ቀለቤት ልቢ - (29 ክፋል) - Qelebiet Lbi - Part 29 - ERi-TV Drama Series, Mar. 12, 2023

  Рет қаралды 142,622

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 152
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
ኩቡራት ይሕዋት ነዚ"ኣ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ ገጽ ትፈትዋ ወላዲትካ/ኺ የርይኺ አዝጋብሄር ኣምላክ ብወላዲካ/ኪ ሳብስክራይ ሓጉዙኒ pls deki abeyti
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልም ልብኻ ትምስጥ👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 Жыл бұрын
ብሓቂ ዓሚቕ ትርጉም ንዝርደኦ ሰብ.... ኣደታት ዓዲ ጥልያን ኡንኮ ዉላደን ኤረትራ.... እድሜኤን, ሽልማተን... ተስፈኤን..መጻኢተን... ተዕፋሉ ዘመን, ናይ ሓቂ ናጽነት ኣምላኽ ይፍጠ ረልክን....
@yordanosfesshaie
@yordanosfesshaie Жыл бұрын
ትዑም ዛንታ ታሪኻዊ ፊልም
@MISGNAGHIRMAY09
@MISGNAGHIRMAY09 Жыл бұрын
❤ እቲ ምስ ሓይልታት ምጽንባር ድሕሪ መስመር ጸላኢ ተቀሪጽካ ምትራፍ ፡ሻቅሎት ስዳቤራታት ኣብ እዋን ናጽነት ንምጥያቅ ደቀን ዝገብርኦ ዝነበራ ምድህሳሳ ጽቡቅ ኢዩ፡ የግዳስ ገድሊ እዚኣ ጥራይ እንተ ኮይና ሰውራና ብጣእሚ ቀሊል እዩ ነይሩ ኪትብሎ የድፍረካ፡ ብጣእሚ ፎኪሱ እቲ ዛንታ፡ ወደ ገባ ዝነበሩ ሰባት ከሳራጥዩ ስልጣን ንኪረክቡ ብዙሓት ከእስሩ፡ ምረት ናይቲ ኣብ ኣስመራ ዝነብር ብመግዛእቲ ደርጊ፡ንመዳ ድስለፉ ፡ፈዳይንን ኣብ ከተማታት፡ሓፋሽ ውድባት፡ኣብ ግዘ ተዛማዲ እረፍቲ ትምህርቲ ፡ ትንፋስ ዘይህብ ኩናት 6 ወራር ፡ ኣሃዱታት ጸላኢ ዝነበረን ናይ ሰላኢ መራሒ ከም ገጸባህሪ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት፡ቅንጸላ ሰበስልጣን ደርጊ፡ብርቱእ ዓቅሊ ጽበት ኣብ እዋን ናጽነት ብሸነኽ ሃይለ..፡ ካልእ ኪስረሓሎም ነርዎ ፡ኣፍኩሱዎ ተጻይ ባህሪ ዘይምህላው። ንሃይለ ኣይ ጥኡይ ገይሩ ሰሊሙ ኣይ ከይሰለመ ሞንጎ ሞንጎ ገርኩሞ..። ትጻይ ባህሪ ዝነበሮ በንጻር ሰውራ ኤርትራ ዝተሰለፈ ኣይነበረን..፡ ምስ መን ተዋጊኦም ብከመይ ንጸላኢ ስኢሮም ብሩህ ኣይነበረን…፡ እታ ኣሃዲ ኪትጅምር ከላ ናይ ስለያ ኣሃዱ ትመስል ነይራ ብሓንሳብ ናብ ክፍልታት ተመሊሳ ፡ ስራሓ ንጹር ኣይነበረን ከም ኣሃዱ ፡ ኣብ ድሕሪ መስመር አብ ዝነበረሉ፡ ልእሊ ኩሉ ግን ሚላኖ ዘይብላ ኣሃዱ ገርኩማ፡ ወያነ እዞም ወጃባት ዘይጋገይዎ ገጌ ግን ተፈጢሩ ነይሩ፡ ኪሳብ ወያነ ዲዮም ሻእቢያ ንጋጊዮም ገርኩምና….። ፈኩሳትና እዚኣ ፊልም ከም ምጅማራ ኣይኮነትን።🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 Жыл бұрын
ነዚ ስለ እንፈልጥ ኢና ድማ ይሕመቅ ይጸብቅ ሃገረይ ንበል ንብል ዘለና።
@Tmg.GualeMengis
@Tmg.GualeMengis Жыл бұрын
Hahe Aezi Hezbena Kendey Halifu 🙏Anbbes Deki Erey 🙏❤️💚💛💙🇪🇷🇪🇷
@senayeri433
@senayeri433 Жыл бұрын
ሳይሞን ኩሉ ዘጸብቐሉ፡ ኣምቸ ኣቦ ከዳዕ ብጣዕሚ ኣገራሚ ክእለት። ካብ ቬሎ ክሳብ ሕጂ ኣደናቒ ክእለት ተዓዚበ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@timnityemane4438
@timnityemane4438 Жыл бұрын
ክብርን መገስን ንምክልካለሰ ኤርትራ ሃገርና ኣምላክ ይሓልወልና ብጣዕሚ መሰጢት ፉልሚ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
Merhaba deki Eri Anabes 💯💖👍 Proud to be Eritrea 💖💐💖🌹💯🇪🇷♥️
@er-jw9vq
@er-jw9vq Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልካል ኤረትራ❤🇪🇷💪🇪🇷❤💪🇪🇷
@BamlakTselot-
@BamlakTselot- Жыл бұрын
ኣዚያ ተደንቕ ታሪክ ሀዘል ዝኾነት እያ ። ኩሎም ተዋሳእቲ ድማ ብዘገርም ነቲ ዝተዋህቦም ብብቕኣት ተዋሲኦሙዎ ። ኑፉአት👏👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@bsrateyasu1039
