ቅድመ ኹነት ቅዋም ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ?

  Рет қаралды 32,021

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер
@nebiuaregay62
@nebiuaregay62 Күн бұрын
ልፍዕተይ ተስፈይ ብጣዕሚ እትገርም ፍጥረት ንነዊህ ዓመታት አብ ጎኒ ህዝብካን ዉድብካን ብፅኑዕ ደዉ ብምባልካ ክብረት ይግበእካ
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 Күн бұрын
ናይ ብሓቂ እዚ ጅግና ክሕገዝ ይግብኦ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 сағат бұрын
ተጋዴላይ ብርሀነ መዓልታዊ ይቕረበልና ትብሉ
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 4 сағат бұрын
ብሓቂ መዓልታዊ ይቕረብ!! ከምኡ ውን ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብ መፃኢት ትግራይ ናይ ኮምኒኬሽን ቢሮ ንክኸውን ተስፋ ኣለኒ!!
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 4 сағат бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብ መፃኢት ትግራይ ናይ ኮምኒኬሽን ቢሮ ሓላፊ/ቃል ኣቐባሊ ንክኸውን ተስፋ ኣለኒ!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 сағат бұрын
ተጋዳላይ ብርሀነ ተሰሚዕኻ ዘይትፅገብ ተስፋ ትግራይ ❤❤❤ንዓኻስ 24/7 ሰሚዔ ዘይትስልችወኒ ምሁር በሊሕ ሰብ 🎉🎉🎉❤❤❤
@YARED-YOHANNESYARED
@YARED-YOHANNESYARED Күн бұрын
ትግራይ ፕሬስ ን ተጋዳላይ ብርሃነን ክብረት የሃበልና ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Күн бұрын
አጆኹም ጀጋኑ በርትኡ።
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka Күн бұрын
ብርሃነ ክንዲ ሽሕ ነዊሕ ዕድመ ያሃብካ ማዓረይ ።መዘና አልቦ። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-dk4ww6yc3y
@user-dk4ww6yc3y 23 сағат бұрын
ዞም ናህወሓትስ ስነስርዓቶም እዃ ደስ ክብል ምስ ህወሓት ንቅድሚት ትግራይ ትስዕር
@ThePower1111
@ThePower1111 Күн бұрын
Best analyst
@Abebagyohans
@Abebagyohans Күн бұрын
Thank you
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 Күн бұрын
እዚ ብርሃነ ዝባሃል ሰብ መዓልቲ መዓልቲ ህልው ኩነታት ይህበና ስለ ዘሎ እዞም ሰብ ጸጋ ሰብ ሃብቲ ክትሕግዝዎ ይግባእ። እዚ ምእንቲ ትግራይ ዝገብሮ ዘሎ ቃልሲ ቀሊል ኣይኮነን።
@semenawi8117
@semenawi8117 Күн бұрын
ጀጋኑ
@ZeudBerhe
@ZeudBerhe Күн бұрын
" ኣብ ኩናት ዘይውዓለ በሊሕ......"ነብል ነሬርና ቀደም ዞምሰብሎሚደገፍቲ ባንዳታት ካብ የተም ተኣኻኺቦም ዝመፁ ጠላማት እየም፣ የሕዝን!!!!
@kahsaymeshesha5460
@kahsaymeshesha5460 11 сағат бұрын
Great job Tigray press Mr.Berhane and Mr. Bisrat thank you for fearless analysis for truth 🎉❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ተጋዳላይ ተወልደ ዕንበብ ክዛረብ ከሎ ንብዓት ብንብዓት መፂኒ ዓሕህህህህ😢😢😢😢😢😢😢😢ንዚኦም ዶ ትፃረፍ 😢😢😢😢
@MeAs-u3r
@MeAs-u3r 19 сағат бұрын
ጀጋኑ ደቂ ደቂህዝቢ ❤ብጣዕሚእኒ ንፈትወኩም።ቀፅልሉ።
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 4 сағат бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብ መፃኢት ትግራይ ሓላፊ ኮምኒኬሽን ቢሮ / ቃል ኣቐባሊ ንክኸውን ተስፋ ኣለኒ!!❤❤❤❤❤❤
@WelderufaelBelay
@WelderufaelBelay Күн бұрын
Welcome Br and Bs
@gtsadikantadesse
@gtsadikantadesse Күн бұрын
ብሬ ሓወይ ጀግና ተጋዳላይ ኣቦሓዊ ኢለካ ኣለኹ በርትዕ ቀፅለሉ።
@SurafelGebremedhin-up3hu
@SurafelGebremedhin-up3hu 22 сағат бұрын
ጅግና ትግራዋይ አዮካ ብርየ በሎም
@mebri1822
@mebri1822 18 сағат бұрын
ህዝበይይይይ ፃዕዳ ፁሩይ❤❤❤❤❤❤😘😘😘
@TeshaleTikue
@TeshaleTikue Күн бұрын
አሉላ በሐቂ ሰነፍ እዩ
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 Күн бұрын
ዋይ: ናይ አሉላ'ስ ካላአይ የብሉን : ኩርኩር በልዎ::
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 3 сағат бұрын
በስራት ቀጽልሉ ጀጋኑ ድምጺ ትግራይ......
@destahadera3800
@destahadera3800 Күн бұрын
ምግዳል ምልባም እምበር ከንቱ ርእሲ ኣይሃንፅን።
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
THANKU. SO. MUCH. OUR. HEROSE ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerihuBerihu-nk3do
@BerihuBerihu-nk3do Күн бұрын
ብርሃነ ፅቡቕ ትብል ኣለኻ።ምልሻ ዝባሃል ናይ ደርጊ ናይ ስርናይ ዕሱብ ናይ ዝነበረ ሽም እዩ።ንናፅነቱን ሓርነቱን ዝቃለስ ዝነበረ ገባር ትግራዋይ ናይ ወያነ ዕጡቕ ግን ወያናይ እዩ ዝባሃል።
@hirayndahray
@hirayndahray Күн бұрын
We are tigreans, no divide rule
@haderagidey8183
@haderagidey8183 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@xaka5505
@xaka5505 18 сағат бұрын
ከማካ ሓሳዊ እሞ ኣይተፈጥረን ብሓቂ። ኣዕውር በቃ ጉዱ ሪኤ። እስከ ደቂ 80 ን ደቂ 20-30 እንተ ሲዒሮም ሲ ክንርኢ ኢና። ዎሎደይ ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ሐዚውን ሰራዊት ትግራይ ነቲ ውሳነ ብቕልጡፍ ክትግብሮ ተዘይክኢሉ ትግራይ ትጠፍእ እያ ፣ስጉምቲ ይጀመር
@xaka5505
@xaka5505 18 сағат бұрын
ሃየ ተንከስ ይበሉ ኣርግቶታ ካብ ውሽጦም ኢዮም ከጥፍኡዎም።
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 Күн бұрын
Yes yes yes❤❤️❤️💊💊💊💪💪💪👌👌👌😊
@gebreselassietguangul5043
@gebreselassietguangul5043 Күн бұрын
Amen 🙏 Amen
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zemhretandom8085
@zemhretandom8085 Күн бұрын
If the tplf will not arrest the 11 generals things will be difficult
@ThePower1111
@ThePower1111 Күн бұрын
Brie well come!!!!
@TemuHagos-v2z
@TemuHagos-v2z 20 сағат бұрын
ኣታ ብደም ህዝቢ ዝጨቀየ ፍጥረት 😢 ዝመኸነ ርእሲ ሒዝኻ ወለዶይ ምምራሕ ኣይትኽእልን
@KomuhendoSywia
@KomuhendoSywia Күн бұрын
ኣሉላ ንተጋሩ ጀነራላት ይፃረፍ ልዕሊ ዓቅሙ ብዛዕባ ወታደራዊ ሳይነስ ጥበብ እንታይ ፍልጠት ኣሎዎ እንዃን ኣሉላ ሰብል ኣወታደር ዞሎን ኣብ ተማሳሳሊ ደረጃ ዞሎው እውን ዓቅሚ ይፋላላ እንታይ ዓይነት ስድና እዩ ግን መሕፈሪ ብጥዕና ድዩ ነውሪ ዘይነውሪን ምረፅ
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
TMH. TEMESEKERE😂
@BerheBeyene-n6n
@BerheBeyene-n6n Күн бұрын
❤❤❤❤
@tamerattsegay5299
@tamerattsegay5299 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MuleZena-c2t
@MuleZena-c2t Күн бұрын
👏👏👏👏👏👏👍👍👍
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 Күн бұрын
አሉላ ነውራም : የጣራ ድመት ነው ::
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
Thanku. So. Much. 😂😂😂😂😂😂😂😂
@PaulCodio-g1x
@PaulCodio-g1x 19 сағат бұрын
✅✅✅
@gebretesfamichael6363
@gebretesfamichael6363 Күн бұрын
አሉላ ብጠጠው ዝሞተ ዕነ ዝበሃል ዝጨነወ ድርባይ እዩ Tmh ካብዘፍርስ እኮ እቶም ምስኡ ዝነበሩ ማሕዝቱ ተመስኪሩ እዩ አብቲ እዋን ጭንቂ ብብዙሕ ገንዘብ መርዓ ዝገበረ ርካሽ ታሪኹ ዝለመሰ ሕማቕ ፍጡር እሾኽ አውሽጢ ጭቃ ዘሎ እሾኽ እዩ አሉላ ማለት ዘሕዝነካ ናይቶም ጅግና ጀነራል አሉላ ሹም መሓዙ እዩ ዘሕዝነኒ ብዝኾነ ይኹን ድብራይን ርካሽን እዩ አሉላ ማለት።
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
Baneda, TMH. TEMESEKERE. !!!!!!!
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 Күн бұрын
በይዛኹም ንስላም ንዘምር ዕቢ ውሕጅ ይፅበየና አሎ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ተንትናስኪ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 сағат бұрын
ብስራት ሓወይ አንቢዕኻኒ 😢😢😢😢አይ ፊል ዩር ፔን😢😢😢😢
@Tigrai_Press
@Tigrai_Press 20 сағат бұрын
@ZaebaKulu: ኣጆና፣ ለውጢ ነምፅእ ኣለና ኢና። We can also help you promote your channel if you're interested. The more available Tigrayan medias, the better outcome. Contact our channel via the contact information if you want to work with us. Thank you kindly for your feedback.
@HailekirosGebremariam
@HailekirosGebremariam 22 сағат бұрын
I strongly agree
@edenbisewer8215
@edenbisewer8215 Күн бұрын
ኣሉላ ሙሩኽ ብርሀኑ ጅላ ስለዝኽፈል ገና ጭርኡ እናዘረገ ጫምኦም ከልሕስዎ እዮም። እዚ ዕሱብ
@mulugetaWeldemichael
@mulugetaWeldemichael Күн бұрын
አቱም ሰባት እቲ ወዲኮ ከንቲባ ዘይኮነስ መሳሰዩ ሰላማዊ ሰልፊ እዩ
@esayastewodros8152
@esayastewodros8152 Күн бұрын
ኣብ ቲ ሠላማዊ ሠለፍ ንጌታቸው ዝድግፍ ኣብ አአ ዝቅመጡ ኤርትራውያን ይኮኑ?
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c 22 сағат бұрын
ገታቸው ረዳ ልዕሊ500 ሚልዮን ብር ንሲኖ ትራክ ሰልፊ ከፊሉ
@tamerattsegay5299
@tamerattsegay5299 Күн бұрын
TDF ሐዚ ከም ከም ገለ ኢላ ሸተት እንተኢሉ ዝነበረ ክብርታቱን ናይ ህዝቢ ፍትወቱን ክሃስስን ክፅላእን እዩ ብዛዓበየ ከዓ ንባዕሉ ጠፊኡ ህዝቡን ዓዱን ኣረኪቡ ንፀላእቲ ይጠፍእ ተጋዳላይ ዘይኮነስ መንእሰይ ዘይነብረላ ትግራይ ትኸውን ፀላኢ ብዝደልዮ ይቅየር
@Alemgodolo123
@Alemgodolo123 Күн бұрын
ብሓይሊ ኣውፂኦሞም ለኻብጥ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 20 сағат бұрын
አብ ሜድያካ መኽፈቲት "አያይ ንገረኒዶ ዘንታይ " እትብል አብ ድወት ረኪብካ ተጠቀመላ ?🤝💪✌️✌️👍✌️✌️
@MeseleWelu-b5e
@MeseleWelu-b5e 14 сағат бұрын
ኣንታ ኣነ ዝገርመኒ እቲ ብርሃነ ዝባሃል ለይባ ሰላይ ኮይኒ ሰራዊት ትግራይ ዘጭርስ ዝነበረ ንምንታይ ዘይእሰር ብወንጀል ዘይኽሰስ ድኽመት እንሄ ኣብ ሰራዊት ትግራይ
@edenbisewer8215
@edenbisewer8215 Күн бұрын
ናይ አሉላ ባችለር ካብ ህዝቢ እናጓሓልካ እናሰረቕካ እናጭበርበካ ከይሰራሕካምብላዕ እዩ።
@aregawigidey9364
@aregawigidey9364 18 сағат бұрын
