ርሑስ በዓል ልደት፡ ሰሓቅ ምስ መራ + ሄሉ + ተሜ=🇪🇷🇪🇷

  Рет қаралды 167,709

Eri Family

Eri Family

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@michaelh599
@michaelh599 Жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ; ሓብርካ ምስራሕ ክንላመዶ ኣለና ብምክብባር ኣጆም ደስስ ትብሉ ።🙏🏾🙏🏾💙💙💙👍👍👍
@hiwettemtiya1
@hiwettemtiya1 11 ай бұрын
ማራ ኬፍ ኣለኩም። ብፍላይ ተሜን መራን። ኣዝዩ ጽቡቅ ግዜ ነይሩ።
@KokobAndebrahn
@KokobAndebrahn Жыл бұрын
ኣነ ከም ዚ ንተሚየ ዝስሞዖ ስሚዕት እዩ ዝስማዓኒ ብዛዕባ ሃገረይ ሓደ ማዓልቲ ኣብ ሃገርና ክንነብር ኢና❤❤❤
@ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
@ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ Жыл бұрын
Menedieka kembreka tesenidu alo beal gdam hader hagerey zbele ms bariya xeadu knsukum ms xeadu konkum dkas keli ,kmo zelekum
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
100%❤
@smnu3721
@smnu3721 Жыл бұрын
​@@ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ hawey himaq aleka xerfi waga yeblun, fkeri sebeki
@NahomZeru-y6q
@NahomZeru-y6q Жыл бұрын
​@@ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ😂
@Eritreanlibya
@Eritreanlibya 11 ай бұрын
Tomi alpha male confidence 100% Everything best man
@BinaryTube-ck8od
@BinaryTube-ck8od Жыл бұрын
ንዳግማይ ግዜ ክትሪኢዋ ዝመጻኩም ነዛ ቪድዮ 👇
@yohannessemere4145
@yohannessemere4145 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኬፍ ኣለኩም። ናጽነት ምንጪ ኩሉ ነገር እዩ። ፍልልይካ ኣጽቢብካ ብነጻነት ምዝርራብ ቅዱስ እዩ። መራ ድማ ኮሜድያን ኮንካ ነጻነት እንተዘይብልካ ትሰርሖ ድሩት እዩ። ን ፖለቲካ፡ን ሃይማኖት፡ን ጾታዊ ርክብ፡ንዓሌትነት፡ንዝኾነ ናብ ስሓቅ ክትቅይሮ ትኽእል ኢኻ።
@maharikodai1898
@maharikodai1898 Жыл бұрын
እቲ ዘይ ፍለጥናዮ ሚስጥር ስነ-ጥበብ ኣይ በኣስን እዩ። እቶም ነቲ ስነ-ጥበብ ዓለም ዘይ ንፈልጦ ኢና ተብኣስኩም ዝምስለና!! ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ!
@hanahhaile1337
@hanahhaile1337 Жыл бұрын
love seeing such a matured young and well educated youth may this year brings you all the best peace upon the people of this world
@YohannesHagos-nw9uf
@YohannesHagos-nw9uf Жыл бұрын
ተምየ ቡሉጽ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና 💙💙💙❤❤❤።ሄለን'ን መራ'ን ካኣ ኣይትፍርሑ ንውሽጥኩም ስምዑ ስርዓት ነባሪ ኣይኮነን እታ ኣብ ውሽጢ ልብኩም ዘላ ዶርግሕዋ 👏👏👏👏።
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣዚዩ ዘሐጉስን ዝምህርን መደብ ኢዩ።ሄለን፡ ተመስገን፡መርሃዊ የመስግነኩም።ቀጻሊ ግበርዎ ኢኹም።
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ንመጻኢ ሓቢርኩም ብመደብ ክትመጹና ደስ ምበለና ! ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ኣሜን
@ቲቲግርማይ
@ቲቲግርማይ Жыл бұрын
ደገፍቲ ኩኑ ተቃወምቲ ደቂእረይ መዓረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን። በጃኩም ንፋቀር ንካባበር❤❤❤❤❤
@yesno5335
@yesno5335 Жыл бұрын
ንስኻ ትሕሽ ካብዞም ባራዩ
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተሜ ሄሉ መራ ሺኮሪናታት ቴሜ ወደይ ክንዲ ሺሕ❤❤❤❤ ኣብ መርዓኻ ምሳኻ
@SabiMoha
@SabiMoha Жыл бұрын
ንተመስገን ክብል ኣትየ ይሪአልኩም ኣለኩ ይሕንሽሸልኩም 🥰 ቶሚ⭐️
@abdumuhammed8542
@abdumuhammed8542 8 ай бұрын
Kid wixae wugi nab Tigraykom
@munaaman4152
@munaaman4152 Жыл бұрын
አሰይይይ ሄሉ ጋለይ እንካዕ ከምዚአ ኢልኪ ተረጋጋእኪ፡ ብጣሚ ጽቡቅ መደብ፡ ምስ እዞም ለባማትን መስተውዓልትን፡ አሕዋትኪ አሕለፍክዮ፡ ዋዛ ምስ ቁምነገር❤ክሙኡ ድማ ዓበይ ትንህርቲ'ዩ ነዞም ክጨፋቸፉ ዝዉዕሉ ዘለዉ የሕዋት ከንሶም። እግዚአብሔር ሕሳብ ልቡኩም የስምረለኩ🙏💝
@mebrhitm5810
@mebrhitm5810 Жыл бұрын
ተሜ ሓቢቢ ንኣካ ክሪኢ እንድየ መፅየ💛💊 ባዕልካ ንትሞቶስ ምንባርካ መን ዩ ክእዝዘልካ ዝክእል ዝበልካያ ተመችያትኒ😘
@gerezeru8665
@gerezeru8665 Жыл бұрын
Komal tigraway ezi nay 2 Eritrawian u aymlketkan
@ጓልኣቦኣ
@ጓልኣቦኣ Жыл бұрын
​@@gerezeru8665በቃ ድኻ ልዕሊ እዚኣ ክትሓስብ ዘይትክእል ሃላይ😏
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 Жыл бұрын
Teref areb qomal gahba lemanit😅
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Жыл бұрын
​@@gerezeru8665 ተገልበጥ ወዲ ጥልልያን🙃🇪🇷🙃
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Жыл бұрын
​@@saeedalmalky5139ተረፍ ሊብያ🙃🇪🇷🙃
@HopeMedieTV
@HopeMedieTV Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዓቢ ለውጢ ክልተ እንጻር ሓሳብ ዘለዎም ኤሪትራውያን ንፈለማ ግዜ ቡን እንዳሰተዩ ሪእና. ናይ ባሓቂ ከኣ ከምኡዩ ክከውን ዘለዎ። ቀጽልዎ!! እቲ ናይ ባሓቂ ኤረትራዊ ክፈላለ ዝደላ ብዙሕ ክጸርፈኩም ዩ. ይፈልጥየ፥ ሩሑስ ኣውዳእመት😎💪
@smreteyasu3560
@smreteyasu3560 Жыл бұрын
Nay behaqi bhade abina , temahirna ,abzi fah eilna eufff teum gzana ymeles rhus beal ygberelna brukatey ❤❤❤
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 Жыл бұрын
ተሙየይይ ኣስሊ ኣስሕቃካ ዕድመን፡ጥናን ይሃብካ ዛዓርከይይ ማረይይይ
@fevenjacobs8356
@fevenjacobs8356 Жыл бұрын
ሄሉ ሽኮር ንፍዕቲ ማዓረይ ይሕዋትኪ ሐቂፍኪ ዉዒልኪ አደ ኢለኪ አለኹ። ፈታዊት ሀገራ።
@kakajebena1908
@kakajebena1908 Жыл бұрын
Wawwww 3+ be edme neashtu be hasab gen azikum abeyti bluxat ahwat thank you nay bhaqi dess zbel medeb ahwatey bmekuankum btaiemi des ileni ❤❤❤❤❤ enkua natna konkum
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ Жыл бұрын
ንተሜ ክሪኢ ዝመጸ ሳፕስክራይፕ ደቂ መለይ💙💙
@YoERiboy
@YoERiboy Жыл бұрын
Done
@selamselam6517
@selamselam6517 Жыл бұрын
B gezana( kulna) giernala
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Жыл бұрын
💙🌿
@kulbrfess631
@kulbrfess631 Жыл бұрын
ዘይ ምድናቅ ኣይክኣልን ኢዩ❤ ሄሉ እታ ፍርሂ ገመድ ጽቡቅ ጌርኪ ብትክ ኣብልያ!!
@awets23
@awets23 Жыл бұрын
Thanks Helu, ከምዚ ኢልኩም ናይ ሓሳብ ፍልልይ ከይገደሸኩም ብስሓቅ ኣዉድኣመት ከተሕሉፉ ኣዝዩ ደሰ ዘብል። ርሑስ ኣውደኣመት።
@shitugizahu6874
@shitugizahu6874 11 ай бұрын
Temie the great you have good mentality ❤
@wedrezan6720
@wedrezan6720 Жыл бұрын
ስሓቅን ንብዓት ሓጎስን ተሓዋዊሱኒ ፡ ንመጀመርታ ሙሉእ ቃለመሕተት ደስ ኢሉኒ ርእየ ፡ሄሉ ከኣ ነቲ ስቅታ፡ ህልኽ ካብ ኡ ቀጺሉ ተታሓሒዝካ ምውዳቅ፡ ምትፍናን የሕዋት ክትሰብርዬ ሓደ ስጉምቲ ጀሚርኪ ኣለኺ ሞ ኣብ ድሌቱ ይእመን ሰብ ቀጽልዬ ነዳዲ ወስኽላ🙏።
@amanabrham1405
@amanabrham1405 11 ай бұрын
Whoa, what a great atmosphere everyone has been striving for regarding this kind of get together The most important elements we should model for one another are love, integrity, and respect.keep it up ✌✌✌✌✌✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simi118
@simi118 Жыл бұрын
ርሑስ በዓል ልደት. ቀጽልዎ ጽቡቕ ስራሕኩም. አጆኩም ነጻነትኩም ወለሓደ ከይወስዱልኩም. 👌🏽👌🏽👌🏽. ብጣዕሚ ደስ ይብሉካ ሄሉ ምስቲ ንእስነትኪ ግን ብጣዕሚ ለባም ከማካ የብዝሓልና🙏🏽
@YohannesRedae-x6p
@YohannesRedae-x6p Жыл бұрын
ኣሕዋት ክፋቐሩ ክትርኢ ክንደይ ሰናይ ኢዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@Eruna1993
@Eruna1993 Жыл бұрын
ንተሜ ደልየ እየ ኣብዛ ቻነል መጺኤ 😍 ተሜ ትርግታ ልቢ ህዝቡ 💙🌿💙
@YoERiboy
@YoERiboy Жыл бұрын
Wala ane
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Жыл бұрын
ዋላ ኣነ❤
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Жыл бұрын
ሄሉ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኣቕሪብኪ የቐንየልና ቀጽልዮ ኣብ ጎንኪ ኣለና ናይ ሓደ ክልተ ዉዱቓት ሰባት ጸርፍን ዘለፋን ዋጋ ከይትህብዮ !!!
@okubaykidane3284
@okubaykidane3284 Жыл бұрын
ተሜ ኣብ ሳዕሳዒት ጊን ልዕለካ ተጋሩ ኮይኖም ጸኒሖም ክክክ ብዝኮነ ደስ ዝቢል ሩሑስ ኣውደኣመት
@yafetzenawi9447
@yafetzenawi9447 Жыл бұрын
😂😂😂
@kflomdaniel3816
@kflomdaniel3816 Жыл бұрын
ከምሎምእንቲ ተጊሰሰ እየ ንኩኩእዩ ተመቫይነይ
@kflomdaniel3816
@kflomdaniel3816 Жыл бұрын
😂😂😂የአ
@kflomdaniel3816
@kflomdaniel3816 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂ምስናሱድስን
@Mabeltewelde
@Mabeltewelde Жыл бұрын
ካብ ዝራእኽወን መደባት ኣብ ሂወተይ ዝፈተክኽዋ መደብ ኣጆኩም ቐጽልዎ ሰላም ዓመት ይግበረልና ንኹልና❤❤❤❤
@biniamtesfay5235
@biniamtesfay5235 Жыл бұрын
Temawi aslawi xelawi seb keep its goning ma best
@amanuel4062
@amanuel4062 Жыл бұрын
ሰላም የሕዋት ብሓፈሻ ተሜ ሄሉ መራ ❤ንፉዓት እንቃዕ ኣብጻሓኩም ርሑስ ልደት ክርስቶስ የግበረልና እንዳበልኩ ተሜ ሓወይ ናይ በሓቂ ንፉዕ ንውሽጢኻ ተዳምጽ ውልዶ መንእሰይ ነዚ ጥበብካ ብትምህርቲ ብምስናይካ ጽቡቅ መሪሕ ህዝቢ እኻ እሞ በርትዕ ዘየድልየካ ጅግና ተሜ ተሜ ተ--------------ሜ ይቅሬታ ኣይጸርፈካን እየ ገንዘብ ከይትክፈል ኢለ እየ ❤ my Favourite ❤
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet Жыл бұрын
ካብ ናይ ሰልጠነ ተፈታዊ ቶክ ሾው ዝመጻኹም ላይክ እስኪ ሂብኩምኒ ሕለፉ ደቂ መለይ 💙💙💙🙏✝️✅
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez Жыл бұрын
Wala ane 💙💙💙💙💙
@helenkahsay4257
@helenkahsay4257 Жыл бұрын
For the first time, l finished watching this kind of programme, l really enjoyed especially seeing you all working together and wearing our beautiful traditional clothes, you made it special our Ledat holiday, Love you all. And thank you Helu for bringing to Temi.
@davidnhmedu7104
@davidnhmedu7104 Жыл бұрын
ንሓመዱ በል መንእሰይ ስቃይኻ ኽሓጽር ርሑስ ባዓል ፍትዋት የሕዋተይ💙💙💙💙😍😍
@wedieri7570
@wedieri7570 Жыл бұрын
Wellcome deqi eri tsbuqat, ERI FAMILY,ሄሉ ሓውተይ መቀረት፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብኪ ኣሕዋት ሓቢሮም ክነብሩ ክንደይ ሰናይ ነገር ዩ፡ ፍልይልይና ብዘየገድስ ተካባቢርና ንፋቀር በጃኩም ካብዚኣ ትዓቢ የላን፡እዞም ጽልኢ ዝደልዩ ኣይትገደስሎም።
@tesfaldetweldegebriel8717
@tesfaldetweldegebriel8717 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቕ መደብ እዩ ኣምላኽ ሰሓቅኩም የብዘሓዮ ሄለን ከኣ ኣብዚ ሰላም ናይ ሰባት ዘይፈትዉ ወይ ሕማቕ ዝጽሕፉ ሞራልኪ ከይትንከፍ ሓደራኪ ንኹሉ መሃሪት ዝኾነት መደብ ኩሉ ፍልልያትኩም ጸርኩም ጽልኢ ሰርኩሞ ኣለኹም abzi comment ብዙሓት ክጻረፉ ትርኢ እሞ እንታይ ኮይኖም የተሓሳስበካ ኣጆኺ በርትዒ ሄለን ነቶም ሰነፋት ናይ ጸርፊ ሰባት ሽለል በልዮም ሩሑስ በዓል ልደት ን ኩላትኩም መራ :ተሜ ሄሉ ሰላም ኣምልኻ ምሳኹም ይኹን
@dawita8120
@dawita8120 Жыл бұрын
First time seeing Eritreans with two different ( supporters ) ideas seating together and express their feeling Good job Helen Creativity starts from here
@Tesfa-d6l
@Tesfa-d6l Жыл бұрын
ደስ ትብሉ ንኡሳት ወለዶ።ከምቲ ክትብልዎ ዝጸናሕኩም ናጽነት ገዛእ ርእስኹም ኣቐድሙ።ንስኹም ኣማእዘንቲ እምበር ብናይዝኾነ ተራ ሰብ ግበር ኣይትግበር ከይትብሃሉ ክትፈርሑ የብልኩምን።Break your fear.❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 Жыл бұрын
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ጎሮቤትና። ኣርቲስት ፍቅሪ እዩ ክዝምር ለለዎ ብሓቂ ደስ ዝብል ፕሮግራም ። ተሜ ግን ይሞቺካ ❤
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 Жыл бұрын
ብዘይ ሕብእብእ እዚኦም ናይዚ ዓመተ 2024 ሽልማት ክወስዱ ይግባእ ኣንጻር ሓሳብ ዘለውም ሰባት ኣብ ሓደ ክትርእዮም ይገርም ኢዩ።
@shimendiabi34
@shimendiabi34 Жыл бұрын
መርገጽኩም ብዘይ የገድስ ሰላም ጥራይይ ሰላም ጥራይይ ሄሉ+ተሜ +መራ
@NahoomTesgay
@NahoomTesgay Жыл бұрын
artist bejakum kulatkum ab Uganda zelekum hanti hawi zekonet film arina❤❤❤
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 Жыл бұрын
እዚ ሰሓቅ ናይ ሄሉስ ደስ ክብለካ ጽቡቅ መደብ ሓንቲ ክብለኩም ዝደሊ ንውሽጥኩም ስምዑ ሓቂ ተዛረቡ እግዚኣቢሄር ውን ዝፈትዎ ንሱ ኢዩ
@ፍትሒይንገስ-ተ8ረ
@ፍትሒይንገስ-ተ8ረ Жыл бұрын
ሰላምኩም የብዝሓዮ ክቡራት የሕዋት ሓቢርካ ምስራሕ ጽቡቅ ኢዩሞ ቀጽልዎ። ተሜ ሓወይ ድማ ኣብዚ ዓመት እዚ ዓድና ምእታውና ኢዩ ኣጆካ።
@JmHaus2024
@JmHaus2024 Жыл бұрын
እዛ ዓመትስ ብጽቡቕ ትጅምር ኣላ እሞ ዓመትና ይበላ ኣምላኻ መጀመርያ ኣነስ ንሀሉ ኣድኒቐያ ምስ ኩሉ ጉድለታታ ካልእ ይትረፍ ኣነ ከም ሓፍትኹም ምሳይ ክትውዕሉ ምን ኣለኒ ብጀኻኹም ኢላ ምስ ኩሉ ፍልልያቶም ብሓንሳብ ምውዓሎም ኣነ ደስታ ተሰምዒኡኒ። ኣጀኹም ነባሪ ህዝቢ እምበር ነባሪ መንግስቲ የለን ብፍጹም ኣብ ዓለም። ዓመተ ራህዋን ሰላምን ይግበርልና። ኣድናቂ ተመስግን እየ ካብ በረኻታት ኤውሮጳ።
@ስምዓኒክሰምዓካ
@ስምዓኒክሰምዓካ Жыл бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቕ መደብ ነዚ ባህላዊ ክዳን ተኸዲንካ እሞ ክኣ ብግእዝ እየ ዝቖጽር እንዳ በልካ ተሜ ብእንግልዘኛ ቃላት ከተውጽእ ኣይተጸበኹን፡ ትብዓት ናይ ሄለን ግን መግለጺ ስኢነሉ እሞ ስነጥበብ ማለት ክኣ እዚ እዩ
@shas3987
@shas3987 Жыл бұрын
ተሜ ሓወይ ለባም ናይ ለባማት❤❤❤
@Elli-n2u
@Elli-n2u Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 Жыл бұрын
እዚ ተመስገን ሲ ምስኪናይ ዕሽው ዝበለ ትግራዋይ ኢዩ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
Nska lebam dika konka paww kndi hxab egru zeytmexe si
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Жыл бұрын
ንሱ ትግራይዋ እንተኮይኑ ርግጸኛ እየ ንስኺዉን ትግራወይቲ ኢኺ 😀😀😀😀😀😀
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Жыл бұрын
ኣነ ደጋፋይ እየ ሀሉ ንፍዕቲ የሕዋቲኪ ከምዚ ገርኪ ሕቆፊ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Жыл бұрын
🇪🇷❤️
@HabenAbraham-u8j
@HabenAbraham-u8j Жыл бұрын
Ruhus beal deki eri much respect teme hawey ❤
@AlexAregay-rs2qc
@AlexAregay-rs2qc Жыл бұрын
ሰላም ሰላም እሕዋት ኣነ ኳ ብመንገዲ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ተፈታዊ ትክሸው (ሰልጠነ ቀሺ ግርማይ) ኣቢለ እየ መፅዮኩም እሞ መሐጎሲና ልደተ ኩርስቶስ ይግበረልና ብተለይ ካዓ ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዘተሓቛቑፍ ግዜ ይፍጠረልና ሰሰናይዩ ንዓኹም ኣጆኹም በርትዑ ንሰላም ንዘምር ፅልኢ ነወግድ
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Жыл бұрын
እንይታ ብሰልጠንነ ብኻልእን ዘምጽእ ኣለካ ባዕልኻኸ ዘይትመጽዕ? 😄😄😄😄
@agamawit
@agamawit Жыл бұрын
ንተሜ ክብል እየ መፂአ 👍❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Жыл бұрын
Me too❤
@AbrahamAhforom-v3h
@AbrahamAhforom-v3h Жыл бұрын
Me too
@hababuway3181
@hababuway3181 Жыл бұрын
ተሜ ሽኮር ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና💙💙💙💙💙
@kalMHe
@kalMHe Жыл бұрын
Nay bhaki kab natkum edme nlaeli zelewu zeyhasbiwo, well rounded meneseyat ekum !! Aziyu ztefelaye netbitat tenkifkum ab aziyu wihud seatat. What a program ! Nay bhaki eza hager kemakum rezin hasab alielu kizareb zkiel mihilawu mekseb eyu. Tsewetakum kea af zeyekidin !
@ኤሪLove192
@ኤሪLove192 Жыл бұрын
ኣነበሳ ሄሉ ሓቃፊት የሕዋታ ደቂ ኤረይ ዋላ ጾምና ከአለና ኢና ንሕጎስ ኣጆና❤❤❤
@Deqey-vo6fw
@Deqey-vo6fw Жыл бұрын
Berukat Tebareku Kemzi gerkum tmnit xelaei sberwo , Temye demey , Hawey Akaley , enka Hawey konka , sebay Eika , helu &mera nskum wun jeganu ekum , ms temiye kemzi elka melal eko kndey xelaei du hariru zelo . zebenkum ybarek ❤❤❤❤❤ ftw eye zeblekum
@Channel-xl1mf
@Channel-xl1mf Жыл бұрын
Love you so much guys especially Temiye ባራዩ ህግደፍ ግን ፍቕሪ ኣይትፈትውን እንዲኹም ሕርር በሉ 😮
@AbrahamAhforom-v3h
@AbrahamAhforom-v3h Жыл бұрын
Ruhs bel ldet bshm teme like hibekum aleku berged nhamedu hawka
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ፍልልይና ኣጽቢብና ንከባበር ብፍላይ ሄሉ ጽቡቅ ስራሕ ተሙ መራ ድማ ተባዓት❤
@geneamha7584
@geneamha7584 Жыл бұрын
Love seeing you Guys! If not Hgdf mendef we would be like this All Eritrean! Any way this Christmas event you bring this actual topic ,Bravo Guys! Teme you are Brilliant, just proud of you ❤💙💙💙💙🇪🇷
@TinaNegassi
@TinaNegassi Жыл бұрын
ሽኮርናታትትትትትት 🌹🌹🌹 ተባረኹ 🙏🙏🙏 ተሜ ኣንበሳ ኣነ ካብቶም ዝፍትዉኻ አየ kkkk ካብቶም ዝጸርፉ ኣይኮንኩን ❤️❤️❤️
@DrarAnd
@DrarAnd Жыл бұрын
ስነይ ከይከደንኩ ወዲአያ 😂 ተሜ ኣንበሳ man of the week
@isaacamanuel922
@isaacamanuel922 Жыл бұрын
ሄሉ ሓፉተይ ታሪኻዊት ዕለት ኣካይድኪ thanks ❤💙💙💙🦁🦁
@HabuJ-w6v
@HabuJ-w6v Жыл бұрын
Eway teme hawey eskas 1000000 fre mkrty love more i can say
@B.S6093
@B.S6093 Жыл бұрын
ሄሉ ሽኮር ናጽነትኪ ኣዊጅኪ ኢኺ ከም ደስ ዝበለኪ ምስ ደስ ዝብለኪ ስርሒ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ❤❤❤❤
@EfremTesfalem
@EfremTesfalem Жыл бұрын
Enda Tigray tesr. Mada Hager
@ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ
@ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ Жыл бұрын
ቴሜየይ ሓላል ሰላም ደለዮ ጥራይ ኣሕዋተይ ሰላም ከወርደልና❤❤❤አሜን
@shkortv7035
@shkortv7035 Жыл бұрын
Kab meas u wedey artist n hizbi zmerhhh?? Abeynay kfle zemen u ! Enkua bel nska merahii aykonkaa Teme wedi woyane!
@Setfalem
@Setfalem Жыл бұрын
ንተምየ ክሰምዕ መጽየ ናብዛ ቻነል ላይክን ሳብስክራብን ካኣ ገረ ንኣፊ መንገደይ 😂 ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ሓብሮም ምስ ዝነብሩ ጸላኢ የባርሩ ድዩ ዝብሃል? ኣጆኩም ቀጽልዎ 💙💙💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@tesfithadish9336
@tesfithadish9336 Жыл бұрын
Ab hiwetey keyselchewetni dwedaekuwa show des ktblu bflay tmie❤️❤️❤️❤️🫶🏾
@samuelbeyin199
@samuelbeyin199 Жыл бұрын
ተሜ ዘለዎ ዕላል ዳኣ ማእዛ ኣለዎ ክሳብ መወዳእታ ኬፍ ዘለዋ ዕላል ኢያ Teme Yahoo 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@nebyatabraha1270
@nebyatabraha1270 Жыл бұрын
❤desktbleu nfat
@SamuelAlem-i6x
@SamuelAlem-i6x Жыл бұрын
Temesgen kemakas ashat yedlyuna beal metkel wedi Meley 💙💙
@TesfaXbah-pr9nh
@TesfaXbah-pr9nh Жыл бұрын
Tegaru komalat nay tigraykum gberu atum ghafat teref dron 2.million wegirwom shebya
@SamuelAlem-i6x
@SamuelAlem-i6x Жыл бұрын
@@TesfaXbah-pr9nh Go and listen Awel Said anta denkoro
@akiyor3615
@akiyor3615 Жыл бұрын
@@TesfaXbah-pr9nh ህግደፍ ከ 4 ሚልዮን ካብ ሃገርኩም ሰጊጉኩም😂
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ክቡራት ኣሕዋት፡ ርሑስ በዓል ልደት ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና፡ እዚ ዝሰራሕኩሞ መደብ ዓቢ ስጉምቲ ንቅድሚት እዩ ኣብ ስነ ጥበብ ሃገርና፡ ካብ ተፈታዊ ሾው ኢና መጺና ተዓዲምና። መርሃዊን ሄለንን ትብዓትኩም ኣድኒቀኩም ኣናብስ ኣጆኩም ተሜ ከኣ ኣንበሳ። እታ ኣብ ልዕሊ ጽሕዲ ዘላ ኮኸብ ከኣ እለይዋ ኢኹም ኣሕዋተይ።
@Amanzeray-p3k
@Amanzeray-p3k Жыл бұрын
Des zbl elal yehawat nay time hasabat btaemi bsul aqnieni kemzi natu naxnet khlweni 😊
@BerihuTadese
@BerihuTadese Жыл бұрын
ርሑስ ብዓል ልደት ደቂ ልሳን ትግርኛ ። ቴሜ መራ ሄሉ ብሉጻትና ሓቢርኩም ዕበዩ
@fightforyourright96
@fightforyourright96 Жыл бұрын
Temesgen. Anbesa. ❤❤❤❤👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾we ❤ you brother
@tsigabbahta2351
@tsigabbahta2351 Жыл бұрын
ሄሉ ተሜ & መራ ጽቡቕ ኣዝዩ ዝነኣድ ስራሕ። ሄሉ ነዚ ኩሉ ጸርፊ ግደፍ ዓቕሊ ይሃብኪ፡ ኣጆኪ ድማ 🎉🎉🎉🎉🎉
@LulaGhebreab
@LulaGhebreab 5 ай бұрын
Sweet❤❤❤
@tedroshaile-ub3hz
@tedroshaile-ub3hz Жыл бұрын
ርሑስ በዓል ልደት ይሕዋት ተሜ'መራ'ሄሉ ከምዚ ኣይነት ስራሕ ክልመድ ኣለዎ ሶ ብጣሚ ጸቡቅ ስራሕ 🌿💙✅️
@SamsomAblelom
@SamsomAblelom Жыл бұрын
ኣብ ተፈታዊ ታልኻ ሸው ሰሚዕኩም ድመጻኩም እስኪ ላይክ ኣጥዉኒ
@MerhawiKesete-cz7ux
@MerhawiKesete-cz7ux Жыл бұрын
ሄሉ ገርሂ(ጻዕዳ) ኰንኪ ኢኺ ትስምዕኒ፡እዞም ክልተ ምሓዙትኪ ፍልልያትኩም ብዘየገድስ ሓደራኹም ተኸባበሩን ተፋቐሩን፡ንህዝቢ ንስኹም ኢኹም ትምህርዎ ናትኩም ሂወት ድማ ንማንም ኣየገድሶን እዩ!እዛ ግዜ ኣይትርከብን እያ ኣስተማቕርዋ ስደት ከይፈላለየኩም።
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 Жыл бұрын
Nay bhaki xbuk srah helu hambesa lbki zamnelu gberi ❤❤
@መድሃንያኣለምጎይታይተመስ
@መድሃንያኣለምጎይታይተመስ Жыл бұрын
❤❤❤ኣነስ ብጣዕሚ ፈትየኪ ሄሉ ሓፍተይ ❤❤❤🎉🎉ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን ባዓልን ቀፅልሉ መንእሰይ ክሓብር ኣለዎ ፍልይ ብዘይ ገድስ ❤❤❤❤❤❤❤ ሄሉየይምቅርቲ
@embatekera9244
@embatekera9244 11 ай бұрын
Azyu bah zebl teum n,kalot memhari azanay elal gierkum thank you. Tmaln lomn ab Temie ka shak ketilkani bhafesha thank you ❤
@powerislife5024
@powerislife5024 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽልኢ ሰርኩማ ፡ ርሑስ በዓል ልደት ደቂ ኤረይ❤❤
@milimili89
@milimili89 Жыл бұрын
ታሜ ❤ማርያምን ብጣዕሚ አየ ዝፈትወካ ዘክብረካ❤❤ኣብ ትግራይና ኢና ነቅምጠካ😂😂
@segenawit3626
@segenawit3626 Жыл бұрын
🤣😂🤣❤️
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Жыл бұрын
ትግራዋይ እንዲዩ ናይስጋ ሕሱም
@Danielfisaha
@Danielfisaha Жыл бұрын
ቶምዪስ፡ሄሉ፡መራ ጽቡቕ ስራሕ!! ሕማቕ ኮመንቲ ኣይረኣኹን ተስፋ ይገብር ነዚ ሪኹም ባሓባር ክትመጽኡና ካልእ ግዜ።
@leobilolionsbot8579
@leobilolionsbot8579 Жыл бұрын
Yes
@okubaykiros1473
@okubaykiros1473 Жыл бұрын
ሄሉ💙💙🙏🙏ሓቓፊት ኣሕዋታ ጽቡቅ መደብ!!!! በዚ መደብኩምን ሓጎስኩምን ሕውነትኩምን ዘይ-ሕጎስ ተልዩ ርግጸኛ'የ ኣብ ሕማቅኩም'ዩ ዝድሰት
@samriissak1204
@samriissak1204 Жыл бұрын
Kkkk..agame
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ Жыл бұрын
ናይ ባሓቒ❤❤
@user-ps1lo3gp8u
@user-ps1lo3gp8u 11 ай бұрын
ፈትየኩም ጽቡቛት ኣሕዋት ክፋቐሩ ከለውስ ኣዝዩ ደስ ይብለካ ፍቕርኹም የጽንዓዮ
@kisanet4715
@kisanet4715 Жыл бұрын
ተመስገን ድዩ ዝበሃል ኣውራጃውነት ዩ እኩኦ ሕማሙ እዚ ኸኣ ካብ ወለዱ ዩ መስኪናይ ኤርትራዊ እኩአ ኣይኮንካን ተወልጀ
@ኣስሜ4101
@ኣስሜ4101 Жыл бұрын
ሄሉ ጽቡቅ መደብ ብፍላይ ነቲ ብማዕዶ ዘሎ ክድገለ ዝኸውን ጽልኢ ምፍራስኪ💙🙏
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Жыл бұрын
እዚ ኹሉ ደምና ፈሲሱ ንዘልኣለም ኣይክርስዕን እዩ እዚኣ ሓንቲ ዘይትረብሕ ትድምስሶ ጽልኢ የብላን ንኸብዳ ተዓሲባ ትነብር ሰብ እያ
@selamgebre4802
@selamgebre4802 Жыл бұрын
​@@biriktihaile5499 we need peace ✌️ for ertra and tgray and all world 🌎 we need love that is juses talk to us
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing Жыл бұрын
​@@biriktihaile5499እሞ ሄለን ድያ ደም ኣፋሲሶቶም ዶስ ኣካልና ክንባላዕ ኢኹም ትድልዬ ሕሉፋት ሃገራዊያን ግደፉ እባ ኢሰያስ ዉን እኾ ገድፍኩም በይንኩም ኣይትዕፈሩ
@eriblood803
@eriblood803 Жыл бұрын
​@@FocusOnyourblessing alghis cenawi ghembi bitnih funfun agame
@arsiemagebremichael3230
@arsiemagebremichael3230 Жыл бұрын
Fqrkum yebzhayo please zkeal tekoyun ab beal tmqet kea kemzia gierkum azenagueun. This is the best show in this new year
@AmanGonetse
@AmanGonetse Жыл бұрын
ተምየ ብንቕሓት 10 ዓመት ሓሊፍካዮም ኣለካ ::
@adeytube6750
@adeytube6750 Жыл бұрын
አየ ድሕረት በየን ደኣዩ በሊጽዎም አደ ኤርትራ ብምጽራፍ ድዩ🤮🤮🤮
@TEKLERISHAN-bu4vc
@TEKLERISHAN-bu4vc Жыл бұрын
​@@adeytube6750 ይገርም እኮ እዩ ትግራይ ትዕወት ስለዝበለ ህዝቡን ሃገሩን ስለዝሸጠ እዩ ድበልጾም እዚ መጸለሚ
@teberabermenisey1
@teberabermenisey1 10 ай бұрын
​@@TEKLERISHAN-bu4vc kkk bkndey dea sheytuwa. Men ke geziuwa dea
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Жыл бұрын
ዝበልኩም ክትብሉ ተሜ ሰብ እየ ከም ዓለሙ ከም ቃሕትኡ ዝነበር ክነብር እዩ ካዓ ክሳብ እታ ፍቃድ ኣምላክ ይፈልጦ እየ ተሜ ከመይ ይነብር ከመይ ይሰርሕ እዩ ዝብል ናይ ባሓቂ ሰብ እዩ ናይ ንኡስ ዓብብይ እዩ
@khjmnvkvd
@khjmnvkvd Жыл бұрын
ኣቱም ምፍልላይ ሕማቅ ትምነዮ ሰባት ግን ብጥዕናኹም ዶ እነሀኹም መሕዘንት ብድኾነ እካዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ ባዓል ልደት ይግበረልኹም ደቅ ትግርኛ❤😍
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷❌❌❌✝️☪️🤧
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Жыл бұрын
ትግራዋይ ምስ ኤርትራውያን ይሰርሕ አሎ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Жыл бұрын
Ata plz zemedu. Rkeblu neti Aregai asha
@khjmnvkvd
@khjmnvkvd Жыл бұрын
@@alenalkieritrea3862 ታማ ችግር እነሀዎ አርትራ ኣይ ሰባትይ ዶኦም
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Жыл бұрын
​@@alenalkieritrea3862ኤርትራዊ ማልት ስደትኛ ማለት ኡ ትግራዋይ ማለት ኣብ ዓዱ ዝነብር ጅግና 🙃🇪🇷🙃
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 44( BY BRUNO )
40:59
Awra Tube
Рет қаралды 10 М.
Непосредственно Каха: сумка
0:53
К-Media
Рет қаралды 12 МЛН
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
Eritrean independence day🇪🇷 |Street  Interview 🤯😂
4:51
great comedy very nice video👻🧚‍♂️♥️
1:01
Gültekin Ailesi
Рет қаралды 5 МЛН
COWBOY FANFICS BE LIKE 🤠
0:58
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 26 МЛН
chor chor chor 🤣 #shortsvideo
0:16
arati sahani & jyoti 2.0
Рет қаралды 20 МЛН
Анаконда келін 2 | Шешімі бар
45:55
Телеканал Алматы / Almaty TV
Рет қаралды 234 М.
Месть от кутюр (2015) | Ты ведьма!
1:00
Vinogradenko
Рет қаралды 1,3 МЛН