No video

ቑ3 - ደሃይ ሕክምና ኣፀደ ገብረትንሳኤ ዝባን ገደና- ሰብዶ ብፋስ!?።

  Рет қаралды 60,983

Wushatena Media

Wushatena Media

3 жыл бұрын

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
ኣብ ዝሓለፈ ፕሮግራምና ኣፀደ ገረንስአ ብትምህርትን ውድድር ኣትሌትክስን ፅቡቕ ተስፋ ዝነበራ ከምዝነበረትን ብናይ ወለዲ ፅዕንቶ ኣብዘይ ዕድመኣ ሓዳር ከምዝገበረት ብድሕሪኡ ድማ ካብ ሓዳራ ምስተፋተሐት ነበር ስብኣያ ድራር ፋስ ከምዝገበራ ኣቕሪብናልኩም ነይርና። እዚ ታሪኽ ንብዙሓት ዘሕዘነን ምናልባት እንተደሓነት ሕክምና ንኽትገብር ብዝሓበርኩሙልና መሰረት ኣብ መቐለ ሪምና ሆስፒታል ዝገበረቶ ሕክምናን ውፂእቱን ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣለና።
ንኣፀደ ክትሕግዙ እትደልዩ ወገናትና ብ0927765921 ክትረኽቡዋ ትኽእሉ።

Пікірлер: 239
@negash7146
@negash7146 3 жыл бұрын
ትግራውነት ክቡር መንነት እዙይ እዩ መግለፂና ምሉእ ጥዒና ይሃብኪ ንመምህር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 3 жыл бұрын
ነዞም ሓካይም እውን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክፉእ ኣይርከቡ
@franklinrowan5845
@franklinrowan5845 3 жыл бұрын
you prolly dont give a damn but does anybody know a trick to get back into an instagram account..? I stupidly forgot the account password. I would appreciate any tricks you can give me
@awethadush3891
@awethadush3891 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ተግሩ ኣምላክ ይሐልኩም፡
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ምቅርተይ አሰይ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ፅብቅተይ
@alganeshtekie2859
@alganeshtekie2859 3 жыл бұрын
Mulue mhret yigberelki zhaftey memher mulu edmen tienan yihabka zhawey
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 жыл бұрын
ሕራይ ተመስገን ጎይታይ ዕድመ ይሃብኩም ኩልኩም ገበርቲ ሰናይ ✝️⛪️💖🤲🙏
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 3 жыл бұрын
አታ መ/ር ሙሉ እንታይ ቃል ገይረ እካ ክገልፀካ አይኽእልን አይፈልጥን ነገርግን ምእንተ ፁጉማትን ሽግራትን አሕዋትናመ/ር ሙሉ 1000ንበረልና ብዝገበርካዮ ታሓጎስ አፀደ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ ክትሓዊይ ኢኺ ዝያዳይ ሪም ሆስፒታል ቀፅልሉ ፅቡቅ መርአያ እዮም ገይርኹም።
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ካብ ልቢ ነመስገን ትግራዋይ ማለት ከምዙይ እዩ ኩሉ ነገር ካብ እግዚአብሔር ርከብዋ መምህር ሙሉ እውን ሳላካ እዩ እዙይ ሕክምና ተረኪቡ ዝንኤሞ ክብረት ይሃብልና!
