ቃለ መሕተት እዋናዊ ሕቶታት ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ገብሪሂወት 2ይ ናይ መውዳእታን ክፋል

  Рет қаралды 24,933

Sulamatis( ሱላማጢስ መድሃኔአለም ዙሪክ)

Sulamatis( ሱላማጢስ መድሃኔአለም ዙሪክ)

Жыл бұрын

ደብረ ሰላም መድሃኔ አለም ቤተክርስትያን ዙሪክ

Пікірлер: 191
@user-sv5cn5dh4b
@user-sv5cn5dh4b Жыл бұрын
ድያቆነይ ብሓቂ አብ ጎንኻ እንተ ዝህሉስ ኩሉ ግዜ ሓጎስ ምተሰመዓኒ ምኽንያት ሃይማኖተይ ክፈልጥ ዝኻኣልኩ ካባኻ ዩ እግዝኣቢሄር አምላኽ አብ መናድቅ ሂወትካ ይኹን ድያቆነይይይይይይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tiebetesfandrias9510
@tiebetesfandrias9510 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርናን ሓዉናን ብጣዕሚ ንጹርን ግልጺ ዝኮነ መልሲ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ይብኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 Жыл бұрын
ተባዕ ወተሃደር ክርስቶስ ቃል ሂወት የስመዓልና ዓይነ ልቦናካ ዝስፍሕ ትምህርቲ።
@HermonnaAndat
@HermonnaAndat Жыл бұрын
❤❤❤
@AdhnomHagos
@AdhnomHagos 2 ай бұрын
❤❤❤ቀሠለ ሂወት
@Fisha.yemane-27
@Fisha.yemane-27 Жыл бұрын
ብሓቂ ደስስስ ዝብል እዚግዝኣብሄር ኣምላክ ኣቦታትና ይመስገን! እዚ ሕቶ ዚ ብጣዕሚ እዋናውን ኣገዳሲን ሕቶ እዩ ነይሩ። እዚ ካብ ኣምላክ እምበር ካብ ሰብ ኣይኮነን እለ ንኣምላክ የመስግን! መምህርና ከኣ ጥበቡን ጸጋኡን የብዝሓልካ🙏💒🙏
@mihreteabandebrhan8615
@mihreteabandebrhan8615 Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ሊቐ መአምራን ዲያቆን ኣስመላሽ ቅዱስ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕና ሂቡ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሕኩም። ቅዱስ እግዚኣብሔር ንኩላትና ኣዒንቲ ልቦናና ይክፈተልና። ኩላትና ሸር ንግበሮ ኣሕዋተይ።
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
❤❤❤ ስላም ናይ እግዛኣቢሄር ምሳኩም ይኩን ደቂ ተዋሃዶ ንሕናስ ብዘይ ምጥርጣር እምነትን ስርዓትን ኣቦታትና ክንክተል ኢና ❤❤❤
@mendeferaeritrea6610
@mendeferaeritrea6610 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም፡ ይባርኽ ኩቡር መ/ህ፡ኣማላድነት,ሬድኤትን ናይ እመ ኣምላኽ ኣይፈለይኩም ንዓን፡ሰመዕቲ ውን ኣብ ልብና የሕድሮ፡ኣብታ ኣጽናፋዊት እምነት፡ጸኒዕና ክንነብር እግዚኣብሄር ከማኹም፡ዝበሉ፡መምሃራን የብዝሓልና ።
@raeeeer-xx5sy
@raeeeer-xx5sy 7 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና ክብር ዲያቆን አስመላሽ ሓዉና ካብዚ ንላዓሊ ክተገልግሉና ምስጢሩን ጥበብን ይግለፀልኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u Жыл бұрын
ክቡር መም ድያቆን ኣስመላሽ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ፡ ንጹር ዝኮነ ትምርትን መልእክትን ዩ ❤። ኣምላክ ጥበቡን ጸጉኡን ይዓድልካ ።
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 11 ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓና ዲያቆን ሓውና ንስኻ ኩሉ ግዜ ካብ ጥፈኣት ናብ ሂወት ዝመልስ ስብከት ኢካ ትምህር ህጅውን ሓተትን መላሰን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ናይ ኣገልግለትኩም ዘበን ኣንውሑ ይባርኽኩም❤❤❤
@IkAm...........
@IkAm........... Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምሀናን ድያቆን ኣሽመላሽ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግቶትኩም ይባራከልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር እቶም ኩላትና ካብዛ ቅንዕትን ሓቀኛን ዝኾነት ናይ ኤርትራ ሲኖዶ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብዝተፈላለየ መንገዲ ርሒቕና ዘሎና ኩሉ ገዲፍና ናብታ ሃይማኖትና ክንምለስ እግዚኣብሄር ደማ ካብ ቁጥዑዑ ናብ ምሕረቱ ክምልሰልና ንእግዚኣብሄ ሓቢርና ክንልምኖ ይግበኣና ነዚ ክንገብር እግዚኣብሄ ሓይሉን ጥበቡን ይግለጸልና 🙏
@eritreanlove4870
@eritreanlove4870 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመን ይባር ኣምላክ❤
@user-rx1jx2cl3c
@user-rx1jx2cl3c 2 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወቱ የስምዓልና እግዛብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ድያቆን መምህርና
@ximxgineeeey-_-5310
@ximxgineeeey-_-5310 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓና ናይ አገልግሎት ዘበንካ ይባርክ አምላክ (ድያቆን መምህር አስመላሽ ቀያሪ ሂወተይ)🙏🙏🙏
@user-eb9uh9cj9t
@user-eb9uh9cj9t 10 ай бұрын
kal hiwet yesmalna di hawey nay zeben hiwetka ybarka emebrahan kab kulu tetxabo tahalka kbrat yehwat amlak asbkum ybzahalkum amen❤❤❤
@yorsaliemyakob9101
@yorsaliemyakob9101 10 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmialna nay Bihaki nay agolgulet zebenkum yibarek diakon hawna
@user-cy2te4vg8h
@user-cy2te4vg8h 10 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ድያቆን ሓውና ፡ኣብ ልብና ይሕድሮ
@user-ft1gd8zk2r
@user-ft1gd8zk2r 9 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwetu yesmealna dyaqon 1000 yekun eadmika🙏🙏🙏
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 Жыл бұрын
ሊቅ ብሓቂ ጸጋ የብዝሕ መምህረይ❤❤❤
@hsghiy1685
@hsghiy1685 7 ай бұрын
❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ❤❤
@user-mj3xk4vo2w
@user-mj3xk4vo2w 4 ай бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen btaemi tsbuk des zbl eyu tsegu yebzhalkum yehwaten dyaconey kale hiwet yesmaelna
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 4 ай бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስምዓልና ተባዕ ወታሃደር ናይ 21 ክፍለዘመን
@Respectful-bq7ow
@Respectful-bq7ow Жыл бұрын
መጀመርታ ልዑል እግዚኣብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ስለ ኩሉ ቃላቱን ከምኡ ውን ንበዓል ሓውናንን መምህርናን ድያቆን ኣስመላሽ ዝሃበና፡ ቃለ ሕይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ናይ በሓቂ ነዚ እዋናዊ ዝኾነ ሕቶ ብኑጹር ዝኾነ መንገዲ ኣረዲኡናን ገሊጹልና ኢዩ ሞ እግዚኣብሔር ንኸምዚኦም ዝበሉ ሰባት ይዓቅበልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድለልና ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባርኽ ንዓና ክጥዕመና ነቶም ኣንፈትና ጠፊኡና ደንበርበር ንብል ዘለና እግዚኣብሔር ብኸምዚ ዩ ዝመርሓካ ሞ ደጊመ እግዚኣብሔር ዝተመስገን ይኹን፡ ከምኡ ውን ነዚ ቅኑዕ ዝኾነ ትምህርቲ ሰሚዕና የማን ጸጋም ከይበልና ኣብታ ርትዕቲ ዝኾነት እምነትና ክንጸንዕ እግዚኣብሔር ንኹልና ይደግፈና፡፡
@user-mq6qi7gb5s
@user-mq6qi7gb5s Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ናይ ብሓቂ እግዝኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርክ ጾሎት ኣማላድነት እመ ኣምላክ ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ትኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ww9xb7yf9l
@user-ww9xb7yf9l 4 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና
@larshans1044
@larshans1044 Жыл бұрын
አሜን ፈጣሪ ንምክንያትና ይዕበሰልና ዕቤት ሃብቲ ዘይኮነስ ዕበት ልቦና ይሃበና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ሓውና
@GirmayTesfation-zy2pe
@GirmayTesfation-zy2pe Жыл бұрын
ወርቃዊት ሕቶ የቀንየልና ሓተቲ ሓጻር ነቶም ሰማእታት ናቶም ትዕግሰቲ ክህበና ምእንቲ ሰማእታት ንጽሊ ኣሎና ዝብል ጸሎት ኣምላክ ይዓድለና ቃለ ሂወት የሰማዕልና
@weinihagos2269
@weinihagos2269 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና።እንቋዕ ሓጎሰኩም ነቶም ብኲሉንትናኦም ኣብ ህንጻ ቤተክርስትያን ኣበርክቶ ዝገበሩ ከኣ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓዉና ነንዓና ክኣ ነዚይ ዘስተዉዕል ዓይኒ ልቦና ይፍጠረልና🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghideydawit1734
@ghideydawit1734 11 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም መምህርና
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ድያቆን ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሕ ጽቡቅ መብርሂ ኢዩ ብፍላይ ኣብታ ናይ ህግደፍ ኢያ እዛ ቤተ-ክርስትያን ዶ እንታይ ዶ ጽቡቅ መግለጺ ኣብ ልብና የሕድሮ🎉😊❤።
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱስ ገብርኤል ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ምስትውዓል ይሃበና ኣሜን
@habtomyemane9995
@habtomyemane9995 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና ቅዱስ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ደስ ዝብልን እዋናዊ ዝኮነ ቃለ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ሚሒዝኩምናን ሚዒድኩምናን ኢኹም እሞ ብድጋመ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም❤❤❤🎉🎉🎉
@user-yd7pr4xj1m
@user-yd7pr4xj1m Жыл бұрын
ዘመን ኣገልግሎት ይባርክ ዕድመን ጥዕናን የዓድልካ።ለነቢያት ወሃዋርያት ዘከሰተ ሎሙ ይክስት ለከ ወያፈደፍድ ጸጋሁ በላዕሌከ።
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@SemharGrmay-wj7tj
@SemharGrmay-wj7tj Жыл бұрын
ቃል ህወት የስምዓልና መመህረይ ጽጉኡ ይብዝሓልካ ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 4 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlaxna ❤❤❤🎉🎉🎉
@HiwetAbraha-lv3pw
@HiwetAbraha-lv3pw 6 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Igzabiher tsegau yezhalka idmen tienan yhabka ❤❤❤
@abaditgere4392
@abaditgere4392 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓዉና ብጣዕሚ ብሩህን ንጹርን ዝኮነ መልሲ እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ
@user-yh6vt6yp8r
@user-yh6vt6yp8r 11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማኣልን አግዚኣቤሂር ኣምላክ ዘበን ኣገልግለትክ ይብዝሀልካ ዕድመን ይሃብካ።
@awetatoy
@awetatoy Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ድያቆን ኣስመላሽ ሓዉና ናይ ኣግልግልቲ ዘበንካ ይባርክ እግዝኣብሔር ኣምላክ🎉❤
@misghinaamanuel-nn4hx
@misghinaamanuel-nn4hx Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ደቂ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ እዚ ትገልጾ ዘለኻ መ.ድያቆን ኣስመላሽ እዚ ምኽኒት ኣባ እንጥኖስ ከም ፖለቲካ ተጠቂሞም ምስቶም ንድንግል መርገም ዘሰከሙ ናይ ስላሴ ስእሊ ዝኸሓዱ ንክርስቶስ ኣማላዲ ዝብሉ ዮም ሕብረት መሪጾም
@ermiasbeletse2144
@ermiasbeletse2144 Жыл бұрын
ከምኣ ተሎም ተኪሒዶምስ ኣቡነ እንጦንዮስ ' ደሞም ኣብልዕሊ እቶም ዝቀተልዎምን ኣብልዕለኻን ይኹን ምኽንያቱ ብኣፍካ ትእመን ኣለኻ ኣምላኽ ኣይጥበርን እዩ::
@misghinaamanuel-nn4hx
@misghinaamanuel-nn4hx Жыл бұрын
@@ermiasbeletse2144 hawey mergem nregamiu u astewilka gda zytxhf ane nabune entunos ndngle khidom ayblkwomn etom ab NY abune entunos Ina nmrah tblu gn mstom ndngle mergem alewa zblu ikum hebretkum komu ye ka ile bhaqi dokon Ikum tetabequ zelkum neta Ade amlak ke dea ayttabqulan teragami aytkun zferd hade amlak u gen kab bsrat bietkrstyan zeykeyd xbuq ayxben ye
@mikihabitegergsh1166
@mikihabitegergsh1166 Жыл бұрын
ኣሜን ዳቆን ቃለ ህወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
@fthawimulugieta4851
@fthawimulugieta4851 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ዲያቆን እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ
@ks24721
@ks24721 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ።
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ስድራ ልዑል እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኩም ❤️😍
@fthawitdawit1373
@fthawitdawit1373 Жыл бұрын
ናይበሓቂ ክብር መምህረይ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 Жыл бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna memhrna asfh abilkum abrhikumlna ztemeharnayo knebrelu tbebun mstwaelun ayfeleyena yewat zemen agelglotum egzabher amlak ybark
@yafetKahsay-rn1sb
@yafetKahsay-rn1sb 7 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna memhrna nay agolgulot zemenkum ybarek
@danielnema7154
@danielnema7154 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum kiburat yehwat.
@zementeklu6319
@zementeklu6319 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርክ ኣምላክ፡
@zeresenayamenay6396
@zeresenayamenay6396 Жыл бұрын
ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ፡ ቃለ ሂይወት የስመዓልና ሊቀ ማእምራን ዲያቆን ሃወይ።
@meazaghebre8317
@meazaghebre8317 11 ай бұрын
አዋናዊ ሕቶ ምስ ቡቈዕ ኑጹር መልሲ ቃል ሂወት የስማልና
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi Жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ቃል ሰናይ የስመዐልና ክቡራት መማህርና❤
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 6 ай бұрын
amen amen amen qal hiwet yesmalna❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@micealmiki4053
@micealmiki4053 Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዋናዊ ትምህርቲ፡
@shewitsahle1290
@shewitsahle1290 Жыл бұрын
ቃል ሂይወት የስመዓልና ስድራ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም❤❤❤
@eritreawnet4106
@eritreawnet4106 Жыл бұрын
Amen (3) qale hiwet yesmalina Diyakon hawina ⛪🙏🙏🙏
@mulugietakesete4329
@mulugietakesete4329 Жыл бұрын
ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንን ኣሜንንንን ጸጋ የብዝሓልኩ እግዜኣብሄር ኣምላክና ❤❤
@angesomaraya5785
@angesomaraya5785 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
Amen amen amen nkulna qal hiwet yesmalna Dyacon Ashemelash hawuna bhaqi kab mearn xaban ztim qal Ezgabiher.
@mariamey443
@mariamey443 Жыл бұрын
Amen(3) kale hiwet yesmalena dacon hawey ❤❤
@milkabaramicheal
@milkabaramicheal Жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesimealna diyacon hawena
@yesusgoytayu7794
@yesusgoytayu7794 Жыл бұрын
ዲያቆን ኣስመላሽ ትብዓት ጎዲላትካ ይመስለኒ ኣመና ወሪድካ!
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ሓቂ
@Lifeishardwork
@Lifeishardwork Жыл бұрын
ትኽክል
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 Жыл бұрын
ብሓቂ ኣብተን 2 ዝሓተተቶ ሕቶ ክዛረብ ከሎ ሓቂ ዝጎደሎ ከም ዘለዎስ ካብ ገጹ ዋላ ፍሉጥ ቀባሕባሕ እንዳበለይ ይምልሶ
@abetehero4119
@abetehero4119 Жыл бұрын
John 1 ትግ - ዮሃንስ 16-17: ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡
@genigeni452
@genigeni452 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና
@user-ge8np7gv7b
@user-ge8np7gv7b Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
@meharighirmay7345
@meharighirmay7345 Жыл бұрын
Amlak adme yhabkum memhr
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 Жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna ❤🎉🎉
@yerusalemtsehaye7149
@yerusalemtsehaye7149 Жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna kubur memhrna egzabher tsega ab lili tsega yiadlka ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒
@eriboy6011
@eriboy6011 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmalina Diyaco hawena Asmelash🙏🏽 kibret yahbkum neze medeb zekrbkumuln kexlewo 🙏🏽❤️ aytnawexen ya tewahdo 🙏🏽❤️
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 3 ай бұрын
ቓል ሐወት መምህርና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤲🏾
@geryekfle3127
@geryekfle3127 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ❤❤❤
@kudusanyemane2004
@kudusanyemane2004 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ
@helenykalo1144
@helenykalo1144 Жыл бұрын
Kal hiwet yesmaalna dyakon hawey xega yebzh.❤❤❤❤❤❤❤❤
@WintaWeldeslase-ew4cf
@WintaWeldeslase-ew4cf Жыл бұрын
ቃል ሂወት የሲመኣልና ኩቡራት ኣሒዋት🙏🙏🙏😇😇😇
@hanigaleri1553
@hanigaleri1553 5 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna
@user-xn1rg4zl9h
@user-xn1rg4zl9h 11 ай бұрын
KHY 🙏🙏🙏 Abe Tigebrwo sirahkum Egziabher Amlak Misakum yikun kem Rieto Hito Kethatu kelekum dimxi kurub aysmain neru Nezi abe milkit yeitikum ketiryo yifetu
@mekirtesfamichael5111
@mekirtesfamichael5111 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna🙏🙏🙏
@jontekle7578
@jontekle7578 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna.
@brhanenega922
@brhanenega922 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna ❤❤❤❤🎉
@awetaregay6389
@awetaregay6389 Жыл бұрын
qale hiwet yasemaln kbur memhrachn
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላ መጻኹምና ክብራት ኣሕዋትናን መምሃራናን🙏🙏🙏❤️
@Gezanamedia123
@Gezanamedia123 Жыл бұрын
🕶️
@Snit-Intertaiment
@Snit-Intertaiment Жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmealna Egziabhier amlak xegeu yebzhalkum
@miriamkeyrkayotarikey8947
@miriamkeyrkayotarikey8947 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna zisemaenayo ab libina gehdiro nakum kea tsegau yebzihalkum Egziabiher Amen 🙏
@tesfamichaelanday8482
@tesfamichaelanday8482 Жыл бұрын
Kale hiwet Yesmealna Mm D Asmelash nay Agelgulet edmekum Ybarkelkum ❤ lzub zkone kal ms senay tihtna❤❤❤
@dolshikidane2141
@dolshikidane2141 Жыл бұрын
Amennn qal hiwet yesmalna nay agolgletka Egzabher ybaruk
@nurayinabdu6091
@nurayinabdu6091 Жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna dyakon hawuna kemzi aneti tmhrti xubuk yu meknyatu sean fltet ytefe alo menesey 🙏🙏🙏🙏🙏
@awetdebesay1803
@awetdebesay1803 Жыл бұрын
Nay bahki Abona kal hiwet yesamela ❤❤
@user-ge8hm7hw8c
@user-ge8hm7hw8c Жыл бұрын
Nay bhaqi des zebl tmhrti EU egziabihir xega ab resi xega yebzhalka memhr hawna 🙏❤
@amanualmedhanie5506
@amanualmedhanie5506 Жыл бұрын
ካለሂወት የስምዓልና
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m Жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna❤
@senaitaraya1500
@senaitaraya1500 Жыл бұрын
Amennnn kal hiwet yesmialna ❤❤❤
@Mo-Mo-Na
@Mo-Mo-Na Жыл бұрын
Amlak Eretranan Hizban Ybarik Xelaeta Ydemisis Abitat Memharan Mienenan Fetari Kulu Gize Ab zurakum Eyu Emo memelisu Xegiu Yebzihalkum
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዘብል ኣገላልፃ
@molomolo6241
@molomolo6241 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት
@abetehero4119
@abetehero4119 Жыл бұрын
Romans 11 ትግ - ሮሜ 33: ወዳጄ፡ መዓሙቝ ሃብቲ ኣምላኽን ጥበቡን ፍልጠቱን፡ ክንደይ ዘይምርመር ኮታ እዩ ፍርዱ፡ ክንደይ ብኣሰር ኣሰር ዘይርከብ እዩ መገዱ። 34: ሓሳብ እግዚኣብሄር ዝፈልጥ መን እዩ፧ ወይስ መን እዩ ዘማኸሮ፧ 35: መንከ እዩ ቐደም ገለ ዝሃቦ እሞ ዝፍደዮ፧ 36: ኵሉ ካብኡ እዩ ብእኡን ንእኡን ድማ እዩ እሞ፡ ንእኡ ንዘልኣለም ክብሪ ይዅኖ። ኣሜን።
@user-bp6nu2uf2h
@user-bp6nu2uf2h Жыл бұрын
Qal hiwet yeamalna daqon amelk hayli yhabka❤❤❤
@teklemaryambereketeab8582
@teklemaryambereketeab8582 Жыл бұрын
ቃለ ሂይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና
@rozinaissak1845
@rozinaissak1845 6 ай бұрын
Amazing speech 🙏🙏
ቃለ መሕትት ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ገብረሂወት 1ይ ክፋል
42:45
sulamatis ደብረሰላም መድሃኔኣለም ዙሪክ
Рет қаралды 52 М.
ካባና ዘይውሰድ ጽብቅ ዕድል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:08:59
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 10 М.
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 26 МЛН
Получилось у Вики?😂 #хабибка
00:14
ХАБИБ
Рет қаралды 6 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 631 М.
Jul 1/2024 እዋናዊ ሓበሬታ ቢንያም ግርማይ ሰብ ተጸለለ ግብረ መልሲ
15:11
eritrean orthodox sbket b dyaqon asmelash gebrihwet part 2
49:03
sulamatis ደብረሰላም መድሃኔኣለም ዙሪክ
Рет қаралды 32 М.
ካብ ሕሜት ክንርሕቕ ነዞም ዝስዕቡ 4 ቅዱሳን (ኣቦታት) ኣብነት ንግበሮም
19:54
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 38 М.
መንፈሳዊ ዕላል ምስ ክቡር ኣባ ተወልደ "Part 1"
1:13:13
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
Рет қаралды 32 М.