ኦርቶዶክሳዊ መልሲ ንእድሪስን ፍትሓዊትን

  Рет қаралды 41,061

Mergieta Mehari Feshatsion

Mergieta Mehari Feshatsion

Күн бұрын

Пікірлер: 703
@temesgen2182
@temesgen2182 4 жыл бұрын
*ኦርቶዶክስ ንኩሉ ምሉእ መልሲ ኣለዋ፡* *ጸጋ የብዝ መረጌታ መሓሪ ሓወይ።*
@juromamanuel8761
@juromamanuel8761 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@samisimon8141
@samisimon8141 4 жыл бұрын
ወተሃደር ናይ ክርስቶስ ናይ ዘመና ሃዋርያ ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ መታን ነዓና ክሕሸና ፅፉፍ ዝኾነ መልሲ ተዋህዶ ሃይማኖተይ ናይጥንቲ እያ ናይ ኣቦይ ናይ ኣደይ 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🧡
@ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ
@ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ 4 жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ንኣብ ፡ ክብሪ ንወልድ ፡ ክብሪ ንመንፈስ ቅዱስ ይኹን ሎምን ኩሉ ግዜን ። ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦና
@ይትባረክኣምላከኣበዊነ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነ 4 жыл бұрын
ኣንቱም መምህረይ ሕብን እምበር ኢለ እዋይ እንኳዕ ኦርቶዶክስ ኮንኩ ነዚ ዝገበረ እግዚኣብሄር ከኣ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ ኣሰይይይይይ ወላ ሓንቲ ተረፍ ዘይብላ ኣጉልሕ ኣቢሉ ገሊጽዎም ነዞም ኣረማውያን ኣመሊቃውያንን ፡ እመ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ትሃብኩም መምህረይ መዓረይ ንህነሰ ንተሉ ኣሰረ ቅዱሳን ኣበዊነ ++++++
@yassim9143
@yassim9143 4 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ መርጌታ ማሓሪ ሓወይ ። እድሪስ ድማ እግዝኣብሄር ይቕረ ይበልልካ። ምኽንያቱ እግዝኣብሄር ንኹሉ ዝበደለ ይቕረ ክበሃለሉ እዩ። ንመንፈስ ዝጸረፈ ግን ብፍጹም ኣይሕደገሉን እዩ ዝብል። መርጌታ ሓውና ድማ ኣዝዩ ደስ ዝብልን ንሕና እውን ብዙሕ ተማሂርና ብፍላይ ሚስጥር ስላሴ ዝምልከት ግልጺ ዝኾነ ኣመሃህራ።
@ወዲእምባዓንሰበታይ
@ወዲእምባዓንሰበታይ 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣቦታትና ይባረኽ፡ ደጊምና ከምዞም መምሃራን ኣቦታት ዝሃበና ኣምላኽና ይመስገን፣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና ንዓና ደቅኹም ኽሕሸና። መም.መር. መሓሪ
@natuabraham612
@natuabraham612 4 жыл бұрын
ዋልታ ኦርቶዶክስ ኢካ መርጌታ መሓሪ ጸጋኡ የብዝሓልካ
@amaniele4693
@amaniele4693 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዝኣቢሄር ከምዚኦም መምሃራን ብዛዕባ ሃይማኖቶም ጥራይ ዝዛረቡ ብዝሑን ፍረዩን መምህር ምርጌታ ቃል ሂወት የስምዓልና።
@heniandkiya1835
@heniandkiya1835 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ መርጌታ ሓውና ቃለሂወት የስምዓልና እቶም ደቂ ተዋህዶ ካኣ ግድን ምስጢር ስላሴ ኣእማደ ምስጢር ከሙኡ ውን 7ተ ምስጢራት ቤተክርስትያን ክንማሃር ኣጋእዝቲ ዓለም ስላሴ ይደግፉና
@Filipos610
@Filipos610 4 жыл бұрын
አሜን አምለኽ ይሓግዝ።
@tesfafqri8289
@tesfafqri8289 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@samiigrmay4349
@samiigrmay4349 4 жыл бұрын