@mimigerezgiherwaldemariam3066
@mimigerezgiherwaldemariam3066 3 жыл бұрын
bitami des zibl neger eyu
@etebegnikoshashaalegni4623
@etebegnikoshashaalegni4623 3 жыл бұрын
ምዓረይ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአከልኪ አጀኪ ክትድሕኒ ኢኪ መምህር ሙሉ እግዚአሔር ኩሉ ግዜ አብ ጎንካ ይኩን
@wediholland3505
@wediholland3505 3 жыл бұрын
ኢንቆሓ ኣብዚ ኣብቀዓቂ ዓጸደ ሓብትና መምህር ምሉእ ከኣ ብእግዛብሄር ጻማ ፍረኻይ ይሃብካ
@merihthomas5318
@merihthomas5318 3 жыл бұрын
ተመስገን እንቃዕ 🙏🇪🇷ፈጠረልኪ ሓፍተይ ጽብቅቲ ፍጥረት , ነቶም ሰናይ ዝገበርኩም ድማ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዓስብኹም ይሃብኩም ❤️🇪🇷🇪🇷
@user-hd7du1dr5f
@user-hd7du1dr5f 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉየይ ዕድመና ጥዕናን ይሃብኸ ፍጣሪ 💘💘💘💘አመላኬ ምሰኪ ይክን ዘሓፍቲይ🙏💘💘💘
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 3 жыл бұрын
ዕድመንጥዕናን ይሃብክ መምህር ሙሉ
@elenmerke4003
@elenmerke4003 3 жыл бұрын
Wawawa temesgen egae hagoseki God bless you 💎😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷edimen tienan ymniyelki bilibi haftey natey ❤
@Mebrahti
@Mebrahti 3 жыл бұрын
አይይይይይ ወገናተይ ንኩሊኩም ገበረቲ ሠናይ አምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 жыл бұрын
ሪምና ብጣዕሚ ተመስገን ክብረ ይሀብኩም
@user-cc7re5uq7l
@user-cc7re5uq7l 3 жыл бұрын
አምላክ መሉዩ ምሕረት የዉረዲልኪ ዛሓፍተይ ሓካይም አሕዋትናለ አምላክ ጥበቡ የብዝሕልኩም ሙሉ ሓዉናለ ናብራካ ሰላም ላኣካለ ዕዲመን ጥዕና ይሃብካ ፍጠሪ አሜን
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 3 жыл бұрын
አብ #ውሻጠና ሚድያ ዲስ ላይክ ትገብሩ ግና ጥዕናኩም የተሓሳስበኒ እዩ እምበይከ ሰባት ዲኩም?
@user-qs7cg2xo6m
@user-qs7cg2xo6m 3 жыл бұрын
ጥራሕ ዶ ኢልካ ኣይኮነን dislike like ከይገበሩ ዝወፁ እኳ ይገርመኒ
@user-xg3ug2im4i
@user-xg3ug2im4i 3 жыл бұрын
ፎትዮም ኣይኮኑን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልበነኦም ይክፈተሎም
@user-on6uy6mv6w
@user-on6uy6mv6w 3 жыл бұрын
አይትፍረዱ ኣነ fb. ከይፈለጥኹ ሃምኡ ይገብር ነይረ ብሓቂ እየ ልብለኩም
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 3 жыл бұрын
@@user-on6uy6mv6w ጌጋ ዝነበረን ዘሎን ዝነብርን እዩ ግና ልተወሰነ ሰብ ክጋገ ይክእል እዩ ብአማኢት ዝቁፀሩ ዲስ ላይክ ዝገብሩ ግና ብዳሕነኦም አይመስለንን
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 3 жыл бұрын
Dehan deki Mohammed eyom
@user-np9md6wp2c
@user-np9md6wp2c 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ኩሉ ግዘ ከመዝበሎ ከፍ እየተረከቡ ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕና ይሃኪ
@slama0013
@slama0013 3 жыл бұрын
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@user-iv7oc6dz2h
@user-iv7oc6dz2h 3 жыл бұрын
ተመሰግን ጌታ ሆይ እንካዓ ደሰ ብልኪ መ/ር ሙሉ ገደልን ቁልቁልን ከይ በልካ ንህዝብካ ተፁዑር ኣለኪ ኣምላካ ዒደመካ ይነወሖዮ ናብራካ ሰላምን ቅሳነትን ይብዘሖዮ ዶ/ር ደሞ ከብ ልቢ ነመሰግን
@user-jw7vn6mn5t
@user-jw7vn6mn5t 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉመየይ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኺ ፍጣሪ አመላኬ ምሰኪ ይክን ዘሓፍቲይ
@ganighani1302
@ganighani1302 3 жыл бұрын
ሓፍተይ መኣረይ እንኳን ወላዲት ድንግል ማርያም ናብዚ ኣበቀዕትኪ መምህር ሙሉ ዕድመካ የንወሐዮ ትዒናካ የስፍሐዮ ኣብ ዝከድካዮ ኩሉ ለምለም ይኩን
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 3 жыл бұрын
ትግራዋይነት መግለጺ አልቦ እዩ እኮ ተጋሩዋኒ አብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ብዝሕዝሕ ይበለልኩም::አቱም ገበርቲ ሰናይ መግለጺ የብለይን long live.
