"ህዝቢ ይፍረድ" - ጊቱ ኣለምሰገድ

  Рет қаралды 23,848

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

29 күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 335
@DrBerhanu
@DrBerhanu 26 күн бұрын
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ን ጊቱ ካሕሳ ክትከፍሎ ይግባእ።
@amaremulugeta3041
@amaremulugeta3041 26 күн бұрын
መስራቲ ስርከስ ትግራይ ጊቱ እዩ:: መቐለ ዝዓበየ ኹሉ ልፈልጦ ሓቂ እዩ::
@yonnan2063
@yonnan2063 26 күн бұрын
ጊቱ እዩ መስራቲ ...አነ ምስክር እየ አነ ናይ መጀመርታ ናይ ተስፋይ ሰልጣኒ ኔረ ናይ ጊቱ ሰልጠንቲ ሰሪቁ ምስ ወሰዶም ንዓና አባሪርና ቤኪ አሻዒትኦ ጊቱ ኩሉ ነገሩ ተስፍኦ ቅስሙን ከመይ ከምልተሰበረ ክነግረካ አይክእልይ
@AtakltiAsmelash-mc6mr
@AtakltiAsmelash-mc6mr 26 күн бұрын
የቀኔልና መናእሰይ ትግራይ አብ ሕማቅ ከይውዕሉ ብዙሕ ስራሕ ዝሰረሐ እዩ
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 27 күн бұрын
ጌት ሓወይ ጅግና አቦ ሰርክስ ኪዳነ ምሕረት ሰርክስ ትግራይ ክንደይ ኢልና ክንፅወዖ ዓቀለኛ ቁኑዕ መግለፂ የብለይን የቐይንየልና ቀዛሕታ ❤
@HTM21
@HTM21 26 күн бұрын
ጊቱ፣ መስራህቲ ሰርከስ ትግራይ እዩ።
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 24 күн бұрын
ኣይተጨንቆ በረኸት ሓወይ :: ጌቱ ክቡር ሰብ ትሕትንኡ ኩሉ ነገሩ ዝገርም እዩ ::ምስክር ህዝቢ እዩ ኣኸተመ❤
@fretsama
@fretsama 24 күн бұрын
ቀዛሕታ ሓቀኛ ተቃላሳይ ቀፅለሉ ህዝቢ ይፍረድ
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom 25 күн бұрын
ሓለፍቲ ልምዓት ትግራይ ፀረ ህዝቢ እዮም ካብ ቀደሞም ብወለድን ብግቦን ንህዝቢ መዝሚዞም
@weldaytesfay2421
@weldaytesfay2421 26 күн бұрын
ጊቱ ዓብዪ ሰብ በ1992/93 high school ተምሃራይ እንዳሃለና ኣብ baloni stadium የሰልጥነና ነይሩ long live for big brother Gitu Alemseged
@user-eh6dv1es9m
@user-eh6dv1es9m 26 күн бұрын
ጌቱ ናይ ብሐቂ መስራቲ እዩ❤❤❤❤❤
@girmachewworku-fw1zg
@girmachewworku-fw1zg 21 күн бұрын
ጊቱ ስላየሁ በጣም ደስ አለኝ መንፈሳዊ ሕይወትን አደንቃለሁ በተረፈ እውነቱ ተደብቆ እንዳይቀር እንድል አግኝተሀል በደንብ ተናገር ብዙ መገፋቶች አሳልፈአል የምናውቅ እናውቀዋለን
@netsanettigray7918
@netsanettigray7918 20 күн бұрын
እኔም አውቃዋለው ምስክር ነኝ
@HhBb-it7xh
@HhBb-it7xh 24 күн бұрын
ኣጆኻ ጅግና ሓዉናን ኣቦናን ጌቱ ብጣዕሚ አዩ ዘሕዝን ትግራይና ናይ ግቦ ኾይና ተርፋ 😭
@yes-tv2yh
@yes-tv2yh 26 күн бұрын
መዓረይ ትሕትንኡ ደስ ክብለካ
@netsanettigray7918
@netsanettigray7918 20 күн бұрын
መንፈሳዊ መምህር እውን እዩ ብጣዕሚ ናይ ተግባር ሰብ ለባም ሰብ እዩ
@almazabraha6198
@almazabraha6198 27 күн бұрын
አጆካ ጀግና ሐውና ሐቂ ሐቂ እያ 💛❤️💛❤️💛❤️💖💖💖💖
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d 24 күн бұрын
ሓቂ ብእግራ ተሓበኣከየ ብርእሳ ትወፅእ ሓቂ ሓቂ እዩ ኣጆካ ዘሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@znayeentertainment9884
@znayeentertainment9884 21 күн бұрын
ትግርኛ በደንብ እሰማለሁ መፃፍ ይከብደኛል ልጆች ሁነን ጊቱ ተክለሃይማኖት ቤተክርስቲያን ሰንበት ትምህርት ቤት አስተምሮናል ዋናው የተወበትን ምክናት በደንብ አልገለፀውም አንደኛ በግሩፕ አድማ ተደርጎበት ነው ሁለተኛ መንፈሳዊ ነገር ስለሚያሸንፈው ሙዚቃ ከሰርክስ ጋ አንድ አይደለም እያለ ጥያቄ በማንሳቱ ሶስተኛ በዙሪያው ማንም ሰው ስላልነበረ እና ይቅርብኝ ከንትርክ ከጭቅጭቅ በማለት ሌሎች ጉዳዮች አሉ እርሱ ያውቀዋል ከረዥም ዓመት በኋላ ስላየሁ ጊቱ እግዚአብሔር ካንተ ጋር ይኑር በመልካም ስነምግባር እንዳድግ ያንተ አስተዋጽኦ አለበት❤❤❤❤❤❤❤
@maryaman2629
@maryaman2629 26 күн бұрын
ጌት ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ 🥰🥰
@ftsumwell1652
@ftsumwell1652 22 күн бұрын
ጊቱ ጅግና ሓውና አጆካ ታሪክካ ፈሊጥና አለና 💪
@eliltaassefa5142
@eliltaassefa5142 24 күн бұрын
ጊቱ መስራቲ ኣንሕና እኒኤና ደቂ መቐለ ንምስክር ዋይ
@kedirhassen5810
@kedirhassen5810 25 күн бұрын
ቤኪ የቀንየልና ንጌቱ ስለ ዘቅረብካዬ ጌቱለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ብሩህ መፃኢ ትግራይ ንዝሓስብ ኩሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ።
@ashenafikahsay-lg4eq
@ashenafikahsay-lg4eq 27 күн бұрын
ጊቱ ጀግና ፡ ኣይዛካ፡ THE 1ST TIGRAY ...GYMANSTIC MAN....WED MEKELE KULU YFELTSO EYU...NAY EDU AYREKEBEY......STILL U R STRONG...PROUD OF YOU....
@amanudawit5068
@amanudawit5068 26 күн бұрын
ጊቱ እዩ መስራቲ❤❤
@user-cp1sv2bq1h
@user-cp1sv2bq1h 26 күн бұрын
" በትሪ ሓቂ ትሓቅቅ እንበር ኣይትስበርን " ብዛዕባ ስም ሰርከስ ትግራይ ምውፃዕ ንኣምላክን ንህዝቢ ትግራይ ሂበዮ ኣለኩ ኢሉ ኣሎ ጊቱ ሓውና ለባም የቐንየልና ጊቱ ዕድመይ ጢዒናይ ይምነየልካ ሓዚ ታይ ንግበር ሕውየት ሕፃናት ተጋሩ ዘሰልጥነሉ ቦታ ሲኢነ ይብለናሎ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ዘለኩም ፈተውቱ ኣድነቅቱ ጊቱ ንሰገናት ትግራይ ዘሰልጥነሉ ናይ ቅድሚ ቅድሚያ ዝወሃቦ ቦታ ብከመይ መንገዲ ንሓግዞ ንጊቱ ዝሕግዝ ኦሜቴ ዳያስፓራን ተጣይሹ ገንዘብ ተዋፂኡ ናይ ሰርከስ ትምህርቲ ዘምህረሉ ባይታ ንፍጠረሉ በይዛኩም እዚ ጀግና ሓውና ኣቦ ሰርከስ ትግራይ ለይኮነስ ኣቦ ሰርከስ ኢትዮጵያ ለይኮነስ ኣቦ ሰርከስ ዓለም እዩ ሓዝውን ዝወነ ኣሎ ምስኡ ቅርሺ መተኣካከቢ ባይታ ይፈጠረሉ እዚ ናይ ምትሕብባር ክዕለት ዘለኩም ሕሰብሉ በዚ ሓውና ኣብልና ሰገናት ትግራይ ነሕውዮም .... የቐንየልና ቀዛሕታ ሚዲያ (በረከት)ነ
@EmutiBintIslam4170
@EmutiBintIslam4170 24 күн бұрын
Haki 💯💯✊🏻✊🏻
@musiesheqa453
@musiesheqa453 27 күн бұрын
ጌቱ ጅግና ❤❤❤❤❤❤ አቦ ሰርክስ
@mablen2124
@mablen2124 26 күн бұрын
❤❤❤
@hermonmebrahtu1187
@hermonmebrahtu1187 26 күн бұрын
ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ጌቱ መስራቲ እዩ ፍተው ጽልኡ
@imissmama3978
@imissmama3978 27 күн бұрын
ጊቱ ጅግና ኢኻ ዉፉይ 🤴👌❤
@Richo_Habeshawit.
@Richo_Habeshawit. 22 күн бұрын
I am proud of you ጊቱ ሓውና ኣጆኻ ኣምላክ ኣሎ እምበር ናይ ዓድና ትግራይ እኳ ግደፎ ሰበይ ሰብካ ናይ ጉቦ እዩ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሕልፈት የብላን እና ብጣዕሚ ጠንካራ ኢካ ኣጆካ ኩል ገዜ ኣብ ጎንካ ኣለና ወላ ሐዝም ንስኻ ኢኻ መስራቲ 💪❤️❤️መንግስቲ ኮነ ማሕበር ልምዓት ትግራይ እውን ሓግዝዎ በረከት ኩልግዜ ናብ ሚድያ ኣቅርቦ ኣቱም መፅሓፍ ተሐትሙ ደማ ታሪክ ኣይተበላሽዩ ሐዝም ካልእ መፅሓፍ ክፀሓፍ ኣለዎ ጊቱ መስራቲ ከም ዝኮነ ተስፋይ ደማ ሓቂ ተዛረብ ነታ ትሓልፍ ዓለም ገንዘብ ኣይትፍቶ
@tesfayhaile42
@tesfayhaile42 26 күн бұрын
እወ ጅግና ሐውና እወ ኽዝለ እስኻ ኢኻ ጀግና ሰርከስ ትግራይ ጊይቱ ሐወይ አይዞኻ ሕዝውን እስኻ ጀግንና
@mehreteabtesfa-hv5lj
@mehreteabtesfa-hv5lj 21 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ሰብ እዩ እዚ እሞ ከምዝኦም ዝኣመሰሉ ክብደሉ ኣይግባእን ንፉዕ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@RozinaMelles
@RozinaMelles 23 күн бұрын
ሰርከስ ትግራይ ዝመስረቶ ጊቱ እዮ መሰራቲ ሓቂ ዘይንዛረብ ጊቱ ብተፈጥርኡ የዋህ ናይ እ/ሄር ሰብ እዮ አባላት ሰርከስ ትግራይ ሰርከስ ጥራሕ ዘይኮነስ አብ አንዳ ተ/ሃይማኖት ቤ/ክርስትያን እውን ብዛእባ ሃይማኖት የምህሮም ነየሩ ።በረከት እውን የቅንየና ❤❤❤❤❤
@MeskeluTesfay
@MeskeluTesfay 26 күн бұрын
እቲ ሓቂ ጊቱ ኢና ንፍልጥ እና ነብሲሔር ፀጋይ ሓዱሽ ገጣምን ደራስን ነይሮም
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 24 күн бұрын
የቅንየልና 🙏❤ ጌቱየ
@nice-fs6on
@nice-fs6on 25 күн бұрын
Good to see you ጊቱ ❤️❤️❤️❤️
@user-oh1tj6yv6v
@user-oh1tj6yv6v 25 күн бұрын
ትግራይ ንዝኾነለላ ዘይትኾን ንሓሻዊ ትኾን ጥራይ አጆኻ ጌቱ
@karozimathestar929
@karozimathestar929 23 күн бұрын
ጃንዳ ሕወሓት እዩ ንትግራይን ኢ/ያን ዘብረሰ
@medhin8187
@medhin8187 21 күн бұрын
ኣየ ነገር ባርያ 😂​@@karozimathestar929
@genetakiliu3819
@genetakiliu3819 20 күн бұрын
ጊቱዋ ህጽያት መቀለ ❤
@rigbereda4146
@rigbereda4146 26 күн бұрын
ጀግና ኢኻ ሓቂ ትምንምን እምበር ኣይትብጠስን ብጣዕሚ ግን ዘሕዝን እዩ ሰብ ዝደኸመሉ ክስረቕ እከሎ
@Dozbulls
@Dozbulls 26 күн бұрын
ጌቱ እዩ መስራቲ ንምንታይ ንተሰፋይ ከም ዝተገበረ ግልፂ እዩ ብደምቢ ይፈልጥ እየ። 1. ጊቱ ኣብ ስርዓት ደርጊ ዘርአዬ ምርእት በቲ ሓዲሽ ስርዓት ሑጉሳት ኣይነበሩን። ግን ጊቱ ከይሓድግዎ ኽእለቱን እቶም ቆልዑ ይደልዩ ስለ ዝነበሩ ቀፂሉ ብኢትዬጵያ ደረጃ ኣፍልጦ ተወሃብዋ ሰርከት ትግራይ ተመስሪታ። ተስፋይ ምስ ረኸቡ ንጊቱ ከም ኣሰልጣኒ ንተስፋይ ከም ስራሕ መካየዲ ማለት ከም ካድረ እሙን ናይቲ ስርዓት ገይሮም ኣብ ኣ.ኣ ሞያ ከይኾነ ፖለቲካ ሰልጡኑ መፂኡ። ቀስ ብቀስ ንጊቱ ካብ ጭዋታ ወፂኢ ኾይኑ ነቶም ቀደም ኪዳነምህረት ልነበርና ብጥቅማ ጥቅሚ ተደሊልና ቀሪና ሰርከስ ትግራይ
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 26 күн бұрын
ትክክል ወዲ ዓበይቲ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ።
@nahomaman-lm6wv
@nahomaman-lm6wv 23 күн бұрын
መስራቲይ ጊቱ አለምሰገድ እዩ እ/ር ምሳካ ይኩን ጊቱዋኒይ ❤❤❤
@ZufanTesfay-in5cm
@ZufanTesfay-in5cm 22 күн бұрын
Eti haqi nay Gitu eu zey tezereb ember zey tegeber yelen ❤❤❤❤🎉 Getu🎉 ajoka ❤❤❤
@JdHz-lj9qk
@JdHz-lj9qk 20 күн бұрын
ማዕተብ ሓቅስ ያ ትምንምን እምበር ኣይትብጠስን ❤ኣያና ጅግና እኻ ❤🎉
@medhin8187
@medhin8187 21 күн бұрын
ፈጣሪ ካሕሳ ይሃብካ ክቡር ኣያና ጊቱ❤
@XrYd
@XrYd 24 күн бұрын
ጌቱ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adnatbeteklabebe1648
@adnatbeteklabebe1648 23 күн бұрын
በረክት ተባረክ ግን ይሆሉ ገፊ ለምን አሰፈለገ ትረክስ ትግራይ በኢትዮዽ ታሪክ ቅዴሜ ነበርች አሁን ጠፊታለች ተሰፋይ የሚችል ከሆነ ለምን አሁን አያሳይንም ጌት እስኪቸገር ድርስ መገፊት ጥሩ አይደለም ጌት ንግግር ብዙ አይችልም አጆኮ
@ali-yx5ne
@ali-yx5ne 22 күн бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን አዋይ ጸገም ዝገርም ኢዩ ኣዝዩ የሕምም 🥹
@sahlegmichaelwkidan6919
@sahlegmichaelwkidan6919 26 күн бұрын
አየ ጊቱ ትግራይ ጊናያት እዮም ሒዞምዋ ዘለው፡፡
@user-dj3yj4uc2h
@user-dj3yj4uc2h 21 күн бұрын
እዋይ አቱም ንሀግዞ እዚ ሀዉና በጃኩም ❤
@visitaleck
@visitaleck 22 күн бұрын
The one and only ❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 22 күн бұрын
ሕጂ ኸማን ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን ብቁጠባ ንሓግዞ ይቀጽሎ ኣጆኻ ምድረ ሓበሻ ህዝቡ ጅግና ኢዩ መራሕቱ ግን ባዶ።
@HdGhs-sb3yb
@HdGhs-sb3yb 25 күн бұрын
ጌቻ ጀግና ይግበኦ🎉🎉🎉
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 23 күн бұрын
Gitu, our legend we know your contribution and sad that denying your work, amazing sport trainer, as well as cercus Tigray. No worries the truth will come out soon.
@zedigidey-qm8xu
@zedigidey-qm8xu 24 күн бұрын
መስራቲ ሰርከስ ትግራይ ጊቱ እዩ ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ የሕዝን❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 23 күн бұрын
ዋይ ትሕትንኡ ደስ ክብል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክትሽልምዎ አለኩም😢
@hanaisler3325
@hanaisler3325 25 күн бұрын
❤❤❤we know you and love you Gitu!!! U r so humbel Person. thanks God u are alive!!!
@felegbelay888
@felegbelay888 22 күн бұрын
እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ንዓኻ ዝፈልጡ ብዙሓት ኣለዉ፣ ክንደይ ጊዜ ኢና ናይ እማትና ታሪኽን ስራሕንን እናሰረኩም ክትነብሩ፣ ከድዓት ምስዘለዎ ዘንጨብጭቡ ሓቂ ክወጽእ እዩ።
@yonnan2063
@yonnan2063 26 күн бұрын
ካብ ኤርትራ ዝመፁ አይነበሩይ ተስፋይ ሐሺዩ እዩ አሕና ኢና ኔርና ናይ ጊቱን አሕናን ናይ ልምዲ ልውውጥ ኢሎም ናባና መፂኦም ናትና ዘመናዊ መሳርሕታት ኔሮም ናይ ጊቱ ቆልዑ ብጥቅሚ ደሊሉ ናባና ምስ መፁ ናዓና አባሪርና
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 22 күн бұрын
ኣነ ኤርትራዊት የ ኣብ ኤርትራ ሰረከስ ኣይፍለጥን ኢዩ ማለት ጠመተ ተዋሂብዎ ተሰሪሑሉ ኣይፈለጥን ኢዩ።
@asefagerie8506
@asefagerie8506 24 күн бұрын
ጊቱ ኣለም ሰገደ ጅግና ❤️❤️❤️💪💪💪
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix 23 күн бұрын
ጅግና ዘይ ከብርላ ዓዲ
@Dozbulls
@Dozbulls 26 күн бұрын
በረኸት ስለ ለቅረብኻዬ ደስ ኢዩ ኢሉኒ ግን ዝሓቂ ዝፈልጥዋ ቡዙሓት እዬም ጊቱ እዩ መስራቲ
@yikdemabu681
@yikdemabu681 24 күн бұрын
መውደልደልን ዓማፅን ዘተባብዕ ስርዓት
@user-zg3gx3ps4o
@user-zg3gx3ps4o 23 күн бұрын
ናይ ብሓቂ በረከት ዓብይ ሰብ ኢኻ ከመዚ ዝተሸዋረሩ ምቅናዕካ ክብሪ ይግበአካ እንተ TDA እቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቀትሪ ፀሓይ ዝፍለጥ እዮም ዝሓብኡ ዘለዎ
@kiflulilay
@kiflulilay 24 күн бұрын
ጊቱ ፈላሚ መስራቲ ሰርከስ ትግራይ እዩ ተስፋይ ብዓሻጥርን ንጊቱ ኣባሪሮም እዮም ሸይሞምዎ ስለዝኮነ ድማ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካሕሳ ምስ ምሉእ ምስጋና ክትገብረሉ ይግባእ ጊቱ ሓውና ነክብረካኢና ንቀዛሕታድማ ቀፅለሉ ክብለካ ይደሊ
@user-tf7sw7mc5m
@user-tf7sw7mc5m 26 күн бұрын
ሰርከስ ትግራይ መስራቲ ጌቱ እዩ ብደንቢ እየ ዝፈልጥ ሰገናት ሒዙ ኣብ ባሎኒ ፣ ድሕሪኡ ድማ ኣብ እንዳ ፃባ ይስርኾም ከምዝነበረ ኣፀቢቐ እየ ዝፈልጥ ተስፋይ ናይ ዳሓር እዩ ። ኣይትኣምፅፅዎ ዎ
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 23 күн бұрын
Ay tigrayyyyy nzkonelaaaaaa zeytkewnnnnnnn Giza newihaaaa emberrrrrrrrr nay gituuuuu haki hzi wetseeeeaaa I rememberrrr Kami 22 amettttt kemziaaaa eluuuuu awgenaaaa neyruuuuu gituuuu ygermmmmm nay egzabhair srahhhhhhh. Thank uuuuuu gutwayyyyy ajoka egzabhair mistommmm hakegnatattt eyuuu. Fetli haki man ember aytbtesnnn
@mychannel89608
@mychannel89608 25 күн бұрын
ኸብዳም ነገር እዩ፡አጆኻ ጊቱ
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h 25 күн бұрын
ገጽኩም ትርሓቅ ሓሻዎ ናይ ጊናያት ኮይና ትግራይ🥺🥺🥺ጊቱየ🥺🙏
@terhashailu9285
@terhashailu9285 22 күн бұрын
ጊቱ ልክዕ እዩ። ዕድመ ድማ ሂቡዎ ኣሎ እግዚኣቢሄር።
@genetkidane5813
@genetkidane5813 22 күн бұрын
Kahsa ygbo eyu, Gitu❤❤❤ayzoka🙏🙏🙏
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 20 күн бұрын
From good wishers,there are a lot of things that need change in Mekele if they let us do it
@MrHadush
@MrHadush 25 күн бұрын
Beki, you are outshining, really appreciated!
@user-zj6cm7cv6m
@user-zj6cm7cv6m 23 күн бұрын
አጃካጀግናሐውና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 24 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ካብዘገልገለስ ዘውደልደለ ኣይ ጊቱ ንዓኻስ ክብርን መጎስን ምተገበእካ እምበር ታሪኽካ ዶ ምተጭበርበረ ኣይ ግዜ
@awetalem5308
@awetalem5308 24 күн бұрын
You're truly hero my coach
@berhaneberhe3794
@berhaneberhe3794 20 күн бұрын
Gitu is the first person to start a circus in tigray and an honest person, but tesfay had more connections than Gitu. I remember he was training a lot of kids without payment and did a lot for tigray, and everyone has to respect Gitu. Thank you kezahta show from Canada 🇨🇦
@t-tube8938
@t-tube8938 25 күн бұрын
ሰርከስ ትግራይ መስራቲ ጊቱ እዩ ኣይተድኽምዎ ዙቆልዓ:: ተስፋይ ብውክልና ኣዲስ ኣበባ ኸይዱ ወረቀት ስለልተቀበለ እምበይ መስራቲ የኾነይ ሓቂ ኣይንዝለል:; ጊቱ ጎበዝ ክተባባዕ ለለዎ ሰብ እዩ:: ታሪክ ልባዓል ታሪክ ጊቱ እዩ መስራቲ::ኣነጋግርኡለ ናሓቂ ናይ ሰርከስ ልናገር ሰብ እዩ::
@user-en1zd1ev6c
@user-en1zd1ev6c 24 күн бұрын
ብጣዕሚ ያሕዝን አንህና ንሰምዕ ንሪኦ ብተስፋይ እዩ ኸዝግን ብሚድያ ዘሰልጦኖም ተስፋይ ከምዘይ መስረተ ይምስክርለው
@01tigray
@01tigray 19 күн бұрын
አጆካ አየዋኒ 🙏❤
@gezana312
@gezana312 27 күн бұрын
ንኽልቲኦም ብሓደ ኣቕርቦም መድብ ስርሓሎም
@solomongebre4774
@solomongebre4774 26 күн бұрын
ማህበር ልምአት ትግራይ ናይ ሀደ ቤተሰብ እዮ ንብሎ ብምኽንያት እዮ፡፡
@user-xc7yc8tx5m
@user-xc7yc8tx5m 26 күн бұрын
እዚ ወዲ ውሽጣዊ ስሚዒቱ እዩ ዝዛረብ ዘሎ፣ ንሰርከስ እውን ብዙሕ ኣስተዋጽኦ ከምዝገበረ የፍልጥ። ግን ድማ ኮነ ተባሂሉ ከምዝተገለለን ታሪኩ ከይዝረብ ከምዝተገበረን እውን የመላክት። ተስፋይ ሰባቱን ቲፎዚኡን ሒዙ ደኣ እዩ ተስፋይ ተስፋይ ኣቢሉዋ ጸኒሑ እምበር እቱ ሓቂስ ኣብ ጊቱ ዘላ ትምስለኒ። ብዝኮነ ጊቱ ዘለዎ ኩነታት ዘሕዝን እዩ ተዝሕገዝ ጽቡቅ ነይሩ።
@AzebWeldemichael
@AzebWeldemichael 24 күн бұрын
ይገርምዪ ናይና ነገር ድካ ለይፍተይ ብዝኮነ አዬካ ጊቱ አብ ጎንካ አለና
@afeworkikinfe8823
@afeworkikinfe8823 21 күн бұрын
ሐዚ ማ ብቕልጡፍ ቦታ ይወሃቦ፤ክከሓስ ኣለዎ።ሕመቕና የሐዝን!
@eyoelbezabih6612
@eyoelbezabih6612 19 күн бұрын
ጊቱ ጀግና ሓቂ ልሰማይ ስንቂ
@Paylza
@Paylza 24 күн бұрын
Gitu abo dekna meraya habo meraya haymanot meraya kulu aynet sport ika gen kab zegelgele zewdeldel iyu emo fetari gize hibuka nabmentfas abkiuka gize hayal ayzoka fetarin hezben abgonka eyu💪💪💪💪💊💊💊💊
@user-cj7is5pd1g
@user-cj7is5pd1g 24 күн бұрын
Akk eway getu 😢😢
@assafa35
@assafa35 24 күн бұрын
Yessss💯💯💯💯Tisfay he don't deserve at all sad sad ❌
@LwamGebregergs
@LwamGebregergs 22 күн бұрын
Gituye ❤
@maymayorecordsandentertain5523
@maymayorecordsandentertain5523 22 күн бұрын
የሕምም ብሓቂ
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 24 күн бұрын
የቕንየልና ቀዛሕታ ድምፂ/ሕቶ ህዝቢ ስለዝሰማዕኻ!
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 20 күн бұрын
Etu haki hizkum bihaki ketiserhu giberiu tesemamiu , mekeal limedu emo li hawna Gitu buzuh astewasio ligebere le Tigray shima ab Alem lefalete jegna nay serces mesrati selelikone etu lideleyo kulu mengisti kone limlketo kulu leseltinelu bota kone mesarhi genzeb kihigez kifkedelu ,kikehas ,elewo Getu hawna bertie fetari yihagizka edme mis tiena temeniyelka 🙏👍🌹🌷❤️💖💜🤎💐
@danatube2544
@danatube2544 22 күн бұрын
ካብ ዝሰርሐ ዘውደልደለ እዩ ናይ ተጋሩ ነገር ዘይሓልፈሉ ህዝቢ
@mikytekle8814
@mikytekle8814 26 күн бұрын
Thanks bereket
@sojoh9j904
@sojoh9j904 26 күн бұрын
በጊቲ ማሰልጠኛ ማዕከል የነበሩ ሰዎች ሁሉ መልስ መስጠት ተገቢ ነው ምክንያት እውነት ምን ያህል ጊዜ ቢቆይም እውነት ይወጣል በምክንያት ነው ከሚዲያ የራቀው ቀስ ብለው የጭንቅላት ስራ ነው የሰሩበት በጣም ነው ?? የሰው ታሪክ መውስድ አመላቸው ነው በጣም ያሳዝናል💔💔💔
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 19 күн бұрын
Help him everybody is supporting him
@zuryashkassa4177
@zuryashkassa4177 24 күн бұрын
ኩሉ ጊዜ ሕንቅሕንቅሊተይ ኮይኑ ዝነብር ነገርዩ! ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብመንያ ትውነን? ብፓርቲ? ብመንግስቲ? ወይስ ብውልቀሰባት??? ዝኾነ ኾይኑ ጌቱ ኽካሓስ ይግባእ።👌 Thank you Kezahta!🙏
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 24 күн бұрын
ትግራይ ክትብልፅግን ክትፍለጠን ህፃናት ትግራይ ውን ተኾስኪሶም ዓበዮም መርኣያ ንከኾንን ክትብል ዲኻ ከምዚልካ ፀልምካ እሞ ድማ ፈረፃማኻ ዘይትረኽበሉ💔
@SolomonMehari-rf5vc
@SolomonMehari-rf5vc 26 күн бұрын
ቤኪ ሓወይ ንክልትኦም ብግልካ ረኪብካ ኣረዳዲእካ ትክክለኛ ታሪክ ከስነድ ግበር ትክክለኛ ዝኮነ ታሪክ ሒዝካ ኣቅርበልና ግን እዚ ዘባእስ ጉዳይ ኣይኮነን ካብኮነ ግን መስራቲ ኣፍልጦ ክረክብ ግቡኡ እዩሞ ሓድሽ ፕሮግራም ሒዝካ ቅረብ ❤❤❤
@haftayabraha6283
@haftayabraha6283 26 күн бұрын
Gitu the humble person, Respect him ❤❤❤❤❤❤❤❤
@HlnaTube27
@HlnaTube27 19 күн бұрын
አየ ታይ ዋጋ ኣለዎ ብሓቅን ብተግባርን ዘገልግል ዘይከብረላ ዓዲ😢 ኣጆካ ክቡር ኣቦና 🥰🥰🥰🥰🥰 ሓቂ ብእግራ ተተቀበረት ብርእሳ ትወፅእ ናይ ጊዜ ጉዳይ እምበር
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 26 күн бұрын
ጌቱ ንበረልና አቦ ሰርክስ ትግራይ
@rasabeladonay4239
@rasabeladonay4239 25 күн бұрын
Getu great person please help him he can do it again
ዳይና ላዛ  ኣይዶል  ምስግና  ገ/ሚካኤል ኣብ ቀዛሕታ
1:01:28
OMG😳 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:58
Potapova_blog
Рет қаралды 3,6 МЛН
The day of the sea 🌊 🤣❤️ #demariki
00:22
Demariki
Рет қаралды 82 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 43 МЛН
ተጋዳላይ ጋዜጠኛን ሰኣሊን - ቀዛሕታ
1:50:55
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 5 М.
ቀዛሕታ - ቐሺ ሃፍቱ ኣብ ቀዛሕታ
11:08
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 162 М.
天使他们用各种东西打出节奏#short #angel #clown
0:22
Super Beauty team
Рет қаралды 10 МЛН
Жизнь КОМАРА (смешное видео, юмор, приколы, поржать)
0:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 2,7 МЛН
СОБАКИ АТАКОВАЛИ МЕДВЕДЯ🐻
0:18
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 3,9 МЛН