"ፍቕሪ ከይንኸስ" ሓዱሽ ፈልም ትግርኛ 2016 | "Fikri keynkesr" New Tigrigna film 2024

  Рет қаралды 14,493

Suzan Cinema

Suzan Cinema

Күн бұрын

"ፍቕሪ ከይንኸስ" ሓዱሽ ሓፂር ትግርኛ ድራማ 2016 | "Fikri keynkesr" New Short Tigrigna Drama 2024
© Copyright: ሱዛን ሲኒማ - Suzan Cinema
Any unauthorized use,
copying or distribution is strictly prohibited.
ሱዛን_ሲኒማ #Drama # Suzan_Cinema #Tigrigna_Drama

Пікірлер: 276
@发货关于
@发货关于 6 ай бұрын
ኡቱም ሰባት ብጣዒሚ ተስፋ ዘለዎም ሰነ ጥበባውያን እዮም ግን ዝተዓዘብክዎ ናይ ፋይናንስ ሕፅረት ዘለዎም ኮይኑ ተሰሚዒኒ ስለ ኩላህና ተጋሩ ንሓግዞም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@TemesgenWeldesamuel19
@TemesgenWeldesamuel19 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ስነጥበባውያን ተጋሩ ኣብ ዕቤት ድራማ ናይ ባዕልና መንነትን ባህልን ኣብ ምፍላጥን ምዕቃብን ትኹረት ክንገብር ይግባእ ቀፅልሉ ኣብ ጎንኹም ኣለኹ
@ኣኽሱምጽዮን
@ኣኽሱምጽዮን 7 ай бұрын
ተብዓታይ ፊልሚ ኣጆኹም ቀጽልዎ ክብርታትናን ሕጊ ወለድናን ደስ ክብል ❤❤❤❤❤ ግን ንእሽተይ ቲእይቶ ከይትጸልእዋ ዳኣምበር እቲ ኣቦ ጓል ታሃዊኹ ብዘይ ንቤተሰብ ከየማመረ ኣብ ባህልና መዉስቦ ክትሓትት ከለኻ ምስ ኣቦ ጓል ምስ ቤተሰቡ ብድምቢ መኺሩ እዩ ዉሳነ ዝነገር ምስ ሰናይ ዪቕሬታ እቲ ፊልሚ እንቲ ክጽብቕን ክጥዕምን ኢለ እየ ኣጆኹም ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣብ ካላኣይ ካኣ ባህልታትናን ክብርታትናን ዛሓቖፈን ዝተረኽን ሒዝኩም ክትመጹ ብትስፋ ንጽበ ❤❤
@DanielTeklu-k9q
@DanielTeklu-k9q 7 ай бұрын
Btaemi xbuk srah deki adey🥰❤️
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏
@arayakidane
@arayakidane 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@TemesgenWeldesamuel19
@TemesgenWeldesamuel19 6 ай бұрын
sraj zebib best karakter ነፀላናን ዘረባናን ነማዓራሪ
@bekiramawiFsahaye
@bekiramawiFsahaye 7 ай бұрын
Wawwww betam des behel srah eyu ajokem zom ehiwatey❤❤❤❤❤
@selamawit6916
@selamawit6916 7 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ💛❤🙏
@Mqnay
@Mqnay 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ክብል ኮፍ ኢለ እባ ሓደርኩ
@HayetFenkil
@HayetFenkil 7 ай бұрын
እወ ብሓቂ "ፍቕሪ ከይንከስር "ጽብቕቲ ርእሲ እያ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ኽኣ ፍቅሪ ኢና ስእንናን ከሲርናን ዘለና ኣብዛ ዓለም
@ClickCell-k3y
@ClickCell-k3y 7 ай бұрын
Wowww Asey betame eu dase zebele dake ramay kateleloe ❤❤❤❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 7 ай бұрын
ደራሲ የቅኒየልና እድካ ይባረክ❤
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
ይቀንይልና ይቅንይልና
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
ዊንይብለኒ'ሎ ናይ ቁልዕነተይ ኣብ ሃገረሠብ ምሥ መሓዙተይ
@سلامسلام-ث5ط6ج
@سلامسلام-ث5ط6ج 7 ай бұрын
ደስ ክብልካ❤❤❤❤😢
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yalembrhanbeyene7889
@yalembrhanbeyene7889 7 ай бұрын
ጽቡቕ ጅማሮ። ግናእቲዋና ሓሳብ ንደቁ ኣንሳቲዮ ዘትሓተ ማዐርነት ዘይኮነስ ተኣዝዞቲ።አዶ ዘይትሕወሰሉ ናይደቃ ይኩን ናይ ገዝአ ዘይትውስነነሉ ገጸባሕሪ ይተአረም።ዋእሮታት ዘንአስ አይ። ንዝቅጽ ዝበለፀ ንክሰርሑ የበራትዕ።ንሕናኢና ዕንዲ ገዛን ቤተሰን።
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
ብሰንኪ ሰብይቲ ምሕንጋዳ ካህኑ ምብሰባ ዝሳአነ ዘአፀቢቅካ ራአያ ዛሓወይ
@tgray2416
@tgray2416 7 ай бұрын
ደስስ ዝበል ፍለሚ እዩ ።ቀፅሉሉ ❤🎉
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 7 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩ ፅሩያት ፈጥረት❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 7 ай бұрын
_ጽሩያት ቀጽልሉ💜🌷💜ዘሕለፍኽዎ ጓስነተይ ኣዘኪርኹምኒ ስደት ዓይኑ ይጥፋእ ብሕሱም ናፍቆት ሓሪርና😔_
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤🙏🙏
@qedamihuleqal3608
@qedamihuleqal3608 7 ай бұрын
❤❤❤❤በርትዑ ስነ ጥበባውያን ተጋሩ ቀፅልሉ እስካብ መዓዝ አምሓርኛ ፍልሚ አጆኹም ምሳኹም አለና✅
@SaLa-vk9rc
@SaLa-vk9rc 7 ай бұрын
ዘርኛ ኣስጠሊት
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
መርሓባ መርሓባ
@Mqnay
@Mqnay 7 ай бұрын
ዋው ደስ ክብል
@Aregawigebreslase
@Aregawigebreslase 7 ай бұрын
ፅብቅ ሰራሕ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 7 ай бұрын
ደስ ዝብል ፊልሚ እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
ነዛ ተዋስኦ መሥረኣኹ ኣብ ዕድመ ቁልዕነተይ ኣብ ሃገረስብ ዘሕለፍኩዎ ኩሉ ውን ኢሉኒ።
@NegashTesfay
@NegashTesfay 7 ай бұрын
ኣላልሸ ሰኢነያ ደሓያውን ከልኪላትኒ😢
@HayetFenkil
@HayetFenkil 7 ай бұрын
ዋላ ኣነ እውን ኣብቲ ከባቢ መረብ ተወሊደ እውን ስለዝዓበኹ በረኻታት ዓደይ ከይተረፈ እዩ ተዘኪሩኑ
@e.brhane
@e.brhane 6 ай бұрын
ክነፍዑ ተዋሳእቲ ብሓቂ ጀመርቲ ዘይመስሉ ዋው እቲ ባህሊ ውን ኮፍ ኣቢሎሞ በርትዑ ኣይትጥፍኡ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
መንፈሥካ ተሕድሥ ተዋሥኦ።
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 ай бұрын
በጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ሓላላት❤❤❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏❤❤
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
እሺ ክቅፅል ኢና ይሕዋተይ
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩ ፅሩያት ፍጥረት🙏❤💛
@Abrhet_youtube
@Abrhet_youtube 7 ай бұрын
ዋውውው ዝገርም ድራማ እዩ ተጋርዋይ ቀፅልሉ በርትዑ ዞምአሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉
@FereZemuye
@FereZemuye 6 ай бұрын
ብጣዓሚ ዝገርም ድራማ ቀፁሉሉ ገርላሰ ካሳ ኬፍ ዘለኩም ተዋሰእቲ❤❤❤❤❤
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
ደራሲ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ከምዚ ዝበለ መሃርን መሳጥን ባህልናን ክብርናን ዝሰራሕኩምልና ብሉፅ ደራሲ ብሉፃት ተዋሳእቲ በርትዑ ቀፅልሉ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና🙏❤💛❤💛❤💛
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏
@Tti-k6w
@Tti-k6w 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@KibTigray
@KibTigray 7 ай бұрын
ራማ ዓዲ አርባዓተ ❤❤❤❤💛💛💛💛💊
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
👍🙏🙏❤
@shewitGuash
@shewitGuash 6 ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤
@Msyamentertainment
@Msyamentertainment 7 ай бұрын
ዝገርም ስራሕ እዩ ብፍላይ ሳንራይዝ ፕሮዳክሽን ኣብ ናይ ትግራይ ፊልምታት ብዙሕ ነገር ክሰርሑ ክንፅበዮም ኢና።
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
ሃገረሰብና ጥዑምን ተናፋቕን ደስስ ክብል ተዘክሮታት🥺💔💗💗💗
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ 7 ай бұрын
ዋው ፍሉያት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ፅንዓትTsnat
@ፅንዓትTsnat 7 ай бұрын
❤❤❤👌
@Adumahi-ec5tu
@Adumahi-ec5tu 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
ክቡር ደረሲ 2ይ ክፋል ቀፅሉላ በጃኹም 😔
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
አብሸሩ ናዓኩም ሕዝና እንታይ ክንሰእን
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
እሺ ዛሓወይ ይክብረልና
@DegiYouTube
@DegiYouTube 5 ай бұрын
።🙏❤❤❤❤
@tsegaydesta3618
@tsegaydesta3618 6 ай бұрын
ደስ በሃሊ ፊልሚ እዩ ኣሓት
@mediymediy4807
@mediymediy4807 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤፡❤❤🎉🎉🎉
@LILIEGALHAYIKO
@LILIEGALHAYIKO 7 ай бұрын
ደስ ዝብል በርትዑ ክንደይ ማዓልቲ አምሓርኛ ሰላም ንትግራይና 🎉🎉❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 6 ай бұрын
❤❤❤
@HayetFenkil
@HayetFenkil 7 ай бұрын
ላይክ ንግበር ደቂ ዓደይ ኣብ ከተማ ና ከተማ ራማ ናይ ባህላዊ ኣደራሽ ድራማ (ናይ ባህሊ ምርኢት ኣዳራሽ )ክህነጽ ኣለዎ ሕጂ ጉጁለ ባህሊ መረብ ናበይ ከደት ሎሚ ኣነ ዝዝከረኒ ተምሃራይ መባእታዊ ቤት ትምህርቲ መረብ እንዳሃለኹ ካብ 1998 ዓ.ም ክሳብ ቅድሚ 6 ተን 7 ዓመታት ኣብ ባህላዊን ህዝባዊን ጉዳያት ጽቡቕ ጎስጓስ ትገብር ነይራ ሎሚ እንታይ ኮይና ስለዚ ጉጅለ ባህሊ መረብ ከም ቀደማ ስርሓ ክትቅጽል መደብ ክትሓዘሉ ኣለዎ
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 7 ай бұрын
2ይ ክፍል ተትቅፅል ደስ ክብል ባህሊና❤
@letekiadngeremrym8795
@letekiadngeremrym8795 5 ай бұрын
ብጣዕማ ደሰ ባህል እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤
@saadasaa4006
@saadasaa4006 7 ай бұрын
❤❤❤
@tameesghan8479
@tameesghan8479 6 ай бұрын
ቀፅሉሉ ተጋርወይ ❤❤❤
@letishkebede5965
@letishkebede5965 6 ай бұрын
ኣታ እስካብ ሐጂ አበይ ነይረ ዘይረእክዋ ህወከት ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ንዑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ነታባበዐዮም❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 6 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏
@kbromtesfay8449
@kbromtesfay8449 7 ай бұрын
ዘረባናን ኣከዳድናናን ነዕሪ❤❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
@Suzancinema ❤🙏🙏
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
ማላት ብራዘር
@发货关于
@发货关于 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ኣታ ኣነስ ሪአ እምበር ምፅጋብ ሲኢነያ ❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
እወ ሓወይ ምቅርቲ እያ❤❤❤❤❤
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 7 ай бұрын
💖💙💚 ናይ ሎሚ ወለዶ መንፈሱ ኣይምለስን ዘይሓረሰ ኣይሓፍስን 💚💖💚 ቆንጆ መርዓት ቀዳሞት ምልጭ ቁንጂና 🌹👍👍👍
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
@Suzancinema ❤🙏🙏
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
@Suzancinema 🙏🙏👍👍❤
@EmbebaMiki1314
@EmbebaMiki1314 6 ай бұрын
Aseyyyy nice daki rama maeray ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤daki Adey maeray ❤❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
ኣያ ገብረ፣ ኣያ ኣብረሃ፣ ኣያ ካህንን ኣያ ፍፁምን ምሥ ኣንሥቶም መርኣያ ናይቶም ክፍኣት ዘይነበሮም ቅኑዓት ናይ ቀደም ወለዲ እዮም።
@AlhamAlham-xb6mr
@AlhamAlham-xb6mr 5 ай бұрын
ዋውውው ደስ ባሃልት ደቅ ራማ ዓደይ❤❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
ፅብቅቲ ጓል ደላዪኣ ብዙሕ'ዩ።
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
@Suzancinema 🙏🙏❤❤
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 7 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂😂😂😂አሰይ ደርሁ አውዲቀንስ ትዕልሊ የበለይ ድዮም አየ ባህልና ጥዑም❤❤❤❤❤
@TemesgenWeldesamuel19
@TemesgenWeldesamuel19 6 ай бұрын
ይበል ኣቃራርፃ ዓይላ ጉንደት ምስ እንኮዃና ንኽልተ ሃገራት ኣብ ሓንቲ ሹት
@سارهساره-ط7ط6ت
@سارهساره-ط7ط6ت 7 ай бұрын
በርቱዑ ❤❤❤❤❤❤አጀኩም ❤❤❤🎉
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
እሺ ዛሓወይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tesfayKidanu
@tesfayKidanu 6 ай бұрын
Tsbuk srah ketslulu deki adey ❤❤❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
እዛ ተወሥኦ ኣብ መዛዘሚኣ ፀቢቃ። የማነ ዘይሙማቱ፣ ተወሣእቲ ዕርቂ ምግባሮምን የማነን ውይዝርን ቃልኪዳን ክገብሩ ምውሳኖም ንዓይብጣዕሚ'ዩ ኣሐጉይሱኒ። ዕልል ድሌት የማነን ውይዝርን ተሳኺዑ። ሠላም ኮይኑ። ዘይሠኣኖ እግዚኣብሄር ከምዚ ጌሩ ንኹሉ ደላዪ ሠላም ሠላሙ ይሃቦ።
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@发货关于
@发货关于 6 ай бұрын
እንኾዕ ናሃና ኮንኩም ኩቡራት የሕዋተይ
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@samuelhagos7219
@samuelhagos7219 7 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ እዮ አበርቲዕኩም ቀፅልሉ ጀጋኑ
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ መርሓባ
@MEARIFSHA
@MEARIFSHA 7 ай бұрын
Bertu tegarwayy❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 7 ай бұрын
tsbuk srah ketslulu 🥰🥰🥰😍😍😍😍😍
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
እሺ❤❤❤❤❤🎉ሻሻ
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
❤💛❤💛❤💛
@NegashTesfay
@NegashTesfay 7 ай бұрын
መጀመርታ ጓልን ወድን ተራኺቦም የመኣራረዩሞ ቀፃላይ ናብ ቤተሰብ እዙይ እንተዘይ ኮኑ ግን ፀሊም እዳጋ ከይኾውን!❤🎉❤
@محمداحمد-ث7ه
@محمداحمد-ث7ه 7 ай бұрын
አንበረ = አንበይ ተስእ =ተልዓል ሕጂ =ሐዚይ ረኪብካይን=አግኒካይ አንትሰታካከል ፅቡቁ ይመሰለኒ ብዝኮነ ቀፅሉሉ ❤❤
@HayetFenkil
@HayetFenkil 7 ай бұрын
ብናይ ዓዲኻ ከምኡ ይኹነልካ ዝሓወይ ትግርኛና ኣይትጸይቑልና
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 7 ай бұрын
በቢኸባቢኡ ነናይ ባዕሉ ላህጃታት ኣሎዎ ከም ናሃትና ግበርዎ ኣይባሃልን እቲ ዘድሊ ምርድዳእ እዩ
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ 7 ай бұрын
ወቒዕዋ ለኪዕዋ ኩሉ ሓደ ድዮም ዝበሉ😂 እንታይ ኣፋላላይ ኣለዋ ኩሉ ትግርኛ
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
ኩሉ ትግርኛ እዩ እቲ አፋላላይ ነናይ ከባቢኡ ሰለ ዝፈለ እዩ ተኪኢልካ ግን ትክክለኛ ትግርኛ እዚአ እያ
@HayetFenkil
@HayetFenkil 7 ай бұрын
ዋውውውውውውውውውው ደቂ ራማ ዓደይ ማዓረይ ጥበብኩም ይብዛሕ
@EmbebaMiki1314
@EmbebaMiki1314 6 ай бұрын
Ya rama Adey rama maeray ❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@TesfitGMichel
@TesfitGMichel 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ፅብቕቲ ስራሕ ቀፅልሉ
@Suzancinema
@Suzancinema 6 ай бұрын
❤❤🙏🙏
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 7 ай бұрын
በጂኩም 2ይክፋል ቀፅልዎዎዎ
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉መርሓባ
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
ተጋሩዋ ጀጋኑ ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ🙏❤💛
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
ንሰካ እውን እንኮዓ ናትና ኮንካ ዝሓወይ❤❤❤የ🎉🎉🎉🎉🎉
@DegiYouTube
@DegiYouTube 5 ай бұрын
@@arayakidane 🙏❤❤❤❤❤
@ጓልትግራይእየ-ሠ2ከ
@ጓልትግራይእየ-ሠ2ከ 7 ай бұрын
🥰🥰💛❤️💘
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት 6 ай бұрын
ተጋርዋይ ይመቹኩም ደሰ ክብል ጠንክርላ ኣለና ኣብጎነኩም ብሓቂ ፍቅሪ ከሰርና ሰደት ኮርቶቶ ንብለና😢
@arayakidane
@arayakidane 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 6 ай бұрын
❤❤🙏🙏
@tsegaytigray
@tsegaytigray 7 ай бұрын
ትግርኛ ና ነዕቢ ኣቱም ተጋሩ ኣሕዋተይ ናይና እዩ ናይና ተን በማርኛ ዝሰርሓ ተጋሩ ዉ ተኪኢልኩም ከም መፃ
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
ምርሓባ ኩሉ ክንፅር ኢና
@Tti-k6w
@Tti-k6w 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@qedamihuleqal3608
@qedamihuleqal3608 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SlamhAlslamh-v8q
@SlamhAlslamh-v8q 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MrMokhles-gq4dh
@MrMokhles-gq4dh 7 ай бұрын
ላይክ ዶ ግበሩይ ተጋሩ😂😂ኣብና ኤሪጥሪና ናተቀዳደምኩምስ ተገማ ኣብና ባዕልና 😢😂
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 7 ай бұрын
ኡይ አረ የማነ እንኳዕ ኣይሞተ ነገር ፋሕ ኢላ ነይራ። ቀናእ፣ ክፉእ፣ ድኹም፣ ሕማቕ ሰብ ኣስኪኡ እዩ ዘጥፈአካ 😢😢😢😢
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ እወ ሓቅካ
@Awexsrama
@Awexsrama 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ waw des behali ketslulu kburat deki adey
@Suzancinema
@Suzancinema 6 ай бұрын
❤❤🙏🙏
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
እቲ ቦታ ዕቀባ ሓመድን ማይን ኣይተሠርሓሉን። ንምንታይ? የሕዝን። ሰብዶየለይ በለ ኪሮሥ ኣለማየሁ። ኣቱም ዓዲ ተበራበሩ።
@RediuaberahaRediu
@RediuaberahaRediu 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kinddawit1308
@kinddawit1308 7 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ፊልሚ ብዙሕ ንፅበ
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏❤❤
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
ቡዙሕ ክንሰርሕ ኢና
@XxxXxx-m5f
@XxxXxx-m5f 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@مختارعبد-ل5و
@مختارعبد-ل5و 7 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@HayetFenkil
@HayetFenkil 7 ай бұрын
ራማ- መረብ ዓደይ ተናፋቒ ዝባህላ ከመይ ድያ ነይራ ቀደም ከም ሎሚ ከይኮነ እወ እቲ እቲ ወናም ባህላዊ ኩዳ ጓይላ ሳዕሰዒታ ብ ድስኮ ድጄ ከይተቀየረ እቲ ሓላል ለዋህ ህዝባ ጸግኡ ከይባደመ
@Cherkos-p3h
@Cherkos-p3h 7 ай бұрын
Wawu❤❤❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤🙏🙏
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤🙏🙏
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
ኣብ ሓቂ ተደሪኻ ዝተሠርሐት ደሥ ትብል ሥራሕ።
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤❤🙏
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
🙏🙏❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
እው አብ ሓቂ ዝተሰረሐት ❤❤❤❤❤❤ እያ
@ትግራይዓይነይ123
@ትግራይዓይነይ123 7 ай бұрын
💛❤️🥰😍👋🙏🎉🎉
@musiesheqa453
@musiesheqa453 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉
@FilimonMtku
@FilimonMtku 6 ай бұрын
ሽኮራት ተጋሩ ደቂ ራማ ደስ በሃሊት መምሀሪት ድራማ እያ ስራሕኩም ድማ ይቀፅል ተወሳኪ ስራሕ ንፅበየኩም እና 👍👍 ይመችኩም ደቂ ዓበይቲ 👍👍
@Suzancinema
@Suzancinema 6 ай бұрын
👍👍👍
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@arayakidane
@arayakidane 5 ай бұрын
እሺ ክንቅፅል ኢና
@KuwaitKuwait-e9o
@KuwaitKuwait-e9o 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
"ኣብ ጥፉእ ......ኣይትዛረብ ክፉእ" ዶበሉ ኣያ ገብረ። ሓቆም።
@albball4724
@albball4724 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 7 ай бұрын
🙏🙏❤️💛❤️
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
እቲ ቦታ ዕቀባ ሓመድን ማይን ኣይተሠርሐሉን።ንምንታይ? መልሲ ካብ ቢሮ ሕርሻ እፅበ።
@shkorina9409
@shkorina9409 7 ай бұрын
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
@Suzancinema 🙏❤❤
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
@Suzancinema 🙏❤❤
@HayetFenkil
@HayetFenkil 7 ай бұрын
በጃኹም ባህሊና እዩ ክብረትና ባህሊና ንዓቕብ ዘይናትና ኣይናትናን ናትና እዩ ናትና ዝኾነና
@arayakidane
@arayakidane 7 ай бұрын
ክመይ ማለት
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 7 ай бұрын
❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯👍👍👍👍👍💯💯👍👍
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 ай бұрын
ተፈታዊት ተዋሥኦ።
@Suzancinema
@Suzancinema 7 ай бұрын
❤❤🙏🙏
@DanielTeklu-k9q
@DanielTeklu-k9q 7 ай бұрын
🥰❤️
ቅር አለኝ አዲሰ  ሙሉ ፊልም (Kir Alegn) New Fu Film 2024
1:44:30
Diskur Tube(ድስኩር ቱዩብ)
Рет қаралды 15 М.
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:51
EVA mash
Рет қаралды 4,1 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 20 МЛН
ናፊቀ  ድየ ወይስ ናፊቅኺ (መለይ)
5:15
ሰብ ሪም Seb Rim
Рет қаралды 690
New Tigrign Full Drama ኮዋኒ (ፅቡቅ ባህላዊ ድራማ ኮዋኒ)
41:40
"ትግራይ ሕዝስ ታይዶ ጠቒማትኒ እያ?"(ካልኣይ ክፋል)
52:28
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
Awra Tube
Рет қаралды 172 М.
哈莉奎茵教学正确跟错误 #joker #cosplay#Harriet Quinn
0:17
佐助与鸣人
Рет қаралды 11 МЛН