ቃለ መሕተት ምስ ሚኒስተር ምክልካል ኤርትራ ነበር ኣቶ መስፍን ሓጎስ | eritrean news 2019

  Рет қаралды 297,239

zara Media

zara Media

Күн бұрын

Пікірлер: 642
@endertawitgual70
@endertawitgual70 Жыл бұрын
Mesfin Hagos, lebba lebba , lebba! Ketali chefchai, Haradi!
@aynfelaleaynfelale6402
@aynfelaleaynfelale6402 5 жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ጅግና ኣቦና ኣጆካ ክርሁ እዩ ኤርትራውያን ብዘይ ፍቅሪ ሓንቲ ክንገብር ኣይንክእልን ኢና ተከባቢርና ሃገርና ነድሕን እቶም ደለይቲ ፍትሒ ንበሃል በጃኩም
@vandambandex5760
@vandambandex5760 16 күн бұрын
Can someone tell me that when was 3 warar exactly please ☝️
@issayasnewatu9452
@issayasnewatu9452 5 жыл бұрын
ክቡር መስፉን ሓጎስ ለባምን ወረጃን፡ ዘረባ ጅግና ኢኻ ጅግንነትካ ዝኽሕዶ ማንም ኤረትራዊ የለን፡ የግዳስ፡ናትና ሕመቅ እዩ አብ ጭብጢ ዘይብሉ ወረ ምውራይ ስለ ንፈቱ እዩ። ክትከብሩን ከተኽብሩን ይግበአኩም ኔሩ ግን አይኮነንን። እግዚአብሄር ዝተረፈ ዕድሜኻ ይባርኽ፡ ዕድመንን ጥዕናንን እምነየልካ።
@kiflutewelde1176
@kiflutewelde1176 5 жыл бұрын
ኤርትራዊ መንእሰ በጃኹም ብቤላ-በለው ጀጋኑ ኣቦታትና ጀብሃን ሻዕብያን ኣይንነጽሎም , ኣይነጸልሞም. በጃኹም ንከባበር ;እዚኦም እንተዘይ ከቢሮም ህዝቢ ኤርትራ ክኸብር ኢልካ ዘይሕሰብ ኢዩ!
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 5 жыл бұрын
መን ኢዩ ተጋዲሉ መን ኣውደልዲሉ ታሪኽ ከነጽረልና ኢዩ ሓደ መዓልቲ
@mathu4616
@mathu4616 5 жыл бұрын
@Kiflu Tewelde, nay behaqi tkkl zereba eyu absolutely right dear bro.
@selletigabu844
@selletigabu844 5 жыл бұрын
Jeganu sileziqetlun zrshinun zineberu diyom kikiberu ? Bial ezi nay tarik hatelayom kitifelt
@kiflutewelde1176
@kiflutewelde1176 5 жыл бұрын
Selle Tigabu ግዲ የለን ክቡር ሓው ኣብ ዲሞክራሳዊት ኤርትራ ንዓይን ንዓኽን ደሚሩ በቢ ገበና ክንፍረድ ኢና .ግን ብዘይ ምጽራይ ብኣልማማ ገበነኛት ኣይንግበሮም.
@genethilu5403
@genethilu5403 5 жыл бұрын
ትክክል እዚኣቶም ዘይከበሩ መን ክኸብር እቲ ጌጋ ኢሳያስ መን ከምዝኾነ እንዳፈለጥኩም ከም ታቦት ኢሳያስ ተሸክምኩም መጽኩም ሐስርኩም ህዝቢ ምሕሳርኩም ዓቢ ጌጋ 💔💔💔💔💔💔💔
@teamefissha7770
@teamefissha7770 5 жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ናይ ባሓቂ ዕድለኛ ኢካ እግዛብሀር ኣዉጺእካ ኣሎ ዋላ ናብራ ስደት እንተ በርተዐካ ከም ዓለምካ ጽሩይ ኣየር ተተንፍስን ትዛራረብን ኣለካ ነዓካ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቶም ጉጅለ (15) ከኣ ከማካ ኣዋጾኦ ይፍጠረሎም፡ፈጣሪ
@IssacAbraham-ww7gz
@IssacAbraham-ww7gz 7 ай бұрын
Edilena eka abona mesfun hegos biwet zeleka god blass ❤❤❤❤.
@fessahaiehaile6928
@fessahaiehaile6928 5 жыл бұрын
ጋዜጤኛ አድላይ ሕቶታት ብምሕታቱ ክምስገን ይግብኦ. ብጻይ መስፍን እውን ብግቡእ ምስ ሙሉእ ህድአት መሊስዎ. ዕድል እንተትህልወኒ ንብጻይ መስፍን ከምዚ ዝስዕብ መሓተትክዎ. ሂውትኩም ምሉእ ንእሳያስ ትፈልጥዎ ኢኹም ተንኮልኛ ምኻኑ ንዝቃዎሞ ምሕረት ዘይህብ ብምኻኑ ንምንታይ ኢኹም ክሳዕ ክንድዚ ተዝንጊዕኩም ከይቀደመና ክንቅድሞ ኢልኩም ሓሲብኩምዶ ትፈልጡ?ክሳዕ ክንደይ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ገርሂ ኮይኑ ክነብር?ትፈርህዎዶ ነርኩም ኢኹም?ወይ ኣብቲ ናቱ ተንኮል ስለ ዝነበርኩም ዲኹም ሓደ ሰብ ንቡዙሓት ጀጋኑ እና ቀዘፈ ክነብር ዕድል ዝረኸበ.
@davidharcot220
@davidharcot220 5 жыл бұрын
@@geriyebokre1627 entay elu eyu TESARIFU ane wala hanty serfi aysemaekun wey aynbebkun eski nigerena anewun hiray geberom kibleka eye
@abrahamkidane3488
@abrahamkidane3488 5 жыл бұрын
ትብጻሕ ናብ ቢቢሲ ትግርኛ ሰላም ናይ ፈጣሪ'ዩ እሞ ሰላምታና ይብጻሕኩም ! ብምቕጻል ብኣምሆ ምስ ኤርትራዊ ኣቦ : ኣቶ መስፍን ሓጎስ ዝገበርኩሞ ቃለ-መሕትት ግርም ገይርና ርኢናዮ ወይ ሰሚዕናዮ :: ጎይታኹም ፕላውት ዘዳለወልኩም ድንቂ ሕቶታት ሓቲትኩም :: ኣቦይ መስፍን ከኣ እናሕነቕነቐ እናበለ (ትዝታን ጣዕሳን ዝተመልአ) ቅድሚ ሕጂ ምስ ዝበሎ ይኹን ብቐንዱ ምስቲ ዘዘንትዎ ዝነበረ ፍጻሜ ዝጋጮን ዝዋቓዕን: ምስ ታሪኹን ስብእንኡን ዘይኸይድ ዘሕንኽ ዛንታ ግርም ገይሩ መሊስልኩም :: ንብዓል ነጎዳ ብሓዊ ደብሶ ኮይንልኩም ግርም መቃነይ ረኺብኩም :: ሬድዮ ቢቢሲ : ንታሪኽ መታን ክጥዕምን ሞያዊ ሓላፍነትኩምን'ውን ስለዝኾነ መሪር ሓቂ ዝብርብር ሕቶታት ከይትሓትዎም ሽዩጣትን ድኹማት ሕልናን ምኳንኩም ስለንፈልጥ : ቅኑዕ ሕቶታት ክትሓቱ ኣይተጸበናኩምን :: ወዮ ኣይርዳኣኩምን እዩ እምበር : እቲ ዝኸውን ኮይኑ 18 ዓመት ይሕለፍ እምበር እቲ በሰላኡን ቃንዝኡን'ሲ መሪርን ዘይርሳዕን እዩ:: ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር ስለዝኾነ ግን ጸይርዎን ሰቲርዎን ኣሎ :: እቲ ብሰንኪ ስንፍና ኣቦይ መስፍን ምስ ደቀ-መዛሙርቱ ) ዝኸፈትኩትዎ ፈቃቕ ክዓብስ :መንእሰይ ኤርትራ ተሓሚልዎን ይሕመሎ ኣሎን :: እንተ'ቲ ዕዳ ግን (ናይ ታሪኽ ዕዳ) ሎሚ ይኹን ጽባሕ ኣብ ዝባኩም ኣሎ :: እንተ ኤርትራ ግን ተዓዊታስ ብኽልተ እግራ ኣደልዲላ ረጊጻ ኣላ :: ጸላእታ ከኣ ካባ ሕፍረት ተጎልቢቦም መሬት ወሓጥና ይብሉ'ለው:: እሞ ሬድዮ ቢቢሲ : ሕቶታትኩም'ሲ ርኢናዮ : በሉ እስከ እዘን ሕቶታት ካብቶም ኣብቲ እዋን ብኣካል ኣብቲ ነበልባላዊ ኩናት ዝነበሩን ዝተሳተፉን: ኣባኹም ልዑል እምነት ዝነበሮም : ደቅኹም :ሕጂ ክጸውዩ ዝበቕዑን መንእሰያት ዝሓተቱኹም ሕቶ እየን ኢልኩም ንኣቦይ መስፍን ሕተቱልና:: 1- ኣብቲ እዋን ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ግንባር ተካይድዎ ዝነበርኩም ኣኼባ ተልዕልዎም ዝነበርኩም ሕቶታት (ምክያድ ምርጫ : ምቋም ሰልፍታት: ቅዋም :ካልኦትን ) :እቲ ፕረሲደንት " ሕጂ ኣይግዚኡን እዩ ቁሩብ ንጽናሕ : ዝተዘናበለ ህዝብና ነረጋግእ: ኣጋውል ጸላእትና ንፍለጥ.." እንተበለ "ግድን ክካየድ ኣለዎ "ዘበለኩምእንታይ ዝርብጽ ኩነታት ስለዝነበረ'ዩ ? 