ኣሜን ብድጋሜ ቃል ሂወት የስመዓልና መሪጌታ ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክና ንከሓድያን ዘሕፍርን ዝረትዕን ጥበቡን ምስጢሩን ይግለጸልኩም
@dermasentertainment8150
@dermasentertainment8150 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ንዝጠፍኡ ድማ ይምላሰልና ንዘይ ኣመንቲ ድማ ድሕነት ይፍጠረሎም: እቲ ወሳንነትካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እንተ እቲ ጸርፊ ግን ብዙሕ ኣይትጽቀጠሉ ምክንያቱ ንክሓድያን ብፍቅሪ ክንመልሶም ናይ ኣቦታትና መርኣያ እዩ ምክንያቱ መብዛሕቲኡ ዝጠፍእ ሰብ ብክርክርን ህልክን እዮም እሞ ሓደራ ብህድኣት ነረድኣዮም።
@tanikoxewar6861
@tanikoxewar6861 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ቃለ ሂወት የስማልና ምርጌታ ማሓሪ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ ሲእነልኩም ምርጌታ ሓዉና🙏🙏🙏
@ዋልታጺዮንዓንደጺዮን-ጸ3ጰ
@ዋልታጺዮንዓንደጺዮን-ጸ3ጰ 4 жыл бұрын
እምበኣር ሃገርናስ ነቲ ኦሪታዊ ቅዱስ ሃይማኖትና ዝከላኸሉ ሰብ ዳዊት ኣለዉዋ እዮም! መሪጌታ ብልቢ ነመስግነካ።እዝጊኣብሄር ጸጋን ጥዕናን ሓይሊን ይሃብካ።
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ 4 жыл бұрын
አቤት አንደበተ ርቱዕ መግለጺ የብለይ በቃ ናይ ዘመኑ ሓወርያ ከማካ ሽሕ ይወለድ❤ እግዚአብሔር አምላክ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዓልና ። ደቂ ተዋህዶ ድማ ናብ ካሊእ ፔጅ ከይድና ዘይረብሕ ህይወት ዘይህብ ላይክ ፣ሼር ፣ ኮሜንት ካብ እንገብር ከምኒ እዚኦም ዝበሉ ርቱዓት መምሃራና አቲና ነተባብዕ ዓለማዊ ነገር ተዝከውን ነይሩ አሻሓት ኮሜንት መሃብና ነይርና ነሕዝን 😢
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም መሬጌታ ሓወይ ናይ ባሓቂ ጽቡቅ መልሲ ንመሓመዳውያን ሓሰውቲ ናይ ዘመና
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መርጌታ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ መግለጺ የብለይን ንትምህርቲካ ተባዕ ወታሃደር ክርስቶስ ተመስገን መድሃኔኣለም ኣቦይ ከምዚኣቶም ዝበሉ ሊቃውንቲ ዛሃብካና
@ምልእተጸጋ
@ምልእተጸጋ 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላኽና ኣምላኽ ቅዱሳን ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርክን ይቀድስን መርጌታ ሓወይ ኣጀኹም ንሕናውን ብትምህርትኹም ተማህርናን ነቂሕናን እና ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹኖ። ነቶም ካብዛ ኣማናዊት ኣጽናፋዊትን ዝኾነት ቅድስቲ ኦርቶዶክሳዊት ሃይማኖት ብዘይ ኣፍልጦን ብስሕተት ናይ ሰባት ተታሊሎም መንገዲም ዝሳሓቱ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣምላኽ ቅዱሳን ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም ።መርጌታ ሓወይ እመ ኣምላኽ ድንግል ማርያም በረኸታ ተብዝሓልኹም ብካልእ ትሕዝቶ ትምህርቲ ክትመጹ ድማ ብሃንቆውታ ንጽበ
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ከምዚኣቶም ኣቦታት ዝሃብካናእግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣቦና🤲🤲🤲💒💒💒❤❤❤🙏🙏🙏
@rutaestifanos8180
@rutaestifanos8180 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምህርናን መርጌታ ኣምላኽ ፍጻመ የብጽሕካ
@filmontemesghen1194
@filmontemesghen1194 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሰናይ የስመዓልና መምህርና መርጌታ መሓሪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም፡ ሕቶናስ ናባኹም እምበር ናብ በዓል እድሪስ ናብ ጉጅለ መሓመድ ኣየኺደና ፈጣሪ።
