ኦርቶዶክስ ዘይትምህሮ ሓድሽ ቃል ኣምላኽ ስለ ዝረኸብካ ዲኻ ሃይማኖትካ ቀይርካ!!!

  Рет қаралды 75,100

Daniel Pictures

Daniel Pictures

Күн бұрын

Пікірлер: 587
@daniel-pictures
@daniel-pictures Жыл бұрын
don't forget to like share subscribe hit the notification bell
@rezeneghirmatsion664
@rezeneghirmatsion664 Жыл бұрын
ክፍሉን ኣስሜን የሕዋተይን የዕሩኽተይን፡ደስ ዝብል ቃለ ዝርርብ፡እዛ ናይ ክፍሉ ሓቂ'ያ፡የሱስ ጎይታ'ዩ፡የሱስ መንገድን ሓቅን ህይወትን እዩ።
@blackstar7660
@blackstar7660 Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ኣብ እምነትና ንጽናዕ ኣብታ ጥንታዊትን ዘልኣለማዊትን ዝኾነት ኦርቶዶክስ። ክፍሉ ከኣ እዚ ጽላለ እምበር እምነት ኣይኮነን ናብ ልብኻ ተመለስ፥ እዚ ደፊ እምበር መዝሙር ኢልካ ኣይትሕሰቦ።
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
ዋእ ኣታ ኩሉ ሰብ ድዩ መንፊቁ ኣምላኽ ልቦና ይስትውዓልን ይሃብኩም ብዘይጾምን ጸሎትን ስግዳንን ቅዱስ ቁርባንን እምነትን ተፈሊኻስ ዝንበር ሂወት ከምቲ ካብ ባሕሪ ዝወጸ ዓሳ እዩ
@kokobdebesom2660
@kokobdebesom2660 Жыл бұрын
Nay bhaqi xbuq tezaribka bzey xomn xelotin kudus qurbann dea entay hiwet alewo ab feqedeu adarashat enda kedka goyta tegelixley seabi kirstos eye ane tebarike eye zblu bezihom kudusan abotatna gn ms nxhnoeom kelewu ane hatyatena eye enabelu eyom zkedu zneberu tiht bmbal kea mengsti amlak werisom kemzi tgebro zeleka aykonen goyta zrkeb ayngage ahwat ayne lbona ykfetelna azyu zefrih zemen eina bexihna zelena
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
@@kokobdebesom2660 ትኽክል ትሕትናን ቅድስናን ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ንነገስታት ንስሕለት ሴፍ ክሳዶምን ሂወቶምን ዝሃሉ በዓል ቅዱስ ጴጥሮስ ኣነስ ከም ኣምላኸይ ንላዕሊ ኣፈይ ክስቀል ኣይግበኣንን ዩ ንቑልቒት ተደፊአ ደኣ ስቀሉኒ ቅዱስ ጳውሎስ ሑሩይ ኣቕሓ ስለስተ ሰማያት ዝረኣየ ኣነ ዘይጠቅም ቁላዕ እየ ቅዱስ ዳዊት ከም ልበይ ዝተባህለ ኣነ ሓሰኻ የ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ዝበሉ ንሕና ሓጥኣን ደኣ ከመይ ኢልና ኢና ምጹ ክትፍወሱ ቅዱሳን ምውታት ዘተንስኡ ከማን ክንፍስ ኣይበሉን
@hailenteklen
@hailenteklen Жыл бұрын
​@@maharigebrehiwet1810 መጀመርያ ንስኻ ትጸዉም ፡ ትሰግድ ፡ቅዱስ ቁርባን ትወስድ 'ዶ ? ኣይመስለንን ም/ቱ "መናፍቕ " ኢልካ ንምጽራፍ ኣይምደፈርካን ። እቲ ንስኻ እትኣምነሉ መንግዲ " መንገዲ ሓቂ " ንዓኻ ፡ ካልኦት ድማ እቲ ዝኽተልዎ መንገዲ " መንገዲ ሓቂ " ምዃኑ እዮም ዝኣምኑ 'ሞ ናይ ሓድሕድና እምነት ብኽብረት ንሓሉ
@hermonberhe8467
@hermonberhe8467 Жыл бұрын
Eti filitet zeybilu huzi eyu ezi zizare mo kea2024 nisaka kidm filetn astewiel eti hito nay hawimano zey Kone eti hakin men gedin men eyu kirstos ezi ybrhalka nazi xomika akonen bruk
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
@@hailenteklen ስለቲ ነቀፌታኻ የቀንየለይ ግን ትቆልበ ዶ ዝበልካዮ ከኣ ኣይትፈልጥንን ኢኻ ብግምት ኣይትዛረብ ይቆርብ እወ"ኑፋቄ እንታይ ማለት ድዩ ጸርፊ ኣይኮነን እቲ ዝኣምነሉ እንዳሰሓቀ ናይ ኑፋቄ ትምህርቲ ይሕልፍ እዩ ዘሎ ኦርቶዶክስ ንኢየሱስ ከምዘይትፈልጦ እዩ ዝብለካ ዘሎ ብእምነት ቀልዲ የለን እቲ ዝሓትት ውን ናይ ቅድስት ቤተ ክርስርያን ክህልዎ ኔርዎ ንጥልቅ ዝበለ ኣፍልጦ ዘትብሉ ዝቡሕ ዕቅፋት እዩ
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Жыл бұрын
ክፍሉ ብሩኽ. ኣምላኽ ይባርኽኻ 🙏🏻. እግዛብሄር ብኣኻ ጌሩ ብዙሕ ነገር ክዓዬ ኢዩ. 🙋🏼‍♂️
@lulrbahri
@lulrbahri Жыл бұрын
"ደርፊ ንክብሪ ገዛእ ርእስካ መዝሙር ከኣ ንኽብሪ ጎይታ" ስሙ ይኽበር
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ Жыл бұрын
ዋው ተመስጢ የ ክልተ ፓርት ስሚዕ በቃ ከምዚ ተረዲኡካ ንጎይታ ክትመርጽ ከለካ ኩሉ ገዲፍካ አዚ ዩ ወንጊል ሃቂ ፈጻሚ ይግበርካ ተባረክ ከማካ የማስለና ብሩክ ፈጢስና ንወጸሉ ከማካ ይግበረና ክትዝምር ንበር ❤ ግን ሃደራ ክብለካ ኣብቲ መገዲ ኣምላክ ትከደሉ ጎደና ‘ስብ ' ከይ ትጥምት ነቲ ፈልፋሊ ስላም ዝኮነ ጎይታ ጥራይ ጠምት !!!!!
@Nofearnofavor
@Nofearnofavor Жыл бұрын
Hawey ajoka wesn
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ Жыл бұрын
@@Nofearnofavor ሃወይ ሃደመኣልቲ ንሱ ኣብ ዝመደቦ ከወስነኒ ዩ ጽልየለይ 🙏🏼
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 Жыл бұрын
ዋው ክንሪ ን ኣምላኽ ይኹን ።ብሩኻት ኢኹም ዘመን ሂወትኩም ኩሉ ይባረኽ🙏😇🙌🎶👏
@whatdoyouthink403
@whatdoyouthink403 Жыл бұрын
ሰላም ክፍሉ፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ አቲ ሓደ ባህሪይ ሓደ ኣካል ዝኾነ፡ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ደኣ እምበር፡ ብዛዕባ ካልእ መድሓኒ ኣይኮነን ዝተጻሕፈ። እምነትካ ደኣ ካበይ እያ? ሰላመ እግዚኣብሔር ምስኩልና ይኹን።
@danitimtem3381
@danitimtem3381 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ግን ተባዕ ኢካ ቀጽሎ
@simontewelde738
@simontewelde738 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ይኹን።ብምቅጻል እነ ክሓቶ ዝደሊ ንክፉሉ ሓውና ካልኣይ ግዜ ተጠሚቅካ ዶ እንድሕር ካልኣይ ግዜ ተጠሚቅካ ኣብ ኤፌሶን 4፥5 ሓደ ጎይታ ሓደ ጥምቀት ሓደ እምነት እዩ ዝብል።ንምንታይ ካልኣይ ግዜ ክጥመቅ ኣድለየ እታ ዝነበርካያ ሃይሞኖት ሓደ ጎይታ ዝስበኸላ ሓደ ጥምቀት ምስጢረ ጥምቀት ዝፍጸመላ ውልድነት እተውህብ ኣብታ ዝነበርካያ ሃይማኖት እዚ ስለ ዘይውሃበት ዲኻ ሃይማኖትካ ቄይርካ፣መጀመርታ ተሪድኡኒ ኣሚነ ክጥመቕ ኣለኒ እትብል እንድሕር ኮንካ ኣብ ወንጌል ማቲዎስ 28፥19 ከመዚ ይብል ኪዱ ንኹሎም ኣህዛብ ብስም ኣብን ወልድ መንፍስ ቅዱስን እናጠመቕኩም ደቂ መዛሙርተይ ግበርዎም።ንዓይ ከምዝመስሉ ግበርዎም ንምንታይ መጀመርታ ምሂርኩም ሰቢኽኩም እናጠመቅኩም ደቂ መዛሙርተይ ግበርዎም ዘይበሎም ንምንታይ እያ እዛ ዘለኻያ ሃይማኖት ማለት Protestant ንቃል ኣምላክ ብድላያ ተርጊማ ካልኣይ ግዜ ተጠምቅ።
@ruth2653
@ruth2653 Жыл бұрын
ሓንቲ እምነት፣ሓንቲ ጥምቀት፣ሓደ ጎይታ ማለት ብክርስቶስ የሱስ ኣሚንካ ምጥማቅ ማለት ኢዩ። ቆልዓ ኣብ ሰማንያን ኣርብዓን ኣጥምቅ ዝብል የለን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ። እቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዘሎ ሓንቲ ሰበይቲ ምስ ሓረሰት ጋል ተኮይና 40መዓልቲ ክትነጽህ ኣለዋ ዝበሎ ናብ ጥምቀት ኣልጊብኩምዎ 😢 ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኩን ዝብል ኣሎ ድዩ? ፍጽም እካ የለን። ንሓደ ኣምላኽ ከተምልክ ከም ዘለካ ኢካ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፍ ዘሎ። እቲ እንኮ መድሓኒ ድማ ክርስቶስ የሱስ እዩ ኣብ መስቀል በጃና ዝሓለፈ ክብሪ ንስሙ ይኹን።
@simontewelde738
@simontewelde738 Жыл бұрын
@@ruth2653 ሰላም ንዓኺ ይኹን ናይ ኣምላኽ ሰብ መጀመርታ ኣነ ኦርቶዶክስ ኣይኮንኩን ኣነ ክርስትያን እየ ሰዓቢ ክርስቶስ ኣነ ዝብል ዘለኩ ጥምቀት ንምንታይ ካልኣይ ግዜ ኣድለየ ንምታይ እያ እዛ Protestant church ካልኣይ ግዜ ተጠምቕ እዩ ሕቶይ ንሓደ ኣምላኽ ስለ ዘምልኽ እየ ንምንታይ ካልኣይ ግዜ ኣድለየ ዝብል ዘለኩ።
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 Жыл бұрын
ዳኒ ሓወና እግዚኣብሄር ይባርኽካ። ንክፍሉ ሓውና ወንጌል ክሰብኽ መድረኽ ስለ ዝኸፈትካሉ ነመስግን ቀጽሎ ኢኻ ካብ ኣምላኽ ዓስቢ ኣለካ።
@ፍትሒዝናፈቀሰብ
@ፍትሒዝናፈቀሰብ Жыл бұрын
ታ እንኮ መንገዲ ጽድቂ ኦርቶዶክስ ያ
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
ኣጋጣሚ ኮይኑ ድማ ኣብኣ ተወሊድካ🙆 ካብዚ ኩሉ ቻይና ህንዲ...ሎቶሪ በጺሓትካ ኣብ ምድረ ኦርቶዶክስ ተፈጢርካ! ኣምላኽ ዶ መሪጹካ ይኸውን?
@solo_blessed_8828
@solo_blessed_8828 Жыл бұрын
እቲ እንኮ ሓቅን መንገድን የሱስ ጥራሕ ኢዩ ብሩኽ ሓው
@MichaelBirhane-wh4ku
@MichaelBirhane-wh4ku Жыл бұрын
Haymanot ayxdqnn eyu.. emnet eyu zexdqq amlak goyta mukanu Ms etamn b afka wn Ms etmskrr ika txedqq..
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
@@solo_blessed_8828 እሞ ኦርቶዶክስ ማለት ኮ ቅኑዕ መንገዲ ማለት እዩ፡ ጎይታና የሱስ ከኣ እቲ እንኮ ቅኑዕ መንገዲ እዩ።
@j4l472
@j4l472 Жыл бұрын
እታ እንኮ መንገዲ ሓቅን ጽድቅን ሂንዱ ኢያ 😂😂😂
@euphorichan1307
@euphorichan1307 Жыл бұрын
ፉፉየ ጥዑም ሰሓቁ ❤❤❤❤ ምሉእ ዘመንካ ብክርስቶስ የሱስ ሰሓቅን ባህታን ዩ።
@muraeltsegay1555
@muraeltsegay1555 Жыл бұрын
ስብከት ድዩ ዝገብር ዘሎ ወይስ ቃለ መጠይቅ ቁሩብ ዶ ሃውቲቱ ክፍሉ ኩልና ደቅ እየሱስ ኢና ንኩሉ ፍጡር ጸጋ ኣምላኽ ኣለዉ ስለዚ ኣብትቃለምሕትት ከተድህብ ኣለካ ክፍሉ ምስ ብዙሕ ይቅረታ ።
@hailemichaekibreab1430
@hailemichaekibreab1430 Жыл бұрын
ገለ ካብ ዝበሎ እቲ ወልድ ሲ ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ይርስዕዎ ኢዮም ኢሉ:ተጋጊኻ ኦርቶዶክስ ውን 24 ሰዓታት ኢየሱስ እናበለት እያ ትምህር:ትዝምር & ትቅድስ: የግዳስ ናብታ መሰረት እምነት ኣቦታትካ ተትምለስ ምሓሸካ
@selinateklesion9398
@selinateklesion9398 Жыл бұрын
Pure hwas zeyblu GOYTA YESUS TRAY ksab zeysebeket Kab Kal Amlak wetsae eyu emo nea anbb bruk hawey kemu yhsheka
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
​@@selinateklesion9398ድሕነት ብኢየሱስ ክርስቶስ ከም እተፈጸመ ትሰብከሉ እያ ግን ካብ መን ተወሊዱ ምክንያት ድሕነትና ከኣ ድንግል ማርያም ኢና ንብል"ጸርኪዮ ዘይጽወር"ነቲ ዘይጽወር ጸርክዮ ብጸቢብ ደረት ብውሱን ቁመት ክውለድ ዝገበረት ከ መን እያ ንስኹም ኣማላዲ ክትብሉ ንሕና ኣምላኽ ፈራዲ ብመን ዩ ዝኸብር
@Meron_blessed_by_christ
@Meron_blessed_by_christ Жыл бұрын
