#ፈራሁ

  Рет қаралды 77,279

WAYZEMA ዋይዜማ

WAYZEMA ዋይዜማ

Күн бұрын

#ferahu #በዛወርቅ_አሰፋው #ጰራቅሊጦስ #new_orthodox_mezmur #new_eritrean_orthodox_mezmur #new_ethiopian_orthodox_tewahedo #new_orthodox_mezmur #eritrean_orthodox_mezmur #new_orthodox_mezmur #ethiopian_orthodox_tewahedo #eritrean_orthodox_mezmur #new_orthodox_mezmur #ethiopian_orthodox_tewahedo #orthodox_tewahedo #orthodoxmezmur #mahitot #ማህቶት #ኦርቶዶክስ_መዝሙር #mahtot #abel_mekbib #mirtnesh #ምርትነሽ #ቴዎድሮስ #eriOrthodox #debesey #zemari #zemarit #zemarit_bruktawit_gebremedhn #diyakon #abraham #zemarit_mirtnesh_tilahun #abel_mekbib #hidmona #hidmonaentertainment #ንቕሑ #ጾም #Debesey #TigrinyaMezmur #habesha #tigray #amharicmezmur #amhara #eritrea #ethiopianmusic #ethiopiannews #tigraynews #eritreannews #ethiopianmovie #eritreanmovie #2023 #2024 #2025
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya Mezmur #orthodox_mezmur_2023 #orthodox_mezmur_2024 #orthodox_mezmur_2022
#eshetumelese #seifufantahun #neshneshtv