@zeraydrar7974
@zeraydrar7974 4 жыл бұрын
ኣታ ኣበይ ደኣ ነይርካ ብሩክ ኣብየት እንኮዕ ተዋህቶ ኦርቶዶክ ክርስትያን ገይሩ ፈጠረኒ
@amanaman4070
@amanaman4070 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና መርጌታ መሓሪ ብጥዓሚ ንክትሰምዖ ዝፍርህ ኢዩ ኣምላኽና ልቢ ልድያ ከም ዝኸፈተ ልቦም ይኽፈተሎም ኣምላኽና ጎይታና ኢዮሱስ ክርስቶስ ኦ ኣቦይ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን ኢዮም እሞ ይቅረ በለሎም ከም ዝበለ ንዕኦም ድማ ይቅረ ይበለሎም
@natna645
@natna645 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህር ቃላት ስኢነ ክገልጸኩም በቃ ንኣምላክ ኣመስጊነ ተመስገን ጥራይ ኣብቀጻሊ ብካልእ ኽትመጹና ተስፈ ነገብር
@TE-lz1iq
@TE-lz1iq 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሕ መምህር
@awetgrimaygrimay8331
@awetgrimaygrimay8331 4 жыл бұрын
ለቱ ስብሃት ንመድሕኒኣለምን ኢየሱስ ክርስቶስ ሰለ ቃላቱ ይክበር ይመስገን ኩሉ ካቡኡን ናቡኡ ኢዩ እሞ መም መርጌታ መሓሪ ጸጋ የብዝሓልኩም
@virginmaryisourlanguage4546
@virginmaryisourlanguage4546 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና መምህር መርጌታ መሓሪ ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ምላሽ ንኣመሊቃውያን እዚኣቶም ባዕሎም ካብኡ ናብኡ እዮም ድራማ ዝሰርሑ ዘለው እግዚአብሔር ይቅረ ይበለሎም
@deribedaniel5969
@deribedaniel5969 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመኣልና ናይ ብሃቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዓኩም ሒዛ ፍጹም ኣይትሓፍርን አያ ምክንያቱ አኩል መልሲ ስለ ዘለዋ ቅድስት ድልግን ማርያም ትባርካ።
@ሊባኖስሊባኖስ
@ሊባኖስሊባኖስ 4 жыл бұрын
ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ኣጎልግሎት ዘበንካ ይባርከልካ መምህርና መርጌታ መሓሪ ።
@ቀንዴልትምምራሕመኪና
@ቀንዴልትምምራሕመኪና 4 жыл бұрын
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ እኣምን ። ስም እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ። እመ ኣምላኽ ቅድስቲ ወላዲቱ ናይ ጸጋ ክብሪ ይግብኣ ኢዩሞ ትኽበር ትመስገን። ሰላሙ ብዙሕዩ መድሃኔኣለም ተመስገን ስለ ኩሉ ውዕለቱ።
@melesgebrehans7318
@melesgebrehans7318 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ሓውና መምህር መረጌታ መሓሪ፡ ከማኹም መምሃራን ብዙሓት ይፍረዩ ።ናዓኹም ድማ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር መረጌታ ሃውና ኣሜን ።
@selambtna8710
@selambtna8710 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር 🙏🙏🙏💒💒💒
@natnaelteklay2885
@natnaelteklay2885 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር መርጌታ መሓሪ ስለ አቲ ቃላቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን
@amanuelgebreslasie3491
@amanuelgebreslasie3491 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስማዓልና ኣቦና መርጌታ፡ እግዚአብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ፡ናይ ኣጎልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ !!!!
