ሰጉደም ሚድያ መረባ ኩሉ ትግራዋይን ተዛራቢ ትግርኛን እዩ። ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ተፃብኦታት ትግራይን ትግራዋይን ልሳን ኮይኑ ቃልሲ ህዝቢ ንምዕዋት ዝተጣየሸ እዩ። ብምቕጻል ድማ ድሕሪ ተፃብኦታትና ባህሊ ትግራይ ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ባህሊ ትግራይ ናብ ተመልከትቲ ንምዝርጋሕን ዝዓለመ እዩ።
ንዝህልወኩም ዝኾነ ይኹን ሓሳብን ርኢቶን ከምኡ ውን ትግራዋይነት ደገፍን ጠለብን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱ።
Telegrame and WhatsApp = 0914681370
IMO = 0914681370
Phone No= 0914681370
Email:
[email protected]www//Facebook: kahsay mesele samuel
Twitter: @kahsaymesele70