ምርጫ መጻምዲ ብመጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ክኸውን ይግብኦ? ብሊቃውንቲ©2021

  Рет қаралды 1,365

Welta Tewahdo Ze Eritrea

Welta Tewahdo Ze Eritrea

Күн бұрын

Welta Tewahdo Ze Eritrea ካብ ተኸታተልቲ ዝቀረቡ ሕቶታት እትምልስ መደብ "ዕለተ ኣውስዖ " ወትሩ ሰኑይ share,like, subscribe

Пікірлер: 21
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና። ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልኩም
@michaelabedom1478
@michaelabedom1478 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡራት መምህራን ሊቃውንት ቤተ ክርስቲያና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፣ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ። ዝተማህርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚኣብሔር ። ይቅሬታ ኣነ ከኣ ክልተ ሕቶ ኣለዋኒ ጽቡቕ ገይረን ክበርሃለይ ደልየ ፥ 1ይቲ ኣብታ ናይ መንፈሳውን ስጋውን ዝምድና ዝብላ ማለት ኣብታ መንፈሳዊ ዝምድና ኣበ ነፍሲ ሓደ ክኸውን የብሉን ዝብል ኣይተረዳኣትንን ።ናይቶም ዝመርዓዓዉ ዲዩ ሓደ ክኸውን ዘይብሉ ! ብኸመይ ኢዩ' ከ ክትበርሃለይ ደልየ ። 2ይቲ ከኣ ኣብታ ናይ ዕደመ ደረጃ ትብል ማለት ወዲ ዓቕሚ ኣዳም ፡ ኃል ድማ ዓቕሙ ሔዋን ዝብል ኮይኑ ፥ ኣብቲ ዕደመ 'ኸ ክሳብ ክንደይብ ዝኾነ ደረጃ (ፍልልይ) ናቶም ተጻመድቲ ወሳኒ ክኸውን ይግባእ ። ስለ ዘይበርሃለይ እየ ይቕሬታ ንዓይ ንድኹም ሓውኹም ንእትህቡኒ መልሲ ብስም ወላዲት ኣምላኽ የመስግነኩም ።
@gottseidanke8111
@gottseidanke8111 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalena memharan ahwateyyy nay bhaqi xibuk temhrti ekum temhrena zelekum emberhan meskltena teken
@paradise2143
@paradise2143 3 жыл бұрын
🙏ቃል ህይወት የስምዓልና🙏
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 3 жыл бұрын
Amien amien amien kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum abotatna
@weinihagos2269
@weinihagos2269 3 жыл бұрын
ኣሜንንን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋተይ። ብሓቂ ኣብ ኩሉ ሓሳብናን ማሕበራዊ ጉዕዞናን እግዚኣብሄር ዝሰመሮ ሂወት ከነሕልፍ ሰናይ ፈቓዱ ይኹን!!!
@mebrahtugebrehiwet7128
@mebrahtugebrehiwet7128 2 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmialna
@kasay67
@kasay67 3 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና ክቡራት መምህራን። ምስኣ ኣልግብ ኣቢልኩም ከኣ( ስነ ስርዓት መርዓ፡ተክሊል፡ኣልባስ፡ኣብ ግዜ መሪኣ፡) ብሓፈሻ ክተብርሁልና ጽቡቅ እዩ። ክብረት ይሃበለይ።
@tekleshishayabraham4696
@tekleshishayabraham4696 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓለና
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና መምህር ሓውና አምላኽ እስራኤል ጽጉኡ የብዘሓልኩም+++
@ልቢእንተትሕጸብ
@ልቢእንተትሕጸብ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኣነ እንታይ ክብል ደልየ ኣለኩ ናይ ሃዋርያት ታርክ እንተ ተቅርቡሉና ጽቡቅ ነሩ ማለተይ ቅድሚ ሃዋርያት ምካኖም እንታይ ዩ ነሩ ስርሖም ጴጥሮስ ገፋፊ ዓሳ ነሩ ማቴዎስ ተቀባሊ ቀርጽ ነሩ እቶም 10/ዓሰርተ ከ እንታይ ነሮም ቅድሚ ሃዋርያት ምኻኖም ንትሕቡኒ መልሲ የመስገን ክብረት ይሃበለይ
@abrhaleyweldetnsae6260
@abrhaleyweldetnsae6260 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 3 жыл бұрын
qale hiwet yesmalna memhr
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 3 жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak mihretu yilakelna, Amen.
@user-hz6jo2ln8h
@user-hz6jo2ln8h 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
@dawitsium6909
@dawitsium6909 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ።ከም ፍቃድ ኣምላክ ክልተ ሕቶ ኣለዋኒ ።ኣብ ብሉይ ኪዳን ንመዉስቦ ምስ ትሓስብ ክሳብ ሸዉዓተ ወለዶ ዘሎ ክትዋሰብ ከምዘይፍቀድ ይነግር ።ኣብ ሓዲሽ ኪዳን ዉን ክሳብ ሓሙሽተ ወለዶ ዘሎ ክትዋሰ ከምዘይፍቀድ ንምሃር ኢና ።ኣብቲ ዘሎ ናይ ኣዝማድ ንመዉስቦ ዘይፍቀዶም ዝምድና ዘርዚርኩም እንተትምሁርና ጽቡቅ ኔሩ።ከም ካልአይቲ ከኣ ኣብ መንጎ ወድን ጓልን ዘሎ ፍልልይ ናይ ዕድመ ማለት ንኣብነት ሓደ ወዲ ንሓንቲ ብዕድመ ንእትዓብዮ ጓል ክምርዖ ይፍቀድ ድዩ ።ንእትህቡኒ መልሲ የመስግን የቀንየለይ ኣብ ኮመንት ንእትህቡኒ መልሲ ዉን ብመጽሓፋዊ መልሲ ክከዉን ይላቦ።
@deshi6644
@deshi6644 3 жыл бұрын
ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልካ ክብር ሓው ዳዊት ናይ ብዙሓት ሕቶ እሞ ተገስድኩም ክትምልስልና ንምሕጸን ክብራት መምሃራን
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 3 жыл бұрын
memher abzi zelnayo merabawi Hade kahn had dyaqon nsom kemen edl tegirka iyu enber damxo daked iyu zegelglu abenbsi nay kulna had iyu kal khn sle zeyl gdn nkulku abo ykonwo Hji abzi ewa, tftwa nhadar ktkonka enta hasbka abnbsi hade iyum naykltka bjekom kahn sle zeyle entay ygberu bkemey yftah kuru ktebrhlna bthtna yhatt
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 3 жыл бұрын
መልስሉናባ መምህር
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
qale hiwet yesmaaley amien bahaqi
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 42 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 15 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 66 МЛН
"ምስክሩ  ዮሐንስ ስለሱ ተናገረ" ዩሐ 1፡19
49:50
ኖላዊ (NOLAWI )
Рет қаралды 138
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 42 МЛН