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን
@amlesetkeflay9630
@amlesetkeflay9630 4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna ante gebre Egziabher,
@hadishyemane9558
@hadishyemane9558 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ንመምህርና መርጌታ መሓሪ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብርግጽ መልሲ ኣለዋ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
@ዮናስ-ጰ6ዐ
@ዮናስ-ጰ6ዐ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መርጌታ መሓሪ ሓውና ግቡእ መልሲ ንጉጅለ መሓመድ ሽፍታን ደቁን ብሓቂ ፈኮስትን ቀለልትን መርጌታ ሓውና ከኣ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ብሓቂ ደስ ዝብል መልሲ!!!
@zenawimebrahtu4165
@zenawimebrahtu4165 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር መርገታ ሓውና ንዖኦም ከኣ እግዚኣቢሄር ኣዒንተ ልቦነኦም ይክፈተሎም ቅዱስ እግዚኣቢሄር ኣምላክና ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ኣሜን።
@awetlove8407
@awetlove8407 4 жыл бұрын
ተመስን። ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር ቃል ሂወት የስመዓልና
@መርያመይያጸግዐይ
@መርያመይያጸግዐይ 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ የብዝሕ ። እግዚኣብኄር ዓይኒ ልቦናኦም የብርሃሎም ንዓና ክኣ ኣብ እምበትና የጽንዓና ።
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 2 жыл бұрын
ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓና ናይ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኩም ኣምላክ ይባርከልኩም
@samuelweldegebriel1003
@samuelweldegebriel1003 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና መረገታ ሓውና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸላእቲ ይከውለልካ
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና መሬጌታ ማሓሪ ሓዉና
@ከበሮ
@ከበሮ 4 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና መምህር እግዚአብሔር እድመን ጥዕናን ይህካ
@tewelde9778
@tewelde9778 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መሪጌታ ኣምላከ መርቆሬዎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ
@andebrhanghilagabr5336
@andebrhanghilagabr5336 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna Mergieta hawna zeetsmti zetill Tewahdo melsi alewa kbrn Msganan amlkon ngoytanan Medhaniena eyesus krstos ykun 🙏💒🙏💒🙏💒
@yibrahokubay6662
@yibrahokubay6662 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna nay zebene edmekum ybarkelkum Eghziabher amlak.
@asmeromeritrean1040
@asmeromeritrean1040 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስማዓልና ሜርጌታ ማሓሪ ናይ ዘበንካ ዕድመ ይባርከልካ
@sk4858
@sk4858 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሔር ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሕ ንሓፍትና ናብ ልባ ይምለሳ
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ!!!
