Daniel pictures | ፕሮቴስታንት ካብ ትኸውን ክሳብ ሕጂ ክንደይ ዝኣክል ገንዘብ ተኸፊልካ ኣለኻ? | kiflu dagnew interview

  Рет қаралды 125,174

Daniel Pictures

Daniel Pictures

Күн бұрын

Пікірлер: 657
@lulrbahri
@lulrbahri Жыл бұрын
ኣነ ፕሮተስታን ኣይኮንኩን ግን እንታይ ዝዓብስ ክብርን ጣዕምን ናይዛ ዓለም እዩ ኣምላኽ ረዲኡካ እንቋዕ ካብ ደራፋይ ናብ ዘማራይ ኣሰጋገረካ ንበረኸት ኩን። ❤
@sebsebmukan7444
@sebsebmukan7444 Жыл бұрын
ብሩክ ምርዳእ ብሩክ ኣእምሮ: ኣጆካ ንዓካ ውን ጎይታ ክረድኣካ እዩ
@lulrbahri
@lulrbahri Жыл бұрын
​@@sebsebmukan7444 ኣነስ ጎይታ ረዲኡኒ እዩ ክብሪ ንስሙ❤
@እግዚኣብሄርኣምላክይመስገ
@እግዚኣብሄርኣምላክይመስገ Жыл бұрын
አታ ረአዩለይ 🤔እሞ ሕጅስ ደራፊ እዳአሉ ዝንሆ እንተይ ማለት እየ ብሽፋን መዝሙር እዳ ደረፈስ 😏
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
ሕጂ ውን እኮ ደራፋይ እዩ ዘሎ ቃል ኣምላኽ ድዛረብ እኮ ንኣምላኽ ይፈልጦ ማለት ኣይኮነን ሰይጣን ውን እኮ መ/ቅዱስ ይጠቅስ እዩ ንዓለም ክትንዕቃ እንተ ኮንካ ክብራ ይትረፈኒ ምሉእ ሂወተይ ንኣምላኽ የ ዘገልግል ትብል እንተ ኮንካ ግን ከምቶም ቅዱሳት ኣቦታት መነኮሳት"ዓለም ንዓታቶም ዘይትበቅዕ ኮይናስ ኣብ በረኻታትን ኣብ ኣኽራንን ኣብ ዓትታትን ኣብ ጎዳጉዲ ምድርን ኮለል በሉ"ዕብ11፡38
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
ሕጅስ ክስሕቅ ዶ 🤔እንታይ መዝሙር ይፈልጡ ወሪድዎም ዘይ ደርፊ እዩ ሕጅስ ዘሎ ናነጠርካ ደሎ እዩ መዝሙር 🤨
@Jon20243
@Jon20243 Жыл бұрын
ነኒ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝተኣመነኒ: ኣነ ድማ ኣብ ሰማይ ኣብ ቅድሚ ኣቦይ ክእመኖ እየ።❤ከምዚኤም ዝበሉ ንኣምላክ ጨኪኖም ዝሰዓቡ ይብዝሑ
@MeashoTeferi
@MeashoTeferi Жыл бұрын
ኣነ ንዓለም ተሰቒለ ንሳ ንዓይ ተሰቒላ ተሰቒላ ኣየድምቖን ንዕላላ ኣፈይ ኣይከፍትን እየ ንኽብራ ንኽብራ (ነዛ ኸም ዳስ እትቕንጠጥ ሎሚ ዘላ ጽባሕ ዘየፍለጠት ትዳሎ ዘላ ክትነድድ ብሓዊ ኣፈይ ኣይከፍትን ናታ ኽብርስ ይትረፈኒ(2) ይትረፈኒ ምስ የሱስ ይሕሸኒ ❤ ጽቡቕ ዕጫ ኢኻ ሓሪኻ kiflu ሓወይ ዘመን ሂወትካ ይባረክ
@KokobYasus
@KokobYasus Жыл бұрын
Amen
@ermiasmengsteab5342
@ermiasmengsteab5342 Жыл бұрын
John 3 (ትግ) - ዮሃንስ 16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
@Tnsui
@Tnsui Жыл бұрын
Yaaa
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
ኣቤቱ ሰብና ብዘይ ፍላጥ ይጠፍእ ኣሎ ንእግዚኣብሔር ብኸምዚ ይምስገን ይገርም እዩ 😥 እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር 🙏
@tesfaberhangebreyonas
@tesfaberhangebreyonas Жыл бұрын
ይገርም ከምዚኦም ግን የለን::
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምስቲ ሞይኡ ዝኸይድ ዘመናዊ ትካል እዚ እምነት ኣይበሃልን እዩ"በቲ ብዳሕራይ ዘመናት ግና ገሊኣቶም እምነቶም ክሒዶም ንመናፍስቲ ስሕተትን ንምህሮ ኣጋንንትን ከም ዝስዕቡ እቲ መንፈስ ብግሁድ ይብል ኣሎ"1ይጢሞ4፡1
@Isromrezyue4604
@Isromrezyue4604 Жыл бұрын
Asu brkti msgana namlak bmulue lbka nkulu haylka nkulutnaka eyu. Amlak ka nlbi eyu zrei
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
@@maharigebrehiwet1810 ብሓቂ ኣምላኽ ኣብ እምነትና የፅንዓና 🙏
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
@@tesfaberhangebreyonas ልቦና ይሃቦም ንዓና ድማ ኣብ እምነትና የፅንዓና 🙏
@asghedeshtekle2304
