ብዙሕ ምሕረት ኩሉ ዘይሰኣኖ እዩ ሞ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ብልቢ ዝፈትወኩም ኣቦይ❤❤❤
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 ай бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
@goblel327
@goblel327 Ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna abona
@danielgirme6592
@danielgirme6592 2 ай бұрын
ኣቦና ብሃቂ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም :: እዚ ናይ መብዛሕትና ሽግር ኮይኑ ዘሎ ዩ:: በየን ጀሚርና በየን ክንውድእ እናበልና ክንድይ ሰባት ኮን ንከውን ቆጸራ ሒዝና ዝስረዝናዮ? ኣቤቱ ጌታ ብምሕረትካ ጠምተና::ከምዚ ጌሮም ዘተባብዑን ዘናዝዙን ኣቦታት ንኩላትና ይፍጠረልና::
@user-id7bm2ov7g
@user-id7bm2ov7g Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤❤
@asmerakitchen7501
@asmerakitchen7501 2 ай бұрын
ኣሜን 🙏 ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር አቦና ብሐቂ ዓቢ ትምህርቲ ረኺብናሉ ኢና እሞ ምስትውዓል ይሀበና ዕድመ ንንስሐ ይሀበና ጾርና ከነራግፍ እመ ብርሀን በጸሎታ ቅዱሳን ብረድኤቶም ይደግፉና🙏🙏🙏
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 3 ай бұрын
🙏🙏🙏⛪ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና ዝበና ንነሰሓ የብቓዓና
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 2 ай бұрын
Qal hiwet yesmelna Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@abrahasionsebhatuwoldab4596
@abrahasionsebhatuwoldab4596 Ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmana abona
@yemanetekle7602
@yemanetekle7602 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ንስሓ የብቅዓና።
@geralegas47
@geralegas47 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዐልና መምህርናን ኣቦናን ኣብ ልብና የሕድሮ ንኽንሳህ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሐግዘና።
@FilimonDamudar
@FilimonDamudar 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤Qal hiwet yesmalna Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤
@asmeromamine3526
@asmeromamine3526 2 ай бұрын
Amlak ybarkum ezi tmhrti ezi btami Abi tmhrti eyu neana yhwat.bhaki megedi kdsna tmhru alekum. Egziabher ykebelelkum🙏🙏🙏
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 2 ай бұрын
ኦ አምላከይ ንንሳሃ ሞት አብቀዐና😢ስደትና አሕፅረልናአሜን፫ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር አቦታትና❤
@mab4rati128
@mab4rati128 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-ln4mn1qu5k
@user-ln4mn1qu5k 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ሽቡቅ መረዳታ ትምህርት አዝጋብሄር ኣምላኽ ናብ ንስሐ የብካና
@FnanNuguse
@FnanNuguse 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ❤❤❤ሰሚዕና ክነተግብሮ ኣምላኽ የሓግዘና❤❤❤
@shemut476
@shemut476 9 күн бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 kale hiwet yesmalna abona
@tirhasokubay9939
@tirhasokubay9939 Ай бұрын
Amen kalhiwet yesmalna abona agziabhier xega ab lali xega yadlkum ab xelotkum nay hatatja galkum zekuruni❤
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 2 ай бұрын
ኣሜን(3) አግዚኣቢሒር ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ዓበይቲ ዓቢ ዝኾነ ትምህርቲ
@asmeromandemichael391
@asmeromandemichael391 10 күн бұрын
Amen 🙏Amen🙏 Amen🙏 Kale hiwet yesemalna Abona
@GDjdj-gz9zb
@GDjdj-gz9zb 8 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@abrhamha9895
@abrhamha9895 Ай бұрын
Amen ❤🎉❤🎉❤🎉
@BiniamBokuray-yq2fw
@BiniamBokuray-yq2fw 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ዝተመሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና የሕድረልና
@RahelNguse-vv1jo
@RahelNguse-vv1jo 2 ай бұрын
Qalehiwet ysmalna ❤❤❤❤ wooo amlaky kabana buzuh hatyat kabaka wen mhret yqre belelna Amen
@SemharKesete-gy5vu
@SemharKesete-gy5vu 10 күн бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesemaalna abona nab nsha yebkeana
@hss2423
@hss2423 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ጺን ኢሉ ዝሰምዕ ዓይነልቦና ሃበና ጌታይ ማዓረይ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 2 ай бұрын
_አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና_✝️ ለንሰሐ ምቱ የብቀዓና መጨረሻና የፅብቅለና❤😢
@user-gk5oi1oj4k
@user-gk5oi1oj4k 29 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 3 ай бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና
@zaidmedhanie3326
@zaidmedhanie3326 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ሓጢያትና ከይጸብጸበ ድክመትና ከይርኣየ ንንስሓ ከብቅዓና ናቱ ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና
@gdeykidane1038
@gdeykidane1038 10 күн бұрын
አግዝኣብሄ ዕድመን ጥዕና ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ የስጋግኩም ኣቦና ናብ ዛይ ዚበጽሕ ንሳሃ የብጸሓና❤❤
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 2 ай бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ማሃሪት ዛንታ ሰሚዒና ንጸድቀሉ ሕልና ይሃበና ቃል ሂወት የስምዓል ጸጉኡ የብዝሓልኩሙ ኣቦና ኣብ ልብና የሕድሮ
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 3 ай бұрын
እግዚአብሄር ናይ ንስሓ ሞተ የብቅዐና😢😢😢😢😔😔😔😔😔😢 ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲
@BetuHabtom
@BetuHabtom 3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ ፈጣሪ ጸጋ በረኸሩ የብዛሓልና ብምሉእ ሓይልናን ክብናን ናብ ፈጣሪ ንምለሰሉ ይሃበናን የብቃዓናን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-wr1pg1ky7l
@user-wr1pg1ky7l 11 күн бұрын
ብሓቅ ዓብይ ትምህርት የኽም ህብኽምና ነዓናለ ምነሰህ ማዕልት ይሃበና❤❤❤❤❤
@user-lb5gl6pj3z
@user-lb5gl6pj3z Ай бұрын
ኣሜን ኣቦና 🙏ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ንንስሓ ዝኸውን ግዜ ይሃበና።
@user-yh1bp5io7w
@user-yh1bp5io7w 2 ай бұрын
እግዚአብሔርኣምላክምሕረት😢😢😢
@saronbiniam8978
@saronbiniam8978 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ፡ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣቦና ❤❤❤❤❤
@user-lz5op1fi5w
@user-lz5op1fi5w 17 күн бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet Yesmeana
@ExcitedBrain-mj6to
@ExcitedBrain-mj6to 24 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህወት የስመዓልና ከም ብዝሕ ሓጥያትና ከይ ኮነ ከም ምሕረትካ ጠምተና ንንስሓ ሞት ኣብቃና
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 3 ай бұрын
Amen kal hiwet yesmealna kbur memhrna kemzi babatawi mkri zgsxenan bfkri zhakufn abo yedlyoyu zhzbi ❤❤❤
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህወት የስመዐልና ኦ ኣምላከይ ከም በዝሒ ሓጥያትና ከይ ኮነ ከም ምሕረትካ ጠምተና ንንስሃ ምት ኣብቀና🎉❤🎉❤🎉❤😢😢
@ara6934
@ara6934 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ንንስሓ የሃበና ዕድመን ጥዕናን ክኣ የሃብኩም እቲ ወሃቢ ኩሉ ፅቡቅ ዝኮን እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤
@user-mj3xk4vo2w
@user-mj3xk4vo2w 3 ай бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Kale hiwet yesmaelna
@user-rj4lh2gg9h
@user-rj4lh2gg9h 2 ай бұрын
