ቀዛሕታ Kezahta -ከም እንቅዓ ጣፍ ሰስኑልና-

  Рет қаралды 6,105

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

2 жыл бұрын

ከም እንቅዓ ጣፍ ሰስኑልና-

Пікірлер: 53
@heregteweldemedhin9239
@heregteweldemedhin9239 2 жыл бұрын
ቆሊበያ ህክይ ኢሉኒ ኣቁሑት ምሕፃብ ደቂ ዓደይ ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ እዚ ማዓት ወሪዱ ዘሎ ኣቁሪሩ ምስ ወለድና ኩሉ ቤተሰብና እንራከበሉ ጊዜ የሕፅረልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም
@user-vl3ec9bk8v
@user-vl3ec9bk8v 2 жыл бұрын
ኣጀኪ ሓፍተይ ኣብ ቀረባ ጊዜ ክንከይድ እና
@heregteweldemedhin9239
@heregteweldemedhin9239 2 жыл бұрын
@@user-vl3ec9bk8vአሜን ከም ኣፍኪ ይግበረልና ዛሓፍተይ ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 жыл бұрын
ተመሰገን ማሕበረይ ንእግዚአብሔር ይባርከልና😘😘😘
@fhffhdi1492
@fhffhdi1492 2 жыл бұрын
ብዝወፀ ይተከአልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ አሕዋተይ ኣጆኩም ቀፅልሉ
@user-kp1yk3qv2x
@user-kp1yk3qv2x 2 жыл бұрын
ብንወፀ ይተከአልኩም ደቅ ማሓበረይ ህዝብና ውን ኣጆና ክወግሕ ኡዩ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 жыл бұрын
Esay zegodele yimlalkum fetari
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 2 жыл бұрын
በረከት ከም ስሙ ብሩክ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-st3jm8oi2g
@user-st3jm8oi2g 2 жыл бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ማሕበር ቅዱስ ጊዮርጊስን ማሕበር ቅዱስ ቂርቆስን ናይ ነብስን ሰጋን ዋጋ ይግበረልኩም ኩሉኩም ዝተሓባበርኩም ዓስብኩም ካብ አምላክ ርኸብዎ ህዝብና ውን አጀካ ክወግሕ እየ አምላክ ሰላምና ይመልሰና
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j 2 жыл бұрын
ምስኪን ህዝበይ ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ አዩ 🥺🥺ኣምላኽ ምስቲ ዉጹዕ ህዝብና ይኹን ኡፍፍ ትግራይ ዓደይ 🥺😭😭😢😢ኣጆና ሓገዝና ቀጻሊ ክኸዉን ኣለዎ ፈጣሪ ምስኹም ይኹን ህዝበይ 🥺😢
@gualweldu5317
@gualweldu5317 2 жыл бұрын
በረከት ጀግና ወድ ህዝቢ ብውላድኻ ርከቦ ኣጆኻ ህዝበይ እመቤቴ ስላምካ ትመልስልካ ከም ቀደምና ኢዲን ጓንትን ኮና ንዛ ፀባብ ግዜ ክንሓልፋ ኢና
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 жыл бұрын
አምላክና ሙሉአሰ ሰላም ይሃበና ንሃገርና 💊 ይሓልወልና❤️
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j 2 жыл бұрын
በረከት ሓዉና ካኣ ኣመና ኢና ንፈትወካ ብልቢ 🥺በቲ ኩሉ ትሰርሖ ስራሕ ኣመና ኢና ነመስግነካ tanks you ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ዝሓወይ ማዓረይ ♥️💛🥺🥺🥰🥰🥰♥️♥️
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 2 жыл бұрын
አይ ህዝበይ ዘይኢድካ ረኪብካ አጆኻ እስቲ ክወግሕ እዩ🙏🙏🙏
@almasneggaz2302
@almasneggaz2302 2 жыл бұрын
ሰላም አዎርድ አምላክ
@user-qe9tb5qq6x
@user-qe9tb5qq6x 2 жыл бұрын
ንዝሀብኩም እግዚአብሔር ይሀብኩም ህዘበይ አዴታተይን ፀላእክን ገፁ ይቀየር ቀዳማክን
@eb12y12
@eb12y12 2 жыл бұрын
ኣጆኩም ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ ችግር መከራ የለን ዘይሓልፍ ቃል እምበር ደቂ ማሕበይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክኣልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙን ምሕረቱን ይልኣከልና
@user-ry9ps9qw6b
@user-ry9ps9qw6b 2 жыл бұрын
ንወሃብቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዘውፃእክምዎ ይተክኣልኩም ንተሓባበርቲ ኣሕዋትና እውን እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣምላክ ባዕሉ መከራና የቅልለልና
@NnNn-hj5vo
@NnNn-hj5vo 2 жыл бұрын
ኣጆኳ ህዝበይ ቀሪብካ ኢኻ ቀዛሕታ እዉን ክብሪ ይሃብካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-xc7wp6fi5e
@user-xc7wp6fi5e 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር ንዎሃቢ ዎሲኹ ይሃቦ ህዝበይ መዋፀኦ ይሃብካ
@user-vl3ec9bk8v
@user-vl3ec9bk8v 2 жыл бұрын
አነስ አምላክ ዳኣ ይርዳኣና እምበር ክሳብ መዓዝ እና ከምዚ እልና ንነብር እስቲ ስም እግዚአብሔር ንጸዉዕ እሞ ክሰመዐና እዩ ሰብስ ከጥፈአና እዩ ዝደሊ ኩሉ አጀኩም አጀና !!!
@wintawelday6699
@wintawelday6699 2 жыл бұрын
Ajkum Kahlif eu amlake Muskum Ykun 💔🙏🙏🙏🙏
@user-bc5sf7dg5w
@user-bc5sf7dg5w 2 жыл бұрын
ተመስገን ስለቲ ኩሉ ነገር
@user-kr5qn8mn1i
@user-kr5qn8mn1i 2 жыл бұрын
አሰይይይ ተመሰገን አምላኬ አጀኩም ኩሉ ክሓልፍ እዩ ክቡራት ህዝብና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ወገናተይ
@user-wf6he3nt4e
@user-wf6he3nt4e 2 жыл бұрын
ተመስገን በረከትኩም ይሕደረኒ ፍተዋተይ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ማሕበርና ይቋጻጸረልና
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 2 жыл бұрын
በረከት ሓወይ ጅግና ናትና አጀኹም ቀሪብና ኢና❤❤❤❤❤
@tumtialeme43
@tumtialeme43 2 жыл бұрын
ኣጆኳ ህዝበይ ቀሪብካ ኢኻ ❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾💔💔💔😭
@nesanettesfay216
@nesanettesfay216 2 жыл бұрын
ኣታ ጀግና ዓቃል ህዝበይ ኣጆዃ ክወግሕ እዩ
@amennasr3191
@amennasr3191 2 жыл бұрын
በርየ በርትዕ አጆኻ ህዝበይ ካሐልፍ ዩ 😭😭😭
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c 2 жыл бұрын
ኣጀኩም ክወግሕ
@GeniGeni-uf7gc
@GeniGeni-uf7gc 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ቀዛሕታ ስሰናዩ ናዓኩም እንዳበልኩ እም በጃኩም ንዞም ህፃናት ክሕግዝ ስለ ዝደለኩ በጃኩም ተሓባበሩኒ እቲ ሓገዝ ዝኮን ሓገዝ ናባኩም ብከመይ ንህበኩም ስልኪ ተትህቡና ፅቡቅ ነይሩ እንዳበልኩ ትግራይ ትስዕር
@tenesaeageberetsdek7131
@tenesaeageberetsdek7131 2 жыл бұрын
ተመስገን አምላክ ለበዘ አበፀሓከን
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 жыл бұрын
Bereket hawey ወዲ ህዝቢ amlak ይባርኽካ ✝️🙏
@showyshowy1695
@showyshowy1695 2 жыл бұрын
ዋይ ህዝበይ ንእድሰብ ተፀባይ ከይንካ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 2 жыл бұрын
በረከትዋይ ሓወይ ጀግና ንበረልና ፀላኢካ ዓይኑ ይፍስስ💋💋💋💋💋💋💋💖💖💖💖💖💊💊
@user-zo3xt4ty8w
@user-zo3xt4ty8w 2 жыл бұрын
ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኢና❤❤❤❤😭❤
@user-rm7qs2ir9i
@user-rm7qs2ir9i 2 жыл бұрын
ክወግሕ እዩ ኣጅካ ህዝበይ❤️ ብረከተይ ብሩኽ ንህዝብና በርክተልና ኣጆኹም ዝሓወይ ፈጣሪ ዓስብኹም ብፈጣሪ ርከብዎ ንዝለገስኹም ኣሕዋትና 🤲🏻
@user-rv5og7tw5l
@user-rv5og7tw5l 2 жыл бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@letishgebru1619
@letishgebru1619 2 жыл бұрын
Thank kezahta
@merhawitguesh4980
@merhawitguesh4980 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@elsabet8057
@elsabet8057 2 жыл бұрын
Khalf eyu ajokum
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 2 жыл бұрын
ሰላም ቤኪ ህዝበይ አጆካ❤❤❤❤❤💞💞💞💞
@tesfsyegenet433
@tesfsyegenet433 2 жыл бұрын
ጌታ ሆይ ይህን የዋህ ህዝብ አስበው ትግራይን በቃሽ በላት ።
@speedcall8796
@speedcall8796 2 жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@vjr7453
@vjr7453 2 жыл бұрын
ትግራይ ብደቃ ንደቃ አጀኹም ኩሉ ክሓልፍ እዩ አብ ስደት ዘለና እዝ ውፁዕ ህዝበይ እደይ እድካ እልና ንሓግዞም 100 ትኹን 200 ማሕበር ናገበረና ንሓግዝ ተጋሩዋን🙏 ጉሩብ ዘለኹም ተሃልኹም fac አብዝ ግደፉለይ ወይ ክዓ #ጓል #ራያ #ራዩማ fac እልኩም ርኸቡን ክሕግዝ ደልለኹ💔💊🙏
@lataihaily5080
@lataihaily5080 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@tenafakit9136
@tenafakit9136 2 жыл бұрын
❤❤❤❤
@hiwothiwot3843
@hiwothiwot3843 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 2 жыл бұрын
💙💜🙏🥰
@lataihaily5080
@lataihaily5080 2 жыл бұрын
💊💊💊💊💊💊
@dngleyadofkrii637
@dngleyadofkrii637 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ብኪ ሓወይ ብምንታይ ክንረክበካ ንክእል ዓቅምና ዝፈቀዶ ክንሕግዝ
@heregteweldemedhin9239
@heregteweldemedhin9239 2 жыл бұрын
ንውሃባይ ይሃቦ ብዝወፀ ይተክእ ግንሲ በይዛኩም ገለ መፍትሒ እንተትገብሩ ኣብ ውሽጢ ዘለኩም ሓላፍነት ዘለኩም
@tbelay8320
@tbelay8320 2 жыл бұрын
እባክህ መንድም ስልኩ መኮሬ አይሰራም
ዊንታ ኣሰፋው ኣብ ቀዛሕታ ቶክ ሾው
54:37
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 25 М.
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
PANDA BOI
Рет қаралды 25 МЛН
THEY made a RAINBOW M&M 🤩😳 LeoNata family #shorts
00:49
LeoNata Family
Рет қаралды 35 МЛН
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 16 МЛН
Gere emun part 185 | ገሬ እሙን ክፋል 185
38:28
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 94 М.
ህሊና ድራማ ክፍል 14 - Helina Drama Part 14
34:05
Salkan Tube
Рет қаралды 103 М.
ጋዜጠኛ ግርማይ ገብሩ ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት
1:45:28
"ህዝቢ ይፍረድ" - ጊቱ ኣለምሰገድ
44:17
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 24 М.
Tom and Jerry (mud) wait for end 🔚😂
0:39
Nemi Shorts
Рет қаралды 7 МЛН
Tom and Jerry (mud) wait for end 🔚😂
0:39
Nemi Shorts
Рет қаралды 7 МЛН
DESAFIO IMPOSSÍVEL #trending
0:16
O Mundo da Ágata
Рет қаралды 15 МЛН
When dad sneezes 😱😵‍💫 LeoNata family #shorts
0:26
LeoNata Family
Рет қаралды 11 МЛН