@kudusyebio7423
@kudusyebio7423 4 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ህይወተይ ስለ ዝኾነ እምበር ክኾርዓሉ ኢለ ኣይኮንኩን ዝነብሮ። ግን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብዓለማውያን ይኹኑ ብሃይማኖታውያን ኢና በሃልቲ ንዝመጻ ሕቶታት፡ ብዘይ ጉድለት ምሉእ መልሲ ስለ እትህበሉ ይኮርዓላ ኢየ፡ ብኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ብሰለስተ ወገን ድንግል ንዝኾነት ማርያመይ ውን ይኾርዕ ኢየ። ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ኣማልኽቲ ንጉስ ነገስታት ኢዩ። ኣቦና መርጌታ መሓሪ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ ኣብዚሑ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ።
@yonasbrhane430
@yonasbrhane430 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስማኣልና መሪጌታ መሓሪ ሃውና እግዚኣብሄር ይመስገን ናኣኩም ዝሃበና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኩርእቲ ያበኣኩም ሞ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣስብኩም ይሃብኩም
@heriwedierihalal7848
@heriwedierihalal7848 4 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ነቲ ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ኣምላኽናን መድሓኒናን ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦይ ጎይታና እየሱስ ምሳኹም ይኹን
@luellilay5483
@luellilay5483 4 жыл бұрын
ኣሜንንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ ቅድስቲ እምነትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ስም እግዚኣቢሄር ኣምላኽና ንዘልኣለም ይክበር ይመስገንንን ነዞም ዓይነ ልቦኖኦም ዓዊሮም ዘለዉ ካኣ እግዚኣቢሄር ኣምላኽና ዓይነ ልቦንኦም ይክፈተሎም ኣሜንንንን (((3)))
@ghebremedhinteklemariam9085
@ghebremedhinteklemariam9085 4 жыл бұрын
ዝኸበርኩም መርጌታ ቃል ሂወት የስምዓልና ። ዘሐጉስ እጹብ ድንቂ መልሲ ። እንተኾነ ግን ኣላህ ጣኦት ድኣ እንበር እግዚኣብሔር ወይ ክርስቶስ ተባሂሉ ክጽዋዕ ኣይግብኦን እዩ ። ረቢ ዝብል ቃል ናይ ኣምላኽና መጸዊዒ እዩ ። ኣላህ ዝብል ግና ነቲ ሓደ ኣምላኽ ኣይ ወልድ ኣይውለድ ዝብል ጣኦት መጸውዒ ስም እዩ ። ምስ ብዙሕ ይቕረታ ድፍረት ኣይትቑጸሩለይ ።
@mekonnkulua7533
@mekonnkulua7533 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣና እግዚኣብሂር ኣምላክ ዘመንኩም የባርኽልኩም ናይ በሃኪ ደስ ዝበል ቃለእግዚኣብሀር ተዋህዳ ጸኒኣ ትንበር።
@ድጉልቓንዛ
@ድጉልቓንዛ 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ጎይታ ሰማይ ምድሪ ከምዚኦም ተባዕ መምሃራን ዘጽናሕካልና ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ማሓሪ ነውሕ ዕድመ ይሃብካ
@yordanosweldegergis698
@yordanosweldegergis698 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ኣመን ፡ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ኣመን፡
@abrehetamlesom7422
@abrehetamlesom7422 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መርጌታ ሐዉና ጸጋ አብ ልዕለ ጸጋ የብዝሐልኩም 🙏🙏🙏
@zemikialhabtom7042
@zemikialhabtom7042 4 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣስተብርኮግን ንዘልኣለም ንዓካ ይኩን (መምርናን ሓውናን መረጌታ መሓሪ ክኣ ቃለሂወት የስምዓልና እቲ ዘላኣለማዊ ዝኩነ ኣምላክና ዘመን ዕድመኩም ይባርክን ይቀድስን .ብቅጻል ከምዚ ጌርኩም ክኣ ክሕደት በዓል መቃርስን /ገብረሚካኤልን ሰዓብቱን ንክትምህሩናን ክትግሱጽናን ንጽበ ምሰናይ ይቅሬታ ይርድኣኒ ኣብ ጾምን ጾሎትን ተጸሚድኩም ምስ ክንደይ ድካምኩም ተስተምሁርና ከም ዘለኩም ግን ምንም ንገብሮ ጠፊእና መእምን ፍሕ ብትን ኣቲዋ ኣይ ውዑይ ኣይዝሑል ኮይኑ ይጠፍእ ኣሎ ግን ኣምላክ ይመስግን ንዓኩም ሊቃውንቲ ስለዝሃበና ኣብ ዘለናዮ ኣምላክና ኣለሊና ክንቆውም እትገብሩ
@መሃርኒድንግል
@መሃርኒድንግል 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምኣልና መ፡መርጌታ መሓሪ ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሃልካ ።
@ftwimeharimehari971
@ftwimeharimehari971 4 жыл бұрын
ኣማሪቃውያን ናይ ብሓቂ ከሓድቲ ድሕሪ ባይቶም እንተፈቲሽካዮም ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ከማኻ የብዝሓልና
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna abona egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum temesgen egziabher amlak
@gedlikudusantube9005
@gedlikudusantube9005 4 жыл бұрын
ይትባረክ ኣምላከ ኣበዊነ. ኣቦና እግዝኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘመነ ኣገልግለትኩም ይባርክ.
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 жыл бұрын
Gn zehzn nay haftna, betami des zbl nay memhrna tmrti goyta ybark emebrhan tdegfkum.
@tesfaldetgerezgiher3654
@tesfaldetgerezgiher3654 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ሓዉና ጸጋ የብዝሓልኩም ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣብ እምነትና ጹኑዓት ክንከዉን እግዝኣቢሄር ጸጋ መንፈስ ቁዱስ ይስደደልና ኦርተዶክስ ብምኻነይ ወትሩ ሕጉስ እየ። ምክንያቱ ከምቶም ተስፋ ዘየብሎም ስለዘይኮንኩ
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና መርጌታ መሓሪ ተመስገን ካባካትኩም ንምፍጣረይ
@harerta20088
@harerta20088 4 жыл бұрын
ኣሜን በጃካ እባ ኣድረስ ብትግርኛ ግበሮ ይቅረታ ግንንንንንንን
@mikimehari6390
@mikimehari6390 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሕ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
@abrhamtesfay9319
@abrhamtesfay9319 4 жыл бұрын
ክብሪ ንኣምላክ ይኩን ነዓኩም ሊቀ ሊቃዉንቲ ኣቦታት ዝሃበና ። ኣቤት ዘየጠራጥር መልሲ ከምዚ ልብካ ዘደስት ትምህርቲ ምስ ዉሽጥካ ዝዛረብ መልሲ ብምርካብና ንሕጎስ ንዓኩም ድማ ነዓና ክትጋሱዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዕድሜኩም ይናሕ። ቃለ -ሂወት የስመዓልና ኣቦና መርጌታ ብሓቂ ተካኢ ሃዋርያት።
@shishayande1989
@shishayande1989 4 жыл бұрын
Egzabher kemzi abotat khiliwuna kelewo mara ena niben merhata hawey xeba ste xeba astikana kali hiwet yesmalina xega ab riss xega ybzhalika edme tina yhabkum bhaqi
@ፍኖተጻድቅchanel
@ፍኖተጻድቅchanel 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ይስመዓና መሪገታ ሓውይ ንዓኩም ናይ ኣጋልግሎትኩም ዘመንኩም ይባርክ ኦርቶደክስ ተዋህዶ መልሲ ኣለዋ ናይ በሓቂ
@robelandom9645
@robelandom9645 4 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መርገታ መሓሪ መምህርና ክብርሪ ንእግዛቢሄር ኣምላኽ ይኹን ኣሜን ።
@aronramsey3298
@aronramsey3298 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ተዋህዶ ን ዘልዓለም ትንበር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ መምህር
@teklehaymanot8252
@teklehaymanot8252 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna behaqi zegeb melisi Egziabiher nay agolkulotlum edme ybark ❤ ⛪❤⛪❤⛪❤
@Selam-z1c
@Selam-z1c 4 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ መርጌታ ሓወይ እመ ኣምላክ ጽላላ ተንብረልካ
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምኣልና መርጌታ ንሳ ድማ ኣፍልጦ ስለ ዘይብላ አያ ዓይነ ልበኖኣ ይክፈተላ
@kbreabdesta8859
@kbreabdesta8859 4 жыл бұрын
ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኹን ናይ ዘመንና ሓዋርያ ንዓኹም ዘሃበና ፡እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም መም መርጌታ መሓሪ ቀጽልዎ ብጣዕሚ ደስ ዚብል መልስን ትምህርትን።💒
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና መርጌታ መሓሪ ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር።
@okubayweldemichael8152
@okubayweldemichael8152 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦናን መምህርናን መርጌታ ማሓሪ ብጣዓሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እግዛኣብሄር ኣምላክ ጸጒኡ የብዛሓልኩም ።
@bahtateame7535
@bahtateame7535 4 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃለሂወት የስመኣልና መሪገታ፡ሓውና፡
@efremkesete6305
@efremkesete6305 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስማዓልና እንታይ እሞ ክንብለኩም ኣቦና እግዚኣብሄር ብዕድመን ብጸጋን ሓልዩ ደው የብልኩም ኣሜን!!!
@merhawigirmai7830
@merhawigirmai7830 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መር/ መሕረተኣብ።
@ኩሉፍቃድካይኩን
@ኩሉፍቃድካይኩን 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጽግኡ የብዝሓልኩም መ ም ህር መርጊታ ምሓሪ ናይ ኣገልግሎት ዝበንኩም ይባርከልኩም
@tsegaykibreab3047
@tsegaykibreab3047 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna Egziabhier amlak nay agelglot edmeka ybark mergeta hawna xega yebzh
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መርጊታ ሓውና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ። ብሓቂ ልብካ ተረስርስ መልሲ ፡ ንዞም ይሕዋትና ከኣ እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦኖኦም ይክፈተሎም።
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክብር መምህርና
@yenaskidane1479
@yenaskidane1479 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ዪወት የስማልና ፡ደስ ዘበል ትምርህቲ🙏⛪✝️
@sabrihijieyuetimnbar5405
@sabrihijieyuetimnbar5405 4 жыл бұрын
Amen 🙏 kale hiwet yesmealna egzabiher amlak tsegau yebzehalka memhr hawey nsemaeti kea ayini lbonana yebrehalna amlak Tewahdo nzelealem tnber. I’m proud to be orthodox 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Wintana.Kibreab
@Wintana.Kibreab 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅድስት ስላሴ ዘመነ ኣገልጉለትካ ይባርኹ
@starboy8162
@starboy8162 4 жыл бұрын
Just wow Amazing,🔥😍🥰 God bless our Orthodox Tewahdo🇪🇷 Thanks,
@ማራናታማራናታ-ከ2ኘ
@ማራናታማራናታ-ከ2ኘ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓልና ምረጌታ መሓሪ ኣማልክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንዓና ክኣ ዘስትውዕል ዓይኒ ልቦና ይሃበና።
@selihomchannel
@selihomchannel 4 жыл бұрын
እግዛብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ማርጌታ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ
@zemerongebrengus5943
@zemerongebrengus5943 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መሪጌታ ምሓሪ ሓዉና ከምዚ ጌርኩም እትምህሩናንን እትግስጹናንን ዘለኹም ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም.
@yodittsegay3632
@yodittsegay3632 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna temesgen kemakatkum zamesle memahran amlak slezhabena ,knfelt kndhn kenestewel slezgeber kbrn msganan ykuno, zemen agolgulotkum ybarek edmen tenan yhabkum mergeta hawna
@bereketrufael1523
@bereketrufael1523 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሊቀ ልቃዉንቲ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩምን ይቀድሰልኩምን ።
@mikihayle1667
@mikihayle1667 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛኣቢሄር ይኽበር ይመስገን ስለቲ ከይንጠፍእ ኢሉ ኣባኹምን ከማኹምን መምሃራን ሓዲሩ እታ ቅንዕትን ርትዓዊትን ሓቀኛ ሃይማናት ኦርቶደክስ ተዋህዶ ዝመሃረናን ዘፍለጠናን ብድጋሜ ይኽበር ይመስገን ኣሜን ።ብምቅጻል እዞም ሰባት ይዋስኡ ከይህልዉ ምኽንያቱ እግዛኣቢሄር ይመስገን ኦርቶደክስ ተዋህዶ ሓቀኛ ሃይማናት ብዙሓት ሊቃዉንትን ፈላጣት ናይሃይማናት እንዳኾነት ንዘይ ዘይፈለጠትን ዘይሓተተትን ብኸመይ ነዚ ሰብ እዚ ትሓቶ ብዝኾነ እግዛኣቢሄር ይኽበር የመስገን ዝማሃረናን ዝረድኣናን ኣሜን ንመምህርና ምርጌታ ማሓሪ እግዛኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ እመኣምላክ ቅድስተ ቁድሳን ድንግል ማርያም ትሓልኻ
@rahelkeshi5379
@rahelkeshi5379 4 жыл бұрын
Nay bahaqi qal hiwet yesmalena memherey tega yebezahleka Amen Amen Amen ⛪
@ሑሩይሓዊናቱ
@ሑሩይሓዊናቱ 4 жыл бұрын
ተምውስገን ኣምላኣክ ስለ ኩሉ ገበት ኦርቶትክስ ተውሓዶ ገሪኣክ ዝፈጠርካኒ ይመስግነካ ኣለካ ደጋጊመ፡ብርክ ሓዊና ካባክ ኩሉ ኢና ንማሓር ዘለና ሞ ኣምላኣክ ይባርክካ ኣምላኽ ሓንጊሊካ ይጅፍርተሊካ እምላኽ ኩሉ ሂወትካ ናይ መንፈስ ይግብሮ፡ክብሪን መስገናን (ንኣምላኽናን) (ነደና ወላፊት ኣምላኽይኩን) ንውድሶም ነመስግኖም ንስግደሎም 💒💒💒🙏🙏🙏ተመስገብ ኣምላኸይ ደጋጊመ ይመስግነካ ኣለኩ
@fanuelhaile4953
@fanuelhaile4953 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘዕግብ መልሲ መምህረይ ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ከመኻን ከም ዲያቆን፡ኣስመላሽን መማህራን ዝሃበና ኣምላኽና ክብሪ ምስጋናን ንዕኡ ይኹኖ ኣይጥፉኡና በጃኹም
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 4 жыл бұрын
Amen amen amen amlak ybarkum nebotatnan nehwatna Dyaqonat Orthodox Tewahdo nzelealem tnber
@daniel-pt9ew
@daniel-pt9ew 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ምሬገታ ሓዉና " ኣጆካ ብሓይሊ ኣምላክ
@helengerizgiabher378
@helengerizgiabher378 4 жыл бұрын
ብሓቂ ሓውና ቃል ሂወት የስማዓልና አግዛኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ይቀድስ
@asmerommerhawi5653
@asmerommerhawi5653 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ሙሉጌታ መሓረ ካብ መዕሪ ካብ ጸባ ዘተዕም ትምህርቲ ,
ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
50:18
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 21 М.
Миллионер | 3 - серия
36:09
Million Show
Рет қаралды 2,2 МЛН
@ናብ_ኣምላኽና_ንጠምት_መንእሰይ_ዘንብዕ_ስብከት
46:42
ሥርጉት ሚድያ srgut media ስርጉት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
መጎናጸፊያውን ጣለበት በዲ/ን አሸናፊ መኮንን  Megonatsefiywen Talebet Deacon Ashenafi Mekonnen
1:01:06
ፍኖተ ወንጌል Finote Wongel - Path of the Gospel
Рет қаралды 7 М.
ካብ ኦሪት እየነይቲ ትእዛዝ ትዓቢ? ማቴ 22 ቁ 35
51:32
Kesis Seifu Gebreegziabher
Рет қаралды 140
part-2 ጥዑም ዜና ድንግል ማርያም
50:10
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 11 М.
ኒቆዲሞስ ስብከት
34:02
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 12 М.
ኣስተምህሮ ሰማንያን ሓደን መጻሕፍቲ 1ይ ክፋል
17:05
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 7 М.