O amilka yeqre belelna 😢😢😢😢 kibiru abona qali hiwet yesmalna memhrye
@Maharithaile-hf3dc
@Maharithaile-hf3dc Ай бұрын
🙏✝️❤🤲🙏✝️❤✝️🙏❤
@DanielAngosom-uu1ic
@DanielAngosom-uu1ic 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦና ከምኡውን ኩቡር ሓዉና። ሓቅን ቅኑዕን እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝፈትዋ እዩ ። ኣብነትኩም ተከቲለ ኣብ ቅድሚ እቲ ፈቃርን ለዋህን ማሓርን ዝኮነ ልዑል ኣምላክና ብግልጽን ብቅንዕናን ክመላለስ ይሓግዘኒ።ይሕግዘናን።
@meharitadesse5415
@meharitadesse5415 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ናይ ባሓቂ ማሃሪት ኢያ ኮሙ ክንገብር ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 5 күн бұрын
🙏🙏🙏
@asoalasoal7642
@asoalasoal7642 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ባሓቂ ክቡር አቦና ቃለ ሂወት የሰመአና ዕደመን ጥዕናን ይሃበና አቦና
@gebremedhinkeshi7116
@gebremedhinkeshi7116 2 ай бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናብ ንስሃ የብቀዐና ነዚ መደብ ከምዚ ገይርኹም ብቅኑዕ ሕልና ሰሪሕኹም ዘርጊሒኹምልና እኒሀኹም እግዚአብሔር ሙሉእ ዓስቢ ሰማያዊ በረከት ይሃብኹም ብስጋውን ፀጋ የብዘሐልኩም ንኩልና ንበረኸተ ፅድቂ ይግበረልና አሜን አሜን አሜን
@HiwanGrmay
@HiwanGrmay 3 ай бұрын
ቃል ህይዉት የስመዓልና ክብር ኣባና
@Zebib8.
@Zebib8. 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@NahomNamchi
@NahomNamchi 2 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 Abona nay bhaqi mehari Amlak edme nnsha yhabena.
@user-je7ln1qx5i
@user-je7ln1qx5i 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmalena ♥️💒🙏💌
@gebreyesusberakishewit5334
@gebreyesusberakishewit5334 3 ай бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmalna Egzabhier Amlak tegu yebzhalkum kbur Abona 🙏 🙏 🙏 💒❤❤❤
@user-ff3cc4cs9l
@user-ff3cc4cs9l 3 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmealna kubur abonan memhrnan nay bhaqi btaemi mehari kbur abona nthbuna tmrti btaemi nemesgn egziabihier nay agelglot zemenkum ybark❤❤❤❤❤❤
@jddjffdjdjrg6569
@jddjffdjdjrg6569 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ይሁንልን ይደረግልን ቃል ህይወት ቃል በረከት ያስማልን❤❤❤
@user-ku1zr3eq3h
@user-ku1zr3eq3h 3 ай бұрын
Amen Amen Amen abona qal hiwet yesmalna behaki xbuk astemhro edmen tienan yhabkum egziabher amlak
@asoalasoal7642
@asoalasoal7642 2 ай бұрын
amen amen amen kale hiwet yesmeana
@user-yw7yb2ou3m
@user-yw7yb2ou3m 2 ай бұрын
Egzabher xegu ybzhalkum abona nay agolgulot zemenkum ybarik
@yonasberhe3567
@yonasberhe3567 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወሓት ይስማዓና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላክ ናይ ብሓቂ ማሃሪ ዘከነት መደብ ❤❤❤❤❤❤❤።
@aezibgebrehiwet523
@aezibgebrehiwet523 3 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna egzabhr nay agelglot zebnlum ybark Abona 🙏🙏🙏
@zaidsamuel5961
@zaidsamuel5961 3 ай бұрын
Qale hiwet yesmealna abona kbret yehabelna nezi mehar tmhurti zi meharkuna anew bezi temehiren nay nsehe odme yabena kubur abona abxeletuhum zekrena::
@user-xd3wu2nc6q
@user-xd3wu2nc6q 3 ай бұрын
Amen amen qal hiwet yesmalna 🙏❤️‍🩹amlak nay agolguletkum edme ybark🙏😌
@AmeQ-vr1dx
@AmeQ-vr1dx 3 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona ezgabher xegu yebzhalkum btaemi desss dbl
@qqqaaa3887
@qqqaaa3887 2 ай бұрын
ብሓቂ መሃረት እያ ፀጉኡ የብዘሐሎም ኣቦና ንኣና እወን ሰሚዕና ሓቀኛ ንስሃ ክንኣቱ ኣምላክ ይደግፈና
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤❤❤ኩቡር ኣቦና ❤❤ ኣብ ስደት ሃገር እዩ ዘለና ዮ እንታይ ምገበሪና ይሐይሽ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-ow9hx4fv9b
@user-ow9hx4fv9b 3 ай бұрын
qal hiwet yesmalna ❤❤❤nay bahaqi weshitey zitenkef nsiha ❤❤❤xega egzbhier yahalu msle kulne
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 3 ай бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna abona xeguen bereketun yebzhalkum
@user-iv1xs6mw4t
@user-iv1xs6mw4t 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna nensha zekiwun edmen tenan yehabena
@medhini7477
@medhini7477 3 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ልቢ ንስሓ የሃበና😢😢
@yodittesfagabr
@yodittesfagabr 2 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
@user-xc4sf1pd1c
@user-xc4sf1pd1c 2 ай бұрын
ኣሜን (3- ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዲንስሃ ሞት ያብቀዕና 😢
@user-wp2ln7eq7g
@user-wp2ln7eq7g 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna nabnsha ybqana egziabiher xegueu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@Terses-epiphanies1899
@Terses-epiphanies1899 2 ай бұрын
ቃለ-ህይወት የስመዓልና ኣቦና ❤❤❤
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 ай бұрын
አሜን ክቡር አቦና እግዚአብሔር ስደትና አሕፂሩ ነዛ ማዓልቲ እዚኣ የብቃዓና 🙏🕊
@marthakidane8329
@marthakidane8329 2 ай бұрын
Amen Amen Amen nisha yebkiana goyta. Aboba ab xelotkum zekurni.❤❤❤
@manazerai6061
@manazerai6061 3 ай бұрын
Abona agzabhir amlak xegoau yebzhalkum xbuq tmhrti hawuna xbuq tewasieka agzabhir amlak xeguau yebzhalka amen
@fugytfvstxgg5219
@fugytfvstxgg5219 2 ай бұрын
ፀግኡየብዘሐልኩምም ቡዙሕተማሂረ❤❤❤
@SurprisedFishingRod-om9um
@SurprisedFishingRod-om9um 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ፀጉኡ ይብዘሐልኩም መምህርና 👏👏👏
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 3 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale hewit yesemalna Abona ✝️💒✝️🤲🤲🤲
@firewoiniseyum6284
@firewoiniseyum6284 3 ай бұрын
Kal hiwet jesmalna ab keschi tebarek zihawy 🙏🙏🙏 nikulna hatatna jihdegelna Amlak 🌿
@user-tg4tb1oc3i
@user-tg4tb1oc3i 3 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmalna abona 🙏🙏🙏
@EdenDahnay
@EdenDahnay 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna abona🙏🙏🙏
ራእይ ማርያም ኣብ ሲኦልን ገነትን፡RAEY MARYAM AB SIOLN GENETN
44:30
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 13 М.
ቡን ምስታይ፡ዕጣን ምጥቃም ሓጥያት ድዩ?/bun ms etan hatyat dyu/niestali ortodox youtube channel
55:44
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 101 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 6 МЛН
Eritrean Orthodox Tewahdo #ናይ#ባህሪ#ለውጢ  ትምህርቲ ብቀሲስ ተወልደ ገ/ትንሣኤ @2024
1:10:13
ንኽምልስዎ ሕተትዎም tewahdo zebeaman
24:04
Tewahdo zebeaman
Рет қаралды 8 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 662 М.
Radmiru small or big? 🤔 #shorts
0:18
radmiru
Рет қаралды 15 МЛН
BABY Comedy : Birthday Baby and Kind Man ❤️
0:36
BABY Comedy
Рет қаралды 14 МЛН
One Two Buckle My Shoes 2 ! #spongebobexe #shorts
0:20
ANA Craft
Рет қаралды 32 МЛН