ምርጫይ ሳዕቤን ኣለዎ ዶ? ትምህርታዊ ድራማ ብዛዕባ ንመናእሰይ ስነ-ተዋልዶ ጥዕና፣ 3ይን 4ይን ክፋል

  Рет қаралды 512,586

Thera Mjaaland - Theram Production

Thera Mjaaland - Theram Production

Күн бұрын

እዚ ትምህርታዊ ድራማ ኣብ ኢትዮጵያ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ እዩ ተዳልዩ። ዕላምኡ ድማ ምስ ጉዳይ ስነ-ተዋልዶ ጥዕና ኣብ ዙርያ ምጥቃም መቖፃፀሪ ወሊድን ምንፃል ጥንሲን ዘድሃበ ዘተ ንኽካየድ ንምልዕዓል እዩ። መናእሰይ ኣብ ዕድመ ጉርምስንኦም ንመፃኢ ሂወቶም ሳዕቤናት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት እዮም ወሲዶም። እዚ ድራማ ኣማራፂታት ስነ-ተዋልዶ ብመልክዕ ሜላታት ምክልኻልን ውሑስ ምንፃል ጥንሰን ብሕጋዊ መንገዲ ቐሪቦም እናሃለው ግን ድማ ልምዲታት ስርዓተ-ፆታ ዘሕድርዎ ፅልዋ ዳህሲሱሎ። ብዛዕባ እቶም ኣማራፂታት ዘሎ ግንዛበ ዝተሓተ እዩ። ኣብ ዙርያ ዕድመ አከልነትን ዛዕባታት ስነ-ተዋልዶ ጥዕና ዘሎ ስቕታ እውን ሰፊሕ እዩ። ምስ ምዕቃብ ድንግልና ጓል ኣንስተይቲ ብዝተዛመደ ቅድሚ መርዓ ገደብ ፆታዊ ርክብ እንተሃልዩሞ እንተድኣ እቲ ኩነታት ኣጋጢሙ እተን ንኽዳለዋን ዓርሰን ክከላኸላን ኣፀጋሚ እዩ ዝኾነን። እዚ ሓፂር ትምህርታዊ ድራማ ሓላፍነት ዝወስድ ሰብ ንምዃን ዘኽእሉ ኣማራፂታት ይህልውዶ ዝብል ሕቶ እውን ኣልዒሉሎ።
እዚ ትምህርታዊ ድራማ ብዛዕባ ንመናእሰይ ስነ-ተዋልዶ ጥዕና ኣብ ዩኒቨርሲቲ በርገን ብዝሳለጥ መፅናዕታዊ ፕሮጀክት ኣቢሉ ካብ ኖርዊጀን መፅናዕቲ ካውንሲል/ኖርግሉባል ብዝተረኸበ ገንዘባዊ ሓገዝ እዩ ተዳልዩ። ነቲ መፅናዕቲ ዘድሊ መረዳእታ ድማ በዚ ድራማ ኣቢልካ ምስ መናእሰይ፣ ወለዲ፣ መምህራን፣ ሰራሕተኛታት ጥዕና፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ሕብረተስብን ካብ ዝካየድ ዘተ ይርከብ።

Пікірлер: 350
@defdwd5086
@defdwd5086 Жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ቀፅሉሉ ጀጋኒዮ ሓፍቱኩም ቅሳነት ጋል ትግራይ💚
@wedizerom8070
@wedizerom8070 6 жыл бұрын
*ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ነተባብዓዮም እስከ እቲ ሃናጺ ዝኾነ ርኢቶ like share ኣይንብቀቀሎም*
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Likie alekha ewe..
@kesetegeresus5249
@kesetegeresus5249 5 жыл бұрын
wedi zerom ab argit hasab alka habibi nesom xebuk alo
@asalaltmimi7092
@asalaltmimi7092 4 жыл бұрын
كتةؤ
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 6 жыл бұрын
ቀፅልሉ ኣሕዋትና ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ከምትበፅሑ ውን ምሉእ እምነት ኣለኒ
@yorsaliemtesfaldet6429
@yorsaliemtesfaldet6429 4 жыл бұрын
2efghiom
@semereteklay4153
@semereteklay4153 6 жыл бұрын
I loved all parts of the drama, it's really knowledgeable drama, First time I watched Tigray drama, so good job Keep it up and thank you all. One love 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹!!