@brhananatey2780
@brhananatey2780 3 жыл бұрын
Mearey Melu mehret ygberelki 🙏🇪🇷
@samraselam1206
@samraselam1206 3 жыл бұрын
God bless you sister 🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 3 жыл бұрын
ነቶም ዝሃቡ ፈጣሪ ምሉእ ጌሩ ይሃቦም ሰብ ትሓጉሱ ክትሪኦ ባህታ እዩ ዝፈጥረልካ ንባዕልካ ክትሕጎስ።
@teweldeknfe7915
@teweldeknfe7915 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኩም
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 3 жыл бұрын
ኣሰይ ተመስገን ❤❤❤
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 3 жыл бұрын
እግዝአብሔር ኣምላክ ሂወትኩም ይባርኽ ኩሉኹም ገበርቲ ሰናይ ንሓፍትና ድማ ሙሉእ ጥዕና ይፍጠረልኪ ፈጣሪ ሓፍተይ ኣንቱም ደክተራት ድማ ናይ ብሓቂ ንሰናይ ተግባርኩም ምስጋናይ ወሰን ይብሉን መምህር ሙሉ ሓውና ድማ ፈጣሪ ሰላምካ የብዛሓዮ ናይ ብሓቂ መድሕን ጽጉማት ሕብረተሰብ ኣብ ሕድሕድ ውሻጠኦም እንዳኣተኻ ናብ ማዓልትና ኣብ ሰናይ ተግባርኩም ተሳተፍቲ ንኽንከውን ጎይታ ይደግፈና።
@fishhps7698
@fishhps7698 Жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ዮ የሕዋት ሕጂ ውን ደገፍኩም ቀጻሊ ክኽውን ተወስኺ ሕክምና ክትረክብ ጻዕረኹም ኣይፈለየ ተጋ/ ኢረትራዊያን 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 3 жыл бұрын
welcome dear brother
@ruthaghiday2573
@ruthaghiday2573 3 жыл бұрын
መ/ር ሙሉ ብርሃን ከም ሹምካ ብርሃን አጀኻ. አብ ጎንኻ አለና ብጣዓሚ ደስ ይብል ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ......
@abrehetmm2862
@abrehetmm2862 3 жыл бұрын
Memhr MULU edmen tienan yhabka medhanialem 100amet yenbrka 😭😭😭😭😭🌻🌾🌻🌾🌻🌾🌻🌻Agoki zhaftey mhret yewrdelki
@hhhh299
@hhhh299 3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ንአምላክ እንታይ ይሳአኖ ሙሉእ ምሕረት የዉሪደልኪ ዝያዳይ
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 3 жыл бұрын
መምህረይ አቦ ተጋሩ አቦ ኩልና እንተበልናካ ይውሕደካ::መምህረይ አምላኽ ከማኻስ የብዛሕልና አቦና ኢኻ::
@selamaregay6838
@selamaregay6838 3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ምሉአ ምሕረት የግበረልኪ ሓፍተይ መምህር ሙሉ ከኣ አድሜን ትአናን የሓብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@Tes-fb1ye
@Tes-fb1ye 3 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ዝሓፍተይ
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 3 жыл бұрын
እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ዝሓፍተይ ገበርቲ ሰናይ ከዓ እግዛኣብሄር ይደግፍኩም መምህር ሙሉ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፅጉማት
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 3 жыл бұрын
ወይይ ሓፋተይ ሙሉአ ብራሃን ዬኩነልኪ ማኣረይ መምህረይ ካዓ የቅንየልና አግዝኣብሄረ ዘተመሰገነ ዬኩነ ንሙለየ ዘሃበና ኣቦ ፁግማተ ነዉሕ ዕድመ ጥዕናና ዬሃብካ
@selamgebray4536
@selamgebray4536 3 жыл бұрын
Welcome muluye
@brtukantube7096
@brtukantube7096 3 жыл бұрын
ተመስገን አምላክ ❤️🙏መምህር ሙሉያ እግዛብሄር አምላክ ይሓግዘካ ዘረገጵካዮ ለምለም ይኹን ❤️🙏ኩሉኹም ገበርትይ ስናይ አምላክ ይሓገዘኩም ❤️🙏
@mrim222
@mrim222 3 жыл бұрын
መምህረይ ኣነስ መግለፂ ስኢነልካ ኣቦ ድካታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ደካትርና ድማ እግዚኣብሄር ይሃብኩም
@user-pr7pu5qd6m
@user-pr7pu5qd6m 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ኣፀድዋይ አምላክ ምሉእ ምሕረት ይሃብኪ ናብ ዝነብርክዮ ጥዕና ይምለስኪ አምላክ እንታይ ይስኣኖ መምህር ሙሉ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካፍቲ ናተይ ዕድመ ቀንሱ ይሃብካ ኣቦ ፅጉማ ኢኻ
@nuramahmmad4446
@nuramahmmad4446 3 жыл бұрын
Wowowo 💞 wowowo 💞
@yohannestekle4552
@yohannestekle4552 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል አግዛብሄር ይባርኩም ኩሉኹም
@user-zp9tb3gm1b
@user-zp9tb3gm1b 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ተበግሶ ዶዃትር ትግራይ ሓበን ተጋሩ ቀጽልዎ ክብል ይፈቱ ❤❤❤ገለ ኣብቲ ጎረበትኩም ምቃል መሰንገለኩም ዝኮነ ህዝቢ ኤርትራ ሰናይ ቅንኢ ተሓዞም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 3 жыл бұрын
Smaendo hakaym Eritreawyanko biakmom eyom nhzbom zegelglu delewo. Bservice keman genzeb keytekeflom. Btghat. Entay maletkayu knei tehaderom. Nezeom dka ktkenialom. Nezia mskin hakimom tegaru tegaru. Entayu senay gbri bhlna kkewn ialewomber. Ialetn iadn endafeleka iaykonen. Entenhaftna mlue mhret ygberela.
@tigestyssebhatuh8358
@tigestyssebhatuh8358 3 жыл бұрын
Hezbi eritrea yekun hakayem eritra eko abinet alem eyom.nesuk ember kabom senay kenie geber.ne haftena melue mehret yegbetela
@samuelgebremeskel4504
@samuelgebremeskel4504 3 жыл бұрын
Ente zey tegagye nsqa tgraway wey btuq naymejemerya hmak eretrawi ktkewn aleka ember lwhatn lgsn dea eritreawi memhr lgsn eyu
@hberi2489
@hberi2489 3 жыл бұрын
@@user-cw7sp3wl9x hji eka tezaribe ilki iki lemax hangol
@hberi2489
@hberi2489 3 жыл бұрын
Halay
@guhdrgdthgyu4936
@guhdrgdthgyu4936 3 жыл бұрын
ተመስገን ምቅርተይ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@dhery3171
@dhery3171 3 жыл бұрын
ተመስገን ምሉእ ምሕረት የውርደልኪይ
@user-fe9kn3ej3n
@user-fe9kn3ej3n 3 жыл бұрын
ኣሰይ ዛሕፍተይ ሙሉአ ሓጎስ ይግብርልኪ ኣቱ ንኪ ከምዙይ ግይሩ ዝውቃኪ አዱ ኣይስኣን አንት መምህር ሙሉ መስቶም ሓክይም ኣምላኽ ምስኩም ይኩን ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏💪💪💪
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲን አብዚሑ ይሃቦም ንአፀዳ ሓፍትና ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ
@user-sv9wb9wo4y
@user-sv9wb9wo4y 3 жыл бұрын
ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈለኩም ኣዲኣውን ተሓኪመን ሙሉእ ጥእና ይፍጠረለን
@76gasstation53
@76gasstation53 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ይህ መልካሙን ስራህ ነውና እንካን ደስ አለህ ለማለት እወዳለህ ሀሳብህን እና መንገድህ ፈጣሪ ኩሉአለም ብርሀን ያርግልህ::
@godthanksgoodforeverything7285
@godthanksgoodforeverything7285 3 жыл бұрын
Congratulations mlue Mhret yewrdelki zyaday habtey kab Eritrea 🇪🇷 habtki eye
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክጰምሳኪ ይኩን ማዓረይ
@weldegabrielweldegabriel3047
@weldegabrielweldegabriel3047 3 жыл бұрын
ሙሉእ ማሕረት ይግበሮ ፈጠሪ።
@user-by3py2qr6k
@user-by3py2qr6k 3 жыл бұрын
ቃላት የብለይን ጥዕና ይሃብኩም
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 3 жыл бұрын
Egziabher Amlak ymesgen btami desbhali tsbuk srah ab mdrna yebzehelna 🙏🙏🙏
@mrim222
@mrim222 3 жыл бұрын
ኣሰይ መሊኡ ምሕረት የውርደልኪ ዛሓፍተይ
@danielgoder8887
@danielgoder8887 3 жыл бұрын
Xugum kihgez. Memhr muliye edemen tienan yebzahalka. From Eritrea
@daniya4773
@daniya4773 3 жыл бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዝኣብሄር ይመስገን ተመስገን ምሉእ ምሕረት ንሓፍትና ኣሕዋተይ ኩርዓት ተጋሩ ደቅ ዛ ሓላል መሬት እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ
@user-fh8sj5ch9d
@user-fh8sj5ch9d 3 жыл бұрын
ወሲኩ ምሕረቱ የዉርደልኪ ዝሓፈተይ
@romanarayahaile2413
@romanarayahaile2413 3 жыл бұрын
Memhrey marey edmen tenan yhabka
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር መሊኡ ይምሓርኪ ምቅርተይ ገበርቲ ሰናይ ከዓ እስብኩም ካብ ፈጣሪ ርከብዎ!!
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 3 жыл бұрын
Fetari Mulue mhret ygberelki haftey
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 3 жыл бұрын
እልልል ተመስገን ኣምላከይ ሰብ ኢልካ መልኣክ ዝፈጠርካልና መምህረይ ስለ እት ኩሉ ግብርካ ብኣምላክ ርክቦ ምክንያቱም ትውህብቶ ናይ ሕብረተ ሰብ እንተኮነ ናይ መጀመርያ ፃዕሪ እዩስለዚ ትግሪዋይ ማለት ኩቡር መንነት ዝበሃልሎ ብዜይ ምክንያት ኣይኮነን ብተወሳኺ ኣቱም ሰብ ምያ ሕክምና፣ናይ ውጪ ደገፍቲ እዚ ፀገም ኣብነት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኮታስ ኩሉ ኣብዚ መደብ ዝሲሳተፍ ብእ|ር ፃምእኩም ርኮብዎ ሙሉእ ምሕረት ንኣፀደ ሓፍትና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና አምላክ መሊኡ ይምሓሪኪ ሓፍተይ ማዓረይ ክብር ሓዉና ሙሉ አምላክ ዓሱብካ ይክፈልካ ዝሓወይ
@adhanommekael5873
@adhanommekael5873 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ፈጣሪ
@saronmisgna7349
@saronmisgna7349 3 жыл бұрын
mulueu mhret ygbelelki fetari haftey
@zufanzufan4943
@zufanzufan4943 3 жыл бұрын
Amlak ymesgen mulue mhret ygberelna
@user-uy8vh5iz5h
@user-uy8vh5iz5h 3 жыл бұрын
ኣብነታውያን ሓኻይም ኣምላክ ጽግኡ የብዝሓልኩም ንሓብትና ምሉእ ምሕረት መምህር ከኣ ፍረ ጻማካ እንኻዕ ኣብ ግብሪ ወዓለ
@zahraakaklikhamdezahraakal2666
@zahraakaklikhamdezahraakal2666 3 жыл бұрын
الحمد الله الله يعطيك العافيه مولووو حوي edeme tena yhabka zehaweyyyy 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 жыл бұрын
የቀንየልና 🙏🙏🙏🙏🙏💓💓
@tibew4330
@tibew4330 3 жыл бұрын
እዝጋቢሄር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ናዓኺ ድማ እዝጋቤሄር ሙሉእ ጥና ይግበረልኪ 🙏🙏🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ዕድመን ጥዕናን ንተጋሩ ንዘላአለም 😂👍💪👏👏👏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@bananteame7655
@bananteame7655 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረቱ የቅርደልኪ
@sasasoso103
@sasasoso103 3 жыл бұрын
ምሕረት የዉሩደልኪ ማዓረይ
@galtigray6523
@galtigray6523 3 жыл бұрын
ምሊእ ምሕረት የውርደልኺ ሓፍተይ
@lilikiros9356
@lilikiros9356 3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ
@muluokabuy3775
@muluokabuy3775 3 жыл бұрын
መምህረይ ካብ ኩፉእ የድሕንካ ኣምላክ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ዝሓፍተይ
@user-yl3md2eb4x
@user-yl3md2eb4x 3 жыл бұрын
እግዝኣብሄር መሊኡ ይምሓርኽ ዛ ሓፍተይ መምህረይ ኣቦ ዉፅዓት ወላዲት ኣምላኽ ቅድስት ድግል ማርያም ትሓልወልና ወሃብቲ ከዓ ዝወፀ ይተካልኩም ኣሕዋተይ መሆጎስና ዘመን ይግበረልና ♥️♥️♥️
@user-vu3tr8hh1p
@user-vu3tr8hh1p 3 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ
@user-nt1gq9qh3g
@user-nt1gq9qh3g Жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ❤
@user-rm8bw7kf8d
@user-rm8bw7kf8d 3 жыл бұрын
መምህረይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ነኣካ ይኩን
@Abc-nq6jl
@Abc-nq6jl 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዶክተረይ
@zedazeda9298
@zedazeda9298 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል ፈጣሪ ይሐግዝኪ
@miligaltigray527
@miligaltigray527 3 жыл бұрын
Mulua mhret ygberelki fetari zhaftey memhr mulu ewn edmen tenan yhabka zhawey
@enjoytube8622
@enjoytube8622 3 жыл бұрын
ከምዛ ናይ ዛ ቆለዓ እዚኣ ዘብከየትኒ የለን ክንደይ ይጭክን እዚ ወዲ ብፋስ ሞ ከኣ በሊ እግዚኣቢሄር ምሕረቱ የዉርደልኪ ሓብተይ ናተይ ንውሻጠና ሜድያ ከኣ ምስጋና ይግበኦ ዩ🙏🙏🙏✅👍
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 3 жыл бұрын
Egziaebiher mulue mhret ygberelki haftey natey:: Edmen tenan yhabkum nkulukum tehagageztn M.Mulu
@user-fh8sj5ch9d
@user-fh8sj5ch9d 3 жыл бұрын
ኣየ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፍእ ኣይርከብካ እግዚአብሔር ዓስብካ ይክፈልካ ወገናትና እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም።እፍ የሐዝን😥
@Yy-uw9zd
@Yy-uw9zd 3 жыл бұрын
ተመሰገን ኣምላኽ ኣግዚኣብሔር ሙሉእ ምሕረት የውረደልኪ ማዓረይ መ/ር ሙሉ ሓወይ ዕድሜን ጥዕና ይሃብኪ 💞💞💞💞
@askalkahsay2874
@askalkahsay2874 3 жыл бұрын
ተጋሩ ኣሕዋት ዕድመን ጥዕናን ኩሉኩም ኣብዚ ፅቡቅ ሰራሕ ትነጥፉ
@reyta8878
@reyta8878 3 жыл бұрын
btami des ybl thanks mmhr mulu 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@alemgere5407
@alemgere5407 3 жыл бұрын
ምቅርተይ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ
@user-hg9nc2is1r
@user-hg9nc2is1r 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ
@user-dd3un7of9r
@user-dd3un7of9r 3 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 3 жыл бұрын
ተመስገን ኣብ ዓለም ከም ተጋሩ ሓቦኛ የለን ማርያምን ሓካይም ሪምና ሆስፒታል እውን ክብሪ ይግበአኩም ንውሃብቲ እውን እግዚአብሄር ይሃብኩም ሓፍትና ኣፀደ እውን እንኳዕ ካብ ቃንዛ ተገላገልኪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ መምህር ሙለይ እውን ተባረክ
@user-ej1yj7iq3u
@user-ej1yj7iq3u 3 жыл бұрын
ኣሰይ ሙሉእ ጥዕናኪ ይመልሰልኪ ኣምላክ ፅቡቅ ምግባር ንባዕልካ እዩ መ ምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣቦ ውፅዓት
@SaSa-ui2ud
@SaSa-ui2ud 3 жыл бұрын
ተመስገን አምላኬ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ሓፍተይ መዓረይ ገበርቲ ሰናይ ውን ብዝወፀ ይተክአልኩም
@user-xq3ep3tu1k
@user-xq3ep3tu1k 3 жыл бұрын
ኣሰይ ተመስገን መሊኡ ምሕረት የውርደልኪ❤️
@yeshibelay2767
@yeshibelay2767 3 жыл бұрын
በጣም ድንቅ መተባበር
@merhawibelay4066
@merhawibelay4066 3 жыл бұрын
Mlue mhret ygberelki habtey natey. Kbret yhabkum memhr.
@temsgenkaamlakeyy4408
@temsgenkaamlakeyy4408 3 жыл бұрын
Meleua mehrat yegbrlki zehftey mearey🙏🙏🙏
@almasneggaz2302
@almasneggaz2302 3 жыл бұрын
ተመሰገን እንኳን ደሰ አለሸ እህት መምህር ሙሉ ሀወይ እድመን ጥእናን ይሀብካ ፈጥር
@user-xc7wp6fi5e
@user-xc7wp6fi5e 3 жыл бұрын
Mulue mhiret yleakelki fetari haftey
@debesaynuguse1126
@debesaynuguse1126 3 жыл бұрын
Mret yewrdeki haftey
Алексей Щербаков разнес ВДВшников
00:47
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
Sheger Tizita Ze Arada - Menelik II Teferi Alemu @ShegerFM1021Radio
28:15
Sheger FM 102.1 Radio
Рет қаралды 3,1 М.