@@maharigebrehiwet1810 ግብሪ ሃዋርያት 4 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@Meron_blessed_by_christ
@Meron_blessed_by_christ Жыл бұрын
@@maharigebrehiwet1810 ግብሪ ሃዋርያት 4 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@Meron_blessed_by_christ
@Meron_blessed_by_christ Жыл бұрын
ወንጌል ዮሃንስ 3 17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ናብ የሱስ ምምጻእኻ ዕድለኛ ኢኻ። ኣጆኻ ትባዕ ዘልኣለማዊ ኣቦ ምሳኻዩ። ኣይከሕፍረካን ውንዩ።
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
ንኢየሱስ ኣምላኽ ገዲፍካ ንኢየሱስ ኣማላዲ ምባል ድዩ ክብረት ዝሓወይ ኣይትጋገ
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
@@maharigebrehiwet1810 እቲ ጸገምኩም እኮ ነቲ ቃል ሓቂ ክትእዘዙ ስለ ዘይደለኹም እምበር መዓስ ጠፊእኩም። የሱስ ኣማላዲ ሙኻኑ እኳ ብዙሕ ግዜ ተጻሒፉ ኣሎ። ንስኹም ግና ኣየማልድን እዩ ትብሉ። ሞ ነቲ ቃል ምእዛዝ ኣቢናስ ነቶም ደብተራታት ዘሕምምኹም ክንእዘዝ ዲኹም ደሊኹም? 😭😭
@selamalem1324
@selamalem1324 Жыл бұрын
​@@maharigebrehiwet1810 Romans 8 ትግ - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
@@መሪርናስደት ደብተራ ዝብል ሒዝኩም ንመ/ቅዱስ ኣንብቦ ደብተራ እንታይ ማለት እዩ ከ ትፈልጦ ዶ ትርጉሙ ንስኹም እምበር ንፓስተራት ክረግጽኹም ዕድል ትህቡ ተደልዮም ማስቲካ ንኽልተ ሰብ ሂበየን ብሓደ መዓልቲ ወሊደን ናይ ረሃጸይ ሶፍቲ ጸሪገ ሂበዮ ምስ በልዖ ሓውዩ ምስ ጎይታ ፎቶ ተሳኢለ ምስ ጎይታ ተባኢሰ 10 ቁጽሪ ይረኣየኒ ኣሎ ሓፍትኺ መኽሊት ስማ ንዑ ክንፍውስ ትብሉ ትዕቢተኛታት ቅዱሳን ምዉት ኣየተስኡን ኣይጽልዩ እንዳ በልኩም ንዑ ክንጽልየለየኩም ትብሉ ኣማላዲ ትብል ሲ ኣምላኽ እንድዩ ንመን ክትምን"ኣቦታት ከኣ ናታቶም እዮም ክርስቶስ ውን ብስጋ ካባታቶም እዩ ንሱ ንዘለኣለም ብሩኽ ኣምላኽ ልዕሊ ኩሉ እዩ ኣሜን"ሮሜ9፡5"እነሆ ቀልጢፈ ይመጽእ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ዓስቡ ክፈድዮ ከኣ ዓስቢ ምሳይ እዩ ኣልፋን ኦሜጋን ቀዳማይን ዳሕራዋይን መጀመርታን መወዳእታን ኣነ እየ"ራኢ22፡12-13
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
@@selamalem1324እቲ ዝኹንን ከ መን እዩ?በሊ ክሓተኪ ከምቲ ትብልዮ ዘለኺ እንተ ኮይኑ መንፈስ ቅዱስ ውን ከም ዘማልድ ተጻሒፉ ኣሎ"ስለዚ እቲ መንፈስ ባዕሉ ብዘይንገር እህህታ ዝልምነልና"ሮሜ8፡26 እዚ እንታይ ክትብልዮ ኢኺ?
@admas-d7e
@admas-d7e Жыл бұрын
ኣፍርቃዊ ክንዲ ምህዞ ዝመራመር ፡ ነቢ የ" መንፈሳዊ ክኸውን ፡ ጠንቂ ሕማም ኣፍሪቓ ዝከውን ዘሎ እዩ። ክፍሉ ደርፊ ዘይኮንካ ቀይርካ ቅዲ ደርፊ ኢካ ብመዝሙር ቀይርካ።
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын
Nay behaqi wegeney
@selamkidane4715
@selamkidane4715 Жыл бұрын
Nay behaki
@adenakittube6412
@adenakittube6412 Жыл бұрын
😂😂
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Жыл бұрын
ሓቂኻ ኢኻ
@amanuelteame9501
@amanuelteame9501 Жыл бұрын
Ezi neaka kimesleka ykil ykiwen sigawi neger nkurub gizie u ztekim menfesawi gina neza zela alemn kabza alem misgaeznan eyu emo aytgage . Yegdas eza trea zela alem kithalif ya niskawin meas kabzalem kemthalif aytfeltin ika mihret amlak yxbyeka alo.
@merihghidey5377
@merihghidey5377 Жыл бұрын
ኣምላክ ይባርካ ክፍሉ ሓወይ ብሩክ መመሊስካ ተገለጽ፡ ኣስሜ ሓወይ'ውን ጎይታ ይባርካ ።
@mhretmengistu3084
@mhretmengistu3084 Жыл бұрын
ተባረክ ብሩክ ናይ ጎይታ ሓወይ
@zebibkesete555
@zebibkesete555 Жыл бұрын
ክብሩ ሓወይ ዓይኒ ልቦናካ ይክፈተሊካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ
@azmarinomotivation4188
@azmarinomotivation4188 Жыл бұрын
ናይ ምንታይ ዓይኒ ልቦና ክኸፍተሉ ደሊኺ ካብዚ ንላዕሊ ዓለም ዋጋ ከም ዘይብላ ምርዳእ
@ruthokbamichael9438
@ruthokbamichael9438 Жыл бұрын
Aynelbona ykfetelka tray ilki zzarebo Zelo kulu aymdegemon sakt u zzareb zelo hamimu u machelot yedliyo alo🙏🙏
@Wawa6191-z2x
@Wawa6191-z2x Жыл бұрын
ክፍሉ ንዓይ ፍሉይ ሰብ ብፍሉይ የድቆ የፍቅሮ ፍቅሪ ዝኾነ ሰብ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ❤🇪🇷✅
@afieafi
@afieafi Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤
@RBalay-vj4xf
@RBalay-vj4xf Жыл бұрын
ጐይታ ይባርኸካ ክፍሉ ሐወይ 🙏🙏
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 Жыл бұрын
ኹፍሉ ቡሩኽ አስሒኻኒ🤩🤩🤩
@nayalem4065
@nayalem4065 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኹም ኣብ ዘለኹሞ ብምቕጻል ኣብ ኦርቶዶክስ ከለኻ ንኽንደይ ዝኣክል ቸርች ተመላሊስካ እቲ ካብ ኦርቶዶክስ ዘይረኸብካዮ ፉሉነት እንታይ እዩ ኣብ ጴንጠ ይቕሬታ ኣብ መንጎ ክልቲኡ ዘሎ ፍልልይ እታይ እዩ ንዓኻ thanks htoy ezien ymesla
@visionhomeschoolingfamily
@visionhomeschoolingfamily Жыл бұрын
ኣምላክ ይባርክካ ክፍሉ ሓወይ መመሊስካ ተገለጽ፡ኣምላክ ብኣካ ኣቢሉ ንብዙሓት ስለዘጸናንዕን ዘድሕንን ክብሪ ንስሙ ይኩን ተባረክ።
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 Жыл бұрын
Lokumaxi
@rezeneghirmatsion664
@rezeneghirmatsion664 Жыл бұрын
Ane men ye!!! One of my favorite gospel son.Tebareku Kiflu and Asmie.