@bsrateyasu1039 Жыл бұрын
ክብረን ሞጎስን ንሐይልታት ኤረትራ
@salitahabtemariam2914
@salitahabtemariam2914 Жыл бұрын
Nice job capitan wedi lemlem keep it up 🇪🇷 👍 👏 💪 👌 🙌
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
I hope wedi Roma & Gual senora are still alive. I'm being so emotional on this drama series 😪 & probably also missed home. 😢
@alexanderateshim2865
@alexanderateshim2865 Жыл бұрын
I hope so but revolution is always tragedy
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
@@alexanderateshim2865 Indeed. 👍👌
@alexlive8793
@alexlive8793 Жыл бұрын
I hope 🙏🙏🙏
@Thereislifeafterdeath
@Thereislifeafterdeath Жыл бұрын
Kemzia ilom atiyom ksab hji ab jail zelewu kea alewu….kezekakreka ile iye
@luwamberaki6117
@luwamberaki6117 Жыл бұрын
Hakkka hawey akakbo yfterelna
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 Жыл бұрын
❤ዝተጋደለ ይንገስ💪🏿
@EriLove-op8es
@EriLove-op8es Жыл бұрын
ዛሽምዓ ለይቲ ኬፍ ኣለዋ ትመስል💚
@ኢብራሂምደሪር
@ኢብራሂምደሪር Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጅጋኑ ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ
@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ
@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ Жыл бұрын
ኣበይ ዘሎዉ ምክልካል ኤርትራ ኢዩ ከ እቶ ሸፋቱ።
@أحمدأبوصالح-د9ت
@أحمدأبوصالح-د9ت Жыл бұрын
@@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ tezaribe elka dika hifer bejaki
@habennegasi1793
@habennegasi1793 Жыл бұрын
​@@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ ezom san feltat texrfus ketdngxu derbyat
@ሽደን
@ሽደን Жыл бұрын
@@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ ሸፋቱን ደቂ ሸፋቱን ንስኩምን ደቂ ከማኩምን ኢኩም እቲ ሓቀኛን ንቁሕን ኣባድህሪ ዝኮነ ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሓድነቱን ክብርታቱን ጸኒዑ ሃገር ኢዩ ዝማሓድር ዘሎ ባዓል ኣቦካ ካኣ ከምዞም ትዕዘቦም ዘለካ ናይ ደርጊ ተላኣኣክቲ ነይሮም ምስተታሓዙ ኣብ ክንዲ ካብ ጌገኦም ዝእረሙ ከምሊሶም ጌጋ ይደጋግም ስለዝነበሩ ዳሓ ሸፊቶም ነቶም ገበርቲ ጽቡቆም ሻዕብያን ህዝባዊ ግንባርን ከናሽዉ ጀሚሮም እቲ ሽፍትነት ዝበልካዮ ካብ ገዛካን መዕበይካን ስለ ዝጅምር ኣቦካ ሽፍታ ተዘይከዉን ከምዚ ኣይምበልካን ወዲ ሽፍታ።
@zenatesfay4979
@zenatesfay4979 Жыл бұрын
​@@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ ግራት ፈርቃ
@desalehabte5641
@desalehabte5641 Жыл бұрын
THANKS SR BDEM DEKA ZTEWAHSET WALTA VICTORY TO THE MASSES💪💪💪💪💪💪
@negashghebremariam7258
@negashghebremariam7258 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Matiastsegay8910
@Matiastsegay8910 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ዘኩርዕ መንነት ዝተከፍለልና ከቢድ ዋጋ ብምዝካር አብ ሕድሪ ስውአትና ንጽናዕ !
@GodsMercy123
@GodsMercy123 Жыл бұрын
Eza film filiy zebla ente alo ab naxnet znebere hawahiw xbuk gera tnegir bzuh film teserihu eyu bzaba megzati dhriu entay agatimu znegir gin yelen so amazing they take a time to tell the story after independence what happened and I feel the people Great job 👏
@mulugetmuluget5947
@mulugetmuluget5947 Жыл бұрын
ወዲ ሮማን & ጓል ስኞራ እንተዘይ ሃልዮም ምርኣይ ኮቋርጽ እየ😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asme3436
@asme3436 Жыл бұрын
Kkkk natey wesidka esom eyom aini film zelewu
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 Жыл бұрын
ክብርን 🌹🔥ዝኽሪ ንስውኣትና 🇪🇷❤️🇪🇷
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 Жыл бұрын
እዛ ኣደ ሰናይትሲ ኣቦይ ኮይና ትርኣየኒ ኣላ !! ኣ ቦይ ንሓወይ /ኣሮን ወዲ መምህር / ክደሊ ጽላሉ ሒዙ ዘወን ይብል ነይሩ ንዘይረኽቦ!! ኣዘኻኺርኩምና ብሩኻተይ!! 🇪🇷🐫⭐️
@ፊሊወዲኤረይ
@ፊሊወዲኤረይ Жыл бұрын
ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷
@fihirahiyab4518
@fihirahiyab4518 Жыл бұрын
merhaba deki erey enkae bselam metsekum xibku siraha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊❤❤❤❤❤❤❤
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 Жыл бұрын
አዋይ እዚ ኤርትራዊ ጌረ ዘይብል ኣንቃዕ ኤርትራዊት ኮንኩ 🇪🇷♥️🌹💪q
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 Жыл бұрын
ኣብ ድራማዶ
@mleatetsegamehari991
@mleatetsegamehari991 Жыл бұрын
Drama mkanu zegieki leki ymesleni kiwninetsi????
@zenatesfay4979
@zenatesfay4979 Жыл бұрын
​@@kusulovemami7476 ስቅ በሊ ግራት ፈረቃ
@ts69977
@ts69977 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ ሻዕብያ🥰🥰🇪🇷🇪🇷👍
@yoseftekkezghi9228
@yoseftekkezghi9228 Жыл бұрын
Eritrawnet kbur mennet 😍💪💪💪💪
@yohannestekleab3226
@yohannestekleab3226 Жыл бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ🇪🇷!!እዛ ፍሊም ግን ካብ መጀመርያ ብዓቢ ሸውሃት'የ ጀሚረያ!እንተኾነ ግን ኣይከምተጸበኹዎን,ነቲ ምረት ገድሊ ትትንክፎ'ያ ዘላ ደአኣምበር ብግቡእ ትለብሶ የላን።እቶም ተወሳእቲ ውን ምፍታኖም ብጣዕሚ ጽቡቕ!ግን ገጻት ገድሊ ብዝሓለፋ ፍሊማት, ከም ብዓል አንበልብሊ,ንጣብ ዝኽሪ ዘመን ርእኻ ብጣዕሚ ፈኺሳ ነዓይስ እንተወዳእኩማ ይሓይሽ።
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Жыл бұрын
እንቃዕ, ብድሓን, መጻእኩም, ደቂ, ኤረይ, ሓላላት, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤❤❤😍🌹🌹🌹
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ Жыл бұрын
Marba Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklia3701
@teklia3701 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷
@kbromhayle7953
@kbromhayle7953 Жыл бұрын
❤welcome deki eri🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tsegemeharigarza724
@tsegemeharigarza724 Жыл бұрын
Merhaba deqi Ere❤️🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️
@Giena2025
@Giena2025 Жыл бұрын
እዛ ኣደ ስኞራ ትገብሮ ዘላ ድልያ ክንደይ ኣዴታት መርዑት ኣንስቲ ደሃይ ደቀን ደሃይ በዓል ቤተን ኣቦ ደቀን መርዓዊ በዓል ቤተን ሕጹየን ደቂን ስድራን ደሃይ ዘጥፍአ /አት ድሕሪ ደሓንዶ ምለሱ ምባል ከምቶም ዝመጹ ስለ ዘይመጹ ክንደይ ስድራቤት እያ ዝነበረሉ ኣሃዱን ሓይልታትን በለዛን ዳለት ደሃይ ተጣይቅ ዘላ ኣብዚ ሕጂ እዋን.
@almazzerezghi7483
@almazzerezghi7483 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይሰላም ሰላም
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 Жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
@fretsbah2430
@fretsbah2430 Жыл бұрын
እዛፊልሚ እዚኣ ክትስራሕ ኣይነበራን ትርጉም ኣልቦ ወላሓንቲ ነጸብራቕ ገድሊ ኣየርኣየትን ። ባዓል ኣንበልብሊ ፡ ትማሊ፡ ጽንዓት ፡ ሙቁርመርዚ፡እታደን ካሎኦትን ሪኢኻስ ነዚ? ምረት ግድሊ ክምዚ ኣይነበረን ክምዚ እንተነይሩኻኣ ገድሊ ጡዕም ኔሩ ማለትዩ ምኽንያቱ ተዛኒኻገድሊ ትጋደሎ ጡዕምዩ።
@ኢብራሂምደሪር
@ኢብራሂምደሪር Жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤርይ ጻዕዳ
@semhartesfay5253
@semhartesfay5253 Жыл бұрын
ኤሪ ቲቭ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ካብ ትጅመር ክሳብ ሕጂ ዘሰልቸወትኒ ፊልም እያ በጃኹም ወድእዋ ብዘይ መጽናዕቲ ዝተሰርሐት ብፍላይ ሂወት ተጋደልቲ ተባሂሉ ዝስራሕ ዘሎ ገጸ ባህሪ ኣዝዩ ቅጭ ዘምጽእ ምፍታኖም ግን ኣይጽላእን ብፍላይ ደራሲ ግን ዝደከመላ ኣይመስልን ብጀካ እቶም ገለ ገል ዓበይቲ ተዋሳእቲ ገዲፍካ ካልእ ጨው ዘይብሉ ስራሕ ዩ ኣይተንውሕዋ በጃኹም ወድእዋ ትርጉም ስእነላ
@awetkibreab
@awetkibreab Жыл бұрын
ከምዛ ዝበልኪያ ኣብ ባጽዕ ኣብ 2008 ደኮመንታሪ ፊልም ንሰርሃሉ ኣብ ዝነበርና ናይቲ ግዘ መራሂት ሃይሊ ዝነበረት ትክክል ኣይሰራህኩምን ኢላትና ነገርግን ሚኢቲ ካብ ሚኢቲ ዘይ መጻሉ ግዘ ኣሎ ኢዛ ኮመንትኪ ምስ ረኣኩ ግን ነታ ተጋዳሊት ዘረባ ኣዘኪርክኒ
@semhartesfay5253
@semhartesfay5253 Жыл бұрын
@@awetkibreab ናይ ብሓቂ ኩቡር ሓወይ ላዕሊ ላዕሊ ኮይኑ ስራሕ ብዙሕ ይበላሾ ኣሎ ሰሪሕና ጥራይ ክብሉ የባላሽውዎ ኣለዉ ምስ ግዜ ብሰብ ታሪኽ ተሰንዩ ዘዕግብ ስራሕ ክንርኢ የብቅዓና
@awetkibreab
@awetkibreab Жыл бұрын
ያ ናይ በሃኪ ክብርቲ ሃፍተይ
@tile864
@tile864 Жыл бұрын
ኣብ ትመጽእ ክፋል ወዲ ሮማን ጋል ሲኖራን እንተ ዘየለዉ ከቃርጾ ኢየ ምርኣይ ።
@Erilove8102
@Erilove8102 Жыл бұрын
Msaka aleku
@mulugetmuluget5947
@mulugetmuluget5947 Жыл бұрын
ወላኣ ኣነ
@tile864
@tile864 Жыл бұрын
@@Erilove8102 aselchemuna ko
@Samerkiar
@Samerkiar Жыл бұрын
عوت نحفاش 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹
@eritrea5289
@eritrea5289 Жыл бұрын
Welcome deki remey jignu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪
@robi.1997
@robi.1997 Жыл бұрын
VIVA ER
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Жыл бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@elsatsegay2176
@elsatsegay2176 Жыл бұрын
Deqi ereyyyyy enkea bseöam mexakum tesfa ygebr wedi roma und gaul shnnora bhiwet khlwu mara ember hazine uffffff
@yonatankbrhane6006
@yonatankbrhane6006 Жыл бұрын
❤🌹
@flimonwedi7266
@flimonwedi7266 Жыл бұрын
Welcome mukurat 😍😍😍😍
@wubethaile3205
@wubethaile3205 Жыл бұрын
Merhaba wellcome back
@samiman1498
@samiman1498 Жыл бұрын
Welcome deke Eri 💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷
@danielyoebio1827
