Рет қаралды 31,371
መደብ ፍሉይ ድሌት ፅምብል በዓል ለካቲት 11 መበል 45 ዓመት ምኽንያት ብምግባር ምስ ስድራ ተጋደልቲ ኣብ መንደር ኣውሮራ ተረኺብና ዘዳለናዮ 2ይ ክፋል መደብና እንሆ። እዞም ዕድመ ንእሴነቶም ኣብ ቀልሲ ዘሕለፉን ብዝኾነ ይኹን ፀገም ዘይስኮኑን ጀጋኑና ሐዚ ኣካል ደኺሙ ተደራረብቲ ፀገማት ፀቒጠምዎም ርእሶም ኣድኒኖም እንትትርኢ ልብኻ ትጉዳእ። ብዝኾነ ካብ ለገስቲ ወገናትና ብዝረኸብናዮ 100 ሺሕ ግዚያዊ ሓገዝ ገይርናሎም ኣለና። ኢኮኖሚያውን ጥዕናውን ፀገማቶም ግና ከቢድ ስለዝኾነ ተወሳኺ ሓገዝ የድልዮም። ብሽሞም ዝተኸፈተ ባንኪ ኣካውንቶም ድማ
1000320969337 ንግዲ ባንኪ ኢትጵያ
HAGERNESH ABEBAW, HADAS TADESSE & KIBATU HAGOS