2- ድሕሪ ኩናት ኢና ሓቲትና ኢልካ ደኣምበር ኣብ 1999 ን ቅድሚኡን ኣብ ኩሉ ኣኼባታት ትከራኸሩ ነይርኩም ኢኹም :: ሃገር ኣብ ግብግብ ከላ : ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ መንእሰይ ኣብ ነበልባላዊ ኩናት ኣትዩ እንከሎ : ሃገር መዓልታዊ ጽብጻብ ስውኣት እናተቐበለት ነቲ ፕረሲደንት (ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት)ኣብ ክንዲ ምትብብዑን ተወሳኺ ሓይሊ ትኾንዎን :ኣብቲ እዋን ዘይግባእ ሕቶታትን ጸቕጥን ብምግባር ዲል ብምኽላእ : መንፈሱን ኣቓልብኡን ናብ ካልእ ብምጥምዛዝ ክትቅርቅርዎን ዓቕሙ ከተዳኽምዎን ብሞራል ይኹን ብሕጊ ቅቡል'ዶ ነይሩ'ዩ? 3- ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ብዝላዓለ መስዋእቲ እናመከተ እንከሎ : ፕረሲደንቲ ይኹን ብዓቢኡ ዝላዓለ ስልጣን ዝነበሮ ባይቶ ከይፈለጠ : ሃገር ከምተሳዕረት ጌርኩም ምስ ጸላእትን ጎይቶቶምን ክትደራደሩን :"ንሕና ንፕረሲደንት ካብ ስልጣኑ ከነውርዶ ኢና ንስኹም ኩናት ደው ኣብሉ " ምባል ሕጋውነት ነይርዎ ድዩ ? 4- ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመት መሪር ተጋድሎ ከሕልፍ ከሎ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ቃልሱ ብቐንዱ ኣንጻር ጥልመት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት እዩ ዝነበረ (እቲ ዝተገብረ ፈደሬሽን ብሓላፍነቱን ብውሕስነቱን ስለዝነበረ'ሞ እናተጋህሰን እናተጣሕሰን ስቕ ኢሉ ብምርኣዩ) እሞ ደኣ ከመይ ቢልኩም ኢኹም ሃገር ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ነረክባ ዝበልኩም? 5- መራሒ ዋልታ ሃገርን ህዝብን ኮይኑ መርኣያ ትብዓትን ተጻዋርነትን ይኸውን እምበር : ኣገደስትን ምስጥራውን ሰነዳት ሃገር ከይወገነ: ንህዝቢ እንታይ ክገብር ከምዘለዎ ከይወጀሀ : ህዝቢ እናረኣዮ ንኤርፕርትን ወደብ ባጽዕን (ዝተዳለዋ መርከብ ነይረን ይባሃል'ዩ) ውልቃዊ ንብረቱ ጽዒኑ ክሃድም ዝብገስ ሚኒስተርን ይኹን ኣመሓዳሪ ዞባ ከመይ'ቢልና ኢና ተማጏቲ ልዕልና ሕጊ ክንብሎ ንኽእል ? 6- ንስኻ (መስፍን ሓጎስ) ብካልኣይ ብሳልሳይ ደረጃ ከም መራሒ ሃገር ትጥመት ዝነበርካ ሰብ : ሃገር ኣብ ከቢድ ሓደጋ ናይ ኩናት ከላ ወላ'ውን ብድሕሪ እቲ ኩናት ጠጠው ምስ በለ ዓበይቲ ጉዳያት ሃገር ኣበጊስካ ከተበቅዕ ኣብ ጠልጠል ገዲፍካዮ ንሕክምና እናበልካ ( እሞ ከኣ ንኣሜርካ ብኡ ኣቢልካ ንጀርመን :ብገንዘብ ህዝብን መንግትን) ክትመላለስ ከመይ ነብስኻ ገይሩልካ ? ሕማምካ ልዕሊ ዓቕሚ ናይ ሃገር ሓካይም ድዩ ነይሩ ? ልዕሊ ሃገር ስለዘየለ ዘይትስዋእ እኳ ኣይንብለካን ግን ዘይትጽመም ? 8- ንወያነ ከም ጸላኢት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ትኣምንን ኣካል እቲ መኸተ እንተ ነይርካን : ምስቲ ፕረሲደንቲ ይኹን ምስቲ መንግስቲ ዘለካ ኣፈላላይ ብዘየገድስ : ተመኹሊኻ ናብ ወያነ ዘኽድ ደኣ እንታይነበረካ? 9- እቶም ከይተኣሰርኩም ዝሃደምኩም ላዕለዎት ሓለፍትን ካልኦት ኣባላት ባይቶን እንተድኣ ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ኤርትራ ትሓልዩን ንስለኡ ዘልዓልኩሞ ናይ ሓባር ሕቶታት ነይርኩም : እንታይ ደኣ ተረኸበ ኣብ ስደት ብሓደ ክትሰርሑ ዘይበቃዕኩም : በንጻሩ ሕድሕድ ትወናጀሉ ? 10- ድሕሪ'ዚ ኩሉ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመት ብሰንኪ እቲ ዝተገብረ ጌጋ :ጸላእትና (ወየንትን ጎይቶቶምን) ንዕኡ መዝሚዞም ኣብ ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ዘውረድዎ ኣደራዕ : ሪኢኹም እሞ ኸኣ ኣብዚ ዕድመኹም'ዚ :"እቲ ዝተገብረ ጌይጋ'ዩ ነይሩ እቕሬታ " ምባል ክንድምንታይ ከቢድኩም'ዩ :ክንድዚ ዘርባዕባዕ ዘብለኩም ዘሎ ? በሉ ንሎሚ ኣብዚ ይኣክል : ብዕቢኡን ብቐንዱን ህዝቢ ክሓተኩምን እቲ ሓቂ ክወጽእ ስለዝኾነን ወላ እንተዘይመለስኩምልና'ውን ቂር ኣይብለናን ቀቢጽናኩም ስለዝኾና : ግን ሰብ ይስፈር ካብ እኽሊ'ዩ እሞ ተሰፋፊርና ኢና ንብለኩም ንደሊ : : ወድሓንኩም :: ዋርሳይ ገዲም 28/09/19
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 5 жыл бұрын
Anbesa abona we are waiting good news from you do it.
@da8387
@da8387 5 жыл бұрын
Excellent journalist and Keep up the great work. Anyways we Eritreans have Great respect for our men and women freedom fighters.
@መንከምጨጓርዳንጋ
@መንከምጨጓርዳንጋ 5 жыл бұрын
ኣያና መስፉን ሓጎስ ሕጂ ኸ ደይ ኣብ ባዶ ዘለና እስከ ከምቲ ትብሎ ዘለኻ ኣብቲ ቅድም ግርህናና በዲልና ትብል ኣለኻ ሎሚ ኸ ስለምታይ ንዓና ነቶም ትምህርትን ተሞክሮን ዝጎድለና ጠርንፍካ ዘይተ ቃልሰና ምንባርና እና ጸላእና ንነብር ዘለና ሕጂውን እቲ ዝሓለፈ ኣብዛ ዓለም ክርከቡ ዘይክእሉ ሰባት ለኪምና ሓልፉ እዪ ካብዛ ሕጂ ሰዓት ጀምርኩም ጠርንፉና ሂወትና ክንከፍል ድልዋት ኣለና ወድሓንካ ።
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 5 жыл бұрын
ሓሰዊ ብረት ተዋሂቡኩም ደርቢኹሞ ወጺኹምሲ ሕጂ ሂወት ክንከፍል ድሉዋት ኢና ኪኪኪኪኪ
@davidharcot220
@davidharcot220 5 жыл бұрын
@@6257-r4y mismen kinwagae eh??? miszom kehadt telemt kulom ESEYASAWUYAN ጸራሪግካ ምጥፍኦም ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ ደሓን ማዓልቲ አላቶም ንሳ መዓልቲ ናጽነት እያ አብ ክንዲ ግንቦት 24
@በረኸትላይነ
@በረኸትላይነ 5 жыл бұрын
ኻብዚ የድሕንኻ
@teaghes7654
@teaghes7654 5 жыл бұрын
ነቶም ናይ 1960ታት መንእሰያት መንዶ ምሂሩዎም 'ዩ? ሕጂ ንብዕድመ ዝደፍአ ተጋዳላይ ምርሓናባ ጠርንፈናባ ገለባ። ወዲሰብ ኣብ ሂወቱ ተድጋጋሚ ታሪኽ ኣይሰርሕን 'ዩ። ንሱ ታሪኹ ሃንሳብ ሰሪሑ 'ዩ። ኣቦና መስፉን ሓጎስ ድማ ሓደራኻ ኣብቲ ወርቃዊ ታሪኽ ገድሊ ህግሓኤ ማክያ ኣይትግበር፡ ስቕ ምባል እኳ ዓቢ ክብረት 'ዩ።
@sbasgamingandcooking2693
@sbasgamingandcooking2693 5 жыл бұрын
Samuel G/T hjy zedlyo nezy sebay moral mhab edmen tenan krekb ntselyelu
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 5 жыл бұрын
ተስፋ ይገቢር ኢቶም ሊኡኽ ትብሉ ዝነበርኩም ተጋዳላይ መስፍን ክኣ ጽቡቕ መልሲ የቐንየልና
@dtesfagergish
@dtesfagergish 5 жыл бұрын
Legend Mesfin Hagos Honorable Respectful Honest Kind Luckly Truthful leader !!!
@brhanesaymon6412
@brhanesaymon6412 5 жыл бұрын
Xbuk melsi
@kbribrhane8459
@kbribrhane8459 5 жыл бұрын
ኢሰያስ ኢልካ እንተ ትጽውዖ። መጸበቀልካ ኣቶ መስፍን ሓጎስ እንታይ ክብሪ የድልይ እዚ ሓሳድ ሽፍታ።
@youtube2719
@youtube2719 5 жыл бұрын
ክብሪ ንጋዜጠና እዩ ንኤሰያስ ኣይኮነን
@davidharcot220
@davidharcot220 5 жыл бұрын
@@youtube2719 tigraway hawuna dika you welcome
@youtube2719
@youtube2719 5 жыл бұрын
@@davidharcot220 ትግራውስይ ኣይኮንክን ኤርትራዊ እየ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ 5 жыл бұрын
ሓቅኻ ግን ክቡር ኣኽቢሩ እዩ ዝኸብር፡ እምበር ሽም ነቢ ኢሰያስ ውን ኣይግቦኦን እዩ እዚ ሰይጣን ሰባኣይ።
@davidharcot220
@davidharcot220 5 жыл бұрын
kindey gize gin wesidu maninet eseyas nimflat aae beti hade shenek kea yetehatatit eyu ab bereka 25 ametat dihri nasinet ( barinet) kea 28 ametat kulu yaw 25+28=53 ametat geziewa beybizuwa niaritra meas eyu seb felitu shifta mukuwanu
@መርቕእምበርኣይትርገም
@መርቕእምበርኣይትርገም 5 жыл бұрын
እዋይ ናይዚ ሰብኣይ እዚ ትዕግስትን ህድኣት ኣመላልስኡን ሲ ደስ ክብለካ ካብ ኩሉ ኽኣ ዘይህውትት ምኻኑ
@segumsemere8094
@segumsemere8094 5 жыл бұрын
Arkey Eseyas neyru
@adhin2601
@adhin2601 5 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና መስፍን ሓጎስ፡ ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ። ካብዚ መበገሲኡ ዘይብሎ፡ ኣብ ልዕሌኻ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኣይጸንሓንን። እንተኾነ ኣብ ጌጋ ሓሳባት ምጽንሐይ ኣሕዚኑኒ።
@ትግርኛናሽናሊስት
@ትግርኛናሽናሊስት 5 жыл бұрын
ጀግና ኣቦና መስፉን መህደር ታሪኽ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ተመክሮኻ እንተተካፍለና ጽቡቕ ነይሩ ብፍላይ ካብ ጀብሃ ክትፍለየጀ ከለኹም ዝነበረ ኩነታት ከሙ ውን ብ ጀብሃ ዝፍጸም ዝነበረ በደላት ከትነግረና ኣሎካ
@kirostsehainesh8243
@kirostsehainesh8243 4 жыл бұрын
ጀብሃ በዲላ ኣይትፈልጥን እያ ገጋ ናይ ኣቦኻ ኢሳያስ ጥራይ እዩ ዝብድል ነሩ ዘየለ ሃሰው ኣይትበል
@danielhaile9622
@danielhaile9622 5 жыл бұрын
Hero our father God bless you and don't worry what are they're saying to you. Thanks
@dahlak7181
@dahlak7181 5 жыл бұрын
ኣነስ ማራ ኣደንግጺኒ ከብድካ ይብልዕ መዋኡሉ ከርተት ኢሉ ምእንቲ ሃገር ሕጂ ካ 18 ዓመት ኣብ ስደት ኣሕሕሕ ህግደፍ መንደፍ ኢትካ ኣይትስኣን
@adakashay6058
@adakashay6058 5 жыл бұрын
Kkkkkk mish etom mewaelom ab neus edmio. Ab wegeh azari koynu zeseweom k
@dahlak7181
@dahlak7181 5 жыл бұрын
ada kashay ኣይተረዳኣንን ሓወይ
@lene6205
@lene6205 5 жыл бұрын
ጸረ 666 & ዳዕሽ Ya hakika Aleka Tegadilkas Ab sidet
@dahlak7181
@dahlak7181 4 жыл бұрын
@@tekefrem9613 እወ ንሱ ዳኣ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ 5 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ናይ ብሓቒ ብርቱዕ።
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 жыл бұрын
እዋይ ናይ ኤርትራዊ ዕድልሲ ዝገርም እዩ.
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 5 жыл бұрын
Wellcome Wedi Hagos Jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍
@Zemen.z
@Zemen.z 5 жыл бұрын
Legend
@lene6205
@lene6205 5 жыл бұрын
Neziom Keykiberna Hizbi Eritrea Kikeber Aykieln Eyu Mesfin Hagos Niska kabtom Zeseanayom Tehaysh Silezi Wereja Jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻Eritreawi Tegadalay
@Mehari-k4h
@Mehari-k4h Ай бұрын
ኩቡር ኣያ ቃልሲ መስፍን ሓጎስ - ንምታይ ግን ኣብ ኲናትን ድሕነት ሃገርን ኣብ ወጥሪ ከለና ናብ ሕቶን ጠለብን ኣቲኹም ? ጌና ናይ ወራራት ስዋኣትና ዓይኖም ከይነቖረ ።
@sesnu2161
@sesnu2161 5 жыл бұрын
ኣታ ዚ ኣብ ስደት ዘሎና ህዝቢ ኤርትራስ ንህዝን ነኣቦታትና ነነኣእስ ከለና ልቢ ዘይብልና፡ ግን ኣምላኽ ይተዓረቐና
@delinasidona1150
@delinasidona1150 5 жыл бұрын
Baba mesfun jegna abo tarek balu kizareb u ajokum 💪💪💪💪👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solozbelo6253
@solozbelo6253 5 жыл бұрын
መስፍን ጅግና ኣጆካ ቀይሕ ምንጻፍ ጌርና ንቅበለልካ ቀረባ እዩ፣ ጅግና ኮርዒዳ!! ካርነሽማይ ሓበን ህዝቢ ሓበን ሃገር!! እቶም ልኡክ እዩ ዝብሉ ንባዕሎም ከምኡ ስለዝኮኑ እዮም፤ እዞም ኣዛብእ መልመጽቲ.
@solozbelo6253
@solozbelo6253 5 жыл бұрын
Hyab Wedi eri. ዝብኢ መልመጺ፣ ንዘይፈልጠካ እስኪ መዋእልካ ምስ ደርጊ ብድሕሪኡ ከኣ ምስ ወያነ ዝተጎናባሕካ ተረፎም ክተልምጽ ትጋየይ ዝነበርካ ኢካ፤
@solozbelo6253
@solozbelo6253 5 жыл бұрын
Hyab Wedi eri. ኣያካ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ዘይኮነን ፈደረሽን ኣፍሪሱ ዝሓወሳ? ኣንድነት እንተዘይኬንኩም ክትግዘቱ ኢኩም ዝብል ዝነበረ ኣባ ማሪቆስ ኣያካ ዘይኮነን፤ ተላ ዑቅቢት ፈደረሽን ድሕሪ ምፍራሱ ንዕኡ ክመልስ ምስተበገሰ ሕራይ ኢሎም ተሰማሚዖም ከብቅዑ ሓስዮም ብምሕባር ዝከድዕዎ ናይ ኣየርን ፖሊስን ሓለፍቲ ዝነበሩ ኣያታትካ እዮም፤ ንመንግስቱ ዕልዋ ክገብሩ ተሰማሚዖም ሓስዩ ናብ መንግስቱ ብምክዳዕ ዘረሸኖም እካ ወዲ ድግሳ ኣያካ እዩ፤ እቶም ቀንዲ ኣንድነት ዝነበሩ ኣያታትካ ደቂ ኣከለ እዮም፤ በዚ ክትውርዝየሉ ወላ ክትውርጽጸሉ ትክእል የለን ኣታ መልመጺ፤
@solozbelo6253
@solozbelo6253 5 жыл бұрын
Hyab Wedi eri. ደቂ ኣባሻውል እካ በዓል ትበርህ ተስፋሁነይን ጸሃይቱ በራኪን እየን፣ ደቂ ኣባሻውል ሲ ኣዴታትካ እየን፤ ከምኡ ውን ተጋሩ፣ ኣብኡ ዝዓጥራስ ተጋሩን ኣከለን እየን. ካልኣይ ምስ ጣልያን ትጎናባሕ ዝነበርካ ኣያታትካ በዓል ደግያት ባህታ ሓጎስ፤ ኣብ ጎኒ ጣልያን ኮይኑ ጀጋኑና ዘአስር ዝነበረ ተጎንባሒ፤ ኣብ ገዛ ናይ ጣልያን ዝሰርሓ ዝነበራ ውን መብዛሕትአን ዓባያታትካ እየን፤ ኣቦታት ሓማ ሲ ንጣልያን ተቃዊሞም ኣብ ናኩራ ዝኣትው ዝነበሩ እዮም፤ ካብቶም ናኩራ ሰይሮም ዝወጹ ውን እቶም 75% ደቂ ሓማ እዮም፤ ንመነዲኦም እዮም ክገዝኡ በዓል ክሻ ኢሰያስ ስለዝጠለመና ደኣ እዩ፣ሓንቲ ዝናን ሓይልን የብሎምን፤ መልመጽቲ ስለዝኮንኩም ታሪኽኩም ከምኡ ስለዝኮነ እዩ ምስ ደርጊ ውን ከምኡ ኢኩም ሓሊፍክምዎ. እቶም ኣምሓሩ ከኣ ንዓካ ይቀርቡ
@johnilife5656
@johnilife5656 5 жыл бұрын
ኣከለ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ እዩ ሓማ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ እዩ ብዛዕባ ትግራይኩም ግበሩ
@johnilife5656
@johnilife5656 5 жыл бұрын
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ሳሕሳሕ ከምኡ ኢልካ ምጻእ እሞ ኣብቲ መበቆል ዓደይ ሽዑ ከነርክበሉ ኢና
@pauloszeregaber6116
@pauloszeregaber6116 5 жыл бұрын
ጅግናስ ጅግና ደኣ ትኸብረሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ።
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 жыл бұрын
ኣንታ ኣነስ ይገርመኒ ህዝባዊ ግምባር ሲ ስድራቤታዊ እዩ ኔሩ፡ ሰባት እናበልዐ ዝመጸ ውድብስ ስድራቤታዊ?
@ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ
@ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ 5 жыл бұрын
እሞ ኣብ ደገ ኮይንካ ብድሕሪኡ ገለ ነገር ክንገብር ተባሃሂልኩም ምስ ገለ የሕዋት ኣቶ መስፉን እሞ ገለ ነገር ንምግባር ክንድዚ 18 ዓመት ክወስድ ምተገብኦዶ ይመስለካ ። ብዙሕ ኢና ካባኻ ንጽበ ሕጂውን ማይ ኣይሓለፎን እቲ ናይ ቀደም ጅግንነትኩምን ትብዓትኩምን ድገምዎ ነቲ ህዝቢ ናይ ብሓቂ ሓይልታት ምክልኻል ክነሉ።
@teaghes7654
@teaghes7654 5 жыл бұрын
ኣረግቶት ሰብኡት እንታይ ግበሩ ትብሉዎም እቲ ኽገብሩዎ ዝኽእሉ ኩሉ ኣብ እዋን ንእስነቶም ሰሪሖም ኢዮም። ሕጂ ግደፍዎም እተን ዝተረፋ ጊዚኦም ብሰላም ምስ ኣምላኽን ምስ ነብሶምን ትዓሪቖም ይንበሩ።
@johnilife5656
@johnilife5656 5 жыл бұрын
ናይ ብልብኻ ዲኻ ወዲ 80 ዓመት ከምቲ ወዲ 20 ዓመት ከሎ ዝገበሮ ጅግንነት ኣብዚ ሕጂ ዘለዎ ዕደመ ንዕኡ ክደግሞ ትልምኖ ዘለኻ ለማኒ ከመይ ወደይ ንሱኹም ሲ ዕምሩኹም ትሕጸር ደረብይ ገጽኩም ትርሓቕ
@teaghes7654
@teaghes7654 5 жыл бұрын
@@johnilife5656 ክቡር ሓወይ ንብሎም ቃላት ጸርፊ እንተ ኣወጊድና ኢዮም ዘድምዑን ዝምቅሩን እሞ፡ ሓደራኻ። አምበር ከምቲ ዝበልካዮ ኢዩ ናተይ ኣባህላ።
@FotoGoitom
@FotoGoitom Ай бұрын
መስፊን ሓጎስ.ጂግና.ነርካ ንጂግንነትካ.እንተዘይ ዓቂብካዮ ዉጺኢቱ.ከምዛ ዘለካያ.ምስ ቆሉዑን.ዓዋሉን.መጻወቲ ኮንካ ምንባር ኢያ ከመይ ኣሎ ናብራ ክዲዓትን ስደትን መጻወቲ ናይቱብ መካዒበቲ.ዝገርም ዉርደት ካብ ዝክፊኤ ናብ ዝባኣሰ ተባላሺካ.ባባ ምስፊን.ዓርኪ ጀጋኑ ሰብ ስረ ንርካስ.መጻወቲ ቆሉዑ.ዓለትም ዘይፊለጥ.ዓገብ ባባ መሳፊንቲ
@michaelgebre7968
@michaelgebre7968 5 жыл бұрын
ኣርሓ ጀጋኑ መስፍን ሓጎስ አምባሕ በል ኣለና ኣብ ጎንካ ምኩሕ ኤርትራዊ ሓማሴናይ ካርነሺማይ
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 жыл бұрын
Michael Gebre ኣይፈለጥካን ከይትከውን ከማካ ስደተኛ እዩ ብሰብኪ ወዲ ሓማሴን ኢሰይስ.
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 жыл бұрын
ሸዎዓተ ዓንሰባ ኣታ ዓሻ ዓንሰባ. ዘይትሕባእ እቲ ሰብ ስጋዕ ዝፈልጠ ብዘረባካ ኣይታሓፍርን ዓንሰባ ትብል.
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 жыл бұрын
ሸዎዓተ ዓንሰባ ዕንሳባ ዓደይ ዝብል ዝላገጽ እዩ ዝመስለኒ
@wolwol6623
@wolwol6623 4 жыл бұрын
ናይቲ ሓማሴን እንታይ ፍሉይ መንነቱ ካብቲ ካልእ ygermeni
@siemtadese
@siemtadese 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ሓንቲ ነገር ርእይቶ ኣላትኒ ንሳ ድማ መንግስቲ ኤርትራ ኣሲርዎም ኣይትበሉ ምክንያቱ ንዕዑ መንግስቲ እንተዳኣ ኢልኹሞ እዞም ኣብ ኤውሮፓ ዘለዉ መንግስታት ከ መልኣክቲ ክንብሎም ኢና ማለት እዩ ስለዚ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ውሑዳት ሸፋቱ ክባሃሉ እዩ ዘለዎም
@hiwetmebrahtu1524
@hiwetmebrahtu1524 4 жыл бұрын
0
@mathu4616
@mathu4616 5 жыл бұрын
My respect for you tegadalay abona Mesfin hagos
@hamer7428
@hamer7428 4 жыл бұрын
ኣየ መስፍን፦፣ ጅግና ትጋዳላይ ደኣምበር በሊሕ ፖሊቲካዊ ኣናብባ ናይቲ ምስ ፕረሲደንት ዘየሰማምዓካ ኩነታት ክሳዕ ሕጂ`ውን ዝተርደኣ ኣይትመስልን ኣብቲ ግዜ እቲ ዝወጽእ ዝነበረ ልበ ወለዳዊ መጻሕፍቲ ከም ናይ ብዓል ዶክቶር ክብረኣብ ፍረ ኣየንበብካን ዲኻ? ደሞክራሲ እኮ ካብ ላዕሊ ንሕዝቢ ዝዕደል ህያብ ዘይኮነስ፣ ሕዝቢ ሓድሕዳዊ ደሞክራስያዊ ምንባብ ኣጥርዩ፣ ንደሞክራሲ ዘኣንግድ ባይታ ክቕርብ ምስ ዝበቅዕ ኢዩ።
@ኣነንንስኹምን
@ኣነንንስኹምን 5 жыл бұрын
ከምዚ ሕጂ ብዓይነይ ከይራኣኽዎ ከለኹ ኣብ ንእስነተይ ጅግና ምዃኑ ይሰምዕ ኔረ። ንደምበ ተቓቅሞ ዓቢ ሓገዝ ከበርክት ዝኽእል ዓቕሚ ኣለዎ።
@Eri-lp7sv
@Eri-lp7sv 5 жыл бұрын
Anes ezom abotatna minty Eritrea kblo kebid gedli yehlfims...higy kea ab kemzy derja bmhlawom btaimy yenbani😭😭😭😭😭 egzabher amlak selam yewrdelan...selam naki Eri hagery 🙏hero abona mesfun edme yhabka 🙏
@henokcalgary
@henokcalgary 5 жыл бұрын
Indeed he played his role with other fighters. I think he should write a book for current and future generations.
@adakashay6058
@adakashay6058 5 жыл бұрын
Boolsheet
@tesfomghirmay8308
@tesfomghirmay8308 5 жыл бұрын
Abo shaebiya Jigna tegadalay mesfin hagos ♥️♥️♥️ God bless you
@tesfealemokbamichael2175
@tesfealemokbamichael2175 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ተጋዳላይ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ይቀነልና
@bitatv6004
@bitatv6004 4 жыл бұрын
ምስኪናይ ጀነራል ተጋዳላይ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ከብደይ በሊዕኒ ብሓቂ ዕድሜኻ ኣብ በረኻን ስደትን ዕድሜኻ ሓሊፉ።ተስፋ ይገብር ሓንቲ ግዜ መጻኢት ኤርትራ ክትርኢ።
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 жыл бұрын
Wedi hagos jigna!!!!!! G15 arkanat ekum we will never forget you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐫🐫
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
ኣጆኹም ኣቦይ መስፍን ሓጎስ!ንኹልና ኣይጠዓመትን እዛ ሃገር ብግርህናኹም ሽፍታ ወዲ ተንቤን ተሸኪምኩምላ መጺኹምም
@mihreshishay1775
@mihreshishay1775 5 жыл бұрын
ድርባይ መስፍን ሓጎስ ካብቶም እንዳ በልዑ ዝመጹ ሰባት ዩ ኣበይ ሞ ይርዳኩም
@shabaymender9126
@shabaymender9126 5 жыл бұрын
ኣየ ኤርትራ 100 000 ደቅኺ ከፊልኪ ፡ መጻወቲ ሓደ ዉልቀ መላኺ ኮንኪ ተሪፍኪ ። very sad !!!!
@youtube2719
@youtube2719 5 жыл бұрын
ንፍዕ ጋዜጠኛ ሩጡብ ሕቶታት ስክፍታን ምሽፋን ዘይብሉ
@ደላዪሰላም
@ደላዪሰላም 2 жыл бұрын
Smart journalists
@aronyonas7563
@aronyonas7563 5 ай бұрын
አይትሀሱ G 15 መስፍን ሀጎስ አይንርበረን ይቀትል ነይሩ እምበር ገልጣም ሀጌ 😂
@jeremyjeremy6936
@jeremyjeremy6936 5 жыл бұрын
The journalist is very good good asking question
@chatederaleasmara1914
@chatederaleasmara1914 5 жыл бұрын
ብመጀመርያ ነቲ ንናጽነት ዝገበርካዮ ኣኽብሮት ኣለኒ ።ቕጺለ ሕጂ ግን ኣይግድን ምስ ማንም ወግዓዊ ዘይብሉ ቃለ መሕተት ክትገብር ነኽብረትካ ዝትንክፍ ይመስለኒ እሞ"ኻ ንነዊሕ ዓመታት ምስ ዘይረብሑ ኣብ ኖርማል ገዛ ኮይኖም ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት መልሲ ሕቶን መልስን ክትገብር ብጣዕሚ ዝሕፍር እዮ።ብናትካ ኣዘራርባኻ ሕዝቢ ኤርትራ ኣይፈልጥን ደንቕሮ እዪ ትብል ዘለኻ ንፕረዚደንት ምስ ኩሉ ኣበራቱ ስቕ ኢሉ ዝጉዓዝ ማለትካ እዮ።በል ሓዝ 1) ኣብ 1988 መፍንቕለ መንግስቲ ማለት ንመንግስቱ ሃይለማሪኣም ዘተግብረ ፈተነ ዋላ ሕደ ኤርትራዊ ኣይትሳተፈን።2)ሕዝባዊ ግንባር ማለት ንስኻ ዘነበርካሉ ባጽዕ ሓራ ዝኾተትሉ ግዜ ደሕሪ ሰለስተ ምዓልቲ ነዳዲ ትሳኢኑ ሕዝቢ ኣስመራ ዕረቢያ ጌሩ ናይ ትራንስፖርት ሽግር ፈቲሕዎ።ኣብቲ ግዜ እቲ ላዕለዋይ ሓላፊ ደርጊ ዘነበረ ጀነራል ሑሴን ኣንታይ ኢሉ ሕቶ ኣቕሪቡ መስለካ ኣነ ኢሉ ንሱ ዘገርምኒ ናይዚ ህዝቢ እዚ ንሕዝቢ ኤርትራ ማለቱ እዮ መን እዮ ፖለቲካ ዝምህሮ ከምይ ዘበለ ሕደገጃ ሕዝቢ እዮ ንመንግስቱ ክናኣልዮ እንተባህለ ስቕ ኢሉ ዝርኢ ካብዚ ሰልስተ፡ሚሊዮን ሕዝቢ ሕደ ጥር ዝብእልኣብ" ዚ ኣድማ ዝይመስታፍ ብኡ መጠን ኣብ ህዝቢ ዝወረደ ጸግም የለን ከምቲ ትፈልጦ ክንድይ ጀነራላት ቡዙሓት ኣብቲ ኣድማ ዘተሳተፎ ተረሺኖም ኣብቲ ኣድማ ዝኾነ ኤርትራዊ ኣብቲ ኣድማ ተሳቲፉ እንተዝኸዎን እንትይከምዝኸዎን ንስኻ ኣዕሪኻ ትፈልጥ ኢኻ ።እንታይ ኢሉ መስልካ ኣቲ ጀነራል ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኣድማ ኣይናትናን እዮ ንሕና ዘደለይና ዘሎ ካብ መሪትና ውጹ ኢሉ ሕዝቢ በዝይዘርባ መልሲ ዝህብዘሎ ዝሎ ኢሉ እቲ ጀነራል ብዛዕባ ህዝቢ ዝግረም ። እታ ካለይቲ ዘገረመቶ ብዛዕባ ባጽዕ ዝበልኩኻ እቲ ኣብ ሰልስተ ምዓልቲ ሕዝቢ ኣስመራ ዓረባይታት ቴንዳ ጌሩ ይጉዓዝ ።እቲ ጀነራል ኢሉ እዚ ህዝቢ ራእይዊ ባጽዕ ኣክትመልስዋን እሞ ብዕለና ሽግርና ክንፈትሕ ዝብል ዘሎ ብድይዘርባ ኢሉ ትዕዝብታቱ ይዝርዝር።ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ብዙሕ ናይ መግዛቲ ተሞከሮ ኩሉ ዓይነት ሽጣራ ይፍልጥ ።ኣብ መወዳእታ ከምቲ ዘበልካዮ ኣካይዳ ህዝባዊ ግንባር ቤተሰባዊ እዮ ኔሩ ስለዚ ከምኡ ክኽውን ኔርዎ እሞኻ ኣብቲ ሕማቕ ግዜ እሞኻ ንወያነ ጽቡቕ ጌርካ ትፍልጦ ኢኻ ስለዚ ።ህዝቢ ኤርትራ ተጽግቦ ቕጫ ይፍልጣ እዩ።
@hager39
@hager39 5 жыл бұрын
@@chatederaleasmara1914 aykonen do edme teademus online atyu ewen inte zezareb mes kebret zeykebreten zekuxer aykonen. Ety gezi hmak yu zelo mo kebret nebseka tegbrelu aykonen
@kbribrhane8459
@kbribrhane8459 5 жыл бұрын
ቅርጺ መንግስቲ ዘይብሉ መንግስቲ ኢልኩም ኣይትጸዉዕዎ በጃኹም።
@rhstifrezgi4135
@rhstifrezgi4135 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ 😭😭😭😭😭 ቀታል-ነፍሲ ዝደለዮ እምበር ናይ ካልእ ሓሳብ ኽሰምዕ ዘይኽእል ድንዙዝ
@tw6331
@tw6331 5 жыл бұрын
አቦይ መስፍን ዝቓለስካዮ ሙሉእ ሂወትካ ክብሪ ይግበአካ እንተኾነ እቲ እላማ ን ሕቶነ ጉጅለ 15 እንታይ ምንባሩ ካብ ሰንጋል ሐዊ ድሩእ ወይ ድማ ካብ አምባሳደር ነበር አንደብርሃን ስምአዮ ። እንተዘይ ኮይኑ አነ ከም አነ ዝሐባእካዮ ምስጢር ዘሎዩ ኮይኑ ዝስመአኒ ብዝኾነ ግን ክብለካ ዝደሊ ካብዞም ማሕበር እንኪላሎ በተክርስቲያንካ ይሕሸካ ምኽንያቱ ዝበዝሑ ዘርአኛታት እምበር ቦሎቲከኛታት ስለ ዘይኮኑ
@tsgabberhe1847
@tsgabberhe1847 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ጋዜጠኛ
@habeshapubg2627
@habeshapubg2627 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህዱእ ዓቃል ተቃላሳይ ጅግና ጀነራል መስፉን ሓጎስ! ንሕናስ ብሕምቀትና ኢና ንስኹም ዶ ንስደት ምተፈረድኩም?
@tesfalemtsegaywelday1214
@tesfalemtsegaywelday1214 4 жыл бұрын
ኣቦና መስፉን ሓጎስ ብዛዕባ ታርኽ ጅግንነትካ ማንም ኤርትራዊ ብኣካ ሕቡን እዩ። ኣብ ሃገርካ ከቢርካ ምስ እቶም ጀጋኑ ኣሕዋትካ ኣብ እሱር ቤት ሰፊሮም ዘሎዉ እቲ ክቡር ታርክ ጀግንነትኩም ክዝንቶ እዩ ዝግባእ። ካብ ኮነ ግን እንታይ ይግበር ኮይኑ። እቶም ዘለኩም ኣምላክ ይባርከልና። ክቡር ኣቦ፡ ነዚ መንእሰይ ወለዶ እንታይ መልእክቲ ተመሓላልፍ ብዛዕባ መጻኢት ኤርትራዊ እዚ መንእሰይ ወለዶ ክገብሮ ዝግብኦ።
@najatabdalla9947
@najatabdalla9947 4 жыл бұрын
٩جحح٩٩حجج٩حححححححححححححححطططذ٠٠٠٠٠٠(((((((((₩₩[[[٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠ذ٠ذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذ٠٠ذ٠ذ٠ذ٠ذ٠ذ٠٠٠٠ذذ٠٠ذ٠٠٠٠ذذ٠٠٠٠
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 5 жыл бұрын
General Mesfin Hagos Jegna eka Amlak Edmen tenan yehaba Neta hewetka Zehlefekala ketstemakir
@teklaygebremariam4168
@teklaygebremariam4168 5 жыл бұрын
ከም ህዝቢ- ህዝቢ ኤርትራ ቃልሱ ስለዝተጠልመ ኣመና የሕዝነኒ ነዚ ኣያ ቃልሲ ሰብኣይ እዚይ እንትሰምዕ ድማ ኩሉ ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ቃፍላይ ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ይመፀኒ ኩሉ ቃለመሕት ቱ ቅንዕና ዘለዎን ምኽን ያታዊን ከምዝኾነ ምርዳእ ይከኣል ከም ትግራዋይ ሓደ መዓልቲ ዲሞክራሲያዊትን ቅዋማዊትን ኤርትራ ክሪኢን መንእሰያታ ብውትድርና ዘይቑረኑላ እግሮም ናብዘምርሖም ሃፅ ኢሎም ዘይስ ደዱላ ከም ልቦም ተማሂሮምን ሰሪሖምን ምስ ስድርኦም ቀሲኖም ዝነብሩላ ልምዕቲን ብልፅግቲን ኤርትራ ክርኢ ይምነ ስውኣት ሰውራ ኤርትራ ሕልሞም ንሱ ስለዝነበረ
@dddwww1948
@dddwww1948 5 жыл бұрын
Selam Tigraway. Get rid off Woyane, then we will all live in peace.
@internallife72
@internallife72 5 жыл бұрын
tgraway hazinkalna kkk
@maitemenai8316
@maitemenai8316 4 жыл бұрын
@@internallife72 himak aytzareben...
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 5 жыл бұрын
Edmen tienan yhabka kubur jgna Abona mesfun 💪 Ajokha Ab gonkha alena zbelu tebelu jgnnetka zbrz yelen. Hansab beninu u jgnnetka nberelna haben Ertrana 🇪🇷❤❤✊✊✊✊
@solozbelo6253
@solozbelo6253 5 жыл бұрын
ኣጆካ ጥራሕ መስፍን ዘመንካ ቀሪቡ እዩ፤ እቶም ደገፍቲ ሰኣን ልቦም እዩ፤ እቲ ተቃወምቲ ብፍላይ እቶም ኣዛብእ ኣከለግዕዛይ ብሕማሞም እዮም፣ እምበር ነቲ የማናይ ኢድ ኢሰያስ ዝኾነ ኣድሓኖም ገብረማርያም ግና ሓንቲ ኣይብልዎን፣ ከቢሩ ደኣ ይነብር ኣሎ፤ ሽግርና እውን ክቱር ስስዐኦም እዩ፤ ጽንጽያ ዓይንካ ዘንፍረልካ እንተሎ ከኣ ክንርእይ ኢና፣ ዝሓለፈ ይኣክል ብደም ውን ክንተሓታቶም ኢና፤ እታ ጋሕባእ ጀጋል ኤልሳ ጭሩም ውን ንዓንደብርሃን ገለ ዘይበለት ኣብ ልዕሌካ ግና ክሲ ከፊታ፤
@solozbelo6253
@solozbelo6253 5 жыл бұрын
Hyab Wedi eri. ንኣብርሃን መሰልቱን ክነቃብጽ ሰዓታት እዩ ዘድልየና፣ ጥራሕ ተጸበ እዚ ትብሎ ምስቲ ናይ ጀርመን ሕብረት ሶቭየት ሓገዝ ዝነበሮ ተጎናቢሕካ ኣይገበርካዮን!
@yohanaweldu165
@yohanaweldu165 4 жыл бұрын
ባባ መስፉን መጀመርያ ፍቓደና ኮንካ ዝተዛረብካዮ ዘረባ ኣዚና ነመስግነካ ፡ ካልአ ምስቲ ዘለካ ተመክሮ ነዞም ደቕካ ዝኮኑ ኤርትራዊ ብኮንቶ ዝጸንቱ ወይ ፋሕ ዝብሉ ዘለዉ ገለ ንዓና ዝሓይሽ በለና ፡የቐነልና ዓድና ሰላም የውርደልና ።
@mediatesfasnqey3664
@mediatesfasnqey3664 5 жыл бұрын
ኣብ ምሕደራ ህዝብን ወተሃደራዊ ቃልስን ውፉይ ተቃላሲ: ልዕሊ ዝኾነ ከኣ በቲ ሂወቶም ወፍዮም ነዛ ሃገር በጃ ዝኾኑ ተጋደልቲ ኣብ ልዕሌኻ ልዕሊ ዝኾነ ኣኽብሮት እዩ ኖኔርዎም ። እዚ ተንኮለኛ ግን ንኹላትኩም ተጻዊትልኩም። ሕጂ ንኸይድገም ግን ንሓዪል ። ምኩራት ተቃለስቲ ከኣ ነዚ ዓወት ክዉን ንክኸውን ኣበርክተኹም ኣየቃርጽ።
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 5 жыл бұрын
ኣብታ ሰልፊ ናጽነት ስለዝነበርካ ብዙሕ ምስጢር እትፈልጥ ብሙኻንካ ሕድገት ጌሩልካ ንኸይትዛረብ ውን መዕጸዊ ኣፍ ትረክብ ኢኻ ኢለ ዝግምት በቲ ካልኣይ ወገን ድማ ንዓኻ ኣሲሩካ ኔሩ እንተዝኸውን ወታሃደራት ክላዓሉ ኢዮም ዝብል ስግኣት ኔሩዎ ይኸውን
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ክቡር ሓው ብዓል በራኪ ፔጥሮስ ሰለሙን ውን ቅድሚኡ ኣብ ደገ እዮም ኔሮም ካብ ደገ ክኣ ናብ ኤርትራ ኣትዮም መስፍን ግን ክኣቱ ተበጊሱ ኔሩ ግን ወረቀቱ ሓሊፋ ጸኒሓ ' ህግደፍ ውን ክኣቱ ኣይደለዪን ከም ዝበልካዮ ክኣ ን ጉ 15 ከጥቅዖም ተኮይኑ ንመስፍን ክኣስሮ ኣይደለየን ይከውን መታን ናይ ሓደ ኣውራጃ ከብሎም ' ልክዕ ከምታ ናይ 73 እያ ተስፋይ ተምነዎ ካብቶም ቀንዲ ጎስጎስቲ ናይ መንካዕ ከሎ ግን ኣይኣሰርዎን ንሱ ፍሉጥ ወዲ ሓማሴን ስለ ዝነበረ ነቶም ካልእ ከጥቅዖም ተኮይኑ ን ተስፋይ ክኣስሮ ኣይደለየን ስለዚ ናይ እሰያስ ተንኮል ብዙሕ እዪ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 5 жыл бұрын
@@Eri24882 ፖለቲካ ጠላዕ ኢዩ ሰበይ ይጻወቱልና ኔሮም ሕጂ ውን ጌና የደናግሩ ኣለው
@ጸጋዝጊ
@ጸጋዝጊ 5 жыл бұрын
ኣቀዲሞም እዮም ኣቃዉማ እታ ሃገር ኣበለሽማ ።ሕጂ ኩሉ በደላት ንወዲ መድህን ምዉራድ ኣጸጋሚ እዩ ።
@adakashay6058
@adakashay6058 5 жыл бұрын
Kkkkkk yelan wedia aytirekrbin ETA warsay abey mis kede Kumar tebeliekin
@kleinemaus1442
@kleinemaus1442 5 жыл бұрын
Btami lbka zsebr ktsemo nezi sebay, mskin. Dhan tena tray baba Mesfun. Natna Hero eka, tarika abbotu u. Kabtom msu koynom zserhu zelewu ministerat, enaraka kemzeyraka, zhzn u.
@senugaljeganu
@senugaljeganu 5 жыл бұрын
ባባ መስፍን ሓጎስ እዛ ንሕና ቀሲና ክንነብር ኢልካ ህይወትካ ክትህብ ኢልካ ንሜዳ ዝወፈርካላ ኤርትራና ኣንፈታ ናበይ ኢዩ እዚ ህዝቢ ዘማእዝኖ ዝቕይሶ ይደሊ ኣሎ እንታይ እዩ እጃምካ ሃየ ባ
@susugidey8571
@susugidey8571 4 жыл бұрын
💐💐💐🌹 neaki
@mussietesfay4892
@mussietesfay4892 5 жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ወላውን ኣብ ተቃውሞ ናይ ተጋደልትይ 1993 ተቃውሞ ከም ዚሃበ ካብ ጀነራል ውን ከም ዚተሰገ ይዚረብ ኢዩ ።
@filmonokbai3227
@filmonokbai3227 4 жыл бұрын
edmen tienan yhabelna kubur ayana ajoka i hop eti tdelyon kulu hzbi zdelyo zelo harnet ab qereba gize kun ktgebro nhna kia alena ab gonika !! kbri alena abakan abtom kemaka zbelu jeganu ksab hiji fthi key rekebu ab godagudi zelewu nzel'alem ktzkeru ekum jeganuna alena ab seretkum 💪💪
@asmeracity8784
@asmeracity8784 5 жыл бұрын
Journalists Bravo good questions
@sbasgamingandcooking2693
@sbasgamingandcooking2693 5 жыл бұрын
Ah eskado nezy kulu waga keflka ab sdet mhaleka tsebuk nay are tralu yemtse
@debraiandehanes9356
@debraiandehanes9356 5 жыл бұрын
ጸጋይ ልክዕ ኣለኻ ብረሲደንት ኢሳያስ እንዳበለ ብኣኽብሮት ትጋገ ኣለኻ ዝዐርከይ ኣብልብኻ ተመለስ ዝዐይነቱ ምጉት እዩ ዘቕርብ:: ዘሔዝን እዩ ከም መስፍን ዝኣመሰለ ናይ ጅግና ጀጋኑ ወኖም ባይታ ዘቢጡ ለመም ክብሉ ሪኢና:: ብተወሳኺ ካብ ገጹ ከተንብብ ምስ እትፍትን ሮባት ድዩ ሰብ ንምፍላይ የጸግመካ:: ዝኾነ ኾይኑ ግን ዘመክሕ ኣይኮነን ኢሳያስ is a cult leader that systematically abuse ( psychologically and physically ) his followers. በዚ ምኽንያት “ abused dog syndrome “ መለለይ ጠባይ ናይ ኣባላት cult ምኻኑ ኣይንስሐት::
@asliruessom5607
@asliruessom5607 Жыл бұрын
ኒሲኻቲኩም፡ክሳዕ፡30፡ዐመት፡ጠሊምኩም፡ኒስኻዉን፡አጻሩ፡ኢዚኩሉ፡እናፍለጥካ፡አሻሐት፡ኢናታአሱሩ፡፡ቂረታአሎ፡ብሂወት፡ዘለኹም፡ጠሊምኩም፡ኢኺም፡፡❤😂
@tedibiti6316
@tedibiti6316 Жыл бұрын
ብከመይ ከሙኡ ኢልካ ሓወይ እስኪ እዚ መንግስቲ እዞም ተኣሲሮም ዘለው ብሕጊ ሒዙ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ውሳነ ዘይውሃቦም ከማን እዚ ሰብኣይ ክምስገን ኣለዎ ፈጣሪ ካብቲ ንሳቶም ዘውጽኦ እዚ ሰብኣይ እንተዘይነብር ብምንታይ ክንኣምን ምኸኣልና ስለዚ ይምስገን እምበር ኣይውቀስን ካብቶም ን ኢሰያስ ፊት ንፊት ዚዛረብዎም ዝነበሩ ሰብ እዩ
@tekbrhane4814
@tekbrhane4814 5 жыл бұрын
Thanks baba mesfin
@therock3058
@therock3058 5 жыл бұрын
እንተ በዚ እንተ በቲ መዳምርቲ እምበር ወሰንቲ ከምዘይነበርኩም ኣብ ነፍሲ ወከፍ እትገብርዎም ቃለ መሕትታት ክንርዳእ ክኢልና። ፈለማ ህዝቢ ንምድንጋር ኢልኩም ዝመረጽኩመን ብዓትታት ዛዕባ እኮ ምርጫ ይገበርን ቅዋም ይተግበርን ዝብላ እየን። ባሃልቱ መን እዮም? ስለምንታይከ? ብሓቂኸ ክሳብ ክንድኡ ዘሀውኽ ነገር ድዩ ነይሩ? ስለምንታይ እቲ ናይ ወጥሪ እዋን ተመሪጹ። መንእሰያት ፈቐዶ ግንባራት ምስ ጸላኢ እንዳታሓናነቑ ከለዉ ፕረሲደንት ኣውሪዶም ምርጫ ክገብሩ ተራእይዎም? እታ ነዚ ክትገብሩ እንተኺኢልኩም ናይ ኲናት ነገር ናዓይ ሕደጉለይ ኣብ ዉሽጢ ሓንቲ ካልኢት ደው ከብሎ እየ ዝበለት ኣሜሪካ ነዚ ነገር ብዝያዳ ክደፍእሉ ከምዘለዎም እያ ብመንገዲ ሃይለ መንቆርዮስ ነጊራቶም። ብሓጺሩ መንግስቲ ምቕያር ዝብል ንጹር ስትራቴጂ። ስለምንታይ ነዚ ከይተዛረበ ይዘሎ ኣሎ? ክልተ እግሩ ኣብ ጉድጓድ የእትዩ ሓቂ ንስለ ሃገር ክብል ብድፍረት ክዛረብ ኣይክእልን። ወያኔ በይና እትገብሮ ነገር ኢዮ ዘይኮነስ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ነዚኦም ኣሰሊፋ ንወያኔ ብዶብ ኲናት ኣምኽንያ ኣብ ዝኾነ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ኣንጻር ኤርትራ ብቕሉዕ ደው ዝበለ ናይ ሽዑ ምምሕዳር ኦባማ እዩ። እዚኦም ዝብልዎ ቅዋም፡ ምርጫ ወዘተ ልክዕ እቲ ምምሕዳር ኦማባ ዝኸሶን ፍጹም ሓደ እዩ። ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ትሓስቡ ሓቀኛታት ተቓለስቲ እንተትነብሩ ምኾራዕናልኩም። ብዓል ላንጋላንጋ።ንኤርትራ ሓደ ፍጹም ተቓዋሚ ሓይሊ የድልያ እዩ። ኣብ ግዳማዊ ሓይሊ ተጸጊዑ መምስ ርሓቐ ገበታ ገበታ ዝሕሱ ዘይኮነስ ን ኤርትራን ህዝባን ክሳዱ ዝህብ ጸኒዑ ዘጽዕ ተባዕ ቆራጽ ብውሕዱ ብውሕዱ እንተውሓደ ከም መንግስቲ ኤርትራ ጥራይ እያ ኤርትራ እትብህግ። ዕጽፊታት ካብ መንግስቲ ኤርትራ ንላዕሊ ዝሰርሕ ብ ኤርትራን ኤርትራውያንን ፍጹም ሕድገት ዘየፍቅድ እምባ ዓረ ዝኾነ ዓይነት ሰልፊ ጥራይ እዩ። የለኹምን ምሓዙት ብዓል ኣንቶኒ ሌግ።
@therock3058
@therock3058 5 жыл бұрын
ሃገር ኣብ ዲቕ ዝበለ ኲናት እንከላ ዝገበርዎ ክሕደት ብስም ዲሞክራሲዶ ገለዶ ኢሎም ክፍኣቶም ክሸፋፍኑ ክትርእዮም ባዕልኻ ትሓንከሎም። ኣብ ሓደ እዋን ሃገር ክልተ ዓበይቲ ውራያት እንተዘየአንገደት ኢሎም ዕጭ ሓንፊፎም። ፕረሲደንት ካብ ስልጣን እንተዘይ ወረደ ምርጫ እንተዘይተገብረን ዝብል ብናይ ግዳም ሓይሊ ታደጊፎም ብቕሉዕ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ሪኢናዮም። ድኽመቶም ሕሉፍ ክድዓቶም ብምቁር ቃላት ክሸፋፍንዎውን ኣይካኣሉን። ኢድና ሂብና። ናይ ምግባር ዓቕሚ የብላን ኣላሽ ኢልና ተጣላቒና ኢሎም ንያት እዚ ሓርበኛ ህዝቢ ስነ ኣእምሮ እዚ ዘይጽዓድ ህዝቢ ንምስባር ከም ሜላ ተጠቒሞም ህዝቢ ናብኦም ከዛዙ መታን ሰቢኾም። ድኹም ጎድኒ ናይ ህዝቢ ንምምዝማዝ ተባሂሉ ምርጫ ይገበር ቅዋም ይተግበር ወዘተ ዝብሉ ካብ ጌታቶም ንመሕብኢ ኢሎም ዝመረጽዎም ዓበይቲ ዛዕባታትውን እንተኾኑ ህዝቢ ንከዳናግሩ ኣይሓገዝዎምን እቲምንታይሲ ህዝቢ ሓሊፉ ጸኒሕዎም። ልዕሊ ኩሉ ብናይቲ እዋን ምምሕዳር ኣሜሪካ ዝነበረ ፍሉይ ባርኾት መንግስቲ ኣሊኻ መተካእታ ንምግባሮም ብዙሕ ጻዕሪ ተገይርሉ። ብግዳም ሃይለ መንቆርዮስ ብውሽጢ ብዓል ጴጥሮስ ሶሎሞን እንታይ እንታይ ክሳብ ምግባር በጺሖም ዓው ኢልኩም ኣይትዛረቡን ኢኹም። ጸማም ሓደ ደርፉ ነቶም ህጻናትን መንእሰያትን ንምትላል ዲሞክራሲዶ ቅዋምዶ ካብ ዝብላ ቃላት ሓሊፍኩም እንታይ እንታይ ክድዓት ፈጺምኩም ሃገር ኣብ ዲቕ ዝበለ ኲናት ከላ ተዛረቡ? ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ ብዛዕባ ቅዋም ብዛዕባ ዲሞክራሲ ጥራይ ኢና ንዛረብ ኣይትበሉና። ኩሉ ፋሕ ኢልኩም ሕጂሞ ፍጹም ነብሰ ምትሓት ከምኡውን ክልተ ሰለስተ ሕማማት ተደሚርዎ እንታይ ትብሉ ኣይርዳኣኩምን።
@meharieyob8854
@meharieyob8854 5 жыл бұрын
ንፉዕ ጋዘጤኛ!!!
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 5 жыл бұрын
Mesfen Hagos, in history, I heard you were Hero. Good soldier, Now, again make a history. You can and I hope you will, because you have got a experience. Eritrea need more than before.
@tsegaygebreyohanes119
@tsegaygebreyohanes119 5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኣቶ መስፍን ሓጎስ እዚ ኣቶ እሰያስ ኣፈወርቂ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ዶ ኮነን ፕረዝደንት ሃገረ ኤርትራ ትብሎ ። እዛ ዘረባ ከተስተኻኽላ ተስፋ ይገብር።
@Bella-se1so
@Bella-se1so 5 жыл бұрын
ድኩም ሕሊና ናይ ቀድም ሓንጎል
@tsegaygebreyohanes119
@tsegaygebreyohanes119 5 жыл бұрын
ኣነ ናተይ ሓሳብ እዩ እቶም ትጻረፋ ግን ነዛ ናተይ ሓሳብ እንዶ መረዳእታ ሃቡኒ ካብ ጸርፊ ኤርትራውያን ካብቲ ክቡር ባህልናን ምክብባርናን ወጽእና እኮ መግለጺና ጸርፊ ኮይኑ ንመሃሃር ።
@ሰላም-ዐ3ኰ
@ሰላም-ዐ3ኰ 5 жыл бұрын
@@tsegaygebreyohanes119 ቡሩከይ ግዚያዊ መንግስቲ ድኣ ከመይ ጌሩ ክብሎሞ ጊዝያዊ መንግስቲ ዝብሃል ኮ ተውሓደ ኣብ 4 ዓመት ክቅየር ኣሎዎ ተበዝሓ ክኣ8 ዓመት ኢሱ ጋኒን ድኣ ሞ ዳፈለትካዮ ክንደይ ዓመት ድዩ ገሩ
@tsegaygebreyohanes119
@tsegaygebreyohanes119 5 жыл бұрын
መንነት ኤርትራ እንታይ ይብል እስኪ ንገሩኒ የሕዋት
@ሰላም-ዐ3ኰ
@ሰላም-ዐ3ኰ 5 жыл бұрын
@@tsegaygebreyohanes119 ንስካስከ ንገረና ? ጊዝያዊ መንግስቲ ሃገረ ኤርትራ ይብል ንብለካ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
መስፍን ጅግና ጽቡቅ ቃለመሕተት
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 5 жыл бұрын
King of nakfa nberelna ato mesfin hagos
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 5 жыл бұрын
@@SamiSami-iw3jnberhe xeada King eyu gn nay nakfa ena nbl zelena tarik tewekes oke
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 5 жыл бұрын
@@SamiSami-iw3jn tarik fetshe sebat wn hatite berhe King eyu gn nay nakfa mesfinn ali seydn eyom
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 5 жыл бұрын
@@SamiSami-iw3jn ab mktal seb emo kulom ed alewom eyu zbehal mknyatu beynu mesfin tray aykonen neru abti siltan slezi zelewun zeyelewun gdn ed alewom oke
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ 5 жыл бұрын
ቀደም ኣብ ምጥፋእ የሕዋትኩም፡ ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሓባቢርኩሞ፡ ሎሚ ኸኣ ንዝቓወሙዎ ኣባላት ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን፡ ብዙሓት ኣብቲ ስርዓት ከይኖም ይተሓባበርዎ ኣለዉ ነዚ ሰይጣን ስብኣይ።
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ኩቡር መሰፍን ሓጎሰ ኣባል G15 ሃይለ ድረዕ ናወጻኢ ጉዳይ ሓላፊ ብመንገዲ ኣምባሲ አትዮጵያ ኣብ ብሩሰል ናብ መለሰ ዜናዊ ደብዳበ ከምዝሰደደ ብሓው ንድሩዕ ኣቶ ሰንጋል ይግለጽ ኣሎ ንሰኻኸ ትፈልጥዶ ነርካ?
@elyassium211
@elyassium211 2 жыл бұрын
ኣብ ህዝባዊ ግምባር ጅግና ዝበሃል ዝተሰወኤ ጥራሕ ምዃኑ ኣነ ይኣምን እዞም ሃዲሞም ደገ ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ኮይኖም ኣይፈልጡን እቶም ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ድማ እቶም ዝሓመቁ ሰባት ክብሎም ይደፍር ነብሶም ክከላኸሉ ዘይክእሉ ከመይ ጌርካ ጀጋኑ ትብሎም መስፍን ዉን ካብኦም ፈሊኻ ዝረኤ ኣይኮኑን ሓደ ሰብኣይ ንኹሎም ካኣስሮም እሰይያስ ጅግና ሰብኣይ ዩ ሕጂ ቀደም ብዝመቱ መሳርሕቲ መንግስቲ ዝነበሩ እንታይ ዘጊሂ ነገር ኣሎ ንሶም ወጽዮም ኣይ ወጽዮም እንታይ ትርጉም ኣለዎሞ ብፍላይ ደለይቲ ፍትሒ ዝበሃሉ ከምኦም የድሊዮም ኔሩ
@michaelnegash523
@michaelnegash523 5 жыл бұрын
Jigna tegadalay abona mesfn hji wun teqales kulu mstir eseyas tembenay awxeayo, president kea aytbelo men zihabo sltan hzbi aymerexon, shifta belo kbur abona
@HolaBruv
@HolaBruv 4 жыл бұрын
He isn’t a hero but a coward If he was brave and true about isayas being a traitor then why did He left the country? Why didn’t he fight till death? Lair he is even now collaborating with woyane. Don’t you think he is pretending to be innocent after all honest and brave men die for there cause.?🤔
@kidaneteame3018
@kidaneteame3018 5 жыл бұрын
Edmen tenan yehabka Abona Mesfn Hagos
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 5 жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ቀደም ጅግና ሎሚ ጅግና ንቀጻሊውን ጅግና እዩ። እቶም ብስም መስፍን ሓጎስ ክትሽቅጡ ትሓስቡ ግን ወይለኹም ። ብፍላይ ኣንቱም ናይ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወይጦታት ።
@deenh9960
@deenh9960 5 жыл бұрын
Ezi video btami newihu 3 part kt gebrwo nerkum ezi da men kof elu krio
@sofimed7056
@sofimed7056 5 жыл бұрын
Busy balti emo kab nay msahka wey nay dkaska 1 sat sinka betki tarik eyu kof elka smiyo
@ksanet14ever63
@ksanet14ever63 5 жыл бұрын
ወዲ ሓጎስ:- ጅግንነትካ እንዳሓደርካ ትሸራርፎ ኣሎኻ,ጀነራል ተባሂልካ ምኒስተር ተባሂልካ ኣመሓዳሪ ዞባ ኔርካ ኩሉ'ዚ ብስረኻ ዘምጻእካዮ'ዩ። ምውጻእካን ምስላምካን ልዕሊ ማንም ነዓኻ ኣሳቕዩካ ከም ዘሎ ብሩህ ኮይኑ, እቲ ዝኸፍአ ግን ንስኻ ትኣክል ብ ካብ እንዳ ጉሓፍ ዝሓከለ ሃመማ ሕሱርን ምሳኻ ኮፍ ኢሉ ምርኣይናስ ኣይግድን, እንበር ኣይደፍረካን'የ ክንዲ 1000 ምንባርካ ስለዝፈልጥ ከኽብረካ'የ
@መሪሕ-ሰናይ
@መሪሕ-ሰናይ 5 жыл бұрын
Sekt hamema wahid
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 5 жыл бұрын
HGDF derho
@samidew5092
@samidew5092 5 жыл бұрын
Entay maletka eka hiji ezia niedikayo maletyu.. you dont have any self respect . Nonsense comment
@visionary8216
@visionary8216 5 жыл бұрын
Abza delekum netom kalot delyti fthi ena bahalti kixarefuwo kelewu aytezarebkumn hasawti ekum
@daniel_habteghebremeskel1962
@daniel_habteghebremeskel1962 4 жыл бұрын
Pls etom tegarun ferkan abzi nay Eritrawyan comment aytetshafu,Eritrea n Eritrawyan eya::
@sielehabtom2029
@sielehabtom2029 4 жыл бұрын
Kkkkkk wedi erey dihan atibelom kinfeltom kia
@SelemunOkubet-x8x
@SelemunOkubet-x8x 5 ай бұрын
From heroes to zero
@arcade2002
@arcade2002 2 жыл бұрын
Hi is not part of the G-15, he is Issayas’ CIA
@why3781
@why3781 5 жыл бұрын
ኣብዚ እዋን ናይ መዲያ ዶብ ኣልቦ ሸፈነ ማዕከናት(ቻነላት) ዘይሙእኩል ኣፍካ ዝሃበካ ትንተና ፡ምስ ዝጸንሓና ተመክሮ ፖለቲካውን ዘቤታውን ኣተሓሳስባን ነጻጺሉ ዘርኢ ኪሳብ ዘይነቓሕናን፣ ኣብ ጉዳይ ጸቢብነት ኣታሓሳስባ ፣ ካብዚ ዝሓለፉ 18 ዓመታት ዝወሰደናዮ ቲምህርቲ ንግሆ ንግሆ ዝመጽእ ንከይ ንሓብር ናይ ሓሳባት ተጻብኦ ፡ኣብ ግምት የእቲና ኣብ ንገብሮም ኣኬባ፡ ፈነወ ፡ኮንሰርት ፡መደረ ፡ቓለመጠይቕን ምስዘለና ናይ መንእሰያትና ንቕሓት ኣዚዩ ጥንቓቀ፡ዝሓትት እዋን ከም ዘለና ቐንዲ ከነተክረሉ ይግባእና ።ንፉዕ ጋዜጤኛ ን ውሕሉል መልስን ኣቶ መስፍን ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም።
@nizihtipietros7347
@nizihtipietros7347 5 жыл бұрын
Speriamo il signore che fa pagare di tutto quello che hai fatto
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 5 жыл бұрын
ዘርባ ምምጣት ዘይኮነስ ዘርባ ምብታኽ አዩ መዕለቢ ዘርባ አሞ ሓላብ ጤል ክይተረፈ ብዝርዶ ጌርካ ንሐቂ ግለጾ ኣቶ መስፍን ሐጎስ ንዓኻ ዝሕባአ ነገር የለን ህዝቢ ድማ ክፈልጥን ክምሀርን።
@TheAma1977
@TheAma1977 5 жыл бұрын
ኑፉዕ ሓታታይ!
@herlardhuzzlenut2962
@herlardhuzzlenut2962 5 жыл бұрын
Your greed has no bounds. Every second commercial? lt is not even your own .You should be report for copy right infringment.
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 9 ай бұрын
መስፊን ሓጎስ ጂግና ነሩ እወ ንጂግንነት ግን ክትዒቂቦ ኣለካ ምስ ጸላኢቲ ህዝቢን ሃገርን ወጊንካ ንምፋራስ ዝትዓጠቀ ናብ ከቢዲ ክዲዓት ዝተሰለፈ ነዉራም ሰብ ብከመይ ከም ኤርትራዊ ብዛዒባ ኤርትራ ሸይጡ ዝበልዓ ሕጂ ኣብ ምዲያ ዓዘፊዘፊ ተብልወ ኣለኩም ብገበን ትሒቲ ሃገራዊንት ዝተጫመለቁኩም ሉሙሳት ንኤርትራ ህዝባን ብዓለትን ሃይማኖት ኣዉራጃ ዝተጫማለቁኩም ናይ ረብሓ ንገበንኩም ክትሺፉኑ ቆርበት በጊዒ ተክደንኩም ሓለይቲ መሰል ኣመንዝራ ምኮንኩም ንማንም ሱዉር ኣይኮነነ ስለዚ ንመስፊን ከዳዒ ገበነኛ ሓደ ቱሩጉም ዘይበሉ ብዲራግን ሓሺሺን ይእምሩኡ ዝተመዛበለ ምንም ተምጽኡወ ለዉጢ የለን ንብለኩም
@awethaile1412
@awethaile1412 5 жыл бұрын
Bejaka hagzena tebeges eska ente ab mediya wexika aleku tebegsu enete elka eteserat wen keferhen kereden eu mekneyatu tegbaratun sele teflto neskatgum tegadilkum zegdalkum hegi hezbi medehan tebgsu bejakum
@akliluemahatsion4979
@akliluemahatsion4979 4 жыл бұрын
My hero semika zey mno newih edme yhabka amlak dlayka beaynka triyo ygberka fetari kulu alem nfetweka ena jgna nay bhaki eka ktkebr eyu zgbaka niru bsenki hade 2 zey nbur kxhfu ktriyom kelekas beti hkufka tray kaklom nirwom 😢🙏❤️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HaileDeress
@HaileDeress 5 жыл бұрын
1 - ኣቶ መስፉን ሓጎስ ሓደ ካብቶም ሰበ ስልጣን ኤርትራ ዝነበርካ ኢኻ ፡ እሞ ኣብቲ ትመርሕዎ ዝነበርኩም ውሽጢ መንግስቲ ብጉጂለን ሚስጢርን ተወዲብካ ንሃገር ዘስግእን ንህዝብን መንግስትን ዘጻልእን መደባት ኣውጺኻ ክትንቀሳቐስ ትኽእል ኢኻ ዝብል መሰል ወይ ሕጊ ( policy ) ነይሩኩም ድዩ ? 2 - G-15 ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ክጸንሑ ከምዝኽእሉ ሓደ ካብቲ ክጽበዮ ዝጸናሕኩ ኣነ እዩ ክትብል ከለኻ እቲ ንጥፍኣት ኤርትራ ትኣልምዎ ዝነበርኩም ( ከምቲ ኣድሓኖም ዝገለጾ ) ከቢድ ገበን ምዃኑ ስለዝተረዳኣካ ድዩ ክወጹ ከምዘይክእሉ ፈሊጥካ ? 3-ን'ኤርትራ ካብ ምምላስ ምስዞም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብጾተይ ኮይነ ንመንግስቲ ኤርትራ ንምግምጣል ምምይያጥ እንተገበርና ይሓይሽ ኢልካ መሪጽካ 3-ካብቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ኣነ ይሓይሽ ጽሩይ ኣየር የተንፍስ ኣለኹ ክትብል ከለኻ እቶም ን' 30 ዓመታት ባሩድ እንዳተንፈሱ ንሃገር ዝተበጂሁ ብጾትካ ስለዝረሳዕካ ንብጾትካ ክንዲምትሕግጋዝን ኣብ ወጻኢ ክንዲምትራፍን ንሃገርካ ተመሊስካ መስዋእቲ ክትከፍለሉ ነይሩካ ፡ ኣብ መወዳእታ ግን ስልጣን ሓላፊ ምዃኑ ተረዲእካ ንስልጣን ከይተጓየኻ ንናይ መጻኢ ወሎዶታት ፍቕርን ሓድነትን ልዑላውነትን ንምርግጋጽ እንተሰራሕካ ዝሓሸ ኮይኑ ይስማዓኒ ። ብጽቡቕ ታሪኽን ጂግንነትን ዝሓለፍካዮ ዓመታት ኣብዚ ዕድመ እዚ ኣብ ጉሓፍ ኣይተእትዎ ።
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 5 жыл бұрын
መስፍን ዝመስለኒ ንነጻነይ ኢልካ መነባብርኻ ገዲፍካ ወጺእካ ኮይኑ ግና ተንኮላት ዕባይ ኣምሓራ ቅያር ግዛእትና ከምዝወጸ ሓደይሉ ካብ ጀብሃ ንዝተፈልዩ ስዒቡ ንጀጋኑ ብምስምስ እናቐንጸለ ንገለ መንካዕ ንጅግና ኣብራሂም ዓፋ ነብርሃም ተዎልደ ንበርሄ ጻዕዳ ንወዲ ሃይለ ንተዎልደ ኢዮብ ኮታ ክንደይልካ ክትጽብጽቦ እናቐንጸለ ከሎ ኣባይ ኣይብጻሕ ድዩ ነሩ ወይስ መዓል ንስኻውን ኢድ ነሩኩም ድሕሪ ነጻነትከ ጉጅለ 15 ተባሂሎም ጀጋኑ ጽሊም ስም ክህቦም ከሎ ምስኻውን ምሶኦም ነርካ ስብሓትውን እንታይ ረኸበ እንተ ፈዳይ ፈዳይ ኢኻ እንተደንጉይ ደንጉይ ኢኻ ከምዝበሃል ሴፉ በጺሓቶ ንስኻኸ ኣምሊጥካሉ እሞ ሕጂ ክልተ ጸጉሪ ኣብቁልካ ነበረ ክትብል ዛንታ ኢኻ ትነግር ዘለኻ ዓወት ብጀጋኑ ክርከብ ከሎ ይሕጎስዶ ነሩ ይመስለካ ኣብ ናይ ናቕፋ ን 6 ወርሒ ለይቲ ከምዝስደዱ ዝግበር ዝነበረ ዓወት ዘይኮነ ደቂ ገርሂ ልባ ምህላቕ ኢዩ በርሄ ጅግና ብቐትሪ መሪሑ ኣብ 2 ሰዓት ምስ ሓረራኸ ብዕሱባቱ ብበራሪ ጥይት ኣጥፎኦ ምኽንያቱ ንሱ ጅግና ኣይፈትን ኢዩ ስልጣኑ ክብሕት ነብራሂም ዓፋውን ኣቕቲሉዎ ከብቅዕ ፖርትሱዳን ከይዱ ነቡኡ ኣርዲኡዎም ዝጎሃየ ከምስል ምኽንያቱ ቅድሚ ነጻነት ዝተረዴኤ ወላዲ የለን ግና ተንኮሉ ንምሽፋን ንወዲ ጆርጆ ሚስጢሩ ከይጋለጽ ጽባሕ ነጻነት ኣቕቲሉዎ ብዝኾነ ዶኾን ትብለሉ ግዜ ኣሎ ኣሽሓት ጀጋኑ ከህልቕ ከሎስ እቲ ዓጢቕኩሞ ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ጸላኢ ዘይኸውንዶ ነሩ እሞ መጽሓፍ ክትጽሕፍ ማዕለሽ ነበረ ኢልካ ክትውሪ ግና መልክዕ የብሉን ምሕባእ ምሓሸካ ሕፍረት ኢዩ ድሮ ብበላሕቲ ኤርትራውያን ብ ጀጀይስቱድዮ ናይ መዓል ጅግና ተዎልደ ኢዮብ ተቓሊሑ ኢዩ ከምቲ ዝንቡዕ ኣብ ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ዝመሃዞ ወዲ በራድ ከምዘይኮነ ንዘለና በሪሁልና ኢዩ ምሕባእ ይሕሸካ ሕጂውን ከየርክበካ
@mensuraytv4471
@mensuraytv4471 4 жыл бұрын
wwwooooowwwww nay bi haki xubuk agalalixa adnikeka
@Simonmisghun
@Simonmisghun 4 жыл бұрын
መልእኽቲ የተግብር ኣሎ ዝበልካያ? እወ ብትኽክል 100/100። መስፍን ከም ታሩኹ ደገ ወፂኡ ማዓስ ኣፋ ከፊቱ?????
@amazsanton5216
@amazsanton5216 5 жыл бұрын
Hi, Nice program and clarity and explanations of each question eventhou mr Hagos seems tired off answering these repeated questions but its all new for me I have never known the reality "hw these 15 people " were put in prison thanks mr Hagos, now i know and its devastating to hear the truth NB for interviewer; interview lasted more than an hr so it should hv atleast 2-3 breaks in bn. like your digging deep into the qns thou. thank you.
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 28 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary
36:03
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 53 М.
Tv Sened Eritra 26 Dec 2018 Mr. Mesfin Hagos Interview Part II
1:22:58
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 143 М.
Tv Sened Eritra 23 Dec 2018 Interview Mr. Mesfin Hagos Part I
56:36
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 151 М.