Пікірлер: 532
@ዋይዜማ
@ዋይዜማ 2 ай бұрын
#ፈራህ (ፈራሕኩ) ግዜይ ምስ ረፈደ ምስ መስየ መጽየ ኣብ ኣፈት ደው በልኩ ከይኣቱ ፈሪሐ በደለይ ረሲዕኻ እቶ እንተበልካን ሓጥያተይ ከቢዱ |ምሱጓም ኣቢዩኒ| (2) ዕድመ ናይ ሰብ እኮ ሓጺር'ዩ ዉሑድ'ዩ እንከይፈለጥኩኻስ ዘመነይ ሃሊቑ ተጻዊታትሉ ንጉብዝናይ ዓለም ከመይ ኢለ ክረግጽ መቕደስካ ብድፍረት |ፈራሕኩ ክተርፍ? ወይ ክኣቱ? ደምካ ብንብዓተይ ዝምዘን ከመይ'ሉ?| (2) ኣነ ፈሪሐ እምበር ኣይተፍርሕን 'ኮ ምምጻአይ ደስታኻ ዘይጎድእ ፍቕርኻ መስቀልካ እንክሪኦ ተሸምቀቐት ነፍሴይ ደምካ እንዳረኣኹ ዘከርኩ በደለይ ኣብ ቅድሚ ንጽህናኻ ከመይ'ለ ክቐዉም ከም መላእኽትኻስ ብምንታይ ክሽፈን ክንፊ 'ኳ ዘይብለይ መሸፈኒ ነውረይ ሓጥያተይ ቅሉዕ'ዩ ናይ በደል ዕርቃነይ ንጉሆ ምሸት ንዝመጸ ማዕረ ኢኻ ዶንጉዩ ንዝኣቱ ኣይተዳሉን ኢኻ አብርሃም ወ ይስሐቅ ቤትካ እንተሓደሩ ኣብ መንግስትኻ ግን ካብ ሽፍታ ኣይቅድሙ
@Egzabihier1082
@Egzabihier1082 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@nfaqerkulna1089
@nfaqerkulna1089 2 ай бұрын
Ykreta tbl kea eba zergehalna bejaka dyakon hawey ❤❤
@Sehewit
@Sehewit 2 ай бұрын
@samri berhe
@dlktre
@dlktre 2 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የሰማዓልና ድያቆን ሓውና ቀጽሎ ኣጆኻ ጸግኡ የብዛሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DebreMariam-hi1nx
@DebreMariam-hi1nx 2 ай бұрын
ትዝታ ች ትንሽ ች ሆነ ችች ታሪክ አጥኝው
@Meazi-mv7nv
@Meazi-mv7nv 2 ай бұрын
ጎበዞች እንደዚ በየቋንቋዉ ስታዳርሱት ደስ ይላል ፀጋዉን ያብዛላችሁ በእዉነት
@roziawoke1301
@roziawoke1301 2 ай бұрын
እሰይይይይ በትግሪኛም ተዘመረ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 😢😢😢😢😢
@zebibajudy6499
@zebibajudy6499 2 ай бұрын
በእውነት ይሂ መዝሙር ሲዘመር ዬሆነ ሾክ ያደርገኛል ከውስጤ እንባዬ ፈንቅሎ ሲወጣ ይታወቀኛል ዝማሬ መላእክት ያሠማልን እድሜህ ሁሉ በቤቱ ይለቅ አተ ቅዱስ ዬፂወን ማሪያም ፍሬ ተባረክ
@yenantw21
@yenantw21 Ай бұрын
ወይይይ😭😭😭 የኔ ውድ ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ፀጋውን ያብዛልህ ።በሌላ ቋንቋ ስለተረጎመ በጣም ደስ ይብሎኛል ምን አለ በአለም ቋንቋ ቢተረጎም።
@shewittesfahiwet6566
@shewittesfahiwet6566 2 ай бұрын
Libka titinkif mezmur btgrina sile zdegemkalna dyako samson hawina zmare melaeikti yesimealina hayal amlaak lisanka ykbae rhrhti adena kdsti dngil mariam ab godnka tikun zhawey💯💯💯🤲🤲🤲
@easrteasrt9832
@easrteasrt9832 2 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን😢😢😢
@hayahname9355
@hayahname9355 2 ай бұрын
ዝማሪ መለአክቲ የሰመዓና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሕልካ❤❤❤
@ስንካመዝሙረይዩ
@ስንካመዝሙረይዩ 2 ай бұрын
ዝመሬ መላእክቲ የስማዓልና ሓወይይይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይበረክ
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 2 ай бұрын
እውይ ፈሪሐ እወ ብግብረይ 😢😢 አምላክ ወሲኩ ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና ጡዑም መዝሙር 🙏❤ ይቅርታ ትብል ውን ተትዝምረልና ደስ ምበለና እዚ ግን ዝኸኣለካ እንተኮይኑ እዩ ድያቆነይ
@martakiros-q1l
@martakiros-q1l 2 ай бұрын
ጎበዝ ዝማሬ መላእክት ያሰማህ
@gratnabutie1952
@gratnabutie1952 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ትርጉም ስራሕ።እግዝኣቢሔር ጸግኡ የብዘሓልካ።ኣብ ልብና ይሕደር።ስቡር ልቢ ድማ ይዓድለና!!!
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሳምሶም ሓወይ ናይ ዘማሪት ቤዛ ወርቅ ድያ ሓቀይ ብሩኻተይ
@robielteshager2573
@robielteshager2573 2 ай бұрын
Ewe
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓወይ ካብዚ ንላዓሊ ክትግልጉሎ ቅድስ ፍቃዱ ይኩን እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣቤቱ ይንበርካ ተዓድልካ ቀፀሎ ዝሓወይ🤲🤲🤲 ፍራሕኹ😢
@Bezawitabebe-qi9wp
@Bezawitabebe-qi9wp 2 ай бұрын
😢ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
@selamgebre303
@selamgebre303 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት ያየስመዕልና 😢😢😢😢😢 ግዘይ ምስ ረፈደ ምስ መሰየ መፀየ ብሓቂ ኦጎይታይ ብሓጥያት ዝኣረገ መንነተይ ብምሕረትካ ቀይሮ
@edenmehari1468
@edenmehari1468 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይደግፍካ ብዙህ መዝሙር እንዳቀየር ተቅርበልና ብጣአሚ የመስግን እግዚአብሔር ዝበለፀ ፀጋ ሕያብ ሂቡካ አሎ እንድሕር ኪኢልካ ከሰሞች ሁሉ በላይ ነው ናይ ሰሎሞን አቡበከር እታ ናይ ቀደመ መዝሙር ንአይ በዙህ ተአምር አለዎ ሰለሞን ፈቂዱለይ እዮ ከትቀየር ግን አነ ከአለት የብለይን
@ኩሉብኣካኮነ
@ኩሉብኣካኮነ 2 ай бұрын
✝❤️🥺ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጉግኡ የብዝሓልኩም ንበረከት ኩነልና🙏🙏እግዚኣቢሀር ኣምላክ መስቀሉ ክንጸውር ይሓግዘና
@SelmeSelme-ei6dd
@SelmeSelme-ei6dd 2 ай бұрын
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና❤❤❤❤❤
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ ይስማዓልና ⛪✝️💠🙌🙏🏾🧎😢😭
@Sgh1-pj2ec
@Sgh1-pj2ec 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሳምሶም ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ እዩ በርትዕ ