Prank on Tedi መዘንግዕ ካሜራ ንቴዲ "ንሓፍትኻ ዓሚጸያ"

  Рет қаралды 69,698

Natna Channel

Natna Channel

4 жыл бұрын

ኩቡራት ተኻታተልቲ "Natna Channel" ከምቲ ልሙድ ሎሚ ውን ብሓዱሽ መደብ መጺናኩም ኣለና ሰናይ ምክትታል።
Instagram
@tedros_71
phili_2panda
ኢልኩም Follow በሉና!!!!!!

Пікірлер: 704
@rahawatuemay2699
@rahawatuemay2699 4 жыл бұрын
አቤትትትትትት ትዕግስቲ ኣቦና እዮብ ሂቡካ ክቡር ሓወይ ተዓዲልካ ወይ በእዉነት ኣነ ካብዛ ቪዶ ብዙሕ ነገር ተማሂረ ኣብ ዝኮነ ነገር ትዕግስቲ ክገብር ከም ዘለኒ እሙን ማሓዛ ክከዉን ከም ዘለኒ ኮታስ ብዙሕ ተማሂረ ፍቅርኩም ከም ከዋክዉቲ ሰማይ ከም ሓሸዋ ምድሪ የብዘሐዮ ክቡራት ኣሕዋተይ ቀጽልዎ ፊሊየ ተዓዲልካ ከምዚ ዝበለ ዓርኪ ዝሃበካ ኣምላክ አመስግኖ በእዉነት ንስካዉን ከምኡ ኩን ሓደራ ተዲዮ ለባም መስተወዐሊ ኢካ ቀጽሎ ንኩለኩም ዕድመ ማቱሶላ ይሃብኩም አምላክ ኣሕዋተይ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍👈
@yohanagebremichael9292
@yohanagebremichael9292 4 жыл бұрын
Nay bhaki zgerim yu akli zelewo ezi kola amlak hibwo
@amenamen4709
@amenamen4709 4 жыл бұрын
Nay bihaki .bizey lubu nezia shahi 🤣🤣
@zefergebrmdhin239
@zefergebrmdhin239 4 жыл бұрын
Naybehaki😍😍😍😍
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
እምቧእ ናይ ብሓቂ ትርጉም ዕርኽነት እትፈልጥ ለባም ዓርኺ ኢካ።
@fili4449
@fili4449 4 жыл бұрын
ኣሕ ከምዚ ዓይነት ዓርኪ የ ተመንየ ምካን ኣቢኒ ቴዲ ሽኮር ብዝፈትዎ ሓፉተይን ዓርከይን እዲካ መጺካኒ ኢልካዮ
@user-mt7cp3cj1n
@user-mt7cp3cj1n 4 жыл бұрын
Teddy ዓብይ ሰብ። ኮነ ኢልኩም እንተዘይ ሰሪሕክማ ብጣዕሚ ህዱእ ኢኻ!! ኣጆኹም ቀጽልዎ...
@abelnegash9159
@abelnegash9159 4 жыл бұрын
@@missymusa6443 subscribe gerelka/ki aleku
@thedrosdebassey9090
@thedrosdebassey9090 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝረባ ወለድና "ኣብ ጥፍእ ኣይትዛረብ ክፍእ" እትብል ምስላ ብቴዲ ዳርጋ ሪእናዮ ካብኡ ንመሃር ሰብኣይ ህዱእ መንእሰይ።i like you gays.
@kaib5735
@kaib5735 4 жыл бұрын
not gays..ma man
@yibrahokubay6662
@yibrahokubay6662 4 жыл бұрын
guys
@tsigetewolde3584
@tsigetewolde3584 4 жыл бұрын
Tsbuk Srah Tedi gn akli zeleka bunet
@kibromweldeslase3426
@kibromweldeslase3426 4 жыл бұрын
ቴዲ ብሓቂ ከብደይ በሊዕካኒ ወላ ዘጋጥም ይኩን ደኣንበር ኣነ ወላ ፕራንክ ምካኑ እናፈለጥኩ ብጣዕሚ እቲ ቃንዛካ ነዓይ ቃንዛ ከብዲ ጌርለይ ብሓቂ ግና ለባምን በሊሕን ምኻንካ 100% ከረጋግጸልካ ይደሊ መስተውዓሊ ኣዘራርባካን መልስካን ብሱል ሰብ ኢካ፡ብሓቂ ድማ እታ ዝተላበካዮ ቃል ን ሕብረተሰብ ብፍላይ ነዚ ወለዶ እዚ መሃሪት እያ ኣብ ጥፉእ ኣይትዛረብ ክፉእ እዩ፡ "ፊሊ ሕጂ ዝኮነ ኮይኑ እንድዩ ኣይትጨነቕ ንስካ ቀሰይ ኢልና ፍታሕ ክንደልየሉ ኢና "ብትክክል ብሱልን ለባምን ሰብ ፊሊ ድማ ጽቡቅ ኪኢልካዮ ግና ናይ ቴዲ ዝተሰመዖ ስሚዒታት ኣደንጋጽን ኣቀንዛውን ኔሩ ሰል እቲ ከጋጥም ዝክእል ነገራት ብመሃሪ መንገዲ ምስራሕካ ድማ ፊሊ ንፉዕ። ንፉዓት ንፉዓት ንፉዓት
@Bibi12-m8k
@Bibi12-m8k 4 жыл бұрын
Nay bhaki lebamat eyom 💕💕✔💥
@gebrihiwettsehaye6040
@gebrihiwettsehaye6040 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ንፉዓት ናይ ብሓቂ ኣነ ከማን ተመሲጠ ስሓቕ ሞይተ ቴዲ ግን ንፉዕ ኣደኒቐካ በታ ሻሂ ከይትሃርሞ ፈሪሐ ጸኒሐ ክክክክክክክ
@mililalaozil2497
@mililalaozil2497 4 жыл бұрын
Zhasebkwa hasibka
@user-xf6fo8fv2s
@user-xf6fo8fv2s 4 жыл бұрын
እዋይ ስጋ ማማ ክንደይ ክልብም እዩ ቴዲ ሓቢቢ ዋውውውውዉ ፊሊ ከኣሞ ሽኮር ገለ ፈሪሕካ ነይርካ ኣምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ የሕዋተይ
@yohanayemane4836
@yohanayemane4836 4 жыл бұрын
ዋው ዋው ዋው ቴዲ ሓወይ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ንፉዕ ፡፣ Love u guys :
@yibrahokubay6662
@yibrahokubay6662 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ኣታ ፍሉያት እኹም ንስኹም ሕድርኩም እዛ ዕርክነትኩም ተኻናኸንዋ እግዚኣብሔር ይባርኩም so i proud of you guys.
@habtomabay6201
@habtomabay6201 4 жыл бұрын
መጀመርታ ሰላም ናይ እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኹን። ቀጺለ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረኩምን ንፈትወኩምን ቴዲ ሓወይ ከኣ ብጣዕሚ ዓብይ ሰብ ዓቅሊ ናይ ኢዮብ ዝወነንካ ኢኻ ትርጉም ዕርክነት ትፈልጥ ብጣዕሚ ኣድንቄካ። ካብኡ ብዘይንእስ ከኣ ፊሊ ሓወይ ንስኻ ውን በሊሕን መስተወዓልን ኢኻ። ኮታስ ኩሉኹም ንፉዓት ኢኹም ሓደ ካብቲ ሓደ ዘይትንእሱ ኢኹም እሞ ቀጽልዎ ። Well Done 👍 We Love You Guys So Much keep it up 👍
@fthawitdrar337
@fthawitdrar337 4 жыл бұрын
👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fthawitdrar337
@fthawitdrar337 4 жыл бұрын
🍕🍕🍕🍕🍓🍓🍓🍓🍔🍔🍔🍔👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@fthawitdrar337
@fthawitdrar337 4 жыл бұрын
🍺🍺🍺🍺🎂🎂🎂🎂🍦🍦🍦🍦🥮🥮🥮🥮🧁🧁🧁🧁🍿🍿🍿🍿🥪🥪
@surafelzeratsion5263
@surafelzeratsion5263 4 жыл бұрын
Wow Amazing 👌👌👌👌👌
@dawitabay7164
@dawitabay7164 4 жыл бұрын
Wow 😮 🙏🙏🙏
@AGhabeshawi9827
@AGhabeshawi9827 4 жыл бұрын
ዋው ዓቕሊ ምሉእ ትዕግስትኻ ብጣዕሚ ፈቴዮ ቴዲ። ትዕግስት እዮብ ተዓዲልካ። ብትዕግስትኻ ቀኒአ። ብጣሚ ዘድንቀኩም ኣዕሩኽ ኢኹም። እግዚአብሔር ኣምላክ ዕርክነትኩም ይባኽ።
@JojoJojo-mv7cd
@JojoJojo-mv7cd 4 жыл бұрын
he is really patience and keep it guys,you are so smart 🇪🇷
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 жыл бұрын
ግን ፈሪሐ ብጣዕሚ አብ ፍቅርኩም ገለ ከይአቱዉ ተጠንቀቁ ሙቁራተይ ክፈትወኩም ማዓት እየ
@yoditkesete5172
@yoditkesete5172 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ነቢዐ ። ግን ከኣ ብናይ ተዲ ትሕትና ብታዕሚ ተሓጊሰ ። ተዲ ብጣዕሚ ዓቢ ሰብ ናይ በሓቂ ዕርክነት ኣርኢካና ።ምቁራት ናተይ ፍቅርኩም ንዘላለም ይንበር ።❤️❤️❤️
@eruyekibretey606
@eruyekibretey606 4 жыл бұрын
My fav youtubers all the time ❤️🇪🇷❤️
@awettekle3898
@awettekle3898 4 жыл бұрын
wow i really respect you guys. you are so humble. may almighty GOD bless your love
@ekinahom8621
@ekinahom8621 4 жыл бұрын
ወይ ሙቁራተይ ገለ ዓይነት ዋውውውውው ሼር ክገብራ እየ እዞም ደንባራት ተቢዓት ክማሃሩ መታን😇😇😇😇 ሶ ቴዲየ ፊሊየ ውድድድድ ሙቁራት😍😍😁😁😁😁
@genetyohannes9937
@genetyohannes9937 4 жыл бұрын
Waww naybhaki prank entekoynu ab lielekum meglexi yebleyin.abzi edme zi kindzizi tiegsti twnin tedi 😍 adnikeka gobez 👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 4 жыл бұрын
እዋይ ፊሊ ሓወይ ኣደንጊጽካኒ ።ናይ ባሓቂ ለባማትን መስተውዓልትን ኢኩም።ኩሉ ከማኩም እንተዝከውን።
@lucymaynard6798
@lucymaynard6798 4 жыл бұрын
Honestly your friendship is so beautiful 😍 amazing friends 💞
@fthiwedigerie3025
@fthiwedigerie3025 4 жыл бұрын
Wow! ትሕትና ትዕግስትን ምስትውዓልን 100%: ዕርክነትኩም ክሳብ መወዳእታ ይግበረልኩም ፈጣሪ ይሕዋት።
@gauldnglmaryam.4780
@gauldnglmaryam.4780 4 жыл бұрын
ቴዲ መዓር ኣነ ናትካ ኣድናቂት የ ማራ ክፈትወካ መዓት ፍቅር💋💋💋💋❤ዓቅልካ ዶ ጸቢቡካ ጸኒሑ🤣🤣🤣🤣 ብሓቂ ደስ ዝብል ዕርክነት ኣለኩም ንፊሊ ከኣኒ ከምኣ ክትገብሮ ክጽበየካ የ 🤣🤪 ጅቡዓተይይይይ
@lchiagoitom1475
@lchiagoitom1475 4 жыл бұрын
Wawww Teddy naybhaki ዓቢ ሰብ ህዱእ እግዝኣብሄር ፍቅርኩምን እምነትኩምን የጽንዕ
@alpi1725
@alpi1725 4 жыл бұрын
Tedi Tedi... so smart man i can't explain your respect... Keep it up my bro 👌 respect full💯
@danaitkefali3408
@danaitkefali3408 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ እንቓዕ ናይ ብሕሶት ኮነ ዕርክነትኩም ከኣ ኣምላኽ ይብዝሓዮ God bless you .
@user-ke6jd4bp7z
@user-ke6jd4bp7z 4 жыл бұрын
ያ ናይ ብሃቂ ንፉዕ ዓርኪ ዝፈሰሰ ማይ ከምዘይ ሕፈስ ፈሊጥካ ትርጉም ዕርክነት ፈሊጥካ ሕማቅ ዘይምውሳንካ ብጣዕሚ ንፉዕ፡ (ግን ይቅረታ ዳኣበር ዝኾነ ውዑይ ነገር ኣብ ጥኻኹም ኣይትግበሩ፡ እኹም ፡
@Glean707
@Glean707 4 жыл бұрын
Wowwwww so people like tedi really exist 🥰😢🥰😢 im really mesmerized and amused by his reaction. What a wonderful man with a very bright future. ብሓቂ ከማኻ ዝበሉ ሰባት ኣለው ማለት ድዩ? Btami txbuk metxa’ee aloka positiv seb ika.
@Lovt143
@Lovt143 4 жыл бұрын
ዓቅሊ ናይ ብሓቂ እንቛዕ በቲ ዉዑይ ሻሂ ጌሩ ገጽካ ኣይለመጸካ !! ዕርክነቱም ልዕሊ ሕዉነት ኢዩ ቀጽልዎ ኣጆኹም
@shewitshewita7131
@shewitshewita7131 4 жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ዓቅሊ ናይ tedros des kbleka lebam shikor 😍😍😍
@user-wc1qy7hi5r
@user-wc1qy7hi5r 4 жыл бұрын
ቴድየይ ናይ ሕማመይ ፊሊየይ የኔ ምርጥ ክፈትወኩም
@justiceseeker1247
@justiceseeker1247 4 жыл бұрын
ቴዲ ናይስ ኣነ ካብዛ ስዓት ኣትሒዘ ትሕትና&ትርጉም ዕርክነት ሚሂርኩምኒ ኢኹም ናይ ግድን ከማኹም ክኸውን ኣለኒ ዘይቀንእ ኣይወለድ,ኩበሩ ኩቡራት ደቂ ክቡራን,እግዚኣቢሄር ምሳኹም ይኹን።
@kulusenayu9226
@kulusenayu9226 4 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉዉ ደጋፊ ፍሊ እየ ነይረ ካብ ሎሚ ግን ናብ ቴዲ ከይደ ኣለኩ ቴዲ ናይ በሓቂ ትርጉም ዕርነት እትፈልጥ ለባም ሰብ
@secrethuman581
@secrethuman581 4 жыл бұрын
GOD just give me this type of friendship!!!🥺❤️❤️💯💯
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 4 жыл бұрын
ዋውውው ብሓቂ ዓርኪ እዩ እዝይ ከማካ ይብዛሕ ደስ ክትብሉ ሽኮሪናታት ከምዚ ዓይነት ህዱእ መንእሰይ ቁሱን
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 4 жыл бұрын
Wawww behaqi ezi film ente deykoynu abyet teadilka Tedey 100 % respect. Kemzi natka thtnan lbonan zelewo teadilu ❤️❤️🇪🇷
@user-dp6gc7ft3t
@user-dp6gc7ft3t 4 жыл бұрын
እዋይ በዓል ቴዲ ሓወይ ሲ ንበይንኩም ኢኩም ክክክክልክ ብጣዕሚ ደስ ተብል እያ በሉ እስከ እግዚኣብሑአር ኣምላክ ፍቅርኹም የብዘሓዮ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻😍🥰😍🥰😍😍😍😍
@selameritrea8143
@selameritrea8143 4 жыл бұрын
ነዛ ነብሰይ ኒዒቀያ ኣነስ ሕማቅ መተዛረብኩ ካባኻ ግን ትዕግስቲ ተማሂረ
@Asmir708
@Asmir708 4 жыл бұрын
This is good prank you guys need to do more pranks😊
@Eruna1993
@Eruna1993 4 жыл бұрын
Kkkkkk Lebamt Amlak Fekrekum Yezezo . We Love you 🥰😘
@semharmehari2312
@semharmehari2312 4 жыл бұрын
Wowww nay bhaki Lebamn mlu aqli zelewon arki aleka Fili Egziabiher fqrkum yebzhayo btami eye zednqekum qexlwo.
@saronesack9765
@saronesack9765 4 жыл бұрын
"Fili kiamin entezeykeiles niwelhade sebat kiamin aykeilin eye" bitami feteya eza zereba ❤👌
@selamweldemicheal9055
@selamweldemicheal9055 4 жыл бұрын
እዋይ ቴዲ ሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ ትዕግስተኛ ኢኻ ከማኻ ይብዛሕ ፡ በሉ ዕርክነትኩም ክሳብ መወዳእታ ይቀጽለልኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ ።
@gualhager9030
@gualhager9030 4 жыл бұрын
we really like the vedio pls contunie pranks, n by the way tedross btami adengixuna kkkk
@wediweldemichael4279
@wediweldemichael4279 4 жыл бұрын
ዋዋዋዋ ቴዲ ናይ በሓቂ ዓቢ ሰብ አካ ከሙእ ኣይተጸበኩካ ብጣዕሚ ከቢድ ነገር አዩ ከኣ Goed gedaan man
@aranshigebrengus9044
@aranshigebrengus9044 4 жыл бұрын
Wow teddy you are so sweet person!! 🥰 keep it up the great work 💪
@shidenmedhaniye6119
@shidenmedhaniye6119 4 жыл бұрын
Wow kemzi aynet friend yfterelna
@user-yl4xe3ce7y
@user-yl4xe3ce7y 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ከነተንፍስ ዝጸናህኩዎ ኣነ ትራይ እየ ዝፈልጦ፡ ተዲ ብሮ ብታእሚ ኣድኒቐካ ኡንድ ፊሊ ኣጆኩም እና ፈለትኩ ክትኮስ ደልየ ጸኒሐ።
@teklisenbetmussie1231
@teklisenbetmussie1231 4 жыл бұрын
Waww wawww nay bahaki emun arki aleka 1000 yweledu kemaka tedii mera fetyeka ane u are hero bro ❤❤❤❤u are darling bro u are cool bro & i love you both
@tesfaxbah4890
@tesfaxbah4890 4 жыл бұрын
ቴዲ ብልቢ ብልቢ ብልቢ ኣደኒቀካ ከምዚ ናትካ ዓቅሊ ኣበይ ይርከብ ኣጆካ ከይትፈንፍ ፍሊ ከኣ ንድሕሪ ሕጂ ተጠንቀቅ ክክክክክክ ብጣሚ ንፍዓት ንዝርድኦ ዓባይ ትምህርቲ እያ እሞ ቀጽልዎ በርትዑ ❤❤🙏👈።
@eyerusalemgaltewahdo3938
@eyerusalemgaltewahdo3938 4 жыл бұрын
ዋው ቴዲ ዘለካ ዓቅሊ ዛሻሂ ከመይ ከምዝወድእኻያ ኣይተረደአትካን ክክክ እንተ ፊሊ ምሽኣሎ እንዳበልካ ዛቪድዮ ወዲእካያ 😂😂😁ብዝኾነ ጎቦዛት ፍቅርኹም ይብዛሕ
@awetcr7ts446
@awetcr7ts446 4 жыл бұрын
Tadi adnqeka betami harif fili arekay erkenetkum hasad ayetwo mqurat 😍❤
@kashedibasae6759
@kashedibasae6759 4 жыл бұрын
ዋውው ተዲ ብጣዕሚ ለባም መንእሰይ መምህር ኢካ ከምኡ ድማ ኣርኪካ ትሑት ሰብ አዩ ግን ጢንቃቀ ክሓተኩም እዩ ሶ ቀጽልዎ
@lucymaynard6798
@lucymaynard6798 4 жыл бұрын
Phili is a good actor 😂 and teddy is such a great friend. I hope you are besties forever 😇💗
@msganaabrhambrhane5933
@msganaabrhambrhane5933 Жыл бұрын
I think so too
@susuyenatewaljie5751
@susuyenatewaljie5751 4 жыл бұрын
Betam new emtamrue Love u guys
@luwamkahsay7552
@luwamkahsay7552 4 жыл бұрын
Waww keme gele aynet gerni tedi bekye baka love Guy’s ❤️❤️💞💞👌
@silvahabnunu6883
@silvahabnunu6883 4 жыл бұрын
My favourite channel 🤘❤❤
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም መስተዋዕሊ ከምዚ ከማካ ይፍጠረልና በዛ ሻሂ ከይክዕበሉ ፈሪሐ ጸኒሐ ፍቅርኩም ይብዛሕ
@sesw9632
@sesw9632 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አግዚአብሔር አምላክ ቢሩካተይ ቲዲየይ ትዕግስቲ እኮ 💗❤
@onlyyou5915
@onlyyou5915 4 жыл бұрын
Bhaki tedi nefue ab mulu hiwetka akal ketkowen yemeleylka betami nefue kelitetekum akalat eikum best friends for ever we love you guys 😍
@ate587
@ate587 4 жыл бұрын
ቴዲ ኣይጸላኹኻን ትዕግስትኻ። ኣብ ዝተኻዕወ ኣይሕፈስን ኢዩ ኢልካ መፍትሒ ቐሰይ ኢልና ኪንደሌሉ ኢና ምባልካ ።
@lilyda2446
@lilyda2446 4 жыл бұрын
ፈሪሐልኩም ፈሪሐልኩም ንኣይነት ከይኮነኩም ደቂ ኢረይ መክሰባት ኣምላክ ንዘላለም ፍቕሩኹም ይሓልወልኩም
@selinatekle1668
@selinatekle1668 4 жыл бұрын
Ztedalekum ymesl I don’t know 🤷‍♀️ bhaki tokoynu gn wawwww. Love you ka mo tedye❤️💖💝💞💕
@natilove3855
@natilove3855 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ክትብሉ መዓት ኢኩም ምሳኩም ተድህሉስ ምሳኩም ገለ ስራሕ መበርከትኩ ቀጽልዎ ግን ምትብባዕ ናይ ህዝብና ኣይፈለኩም ደስ ክትብሉ መዓ ኢኩም እቶም 2 ኣዕሩክ ግበሩዋ ቻነልኩም ቴዲ & ፊሊ ጽቡቅ ስራሕ
@lydiatesfay9875
@lydiatesfay9875 4 жыл бұрын
Tedi salute much respect you are so patience and wise my God antil I finsh this 26 minutes video kebedey tekeritse both of you much respect and love 🙏🇪🇷
@neverlosehope688
@neverlosehope688 4 жыл бұрын
You guys are really best friends 👍🏽✌🏽
@daniel24hgg56
@daniel24hgg56 4 жыл бұрын
true friendship and real man💯💯
@floridahaile2932
@floridahaile2932 4 жыл бұрын
Really love you guys fetari fikrkum wehazi yigbero❤🇪🇷❤
@segenmussie2160
@segenmussie2160 4 жыл бұрын
Waww btaemi nkulu zrdaka arki aleka fili des teblu amlak ybarkum.
@yosanshishay3057
@yosanshishay3057 4 жыл бұрын
Wow 😮 Wow I love you guys keep it up des zebl medebat alekum
@muluedebesay2693
@muluedebesay2693 4 жыл бұрын
wwww ik heb zelfs heel veel geleerd van jou tedi broer jij bent echt mijn voorbeeld. jij bent de slimste mensen in deze tijd en werld.....ik hou van jullie ga zo door...
@danieltesfazghi8354
@danieltesfazghi8354 4 жыл бұрын
Tiedi I appreciate you ! You are positive man
@babe8712
@babe8712 4 жыл бұрын
Waw good job guys, keep it up 👌 👌 👌
@fqrieyuemenetey1520
@fqrieyuemenetey1520 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውው ቴዲ ናይ ባሕቂ በሊሕ ሰብ እኻ ትርጉም ዕርክነት ከምዚ ማለት እዩ ደቂ ኢረይ ንፍዓት ቀጽልዎ ኣነ ብታዕሚ ዝፍትወኩም ቲዲ ግን ዓብዪ ትምህርቲ እካ ምህርካኒ ስልዚ የቀንለይ ❤❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🎉🎊
@Snitabrahalebitaniya
@Snitabrahalebitaniya 4 жыл бұрын
ኣነ ንባዕለይ ገለ ሽሓኒ ጌሩ ካይ ግስመካ ፈሪሔዮ ኔረ ክክክክክ መክንያቱ ኣብ ሕርቃን ዘሎ ስሚዒት ክትቃጻጸሮ ኣይካኣልን ዩ ብዝኮነ ብጣዕሚ ንፉዕ ዓርኪ ኣሎካ ፌሊ ሓወይ ኣምላክ ኣይፈላልኩም ብጣዕሚ ኬፍ ኣለኩም።
@almazhaile2949
@almazhaile2949 4 жыл бұрын
Wawwww betami des tebel Prank eya meknyatu Tedi beal aqeli eu betami Adnikyo ezi eu arkent zebhal so ajokum qexlewo ♥️♥️🙏🙏🌷
@huruybrhane1185
@huruybrhane1185 4 жыл бұрын
Wowwww kef zelekum yeeruk erknetkum ebarek good job btami tiegstena seb eka tedi amazing man
@suzanamerhawi7763
@suzanamerhawi7763 4 жыл бұрын
Ambesa nay bahaki abi seb Tedi hawey tirgum erkinet ameskirka❤️ erknetkum yibark xibuqat🙏
@majimj4797
@majimj4797 4 жыл бұрын
Thanks fili & tedy ab haxir iwan mimlaskum brothers And fili good job 😄
@semeretmogos7768
@semeretmogos7768 4 жыл бұрын
waw ab 4 amet kindizi fikri tihtna tegerime aleku bless u guys
@funnyman9051
@funnyman9051 4 жыл бұрын
Achi wedi ab tefu aytzaraeb kefu eyu I like you both off you guys and stay blessed 😍🥰
@mulueberhe6377
@mulueberhe6377 4 жыл бұрын
ዋውውውውው እዛ ወዲ ዓቕሊ ዘለዋ ዕርክነት ማልየት እዚ ኢዩ ኣደይ ማዓረይ ይበል ዓቕሊ እዋይ ብዓል ኣነ ሲ ዓቕሊ እንጣጥዕ ኢና በት ዝሰትዮ ዘሎ ቢከሪ ገረ ቀደም ገጹ ምደፋኣክሉ ኣነ ካብ ሕጂ ካብዚ ወዲ ክማሃር ኢየ ።
@hadassimon3006
@hadassimon3006 4 жыл бұрын
Bravotat, tedi Jigna akileka arikana, keep it up guy's
@godislove6491
@godislove6491 4 жыл бұрын
Wawwwww tedyy btaemi hudue eka so shkorinatat keep it up ♡♡
@sarontesfazion1834
@sarontesfazion1834 4 жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 shkorinatat feqrekum ybzah deqi erey muqurat betami des tblu aeruk ahwat edmen tenan yhabkum fetari ❤❤❤❤🇪🇷😮🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habenzaid1999
@habenzaid1999 4 жыл бұрын
Powwww nay Bhaki Emun arki Meglexi Sienelu
@tewelde8618
@tewelde8618 4 жыл бұрын
ተዲ ማለት ኣብየትትትት ትዕግስቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ፍሊ እንቆዓ ነዓይ ኮመኡ ኣይትብለኒ ምሰፈፍካያ ነርካ እሞ ድማ ሻሂ ቀሪብካስ ማይ ኮ ከይከውንንንሲ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና አንዳበልካሥ ባዕልካ ፈተና ተዳሉ ኣብየትትትት ንኩሎ ይሃበና አንቆዓ ናይና ኮምኩምምም kkkkkkk nice to see you guys
@segenokubazgi8058
@segenokubazgi8058 4 жыл бұрын
Waww mkurat nay bahaki des zbl fkri aleku 💖💖
@almaz2138
@almaz2138 4 жыл бұрын
ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ናይ ውሽጢ ልብኹም ፍቅሪ ይባርኽ ፍቁራተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ'ዩ ወላዃ Prank ይኹን ኣብ ትገብሮ ነገራት ኩሉ ሓሲብካን ኣስተውዒልካን ክትገብሮ ከምዘለካ በዚ መገዲ ኣሒልፍኩም ኣለኹም
@fithawiberhe5559
@fithawiberhe5559 4 жыл бұрын
Erknetkum mewedata zeyblu ykun shikorinatat yehwatey❤❤ik vind het echt een grote les👊🏼❤❤so GBU🙏🏽❤
@alewgena8728
@alewgena8728 4 жыл бұрын
Waww tedyy nay bahaki lebam adniqeka btami you're smart friends guys amlak fqrkumn erknetkumn ybark nay bahaki memahran hiwet ekum
@SamiMehari
@SamiMehari 4 жыл бұрын
Tedi nska nay behaki emun arki eka 👍
@luleylovefebeyymihrtab9765
@luleylovefebeyymihrtab9765 4 жыл бұрын
Wawww naye behaki prank tegebero aleka welase bahasabe adalikume 🙏♥️
@cookiecookie261
@cookiecookie261 4 жыл бұрын
Tergum arkent bahki tefelet seb tedii nice work guys keep it up
@yordanosweldeab8124
@yordanosweldeab8124 4 жыл бұрын
Ewy kndey kedngxeka eyu wedey tedi I swear you are really gentle man!!!
@hlmiloni6677
@hlmiloni6677 4 жыл бұрын
Defar eka fili kea beta weyti shahi geru gexka ente rekebeka entay tgebr bzkone xbuk Tedi emo adnikeka btaemi thut hudue eka🥰🥰👌👌
@luleygirmay1634
@luleygirmay1634 Жыл бұрын
Wawwwww admen Tanana yhbekum ftari zydatat yhwatey btami imun arki aleka broy
@arsiemahuruy3214
@arsiemahuruy3214 4 жыл бұрын
Tediye ybel akli ezia Pranke trah aykonetn nera tmrti entelay eya btaemi xbuk srah we love u guys kexlwo ❤❤❤
@selamgebrekidan5483
@selamgebrekidan5483 4 жыл бұрын
Away arknet malet nay bhaqi des ktblu ❤️❤️❤️👍👍👍👍
@ghebriel932
@ghebriel932 4 жыл бұрын
እዋይ ብውሽጡ ይነድድድ አዩ ዘሎ መስክናይ ሕርቅርቆት ናብ ሻሂ ኣውጺዎ
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 жыл бұрын
Kkkkkkk nay bhaki Lebam seb eyu gn
@abel8236
@abel8236 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk meteku
Next.js & Appwrite - Full Stack Course for Beginners
5:55:17
freeCodeCamp.org
Рет қаралды 214 М.
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 106 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 19 МЛН
🟤 4ይ ክፋል ዙረት ኣብ ኣዲስኣበባ
8:44
Heri love
Рет қаралды 36 М.
New Eritrean street interview ሕቶን መልስን S3
22:00
Natna Channel
Рет қаралды 84 М.
Tedros VS Filmon Part 3
18:56
Natna Channel
Рет қаралды 44 М.
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 208 МЛН
Wedi Taba ✊🇪🇷 ቡሽኮቲ ናይ ምዕራባውያን 🤣🤣
23:18
የህግ ስራ ጠበቃና ዳኛ ብቻ አይደለም | Naol Abera
2:10:49
Tedros VS Filmon Part 5
21:47
Natna Channel
Рет қаралды 44 М.
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 106 МЛН