ቆልዓ ኣሕዚለ ን ሰብኣየ ኣፀሊለዬ ! prank

  Рет қаралды 23,112

Abel's family

Abel's family

Жыл бұрын

እንኳዕ ናብ #Abel'sFamily #Ezanaentertainment ብሰላም መፃኹም።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን መምሃርትን ዝዝርጋሕ ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ።
ዝናፈቐ ኣዲኡ ❤️ ኣብዙይ ኣለው ⮕ bit.ly/3GR4YsY
ብሉፃት ቲሸርት ፣ ጎልፎ ፣ ብርጭቆ ..ብ Mama Dezign ተሰርሐ ዓድጉ ኣበረታትዑ
👉👉 / @abelsfamily
ብተወሳኪ እዘን ቪድዮታት እውን ክትርእይዎን ጋቢዝና ኩም ኣለና
Tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እንታይ ንብል? E01
• ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እን...
ሕቶን መልስን ትግርኛሓፈሻዊፍልጠት ናይ ኤሜሪካፕሬዝዳንት ትራምፕ ናይ ኣፍሪካ ኸ E02?
• ጓል ብወዲ መዓዝ ትፅዋዕ ? new...
tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት
ብጣዕሚ ዘስሕቕ ሕቶታትን መልስታትን ኣብ ኣኬባ ጥራጥ ተዝሞልቆካ እንታይ ምበልካ ? E03
• funny tigray and Eritr...
#HenyEmu

Пікірлер: 206
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r Жыл бұрын
አስይ ደስስስ ክትብሉ ፍቁሩኹሙ ይብዛሕ አብየ እግዚአብሔር የዕቡኻ
@berryfamily2846
@berryfamily2846 Жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ግን አታ ናይ baby ቲሸርት ከይፈለጥ ኩም ድኹም ከድክንምዎ ናይ ዓጽም ምስል አዩ ምስና Orthodox ኣይፍቀድን ናይ Halloween ማለትም ሰጣን ብዓል ዝክደንዎ አዩ ብዘይ ምፍላጥ ተኾይኑ ሜርየ ካብ ቀይርሉ ካብ ገዛኺ አውን ኣውጺዮ ከም ኣሕዋተይ ኣቅርበ አየ ምስ ይቂርታ
@samsunggrandprime6640
@samsunggrandprime6640 Жыл бұрын
ካብዝ ብቪድዮ ዝተማሀርክሉ አቤል ንምድያ ድልየት የብልይ ከም አነ መራሃት ካዓ ምድያ .... ብዝኾነ ባዓል ገዛኺ ፅብቅ እዩ መጨረሻኩም የምሕረልኩም❤❤
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Жыл бұрын
እሰይ ምቁራት ደስ ክትብሉ አቤለይ ጌጋካ ዶ ፈላጥካ ሕጂ 😁😁 ሕዚ ይሕሽ ያ ከይድካ ነይርካ ናብ ምኹራይ ገፃ ዋ አቤለይ 😂😂 መንፈሳዊ ቅንኢ ትሕድሩ 🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🕊🕊🕊🕊
@gevgev8902
@gevgev8902 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u Жыл бұрын
ኣነሰ ቁደሰ ቀኒኢ እዩ እምበይ ገይር ዘቀኒአ ብእወነት ናተይሰ ማአዝ እዩ ዶ እየ ዝብለ ኣብ ሰደት ኮይነካ ሰ መፀገሙ 6 ዓመት መሉእ ንፍቅረይ ከፅብ ማዓለቲ ነዋሑ ኣጀኪ እስቲ ብለኒ ተጋሩዋኒ 🥀❤❤🥀❤🥀❤
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o Жыл бұрын
አጆኺ ክብረተይ❤
@user-wi8ly8qr3g
@user-wi8ly8qr3g Жыл бұрын
ኣጆኪ ክብረተይ ኣነዉን ኣለኩልኪ
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Жыл бұрын
ኣጆኪ ማማየ ስደትና የሕፅረልና💓💓💓
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
ግን አሕዚኒኒ ምስክን አብየል😂😂😂❤😍
@merrymim2583
@merrymim2583 Жыл бұрын
አሰይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብለይ እዋይ ሜርየይ ክኢልኪያ ዝኮነ ሰብአይ ማማይ ምሕቃፍ አይፈቱን እዩ
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m Жыл бұрын
ኣሰይ ሙቅራት ደስ ክትብሉ እግዚአብሄር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም
@GgGg-wc2pe
@GgGg-wc2pe Жыл бұрын
እሰይ ቤቢየ እግዚአብሄር የዕቢኻ ዝወደይ
@meri6388
@meri6388 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ምቁራተይ ፍቅርኹም የብዛሓዮ 💕💕❤❤❤❤❤
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
ማሚሸይ ብጥበቡ የዕቢካ መቁራተይ ፍቅርኩም ይብዘሐልኩም
@mdasmana7038
@mdasmana7038 Жыл бұрын
ኣሰይ ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፊጣሪ👏👏👏🙏🙏🥰🥰🥰
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o Жыл бұрын
እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኽ ንፈትወኩም ኢና So በርትዑልና
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q Жыл бұрын
ኣቤል ምስክን ኣሕዝንኒ😪 ሜሪ ግደፊ 😁 ብጣዓሚ እየ ዝፈልወክም ሙቁራት ቤቢየይ ሽኮር 💘
@seblehaile7211
@seblehaile7211 Жыл бұрын
ወይዛ መሪ ድማ confidenceኪ ጨኒቅዎኮ ኣቤል 😂😂😂😂 ሙቁራት …
@tsgetsge4824
@tsgetsge4824 Жыл бұрын
ስባኣይካ ምሕፃብ ክብረት እዩ
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 Жыл бұрын
Yes ♥::👌🥀
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@user-bz9df9ld2g
@user-bz9df9ld2g Жыл бұрын
አሰይ ደስ ትብሉ ፍቅሩኩም የብዘሐይ ሙቁረተይ💘💘💘
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q Жыл бұрын
ጀባዓተይ 😁😘
@user-ww5on5jl6i
@user-ww5on5jl6i Жыл бұрын
ለተየይ በጥብብ የዕብይካ ዝወደይ🙏💖💖💖💖ማሪየ እና ኢበይለየ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፍጣሪ😍😊
@dyrt1727
@dyrt1727 Жыл бұрын
ሜሪ መጀመርያ ኣስሒቅክኒ😂 ካብኡ ከዓ ዓቅለይ ኣወዲእክኒ ብዝኮነ ፍቅርኩም ይብዛሕ🥰🥰🥰
@user-pq9id1ie3u
@user-pq9id1ie3u Жыл бұрын
እሰይይ ምቁራት ፍቅርኹም የብዝሓዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኻ ቤብዋይ🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ኣሰይይ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ፅሩያት ብትግርኛ ደኣ ቃንቃስ ኣዕብይዎ ወደኩም
@sjsughjdjd1130
@sjsughjdjd1130 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ሙቁራተይ 👏👏👏😘😘😘
@Sesensesen
@Sesensesen Жыл бұрын
ፅቡቅተይ ,,, 💕💕💕💕👌🥰
@yaredkahentemelsan2950
@yaredkahentemelsan2950 Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኩም ክብራት ኣሕዋትይ ❤️🥰🥰 ኣስይይ ኣብየይ ሜሪየይ ብጥበቡ የዕብየልኩም ምቁራት ፍቅርኩም የብዝሓዮ ❤️🥰🥰🌹
@Almi_Alm
@Almi_Alm Жыл бұрын
😁😁😁አታ ሞይተ አቤት አቤል ትዕግሰቱ
@swsw3157
@swsw3157 Жыл бұрын
😁😁😁😁
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
welcome back fetuwatey
@vjr7453
@vjr7453 Жыл бұрын
አቤለይ ጌጋታትካ አርመን ቆልዓ ትሕግዛ አለካ ስልክ ወይ ማንም ሰብ ድሕሪ ኩሉ እዩ መጀመሪያ ሰበይቲካን ውላድካን አኽብር❤💊🕊💊🕊
@ggyy2772
@ggyy2772 Жыл бұрын
ፕራንክ እያ ትገብሮ ኣላ እምበር ለዋህ ዩ ዝመሰል♥️
@letslats9259
@letslats9259 Жыл бұрын
ምቅራተይ😘😘😘😘
@Harir634
@Harir634 Жыл бұрын
😂😂😂😂ፍቅርኹም ደስስስስ ክብል ኣሕዋተይ ሳብስክራይቭ በሉኒ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@axsumawit1562
@axsumawit1562 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ሙቁራተይ 😘😘😘
@tgg6888
@tgg6888 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ፅሩያተይ ቤብየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕቢኻ 🙏💚❤🥀
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk Жыл бұрын
አሰይይ ደስ ክትቡሉ ዕድመን ጠዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩምን ውላድኩምነ ይባርክከልኩም
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l Жыл бұрын
አሰይ ጽሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍትዋተየይ ዝፈትወኩም❤❤❤❤
@reemal1725
@reemal1725 Жыл бұрын
ናይ ፍቅሪ አምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም አሕዋትና
@assfeadg3726
@assfeadg3726 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ሙቅራት ደስ ክትብሉ🥰💘
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 Жыл бұрын
ዝፈትወኩም ፍቅረኩም የብዘሐዮ ፈጣሪ ♥❤👏ኣሰይ ቤቢየ እውን ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ብጥበብ የዕቢኻ 😘💝👏
@user-yl1uv8eh6e
@user-yl1uv8eh6e Жыл бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃኣኩም ፍትዋተይ ኣቤት ዓቅሊ ተፃዊትኩሉ ሜሪየይ
@user-fl1nf9vr4s
@user-fl1nf9vr4s Жыл бұрын
ክክክ ሜሪ ግደፊያ እዋይ ኻሊእ እኳ ብፅፍዒት ምትዋቕዐ ነይሩ
@meareythegay1548
@meareythegay1548 Жыл бұрын
ኣይይይ ሜሪየይ 😁😁😁😁❤❤
@user-ql9ps3ob5c
@user-ql9ps3ob5c Жыл бұрын
ኣሰይ እዝ ህፃን ደስ ኢሊኒ ማለት ንቅዱስ ገብርኤል ስእሊ ኣድህኖ ይሕዞ ኣሎ እና ንሚጣ ንቤተ ክርስትያን ውሰድዎ ኢኩም ብዝተረፈ ብጣዓሚ እየ ዝፈተኩም❤❤
@mesigaltigray
@mesigaltigray Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ምቁራት❤️💛
@rrr6755
@rrr6755 Жыл бұрын
ኣሰይ ፅሩያት ክፈትዎምኩም ማዓት💗😘
@user-vl9cc8bd3n
@user-vl9cc8bd3n Жыл бұрын
ኣሰይይ ሙቁራት እንኳዕ ደሓን መጻኩም🥰🥰🥰 ክክክ ኣሰሒቅኩሙኒዋ ሰካለ ልቃሕካ መልስ ኣሪአና😁🤣🥰
@user-se6sj7ig4x
@user-se6sj7ig4x Жыл бұрын
ሞትኩ ብስሓቅ አሰይ ጡዑማት አሰይ ትሕትና አቬለይ ረዲኡኪ ሜሪ ዕድሎኛ ኢኪ
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Жыл бұрын
አቤለይ ማዓረይ አሕዚኑኒ💘😁
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ ቤቢየ ማዓረይ ብጥበቡ የዕብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤
@dhysf2785
@dhysf2785 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቅራት🥰🥰😁
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 Жыл бұрын
አሰይይይ ሙቁራተይ እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ሰላሙኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለልና ❤️❤️❤️❤❤❤❤❤💞💞💞💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኣቤለይ ሜሪየይ ሙቁራተይ ሎቶርየይ ብጥበቡ የዕቢኻ ዝወደይ💞❤👏
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
ኣትኖ ሜሪ ታይ ጌሮምኽን ኣብ ምስኪን ልቤብየ ስዓሙለይ
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 Жыл бұрын
አሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏😍😍😍
@emmaq1588
@emmaq1588 Жыл бұрын
ኣቤል ትዕግስትካ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩሞ ይባርከልኩሞ
@milimili6518
@milimili6518 Жыл бұрын
ክክክክ
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Жыл бұрын
ክክክክክክክክ ኣቤላ ምስኪን😁😁😁
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ💋🥰🥰🥰🥰🥰
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Жыл бұрын
ዮተረይ የኔ ቆንጆ ብጥበቡ የዕቢካ እግዝኣብሔር ዝወደይ ምቁር🙏🙏💓💓 ኣቤለይ ኣጆካ ጌጋካ ተረዳኣ ክክ😃😃 ሶ ይፈትወኩም እየ ሜሪዋይ&ኣብየላ ዞም ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ💓💓💓💋💋
@user-wg5jm2tk1d
@user-wg5jm2tk1d Жыл бұрын
ኣቤለይ ምስኪን ኣሕዚኑኒ ሜሪዬ ዓቅለይ ኣወዲኢክኒ ክክክ ታይ ጌሩኪ
@zewditewolde4087
@zewditewolde4087 Жыл бұрын
God bless you baby boy we love you 😍 ❤️ ♥️ 💜 💕 💓 😍 ❤️ ♥️
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын
እሰይ እንዳ አበልሰ ፋሚሊ ክንደይ ደሰ ክትብሉ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ❤️❤️❤️❤️🌹🌹
@farahfarah4105
@farahfarah4105 Жыл бұрын
እዊ ኣቤል ኣሕዚኑኑይ ሜርየይ
@user-vz5ew3pv8h
@user-vz5ew3pv8h Жыл бұрын
ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ❤❤❤
@letsh2877
@letsh2877 Жыл бұрын
ኣሰይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ🌿🙏
@malenebeyena4229
@malenebeyena4229 Жыл бұрын
አሰይይይይ ደስስስስ ባሃሎ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ንአብየ ብጥበቡ የዕብየልኩም
@merhawitkide7839
@merhawitkide7839 Жыл бұрын
መሬየ ስሕቅ ቀትልኺና 😄😄
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ኣነስ ኽፍትዮኩም ፅሩያት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-tn1gj9pc2q
@user-tn1gj9pc2q Жыл бұрын
አስይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕይ💖💖💖
@user-oz5yq6oh8y
@user-oz5yq6oh8y Жыл бұрын
ምስክን ኣናድኽዮ ሜርየ😄😄😄😄
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Жыл бұрын
ደሰ ባሃልቲ ፅሩያተይ🥀🥀🥀
@salama9542
@salama9542 Жыл бұрын
አሰይ ሙቁራተይ ሓዳርኩም ይባረክ ፍትው እየ ዘብለኩም
@user-rc5zf7dx8x
@user-rc5zf7dx8x Жыл бұрын
ሙቁራተይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤🥰
@AsSa-rk6rr
@AsSa-rk6rr Жыл бұрын
ኣሰይ❤❤
@rrrr8483
@rrrr8483 Жыл бұрын
ቆንጆ
@user-yr9ob8ul2d
@user-yr9ob8ul2d Жыл бұрын
ማሮች🥰🥰🥰🥰
@user-wh8sc2lq8x
@user-wh8sc2lq8x 6 ай бұрын
😂😂😂😂አቤል አሕዝንን
@user-hx4uc3pv2d
@user-hx4uc3pv2d Жыл бұрын
አሰይይይ ዝፈትወኩም Abel's famili እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም ይባርክ ውላድኩም ድማ ብጥበቡ የዕብየልኩም ምቁራተይ
@rfduv1457
@rfduv1457 7 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁራተይ ፍቅሩኹም ይብዛሕ❤♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i Жыл бұрын
ኣሰይ ደሰ ክትብሉ ኣብ ሰደት ድነሀና አለ ናብዝ የብቀአና
@zufanzufan1288
@zufanzufan1288 Жыл бұрын
ጥንሲ ከጥዕመልካ ክክክክክክክ ፍቅርኩም ይብዛሕ
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
ምቅራተይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ
@assfeadg3726
@assfeadg3726 Жыл бұрын
Abeley mkur🥰
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Жыл бұрын
ናይ ፍቅሪ አምላክ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ግን አቤል ከብደይ በሊዕካኒ ሜሪ ግደፊ 😁
@alemah2725
@alemah2725 Жыл бұрын
አቤል አሕዝንን 😥😥😍😍😍
@milikaleab6709
@milikaleab6709 Жыл бұрын
Gele aynet meri🇪🇷
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Жыл бұрын
እረ በሳቅ 😂😂😂😂😍😍😍😍❤❤
@zebib6482
@zebib6482 Жыл бұрын
እሰይ ቤቢየ ቆንጆ እግዜአብሄር የዕቢኻ
@SaSa-by6hd
@SaSa-by6hd Жыл бұрын
ሰላም
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l Жыл бұрын
ሜሪ ከምዝይ ኣይብልን ያ😁😁😁😁😁
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሙቁራተይ
@tdf1948
@tdf1948 Жыл бұрын
ፍቅራተይ❤️❤️❤️❤️❤️🤴👸
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ምቁራተይ ኣነስ ክፈትወኩም ለባማተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ 🙏❤️
@assfeadg3726
@assfeadg3726 Жыл бұрын
mieritey mkrti🥰💋
@goodplaza795
@goodplaza795 Жыл бұрын
ኣቢየለይ😁😁😁😁😁😁😁.ከሕዝነካ😁
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Жыл бұрын
ያዕውይ😂😂😂
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
መክሰባተይ❤😍😍😍😍😍😍❤💛❤💛🕊🕊🕊🕊🕊✊
@alexisgaltigray2849
@alexisgaltigray2849 Жыл бұрын
Atiyo atkirkyo eko😂😂😂
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Жыл бұрын
ምቅረት ሰክቅ ምይቱ ክክክ
@HHh-qq7rl
@HHh-qq7rl Жыл бұрын
tsbukteyyyy😘😘💊💊
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ከም ሎምዓንቲይ እንደየ ሲሐቀ ዘይፍለጥ 😍🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
New Eritrean Street interview (NATNA CHANNEL) ሕቶን መልስን
24:01
БАТЯ И ЗОМБИ АПОКАЛИПСИС , МИРУ КОНЕЦ?
20:52
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,7 МЛН
A young mother couldn't calm down her baby at the lesson #shorts
0:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
The cat chose the right one 🥰🥳😸
0:32
Ben Meryem
Рет қаралды 47 МЛН