@goodnet1168
@goodnet1168 5 жыл бұрын
መጀመርያ ከመስግነኩም ይደሊ ምክንያቱ ኣብዚ ዕድመ ከምዚ ሓሲብኩም ምብጋስኩም ጥራሕ ይኣክል ፨ ቀጺለ ክብለኩም ዝደሊ ካብ ኮንዶም ንጠቀም ምባል ንታሓረም ካብ ጾታዊ ርክብ እንተ ትብሉ ዝበለቀ እዩ ምክያቱ ቅድሚ መርዓ ጾታዊ ርክብ ዝሙት ስለ ዝኮነ
@suvarnaysuvarna7972
@suvarnaysuvarna7972 6 жыл бұрын
I am from Eritrea i love you Deqi Tgray ahwatna btami Ena nfetwekum ajkum Kabzi dblx ktserhu tesfa Ngebr 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
@beryewedigebar374
@beryewedigebar374 6 жыл бұрын
ጾታዊ ርክብ ከ ኣብ ሃይማኖትና ፍቑድ እዩ ዝብል ኣሎ ድዩ? ካብ ኤች ኣይ ቪ ካብ ምፍራሕ ፡ዝያዳ ንምንታይ እምነት ኣብ ኣምላክ ዝይንገብር? ኮንዶም ! ብተደጋጋሚ ከምዚ ክትብል ተዛሪብክያ ሶልያና ፡ ኣበየናይ ሰዓት ወይ ግዜ እዩ ኮንዶም ምስ ፍቕሪ ዝተዛመደ? እዚ ውን ኣብ ሃይማኖትና ሓደ ምስ ሓንቲ ደኣ እምበር ፡ ምስ ዝፈተካያ ዝወር ወይ ጾታዊ ርክብ ፈጽም ዝብል ጽሑፍ ኣሎ ድዩ? እንተሃልዩ ውን ዝሙት እዩ ዝቁጸር !! ብዝያዳ ግን ብዙሕ ነይሩ ዝእረም ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ እዚ ክንእረመሉ እዩ ዝግበኣና ። ኣጆዂም ግን ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ፍልይ ብዝበለ መደባት ሒዝኩም ክትቀርቡና ብተስፋ ንጽበ ። ኣነ ሓውኹም ወዲ ኤሪ እየ (beryegebar)
@rahelrobel2018
@rahelrobel2018 5 жыл бұрын
I'm from Eritra but I love you Tigray
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 6 жыл бұрын
ዋይ ብእውነት ደስስ ክብልካ ማራ ማራ ቅፅለሎ
@redwandawit1085
@redwandawit1085 6 жыл бұрын
I am from Eritrea I love you from Ethiopia people and one ledy I lovey
@AA-hr6ip
@AA-hr6ip 6 жыл бұрын
I’m from Eritrea 🇪🇷 Ethiopia is good you are nice 👍 💯 💯 💯 ajokom
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 5 жыл бұрын
Thanks mearr!❤️🇪🇹🇪🇷
@AA-hr6ip
@AA-hr6ip 5 жыл бұрын
Abby gal Adwa ብሃንቀዊታ ይቲበ ኣለኣኩ በኣጃኩም
@zhrahz9749
@zhrahz9749 6 жыл бұрын
ሽኮራት ቀፅሊዎ ንፍዓት የሕዋተይ
@naykrstosena7630
@naykrstosena7630 6 жыл бұрын
እዛ ድራማ ካብቲ ንስኩም ትሓስብዎ postive መልክቲ ዝበዝሐ negative መልክቲ ዝሓዘት ያ ። 1, ኣይኮነን ቕድሚ መርዓ ሲ ተመርዒካ ዉን ካብ partnerka ወጻኢ ብፈጣሪ ኮነ ብባህልና ፈጺሙ ዘይፍቀድን ሓጥያትን ኢዩ ኣብዛ ድራማ ግን condom ጥራሕ ኣይትረስዕ እምበር ኖርማል አዩ መልእክትኩም ፡ጌጋ፡ ንባዕልኩም ሰፊሕ ትምህርቲ የድልየኩም ኣሎ ጽልሙት ትምህርቲ ኣይተማሕላልፉ ድራማ ክትሰርሑ ኢልኩም ምፍታንኩም ጽቡቕ አዩ ግን አንታይ ዓይነት ከመይ ከ ይገልጸኩም ብዝተፈላለየ ኩርናዓቱ ሪኢኩም ስርሑ ። አምበር ንስካትኩም ኣብዛ ድራማ ዝገበርኩማ ግብሪ ኣይኮነትን ተማህሮ ክንስኩም ግና ካ ኣጸየፍቲ ዜጋ ኢኩም ተቀይርኩም ፡ ዓርኪ ኣፍቃሪት ክትሕ ንቡር ኢዩ ኣብዚ ናሃትኩም ዕድመን ደረጃን ግን ኣይድገፍን አዩ አሞ ካ ብሙሉኩም ሲ ጸታዊርክብ ኮንዶም ጥንሲ ኮይኑ ቲ ትሕዝቶኩም ጥቅልል ብዝበለ ሓንቲ ጋል ኣንስተይቲ ኮነ ወዲ ተበዓታይ ክሳብ ዕድሚኡ ኣኪሉ ዝምርዖ ጉዳይ ትምህርቱን ኣምላኩ አንዳ ኣገልገለን ብንጽህናን ብቕድስናን አዩ ክነብር ዘለዎ። የቀንየለይ!
@fshktaameley2027
@fshktaameley2027 6 жыл бұрын
ያ ክማዓራረ ዝግቦኦ ቡዙሕ ግዶሎ ኣለዋ ምሳካ ኣለኩ ኣነ ከማን
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Enate malet.. abrhaley eti negativity likie yu kab bahlina kurub witsie zbele yu ymesleni gn ane kab tigrai nharnet iye wetsae...
@akbayaray5869
@akbayaray5869 6 жыл бұрын
enatie malet ewnetegna fqr nat lenie ሓወይ ርእሰይን ርእስኻን ደኣ ሓደ ከይ ኮዌን መኽንያቱ ክጽሕፋ እንዳ ሓሰብኩ ቀዲምካኒ
@Onelove12347
@Onelove12347 6 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ምሳካ ኣለኩ ኣነ ከማን ኩሉ ከም ቁቡል ጌሮም ኢዮም ዘሪኢዎ ዘለዉ
@abrhamelitrea3531
@abrhamelitrea3531 6 жыл бұрын
enatie malet ewnetegna fqr nat lenie እንበር ከ ነቲ ወዲ ኤድስ ኣለካ ክትብሎ ከላስ ዱብ ኣቢላትሉ ዶክተር ደኣክል ይስብድ ዶ ይስብድን ኣክንዲ ትፈታትኖስ ኣብኣ ከላ ዶርጊሓታ
@amlakfqrieiu2475
@amlakfqrieiu2475 6 жыл бұрын
ዋውውው ናይ በሓቂ መሃሪ ፊሊም ኣጆኩም ቀጽልዎ ።
@awethailat6341
@awethailat6341 5 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ንኩላትኩም ብምቕጻል እዛ film ብታዕሚ ኢያ ካብ ስነ ምግባር ወጻኢ ተሰሪሓ ምኽንያቱ ኣብ ባህልናን ሃይማኖትናን ዘየለ ስራሕ ሓደ ጥንሲ ምስዳድ ሓጥያት ከሎ ጥንሲ ምስዳድ ከም ጹቡቕ ውሳነ ገርኩም ኣቕሪብኩሞ ካላኣይ ካኣ ጾታዊ ርክብ ብኮንዶም ሕጋዊ ሙኻኑ ተዛሪብኩም ብሓፈሻ አዛ film ናይ ብሓቂ ነቲ ዝመጽእ ዎሎዶ ሃሳይትን ካብ ስነምግባር ወጻኢ ስለ ዝኮነት ሕጂ ካልእ ሓሳብ ዘለዎ ይጽሓፈለይ
@tesfittesfit6327
@tesfittesfit6327 6 жыл бұрын
ውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል አዩ ቀጽልዎ ይሕዋት
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኣይትጥፍኡ ቀፅልሉ
@qwertqwert-mx3jt
@qwertqwert-mx3jt 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፍዓት ኣይትጥፍኡ ቀፅልሉ
@user-el1rx6zm6v
@user-el1rx6zm6v Жыл бұрын
ደቂ ዓደይ እንዳባጉና💋💋💋💋💊❤🥰🥰
@user-pp6uj1tn8s
@user-pp6uj1tn8s 6 жыл бұрын
wawww ጽቡቅ ትምህርቲ
@samsomhaile8521
@samsomhaile8521 6 жыл бұрын
ያ እዛ ሶልያና(ማሻ) ብጣዕሚ ሓቢየያ ኣለኩ ኣድራሽኣ ተለኩም ሓብሩኒ ጎሬቤት ኢየ ከኤሪ Eri
@mashoazenaw9352
@mashoazenaw9352 4 жыл бұрын
Samsom Haile yekenieley zyaday
@ismaelsuleiman3824
@ismaelsuleiman3824 6 жыл бұрын
I’m from Eritrea And peace from America
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Waaaw Enkua bdehan metsaekum deki jeganu gobezat korielkum nkulukhum abzi ztewasaekum nay directors stage managers... kulukhum great job educational iyu ajokhum bertiu atitfie shikorinatat❤️❤️❤️🇪🇹🇺🇸
@gottseidanke2769
@gottseidanke2769 5 жыл бұрын
በርቱዕ አጀካም ደቂ ትግራይ ቀፅልሉ
@user-vw4bh2xz1d
@user-vw4bh2xz1d 8 ай бұрын
ትግራዎት ድዮም
@yerdugerye8656
@yerdugerye8656 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፁሩያት 🥰🥰🥀🥀💋💋💘💘
@Filmontesfa
@Filmontesfa 6 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መጻእኹም የሕዋት። ትግርኛ ትዓንብብ ሰላም ን ኢትዮ ኤርትራ.እታ ጓል ሶልያና ግን ክፍተወካ ምሽ ጨዋ[salta]።
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Amennn fikrina yambib ewe mearrr!!
@mashoazenaw9352
@mashoazenaw9352 4 жыл бұрын
EPLF Terrorists. ህግደፍ ሸፋቱ። yekeneley halaley
@djdhxbhd6809
@djdhxbhd6809 4 жыл бұрын
ሰኪስ
@djdhxbhd6809
@djdhxbhd6809 4 жыл бұрын
አወዐወጰሸጸ
@user-jr2if4sh4y
@user-jr2if4sh4y 6 жыл бұрын
አሰይ ፁቡቃተይ ቀፅሉሉ ባህልና ዝሓወሰ ክብሪ ዘለዎ ድራማ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Bhaki gual jeganu halal!!
@zufangrmay7123
@zufangrmay7123 6 жыл бұрын
ኣረ ዝያዳይ አየኑ ባህሊ የብሉ ሃይማኖት የብሉ ኮንደም ኮንዶም ወዲኦምና ዋይ ስድታት ጭፈራን ሽርሙትናን ነውሪ ከም ዘይኮነ እዩ ዘረድእ ዝመስል እና በጃኩም ደቂ ዓደይ ምስ ባህልናን ሃይማኖትናን ዝከይድ ትምህርት አምፁልና ብዝኮነ ሰላምኩም ይብዛሕ
@user-jr2if4sh4y
@user-jr2if4sh4y 6 жыл бұрын
+Zufan Grmay ዝያዳይ አፍታ ጭፈራ ዳአ ሓቅኪ ግንትሕትና አለዎም ሰበይ
@user-jr2if4sh4y
@user-jr2if4sh4y 6 жыл бұрын
+Abby gal Adwa ጋል ሓራስ ነብሪ 💓
@zufanhayleselasihayleselas636
@zufanhayleselasihayleselas636 6 жыл бұрын
ፅቡቕ እዪ ማለት ኣብ ትግራይ ስነ ጥበብ ተዳኪሙ ኔሩ ግን ካብ ኮንዶም ትብሉ ቅድሚ መርዓ ወሲብ ክፍፀም ከም ዘይ የብሉን ተትብሉ ይሓይሽ ንምንታይሲ ከምዚ ቀሊል ተራ ነገር ጌርኩም ኢኩምወሲድክሞ
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@anterelove7250
@anterelove7250 6 жыл бұрын
from Eritran ብጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ኣጆኹን ሰልጡኑ
@robeladnaqiiihermonbrhanea9800
@robeladnaqiiihermonbrhanea9800 6 жыл бұрын
Dahar kaa Nay gual dengelna Zey kones Helna Eyu Zegeds OK so Continue
@asmoromkobodom2839
@asmoromkobodom2839 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ማርሃርት ዝኻነት ኮሜዲ ናይ ብሓቂ ኣድኒቆኩም።
@sarrr2980
@sarrr2980 2 жыл бұрын
Asay.daki.Aday.maray💝🤲🙏🤲
@user-oi3ux7lq3r
@user-oi3ux7lq3r 6 жыл бұрын
በጣዕሚ ግራሚ ምልእከት አለዋ ግን በደናበ አሰምሮኩም ሰራሕ ሰላምኩም ይብዝሕ ፍትወትው ነፍቅፍቅ ብቃ
@blinablinikura1073
@blinablinikura1073 6 жыл бұрын
I am from Eritrea 🇪🇷 I love you 🤟 ethopian people kab miiti 89/100 yifetwekum like please Gele aynet memharit comediikea deki tigray 😍😍😍
@user-tm3ir5yi8k
@user-tm3ir5yi8k 6 жыл бұрын
ارتريان اخونن حبيبى نحن نحبكم بااكتر
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Nhna iwin ftuw ftuwww neblekum deki eri 90% kkkkk!!❤️🇪🇹
@habenteklu9005
@habenteklu9005 6 жыл бұрын
Abby gal Adwa hjhhhhhh
@khaledtube3907
@khaledtube3907 6 жыл бұрын
Abby gal Adwa Ethio ppl asletat
@blinablinikura1073
@blinablinikura1073 6 жыл бұрын
Abby gal Adwa kkkk Tnx kibretey bishim deki eritrea 🇪🇷
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 жыл бұрын
ዋወወ ደቅ ሽር ሽካርናታት በጣዕም ፅብቅ ስራሕ አዩ ቅፅልሉ ብርቱዕ
@user-iy5yo2xl2z
@user-iy5yo2xl2z 6 жыл бұрын
I am from Eritrea but I Løve you tigray. We are brothers. Vi vil ikkje Elleskr med Amehara .Aldri bare med tigray .ላይክ ግርኩም ድፎኑኒ እስከኣ ።
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Here like hibeka bahgi leni mearrr!
@ainbesajrtesfazge9981
@ainbesajrtesfazge9981 5 жыл бұрын
Deki anbaguna deyom zeknu zelwu ezom xubukat ajokum eske belu habybina i am so proud of you guys keep it up i am from eritrea hawikum eye anbaguna kea 5 werhi tekemite nere
@halefomberhe214
@halefomberhe214 6 жыл бұрын
Btami gobezat👍👍👍
@user-oe9cm8eu9u
@user-oe9cm8eu9u 6 жыл бұрын
ናይስ ቀጽልዎ
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 6 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ ጀጋኑ
@johnbeyene9309
@johnbeyene9309 6 жыл бұрын
ብሓቂ ደቂ ትግራይ ጱቡቕ ጅማሮ፡ ኣነ ብጣዓሚ ዓጊበ፡ ኣብ ቀጳሊ ዓጰፌታ ተሞኩሮ ወሲድኩም ፡ቡሉጵ ድራማ ከም እተቕሩቡሉና ባዓል ሙሉእ ተስፋየ ።ግን ኣብ ጥበብ ሃናጲ ሪኢቶ፡ ኣግባብ ዘይብሉ ሪኢቶ ጰርፊ፡ ከጋጥም ይኽእል እዩ። ንስኹም ግን ዝያዳ ገቡሉ በርትዑ ሽኮሪናታት ኣናብስ ።
@nbvc854
@nbvc854 6 жыл бұрын
♥♥♥
@user-oi3ux7lq3r
@user-oi3ux7lq3r 6 жыл бұрын
ደቂ ዳባገና ሽኮርት ጥንክረ ዳባገና አረአኩምኒ የቅንልና ቀፅለል ሓላልት
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 6 жыл бұрын
እንዳ ባ ጉና ድያ እዚኣ እንዳባ ጉና ዳኣ ከተማ ኢያ ኮ ኣዉኡ ሓደ ሰሙን ገይረ ነይረ።
@user-oi3ux7lq3r
@user-oi3ux7lq3r 6 жыл бұрын
@@jessykudussolomonjessy5573 እወ እንዳባገና እያ እቱም ቆለዑ ደቂ ዳባገና እዩም ዘመሰላ አብት መእከል ኩተማ አይከንን አምበረ ዳባገና እዩ
@user-jt8wv2zu5c
@user-jt8wv2zu5c 4 жыл бұрын
Anewn.gal.dabaguna.eye.memahrtey.eyom
@fullhope8900
@fullhope8900 6 жыл бұрын
Solyan 100% the best Actor of the Film.
@mosestewelde8163
@mosestewelde8163 6 жыл бұрын
How hard has abstinence become? Can't believe my home town had stooped this low if this film reflects reality.
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Musie Tesfay ntmhrti iyu ymesleni I hope mearey!! Hawey ikha ymesleni kkkkk shum aboyin shum abokhan hade iyu abohagokha men ybahalu kkkk ane ab sdet sle zabekhu eye minalbat ahwat kenkowin❤️
@kuflomtesifamrym7163
@kuflomtesifamrym7163 6 жыл бұрын
Waw mara desssssss zbil drama memhari bflay menasey yemhrena eu so kulatna kebza drama nimahar bejakum ahiwat dhiri hiji amharina drama key semie tuf eleyo aleku biflay ka dekuter mara dessss elatni kubrom ka bejaka edaga mishela gerkayos nikulen bexhkayen bejakum eba mis solana alalini bay zowey ymechukum kuflom kab toronto/ canada
@mosestewelde8163
@mosestewelde8163 6 жыл бұрын
@@abbygualadwa7685 Abo-hagoy Tesfay Mengesha Biru kab Adua.
@user-dr7ku3yz9w
@user-dr7ku3yz9w 4 жыл бұрын
ግን ስለምንታይ ? ስቕ ኢሎም ድዮም ርኽብ ዝገብሩ ከይተመርዓው ወላ ሓንቲ ትምህርቲ ዘለዎ ኮይኑ አይተሰመዓንን። ምክንያቱ ከይተመርዓው ርኽብ ምግባር ነውሪ🤔
@user-im9ed3bk2f
@user-im9ed3bk2f 6 жыл бұрын
ትምህርቲ ሓዘል ድራማ እያ አጀኹም
@eritreasenafehakir8369
@eritreasenafehakir8369 5 жыл бұрын
WAWW btami mahri
@user-ke2mz2ei7q
@user-ke2mz2ei7q 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@jfjfjjd2576
@jfjfjjd2576 5 жыл бұрын
ትግርኛ ብዙ አላውቅም፡ ግን በጣም ደሥ ይብል ድጄው አዛጋ በጣም፡ ወደድኩት፡የሠውልጅ በአንድ፡እይታ ፍቅር፡ይዘዋል፡እል ነበር፡ ግን በጣም፡ ከባድ፡ልጁን ቢያንሥ፡ ሥልኩን፡የሚየውቅ ሠው ካለ፡ይተባበረኝ
@mehlitmehlit3983
@mehlitmehlit3983 5 жыл бұрын
ጥንሲ ምስዳድ ዓብይ ሓጥያት እዩ መፅሓፍ ቅድስ ኣንብቡ
@habtammola179
@habtammola179 4 жыл бұрын
፲፲፲0፲
@user-ll4ml6rz4g
@user-ll4ml6rz4g 4 жыл бұрын
በትክክል
@user-ll4ml6rz4g
@user-ll4ml6rz4g 4 жыл бұрын
ትልቅ ሃጥያት ነው
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፈሎይ ትምህረቲ ዝላታ እያ
@berekethabtu1458
@berekethabtu1458 6 жыл бұрын
Wow nice !! Continue guys
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 4 жыл бұрын
good job from eritrea
@heilesienat5509
@heilesienat5509 6 жыл бұрын
ያ ኬፍ ኣለዎም ሓባይብ ገለ ዓይነት
@selomontesfay3787
@selomontesfay3787 6 жыл бұрын
Nicc Film
@ethiopawit3454
@ethiopawit3454 5 жыл бұрын
ብሉፃተይ
@meronsahle8818
@meronsahle8818 6 жыл бұрын
wonderful filim
@zufanhayleselasihayleselas636
@zufanhayleselasihayleselas636 6 жыл бұрын
ሓደ ሰብ ኮንዶም ጥራሕ ይጠቀም እንበር ምስ ኩሉ ወሲብ ክገብር ኣለዎ ማለት ድዩ .?እዚ መልእኽቲ ከምኡ ተረዲኢኒ ደራስቲ ክተስተውዕሉ ይግባእ
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
Yeah xbuk aleka
@m.y.g369
@m.y.g369 6 жыл бұрын
+ERI TUBE why?
@zinashalemu8274
@zinashalemu8274 5 жыл бұрын
akani betu kunoo
@vbjsjletshghiwgismulu9078
@vbjsjletshghiwgismulu9078 6 жыл бұрын
Betam gebzet 👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@user-zf2ug8zx4e
@user-zf2ug8zx4e 6 жыл бұрын
ዋእ እንዳደጎኹሙና እንዲኹም ብዝኾነ ቀጽሎ ተጋሩ ኣሕዋትና
@samera7043
@samera7043 3 жыл бұрын
ኣሰይይ ደቂትግራይ ምቅራተይይይይ ቀፁለዎ ብጣዕሚ ማሃሪ እዩ ❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌹🌹🌹❤️❤️❤️
@menkemhiyab1591
@menkemhiyab1591 6 жыл бұрын
Sehr schön Film
@maharenaluckyrichlife7580
@maharenaluckyrichlife7580 6 жыл бұрын
Real very 9ic
@mrashidkhan3959
@mrashidkhan3959 5 жыл бұрын
media.giphy.com/media/l4KhWXobaPhqmtQxW/giphy.gif media.giphy.com/media/l4KhWXobaPhqmtQxW/giphy.gif media.giphy.com/media/l4KhWXobaPhqmtQxW/giphy.gif media.giphy.com/media/8WJw9kAG3wonu/giphy.gif media.giphy.com/media/8WJw9kAG3wonu/giphy.gif media.giphy.com/media/8WJw9kAG3wonu/giphy.gif media.giphy.com/media/8WJw9kAG3wonu/giphy.gif
@lchikebedeamenamenamenzmar5719
@lchikebedeamenamenamenzmar5719 6 жыл бұрын
ጎበዛት ቀፅልሉ
@sarasara-ps8cs
@sarasara-ps8cs 6 жыл бұрын
betam gebozate deki adey maarey 😍😍😍😍
@anditmehari4186
@anditmehari4186 6 жыл бұрын
Wwwwww so nic pic bise now film 👍👌
@rahawaande3792
@rahawaande3792 6 жыл бұрын
wooow
@zerutesfagaberembaye6861
@zerutesfagaberembaye6861 6 жыл бұрын
Ajokum 💖🕊🕊👌👌👌👌👏👏👏👏
@freweynitadesse5956
@freweynitadesse5956 6 жыл бұрын
አቲ መልእክቲ ፅቡቅ ትምህርቲ ዋላ እኮ ይሃልዮ ግን ደማ ሳዕቤኑ ይበዝሕ በቃ ኮንዶም ክጥቀሙ ኣለዎም እምበር ፀታዊ ርክብ ምግባር ምንም ከም ፅቡቅ ነገር ዝሓሰብኩምዎ እዩ ዝመስል ስለዚ ኣቡኡ ብጣዕሚ ስርሑ ፀታዊ ርክብ መግለፂ ፍቅሪ ከምዘይኮነ.....................ትፍቀርን ተፍቅርን ግድን ዋላ እካ እንተኮነ ባህልና ልመስል የለን እሞ ሃየ ድኣ ንጠንቀቅ ፀታዊ ርክብ ድሕሪ ፈቅሪ እዩ
@desbeletesfalem2594
@desbeletesfalem2594 5 жыл бұрын
Good film,
@user-eo4uy2bc7y
@user-eo4uy2bc7y 6 жыл бұрын
ቀጽልሉ
@kindabrektit6628
@kindabrektit6628 6 жыл бұрын
waw samiye antem hone zefenu eniwedikalen 😍😍😍😙😙😙
@user-wx7mw5un6z
@user-wx7mw5un6z 5 жыл бұрын
ተወዲ ኡ ድዩ
@user-gk2tk2cv5h
@user-gk2tk2cv5h 3 жыл бұрын
👌😍😍😍
@iloveyoumomo1287
@iloveyoumomo1287 6 жыл бұрын
ኡፍፍፍ የት አባቴ ትግሬ በለመድኩ ጥሎብኝ እወዳለሁ ጭፈራና። ቆንቆ ግን ወሎየ ነኝ ደግሞ ተደምረናል ክክክክ
@mahdermahder7306
@mahdermahder7306 6 жыл бұрын
ተለያይተን አናቅም እህቴ ከተደመርን 27 አመት ሆነ
@ug2152
@ug2152 4 жыл бұрын
ድራሜ ምሰራሕኩም ንፉዓት ቀፅልሉ ግን ኣብዚ ድራማ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ ይሪኦ ኣለኩ ፆታዊ ርክብ ቅድሚ መርዓ እኮ ነውሪ ኣፀያፊ ሓጥያት እዩ ካብ 10ትእዛዛት እቲ ሓደ ኣይትዘሙ እዩ ዝብል ንሰኻትኩም ግን ከም ልሙድ ሓጥያት ዘይብሉ ናይ እንሰሳ ባህሪ ገይርክምዎ ኣለኩም ካብኡ ክዓ ኮንዶም ኮንዶም ትብሉ ኮንደም ኣብ ግዜ ፆታዊ ርክብ ክቅደድ ይክእል እዩ ሰለዚ ፆታዊ ርክብ ቅድሚ ዕላማካ ቅድሚ መርዓ ንዘይምፍፃም ኣሰተምህሩ ናይ ወለድናሰ ተክሊል እዩ ነይሩ እና ብበዝሒ ጌጋታት ኣይትግበሩ
@user-xb1lq2gd3u
@user-xb1lq2gd3u 5 жыл бұрын
ኣነ ብጣዕሚ ደቢሩኒ በቃ ኮንዶም ተጠቀሙምበር ከምድላይኩም ኢልካ ዶ ትምህርቲ ኣሎ እዩ ቅድሚ መርዓ ፆታዊ ርክብ ነውሪ ሓጥያት እዩ
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 4 жыл бұрын
ትክክል ቅድሚ መርዓ ፀታዊ ርክብ ዝሙት እዩ ዝሙት ከዓ ካብተን 10 ትእዛዛት ሓንቲ እያ👉 ዝሙት
@lulabrhane9683
@lulabrhane9683 6 жыл бұрын
ኣላ ደቂ ትግራይ መዓረይ ፅቡቅ ስራሕ ፍቁራት
@fitsumbrhane5916
@fitsumbrhane5916 5 жыл бұрын
Aza film ab andabaguna aya teserhia like aske habuni nda baguna daneberkum jama 2013
@user-ii3dk5ko5i
@user-ii3dk5ko5i 5 жыл бұрын
ጎበዛት ደስ ትብል ድራማ ዋው ቀፅልሉ
@merhawi9723
@merhawi9723 6 жыл бұрын
Eway ኣደይ ማዕረይ Eza dokiter kaf zelewa mis ezia's wala ab sahra nay libya mhaderku kaf alewa
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
That’s funny kkkkkkk asihkani b Libya gerka dikha tesedidka? Ajokha mear bertie!!
@gane1451
@gane1451 5 жыл бұрын
ኣብ ሓደ ስራሕ ኩሉ ክተማልእ ኣይትኽእልን ኢኻ ስለዚ ቀፃሊ ኣማሓይሽኩም ክትሰርሑ ይግባእ
@user-wk8xs1os7i
@user-wk8xs1os7i 4 жыл бұрын
አይ ፈቅሪ አነ ዉን ብ2005 አመተምህረት አፈቂሪ ሓሳበይ ብቻ በዛዕባኡ ከይኑ ትም ቲ አረደኢ ምሰበለኒ ገዲፈዬ ሐዚማ ሰደት ከርት ሐዚ ድማ ናፈቀት ሃገረይ አደዋይ ማዓረይ
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 6 жыл бұрын
😍😍😍
@fanaalganesh1531
@fanaalganesh1531 2 жыл бұрын
Soleyan konjoo
@heilesienat5509
@heilesienat5509 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዓት ሶልያና ግን ተሓብያ
@rahmarahma1016
@rahmarahma1016 6 жыл бұрын
ንፍዐት
@biniwedimama3484
@biniwedimama3484 6 жыл бұрын
Kefi alkum ግን ኣብ ዓመት ኮይኑ።
@kuleyesu3158
@kuleyesu3158 6 жыл бұрын
Wowwww betam arfi new berutu
@negishtube3519
@negishtube3519 6 жыл бұрын
Ketselilu tsebuq temihirite yihe eyou 😍😍😍😍😍😍😍😍
@jsbssbzbzh1826
@jsbssbzbzh1826 6 жыл бұрын
deki adey mearey ajokum ketsllu shkorat deki tgray werki 😚😚😚😚😚😚💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@user-sv4rt7nh7u
@user-sv4rt7nh7u 6 жыл бұрын
ሰላም ኩም፡ዮብዛሕ፡ደቂ፡ትግራይ፡ወርቂ። ዋላካ፡ትምህርትኩም፡ግዕዚይና፡ፀይቂ፡ብዕልግና፡ይኩን፡እበር፡ ሰሪሕኩም፡ስለ፡ዘቅረብኩምልና፡የቀንየልና። ምክንያቱ፡ንሕና፡ዕድመ፡ኣከል፡እና፡ብናትኩም፡ትምህርቲ፡ኣይንምራሕን። እዚ፡ትምህርቲ፡ትግራይ፡ዘዕኑ፡ሃገር፡ዘበስብስ፡ትምህርቲ፡እዩ። ሰብ፡ኮይኑ፡ንፈጣሪ፡ክግዛእ፡ኣለዎ፡እበር፡ንስሚዒት፡ኣይኮነን። ናብ፡እንስሳ፡ተግባር፡እዩ፡እናወሰድክምዎ፡ዘለኩም። እንስሳ፡ይበልዕ፡ይሰቲ፡ይሰርሕ ከምእዉን፡ይወልድ፡ማለት፡ እዩ። እንስሳ፡ሓደ፡ምስ፡ሓንቲ፡ዝብል፡ሕጊ፡የብለሙን ። ሰብ፡ግን፡ኣእምሮ፡ዘለዎ፡እዩ። ሓንቲ፡ምስ፡ሓደ።ሓደ፡ምስ፡ሓንቲ፡ምፅናዕ፡ኣለዎ። ኤድስ፡ምፍራሕ፡ካብ፡ተምህርዎ፡ትዉልዲ፡ ፈጣሪ፡ክፈርሕ፡ዘይተምህርዎ። ኣቦታትና፡እኮ፡ብድንግልና፡ይምርዐዉ፡ነይሮም፡ሀዚ፡እዉን፡ኣለዉ ሓቂ፡ንምዝራብ፡ተኮይኑ፡መሕፈርቲ፡ኢኩሞ፡ ሃይማኖት፡ኣፅረፍቲ፡ኢኩም፡መስቀል፡ኣብ፡ክሳድኩም፡ጌርኩም። ህፃናት፡ናብ፡ሲኦል፡ኣይትምርሑልና። ስልጠና፡እናበልና፡እኮ፡በቃ፡ናብ፡ሰይጣን፡ተዘይርና፡ዋ፡ታይ፡ጉዱ። ፋሉል፡ዝከይድ፡ሰይጣን፡እዩ፡ሰብ፡ግን፡ሕጊ፡ኣለዎ። እተቀይመኩም፡ይቅረታ፡
@naykrstosena7630
@naykrstosena7630 6 жыл бұрын
Nay bhaki ezgi azarebeka/ki
@fshktaameley2027
@fshktaameley2027 6 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ብሩቱዕ ደርሲ የድልያ ኣሎ እዛ ፊልም ዝገርም እዩ ቀዳምነት ፍርሓት ኣምላክ ክህልዋ ነይርዮ
@amuamu7098
@amuamu7098 6 жыл бұрын
ትግርኛ አስተምሩኝ????
@zufangrmay7123
@zufangrmay7123 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ስለ ምንታይ እእዩ ምስ ዝኮነ ወዲይ ተባዕታይ ፍቅሪ ምስ ዝሕዘካ ናይ ግድን ፀታዊ ርክብ ክትፍፅም አረ ካብ ኮንደም ገለ ገላጉሉና ዋይ ሕማቅ ስራሕ ካለእ ተልይኩም ዳ ሃየ በሉ
@mahdermahder7306
@mahdermahder7306 6 жыл бұрын
+አንዱ ስለ ሑሉ ሞተ 2ኛ ቆሮ 5:14 እሺ ማር
@webnett7905
@webnett7905 5 жыл бұрын
ቀፅሉ ደቂ ደባጉውና ሽኮርይናታት
@user-zc6ql2gr4b
@user-zc6ql2gr4b 5 жыл бұрын
Nmejemerya nay tgray filmi lemi rie btami ekum nfuAt Etiho & ERti selam naAkatkn
@user-qs1zs4hc9c
@user-qs1zs4hc9c 6 жыл бұрын
Wwwww ni film i am erti so ilave you tgray
@alexnetserabnetserab1469
@alexnetserabnetserab1469 5 жыл бұрын
Xbuq flim 🇪🇷
@user-rg9ib4fz7w
@user-rg9ib4fz7w 5 жыл бұрын
Sey deki edabaguna adey shkorat 😗😗😗😗
@ismaelsuleiman3824
@ismaelsuleiman3824 6 жыл бұрын
I love it nice one and Always Don’t give up
አፍላ ፍቅር 62 - School life /ስኩል ላይፍ/
50:35
Liyu cinema
Рет қаралды 98 М.
Robel Misgina💞 ft.Nahom Yohannes(መስተ)[YQRE] New Eritrean Music 2020.
5:43
Robel Misgina Official
Рет қаралды 1,5 МЛН
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 31 МЛН
ሰብ ዘጸለለት ጓል ኣስመራ ምስ ሜሮን
46:16
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 223 М.
ESCFE dance in Roma, Italy 2017
5:03
Melat
Рет қаралды 6 МЛН
NEW ERI COMEDY ዶሮና 2018
17:34
Aluli Entertainment
Рет қаралды 176 М.
Participants
48:18
Thera Mjaaland - Theram Production
Рет қаралды 7 М.
hadush getmi b awet wedaj nejeneral gezae abera
7:23
Zantana Media
Рет қаралды 105 М.
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 31 МЛН