@danielyoebio1827 Жыл бұрын
ተቐሊና ኣቱምሰባት
@selamfqri8084
@selamfqri8084 Жыл бұрын
Ewayyyyy goses
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 Жыл бұрын
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
@tedrosteklab8396
@tedrosteklab8396 Жыл бұрын
Nkulom tewasaeti & derestin hagerna yfetwomn yekbiromn ❤ Abza film abeyti tewasaeti alewu gn kab tjimir kisab hiji lewti zeybila Bfilay etom wetahaderat kulom kichareku tiray yfitnu gn mesati chirqan yebilan , wetahader ዕትብ elu haxarn bsiltin zereba, abza film gn nay kulom azerariba fokisu Sorry nay dfretey Love you 🇪🇷💪
@eseygebar6829
@eseygebar6829 Жыл бұрын
Welcm 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏❤️🙏❤️
@yassinmahommed7238
@yassinmahommed7238 Жыл бұрын
Wel come dake aray
@haninatu1310
@haninatu1310 Жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@segensereke9389
@segensereke9389 Жыл бұрын
🎉🎉
@tsehayneshgoitom6008
@tsehayneshgoitom6008 Жыл бұрын
ጓል ስኞራ በሉለይ!ወዲ ሮማማማማ!
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 Жыл бұрын
We are Eritreans We will protect our people and our country from Woyane and pro Woyane Asena, etc
@ginbarhalhal9243
@ginbarhalhal9243 Жыл бұрын
Deki Eritrea kindey kebid kalsi kem zehlefna seb nezia natsnet waga bihiwetu. Eyu kefilla manim. Hji neai zey felit kekashsho aynefikdin ena .🇪🇷🕊️🇪🇷🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🇪🇷💪💪💪💪
@fevenyohannes8774
@fevenyohannes8774 Жыл бұрын
Lieli kunnat ko ab selam tehamisom mesakin
@dahanitmedia3535
@dahanitmedia3535 Жыл бұрын
ጀጋኑና ክብርን ሞሳን ንዓኹም ትዕርፉሉን ትካሓሱሉን ግዜ ይሃብኩም ክሳብ ሕጂ ንስለ ሃገር ዓይንኹም ሰለም ዘየበልኩም❤🇪🇷 ግን ንምንታይ ጓል ስኞራን ወዲ ሮማን ወዲ ሞልቁን ድሃዬም ዘየለ ኣብ ዝመጽእ ናይ ገሊኦም ድሃይ ተዘይ ኣሎ መሰልቾ ክትከውን ኢያ። ወዲ ሮማ እኮ ተሰዊኡ ይኸውን ዝብል ጥርጠራ ኣለኒ። ጓል ሮም ውን ነቲ ዶኩተር ስደደኒ ምስ በለቶ ኣቢዋ ወይ ነብሳ ኣጥፊኣ ኣላ ወይ ኣብ ጉዕዞ ከላ እቲ ኩነታት ምስ ርኣየቶ ኣብ ገለ ኣሃዱታት ተሰሊፊ ግን ተሰዊኣ ክትከውን ትኽእል ኢያ። ግን ኣርኢዩና በጃኹም ኣይትምጠጥዋ😆
@awetdebesay1803
@awetdebesay1803 Жыл бұрын
Gal seinora pls amxewa 💪😘
@muraeltsegay1555
@muraeltsegay1555 Жыл бұрын
ጓል ስኞራን ወድ ሮማን ወሊዶም ብሓባር ክኣትው ተስፋ ይገብር ናይ ብሓቂ ጠልጠል ኣቢኩምና
@elublessed2163
@elublessed2163 Жыл бұрын
eta sebeytu ke ? tesfa ygebr kem eta TMALI tbl film awedadia keytwdae. wedi Roma nab sebeytu gual signora dma tesfa ygebr kabti bokri afqaria gobez qolia hiza tiatuw eba ygebrom ykewin. kndey nab hadarom ztemelsu alewu kndey dma ms mnwah gzye kaliay gzye ztewasebu.