ከመይ አለኹም ብስራት: እዞም ኣብ ወፃኢ ኮፍ ኢሎም ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘራኽሱ ግለሰባት ኮንኑ። አሉላ ዝበሃል ቅዋም አልቦ ዝኾነ ሰብ ሓላፍነት ብዝጎደሎ መልክዑ በብዕለቱ ንጀጋኑ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ህዝቢ ከምህዝቢ ዘናሹ ፀርፍታት ግዕዙይ ብዝኾነ አንደበቱ ይህትፍ ንሰምዖ አለና አደብ ግበር በሉልና ንስኹም ግን ቃልስኹም አሕይሉ በርትዑ🙏
@HayluYemane
@HayluYemane 20 сағат бұрын
ሰራዊት ትግራይ፡ ድሕነትን ህልውናን ህዝቢ ንምሕላው ዝቖመ ተጋዳላይ እዩ። ዕጥቂ ዝሓዘ፡ ንፁር ፖለቲካዊ ተልእኾ ሒዙ ዝቖመ እዩ። ብስዓርተ እዚ ዝማሓደር ናይ መንግስቲ ደመወዝተኛ ወታሃደር ኣይኮነን። ተጋዳላይ እዩ። ስለዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ፡ ርእይቱኡ ዝህበሉ መድረኽ ክኽፈተሉ፡ ሓሳቡ ክስማዕ፡ ድምፁ ክህብ መሰሉ ክሕለወሉ ኣለዎ። ስለዚ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ፡ ዝኽተሉዎ ዘለዉ ኣገባብ፡ ቅኑዕን ዲሞክራስያውን እዩ። ብርግፅ ቅልጣፈ የድሊ። መንእሰይ ተጋዳላይ ብርሃነ ነዚኣ ክግንዘባ ዘለዎ ይመስለኒ።
@JASSU.12
@JASSU.12 Күн бұрын
@gselassie.The duty of TDF is to keep law and order of Tigray.If the president of Tigray^s interim administration appointed by TPLF does not resign when TPLF wants so it is breaking the law.
@BrhanuHafte
@BrhanuHafte Күн бұрын
ከም ኣብይ ከዝኾኑ ማ ፅቡቅ ነይሩ ምኽንያቱ ኣብይ እንታይ ከምዝገበረካ ኣይጠፈካን።
@evenezerabrhaley
@evenezerabrhaley 21 сағат бұрын
ብርሂን ኤንድ ብስራት ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኢኹም ሞ ቃልስኹም ብዘይ ምሕላል ቀጽልሉ
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 9 сағат бұрын
እዙ ብርሃነ ዝተባህለ ናይ መቐለ ናይ ጌታቸው ረዳ ዝሾሞ ገበነኛ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፋፍል ዓዘር ቆዘር ብሕጊ ክጥየቅ ዝግብኦ ዕሉል ተመዋሊ ብልጽግና እዪ::
@YaredGebruyared
@YaredGebruyared Күн бұрын
This are kids it very shameful and disgusting we are backing unknown sevlization.
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 3 сағат бұрын
እዞም ኣብ ዕድመ ድስከርሜሽን/ምግላል ዝገብሩ ዘለው ደናቑር/ዕስለ ጌታቸው ካብ ወንጀል ወንጀል ኢዩ!! ብስሩ እዚ ከምዚ ዓይነት ሕማቕ ዓይነት ምትእትታው ባህሊ ብቕልጡፍ ዞም ገበነኛታት ህዝቢ ትግራይን ሰራዊትን ልቢ ኢሉ ክቃለስ ኣለዎ!!!
@zerayaflegne3557
@zerayaflegne3557 Күн бұрын
መስሓቄን! ኣይ ብርሃነ! ቅድሚ 4 ዓመት "ሙሉእ መረዳእታ እለኒ ኢሳያስ ሞይቱ እዩ" ኢሉ ዝሓሰወ መጭበርበሪስ ፖለቲከኛ ኮይንለይ! ንነገሩ ዶ/ር ገ/ኣብ "ረይጣጥ" ብዝበሎ ሚድያ ስለዝኾነ ቐፅለሉ!
@Addisalem-j8h
@Addisalem-j8h 19 сағат бұрын
ወታደራዊ ሙያ ብኽልተ ይኽፈል ንሱ እውን ዮኒት ዋና ወታደራዊ ተልእኾ ፈፃሚ እንትኾውን ዝመርሕዎ ድማ ኮማንደራት ይባሃሉ ዝሓቶም ብቕዓት ናይ ታክቲክነን ቴክኒክን : ስልትን ኮኦርዲነሽን :ትንተና ትልሚ ውዳበ ምምራሕን ቁፅፅርን ብመጠን ሓላፍነቶም ዝተመጠነ ኢዮ እቲ ካላኣይ ስታፍ እንትኾውን ብኤክስፐርት ዝምራሕ ሓላፍነቶም ድማ ሙያዊ ኣገልግሎት ምሃብ ኢዮ እዙይ ድማ ዝለዓለ ፍልጠት ዝሓትት ስለ ዝኾነ ኣብ ኢንጂነሪንግ ኮለጅ: ጤና ሳይንስ ኮለጅ :ሪሶርስ ማኔጅመንት ኮለጅ ዝተማሃሩ ኢዮም ኣሉላ ኢንፎርሞሽን ተዘይሃልይዎ ኣረድእዎ
@DestaAsbeha
@DestaAsbeha Күн бұрын
Getachew flowers are just payed that’s way they are not going stay we tell them down down Getachew and followers
@getachewwork5480
@getachewwork5480 Күн бұрын
ተምቤን ዓዲ አሞራ እያ፣ ብስየ ብአሰፋ አብርሃ አይደናገርን፤።
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
SURE. 💯 ❤❤❤❤❤❤
@ShumondiGebregiyorgs
@ShumondiGebregiyorgs 16 сағат бұрын
ብርሃነ ንፊዕ ፖለቲከኛ ኢዪ ህወሐት ከምዚኦም ዝበሉ ክመርሕዋ አለዎም
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
Shame. Shame. Shame Sham😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@FhF-x1m
@FhF-x1m Күн бұрын
መርዓ ናይ ጥሪ እዩ ኣምሲልዋ
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 4 сағат бұрын
እዞም ናይ ግምት ደገፍቲ ንተጋድልቲ ደቂ ኣንሰትዮን ይዝንጥሉ ወይ ይፀርፉ ንምንታይ?? ናይሊ ጌታቸው ደገፍቲ ዝንጠላ ጥራሕ ኢዩ!!
@TsegazeabMiruts-ze1gy
@TsegazeabMiruts-ze1gy 20 сағат бұрын
ሚዲያን ጋዜጠኛን ሳልሳይ መንግስቲ ኢዮም ።ንህዝቦም ብፖለቲካዊ ወገንተኝነት ዘይተበረዘ መረዳእታ ንህዝቦም ከቕርቡ አለዎም ትግራይን ተጋሩን ነዚ ኣይተዓደልናን ።ሚዲያ አለኒ ጋዜጠኛ ኢየ እትብሉ ኩሉኹም ንናብ ከባቢኹም ተሰሸኲዕኩም ነዚ ምሽክናይ ህዝቢ ናብ ሰንፈለልን ሓድነት ምዝራግን ፀገም ተእትይዎ ኣለኹም ። ኣምላኽ ደኣ መዋፅኢ ይፍጠረሉ እምበር ብደቁን ብመራህቱን ኣይተዓደለን።
@Tigrai_Press
@Tigrai_Press 20 сағат бұрын
@Tsegazeab Miruts: "ንህዝቦም ብፖለቲካዊ ወገንተኝነት ዘይተበረዘ መረዳእታ ንህዝቦም ከቕርቡ አለዎም"? እሞ ንሱዶ'ይኮናን ንገብር ዘለና?ኣይፋል ትብል እንተኾይንካ፣ እቲ ፍርዲ ንህዝብና ገዲፍና፣ ንስኻ ድማ ክንዲ ፍርቅና ክትሰርሕ ንዕድመካ። ኣስታውስ፣ ኮፍ ዝበለ እኮ፣ ሰማይ ቀረብኡ'ዩ።
@KheliloOsman
@KheliloOsman 21 сағат бұрын
እዚ ወዲ አዚዪ በሊሕ እዩ።
@BrhanAbebe-b1f
@BrhanAbebe-b1f 18 сағат бұрын
ምልሻታት ትግራይ አኮ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ እዮም ናይ ኢ /ያ ዘመናዊ 😅ዝባሃሉ ሰራዊት ዝበልፅ አዩ
@Mola-y5o
@Mola-y5o Күн бұрын
ከብ አኻ እት መላጥ ይገድድ ሕሸቱ
@kemalemey
@kemalemey 13 сағат бұрын
Haswai 😂😂😂
@Jasmila-x5p
@Jasmila-x5p 8 сағат бұрын
አሉላ ዝብል ስምማ ኸቢድካ እንሄ ስምካ ቐይር በልዎ ትስምማ ናይቶም ጀጋኑ አያታትና ንጣልያን ዝቐበሩ እዩ እቶም ባህላውያን ዝብሎም ትናመሪሕነት እማ አብ ደምና እዩ በልዎ‼️
@ShumondiGebregiyorgs
@ShumondiGebregiyorgs 15 сағат бұрын
ፐdf ግዝያዊ መንግስቲ ይፍረስ አይበለን ይመዓራረ ኣዪ ኢሉ ብስራት አብዚኣ አትኩር
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 23 сағат бұрын
ልምንታይ እያ አደመ ዝገበርዋ ሰልፊ ሻዕብያ ዝገብርዋ መሲላ ?
@TsehayeHadish-i6e
@TsehayeHadish-i6e 16 сағат бұрын
Zuduhul seb kab tigaray gahaflun
@WelderufaelBelay
@WelderufaelBelay Күн бұрын
Ab 2,3 mealti serahtegna nmemlas dyu ,,,,,,Ezia dya wueli pritoria
@gselassietesfay3390
@gselassietesfay3390 Күн бұрын
Long live Tigray . The leaders of TDF has completely betrayed their responsibility alleged with a single party.
@trustingod2549
@trustingod2549 Күн бұрын
Ok Mr. Genius 😂
@ShumondiGebregiyorgs
@ShumondiGebregiyorgs 16 сағат бұрын
መስመር ክትስሕት ተለኻ ከምኡ ኢኻ ትኸውን 94 ዓ/ም ገብሩ አስራት ዝገበራ ደጊሙዋ
@habentadesse
@habentadesse 17 сағат бұрын
ሻሕራም
@zenebechkebede7457
@zenebechkebede7457 Күн бұрын
ፈዴራል ሰራዊት ሒዙ ክመጽዕ ይኾን። ንደገፍቱ ግን ምስህዝቦም ይፈልዮም አሎ። ጽባህ ምስተስዓሩ አብዐዶም ከይነብሩሉ ክስደዱ ክገብሮም እዩ።።
@zenebechkebede7457
@zenebechkebede7457 Күн бұрын
እቲ ከንቲባ ወዲ ካባ በልዎ።
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Күн бұрын
The steps of the security is more democratic and helpful to be sound in all ways, berhane what you saying is not helpful
@destahadera3800
@destahadera3800 Күн бұрын
ቅዱድ!!!
@ab7ggt361
@ab7ggt361 Күн бұрын
ሐሳዊ. ሰብ. ሰብይዒዘበካ. አሎ. ኡሱ
@BirhanuAtsbiha
@BirhanuAtsbiha Күн бұрын
ሓሻዊ
@gabrielashebr9725
@gabrielashebr9725 Күн бұрын
Let's practice democracy and the peoples chosen their best leaders
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@KheliloOsman
@KheliloOsman 21 сағат бұрын
ባንዳ
@TeklayGebretatyos-j2q
@TeklayGebretatyos-j2q Күн бұрын
ዕረ ስለዝጥዕመካ እዩ ደገፍ ጌታቸው ከይትሪኢ ዝገብረካ ብርሃነ
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@tamutafu528
@tamutafu528 Күн бұрын
SHOW. SHOW. SHOW. SHOW. SHAME. SHAME. SHAME. SHAME. 🫠 🔔 🫠 🔔 🫠 🔔 🫠 🔔 🫠 🔔 🫠
@SurafelGebremedhin-up3hu
@SurafelGebremedhin-up3hu 22 сағат бұрын
ጅግና ትግራዋይ አዮካ ብርየ በሎም
@SisayGh
@SisayGh 23 сағат бұрын
❤❤❤
@tamerattsegay5299
@tamerattsegay5299 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 3 сағат бұрын
በስራት ቀጽልሉ ጀጋኑ ድምጺ ትግራይ......
@حسينالحجوري-ع7ق
@حسينالحجوري-ع7ق 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@حسينالحجوري-ع7ق
@حسينالحجوري-ع7ق 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
ቤተ- ክርስቲያን ኪዳነ ምኅረት ኣብ መቐለ
22:31
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 81 М.
ዕብዳን ዝተዋረሶ ፖለቲካ - #ትሕቲሰማይትግራይ  #ላዛትግርኛ
1:02:03
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН