"ቃለ መሕትት ስለ እዋናዊ ምስ ጳጳስ ዲበ ኩሉ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ዕለት 19/ሓምለ/2019

  Рет қаралды 40,871

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Күн бұрын

Пікірлер: 126
@danielykealo7422
@danielykealo7422 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መንገዲ ሓቂ ንዘፍለጡና ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 5 жыл бұрын
እግዛቢሀር ኣምላክ ዕድመን ትዕናን ይሃብኩም ኣቦታትና ሃገርና ሰላም ይውርደላ ፈታሪ ፡ወላዲት ኣምላክ ኣደይ ጽላልኪ ኣንብርልና ።
@nimordberhe7635
@nimordberhe7635 5 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሉዑል እግዚኣብሔር
@zzantay3619
@zzantay3619 5 жыл бұрын
ሰላምን ጥዕናን ንብጹዕ ኣቦና መቃርዮስን ን ኣቦና ቆምስ ቀሺ ከሰተን ከማኡ ከኣአኒ ን ኣቦናቦቀሺ ማሪቆስ አግዚኣብሔር ይሐግዝኩም ኣሜን
@blenb6171
@blenb6171 5 жыл бұрын
ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ክትመልስዎ ሃይማኖትና ብካድረታት ተዘሚትና ኢና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ተፈቲሖም ናብ መንበሪም ተመሊሶም የርእየና ካብዞም፡ካድረታት ይገላግለና ኣምላኬ
@tuemaytesfamariam732
@tuemaytesfamariam732 5 жыл бұрын
ዕድመ፡ይሃብኩም ኣቦታት ጎይታ ሰራዊት ንቤተ ክርሰትያን ይሓልዋ ንዓኹም ድማ መንፈስኩም የሐድስ ፡ንዓና ሰማዓቲ ምስትውዓል ይሃበና።
@amthe55
@amthe55 5 жыл бұрын
እንዳ ርኣና ዝዓወርና፡ እንዳ ሰማዕና ዝጸመምና ።ሰማይን ምድሪን ዝፈጠረ ኣምላክና ልብና ይክፈተልና።ነቲ ሓቂ ሓቂ ክንብል ነቲ ጌጋ ከኣ ጌጋ ክንብል።ኣቦታትና ኣብ ጎንኩም ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።3 ፓትሪያልክ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ሕጂን ን ዘላለምን ክጽውዑ አዮም ወይ ለኦም ደኣኒ ሕማቅ ታሪክ ዝገድፉ ዘለዉ
@meharikfle4087
@meharikfle4087 5 жыл бұрын
ኩሉ ክብሪ ንጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ይኹን መንገዲ ሓቂ ዝመርሑ ካህናት ዝሃበና:ኣሜን።
@believeyourself1903
@believeyourself1903 5 жыл бұрын
Ab Assena , Mestyat Betna , Fanus Amehalalufuwo Kuluseb kesemaao Great interview
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏! ስለ ዝተማሃርና ክብሪ ይኹኖ ን ልዑል ኣምላኽ ንዓኻትኩም ከአ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና !
@kiflomberaki3006
@kiflomberaki3006 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ኣምልክ ሚሳኩም እዩ፡ ኣቦታት ክርስቶስ ሚስኡ ዝኮነ እዩ ብፈተና ዝሃልፍ። ፈታኒ ኣይዓርፍን እዩ ክሳብ ዝሰዓር ፡ ጾሎትኩም ኣይፈልይና ።
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 жыл бұрын
ኣነ ክበኪ ጥራይ እየ ዝኽእል በቃ ኡይይይ ክብል። ኣቦታትና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@memumsganandnglmaryamyish4739
@memumsganandnglmaryamyish4739 5 жыл бұрын
ደጋፊ ይቆብ ዳዊት ኣጀኻ እቲ ዓይኒ ዝፈጠረ ይርኢ እቲ ዓይኒ ዝፈጠረ ካኣ ይሰምዕ ዩ እሞ ኣጀኻ / ኣጀኺ ኣሕዋት እንታይ ንግበር ዩ ካባና ሓላፍነት እንበር እዚ መፍትሒ ኣይኮነን ኣምልክ ኣኻኽቦ ይሃበና ንቦና ካኣ ኣምላክ ዕድምን ጥዕናን ይሃቦም
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 жыл бұрын
@@memumsganandnglmaryamyish4739 ኣሜን ኣሜን ኣሜን በቃ ዝባሃል የለን ኣግዛኣቢሄር ኣምላክ ከም በደልናን ግብርናን ዘይኮነስ ከም ዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@rigatheyle359
@rigatheyle359 5 жыл бұрын
Amen amen amen kburat abotatna amlak adme yhabkum zebenkum ybark.
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 жыл бұрын
Egziybhar Xegeu yebzahalkum kubrat Abotatna .
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 5 жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦታትና ህዝቢ ኤረትራ።
@Samsom09.
@Samsom09. 5 жыл бұрын
Egziabher amlak edmen tinan yehabkum
@muluwagnew5118
@muluwagnew5118 5 жыл бұрын
የተዋህዶ ልጆች ክርስቲያኖች ሆይ በርቱልን ዘመኑ የክደት ስለሆን እራሳችሁን ከተኩላዎች ጠብቁ
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 5 жыл бұрын
ቃል ኣምላክ ደፋራት ኣይትኹኑ ኢዩ ዝብል ። እዞም ሎሚ ህግደፍ ኣጋግዩና ናኣቦታትና ብድፍረት ንጻረፍ ዘሎና ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቕድሚ ኣምላክ ክንሕተት ኢና ዋዛ የሎን ። ገለ ገሌናስ ወረ ኣብ ዝሙትን ዕብዳንን ተጠላቒና እንከሎና መጽሓፍ ቁስ ውን ኣንቢብና ዘይንፈልጥ መጽሓፍ ቅዱስ ውን ኣብ ቤትና ዘየብልና ብስም ተዋህዶ ንኽካሎት ክንጻረፍን ክነነሽውን መናፍቓን እናበላክ ሰባት ክንፈርድን ኢና ንውዕል። ብዝሙት ብዘይቃልኪዳን ተኣኻኺብና እናነበርና። ብሓጥያት ጠስጢስና ከሎና ኢድና ናብ ካልኦት ነመልክት ናብ ልብና ንመለስ ናብቲ ሕቀኛ መንገዲ ኣምልኽ ንመለስ። ነዛ መጻወቲት መራሕቲ ኮይና ዘሎ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ በኢ ሓቀኛ መንገዲ ክርስቶስ ንምርሓያ ። ሻቡ ሰላምን ደሓንን ክኾነልና ኢዩ። እምበር ሎሚ መልሓስና ኣንዊሕና ንጻረፍን ንራገምን ዘሎና ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ቅድሚ ኣምልኻ ጸብጻብ ክንህበሉ ኢና ኣይነምልጥን ኢና። ሰብ ነቲ ዝዘራኦ ኢዩ ዝዓጽድ።
@semereweditesfazghi484
@semereweditesfazghi484 5 жыл бұрын
I’m proud of you god bless you
@freweynitsegay3377
@freweynitsegay3377 5 жыл бұрын
temesgen emlak heqi knflt zfqedka ebotatna edmen tenan yhebkum nebona edme hibu ftari kab maeserti yftaHeyom Amen
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣቡነ መቃርዮስ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@marthakidane5413
@marthakidane5413 5 жыл бұрын
Abotatna edmen teanan yehabkum egziabher xelotkum agolgulotkum yesmae
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 5 жыл бұрын
ዋዒ በሊዓትኩም ኣባ ቀሺ ማርቆስ ህድእ ኢልኩም ኣወድእዎም።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ኣቦታት እምነት ተዋህዶና
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሺ ሎምስ ክህወኩ ኮይኖም ርግእ ኢሊም ከየወድእዎም ወላ 5 ስዓት ዘይወስድ ክእረምሉ ብትሕትና ንሓትት
@istandwithabuneantonioseri3005
@istandwithabuneantonioseri3005 5 жыл бұрын
Kudus Patriarch Abune Antonios ንእምነቶም ዋጋ ብግብሪ ብጽንዓት፡ ብተጸዋርነት፡ብተወፋይነት ንኣመንቲ ተዋህዶ ንህዝቢ ኤርትራን ብግብሪ ዋጋ ክርስትና ዝመሓሩ ዘለውን ኣቦዮም፡ ታሪክ ድማ ሰኒድዎምዮ።
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 5 жыл бұрын
May god save our religion and give our Father longer life and happiness.
@berhugebre856
@berhugebre856 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ቀጽልዎ በትሪ ሓቂ ትቐጥን እንበር ኣይትስበርን።
@amantesfama6702
@amantesfama6702 5 жыл бұрын
ነቦታትና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና፡ ነዚ ወዲዱና ዘሎ መዓት ከኣ በቲ ጾሎርኩም ዝቅንጥጦ ይግበሮ
@eventesfay1475
@eventesfay1475 5 жыл бұрын
እግዛብሀር ይድንጊ ምበር ፍርዱ ክህብ ዩ ሓቂ ዋላ ኻ ተተጸቀጠት ኩላትና ዝረኣናያ ያ ሕጂውን ምስበዓል ሓቂ ያ ግዲ የለን ።
@weredebrhanabrha7919
@weredebrhanabrha7919 5 жыл бұрын
ኣቦይ ቆሞስ ከሰተ። ክንደይ ደስ ዘብል እቲ ኣዘናትውኦምን ዝሓለፍዎ ናይ ትብዓት ቃልስን።
@ተስፋዩምንባር
@ተስፋዩምንባር 5 жыл бұрын
Amen (3)እዋይ ጉድ ኣብ በተክርስትያን ብበትሪ እግዛቢሕር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንበር ዝሕዝን ዩ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 5 жыл бұрын
Edemen tenan Yehabekom Berketkom AB Bateyn Bet Etom. Wesoat yekon 🙏🏽
@zeamenehabte7690
@zeamenehabte7690 5 жыл бұрын
ኡይይይ ዶ ታ ክንብል እዋይ እዋይ ኣታ ከምዚ ዓይነት ኣማኒ ከ ኣሎ ዲዩ ኣቦታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Habteabgremay2023
@Habteabgremay2023 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኩብራት ኣቦታት ኢግዚአብሄር ዘበንኩ ይባርክ
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 5 жыл бұрын
ንሳቶም እዬም ካብ ቤተክርስትያነ ክወጹ ዘለወም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አቦታትና
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 жыл бұрын
Adiam Okbay 👌
@tesfalemghrmawi7252
@tesfalemghrmawi7252 5 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመ ይሃብኩም ኩብራት ኣቦታት።
@destaalem6585
@destaalem6585 5 жыл бұрын
amen amen amen abona kal hiwet yesmalna edmen tenan yehbkum amlak።
@alemsegedgebrezgabihier3022
@alemsegedgebrezgabihier3022 5 жыл бұрын
Selam kal hiwet yesmaqlna
@tesfayeyobwedikeren6593
@tesfayeyobwedikeren6593 5 жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ይኩን ኣቦታት፡ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ክኣ ቀሺ ጸሊም ክዳን ይክደን ድዩ እዚኣ ክትምሉስልና ብትሕትና ይሓትት።
@eyobnegash5036
@eyobnegash5036 5 жыл бұрын
Edmen tienan yhabkum abotatey
@samueltekle8270
@samueltekle8270 5 жыл бұрын
ዘይ ተሰምዕ እንበር ፡ዘይተገብረ እባ የለን ፡ብሰላም እስኪ ተመለሲና።
@serser6904
@serser6904 5 жыл бұрын
Abotatna egziabiher misakatkum ykun sleti tsbuk mebrihkum.
@eyobgebrezgabiher4441
@eyobgebrezgabiher4441 5 жыл бұрын
Amen kuburat abotat, ajokum haki hizkka awet tiray eu zello.
@yemsgenfetari9028
@yemsgenfetari9028 5 жыл бұрын
Amen kale hewet yesmalna aeboatna edmen tinan yehabkum fetari ❤
@መደብባህልንጥበባትን
@መደብባህልንጥበባትን 5 жыл бұрын
እዞም ኣቦ ዘረቦኦም ነባሓጎይ ኣዛኻኺሮሙኒ ዕድመ ይሃብኩም።
@okbishwelderfiel819
@okbishwelderfiel819 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesnaelna abotatena dewe belululea eti haki hiezku sele teatew zebelkum neana ka eti haki sele zefletkumunena
@yorsalaemgerensae3648
@yorsalaemgerensae3648 5 жыл бұрын
ዝከበርኩም ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ደባስ በጃኩም ናብ ኤሪሳት ከም ዝመሓላለፍ ግበርዎ ህዝብና ክሰምዕዎ፡ ብጣዕሚ እየ ዝመስግነኩም
@ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ
@ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ 5 жыл бұрын
እዋይ አምላክና ነቲ ውፁዕ ህዝቢ ክትብል ፍርድካ ሃብ ናቦና ፓትሪያርክ እግዚአብሔር ይፈትዋምን ከክብሮም ስለ ዝደለየ ኢዩ ኩሉ አብ ዓለም ከለው ወዲኦምዎ ኢዮም ነቶም ሕማቅ ዝገብሩ ካአ እግዚአብሔር ልቦናኦም የብረህሎም
@thebeastinfinity617
@thebeastinfinity617 5 жыл бұрын
GOD bless you fathers
@cr7cris859
@cr7cris859 5 жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣቦታት እንቋዕ ንስኹም ሃለኹም ሕጉሳት ኢና ድንግል ባዕላ ጽላላ ተንብረልኩም። ብዝተረፈ ኣባ ቀሺ ማርቆስ ኩሉ ሰብ ክሰምዖ ኣብ ካሎኦት ቻነላት ከም ኣሰና፡መስትያት ቤትና ከምኡ ውን ፍናን ኣፕ ኢንፎቴች እንተዝስደድ ዘይበጽሖ ምረኣዮ ኔሩ። ኣጆኩም ድምጺ ህዝብን መንገዲ ሓቅን ኣትሕዙና ነዚ ገባሪ እከይ ስርዓት ህግደፍ ኣቃልዕዎ
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 5 жыл бұрын
Betami dess zebel Amlak mesakum yekun
@berhaneandemariam3458
@berhaneandemariam3458 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kele hiwet yesmalna kuburat abtatna ab tsolotkum zekeruna
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 5 жыл бұрын
ብጥዓሚ ይሕዝን የብኪ
@ሕልናእኹልእዩ
@ሕልናእኹልእዩ 5 жыл бұрын
amlak edmen tienan yhabkum kbur abona abune mekaryos! bklte edka zeytlealu kbur abo, nskum si enkae eritrawi konkumlna, neby gn ab adu kebiru zfelt yelen mo skf aybelkum ezi eritrawi hzbi keyfeltn keyrdaen ms nebsu mhilu eyu gdefwo dehan awadkue yrio alo. kab eklis seb eyu zmzen emo, kbrkumn bkiatkumn zemeskerkum kbur abona!!!
@tomasn5343
@tomasn5343 5 жыл бұрын
ኣባታትና ፡
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 5 жыл бұрын
Ajokum amlak alo mesakum!
@badebahar750
@badebahar750 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 5 жыл бұрын
Eritrean people listen to our father abune Merkoryos.let us pray for abune Eintonyos to realise.
@wedimago4741
@wedimago4741 5 жыл бұрын
Amen amen amen aboyi
@radiohope1334
@radiohope1334 5 жыл бұрын
Likie kemziaa Eyaa nigoyta Eyesus kiristos Geremooo,hijiwin
@fiyoriteklai8402
@fiyoriteklai8402 4 жыл бұрын
Egziabher amlak ykre ybelelna abona dngl maryam tinti abso alewa sga hasema yblae eyu kdsti slase ayedln elku kabzi nlaeli dea entay ezi ke tmhrti betekrstyan dyu? Aboy keshi markos Kristos yemald elkum baelkum ezi kea nay betekrstyan tmhrti dyu? Eske melusuley
@aronchanel127
@aronchanel127 5 жыл бұрын
Well Com abona
@radiohope1334
@radiohope1334 5 жыл бұрын
Ezom, papasat,eziaatom,bkankatat alemin,geeze aziyom habtamat eyom!
@mebrie2124
@mebrie2124 5 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum abotatna
@yonasg7239
@yonasg7239 5 жыл бұрын
Amen 🙏
@mebratasfeha1115
@mebratasfeha1115 5 жыл бұрын
smuwo belu antom ab haymanot ktfelyu twalu zelekum lbi yhabkum mekabrom yfelfl ztesewuo ahwatna salh sabe wedi kekiya wezeterefa ahwatna aslam zmotun zelewun amlak nzelewu adme yhabom nzmotu mekabrom may yfelfl lbigberu lbingber bejakum hzbna ytefa alo haymanotna fahfah tbl ala bwelearyos eseas ms degeftu
@hannalinatube6955
@hannalinatube6955 5 жыл бұрын
Hatati ayrekebkumen kulefkulf tewelwom
@tesfaytewelde1245
@tesfaytewelde1245 5 жыл бұрын
Naybhaki xubuk deszbl 👍👍👍👍👍👍👍
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 5 жыл бұрын
Ayna nebius hg gn lbna ynebi iyou xello izgabiher idu yenbrelna amen
@THE-EARLIEST-Church
@THE-EARLIEST-Church 5 жыл бұрын
ኣተሓታትታ ኢንተርቪው ኮርስ ንእሽቶ ዶ መድለየትኩም ኣቦይ ቀሺ
@ebenezerabrham9595
@ebenezerabrham9595 5 жыл бұрын
Ehi menqefi sienka do bezia mexika gazietegna koynom ayqxlun eyom aytsekef
@mtgerichannel
@mtgerichannel 5 жыл бұрын
*ane zgermeni zelo etom dedhri tom xeyeqti aqshti tkedu zelekum amenti orthodox btaemi yhaznelkum kabzi nlaeli meregagexi entay eikum delikum tom hzbi eikum qendi aynkum tedefinu zelo ti haqi reilum ktsebwo alekum ezi tnfer aytnfer ms general lukas mbal gn endeeiiii*
@selamzerai2947
@selamzerai2947 5 жыл бұрын
Amen amennn
@fithauwighile3400
@fithauwighile3400 5 жыл бұрын
ኣቦታት ዕድመ ይሃብኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@eliltayonas2365
@eliltayonas2365 5 жыл бұрын
Hgdef shefatu gujle mafya zregexwo haymanot Amarasihom si... Hji kaa ezi agatimu zelo n kaalay gize hzbi Eritrea fahfah yeblwo alewu:: akshti Eritrea kabzi shfta ksab zeytefelekum zqbelekum hzbi yeblkumn::
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 5 жыл бұрын
Nezi kulu ketbedhewo zebkakum Medhanialem Yemsgen.
@samuelberhe7816
@samuelberhe7816 5 жыл бұрын
ኣባ መቃርዮስ ብኸመይ መንገዲ እዮም ጵጵሥና ተቐቢሎም? ምኽንያቱ ሓደ ዝተምርዓወ ካህን ድኣምበር ጳጳስ ክኸውን ኣይክእልን። ተመርዕዮም ሕጽኖቶም ምስ ወ/ሮ ኣምለሰት ወዲኦም እዮም ናብ ገዳም ደብረቢዘን ካብኡ ድማ ናብ ግብጺ ብምኻድ ሙሉእ ግዚኦም የሕሊፎም ታሪኽ መርዕኦም ሓቢኦም እዮም ካብ ኣቡነ ሽኖዳ ጵጵስና ወሲዶም። ኣቡነ ሽኖዳ ምስፍለጡዎም ናብ ኣሜሪካ ንግብጻውያን ብክህነት ከገልግሉ ሊኢኾሞም። ንባዕሎም ዘይሕጋዊ ምዕርግ ተሰኪሞም እናኸዱ ሕጂ ድማ ነቶም ብድንግልናኦም ዝነብሩ ኣቦታት ከምዚ ክትብሉ ዓገብ። ንባዕልኹም ዘይሕጋዊ እናሃለኹም ዘይስርዓት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ዝኾነ ንካህናት ቆሞስ ኢልኩም ትሾሙ። ቆሞስ ዝኸውን ድንግል ፈላሲ እዩ። ምዃንኳ ንቕድስት ድንግል ማርያም ኣበሳ ኣለዋ ፡ ስላሴ ዝብሃሉ ሽማግለታ እናበልኩም ተናሽዉ ካሊእ ክትብሉ እንታይ ይእግመኩም። ኣደይ ኣምለስት ይተሓተታ፧
@fiyoriteklai8402
@fiyoriteklai8402 4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna
@tekliaghirmai7168
@tekliaghirmai7168 5 жыл бұрын
Eza hager teamir ketereyena eia neakum kea edmen tena yhabkum
@hiritytesfay957
@hiritytesfay957 5 жыл бұрын
Ewae ezom abo afom kefitom nkdist dngl Maryam zixerefu endyom gdi
@ከመይዪዝግዜ
@ከመይዪዝግዜ 5 жыл бұрын
Deki eri kabzi nilaeli meragagexi yelen bejakum haki nifto amlak baelu mhret yewrid abotatina kea edme yhabkum netom teasirom zelew kea mewaxio yfterelom.
@Eribellagt
@Eribellagt 5 жыл бұрын
ድሕሪ እዞም ኣቦታት፡ ኤርትራን ህዝባን ብህግደፍ ናብ ጥፍኣት ተምርሕ ።
@radiohope1334
@radiohope1334 5 жыл бұрын
Aye hizbi Tewahdo netom hakenaatat,kahnat tiseguwomin ,tiketliwomun alekum, midrikum foeeee elatikum,hiji kaaa Tenesuhu
@filmonafewerki7884
@filmonafewerki7884 5 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ሃይማኖት ኣብ እግዝአብሔር እምበር ኣብ ሰብ ኣይትሙርኮስን እያ። ምስጢር ተዋህዶ ዘይፈልጥ ከኣ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ክዛረብ "ዓገብ"። "መን ኢኻ ከይበሉኻስ፥ ኣብዚ ኣለኹ" እቶም ዓዊርኩም ዘለኹም ፈጣሪ ዓይንኹም ይግለጸልኩም kzbin.info/www/bejne/oaDJiX2rmaafesU ርኣይዎ
@kidanki16yaruru84
@kidanki16yaruru84 5 жыл бұрын
Aryos kiwigiz siltan alewo tiblu alekum deqiqe aryos : amlak lbonakum ykfetelkum
@robel4402
@robel4402 5 жыл бұрын
Keshei markos hasabom aglxom aytklofom pls abotat edemen tenann yhabkum ftari zehznn tarik eyu.
@cheayawet148
@cheayawet148 5 жыл бұрын
Weygud gud rekibna alena keshi markos are hjis teamryu
@filmonhailay4881
@filmonhailay4881 5 жыл бұрын
Way ezi amilak haku eyu fah kebilena hatatina bezihu , amilak mihretika baelika sidedelina
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 5 жыл бұрын
Eti ni Jesus kirstos zegatemo ab Israel ni abona Antonios ab eritrana ajokum abotatey tsineu tiray 🇪🇷😀
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 5 жыл бұрын
Abotatna Igzaabiher naakum zfeterelna igzaabihet ymesgen Abona patriark antonioskzkeru iom kulu gzie itom kaleot weyleom
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 5 жыл бұрын
Nezi kulu ketxsawerewo zebkakum amlak yemsegen.
@bugbag8860
@bugbag8860 5 жыл бұрын
Etom 2 abona eritawian eyom Ezi wldo abun gn tgray eyu bzerebu tfellto
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 5 жыл бұрын
Hjwn ms abona antenyos fthi nbona
@ghebrebelay4173
@ghebrebelay4173 5 жыл бұрын
ታሃዱሶ
@rahelgirmay995
@rahelgirmay995 5 жыл бұрын
Egziabhier eyu feradi. Men eyu hamema abiet ykre ybelkum
@GoitomMekonnen63
@GoitomMekonnen63 5 жыл бұрын
Hezbna ete hake neze yemesel sleze mengste edu kab humanity kelel alewo
@rahelgirmay995
@rahelgirmay995 5 жыл бұрын
@@GoitomMekonnen63 klae suk elkum ekum kem entatie teraerae tblu hji win egziabhier eyu feradi kulu zkealo nmerahi hager zkewum mpapas zewurd zsekl hade amlak eyu
@nevergiveup4123
@nevergiveup4123 5 жыл бұрын
atum sebat kabzi nilaeli entay chibthi delikhum sibahatkum keman kihidkumo denaqur thenebir yigidefffffff
@bereketgebremeskel7192
@bereketgebremeskel7192 5 жыл бұрын
Kezi gerna nihna nifelit akiluku seb mdngar sirehey elkum hizkumo hanti malti synodos nay coptic ember nay ertra kemzey konkukum d a zeytzareb nisukum liki kem gibxayan papasat akishti sile zikonkum kanka tigrigna sile zitarekum seb aytedanagru hiji win habruwo nihzbi
@hakimnbar6594
@hakimnbar6594 5 жыл бұрын
ኣቡነ መቃርዮስ ንስኩም ባልኩም ኣነ ኣቃቢ መንበር ኢየ ኢልኩም ኣይተዛረብኩምን ዲኩም ተራኢዩን ተሰሚኡን ዘይፈልጥ ።ሕጂ ድማ ምንበርኩም ስለዝተታህዘ ዲኩም ተገርግሩ ዘለኩም
@ghebre1993
@ghebre1993 5 жыл бұрын
@@hakimnbar6594 ባዕሎም ኣይኮኑን ከምኡ ኢሎም፣ ቤተክርስትያን ግብፂ(እስክንድርያ)ማለት መንበረ ማርቆስ እያ፣እቶም ኣቦ ኣብ እሱርቤት ስለ ዘለዉ ፥ንስኹም ከም ወኪል ወይ ዓቃቢ ኮይንኩም ነዙ ሕዝቢ ምርሕዎ ቢሎሞም።መረጋገጺ ወረቀት እንተደሊኻ/ኪ ክሰደልካ/ኪ ብ እንግሊዘይናን ዓረብይናን ዝተጻሕፈ ኣሎ!።
@amthe55
@amthe55 5 жыл бұрын
@@hakimnbar6594 ን ምንታይ ማዕረ ከምዚ ልብና ተሪሩ ኣምላክ ምሕረት ይግበረልና።haki ከምታ ሺም ገርካያ/ኪያ ዘለካ ንበረሉ ንሓቂ ንንበር ፍጹም ኣይጠቅመናን አዩ ኣንጻር አምነትና ምክያድ።ኣቡነ መንቃርዮስ ዝብልዎ ህድእ አልካ ስምዓዮ ።ጽባሕ ከምዚኦም ዝበሉ ኣቦታት ኣይንረክብን አና መጻወቲ ኩለን ሃይማኖት ክንከውን አና።ስለዚ ምስ ሓኪ ንኩን።ኣቡነ መንቀርዮስ አቲ ዝበዝሐ ኣገልግሎቶም ኣብ ግብጻዊት ተዋህዶ በተክርስቲኣን አዮም ኣቡ መንበር ኣለዎም ነዚ ትብሎ ዘለካ ዘብህግ የብሎምን ግና ጥፋት ሃገሮም ሕዝቦ ስለ ዝኮነ አዮም
@yrgalemgebreslasie3606
@yrgalemgebreslasie3606 5 жыл бұрын
ኣታ ሰብ ኣብ ልዕሊ ኣቦኣንጦንዮስ ኣይኮነን ኣብ ልዕሊ ትእዛዝ ፈጣሪ እዩ ፈልጥካ እቶ!
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ሕጂ ድላይካ ክተጸልምን ክትብልን ትክእል ኢካ ጽባሕ ንጉሆ እዞም ኣቦ ምስ ሓለፋ ግን ተጣዒስካ ዘይምለስ ክኮነካ እዪ ' ነብስካ ፍራህ " ኩሉ ግዜ ይብልዎ ዘይኮነስ ኣረጋጊጽካ ተዛረብ " ብዝኮነ ኣብ ልዕለይ ሓውና መሊስልካ ኣሎ
@hakimnbar6594
@hakimnbar6594 5 жыл бұрын
@@ghebre1993 Eygpt orthodox church doesn't represent us since Eritrea was recognized as an independent country.
@nahomgebrehiwet7905
@nahomgebrehiwet7905 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@elsafessahaye88
@elsafessahaye88 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@abelgoitom1031
@abelgoitom1031 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 жыл бұрын
amen AMEN AMEN
ሰፊሕ ቃለ መሕትት እዋናዊ ዛዕባ፥ ብቴለቪቭን ኣሰና ዝኃለፈ ብዛዕባ ቀሺ ማርቆስ
2:05:51
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 3,5 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 980 М.
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 4,6 МЛН
Кто круче, как думаешь?
00:44
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 4,6 МЛН
RIA ANTIKA - Surga Dibalik Dosa - New Damara Live Galis Bangkalan
7:58
ሓዱሽ ትልሚ ህግደፍ ኣብ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን
1:31:55
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 2,8 М.
ዘንጸላልወና ዘሎ ሓደጋ
Aregai Hagos Go Unity
Рет қаралды 223
"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ"  40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ}
1:08:40
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 6 М.
🔴 የእግዚአብሔር መንግሥት በመካከላችሁ ናት || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New
3:04:43
Great Ethiopian Run 2024 ዝምታ የዋጠዉ ታላቁ ሩጫ
12:12
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 4,6 МЛН