@muraeltsegay1555
@muraeltsegay1555 Жыл бұрын
@@elublessed2163 ምናልባት ምስምንዋሕ ግዜ ካብ ወድ ሮማ ከይከውን ኢለየ ። ከምዛ ትብላ ዘለካ ክትከውን ኣነውን በዓል ዓቢ ተስፋየ ይግበረሎም ካኒ እምበር ኣብ ቃንዛ ሸሚሙናሎ ደራሳይ።
@misginaiyasu2120
@misginaiyasu2120 Жыл бұрын
BEST DAGE ERITERAN HWKARENATAT SALAM NEKOLKOM ABLAT 🤍🙏🌎🖐
@lamiekmichael5209
@lamiekmichael5209 Жыл бұрын
Ya Eritrin kurub eba tehababerun Kemey gerkum sgab hji zeyteriowom nibal wedi roman gal sinoriyan ba
@samsonrusom3492
@samsonrusom3492 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊🇪🇷🇪🇷
@dallastesfalem562
@dallastesfalem562 Жыл бұрын
Bejakum eba wedi Roman gal snera tesewiom key tbuluna bejakum
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 Жыл бұрын
🌺💞
@Jonathan-xu1xz
@Jonathan-xu1xz Жыл бұрын
አዛ ፊልም ኣንፈታ ትስሕት ኣላ። አታ ታሪኽ ብዛዕባ ጋል ስኞራን ወድ ሮማን ኢያ። ከምዚ ማይ ዝበዝሖ ጽብሒ ኣምሲልካያ።
@azisn45
@azisn45 Жыл бұрын
Wedding dress without bride ! Sad news she is a martyr ! Don’t like they are dragging this series when this could probably have been last episode
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ Жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@piealpha795
@piealpha795 Жыл бұрын
እዛ ፊልም ነቲ ኣዝዩ ረዚን ዝኾነ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ንነጻነት እያ ክትስንድ ፈቲና ፣፣ እቲ ትሕዝቶ ጽቡቅ ኮይኑ ኣብ ዳይረክቲንግ ብዙሕ ጸገማት እዩ ዘለዋ ፣ እቲ ታሪኽ ብትኽታኽ ዋሕዚ ዘይብሉ ምዃኑን ድማ ፣ ኣየናይ ክፋል ናይቲ መስተንክራዊ ቃልሲ ኤርትራ ክር'እይ ይደሊ ከም ዘሎ ኣይነጸረን ። ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ዓምዩቅ ዝኾነ ካብ ባሕሪ ውቅያኖስ ዝገፍሕን ፣ ዝጠልቅን ታሪኽ እዩ እዩ ፣፣ ናይ ከተማ ተቃለስቲ ናቶም ተቀዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ኣለዎም ፣ መጓዓዝያ ፣ ኤምዳድ ፣ ቁጠባ ፣ ኸቢድ ብረት ፣ ኣጋር ክፍለ ሰራዊታት ፣ ሓይሊ ባሕሪ ወዘተ ኩሎም ጽሕፍካ ዘይውዳእ ፣ ኣዘንቲኻ ዘይውዳእ ታሪኽ እዩ ፣ ኣብዚ ኹሉ ኣሃዱታት ድማ ተቀዲሑ ዘይውዳ ዛንታታት ኣሎ ፣ እዛ ኣቀራርባ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ምትሕሓዝ ዛንታ ኣይዓገብኩላን፣ ፊልምታት ከም በዓል ንጣብ ዝኽሪ ዘመን ፣ ትማሊ ዝ'ኣመሰላ ፈልምታት ዝመርሑ ዓይነት ዳይረክተራት መድለያ ይመስለኒ። ኣብ ተዋሳእቲ ግን ካብቲ ኣዝየ ዝፈትዎ ኣማን ሓሚድ ጀሚርካ ብዘይቀልዓለም ሓያላትን ኣዕገብትን እዮም ፣ ዳይረክተር ግን ከም ግቡእ ተጠቂምሎም ክብል ኣይደፍርን፣ ስለዚ ንተዋሳእቲ 10/10 ፣ ንሰኣልትን ኢዲተራትን 8/10 ፣ ሙዚቃ 9/10 ፣ ዳይረክተር 4/10 ነጥቢ ሂበ ኣለኹ።