@edentewolde742
@edentewolde742 Жыл бұрын
Wawww, amazing testimony ❤❤❤❤❤❤blessed more and more praise the Lord🙌🙏👏👏👏👏👏
@starthegunners7089
@starthegunners7089 Жыл бұрын
ሕቶታት ካብ ኣገልገልቲ ኦርቶዶክስ ነዚ ትገብሮ ዘለኻ ቃለ መሕትት ኣብ KZbin ተኸታቲልካ ደጊምካ ክትምልስ ትኽእል እንተኮይንካ ክጽበየካ'የ::
@tirhastewelde3216
@tirhastewelde3216 Жыл бұрын
ብዙሕ ዘረባ ተዛሪብካ ተረቢሽካ ከኣ ኣምላኽ ናብ ልብካ ይምለስካ ካብዚ ዘለኻዮ መዋጽእቲ ይፍጠረልኩም
@semharyemangebrhiwet3136
@semharyemangebrhiwet3136 Жыл бұрын
Entay koynu kirbesh bzaeba eyesus eyu zinegr zelo
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh Жыл бұрын
@@semharyemangebrhiwet3136 kfelto gn aykealen
@massawino4ever939
@massawino4ever939 Жыл бұрын
Kuflu bro you are so blessed ❤ love you, i hope all the singer comeback to Jesus ❤🎉
@negistimehari6245
@negistimehari6245 Жыл бұрын
Shalom just we believe Jesus Christ we’re happy with out many Gbu 🙏🏾
@Mogos29
@Mogos29 Жыл бұрын
አስሜ ሐወይ thank you ንኩሉ ትገብሮ ንወዲ ዳኘው father ክራር ከይትትንክፍ እንዳ በለካ አብ እብ መርዓ እንዳ ደረፍካ ምስ ረከበካ ከመይ ኔሩ ኢልካ ሕተተቶ thank you 🙏 ሞጎስ ክብ London
@መንደላይወዲኤሩየ
@መንደላይወዲኤሩየ Жыл бұрын
ኣታ ወዲ ዓቅምካ ዘይትዛረብ ፡ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ ን ኦርቶዶክስ ንስካ ክትምህራ ምፍታና ፡ ጋል ነዲኣ ብዛዕባ ሕርሲ ክትምህራ ምፍታን ኣይኮነካን ወገነይ።
@Senu2211
@Senu2211 Жыл бұрын
Wow Amazing explain God bless you more.Kiflu blessed we love you guys.
@mamayehalal3400
@mamayehalal3400 Жыл бұрын
37:58 (ወዲ ማሕበርካ አይ ኮንኩን እንበር ናይ አምላክ ሰብ እየ👌) አስሜ ናይ አምላክ ሰብ አሜን bro🙏
@ኣምልኽምሳናተዘይነብር
@ኣምልኽምሳናተዘይነብር Жыл бұрын
Naybhaki melsi eya
@marymhretab1403
@marymhretab1403 Жыл бұрын
ጽቡቕ ቃለ-መጠይቕ ኣስሜ ሓወይ።
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 Жыл бұрын
ነዓ ኣይትጋገ የሱስ ስለዚ አልኩም ኣይኮናን መናፍቅ ን ብለኩም የሱስ መተኣረቂ ኪትብሉ ምስ ሰማዕናኩም ኢና ጎይታና መድሃኒና ኪርስቶስ መድሃኒ ኣለም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኢልና ስለ ን ኣምን ኢና ብ ኣብ ብ ወልድ ብ መንፈስ ቅዱስ ስለ ን ኣማን ኣብን ወልድን ሓደ እዮም
@debora9761
@debora9761 Жыл бұрын
John 14:6
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ኣይትጋገዪ ሓፍተኡ ኣነ ኦርቶዶክስ እየ፡ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያና ጎይታና የሱስ ኣታዓራቒ ምኳኑ ትኣምን እያ።
@ጽዮነይ-ቨ7ነ
@ጽዮነይ-ቨ7ነ Жыл бұрын
@@God-db9vp አረ ኣስተካኪልኩም ጽሓፍዎ እየሱስ አምበር የሱስ ዝበሃል ኣሎ ድዩ ዋ
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
እዋእ እምበኣር ኣብ ቸርች እንዳዘለልካ ክትባረኩ እንዳበልካ ዝዋፃእ ገንዘብ ኣይኮነን ብዝኾነ ኣምላኽ ኣብታ ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የፅንዓና ግዜ ተበላሽዩ እዩ 😥🙏
@lewamkidane
@lewamkidane Жыл бұрын
Menyu orthodox hakena emnet yu zbeleki
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
@@lewamkidane ንባዕልኻ ወይ ወለድኻ መጀመርያ እንታይ ኔርካ 🤔 ኦርቶዶክስ ቅኑዕ ምኻኑ ንባዕልካ እዉን ኣይትስሕቶን ምክንያቱ ኣብ ኦርቶዶክስ ስነ ስርዓት ኣሎ ንኣምላኽ ድማ ብትሕትና ነምስግኖ ነምልኾ ድማ ኣብዚ ናይቶም ጰንጠ ድማ ኣከዳድኖም ከማን ንዓይንኻ ደስ ኣይብልን ይዘሉ ድማ ምዝላል ድማ ንጋይላ እዩ ዝዉክል ሕጂ እመኑሉ 🤔
@user-cr6ir8nz2w
@user-cr6ir8nz2w Жыл бұрын
ክፉሉ ኣብ ከምዚ ወዲቅካ ክሪኤካ ብልቢ ሓዚነ:: ካብ ኦርቶዶክስ ወጻኢ ድሕነት የለን ኢየሱስ እውን እንተኾነ ካብ ኦርቶዶክስ ወጻኢ ኣይክትረኽቦን ኢኻ:: ኣምላኽ ናብ ሃይማኖት ኣቦታትካ ይምለስካ::
@azebhany3299
@azebhany3299 Жыл бұрын
Gadada ata Jesus Christos abe orthodox teray eu abayt denkurna amlke abe kulu nay kulu eu zalo
@user-cr6ir8nz2w
@user-cr6ir8nz2w Жыл бұрын
@@azebhany3299 መጽሓፍ ቅዱስ ባዕሉ ኣምላኽ ምስ ዘይኣመንቲ እንታይ ሕብረት ኣለዎ ይብለና ስለዚ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብታ ባዕሉ ዝሃነጻ ቤት እምበር ኣብ ካሊእ ኣይክትረኽብዮን ኢኺ::
@maryyesus2309
@maryyesus2309 Жыл бұрын
Goyta yebareka Kifluyee hewey ❤️🤩❤️🙏❤️❤️
@mussie361
@mussie361 Жыл бұрын
Thank you Asmie for making a good talk show. We were tired of interviews. You made the atmosphere so lively.
@rutaberhe6439
@rutaberhe6439 Жыл бұрын
@teibetesfai4182
@teibetesfai4182 Жыл бұрын
ጎይታ ይባርኽካ ክፍሉ ሐወይ ተባረኽ መመሊስካ
@bisratyohannes6669
@bisratyohannes6669 Жыл бұрын
ክፍሉ" ብ ኩፉልዩ" ትብል ስም ትርጉም ጸጋ ኣዕሚቅካ ገሊጽካዮ❤ ነቲ ከፋሊ ዕዳና ድማ ብመግለጺ እቲ ሓቂ ቃሉ ክንርኢ እንበር ብብዝሒ ሰባት ዝስዕብዎ ምርዳእ ከይገደሰካ ካብ ንእዝኒ ሰብ ንልቢ ኣምላኽ ዘሐጉስ ቃለ መሕትት ምስምዐይ ስሌኻ ንየሱስ አኣመስጊነዮ🙌 ዶንጊኻ ዝመጻኻ ናብ ምድሓን እንተመሰለ ዝያዳ ብናህሪ ትዓዪ ምህላውካ ግን እዙውን ፍለይውህበትና ምኻንካ እዩሞ ገስግስ ከም ዝበልካዮ ብዙሕ ብኣኻ ዝስራሕ ኣሎ 👍👋
@saliemteklemariam2507
@saliemteklemariam2507 Жыл бұрын
Kiflu dangew I love you,,,,,,I love your personality Egziabhier ybarkka ❤
@deko9088
@deko9088 Жыл бұрын
Omg kflu hawey beruk ne kulatna kemnatka berket yehabna goyta jesus bruk eka tebarek❤❤🙏🙏
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ Жыл бұрын
ኣማላድነት ቅዱሳን -1 )መጽሓፍ ኢዮብ 42፥8 2)መዘከርታ ጻድቕ ንበረኸት እዩ ስም ረሲኣን ግና ይምሽምሽ።” ምሳሌ 10፥7 3) “ኣፍ ጻድቕ ናይ ህይወት ፈልፋሊ እዩ፡ ኣፍ ረሲኣን ግና ዓመጽ ይኸውል።” ምሳሌ 10፥11 4)ወንጌል ማቴዎስ 10፥40)42 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁴⁰ ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ። ⁴¹ ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ። ⁴² ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። 5) መ ዳዊት 92 :12 ጻድቕ ከም ስየ ይልምልም፣ ከም ጽሕዲ ሊባኖስ ይዐቢ። 6) 2ይ ነገስት 2፥9 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁹ ኰነ ኸኣ፡ ምስ ተሳገሩ፡ ኤልያስ ንኤልሳእ፡ ገና ኻባኻ ኸይተወሰድኩ እቲ ኽገብረልካ እትደልዮ ለምን፡ በሎ። ኤልሳእ ድማ፡ በጃኻ፡ እቲ መንፈስካ ኣብ ልዕለይ ዕጽፊ ይኹን፡ በለ። ¹⁰ ንሱ ኸኣ፡ ዜሸግር ነገር ለመንካ። ካባኻ ኽውሰድ ከሎኹ እንተ ርኤኻኒ ግና፡ ከምኡ ኪዀነልካ እዩ፡ እንተ ዘይኰነ ግና፡ ኣይኸውንን እዩ፡ በለ። 7)“ኤልሳእ ከኣ ናብኡ ልኡኽ ሰዲዱ፡ ናብ ዮርዳኖስ ኪድ እሞ ሾብዓተ ሳዕ ተሓጸብ፡ እቲ ስጋኻ ድማ ጥዕዩ ይምለሰካ፡ ክትጸሪውን ኢኻ፡ በሎ።” - 2ይ ነገስት 5፥10 8)እብራውያን 11;37 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ³⁷ ብዳርባ እምኒ ተቐትሉ፡ ተመገዙ፡ ተፈተኑ፡ ተሰይፎም ሞቱ፡ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኺዲኖም ዞሩ፡ ሰኣኑ፡ ጸበቦም፡ ሓሳረ መከራ ጸገቡ፡ ³⁸ ዓለም ንኣታቶም ዘይትበቅዕ ኰይናስ፡ ኣብ በረኻታትን ኣብ ኣኽራንን ኣብ በዓትታትን ኣብ ጐዳጕድ ምድርን ኰለል በሉ። 9)“ኣብ ምድሪ ዝኣሰርኩምዎ ዅሉ ኣብ ሰማይ እሱር ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪ ዝፈታሕኩምዎ ዅሉ ድማ ኣብ ሰማይ ፍቱሕ ከም ዚኸውን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።” - ወንጌል ማቴዎስ 18፥18 10)“ብስጋ እኳ ምሳኻትኩም እንተ ዘየሎኹ፡ ብመንፈስ ምሳኻትኩም እየ፡ ስርዓትኩምን ጽንዓት እምነትኩም ብክርስቶስን እናርኤኹውን እሕጐስ አሎኹ።” - ቆሎሴ 2፥5 11) 2ይቆሮንጦስ 9፣14 ንሳቶምውን ስለቲ ኣባካትኩም ዘሎ ማእለያ ዜብሉ ጸጋ ኣምላኽ ምእንታኻትኩም እናጸለዩ ይናፍቑኹም እዮም። 12) 13:7እብራውያን ነቶም ቃል ኣምላኽ ዝነገሩኹም መራሕቲኹም ዘክርዎም፡ መወዳእታ ንብረቶም እናተቛመትኩም፡ ኣሰኣሰር እምነቶም ስዓቡ። 13) ማቴዎስ 19: 27 ሽዑ ጴጥሮስ መሊሱ፡ እንሆ፡ ንሕና ዅሉ ሐዲግና ሰዐብናካ። እንታይ ኰን ክንረክብ ኢና፧ በሎ። 28: ኢየሱስ በሎም፥ ንስኻትኩም ዝሰዐብኩምኒ፡ ብሓድሽ ልደት በታ ወዲ ሰብ ኣብ ዝፋን ክብሩ ዚቕመጠላ ጊዜ፡ ንስኻትኩም ንዓሰርተው ክልተ ነገድ እስራኤል ከም እትፈርዱ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። 14) 1ይ 2 ቆረንቶስ 2: ወይስ እቶም ቅዱሳን ንዓለም ከም ዚፈርድዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ዓለም ብኣኻትኩም ካብ እትፍረድ ደኣ፡ ነቲ ናእሽቱ ነገር ፈረዲ ንምዃንዶ ኣይትበቕዑን ኢኹም፧ 3: ንመላእኽቲ ኸም እንፈርዶምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ከመይ ግዳ ነቲ ነገር እዛ ዓለም እዚኣ ዘይንፈርዶ፧
@noahmussie7834
@noahmussie7834 Жыл бұрын
Hebrews 4 ትግ - እብራውያን 14-15: ደጊም ብዘይ ሓጢኣትሲ፡ ብዅሉ ኸምዚ ኸማና እተፈተነ እዩ እምበር፡ ብድኻምና ኺድንግጸልና ዘይኽእል ሊቀ ኻህናት የብልናን እሞ፡ ብሰማያት ዝሐለፈ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት፡ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ካብ ዚህልወናስ፡ ምእማንና ነጽንዕ። 16: ስለዚ ምሕረት ምእንቲ ኽንቕበል፡ ብጊዜ ጸበባውን ንረዲኤትና ዚኸውን ጸጋ ኽንረክብ፡ ብትብዓት ናብ ዝፋን ጸጋ ንቕረብ። Romans 8 ትግ - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ። Hebrews 7 ትግ - እብራውያን 25: ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ። 26: ከምዚ ዘመሰለ ኽፍኣትን ርኽሰትን ዜብሉ፡ ካብ ሓጥኣን እተፈልየ፡ ካብ ሰማያት ከኣ ልዕል ዝበለ ቅዱስ ሊቀ ኻህናት ኣድለየና። 27: ንሱ ከምቶም ካልኦት ሊቃውንቲ ኻህናት ቅድም ምእንቲ ሓጢኣት ርእሱ፡ ደሓር ድማ ምእንቲ ሓጢኣት ህዝቢ ኣብ ጸጽባሕ መስዋእቲ ኬቕርብ ዘየድለዮ እዩ እሞ፡ ርእሱ ንመስዋእቲ ምስ ወፈየ፡ ሓንሳእ ንሓዋሩ ገበሮ።
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መብርሂ እዩ፡ ኣምላኽ ይባርኽካ።
@alemtewelde123
@alemtewelde123 Жыл бұрын
Goyta yebarekum❤❤❤
@ሰማይእዩሀገረይ
@ሰማይእዩሀገረይ Жыл бұрын
ጽቡቅ ፡ ውሳኔ ፡ ወሲንካ ፡ ንጎይታ ፡ ምስዓብካ ፡ ተባረኽ
@efremmenghistu4957
@efremmenghistu4957 Жыл бұрын
God bless you Kiflu hewy haqna fikiri Amlak ala ab hiwtika❤
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 Жыл бұрын
ኦርቶድኩሰይ ኣጆኩም ነዝኦም ሰሚኩም ክርይትቅየሩ ን ጎይታናን መድህንናን ከማን ኣይፈለጥዎን ምክንያቱ ኢየሱስ ኢዩ ዘማለድ ኢሉ ኢየሱስ ን ንባዕሉ ኣምላክ ኢዩ ሓደ ኮኑ ሰለስተ ይኮኑ።ቤንጠ ጸማማት በጃኩም ኣምላክ ምሕረቱ ይኣዝዘልኩም።
@Sam_uel28
@Sam_uel28 Жыл бұрын
Xerfi ab orthodox newri eyou ab smiet ayteto😊
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Жыл бұрын
Ortodox ኢኻ ትጻረፍ ከኣ ኣለኻ..... ፍሬኹም ዩ እዚ
@merkebmichael3820
@merkebmichael3820 Жыл бұрын
ቤንጠ ኣይኮኑን መናፍቃን እዮም ዝባሃሊ ፍርቂ ይቅበሉ ፍርቁ ይኽሕዱ
@saliholove101
@saliholove101 Жыл бұрын
ብሕጊ ግና የሕትተካ እዩ ኦርቶዶክስ ንኢየሱስ ትቃወሞ ዲያ? ወልደ እግዚአብሔር ሥጋ ዝለበሰ ስጉው ቃል ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ፣፣ ምጽላም ግደፍ ክፍሉ❤❤❤
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
ተዘይትቃወምዎ ዶ ደኣ ነቶም ኣመንቲ ገይታ ከተሳድድዎምን ክትሃድንዎምን ምውዓልኩም ነዐኦም ኣሳዲድኩም ተሰዲድኩም ከተብቅዑ ንስለ ክርስቶስ ክብሉ ስቕ እንተበሉ ጌና ኣብ ልዕሊኦም ዘለኩም ጽልኢ ኢኹም ተሪኡ ዘለኹም። ኣነ ዝገርመኒስ ንባዕልኹም ቤተክርስቲያኖም የዕጺኹም ኩሉ ዓይነት ፈተና ፈቲንኩሞም'ሲ ተመሊስኩም ብሕጊ የሕትተካ ትብል? መጀመሪያ ኣብ ሃገሮም ንኣምላኽ ከምልኹ ቤተክርስቲያን ክፈትሎም። ምሽ ንባዕልኹም ኣብ ስደት ተሰዲድኩምለን ዘለኹም ሃገራት በቲ ትኣምንዎ ሃይማኖት ቤተክርስቲያን ክትሰርሑ የፍቅዳልኩም ኣለዋ። ሙኻን ስርስትና ማለት እኮ ከምዚ እዩ😢😢😢
@Habesha.
@Habesha. Жыл бұрын
​@@መሪርናስደት kkkkk hji si nab politics qeyrkaya entay Sltan alena dea betechristian kenexiu wey eritreawi aykonkan bzeaba hanti democracy zelewa hager eka tzareb zeleka eza tbla zeleka ab adina yelan geza qeyr
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
@@Habesha. ፖለቲካ ይኹን ኣይኹን እቲ እቲ ዘጋጥመና ዘሎ ሽግር እየ ዝገለጽኩ ቁሩብ ሲ ከም ሰብ ፍርሃት ኣምላኽ ይሃልኹም ንሕና እኳ ነቲ ነምልኾ ኢና ትብልዎ ኣምላኽ ኢና ነምልኽ ዘለና። ስለምንታይ ኢኹም ናባና መልሓስኩም ተንውሑ ዘሎን ዘየለን ጠቐነን ሓሶትን ንዕቀትን ትነዝሑ ይገርመኒ።
@euphorichan1307
@euphorichan1307 Жыл бұрын
37:58 ኣስሜ ናይ ኣምላኽ ሰብ !!!! ኣሜን !!!!
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 Жыл бұрын
What a great testimony and wisdom!! 🙌❤️
@rodasberhane4916
@rodasberhane4916 Жыл бұрын
You are amazing be blessed in Jesus name!
@salinahabtay2117
@salinahabtay2117 Жыл бұрын
Kiflu your words are gold thanks and thanks for the amazing testimony ❤ you just amazed me how brave you are 👏🏽🥹and you so funny 😂 Tebareku
@biniam9636
@biniam9636 Жыл бұрын
ዋው ክፍሉ ደረጃ ዕቤትካ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዘሐጉስዩ ክብሪ ድማ ንኣምላኽ ይኹን። በቲ ናይ ጳውሎስ ሕርያ ዝተሓረኻ ፉሉይ ኣቅሓ ንኽርስቶስ ኢኻ። እቲ ልቢ ዝምርምር ዋላ ውን ኣብ ዓለም ዕውልነት ከለኻ ናይ ሕልና ሰብ ፉሉይ ብምኻንካ ካብቲ ጌዜቲ ከምዝተሓረኻ ውን ኢየ ተዓዚበ። ኣምላኽ ኣይጋገን ኢዩ። እቲ ብርሃን ወንጌል ዘብርሃልካ ጎይታ ድማ ይባረኽ። እቲ ናይ ጎይታ ፍቅሩ ዓቢዩ ዝብሉ ቃላትካ ብጣዕሚ ዝትንክፍ ኢዩ። ዕላመት የሱስ ትጸውር ይግበርካ ኣሜን።
@biniam9636
@biniam9636 Жыл бұрын
በዚ ኣጋጣም ነቲ ውሽጢኻ ዝመሰጠ ዝገልጽ ብቃላት ብቃል ኣምላኽ ሒዝካ ክትመጸና ተስፋ ንገብር መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ይመስል ጸጋ ኣምላኽ ንኣፍቀርትኻን ሰዓብትኻን ከተብርህ በዚ ይላበወካ። ናትካ ሜድያ ንጽበ ስፐርያሞ። ሓደ ሓደ እዋን እቲ ናዬ ክርስቶስ ነገሩ ንኹሉ ወዲ ሰብ እንድዩ ዝጠቅም ነገር ግን ሒዝናዮ ንፍለ ናብቲ ሕብረተሰብና ሒዝናዮ ንምጻእ ኣብ ሕብረተሰብና ይፈለጥ የሱስ ሂወት እዩ ኣብ ክርሴትና ምስልምና ኣብ ኣመንትን ዘይኣመንትን ብማዕረ ይሰበኽ። ንቡዙሓት ድማ ፈውሲ በረኸት ልዕሊ ዅሉ ድማ ምድሓንን ዘልኣለማዊ ርስቲ ክኸውንዩ..ኣሜን
@danielarsemadaniel6056
@danielarsemadaniel6056 Жыл бұрын
ሓሶት ክደግስገም ሓቂ ይመስል ኢለሞ ሰብ ቀደም
@makdaaman1147
@makdaaman1147 Жыл бұрын
ገንዘብ ይህቡ የሱስ ኩሉ ስለዝኮነልና ዋላ ገንዘብ ኣይሃልካ ዕጋበት ኣሎ ውሽጥና ሃይማኖት ኣይኮነን ንክተል እምነት ኢዩ ብምልኣት ተረድእዮ ምንባር ማለት ኢዩ ቃል ኣምላክ ናይ ኩስቶ ሃይማኖት ትብሎ የብልካን ናይ ኣምላኽ ኢዩቃል ኣምላኽ የሱስ መንገድን ሓቂን ምኻኑ ኢዩ ኣሚኑ ብመንፈሱ ክምራሕ ጀሚሩ ክሓተካ እንዶ ኣየናይ ሃይማኖት ኢዩ ዝጸድቅ ጽድቅ ብየሱስ ምቅባል ጥራይ ኢዩ ጽድቅ ዝርከብ ኣምላኽ ንኩልና ዝተኸፈልልና ኣብ መስቀል ምቅባሉ ጥራይ ኢዩ ጽድቅ ተባረኩ
@fevu-n2h
@fevu-n2h Жыл бұрын
Waww beka mirdaeka memelisu yehaguseni ❤❤ waww yesus jegna ,,,, awsiuka😮❤
@MA-ww1fw
@MA-ww1fw Жыл бұрын
Nefoe bravo gazetech👍
@ሜሪሜሪ-ፀ1ጠ
@ሜሪሜሪ-ፀ1ጠ Жыл бұрын
ብሰምኣብ ወወልድ ወለደመንፈስ ቅዱስ ኣብዘቦታካ ኢካ ዘለካ
@MeheretZebezehaley
@MeheretZebezehaley Жыл бұрын
Nisus abetu eyu zelo ni goyta neti minti hatiyatina ab masekel keryaniyon demu zefeses ግብሪ ሃዋርያት 4 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@mqrtihaftifurti9288
@mqrtihaftifurti9288 Жыл бұрын
@@MeheretZebezehaley xbuk zereba orthodoxe ke kala amlk do temlk aya?
@rahwahagos2540
@rahwahagos2540 Жыл бұрын
​@@MeheretZebezehaley eyesus amlak ember amaladi ay konen dinzuzat😢
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 Жыл бұрын
መጀርታ ሰላምታይ ትቀበሉ የሓወተይ ሕቶ ዘለኒ ንስድራይ የኪቡሮም እዪ እሉ ዘኪቡሮም እተክኑ ደኣ ኣግህወም እድዪ ግደፍ ክብሎክሎ ክሰመዕም ነርዊ
@DSBBWM
@DSBBWM Жыл бұрын
መን ይዓቢ ስድራ ዶ ኣምላክ?
@tekleabteklay5294
@tekleabteklay5294 Жыл бұрын
ኤህ ሓቁ እንድዩ ዲኣ ሰልጠነ ዓርከይ ቦግ በል ክብል፡😂😂😂 ኩፍሉ ኸኣ ቦግ በል ኢለካ ኣለኹ 😂😂 ኣብ ሰማይ ኪቦርድ ኣሎ ኢልካዮ እሞ ለይታዊ ትልሂት ከኣ ኣሎ ማለት እዩ ከምኣያ።😂😂😂 ጎዶልያስ ዩትብ እንዶሞ ዶንግዮ 😂😂😂
@zlove8820
@zlove8820 Жыл бұрын
እዋይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብምህረትካ ይቕረ በለልና ኣቤት ክእለት ዘረባ ኢኣማንያን ከኣ ኢልካ ንስኻ ሕጂ ኣማኒ ኢየ ኢኻ ትብል ኣቅመ መናፍቓን ዘይበጻህኩም ሲ ንሰብ ክትፈርዱ ቁሩብ ነቲ ቃል ኣምላኽ ብዕምቆት ተረድኣዮ ወድ ሰብ ዜግነቱን ሃገሩን እምነቱ ኣይቅይርን ኢዩ እግዚኣብሄር ይገስጽ!
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 Жыл бұрын
ሰላም ክፍሉ ዕድመ ይሃብካ ኣምላክ ኣብዚ ክርስቶስ ንዓበይቲ ተዳፍሩ ይጽፋዕ ነይሩ ዝበልካዮ ሓንቲ ጥቅሲ ክትህበኒ ምደለኩ ኣበይ ተጸፍዑ ክርስቶስ ብድፍረቱ ?ብፍልጠቱ የገርሞም ነይሩ ክስቀል ከሎ ከኣ ጸፍዖምዎ ተላግጾምሉ ኣብዚ ንዓበይቲ ስለ ዘደፈረ ኣይኮነን። 2ይ መን እዩ ?ብስምኣብ መንፈስ ቅዱስ ኢሉ ዝበልዕ ንወልዲ ኣውጽኡ። 3ይ ኣብ ሰማይ እዩ ኩሉ ተፈጥሩ ወይ ነይሩ ትብልስ መን እዩ ከሙ ኢሉ? ኣብ ህዝቅኤል ዘሎ ጽቡቅ ገይርካ ረዮ እዚ ከቦሮ ንሕና ንሃርሞ ድዩ ኣብ ሰማይ ነይሩ ምስ ድያብሎስ? ኣብዚ ዘካየድካዮ ቓለ መሕትት ከምዚ ኣይተጸበኹካን ኣነስ ሓቂ ብዙሕ ጌጋ ዘለካ ኮይኑ ይስመዐኒ።
@yonatanteamekahsay5001
@yonatanteamekahsay5001 Жыл бұрын
Egizabiher Amlak yiezizu yibarka Kuflu hawey bruk❤. Nay hiwetka Misikrinetka Bitaemi zigerim zedenik zibarik misikrinet eyu goyta yesus zeben hiwetka yibarik🌻🙏🌹.
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ Жыл бұрын
Eዋይ ቦኽኽኽኽ ካምስን ዶሮና ዝኾነ ወዲ ኣስሜ ዘይ ኣመልካ ደንዝዝካ ህቦብላ ወዴአና 😂😂😂😂😂😂
@wintatekle7063
@wintatekle7063 Жыл бұрын
Wow tebarek kflu hawey I'm so proud of you 😍❤❤❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Жыл бұрын
Asmerom btaemi ena nemesgn nsle ti kulu tebro God blessed wendrfuly amazing discuss guys 👍❤👃
@meharizeremariam9389
@meharizeremariam9389 Жыл бұрын
እዋይ ሰብ ፋሕ ክትብሎ ከላስ ብካልእ ማሕበራዊ ሂወት ማለት ዓለማዊ ጉዕዞ ከኣ ፋሕ ክብለካ ይኽእል እምበር ብሃይማኖት ኣቦኻ ኣየጽንሓልካ ኣደኻ ኣብዠይትፈልጦ ምንፍቕና ምእታውካ ተሕዝን ኣብዚ ለይቲ ብኣውያትን ብዕልግናን ክዕንድሩ ዝሓድሩ ኢየሱስ ናባኺ ልኢኹኒ እናበልካ ምስ ኣዋልድ ክትዕንድር ምሕዳር ዲዩ ንኢየሱስ ምኽባር ኮይኑ ወላኳ ኦርተዶክስ ተውህዶ ሃይማኖትና ዘየፍቅዶ ተገበርና ንናሳሕ ለይትን ቀትርን ድማ ጸሎት ነዘውትር ስለዚ ኩሉ ጴንጠ ከኣ ኢኹም ትብልዎ ይፈላለ ዲዩ ንሱኸ ኣብርሃላና በል
@zionzion2882
@zionzion2882 Жыл бұрын
አናይ አዩ ከ አና አና ዝብል😊
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын
Seb gna entay ykewn alo 😢🙏 men eyu sm eyosus kurstos tsewieu menafq eyu zbl aythasu 😢🙏
@merrygebreyesus1929
@merrygebreyesus1929 Жыл бұрын
Wawww kebri neamlak Keflu hawey betami dess zebel haqi wengel zemnkum yebarek❤❤❤❤❤
@natisweet
@natisweet Жыл бұрын
Bless u kfu hawey proud of u to be Christian ❤
@user-bb4ib1xf8c
@user-bb4ib1xf8c Жыл бұрын
Shalom zetefeqrka b goyta Exactly Kiflu bruk nay amlak seb Goyta brk yeblka!!!......
@rahelbinyam7683
@rahelbinyam7683 Жыл бұрын
Jegna ambasader kerstos gebu melsi 🥰 may God blesss you
@adenakittube6412
@adenakittube6412 Жыл бұрын
Agor zeytgedfuna
@YonasYemane-de3vf
@YonasYemane-de3vf Жыл бұрын
Jesus is the way of life,Jesus love and Jesus truth blessed kflu bro
@EliasMengsteab-kt6fu
@EliasMengsteab-kt6fu Жыл бұрын
ብዙሕ ዘረባ ተዛሪብካ ዝጭበጥ ሓሳብ የብልካን ግን
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 Жыл бұрын
ከመይ እሞ ክትጭብጦ ?
@azebhany3299
@azebhany3299 Жыл бұрын
More hrkat abzhka keflu neftwaka endina gena mara hdidkana
@teklukidane7243
@teklukidane7243 Жыл бұрын
God blesss you Keflu Bruk 🌻
@rahwahagos2540
@rahwahagos2540 Жыл бұрын
Mesakin amlak nab libenakum yimleskum bizey xelot bizey xom bizey kudus kurban tinebru kabzi ymharena abyetttt😢😢😢😢
@Acnt12
@Acnt12 Жыл бұрын
Amen(3) nusu eu zibahal
@selukidu4019
@selukidu4019 Жыл бұрын
Nski ke azi kulu zbelkiyo tgebryo do.walas lomi beteksyan tsbah kea timket nda mehazaki Wray guayla shish ya.
@selammati8684
@selammati8684 Жыл бұрын
Goyta ybarkum. Des zibel medeb❤❤❤.
@teweldebrhane8316
@teweldebrhane8316 Жыл бұрын
ኣንታ እቶም ትሓቱ ብጃኹም ብዝዓባ ኣርቲስኩም ጥራይ ዘይትሓቱ ወይ ብዝግባ መልስሎም ኣብዘይ ስራሕኩም ኣይትእተዉ
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንምንታይ ኢዮም ዘምጽእዎም ግን
@yonatanyemane4013
@yonatanyemane4013 Жыл бұрын
You are right 👍👍 agedasi aykonen
@filmonmebrie460
@filmonmebrie460 Жыл бұрын
እዛ ሰብ እምበር ተወዲኣ! ኩላ ኣምላኽ ይባረኽ ትብል ዘላ ኣብዚ ኮመንት'ሲ ከምቲ ሓደ'ያ ማለት ድዩ?😢
@natsnetmeasho714
@natsnetmeasho714 Жыл бұрын
😁
@furutnatewelde5323
@furutnatewelde5323 Жыл бұрын
Ygermeka eyu eko
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና Жыл бұрын
ይገርም እዩ
@rankoshow2163
@rankoshow2163 Жыл бұрын
😂😂
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын
Gerimuni eko 🙏
@efremteklebrhan5548
@efremteklebrhan5548 Жыл бұрын
O amlak bayni mhretka temtena kulu seb menafkan koynu😢😢😢
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Жыл бұрын
እሩም ትግርኛ ተዛረብ"እና"ኣይትበል
@senaithdray1845
@senaithdray1845 Жыл бұрын
Kflu gn ko derfi aygedekayon meknyatu bkrar zzmer mezmur yaleni 😢amelak mhrat ywirdalakam 😢
@luckyboy7236
@luckyboy7236 Жыл бұрын
Orthodox the one's end only
@hermonberhe8467
@hermonberhe8467 Жыл бұрын
Jesus is the only true way and life nothing else
@jesusisthetruth4867
@jesusisthetruth4867 Жыл бұрын
Jesus is the the only way,not orthodox, Jesus is not religion he is the way the life and the truth .so please don't be rude try to read your Bible and ask holysprit to help understand the Bible.
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ጎይታ የሱስ እቲ እንኮ ቅኑዕ መንገዲ እዩ ኦርቶዶክስ ማለት ከኣ ቅኑዕ መንገዲ ማለት እዩ።
@Habesha.
@Habesha. Жыл бұрын
​@Jesus is the Truth do you know what is the meaning of orthodox first ?
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Жыл бұрын
Waw God bless you more and more
@emebrhane2162
@emebrhane2162 Жыл бұрын
ኣነስ ሕቶ ኣላትኒ ኣነ ድየ ዘይ ፈልቶ ኮይነ ወላስ እንታይ እዩ ምርዳእ ዝኣብየኒ ብክራር ኡርጋን ሳክስ ፎን ጌርኩም ኣመስግንዋ ዝብል ኣሎ ድዩ ? እቲ ደርፊ ከ ደኣ እንታይ ዩ ፍልልዩ በጃኩም ኣፍልጡኒ። እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መዝሙር ዳዊት 150 ከነመስግነሉ ተጻሒፉ ዘሎ ከ ደኣ ንመን እዩ
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
ሰይጣን ደኣ ወሲድዎ እምበር ኩሉ ንኣምላኽ እዩ ዝግባእ
@hevson
@hevson Жыл бұрын
Wela ane ezia eya zeytrdeani
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ዓሕ እዋይ ኹፍሉ😢😢😢 ብጥዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ነይረ ልበይ ሰርካኒ ኢካ
@adhanettekie2995
@adhanettekie2995 Жыл бұрын
God bless you guys 👏 👍 👌
@arsualem6685
@arsualem6685 Жыл бұрын
Amen tebarek kiflu
@Amlak-71
@Amlak-71 Жыл бұрын
Kflu buruk enkae nay goita konka❤
@semharberhe5443
@semharberhe5443 Жыл бұрын
Blessed Bro
@suncdybv2889
@suncdybv2889 Жыл бұрын
ጰንጤ ማለት 666 እዩ ገፅካ ትርሓቅ ንከብድካ ክትብል ሃይማኖት ክትቅይር
@selamalem1324
@selamalem1324 Жыл бұрын
Eskas eti akuy hizka alo amlak mhret ygberelka
@suncdybv2889
@suncdybv2889 Жыл бұрын
@@selamalem1324 ንከብዱ እንድዩ ቀይሩ ዶስ ንስኪ እውን ከምኡ ኢኪ
@LieselottePop
@LieselottePop Жыл бұрын
Wawww btaemi nifue Kifllu hawna Aazizka tebarek ❤ 😭
@channel-in8uj
@channel-in8uj Жыл бұрын
ክፍሉ ኣብ ኦርቶዶስ ከምኡ የለን ድዩ
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 Жыл бұрын
Nice interview Kflu hawna ab reality ztemorkose agelalxa Egziabher ybarKka
@tseghewoldu4016
@tseghewoldu4016 Жыл бұрын
God bless you and uses more and more for his glory 🙏
@Hmars2018
@Hmars2018 Жыл бұрын
ኣታ ኢዚ ወዲ ማራ ፎኺሲኒ ! እንደ-ገና ሩቡሽ መንፈሱ ብጣዓሚ ሩቡሽ !
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
ነኣባኺ ዘሎ መንፈስ ተረቢሹ ከይህሉ ነብስኺ ፈትሺ
@hevson
@hevson Жыл бұрын
Ygerm u amlak Ayni,lbona ykfetelu
ሓዳር ጌርካ ዲኻ?
1:02:09
Daniel Pictures
Рет қаралды 41 М.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
ኢየሱስ ኣብ ልባትና ይወለድ ብ ክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ
21:33
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
Рет қаралды 7 М.
Abraham Kahsay (Wasila) - Dedicated to Daniel Teklehaimanot 2015
7:26
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 1,2 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН