ቃለ መሕትት ምስ ከያኒ ነጋሲ ኣርኣያ_ Amazing Interview with Negasi Araya

  Рет қаралды 13,992

Masra Media Int.

Masra Media Int.

Ай бұрын

Segudem Media is one of the most well known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
Copyright ©2024 Segudem Media
#ethiopianewmusic
#habesha #
#ነጋሲጉማ
#ፍርሳድራማ
#ራያሙዚቃ

Пікірлер: 247
@masramedia
@masramedia Ай бұрын
ከያኒ ነጋሲ ኣርኣያ ነጋሲ ጉማ ኣብ ሰጉደም ሚድያን ኮሚኒኬሽንን Segudem Media and Communication መደብ ማስራ ገሻ ኮይኑ ቐሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝተፈለላዩ ነጥብታት ድማ ስፍሕ ዝበለ ዳህሳስ ገይረና ኣለና። ንሎማዕንቲ ኣብ ዙርያ ባህሊ ራያ ኣብ ዕንቅፋታቱን ፀጋታቱን መሰረት ገይርና ሰፉሕ ዘተ ኣካይድና ኣለና። ቀዳም ምሸት ድማ ኣብ ውራ መሬት ራያ ኣመልኪትና ሰፊሕ ዘተ ነካይድ ኢና። @followers
@HsuveuBsgyi
@HsuveuBsgyi Ай бұрын
ንፅበይ የና ካሴ ብዛዕባ ውራ መሬት ቀዳም ክንደይ ሰዓት ይልቀቅ 😢
@haftomabadi
@haftomabadi Ай бұрын
ጨለ ንቃላቀል የና ቃዳም ምሽት ብዛዕባ ዉራ መሬት ራያ ብሰላም ምፅኡታይ ኹቡራት ኣሕዋትና
@teminitdegu1569
@teminitdegu1569 Ай бұрын
ዕድመይ ጥዕና ይሃብኻ አቦ ራያ ራዩማ ♥️🇪🇹🇪🇹♥️♥️ ድንቅ
@user-ru9df1lv4z
@user-ru9df1lv4z Ай бұрын
ዋዩ ሓቢቢ ❤❤❤❤ማዕርግ ራያ ምስ ቡሉፅ ጋዜጠኛ ኻሕሳይ መሰለ ❤❤❤
@hailee1036
@hailee1036 Ай бұрын
ነጋሲ አርአያ አነ 100% ምሳኻ ይሰማማዕ ልዋ ዝሓወይ ✊🏾👏👏👏👏🙌🏻 አዮኻ❗️
@hdhhdj3545
@hdhhdj3545 Ай бұрын
ራያነት ኹሩዑ ማንነት 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ነጋስ ❤ አርአያ 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@somoksa2031
@somoksa2031 Ай бұрын
ነጋስዋ ዓይኒ ራያ ብጣዕሚ የና ንፎትየካ 🥰🥰🥰🥰
@user-dz4uz5im2m
@user-dz4uz5im2m Ай бұрын
ዋው ነጋስ ጀግና ኑቑሕ መንእሰይ ❤❤👌
@hailee1036
@hailee1036 Ай бұрын
ነጋሲ አርአያ 100% ይሰማማዕ ልዋ ዝሓወይ ✊🏾👏👏👏👏🙌🏻
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 3 күн бұрын
ካሕሳይ መሰለ ብጣዕሚ ፅቡቅ ጌርኻ ንነጋሲ ዘቅረብኻልና ብጣዕሚ ክንሕ ግዞ ዝግበአና ዓይኒ ራያ ታሪኽ ባህሊ ክዕቅብ ዝሰርሕ ዘሎ መንእሰይ እዩሞ በርትዕ ቀፅለሉ ክብሎ ይደሊ ❤️❤️❤️
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
ኣይዘኻ ምሰ ማሓዙቱኻ እቶሙ ዕንቃፋት ዘኾኑኻ ሰባት ናብ ፍቅሪ ክትሊዉጦም ኣለካ ምክንያቱ ፀላኢ ፈቲዉካ ምግባር እዩ እቲ ቀንዲ ጄግንነት ኣሕዊትና ዝተሰወኡ እቲ ሓደ መንነታና ንዘይ ምቃያር ዩኡ ክዲን ኣይቲግበሩ ዝብሊ ዘመናኣይ መሪቁኩም ስደዱዎ ኣይዘና ደቂ ዓባይ ትግራይ❤💛ፍርሳ ድራማ ምፁና💔😢
@hailee1036
@hailee1036 Ай бұрын
ራየቶ ት ኹርዓትይ። ማዕረግይ ትግራይ ❤❤❤🦾🦾🦾💛💛💛💛
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 Ай бұрын
ድምቀት ራያና💚 ጀጋኑ ራዮቶት❤❤🙏
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu Ай бұрын
ጅግና መርአያ ራያ ራዩማ ብዓል በሊሕ ኣእምሮ ንበረልና ዋዩዋ መምህር ራያ ራዩማ🌹❤❤❤❤❤
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b Ай бұрын
ነጋስ ጉማ ሃምኣኻ ድበለ መንእሰይ ያብዘሐልና ልባም ❤❤
@HagosHaftom-eq9em
@HagosHaftom-eq9em Ай бұрын
ነጋስ ኣሪኤዬ / ጉማ/ ፈታዊ ዓዱ❤❤❤
@user-zg5hk4zz8q
@user-zg5hk4zz8q Ай бұрын
I heartily appreciate your commitment. I understand you are an inspired young artist. You are icon of our culture . You are really considerate and fair young man. Warry not about those who judge you. Keep neutral and be compassionate to all people. From your good words, I perceived that you are open- minded and you are doing the right thing that suits the mass. You have a big dream of nurturing the culture of the community for development. You will educate our people and contribute for change- build behavior of the present and future generations. As you stated it, association is mandatory as it helps you to work together, to mobilize resources and to create linkages with other groups like yours. May peace be with you!!!.
@user-wz5cc8vs3o
@user-wz5cc8vs3o Ай бұрын
ኣይዘኻትኹም ደቂ ጀጋኑ፣ ጀጋኑ ራየቶት
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m Ай бұрын
ነጋሲ ኣርአያ ወዲ ዓደይ ዓርኪ ወዲ ያያ ያጎይታ ግዜ ብጡዑሙ ምስ ኣሕዋትና ትምህርቲ ላትምሃርና ሸገ ግዜ ሓልፊ ስደት ማናጢ ንፈትዎም ኣሕዋትና ኣዕርኪትና ፈላሉዩና ነብርሎ ፈጣር ዕዲመና ጥዕና ይሃብኻ ነጋስየ ❤❤❤❤❤
@user-Rodas
@user-Rodas Ай бұрын
ፍርሳ ታይኾይኑኹም ድሓደግኹሞ?ጀሙሩማ ጨለዋ ፅበይለናኩምዋ!!
@user-ez4kk3nj9c
@user-ez4kk3nj9c 26 күн бұрын
ጀግና ሓውና ኣይዘኻ በርትዕ ሃመይ ይመስለኩም እዚ ናይ ራያ ባህልስ ናይ አምሓራ ባህሊ ድመስሎም እንሀው ድኣብነት ኣብ ራያ ሞኾኒ ቦፌ ድኽደን ሽፋይ ሳእኒ ድገብር ጉተና ድስንትር ይኽልኸሉ ነብሮም ናይ ዓጋመ ኣከዳድና ንኽደን ይደልዩ ሲጀመር ራያ ሃምድበኹሞ አምሓራ ትግራይ እንሆ ኣከዳድናና ባህልና ግን ሓደ ይኡ ነጋሲ ብሉፅ ራያ በርትዕ ጋዜጠኛ ካሕሳይ ሓውና ብጣዕሚ ጀግና❤❤❤❤
@bxnydu2194
@bxnydu2194 Ай бұрын
ዋዉዉ በደይ ማይ ዲዋሓት ሓሳብኻ ነጋስ ቃፅለሉ ደስ ትብለ ሓሳብኻ ሓሪም ኡንካዒ ራያ ኾንኻ👌❤❤
@user-hb6qg1mm8qmulu
@user-hb6qg1mm8qmulu Ай бұрын
ነጋሲዋ የራያዉ💚 ኣንበሳ ኣይዘኻ ብጣዕም የና ንፎትየካ ናድንቐካይ🥰🥰🥰🥰
@Nuksi-my9fz
@Nuksi-my9fz Ай бұрын
ኣይዛኻትኹም ኹርዓት ራዮቶት እንካዕ ትወለድኹም ኣሕና ውን ብዝተኸኣለና ዓቕሚ ኣብ ጎኒኹም የና❤❤❤
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 Ай бұрын
አበውን ከፍቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ደምባና ከዝውን ከፍቲ አይፍለን ወላድየይ ከፍቲ ይፈቱ ❤
@user-lw4cx9hf9z
@user-lw4cx9hf9z Ай бұрын
❤❤❤❤❤አይዘኻ ራዬታይ
@user-lw4cx9hf9z
@user-lw4cx9hf9z Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤በጣዕም የና ነፈትወካ
@hailee1036
@hailee1036 Ай бұрын
ልሓዋሩ Cultural institute of RAYA ኢልና ሃመይ ልበለ አዳራሸ ንሰርሕየና
@NegasiAraya
@NegasiAraya Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብለና
@UffhmdBfye
@UffhmdBfye Ай бұрын
ነጋስ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-mg6zw4jg2l
@user-mg6zw4jg2l Ай бұрын
ነጋሲ ሓዉይ ፊጣሪ የሓሊዉካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mmo5712
@mmo5712 Ай бұрын
ድምቀት ራያና ❤❤
@suu8bee664
@suu8bee664 Ай бұрын
ሓብቢ ፈጣር ይሓግዝኻ ናጋስዋ🙏🙏
@ራየተይት
@ራየተይት Ай бұрын
ማዕረግ ራያና❤
@baisaj2698
@baisaj2698 Ай бұрын
ራያ ❤❤
@ahmdalmhlu2054
@ahmdalmhlu2054 Ай бұрын
❤❤ነጋሲ ሓዉና ኣጀኻ ጠንኪር ❤❤❤
@user-th2qh3fl8p
@user-th2qh3fl8p Ай бұрын
ራያ❤❤❤
@SolomonKashi
@SolomonKashi Ай бұрын
ወዲ ኣርአያ ኣይዞኻ ቀፅለሉ ሰብ ዝበለ ይበል
@user-qn3kg4fy1y
@user-qn3kg4fy1y 28 күн бұрын
የራያ ራዪማ ልጅች❤❤❤😍😍😍💚💚💚
@MarufMohammed-ti7du
@MarufMohammed-ti7du Ай бұрын
❤❤❤❤ራያ
@amachampion15
@amachampion15 Ай бұрын
Shege hasabii our hero keep doing great job
@user-hx7ry4gj9k
@user-hx7ry4gj9k Ай бұрын
❤❤❤❤ያዕስ ኽልተ ቡሉፃቲ🎉🎉🎉
@ASs-lv7fw
@ASs-lv7fw Ай бұрын
ድምቀት ራያና ጀጋኑ ራየቶት❤❤❤
@selamabreha1361
@selamabreha1361 Ай бұрын
ዋዩ ማዓርግ ራያ❤❤❤
@HayletsyonSyum
@HayletsyonSyum Ай бұрын
ትክክል ድትባረከ ሓሳብ ይኡ
@hailee1036
@hailee1036 Ай бұрын
ቀፅሉሉ
@rozar227
@rozar227 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉ራያቶት
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly Ай бұрын
ኽልተ ብሉፃት ማዕረግ ትግራይና 💞💞
@haftomabadi
@haftomabadi Ай бұрын
ኽልተ ቡሉፃት ኣሕዋትና ንፎትየኩምይ ናኹቡሮኩምይ ከያን ነጋሲ ኣርኤያይ ካሕሳይ መሰለይ እንኳዕ ብሰላም መፀእኻቱኹም ነጋሲ ሓወይ ሓቂ የኻ ትዛርብኻ ዉዳቤ የብልናይ ኣብ ዓዲ ድነአኹምለ ሓድነቱኹም ኣሳጥሙ ኣብ ደገ ድነሀናለ ብብዓቅምና ንተሓጋገዝ የናዋ
@FarrazMohammed
@FarrazMohammed Ай бұрын
ኣይዘኻቱኹም ራዮቶት❤❤❤❤❤🌾🌾🌾🌾💪💪
@hanna838
@hanna838 Ай бұрын
thanks bros. I wish raya culture traditional around word.its beauty hid.
@user-yp6un9yf1b
@user-yp6un9yf1b Ай бұрын
ነጋስ ራየታይ❤
@user-bh3yj3ot8g
@user-bh3yj3ot8g Ай бұрын
ኣይዞኻትኹም ራዮቶት ኣብ ጎንኹም ኣለና❤❤❤❤
@SELEMONKINDE-bq5bz
@SELEMONKINDE-bq5bz Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ አብ ባህል ራያና ዓብይ ብፅሕትካ ትዋፃእ አለኻ ቀፅለሉ ዓብይ ሰብ
@UffhmdBfye
@UffhmdBfye Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ኣኽባር ይሃበልና ሃምዝ ትጥይቕለኻ ራያ ግን ሓደ ትኾን ኣይካኣልዶ ክኾን
@adhenanigus1134
@adhenanigus1134 Ай бұрын
♥♥ wayo ambassader raya
@aslitsefaye-jz1jw
@aslitsefaye-jz1jw Ай бұрын
ዋዩ አግዛብሄር አምላክ አብ ዓቡይ ደረጃ ያበፀሕኻ ብልፁ መንእሰይና ዓምድ ራያና ቀፀለሉ
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😂😂ፅቡቅ ሃሳብ
@TyDh-fk7zz
@TyDh-fk7zz Ай бұрын
ናየ ልባም ዋዩዋ❤
@MeharDesta
@MeharDesta Ай бұрын
❤❤❤❤ኣይዛ ጅግና ፈታዊ ባህሉ
@MnZz-xz5xp
@MnZz-xz5xp Ай бұрын
ዋዩ ጎወዝ ራያ🎉❤❤❤❤❤❤
@TadeleKebede-me6so
@TadeleKebede-me6so 16 күн бұрын
ናይራያ አለባብሳሰ ባህሊ ኩሉ ግዜየ ፋሽንዩ፡
@idjr4218
@idjr4218 Ай бұрын
ኣይዘኻ ነገስዋ ጅግና ወድ ራያራያማ
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh Ай бұрын
ነጋስ ጅግና ራየታይ❤❤
@Miskulufikir-tk6hf
@Miskulufikir-tk6hf Ай бұрын
እኳዕ ዳኣም ናኣትና ኾንኻ🥰🥰🥰
@user-pj6vg4gj7l
@user-pj6vg4gj7l Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ 🎉
@RoziRozi-yx1dr
@RoziRozi-yx1dr Ай бұрын
ጉማዋ ልበ ሙሉ ❤
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 Ай бұрын
ራዮቶት❤❤❤
@user-xk4pf6dr1x
@user-xk4pf6dr1x Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ኩሪዓት ዓዲ ዕዲመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ❤❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-oi3zo5cy4n
@user-oi3zo5cy4n Ай бұрын
wade raya rayuma❤❤❤❤❤
@rahwag.6888
@rahwag.6888 Ай бұрын
እማንካ ክስረሓሉ ኣልዎ ትግራይ ንናይባዕላ ኣይትግደስን ካብዚ ሕዚ ግን ክስራሕ ኣለዎ አጆኻ ❤️💛❤️💛
@abebetegaw1809
@abebetegaw1809 Ай бұрын
ግልገል ኣቦ ነገደ❤ ኣይዘኻ በርትዕ ኣያሓዉ ማኛ
@user-zx3pm2xg7f
@user-zx3pm2xg7f Ай бұрын
ነጋስ ኣሪአያ ብልሕ ፈላጥ ኹሪዓት ራያ💚🐅
@Gmal-qu8bd
@Gmal-qu8bd Ай бұрын
ኣይዛዃ ዋዪ❤❤❤❤❤❤❤
@swsw7045
@swsw7045 Ай бұрын
ልብ በሉ ራዮትቶ❤❤
@ycycyx1858
@ycycyx1858 Ай бұрын
🎉🎉🎉
@dfhf8186
@dfhf8186 Ай бұрын
ኣጀኽም ተጋርዋ ጀጋኑ ኣሕዋትና🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-dw9bp3ug2r
@user-dw9bp3ug2r Ай бұрын
ዓይኒ ራያ
@sag543-kz7oq
@sag543-kz7oq 29 күн бұрын
ኹብራት ራዮቶት❤❤❤❤
@DanielTadesse-so3fm
@DanielTadesse-so3fm Ай бұрын
woow btaemi dgerm hasab bzuh malet tdelyo neger hamdneho flut yeu ayzekum
@user-xg7jy5ml1r
@user-xg7jy5ml1r Ай бұрын
ኣታ እዞም እበስተር ዶ ኑቖሉዎምይ ደስ ክብለናዋ
@rayapublicmedia
@rayapublicmedia Ай бұрын
ካሕሰሽ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ናባህሊ ራያ ትኻድንኻ ተዝኾን ለለ ደስ ክብል ፀንሑ ኣብቀፃሊ ኣጋይሽ ራያ ትዕድምለኻ ኹልኹም ናባህሊ ኣልባስ ግበሩ
@hko5423
@hko5423 Ай бұрын
❤❤❤
@meadihabesha9022
@meadihabesha9022 Ай бұрын
Yekeniyelina segudem media 🙏🏾
@kadejahqqql
@kadejahqqql Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉مشالله
@ghbnv8684
@ghbnv8684 Ай бұрын
ሸገ ራየታይ ነጋስ ጉማ❤❤
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-fl8dy2zc2u
@user-fl8dy2zc2u Ай бұрын
አንታ ጅግና ንአካ ሸር ሳብክራይብ ክንእሰካ ባህሊ ራያና አፋልጠልና አብ ጎንካ አለና::
@shirealene4436
@shirealene4436 Ай бұрын
ጡዑማት ላህጃ
@user-rx4dz3df2j
@user-rx4dz3df2j Ай бұрын
መኣዚዩ ብlive ተ ራኽበና
@KidanuTigabu
@KidanuTigabu 25 күн бұрын
@user-ig2il2rx5j
@user-ig2il2rx5j Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@GfYf-re6vm
@GfYf-re6vm Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-xk4pf6dr1x
@user-xk4pf6dr1x Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-zd8sh6yp7s
@user-zd8sh6yp7s Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@user-ei5rp5er5b
@user-ei5rp5er5b Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-ji9oi9uj2f
@user-ji9oi9uj2f Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SolSol-up3qe
@SolSol-up3qe Ай бұрын
❤🎉🎉🎉
@user-hd3qn4mt9x
@user-hd3qn4mt9x Ай бұрын
🌹🌹🌹❤
@Azms-ic5or
@Azms-ic5or Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-xv4ln2ys8p
@user-xv4ln2ys8p Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
New model rc bird unboxing and testing
00:10
Ruhul Shorts
Рет қаралды 25 МЛН
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 84 МЛН
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 28 МЛН
Во сколько смотришь? Заливаю в 10-22😉
0:36
Юлия Смирнова
Рет қаралды 1,4 МЛН
настоящий чемпион
0:59
QorabogTV
Рет қаралды 8 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
MrBeast
Рет қаралды 163 МЛН
GiGaMoN! 5 🗿 #gigachad #sigma
0:53
The Logan Chitwood
Рет қаралды 4,3 МЛН
Откуда эти паучки??? @zackdfilms - автор анимации.
0:29
Время знаний
Рет қаралды 3,4 МЛН
А ЧТО С ЗУБАМИ ТО?😂😂🦷
0:54
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 2,3 МЛН