@asghedeshtekle2304 Жыл бұрын
ክፍሉ ጅግና ልዕሊ ኩሉ ኢቲ ድበለጸ ሐሪካ አለካ ጎይታ ዘመንካ ይባርክ ጋዜጠኛ ክአ ጎይታ ይባርካ ቡሩካት ኢኩም
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b Жыл бұрын
😂😂😂😂
@asghedeshtekle2304
@asghedeshtekle2304 Жыл бұрын
@@Mamitey-k4b goyta zamenka yebarky
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Жыл бұрын
ዮሃንስ 17 (John) 3፤ ኣምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ምዃንካን ነቲ ዝለኣኽካዮ የሱስ ክርስቶስን ኪፈልጡ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዚኣ እያ።
@mhretabgerezghier8447
@mhretabgerezghier8447 Жыл бұрын
ስም ኢየሱስ ክጽዋዕ ዝሕጎስ እንበር ዝስንብድን ዝፈርሕን ሃማኖት የለን፡ ነቲ ሓዲሽ ሃይማኖት እዩ ዘይፈትዎ፡ ግደ ሓቂ እዞም ሓድሽ ሃማኖት በይኖም እንድዩ ጽድቂ ዝቅበሉ ዝመስሎም ካብዚ ዝዓቢ ዉድቀትን ሓጥያትን ድማ የለን።
@AneaneayeimissyouMyself
@AneaneayeimissyouMyself 4 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ❤❤❤
@stability_yemariam_lj
@stability_yemariam_lj Жыл бұрын
እምበር ንእግዚኣብሄር ሲ ብፍግራ ኢልካ ምስጋና ኣሎ ዩ😢😢😢 መዝ. ዳዊት መበል 150፣1-6" ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ ፡ ንኣምላክ ኣብ መቅደሱ ኣመስግንዎ ኣብ ሰማይ ንዘሎ ሓይሉ ኣመስግንዎ ..... ፍቅዲ 3 ፡ ብድምጺ መለከት ኣመስግንዎ ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ። ደኣ ይብል እምብር ነቲ ኩሉ ሰናያት ዝገበረልና ኣምላክሲ በቲ ንዓለማዊ ንጥቀመሉ መሳርሒ ኣይግድን 😢 ኣምላክ ናብ ልብካ ይምለስካ ክቡር ሓወይ
@johngherie9696
@johngherie9696 Жыл бұрын
Nay bhaki abi hasab eu mhret yewrdelu n kiflu kea
@ፋንፊልሞን
@ፋንፊልሞን Жыл бұрын
ዋው ዝገርም ጥቅሲ ብፍላይ ነቲ ንዓለማዊ ዝጥቀም መሳርሒ ኣይግድን ትብል ጽቡቅ ርድኢት ክነሕድር ትጠቅም ነመስግን🙏
@fekrti5037
@fekrti5037 Жыл бұрын
Nialemawi nimenfesawi nitekemelom mesarhi music wey zema zibel tekesi alo deu ab mexhaf kidus?????? ''Colossians 1 ትግ - ቆሎሴ 15: ንሱ መልክዕ እቲ ዘይርኤ ኣምላኽ፡ በዅሪ ዅሉ ፍጥረትውን እዩ። 16: ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ፡ ዚርኤን ዘይርኤን፡ ዝፋናት ኰኑ ወይስ ጕይትነት፡ ሕልቅነት ወይስ ስልጣናት፡ ኵሉ ብእኡ ተፈጢሩ አሎ እሞ፡ ኵሉ ብእኡን ንእኡን እዩ እተፈጥረ። '' So ኩሉ ኣብዚ ዓለም ብኢድ ሰብ ዝስራሕ በቲ እግዚኣብሄር ዝህቦም ጥበብ እዩ፡ ንምንታይ ንጥቐመሉ እዩ ዘገድስ,,,,,,,, በገናን መሰንቖን ዝይፈልጡ ህዝቢ ከድኣ ብምንታይ ከምልኽዎ ይክእሉ ንኣምላክ፡ ንእብነት ኣሜሪካውያን፡ ኤውሮፓውያን ወይ ውን ካልኦት ህዝቢ ዓለም, so ክራር፡ ኦርጋንን ካልእ ዘመናዊ መሳርሒ ሙዚቓ ካኣ ሃዋርያ መጽሓፍ ቕዱስ ኣብ ዚጽሓፉሉ ግዜ ኣይነበረን እሞ ንክብሪ ኣምላኽ ኣይዝመረሉን ማለት ኣይኮነን፥ ከምኡ ዜማ ውን በብግዚኡ በብዓይነቱ ዜማ ምውጽኡ ምስ ግዜን ምዕባለን እዩ፡ so ጽሩይ ልቢ እዩ ዘድልዮ ንኣምላኽ፡ ጥበብ ኩሉ ውን ናቱ እዩ ንዕኡ ውን እዩ።
@Gg35114
@Gg35114 Жыл бұрын
አሜን🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@atranos2198
@atranos2198 Жыл бұрын
hasad menfes
@euphorichan1307
@euphorichan1307 Жыл бұрын
ፉፉ ሓወይ ብሉጽ ብቃላትካ ጥራሕ ዘይኮነ ብግብሪ ክርስቶስ ኣብዛ ምድሪ እትምስክር ጅግና ወተሃደር !!!!! 2ይ 3ይ ክፋል ኣይትዶንግዩ daniel pictures.
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Kifilu is a great & anointed Eritrean gospel singer, God bless you and your family ✌🏽
@EfremEseyas
@EfremEseyas Жыл бұрын
Orthodoxe for ever 💒💒💒✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏
@manatega8660
@manatega8660 Жыл бұрын
😂😂😂😂 ታይ ኣመጸኦ ደኣ ንሱ መሰሉ ዩ ኮ ካልእ ሃይማኖት ክቅየር
@selamabraham304
@selamabraham304 Жыл бұрын
​@@manatega8660 ygerm eko u negremrem
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 Жыл бұрын
Yes sir 😍
@Jesusislord526
@Jesusislord526 Жыл бұрын
​@@manatega8660 😂😂😂😂😂😂
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
Forever ዝበሃል የለን ኩሉ ኽሓልፍ እዩ። ዘይሓልፍ ግና ቃል ኣምላኽን እቶም ንቃል ኣሜላኽ ዝእዘዙን ጥራይ እዮም።
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ Жыл бұрын
ዋው ክብሪ ንኣምላክ ርድኢት ናይ ቃል ኣምላክ ዘለካ 👌ኣስይ ጽብቅቲ መልሲ ሞዲልና የሱስ ዩ100%
@merihghidey5377
@merihghidey5377 Жыл бұрын
ኣምላክ ዘመን ሂወትካ ኩሉ ይባረክ ንጎይታ የሱስ እናዘመርካሉ ንበር ክፍሉ ሓወይ ብሩክ።
@selinakidane2904
@selinakidane2904 Жыл бұрын
እቲ እንኮ ምርጫ የሱስ እዩ! ጽብቅ ምርጫ መሪጽካ ክፍሉ ሓወይ ብሩኽ ❤
@ሳሚሳሚ-መ5መ
@ሳሚሳሚ-መ5መ Жыл бұрын
Mhret yewrdelki
@arsenalforever5268
@arsenalforever5268 Жыл бұрын
😂😂😂😂
@yoniyoni8070
@yoniyoni8070 Жыл бұрын
😅😅😅😅
@jesuslord2431
@jesuslord2431 Жыл бұрын
Nay behaqi yesus krstos bjeka nsu mendo dem afsislna we love you Jesus Christ King of kings Lord of lord's
@MeheretZebezehaley
@MeheretZebezehaley Жыл бұрын
@@ሳሚሳሚ-መ5መ na nab eyesus yesus hawey eyu 1ይ ቆረንቶስ 12 3፤ ስለዚ ሓደ እኳ ብመንፈስ ኣምላኽ ዚዛረብ፡ የሱስ ርጉም እዩ ኸም ዘይብል፡ መንፈስ ቅዱስ ተመሪሑ እንተ ዘይኰነ ኸኣ፡ የሱስ ጐይታ እዩ ኺብል ንሓደ እኳ ኸም ዘይኰነሉ፡ ኤፍልጠኩም ኣሎኹ።
@luchiateklay1884
@luchiateklay1884 Жыл бұрын
ኣብ እየሱስ ህይወት ሰላም ዕረፍቲ ተስፋ እምበር ክሳራ የለን።ቡርካት ኢኩም ❤❤❤❤❤😮😮😮
@zewdihabtemariam6030
@zewdihabtemariam6030 Жыл бұрын
Kiflu you are such a blessing to a new Eritrean Generation preaching King Jesus in Eritrea. Got bless U and Urs Thank you for your prayers for Eritrea.
@samrawitsolomon9783
@samrawitsolomon9783 Жыл бұрын
ብሉጽ ጋዜጠኛ ሎሚ ተረኺቡ,you are Amazing, Jesus loves you
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Жыл бұрын
Nay behaki etub u kemzom fokoskos zblu aykonen des u zbleni neay win grm aleka
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Жыл бұрын
@@anantsfu2567 zm bel werena tigrinya eika b tgrinya xehaf hkot 10 amet ztekemetku usa ye mnalbat ayteredon keytibl
@samrawitsolomon9783
@samrawitsolomon9783 Жыл бұрын
Anan Tsfu John 3 (ትግ) - ዮሃንስ 16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። በዚ ቃል ኣምላኽ መሰረት ወላ ንዓኻ/ኺ ጎይታ የሱስ የፍቅረካ/ኪ እዩ
@milkatesfamariam8960
@milkatesfamariam8960 Жыл бұрын
What a testimony! very humble and honest personality. yweskelka ,amlakka kmerhakan kekbrekan eyu kiflu jigna .
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Жыл бұрын
ይዝከረኒ ወርሒ 3 /2017 ን ጎይታ ኢየሱስ ዝተቐበልክሉ እዋን ዩ ኔሩ. ክሳብ ሕጂ ኣበይ ኔረ ዝበልክሉ ኣጋጣሚ ዩ ኔሩ እሞ ክፍሉ ሓወይ እንቁዕ ጎይታ ናብ ዘላለማዊ ድሕነት ጸዉዓካ Congratulated 🎉🎉
@Gg35114
@Gg35114 Жыл бұрын
ቅድሚኡከ ብምንታይ ኢኻ ትአምን ኔርካ???
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын
Hji win ayni libonaka ykfetelka zhawey Ortodox tewahdo nzelalem ktnebit iya
@abrehethans7389
@abrehethans7389 Жыл бұрын
ቅድሙኡ ከ ታይ ትገብር ነርካ
@danieltekle619
@danieltekle619 Жыл бұрын
ክፍሉ ሓወይ ብሩክ ንስካ በረከትና ኢካ
@habtomberhane5425
@habtomberhane5425 Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ዝርርብ ንኽልትኹም ፈትየኩም❤❤
@SamrawitA.Andemichael
@SamrawitA.Andemichael Жыл бұрын
ንብዙሓት ን በረኸት እግዚኣብሄር ሓርዩካ ዩ ክፍሉ ሓወይ ።ተባረኽ ሓይልካ ከም መዓልታትካ ይኹን ። ብ ጎይታ ኣዚና ኢና ንፈትወካ ።
@kolossal3912
@kolossal3912 7 ай бұрын
Bravo! One of the rare wonderful interviews. Kiflu may GOD bless you more. Keep it up journalist!
@yohanaberaki4386
@yohanaberaki4386 Жыл бұрын
ክፍሉ ብርኽ ናይ ኣምላኽ ሰብ: ኣምላኽ ዝተርፈ ዘመን ሂወትካ ይኽበረሉ ።
@KokobYasus
@KokobYasus Жыл бұрын
Keflu hawey bereketena eka keep singing to the Lord of lord to the king of king our Lord Jesus christ God bless you more and more 🙏🙏🙏👏👏👏👏
@SamrawitGebremeskel
@SamrawitGebremeskel Жыл бұрын
ደስ ዝብል ምስክርነት ፡ጎይታ ዘበንካ ይባርኽ ክፍሉ ሓወይ።ሂወት ኣኽርያን ቁልዕነተትን ኣዘኪርካኒ።መመሊስካ ተባረኽ።
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
❤❤❤ ወዲ ዳኛው ሓወይ ካብቶም ዝፈትዎም ስነ ጥበበኛ ብፍላይ ኣፍታ ስብ ብሰብ ትብል ፊልም ኣብ ሂወተይ ዘይርሳዓ ሎሚ ግን ብሓቂ ሓዚነ ካብ ድንግል ማርያምን ቅድሳን መላኣክትን ሪሒቃ ኣይግድን ጽቡቅ ዕድል ❤❤❤
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Жыл бұрын
Ajoka Be Nebseka Tray Heseb Esus Nafeti Mentu Zemotelu Keseb Zewsene SEB Eu Tezdref Mesesakalu Nareka Heji Wen Neka Ydemka alku Neti Zemotelka Mesab Yekunelka Mengden Haken Hiweten Yesus Eu Be Kale Medhan Yelen.
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
@@ermijesus4493 61 ኣሁዱ መጽሓፍ ዲካ ትጥቀም ዋላስ 81 ሓንቲ ሕቶ ክህበካ ኢየ ፍልልይና ካውኣ ኢያ ትጅምር
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ የሕዝን ኢዩ።
@danidanghirmayslij168
@danidanghirmayslij168 Жыл бұрын
ክቡር ሓዊ ሓሳብካ ንጹር ኣይኮነን ምክንያቱ 66፥ 73 ወይ ድማ 81 መጽሓፍቲ ኩሉ ናቱ ታሪክ ኣመጻጻኣን ኣለዎ። አዛ ዘላ ወንጌላዊት ቤተክርስትያን ግን ካብቲ ኩሉ መጽሓፍቲ አተን 66 ናብ ክርስቶስ ዘጠምታ መሚያ ኣውጺኣ ኣላ። ማለት መጽሓፍ ቅዱስ ብዝተፈላለዩ ሰባት ኣብ ዝተፈላለይ ግዜ ዝተፈላለዩ ደረጃ ትምህርቲ ሞያን ዝንበሮም አዩ ተጻሒፉ፡ ይኩን አምበር ሓሳቡ ኩሉ ኣይጋጮን አዩ። ኣብ ብሉይ ኪዳን ዘለ መጽሓፍቲ ናብ ክርስቶስ የጠምተካ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ዘሉ ኩሉ ሓሳባቱ ተመሳሳሊ አዩ። ዋላ ውን አተን 15 መጽሓፍቲ ጎዲለን ኢልካ ተዛረበለን ዘለካ ብ ስነ ሃይማኖት መሰረት THEOLOGY መዓስ ዓመተ ምህረት ተጻሒፈን ንመን መልአክተን ኣይረዳካን አዩ። ኣብቲ 400 ዘመን ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዝተጽሓፋ አየን። ማለት ኣብ ናይ ጸልማት ዘመን ኮይኑ አግዚኣብሄር ድማ ብ ነብያት ኮነ ብካልአ ዘይተዛረበሉ ዘመን ወይ ናይ ዝምታ ዘመን አዩ፡ ማለት ወዲ ሰብ ዓሊዩ ብዝደለዮ መንገዲ ኣብ ዝከደሉ ዘመን አዩ። አቲ ዝበለጸ ባዕልካ ኣንቢብካ ማለት ብምርሒት መንፈስ ቅዱስ ኣይናይ መጽሓፍቲ ሂወት ኣለዎ ኢልካ ፈሊካ ተረዳአ። Thanks for readimg and bless u brother
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
@@danidanghirmayslij168 ኢለካ እካ እቲ ጸገም ንሱ ኢዩ 81 በል ክሓተካ ኢየ ድንግል ማርያም ኣቦኣን ኣዲኣን ኣምጻኣለይ ካፍታ ናትካ መጽሓፍ
@solianateklu5943
@solianateklu5943 Жыл бұрын
Amen Kiflu hawey memeliska Tebarek!!!! So impressed by you!!!
@salinahabtay2117
@salinahabtay2117 Жыл бұрын
phenomenal interview 👍🏽👏🏽 thank you Kiflu for the testimony… may the Lord bless you guys 🙏🏽
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
ኣምላኽ ረዲእካ ክፍሉ ሓወይ ኣጆኻ ኣምላኽ ምሳኻ እዩ።
@DigitalHabesha226
@DigitalHabesha226 Жыл бұрын
I like his personality very humble ❤
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 Жыл бұрын
ሞጎስን ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሓልካ ክፍሉ ብሩኽ ንበረኸት ኩን ብጣዕሚ ኣዚዩ መሳጢ ክብሪ ኣምላኽ ትህቦ ዘለኻ ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ🙏 😇🙌👏💕🎸🎶 ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ የሰጋግርካ 😇
@filmonwoldi7264
@filmonwoldi7264 Жыл бұрын
Orthodox tewahdo for ever ❤❤❤🙏🙏🙏
@inpsalmshymns
@inpsalmshymns Жыл бұрын
ብሩኽ ሓወይ፡ ኣብ መንግስተ ሰማይ ምስ ከድና፡ ኦርቶዶክስ ዲኻ ኔርካ፡ ካቶሊክ ዲኻ ኔርካ፡ ፕሮተስታንት ዲኻ ኔርካ ዝብለካ የለን። ህይወትካ ንኢየሱስ ክርስቶስ ሂብካ መስቀልካ ኣልዒልካ ትስዕቦ ኔርካዶ እዩ ክኸውን። ስለዚ ንጐይታ ጥራይ ከምቲ ንሱ ዝደልዮ ጌርካ ሰዓቦ እምበር፡ Orthodox tewahdo for ever እንተበልካውን ንወገናዊ ምዃንካ ኣምላኽ ይርደኣልካዩ ኢለየ ዝሓስብ።
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
​@@inpsalmshymnsእሞ መን ድዩ ንክርስቶስ መስቀሉን ተሸኪሙ ዝኽተሎ ዘሎ ጥምቀቱ፡ ስቅለቱ፡ትንሳኤኡ፡ዕርገቱ፡ጰራቅሊጦስ በዓለ መንፈስ ቅዱስ ዘኽብሮን ዘብዕሎን ንስኻ ውን ተብዕሎ ትኸውን ግን ብኦርቶዶክስ ዘውዓለቶ ኢኻ ምኽንያቱ በየናይ ከም ዝውዕል ኣብ መጽሓፍ የለን ብፍጹም ከኣ ከተምጽኣለይ ኣይትኽእልን ኢኻ
@inpsalmshymns
@inpsalmshymns Жыл бұрын
@@maharigebrehiwet1810 ስለ መልስኻ የመስግነካ ብሩኽ ሓወይ። መጀመርታ መስቀል ምልዓል ማለት ኣብ ክሳድካ ምንጥልጣል ማለት ኣይኮነን እቲ ዓቢ ትርጉሙ። መስቀል ናይ ብሰንክቲ ብክርስቶስ ዝበጽሓካ መከራ ምልክት እዩ። ማለት መስቀሉ ኣልዒሉ ደድሕረይ ዘይስዕበኒ ክብል ከሎ ጐይታ፡ ኣብቲ ትስዕበኒ ሽግር መከራ ኣለካሞ፡ ከይሰልከኻ ክትስዕበኒ ኣለካዩ ዝብልካ ዘሎ። ኦርቶዶክስ ምናልባት ቀደም መከራ ኔርዎ ይኸውንዩ፡ ሕጂ ግና ሰባትያ ተሳድድ ዘላ ኣምበር ዝርአ መከራ ብዙሕ የብላን። ህዝባ ከኣ ዝበዝሕ ጓይላን ዳንኬራን ዝገብር፡ መጽሓፍ ቅዱስ ከንብብ ዝፈርህ ዓይነትዩ ዘሎ። በዓላት ምብዓልውን ከም ዓቢ ነገር ጌርካ ኣይትውሰዶ ዝሓወይ። ሓይሊ ኣምላኽ ንሂወትካ ክሳብ ዘይለወጦ፡ ኦርቶዶክስ ስለዝኾንካ ጥራይ መንግስተ ሰማይ ትኣቱ ከይመስለካ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መማህራንና ባዶ ትምክሕቲ ክህልወና ዓቢ ተራ ተጻዊቶምዮም። ካብ ኦርቶዶክስ ንዘለኣለም ትብል፡ ኢየሱስ ክርስቶስ ንዘለኣለም እንተትብል ምሐሸካ። እዚዩ እቲ ሓቂ።
@rehaboth203
@rehaboth203 Жыл бұрын
Jesus Christ is the only way, the truth and the life.
@agapelove1891
@agapelove1891 Жыл бұрын
Eti zimkahhh bi egziabiher ymekahh xihuffff eyuuuu
@bdhomahmoud3092
@bdhomahmoud3092 Жыл бұрын
Kiflu hawey Amlak Semay yibarikhka, Asmiye hawey great job!!!
@m.j9886
@m.j9886 Жыл бұрын
ብ መንፈስ ቅዱስ ተመሪሑ እንተ ዘይኰነ ኸኣ፡ የሱስ ጐይታ እዩ ኺብል ንሓደ እኳ ኸም ዘይኰነሉ፡ ኤፍልጠኩም ኣሎኹ።" (1ይ ቆረንቶስ 12: 3) ክፍሉ ብሩክ ዘመንካ ይባረክ 🙏
@petroshabtemicheal1449
@petroshabtemicheal1449 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክፉሉ ዳኒው ካብቶም ድፍትወካ ጸነ ጥበባዊ አካ mrchaka ኮይኑ ሃይማኖትካ ቀይርካ ኣብ hiwetka ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነይልካ ናይ ብሓቂ ጋዜጠና ኣስሚ ሓውና ❤❤❤❤
@asterhabte3294
@asterhabte3294 Жыл бұрын
ኣታ ጅግና ወታሃደር ክርስቶስ ስም ኢየሱስ ዘድመቕካ። ደርፊ መገዲ ጸልማት ምዃኑ ዝመስከርካ::
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@shofar7980
@shofar7980 Жыл бұрын
ናብ ሰብ ሮሜ 1 16፤ ወንጌል ቅድም ንኣይሁዳዊ ኸምኡውን ንጽርኣዊ፡ ንዚኣምን ዘበለ ዂሉ ሓይሊ ኣምላኽ ንምድሓን እዩ እሞ፡ ብወንጌል ኣይሐፍርን እየ። 17፤ ከምቲ ጽሑፍ፡ ጻድቕ ግና ብእምነት ይነብር፡ ዚብል፡ እቲ ጽድቂ ኣምላኽ ካብ እምነት ናብ እምነት ብእኡ ይገሃድ እዩ።
@wengiabraha8964
@wengiabraha8964 Жыл бұрын
ክፍሉ ዳኞዉ ጎይታ የሱስ አብዚሑ ይባርካ
@Senu2211
@Senu2211 Жыл бұрын
Kiflu You’re so blessed, you’re so lucky .
@michealetesgai656
@michealetesgai656 Жыл бұрын
ሃይ
@kiflomfeday1757
@kiflomfeday1757 Жыл бұрын
አምላኽ አብዚሑ ይባርኻ ገና ጎይታ አጸቢቁ ከደንቀካ ኢዩ ደስ ዘብል ወሳኔ ኢካ ወሲንካ ተባረኽለይ
@emeymekseb469
@emeymekseb469 Жыл бұрын
Jesus Christ bless you kulun and asmorom this interview was so nicely done so respectful I am very proud of you both , kulun thank you for being bold testimony of Christ Jesus bless you.
@judifessahaye2144
@judifessahaye2144 Жыл бұрын
Kiflu hawey Egziabher mulue zemenka ybarek bruk eka
@efremtecle4234
@efremtecle4234 Жыл бұрын
ክፍሉ ዳኘው: ጎይታ ምቕባልካ ኣዚና ንሕጎስ ክሳብ ፍጻመ ድማ ጽቡቕ ክኾነልካ ብልቢ ይጽልየልካ:: ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብዙሕ ዝዝረበሉ ዝረኣኽዎ ብዛዕባ ዳዊት ዝደረሶ ሕድሪ ተጠሊሙ ዝብል ተዋስኦ ሓሶት እዩ ክትብል ሰሚዐካ:: ሕጂውን ብህግደፍ ስለዝፈራህካ ድዩ ወይስ ናይ ብሓቂ? እታ ተዋስኦ ደጋጊመ ርእየያ እየ: ሕድሪ ኣይተጠልመን ድዩ? እንታይ ኮይና ዲና ፈቐድኡ ፋሕ ንብል ዘለና? እንታይ ኮይኖም ድዮም እዞም ኩሎም መራሕቲ ብዘይ ሕጋዊ መስርሕ ተኣሲሮም ዘለው? ብዛዕባ ዶብ ክሰግሩ ከለው ዘጋጥም ሽግራት: 50 ሽሕ ምኽፋል: ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ዝግበር ምክፍፋል ዲኻ ሓሶት ኢልካዮ? ዶስ ንዝወደቐ ገረብ ምሳር ይበዝሖ ኢኻ ክትገብሮ ደሊኻ? እትብሎም ቃላት ግቡእ ምእራም የድልዮም:: ኣብታ ድራማ ብዛዕባ ጉሪላ ፋይተርስ ዝበልካዮ ዝትርኽ የብላን: ድሕሪ ናጽነት ዘጋጠመ ግፍዒ እያ ተዘንቱ: ነቲ ናይ ጉሪላ ቃልሲ ግቡእ ውዕለት ዘይከፍል ሕልፈት ህዝብና ይኸፍል ኣሎ እያ ትብል ዘላ:: ዘየለ ነገር ኢኻ ተተኣሳስር ነይርካ:
@onimalestesfay
@onimalestesfay Жыл бұрын
ክፍሉ ዳኘው ጅግና ናይ ጀጋኑ ሓቀኛ ሰብ ኢኻ ኩላ እታ ንሓቂ ንደሊ ክንስዕበካ ኢና
@diborakingofkings3234
@diborakingofkings3234 Жыл бұрын
ዘማራይ ክፍሉ መመሊሱ ጸጋን በረኸትን እግዚኣቢሄር ይብዝሓልካ ብሩኽ። ብመዛሙራትካ ብጣዕሚ እየ ዝባረኽ።
@FreTeame-qo8yz
@FreTeame-qo8yz Жыл бұрын
Tebarek kflu hawey
@nazretfitwi1961
@nazretfitwi1961 5 ай бұрын
Wawww Amazing Goita ybarka Kiflu hawey memelisu mistwalin tibebin yhabka, interesting interview. God bless you all!
@efremtt
@efremtt Жыл бұрын
Kuflu hawey enkae eti diliatka rekebka gn eta zebeyetka emnet bzibelexe goyta eyesus biabi kibri etxiwien etemliki emnet eya nska gn abti nay alem hiwet sle zinebrerka aytfelton eka slezi bzaeba zelekayo emnet trah meskir God bless you
@wediafie639
@wediafie639 Жыл бұрын
Orthodox for everyone ❤
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
Jesus for every one kbri namlak yikun
@wediafie639
@wediafie639 Жыл бұрын
@@roziroza3655 orthodox tewahdo first
@viscaelbarca7796
@viscaelbarca7796 Жыл бұрын
@@wediafie639 Jesus ke after orthodox???
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
@@wediafie639:-ምድሓን ብክርስቶስ እየሱስ እምበር ብኦርቶዶክስ አይኮነን ኦርቶዶክስ ናይ ሓደ ከም ካምፓኒ ሽምዩ ዓይንኩም ይከፈት ብሽም እየሱስ
@RahelAdhanom-i4n
@RahelAdhanom-i4n Жыл бұрын
@@wediafie639 bro think before you wright something!!!!!
@samibrhane3030
@samibrhane3030 Жыл бұрын
ፍግራ እንዳ ሃረምካስ ዘማራይ ዓይነ ልቦናኻ ይኽፈተልካ፡፡
@musazghimusie6002
@musazghimusie6002 Жыл бұрын
ክፍሉ ጅግና ናይ ኣምላክ ሰብ ኣጆካ ንቡዙሐት ክትከወን ኢካ i like the way you explain
@simongrmay9975
@simongrmay9975 Жыл бұрын
ክፍሉ ሓወይ ዕረፍቲ ረኪብካ ዓለም ትርጉም የብሉን ከማካ የማስለና ጸሎት ግበረልና ክንውስን
@yodithaile5419
@yodithaile5419 Жыл бұрын
Ame Amlak ayne lbinaka tkfetelka zhawey , Orthodox tewaha hakena ambet 🙏🙏🙏.
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 Жыл бұрын
Asey Asey ቡሩኽ ሓወይ ❤️🙏
@selammati8684
@selammati8684 Жыл бұрын
Kiflu hawina nety zhsheka eka mertska bruk❤❤❤. Netey ketestewhlo yehmroka zikefte amlak kibri yikuno simu ybarek. Netom nety brhan alem zikone (YESUS KRISTOS) zeyberhalom goyta yrdayom❤❤❤ btamy eye zefkirekum brukat.
@Habeshaboy2155
@Habeshaboy2155 Жыл бұрын
ናይ ዓለም ብሉጽ ጋዜጠኛ አስሜ 🥰🥰🥰
@luckyboy7236
@luckyboy7236 Жыл бұрын
Etome natka ka akortie sheytetie sabie
@yordanosmogos2914
@yordanosmogos2914 Жыл бұрын
With every opportunity we take advantage to tell the gospel may God bless you brother
@freweinitaemai7563
@freweinitaemai7563 Жыл бұрын
Wawww ኣይትደኔጉይና በሉ 2 ክፋል ቡሩካት 🎉❤
@rigatweldeabzgi1918
@rigatweldeabzgi1918 Жыл бұрын
እዚ ኻብ አምላኽ እዩ ኾይንልኻ ዕድለኛ አኻ አምላኽ ዘመን ሂወትኻ ኹሉ ይጠቀመሉ!!
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 Жыл бұрын
እንታይ ደኣ ናይ ፍግራ style ጌርዋ ክክክክ ኢየሱስ ብ ናይ ፍግራ ጌርካ ተመስገን ኣለካ እዋይ ዓለም 😢
@nardosmicheal6958
@nardosmicheal6958 Жыл бұрын
Kbri n amlak ykun,btaemi des zbl interview
@22147bc
@22147bc Жыл бұрын
Bless you it’s Amazing interview ❤
@Hosannamezmur1
@Hosannamezmur1 Жыл бұрын
God Blessing Kuflu hawey❤❤❤❤
@hirytigunbot5577
@hirytigunbot5577 Жыл бұрын
እዋይ መጀመርያ እግዝአብሔር ናብቲ ቅንዕ መገዲ አምላኽ ይምረሕካ ካብኡ ዝተረፈ መለሳ ቆሎስ ጥጥቆ ካብ ደርፊ ዓለም ንምውጻእ እምነትካ ምቅያር አገዳስነት የብሉን እንታይ ድአ መዝሙር ዝመስል ደርፊ ኢኻ ትቅጽል ደለኻ ስለዚ ጎይታ ክሳብሎሚ ከይፈለጥካ ምህላውካ ግን ፈጣሪ ጥበቡ ይግለጸልካ ገርሂ ኢኻ ትመስል ።
@YowhanaGoitom-re6jz
@YowhanaGoitom-re6jz Жыл бұрын
ኡይ! ኣታ ዛ ኩላ ሰብ ዳርጋ መናፍቃን ያ ኣሜን ጥራይ ትብል
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ Жыл бұрын
ክፍሉ ሓላል ካብቶም ጥዑማት ሰባት ደቂ ሃገረይይ ኣያም ዘማን ክበሃል ሕማቅ ዘይወጾ ።
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 Жыл бұрын
Waw des zbil interview and good job Asmerom for your professional interview 👏
@yohanakiflom8087
@yohanakiflom8087 10 ай бұрын
Kuflu hawey hanti maleti nab beti zenberkayo ketmelesi tesfa yegberi🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@edenhaile5170
@edenhaile5170 Жыл бұрын
Gbu kiflu hawey bruk zemnka ybarek ❤
@lydiatedros4564
@lydiatedros4564 Жыл бұрын
Btaemi Amazing kbur nay Goyta seb Kiflu hawna bruk zemen hiwetka memelisu ydmek. Biaka n Goyta nemesgno.
@berhaneandeberhan1819
@berhaneandeberhan1819 Жыл бұрын
ጎይታ ይባርክካ ❤❤❤
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 Жыл бұрын
Hawey tebark zhisheka meritska 🙏💞
@NahomZeru-du6ly
@NahomZeru-du6ly Жыл бұрын
ክፍሉ ሓላል ❤
@hannaberhane2904
@hannaberhane2904 Жыл бұрын
ጎይታ ይባርኩም ደስ ዝብል ምርድዳእ ኩፍሉ ሓወይ ብሞዛምራትካ ተባሪኽና ኢና መመሊስካ ተገለጽ
@MatiyosgrmayMatiyosgrmay
@MatiyosgrmayMatiyosgrmay Жыл бұрын
Tewahdo sur kulu emnet eya aytgage hawey giga aytsbek❤❤❤
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 Жыл бұрын
Asmie good job 👍
@azmarinomotivation4188
@azmarinomotivation4188 Жыл бұрын
ክፍሉ ሓወይ ንዓይ ሒዝካኒ ኢኻ ናብ መዝሙር ኣቲኻ ኣምላኽ ይባርኽካ ካብ ደርፊ ዓለም ዘውጸኸኒ ኢኻ
@YTv_YTV
@YTv_YTV Жыл бұрын
እንበኣር ነዓኻ ውን ለኪምካ ዩ
@Fkrey10
@Fkrey10 Жыл бұрын
@@YTv_YTV😂😂😂😂😂😂
@azmarinomotivation4188
@azmarinomotivation4188 Жыл бұрын
@@YTv_YTV ከይትግረም ማራ እየ ሕጉስ ሓርነተይ ነጻነተይን ኣዊጀ እየ መዋርስተይ እዪ ክፍሉ ንዓይ ናብቲ ናይ ዘልኣለማዊ መንግስቲ
@ፋንፊልሞን
@ፋንፊልሞን Жыл бұрын
​@@YTv_YTV😂😂😂
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Жыл бұрын
ክብሪ ንኣምላኽ !!!
@tabotubereketab2132
@tabotubereketab2132 Жыл бұрын
Wawww haleluya Goyta ybarek Tebarek kflu hawey bruk GBU ❤❤
@yoditfitsum6927
@yoditfitsum6927 Жыл бұрын
Kiflu hawey tebarek burk nay amlak seb.❤❤❤❤
@bitanya1212
@bitanya1212 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ❤❤❤ ማለት ❤❤
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 Жыл бұрын
Kiflu hawey mesrhtey naber ab zelkau edman teanan yehbkia❤❤❤
@SofiYrgalem
@SofiYrgalem 2 ай бұрын
አሜን ምስ ጎይታይ ይሸን👏👏💞💞
@tesfayasnqey888
@tesfayasnqey888 Жыл бұрын
ያ ኣብዚ ኮመንቲ ኣትየ ኩሉ ሰብ ግን ክስዕቦ ዝደለየ እዩ ዝመስል ግን ንምንታይ እቲ ናይ ኣባሓጎታትና ዘጽንሑልና ኩቡር ቀዳማይ ሃይማኖትና ዘይ ነጽንዖ ጽቡቅ ኣለኻ፥ጽቡቅ መሪጽካ፣ ክስዕበካ እየ፤በስማኣብ እባ ንበል በጃኹም ብዘይካ ተዋህዶ ካልእ ሃይማኖት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዛእተወት ሃይማኖት የለን ግን ንምንታይ እዩ ካልኣይ እዞም ኢንተርቪው ትገብርሎም ዘለኹም ግደፉና ወላ ህልም ይበሉ ኣይተምጹልና ርእሲ ብዙሓት ይሕዋትና ይሰርቁ ኣለዉ በጃኹም።
@simontewelde738
@simontewelde738 Жыл бұрын
Bzaeba Orthodox haymanot aflto tetzhlweka kemzi aymsbelka kalay kea eyesus krstos tewahdo eya kedamay haymanot elu dyu kubur haw kab haymanot wexika ab krstos temeteka gber nsu eyu ab meskel moytu adhinka abotatna aykonen krstos
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
ኣብ ጎረባብቲ ኮይኑ ሓይልኹም ይብለካ ኣሎ ዋና ገዛ ተረሲዑ! ናይ ድራማ ኮንኩም ተሪፍኩም እንታይ ግበር ትብሎ ኣለኻ! ዊሒድኩሞ🤷
@luwamwoldai8509
@luwamwoldai8509 Жыл бұрын
Nska buruk eka kuflu hawey TAwitka yesus rekibka🎉🎉🎉
@regretmoreregret
@regretmoreregret Жыл бұрын
ንምንታይ ዕላማ ግን ሕጂ ብዛዕባ መራ ትዛረብ ኣለካ ኣይተረዳንንን ክፍሉ ሕልናን ፍርሓት እግዚኣቢሄርን እንተ ዝህልወካ ወላ ንስካ ተጋገ ንሱ ይጋገ ክትዛረብ ኣይትግብኣካን ነይራ ሰዓቢ ኣምላክ ዲካ ትብል ንስካ **shame on u if he happen any thing at this time u pay soon more than him ኩፍሉ ድዮም ዝብሉካ ወይ ኩፉት ኣፍ ዕጹው ሕልና ***ቃል መሕተት ትገብር ዘለካ ካኣ ኣብ ጸበባ ዘሎ ሰብ ዘኪርካ ስቅ ኢልካ ምስማዕካ ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ ሓዚነ ብውሽጠይ ኡፍፍፍፍ *******ክፍሉ ኪዒበካ 😢😢😢😢
@maryyesus2309
@maryyesus2309 Жыл бұрын
Beheki tekele tezarebka kiflu hewey n zelalem kal Amlke heki enatezarebka neber! Amlke yeberekumu!!
@selemawitghide3232
@selemawitghide3232 Жыл бұрын
Goyta yibarka kiflu hawey zitrefe zeben hiwetka dima Burk yekun❤
@senayeri433
@senayeri433 Жыл бұрын
ኩፍሉ መተዓብይቲ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ፍቕሪ ካንሸሎ ኣኽርያ ዝዓበና ተናፈቕቲ ኣለኹም ዶ
@abrhamGebrehiwet-nr8cp
@abrhamGebrehiwet-nr8cp 3 ай бұрын
ናብ ልብኻ ይምለሰካ ፈጣሪ ኩፉሉ ሓወይ😭😭😭😭😭
@Eritrea29
@Eritrea29 Жыл бұрын
Kiflu hawey goyta ybarkhka hanasi interviw❤❤❤
@sammygebre8177
@sammygebre8177 Жыл бұрын
ክፍሉ ዳኜው ናብ ኣምላኽ ን ምቅራብ ሃማኖት ምቅያር ግድን ድዩ ? ንዝነበርካዮ ሃማኖት ከ ማዕረ ክንደይ ኢኻ ትፈልጦ ኔርካ ? ንዝነበርካዮ ሃማኖት ትነብሮ ዲኻ ኔርካ ተደጊፍካዮ ኢኻ ትኸይድ ኔርካ ምክንያቱ 40 ዓመት ዋርድያ ናይ ዩኒቨርሲቲ ስለ ዝኮንካ ኣትምረቅን ኢኻ , ኦርቶዶክስ ብዛዕባ የሱስ ክርስቶስ ክሰብክ ከላ ነቶም ኣማላዲ 'ዩ ዝብሉ ፈራዲ ነቶም ነቢ'ዩ ዝብሉ ኣምላኽ ነቶም ፍጡር እዩ ዝብሉ ፈጣሪ አዩ ጥቅልል ኣቢላ ካኣ ርእሲ ቤተክርስቲያን እዩ ኢላ እያ ትሰብክ ንስካ ክፍሉ ኻኣ ነታ ካብ ክብሩ ኣውሪዳ ኣማላዲ ዝበልቶ ሃማኖት ፔንጠ መሪጽካ ስለዚ ክፍሉ ኣማኒ ዶ ዋላስ ኻሓዲ ?? እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና ከፊቱ ምስትውዓሉ ይሃበና ኣሜን !!
@eritreanredsea8167
@eritreanredsea8167 Жыл бұрын
Naybhaki Kulatna kab kiflu nmharo ente Alena orthodox neru gn kemzeynbere nhna Ka haymanoyna niflet N Kiflu Ka Ezgabhir Amlak nab nay weldu kudusan bet Orthodox ymlselna ,🙏🙏🙏
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
ክሓተካ እንዶ ሃወይ ኣብ ኦርቶዶክስ የሱስ ከም ዘማልድ ትኣምን ድያ?
@WintaTsegazeab
@WintaTsegazeab Жыл бұрын
Romans 8 (ትግ) - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ኣማልኽቲ መሊኣ ኣላ ሕጂ ኸኣ ዲምያና ምስ 40 ደቃ ኢሎም ካብ ግብጺ ኣምጺኦምልካ ኣልዉ እዚ ድዩ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ዝሞተልካ ግዲፍካ ሲ ይሕዝን
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Жыл бұрын
ዮሃንስ 17 (John) 3፤ ኣምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ምዃንካን ነቲ ዝለኣኽካዮ የሱስ ክርስቶስን ኪፈልጡ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዚኣ እያ።
@mhretmengistu3084
@mhretmengistu3084 Жыл бұрын
ተባረክ ክፍሉ ሓወይ
@sihamfesshaye2164
@sihamfesshaye2164 Жыл бұрын
Kiflu hawey blessed amlitka 🥰amlak ymesgen
@selemawyannukun4736
@selemawyannukun4736 Жыл бұрын
እዚ ዳኣ ይደርፍ እንዲዩ ዘሎሞ ይዝመር ዘይኮነ ዘሎ ። እዋይ እዚ ሰብ እንታይ ኮን ይኾውን ካብ ሃይማናቱ ዘውጽኦ ዘሎ?
@Ponam1990
@Ponam1990 Жыл бұрын
Wooo god bless you kiflu hawey
@asmerethabteslassie1135
@asmerethabteslassie1135 Жыл бұрын
Amen amen ❤🙏Tebarek Zemari Kuflu Zbelexe rechibka alecha Zbarch Mskrnet Amlak ymesgen Halleluja 🌹♥️
@temesgentesfay9485
@temesgentesfay9485 Жыл бұрын
wow amazing kiflu hawey beruk
@abebatsegazeab3089
@abebatsegazeab3089 Жыл бұрын
Kiflu Adimen tanan yhabka goyta ybarka❤
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 102 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 80 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,9 МЛН
ሓዳር ጌርካ ዲኻ?
1:02:09
Daniel Pictures
Рет қаралды 41 М.
New Eritrean Comedy Film -  NAIZGI  (ናይዝጊ) PART - 1
30:46
CinemaAsmara
Рет қаралды 19 М.
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 102 МЛН