@danielWeday
@danielWeday Жыл бұрын
Kelebet kelebetlum dea tbetek ember
@ተማሃራይቪታየ
@ተማሃራይቪታየ Жыл бұрын
ውድእቲ ፊልም ክትቅጽል ዘይግበኣ ኣቀጺሎማ:: እዚ ነቲ ናይ ነዊሕ ዝነበረካ ኣክብሮት ናይቲ ፊልም ክጎድል ይቀስቦ!
@rigatgebrihwet4988
@rigatgebrihwet4988 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣❣❣❣👍👍👍
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 Жыл бұрын
Mechem derasi tesfa ngebr, ngual signoran zaid ms sebayan keterakbom.nklitiom ente ketilkayom gn klte mot eyu. 😪😪😪
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Жыл бұрын
❤💪💪💪💪💪🇪🇷
@filmongebremedhen8724
@filmongebremedhen8724 Жыл бұрын
እንታይ ኣይነት መፈፅምታ እዩ መእፅዊ ድዬም ተፉእዋም ግልብትብት ኣቢሎማ እኮ ኣዛ ድራማ
@SAMHABt
@SAMHABt Жыл бұрын
ዘይተፈጸመተ ትቅጽል እያ ኳ 😳
@filmongebremedhen8724
@filmongebremedhen8724 Жыл бұрын
@@SAMHABt ዶ እሞ ውኢየ ኣነ ዝሀወይ የቀኔለይ በል ሀልካፍ እንድየ ኮይነ ወደይ
@SAMHABt
@SAMHABt Жыл бұрын
@@filmongebremedhen8724 ኣብሽር ጸገም የለን ኣጆኻ 😍
@akineb3527
@akineb3527 Жыл бұрын
አዛ ካራክተር ናይ ወዲ ቅስሙ ገለ ደኮን ኣብ መወዳአታ ፍልይ ዝበለ ሽልማት ኣይህልዋን ኣያ ዘርኣይ ትኣ ጥውዮ በትሪ ሒዙ ከይመጸአ አምበር?
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 Жыл бұрын
🐪🐪🐪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤✊✊✊✊
@ElimEfream
@ElimEfream Жыл бұрын
....at the backs....who followes polices,caps...vehicles..why this quations...wifi(goverment buildings....)....
@teklebrhanhabtom2865
@teklebrhanhabtom2865 Жыл бұрын
Ab snema Roma wey snema empero zeyteqrbwo gn entay eyu eti xegem dki rimey. Er
@tube8874
@tube8874 Жыл бұрын
ተስፋ ገብር ኣብ ድመፅእ ወዲ ሮማን ጓል ስኞራን ዳሃዮም ክሪከቡ
@tamrat7
@tamrat7 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HamidAli-vn2pe
@HamidAli-vn2pe Жыл бұрын
👍💔💙❤️🇪🇷💜
@GodsMercy123
@GodsMercy123 Жыл бұрын
I put my self on 1991’s parents and families . They suffered more than the colony Kabti megzati nilali ember hi laws dekom kihaty kefiuwom wey mesakin nay siwat mingar meas neru??
@hagertesfay7609
@hagertesfay7609 Жыл бұрын
ኣታ በጃኩም ንጋል ስኞራ ብሂወት ኣዝንሕዋ
@경순현-z5o
@경순현-z5o Жыл бұрын
Enqa be selam mexakum
@alexafowerki6236
@alexafowerki6236 Жыл бұрын
Aykem texebenan
@mahderey
@mahderey Жыл бұрын
​@Alex Afowerki ya ab mewedaeta eko kolel abzihomulna dhri natxnet 3,4 part bzey zkone ab hade sdra tray mdgigam abzihom 😳
@awetkevin9087
@awetkevin9087 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ እዛ ፊልም ግን ገለ ገለ ሓቅታት ይቅየር ኣሎ ሻዕቢያ ሓሶት ጀሚሮም: ሻዕቢያ ሓቂ ክዛረቡ ኢና ንፈልጥ ኔርና እዛ ጉዳይ መርዓ ናይ ክርስትያንን ሞስሊምን ገድሊ ናጽነት ኮይኑ ምስ ኣተዉ ብዙሕ ሽግር ፈጢርሎም ኔሩ ኢዩ ወለዲ ናይ ክልቲኡ ሃይማኖታት ተቃዊሞምን መምስ ደቆም ውን ክንደይ ባእስን ሽግርን ተፈጢሩ ኔሩ ኢዩ: ሕጂ ምእንቲ ንሓድነት ፖለቲካ ክጥዕሞም ሻዕቢያ ዝኣልሙዎ ዘለዉ ኢዩ። ኣብ ሜዳ ከለዉ ፕረዚደንት ኢሰያስ ነቶም ኣንጻር ሃይማኖት ዝዛመዱ ዝነበሩ ግደፉ ከካብ ሃይማኖትኩም ተዛመዱ ናጽነት ምስ ኮነ ክትሽገሩ ኢኹም ይብሎም ኔሩ ኢዩ።
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 Жыл бұрын
CEMZI GERNA ZEMTSAENAYA HAGER SI CEDEAT 80 DOCTERAT MS MESFUN HAGOS NGUHO NGUHO NAB BETSHFET BADEN ENACEDU ZGEBRWO ZELEWU ZEGERM YU
@Erilove8102
@Erilove8102 Жыл бұрын
Ewae hjs ba nay gual singoran wedi roman halewatom wey motom ngeruna bae🤔
@ኢራብ26
@ኢራብ26 Жыл бұрын
ፊልም ዳርጋ ሞይታ ምረት ገድሊ ኣይገለጸቶን ብሕለፎ ሕለፎ ኮይኑ. ደርጊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘዉረዶ ግፍዒ ኩሉ እኳ ክግለጽ ዘይከኣል እንተ ኮነ ብኸፊል ግን ክትገልጾ ነይሩዋ ኣነ ከምዚ ኣይተጸበኹዋን .መክንያቱ ብዓል ፊልም ትማሊ . ንጣብ ዝክሪ ዘመን .ኣንበልብሊ ....ወዘተ ስለ ዝረኣና ካብኡ ዘይሰንፍ ኢና ተጸቢና
@tesfaldetestifanos8255
@tesfaldetestifanos8255 Жыл бұрын
Yeqreta guboruley kabten nay sewrawi flim hagerna zreakuwen ezia qurub fokisateni
@senayeri433
@senayeri433 Жыл бұрын
ዛ ፊልም ንብዓትን ተዘክሮን ወዲኣትኒ
@wahs1235
@wahs1235 Жыл бұрын
እምበኣር ህዝቢ ኤርትራስ ናጽነት ረኺቡ ዩ? ካብ ባዕዳውያን ገዛእቲ ናብ ኣሕዋትና ዝመስለና ዝነበረ ሞ ደሓር ዘይናትና ምዃኖም ዝተረጋገጹ ገዛእቲ ዝተሰጋገረ ምስኪን ህዝቢ፡ ንስኹም ፓፓጋሎታት ከኣ መላገጺ ኣይትግበሩዎ ሞሻሙሽ።
@habtomgebraeb703
@habtomgebraeb703 Жыл бұрын
Zaፍጉራት
@osmanseid4994
@osmanseid4994 Жыл бұрын
Guday nabey anfetu iyu guday Inda zahalet do tikeyid ala hakey wala neay trah iyu
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 146 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 328 МЛН
Кто круче, как думаешь?
00:44
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,1 МЛН
Learn Eritrean Traditional Cultures.
9:34
Eyob Camera
Рет қаралды 282
Dashuri e Humbur - Episodi 3
1:01:43
Produksioni DONJETA
Рет қаралды 130 М.
Evening News in Tigrinya for November 12, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:35
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1,1 М.