ቑ1 - ካብ ዩኒቨርስቲ ናብ ማእሲ - ሂወት 3 ተምሃሮ !!!

  Рет қаралды 65,786

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርስቲት ዝመሃሩ 3 ተምሃሮ ተመሳሳሊ ሃንደበታዊ ሕማም ኣጋጢሙዎም መዓሎም ኣብ ማእሲ ኮይኑ ኣሎ። ንምንታይ???

Пікірлер: 440
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 5 жыл бұрын
ካብ ካናዳ ሓውና ኣርአያ #ባሊሆም ደግሞ ብዘውጻእካዮ መድሃኒኣለም ይመልኣልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
@ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ለኣከሎም እመብርሃን ብምልጃኣ ትዳብስኩም ናብ ኣባ ግርማ ወይ ወንቅሸት ገብሪኤል ገዳም ይመኩሩ ሓብርዎም በጃኩም
@kflaygirmay4283
@kflaygirmay4283 5 жыл бұрын
Aemlak edmen tenan yhebka
@ngstizerugalhawzanfkr2261
@ngstizerugalhawzanfkr2261 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ መ/ር ሙሉ ሐውና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሐወይ እዚ ሕማም እዚ ናይ መንፈስ እርኩስ ሰለ ዝኮነ ናብ መ/ር ግርማ ወንድሙ እንተዝከዱ ርግፀኛ እየ ከም ዝመሐሩ እዞም አሕዋተይ ምክንያቱ ናይ መ/ር ግርማ ኩሉ ግዜ ሰለ ልከታተል ክንደይ ከምዚ ዓይነት ሕማም ዘለዎም ሰባት እዮም ዝምሕሩ እና ናብ መ/ር ግርማ የብቅዕኩም አሕዋተይ አሜን አሜን አሜን
@rigbetube1077
@rigbetube1077 5 жыл бұрын
መምህረይ ኣቦ ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ።
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 5 жыл бұрын
መ ምህር ሙሉእ መግለጺ ሲኢነልካ ዕድመኻ ነዊሕ እንጀራኻ ሰፊሕ ይግበረልካ
@menkemgzye673
@menkemgzye673 5 жыл бұрын
ኣንታ እዚ ወዲ ሲ ክንደይ ይነፍዕ ነዚ ኩሉ ጸገም ዘለዎ ሰብ ናብ ማስሜደ እና ኣምጽኣ ምስ ሰብ የራኽቦም ኣሎ ግን እንታይ እሞ ሓደ እንዶ ኮንካ ኣምላኽ ክንዲ ኣሽሓት ይግበርካ ብደቅኻ ትሕጎስ ይግበርካ
@mylifeis7811
@mylifeis7811 5 жыл бұрын
men kem gzye ezi haweuna eti kurxi da mexewuei hade enber, srhus kndi 1000000 btami u zegerm u
@abebachanal1036
@abebachanal1036 5 жыл бұрын
አቦ ፅጉማት መመህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንየሕዋትና ድማ አምላክ ምሐርት የውርደሎም
@AsSa-ub9kb
@AsSa-ub9kb 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ እዋይ የሕዋተይ እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይረዳእኩም ሙሉ ሓዉና ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@abrehetbezu2249
@abrehetbezu2249 5 жыл бұрын
Mulu hawna idmen tienan yhabka. Nezihawna iwn mhret yewrdelka
@semi1374
@semi1374 5 жыл бұрын
ናብ ወንደማችን መምህር ግርማ ክከድ መልክተይ ኣማሓሉፍሎይ ክቡራት ኣሕዋት
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልኩም ዝሓፍተይ መምህር ሙሉ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@mulugaltgray7848
@mulugaltgray7848 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይምሓርኪ ዝሓፍተይ መምህር ሙሉ እውን ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
@mariama6088
@mariama6088 5 жыл бұрын
Mulu hawey egziabher tsega yebzehelka
@mulugaltgray7848
@mulugaltgray7848 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen እግዚአብሔር ንዓድና ሰላም የውርደልና ኣብ ስደት ዘለና ውን ንዓድና ይኣካክበና
@hayahhayah8569
@hayahhayah8569 5 жыл бұрын
mulu gal tgray ሰላም
@user-gv8kz8yh4h
@user-gv8kz8yh4h 5 жыл бұрын
ኣብየት ልዑል እግዛብሄር እቲ ለዋህ ፈቃር ልብኻ ለግሰሎም ንዝሓመሙ ኣሓትናን ወለድናን ምሕረት ኣውርደሉ ንዓኻ ኣሚኑ ኣባኻ ዝወደቀ ምሕረት ትእዝዝ ለዋህ ኢኻ እሞ ብምሕረትካ ርኣዮም 🙏🙏🙏 ከምኡ እውን ንመላእ ፍጡርካ ብምሕረትካ ርአ 🙏🙏🙏እሞ ኣጆኩም ኩቡራት የሕዋተይ ምሕረት የውርደልኩም ብዓሉ ልዑል ጌታ ኩቡር መምህር ሙሉ እንታይ ከም ዝንለካ እኳ ጠፊኡኒ ለጋስ ሕማምን ጸገምን ሕብረተሰቡ ዘቀንዝዎ ለዋህ ካብቶም ቡጹኣት ዝብሃሉ ፉጡራት ኢኻ እሞ ልዑል እግዛብሄር ኣብ ጎንካን ኣብ ጎኒ እቶም ውጽዓትን ይኹን ዝሓወይ.
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና።
@ለምለምራያ-ሐ6ኘ
@ለምለምራያ-ሐ6ኘ 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልኩም ሰይጣይን ናይ እድኻ ኣይትስኣን ደስ ኣይበልኻ መምህር ግርማ ከይዶም ብሓደ ግዜ ክሐሸም ነብሩዋ ክንደይ ካሕዝኑ እግዚአብሄር ምሕረቱ የውርደልኹም 😢😢😢😢 መምህር ሙሉየ ሕማቅ ኣይሕለፍካ ወሃብቲ እግዚአብሄር ይሃብኩም 🙏🙏💓
@tegsitiamare8684
@tegsitiamare8684 5 жыл бұрын
ኦ አምላኬ ሆይ ባዕልካ ምሕረትካ ላአከሎም የእመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርየም ፆሎታና በረከታ አይፈለኩም ዞምሓተይ
@mhretweldelibanos2925
@mhretweldelibanos2925 5 жыл бұрын
ትኹሉ ዝኽእል ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣከሊከሉኩም የእመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ጾሎታ በረከታ ኣይፈለኩም ይሕዋተይ መዓረይ
@illi9473
@illi9473 5 жыл бұрын
Egazabher.mehrita.yawerdalki
@koveryabro9992
@koveryabro9992 5 жыл бұрын
ወዲ ድንግል ማርያም መዳኔአለም ክርስቶስ ምሕረትካ ላአከሎም አሕዋተይ ተስፉ አይትቁረፁ ንሰብ ዘይካአሎ ንፈጣሪ ዘይሳአኖ የለን እሞ።
@ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን
@ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን 5 жыл бұрын
ኣይ ዛዓለም ክንደይ እያ ጸዊራ ዘላ ኣሕ ክንደይን ብሕማም ይሳቀዩ ክንደይን ብጽጋብ ይዕንድሩ ኣምላክ መሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ ናተይ መምህር ሙሉ ካዓ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tsegaarefayne438
@tsegaarefayne438 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉየ ኣታ ብሩክ ሰብ ዕድሜካ ብምልኡ ዝተባረከ ይኩን
@saytsayt164
@saytsayt164 5 жыл бұрын
እዋይ አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይላአከልኩም
@user-zg4vv5gw7b
@user-zg4vv5gw7b 5 жыл бұрын
አሕ ኡፍፍፍፍፍፍ አየ የእዚጋቤሔሪ ሲራሕ አሕዋተይ እቲ ኩሉ ዘይሲአኖ ምሕረት የውሪደልኩም
@rhffhd4803
@rhffhd4803 5 жыл бұрын
እየ ዓለም ከንደይ ችግር እካ ዘለካ አሕዋተይ እግብሄር ምሕረት የዉረደልኩም
@user-qs7cg2xo6m
@user-qs7cg2xo6m 5 жыл бұрын
ኣሕዋተይ እግዚኣብሄረ ርሁሩህ እዩ እሞ ምሕረቱ ይሃብኩም ኣቱም ትሕግዙ ከአ እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይሃብኩም መምህር መሉ ሓወይ ኣብራካ የጽንዓዮ ጽንዓትካዮ የብዝሓዮ ኩሉ ግዜ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን
@abrahalegebretsadik6285
@abrahalegebretsadik6285 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልኪን እዘን ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@degneshtades9752
@degneshtades9752 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ኣሕዋተይ መኣረይ ምሕረት ይልኣከልም
@edenmatewos7504
@edenmatewos7504 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ እዋይ የሕዋተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ንሕና ከኣ ምስ ምሉእ ጥዕናና ብንእሽተይ ነገር ነማርር፡ ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ፡
@user-ev3od1gx1y
@user-ev3od1gx1y 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይሃብኩም እመ ብርሃን ብምሕረት ኢዳ ትዳብስኩም ኣሕዋተይ ሕማም ኩፋእ ገባሪ ፅቡቅ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ፅጉማት ኣቦ
@merigalwukro1865
@merigalwukro1865 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት ይስደደልኩም ፈጣሪ ባዕሉ ኣሕዋተይ ንመምህር ሙሉ ውን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የንውሓዮ
@ephremabate4104
@ephremabate4104 5 жыл бұрын
ኣቱምሰባት እዚሓውናስ ብደቁ ንዘልኣለም ይትሓጎ ኣሜን ንዛሓፍትናው ምሕረት የውርደላ ተባረኽ ንኹሉ ዝገበርካሎም
@ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
@ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 жыл бұрын
ሓውና ዝሓገዝካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tesfatv4676
@tesfatv4676 5 жыл бұрын
ወይ ሓፍተይ ኣጀኺ ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልኪ
@user-fj5xb4ny6v
@user-fj5xb4ny6v 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኩም መ/ር ሙሉ ሓውና ውዕለትካ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ በዚ ዘመን ከማኻ ተኣማኒ ሰብ ምርካብ ከቢድ እዩ
@antumtxarefudelekumhalayat1789
@antumtxarefudelekumhalayat1789 5 жыл бұрын
egziabiher mehret yewrdelknm memhr mulu nztexegemu ktrede edmen tenan yhabka
@rigbetube1077
@rigbetube1077 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ኩሉ ዘይስኣኖ ፈጣሪ ኩሉ ምሕረት ይልኣኸሎም።
@ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ
@ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረቱ የውረደሎም መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ይባርካ ረጀም ዕደመን ጥዕናን ይብካ ናይ ኩሉ ኦቦ
@hewithagozom9270
@hewithagozom9270 5 жыл бұрын
ልኡል አግዛቢሄር ምሕረቱ ይላአኸሎም ሙለየ አይዞኻ ህዝብና ክንፈቲ ፈጣሪና ክነምስግን ልብና ክርህርህ ካባና ዝገደደ ክንሕግዝ አሚሂርካና ሙሉ ሓዉና ከማኻ የብዘሓዮ።
@ኪዳናምህርትእመአምላክአት
@ኪዳናምህርትእመአምላክአት 5 жыл бұрын
በይዛኩም አነ ባዕለይ አብቀብርን አብ መርዓን እዮ ጀሚሩኒ ነይሩ ሰብ ኩሉ ትሙተሎም ይብለኒ ነይሩ ♥️አደ♥️ማለት ዓይነብርኪ እያ እና ሩኩስ መንፈስ እዮ ወንቅሸት ቅዱስ ገብርኤል ባህርዳሪ ይዉሰዳአ ገንዘብ ጠፉአይ እዮ ዘይጠፍእ ጥዕና ሒዛ ክትምለስ ክወስደአ ንገረን ነአካ ድማ አምላከ ዘይሃልቅ ፀጋ ይዓድልካ አሜን
@user-ev3od1gx1y
@user-ev3od1gx1y 5 жыл бұрын
ትኽክል ንኩሎም ኩፉእ መንፈስ እዩ ከምዚ ኣሲሩ ሒዝዎም ዘሎ ከምቲ ዝብልክዮ ናብ ወንቅሸት ወይ ናብ መምህር ግርማ ተዝኸዱ ይማሓሩ ኔሮም ግን እንታይ ይኹን ሃገር ሰላም እንተዘይ ኮይኑ ብኸመይ ገይሮም ናብኡ ክበፅሑ ዓዲ ብዘርአኛታት እናታሓመሰት
@samuelgebretnsaie3756
@samuelgebretnsaie3756 5 жыл бұрын
Mhret yewurdelkum yehwatey mearey
@rina9706
@rina9706 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ የሕዝን ብጣዕሚይ አምላክ ምሕርት የውርደልኩም አሕዋተይ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተ መዓረይ ሙሉ ሓወይ ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ደኪሙኒ ሰልችዩኒ ከይ በልካ ፅቡቅ ስራሕ ስለ ትሰርሕ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@Amanuelkidane-g6m
@Amanuelkidane-g6m 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንዝሓመሙ ምሕረት የውርደሎም ። ሓዉና መ/ሙሉ ድማ እትገብሮ ዘሎኻ ሰናይ ነገር ኣምላኽ ዓስቢ ድኻምካ ይኽፈልካ ዝሓወይ ቀጽሎ
@mokonen2619
@mokonen2619 5 жыл бұрын
Ata kemy zeblewo buruk seb eyu araya amlk mmlisu zewxkayo ymllka amlem ze zehmmu mehrt ygbrlkum g b u
@user-oy3ci9qf3q
@user-oy3ci9qf3q 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕርት የለእክለኩሙ ኣሕዋትይ ናብ ኣቦታችን ኣባ ግርማ ኪዱ ኣሕዋትይ
@abebaa3801
@abebaa3801 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽና ምሕረት የውርደልኩም ተመሊስኩም ሙሉእ ጥዕና ረኪብኩም ናብ ትምህርትኩም ክትምለሱ ናይ ኩላትና ጸሎት እዩ ንሓውና መ/ር ሙሉ እውን ክፉእ ኣይርከብካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንወሃቢ እውን እግዚኣብሔር ይሃቦ
@jesusisthelightoftheworld5780
@jesusisthelightoftheworld5780 4 жыл бұрын
God bless you and ur family. You are doing what god needs us to do. May god blessed them too.
@helenyoutob1440
@helenyoutob1440 5 жыл бұрын
እፍፍ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣኸልኹም መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ያኽብርኻ ሓውና ከማኻ ዝበለ የብዝሐልና
@user-md9ti2nu9l
@user-md9ti2nu9l 5 жыл бұрын
ኣርኣያ ሓውና ዕድመን ጢዒናን ይንነየልካ ንዝሓመሙ ወገናትና እውን እ/ሄር ምሕረት የውርደልኩም መ/ር ሙሉ ዕድመን ጢዒናን ይምነየልካ ።
@haylshgera1727
@haylshgera1727 5 жыл бұрын
ብመጀመርያ ንዝሓመሙ አሕዋተይ እ/ር ምሕረት የውርደልኩም ከምኡ እውን ሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ንዘበርከተሎም ሓውና አርእያ ባሊሃይ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ከም ሓበሬታ አ/አበባ መምህር ግርማ ዝባሃሉ ናይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን አገልጋሊ ዝኮኑ ወላዲ ቡዙሕ ሰብ ብውልቸር ከይዱ ዝሓወዩ ሰባት ቡዙሓት ሪኤ አለኩ እመኑኒ ተከይዶም ክሓውዩ እዩም
@mariama6088
@mariama6088 5 жыл бұрын
Alem haftey ajoki egziabher zsaano yelen ketdhni eki manchelet tehatsebi
@mariama6088
@mariama6088 5 жыл бұрын
Mhret yewurdelkum ahwatey
@alganeshtekie2859
@alganeshtekie2859 5 жыл бұрын
Haylish hakeka eka anewen kemu eye zblom bzabeye Egziabher mhretu yewrdelom
@ትግራይሃገረይትዓውት
@ትግራይሃገረይትዓውት 3 жыл бұрын
ያ ፅብቅ አሉክም አሕውት አዛ ሕማም ናይ ስይጣን መንፍስ አዩ
@ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
@ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓካን ንስራቤትካን ኩሉ ጽብቅ ትገብሮ ዘለካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
@eyerusalme1437
@eyerusalme1437 5 жыл бұрын
መጀመርያ ነዚአም ምሕረቱ ንከውርደልኩም ይምነ ካብ ንአርአያ ብዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ብጣዕሚ ደስ ዘብል አዩ እና አርአያ ሓወይ ከምቲ ሰምካ እሞ ምስ ተግባራትካ አዝዩ ደስ ዘብል እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ እርኩስ መንፈስ ይሓሊካ እና ሙሉ እትገብሮ ዘለካ እውን ምስጋናይ መግለፂ የቡልን እና ሓደ ነገር ዝብሎኩም ፅላኢና ሓጥያትናን ሰይጣንን እዩ ማለተይ ጥራሕ ንስጋና ኢና ንጎየ ብዚ መልክዕ ካብ እግዚአበሔር ንርሕቅ ሰይጣን ከዓ ታይ ስርሑ ይሄው ከምትዝሪኦ ዘለና ይጨወተና እና እዚ መፍትሒኡ አብ ኢድና እዩ ሓደ ብንፁህ ሂልና እና ልቦና ዝበደለና ይቅር ኢልና ንስሃ አቲና ናብ እግዚአቢሄር ምብርካካ እዩ ካልአይ ናይ ፃሎት ቦታን ሰዓትን ምፍላይ ሳልሳይ ናብ መምህር ግርማ ዝከድሉ ዕድል ተዝግበር በይዛኩም ናብ እግዚአቢሄር ንመለስ እግዚአቢሄር ዝአመነ አየሕፍሮን እሞ ከምዚአ ንምግባር ናይ ልኡል እግዚአቢሄር ፍቃድ ይኩን አሜን
@samer8063
@samer8063 5 жыл бұрын
ውይ መዓረይ እግዛብሄር ይመሓርኪ በኡነት ሓውና አርአያ ድማ መድሃኒ አለም ይሓልውካ ጠንቅ እሸት ገዳም ወይ አባ ግርማ ዘለውዎ ባታ ብእምነት ኪዲ ትድሕኒ ኢኪ
@rhffhd4803
@rhffhd4803 5 жыл бұрын
መምህር ምሉ ዝብለካ ቃላት የሕፅረኒይ ሙሉእ ዕድመ ጥዕናን ይምንየልካ እመብርሃን ወሓስን ፅላል ትኩንካ
@user-cd6rj8lx3m
@user-cd6rj8lx3m 5 жыл бұрын
ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት ይልኣከልም ኣሓተይ መምህር ሙሉ ንሰለ ትገብሮ ሰናይ ተግባር ካብ ኣምላክ ርከቦ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 5 жыл бұрын
ኣሕዋተይ መዓረይ ልዑል ፈጣሪ ብምሕረቱ ይፈውስኩም ምሕረት የውርደልኩም ከብደይ እምበር በሊዕኹምኒ ኣይ እዛ ዓለም እዚኣ 😢😢 ሙሉ ሓውና ኣቦ ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@almazgiday9935
@almazgiday9935 5 жыл бұрын
እፍፍፍ ማዐረይ ዳአ መድሀኒአለም የድሕንኩም በቲ ኢዲ ይዳሀስስኩም ምሕረት የውርደልኩም
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 5 жыл бұрын
ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ ኣጀኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዝሰኣኖ ነገር የለን ፍፁም ምሕረት ይልኣከልኩም መ/ር ሙሉ ሓውናም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ሜሮንትግራወይቲ
@ሜሮንትግራወይቲ 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር መደያይዎ ይሃብኩም የሕዋተይ ማዓረይ ጥዕና ብዋጋ ዘይትትመን ኽብርቲ ያ ጥዕና ዘለና ኩሉ እግዚአብሔር ነመስግን
@iloveuiloveu8374
@iloveuiloveu8374 5 жыл бұрын
አፍፍፍፍፍ አግዛኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደሉኩም ኣሕዋተይ መ/ር ሙሉዋይ አዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ማዓረይ ብሩክ
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ምሕረት የውርደልክም እሕዋተይ ኩሉ ናይ እግዚአብሔር አምላክ እዩ እሞ ምሕረት ይእዝዘልኩም እንታይ ድዩ እቲ አክሱም ይንቨርስቲ ዝባሃል ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ
@user-eq7ez9cy5v
@user-eq7ez9cy5v 5 жыл бұрын
እግዛብሔር ምሕርቱ የውርደልክን አሕዋተይ ናብ መምህር ግርማ ሓብርወን አምላክ ክምሕርኪ እዩ ውሰድወን
@gualaragure8784
@gualaragure8784 5 жыл бұрын
ዋይይ ምሕረት ሓፍተይ ክልተሻዕባ ተራኢኪ እፍፍፍ ዓለምዚአ ምሕረት ጋል ዓደይ ጋል ክላሰይ እያ ነይራ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ተምሃሪት ለባም መስተውዐሊት ነይራ ካብ ዝነበራ ተምሃሮ 4 ጥራሕ ናብ ዩንቨርስቲ ሓሊፈን ሓንቲ ምሕረት ካሕሱ እያ ምሕረት ሓፍተይ አምላክ ምሕረት ይአዝዘልኪ ንኩሉኩም እግዛቢሄር ምሕረት ይአዝዘልኩም
@iattbirehanaragey3183
@iattbirehanaragey3183 5 жыл бұрын
ኩሉ ዘይሳኣኖ ኣምላክ ፈጣሪ ምሕረት ያኣዝዘሎሙ መምህር ሙሉ ዕዱመን ጥዕናን ያሃብካ ኣታ ኩላትና ካም መምህር ሙሉ ተንከዉንስ ሸይጣን እኮ ኣይምቀረበነይ ገቴ ሆይ ኩላትና ፅቡቁ ስራሕ ንክንሰርሕ ብየማነይ ካ ምረሐና ናሓመመ ማሓረልና ንወፈረ ኣክበልና ኣምላክ ኣሜንን
@sooqusabya3779
@sooqusabya3779 3 жыл бұрын
ተመሰገን ኣምላክ ምሰ ጥዕናና እውን ንኣምላክና ዘይነመሰግን👏👏👏ኡፍፍፍፍፍፍ ኣምለክ ኣበይ ምሕረትካ ላኣከልና ኣብ ፀበባ ዘለው ኣውግሓሎም👏👏👏👏ፀበል እውን ብእምነት ፈጣር ፅቡቅ እዩ ፀበል ሓብሪሎም ምሕረትና ኣብ ኢድ ፈጣር እዩ👏👏👏👏👏
@amsaluasefa7497
@amsaluasefa7497 5 жыл бұрын
መምህር እድ ምን ጥእና ይሀብካ ፈጣሬ ነሓዋተይ ምህረት ይላእከሎም መምህር እናደከምካ አለካ ድካምካ አምላክ ይሀግስካሞ ኣብ አደስ አበ ባ ይምጽሁ ናመምህር ግርማ በእውነት ፈውስ ይረክብሎ እዮም
@xtraxtra3008
@xtraxtra3008 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይውርድልኪ ዝሓፍትይ
@medenlebanonmed6327
@medenlebanonmed6327 5 жыл бұрын
እግዜአብሔር ዕድመይ ጥዕና ይሃብካ ፡ እግዜአብሄር ምህረት ይልአከልኩም አሕዋተይ
@ኣዙጋልትግራይ-ኀ5ጨ
@ኣዙጋልትግራይ-ኀ5ጨ 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ በጣዕሚ የሕዘና እግዚአብሔር ጥዕኖኡም ይመለሰሎም 😭 መመህር ሙሉ ዕደምን ጥዕናን ያህብካ
@ሄሩጓልትግራይሓላል
@ሄሩጓልትግራይሓላል 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ፍቅርህማረከኝጌታየእግዚአ
@ፍቅርህማረከኝጌታየእግዚአ 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም እመብርሃን ብምልጃኣ ኣይትፈለየኩም ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሓውና ኣርአያ እውን ብዝወፆ ይተክኣልካ
@helendesta3180
@helendesta3180 5 жыл бұрын
ክንደይ ጉድ እዩ ዘሎ ውቭጥና ነዚ ስናይ ስራህ ትነጥፋ እግዚአብሔር ይሀብኩም
@lemlemlemlem9503
@lemlemlemlem9503 5 жыл бұрын
ውይ አምላክ አቦይ መዓረይ ኩሉ አቢኢድካ እይሞምህረት አዉርደሎም ኩሉ ናባእልካ እዩ መምህረይ ለ እድመን ጥዒናይ ይሀብካ አቱም ሀገዝ ልትገብሩ ለኩም ለ ጉልበትኩም ይባረክ እድመን ጥዒናን ይምነየሉኩም
@hannalinatube6955
@hannalinatube6955 5 жыл бұрын
Memher girma abthti fetari kebxehom haberwo wey nabeu wesdewom meknatu fetari abeu hadiru bezuh seb yemher alo
@Ali-xq8vc
@Ali-xq8vc 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልኩም አሕወተይ ማዓረይ መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ አቦ ፅግማት ኢካ እሞ አለም ሓፍተይ አይዘኪ ዝሓፍተይ አነ ንአለም ዝፈልጣ ፀበል እናተሐፀብኩ እየ ሓሚመ 2 ዓመት እንደ ምካኤል ፀላዮ ግን አነዉን ድሕነ ስርሐይ ይስርሕ አለኩ እግዚአብሔር ይመስገን ዋላ አብ ስደት ይሃሉ ግን ክብሎ ዝደለኩ እግዚአብሔር ሓደ መዓልቲ አመስግነዮ አይፈልጥን ማለት አብ ኢድካ ያ ዘሎ ወርቂ ደርጋ ጨርቂ ከም ዝበሃል ለከ ከምዚ እዩ። ተመስገን ንበሎ ንአምለክና ብሓቂ መምህር ምሉ ሓወይ ተክእልካ ናይ አለም ስልኪ ተሓበበረኒ ዝሓወይ ።
@momlove193
@momlove193 5 жыл бұрын
አግዛብሔር ምህረት የውርደልክን አሕዋተይ መምህር ሙሉ ዕድሜና ጢዕና ይሃብካ
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል 5 жыл бұрын
ኣንታ ኩሉ እትክእል እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት ላኣከሎም እህ
@user-oy3ci9qf3q
@user-oy3ci9qf3q 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የወርደክሊ ሓፈተይ
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 5 жыл бұрын
ምሕርት ይውርደልኩም ኡቱ ኩሉ ዝካአሎ ልእሉ ፈጣሪ አሕዎተየ
@KS-zn8ch
@KS-zn8ch 5 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ክብረት ይሃበልና ኣርኣያ ቡሩኽ ሰብ እንጀራካ የብዝሐልካ ፈጣሪ ! መምህር ሙሉ ክብረት ይሃበልና ፃዕርኻ ብሰማይ ርኸቦ ቡሩኸይ !
@tsigegirmay8879
@tsigegirmay8879 5 жыл бұрын
tigrayyyyyyyy adeyyyy kulu gizye jiganu mis weldki thank you Memhir Mulu god bless you
@rodasyeenatwa2288
@rodasyeenatwa2288 5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sarakuwait9764
@sarakuwait9764 5 жыл бұрын
ምሕረት ያሀብኩም ንሕና ደቅ ባት ሕዝ ንጎይ ፅባሕ እንታይ ንኽውን ስለ ዘይንፈልጥ ፅብቅ ነገር ንስራሕ
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
We will helping her 🤝🙏
@maronwoldegberl3622
@maronwoldegberl3622 5 жыл бұрын
Telephone zefeleto seb tello bejakum tahafulye kehegez selzedelku plz
@user-ck1yj9hk5c
@user-ck1yj9hk5c 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ በጣዓሚ እዩ ዝሕዝን እግዝአብሄር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይይይ መምህርይ እግዝአብሄር ዕድመ ጥዒና ይሃብልና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ብዘለክሞ ክፍእ አይትርከብ ገንዘብ ዝለገስካ ሓውና እውን ክብረት ይሃበልና!!!
@yordulove3961
@yordulove3961 5 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelkum yehwatey marey
@ተዋሕዶእምነተይ
@ተዋሕዶእምነተይ 5 жыл бұрын
አምላከ ቅዱሳን ብምሕረቱ ይብጻሕኩም አሕዋተይ። መምህር ሙሉ እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ።
@user-yc7eq4my7z
@user-yc7eq4my7z 5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ባሉ መድሃኔ ኣለም ኣርኣያ ድማ እግዝኣብሄር ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ
@andieri5437
@andieri5437 5 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ምሕረት የውርደልኩም
@laylahss5187
@laylahss5187 5 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ንኩሎም ኣሕዋትና ምሕረትካ ለኣከሎም ኣሜን ክቡር ሓዉና ኣርአያ ባሊሆ ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተከአልካ ክቡረይ ንመ/ር ሙሉ ከኣ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ኣምላክ ፃማኩም ይክፈልኩም ኣሜን/፫/
@helenhelen9419
@helenhelen9419 5 жыл бұрын
ኣፍፍፍፍፍፍ፡ዓለም፡ጎዶሎ፡እግዝብሄር፡ምሕረቱ፡የውርደልኩም፡ኣሕዋተይ
@sameeraasel7377
@sameeraasel7377 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የዉርዱልኩም።ሙለረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@godisgood9111
@godisgood9111 5 жыл бұрын
Cherch wisediwom kixileyelom seyitan eu zixawetelom zelo goyita aminikum kidu Teamir reau libikum aytetiriru
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 5 жыл бұрын
አምላኬ ምሕርቱን ይላአከሉከም አሕዋተይ እውነት አርአያ ሓውና እግዚአብሔር ፀጋኡ ይበዘሐልካ
@zafuhabesha3678
@zafuhabesha3678 5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩ ኣሕዋተይ ኡፍፍፍፍ ኣብ ካሊእ ደረጃ ንብፃሕ እናተምሃርካ ካሊእ ፀገም ምፍጣር ከቢድ ናይ ሞራል ስብራት ኢዩ። ኣምላኽ ጥዕናኽም መሊሱ ናብ ዝሓስብኩምዎ የብፅሕኹም።
@princessmekelle81
@princessmekelle81 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ አየ ወላድ ዘይትረኽቦ ዘይብላ... ፈጣሪ ባዕሉ ምሕረት የውርደልኹም ኣሕዋተይ.. ውሻጠና ሚዲያ ፈጣሪ ክነመስግነኩም ንፈቱ
@rahwashebeshi4828
@rahwashebeshi4828 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምህረት የውርደልኩም ኣህዋተይ መምህር ካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣምላክ ምሉአ ተናን ኣብ ስራህካ ኣሳልቶ ይሃብካ
@shaikruma2714
@shaikruma2714 5 жыл бұрын
Egziabher amlak mhretu ylakelkum memhr mulu ewn edmen tenan yhabka hmak aytrkeb tebarek
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 5 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በእውነት
@tigistzeray8047
@tigistzeray8047 5 жыл бұрын
ዝኮነ ይኩን ላይክ ምግባረይ አይገድፎን እየ ምክንያቱም እቲ ትግበሩ ዝኮነ ኩሉ ጽቡቅ ስለዝኩነ ተባረክ
@mmepawer8412
@mmepawer8412 5 жыл бұрын
ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዘም ካካለ ስንክልና ዘሎዎም ድማ አግዛቢሄር ኩሉ ይካኣሎ አዩ አሞ ምሕረት ይኣዝዘሎም
@merryyehaff7792
@merryyehaff7792 5 жыл бұрын
❤💛Habogna lebam Tigraway M.mulu fetari ybarka Ahwatey mulue mhret yewurdelkum
@አቢጎልሓይቆ
@አቢጎልሓይቆ 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ዓለም እዚአ መፍተኒት እንበር መንበሪት አይኮነትን እግዚአቢሄር ምሕረት የውርደልኩሙ አብ አምላክ አሚኑ ዝወደቀ አይሓፍርን እሞ አጀኩሙ አሕዋተይ
@danielmichael6326
@danielmichael6326 5 жыл бұрын
Ewa eza haftena zebalata kaman ana bwedhtay kahasba xaniha N amlak etay yesano kulu zekalo amlak eyou .hawna ka xagu yabzehaleka kulu kab kulu gen qunu sab mekanka das zabl bazi lomi bganza sab taxalilu si nay bahaqi dagima amlak xagu yabzhaleka ajoka kaxilo natom gabarti sanay ka amlak yeqbalalekum
@ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
@ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 жыл бұрын
ኣደ ጸዋርት ኩሉ ኣደ ሓላል ኣደይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደላ ንሓፍተይ ናተይ
@dyakonkeleme9992
@dyakonkeleme9992 5 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ እግዚኣብሔር እስኪ ምሕረቱ የውርደልኪ እቲ ኩሉ ዝርኢ ኣምላክ ምሳኺ እዩ ኣጆኺ ምሉ ሓውና ድማ እግዚኣብሔር ምሉእ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@milihabesawit3193
@milihabesawit3193 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት ኣዝዘሎም ኡፍፍፍፍፍፍ ካብዚ ዓይነት ሕማም ይሰውርኩም ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏🙏
@teshawialmaz8283
@teshawialmaz8283 5 жыл бұрын
መምህር ሞሉእ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@romanromi6501
@romanromi6501 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣኸልኩም ንሓውና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን...
@mhretgoitom8493
@mhretgoitom8493 5 жыл бұрын
Egzabhir amlak mhret yiwirdelki zahaftey
@rhffhd4803
@rhffhd4803 5 жыл бұрын
እወይ አሕዋተይ ማይፆሎ ወንቅሸት ክዱ ሕማቅ ሸይጣን እዩ ዝጫወተኩም ዘሎ
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
💫ሀይሚ አርፍዳ ብሩክን አቃጠለቺው🙆
25:58
HASSEN TUBE | ሀሰን ቱዩብ
Рет қаралды 18 М.
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 48 М.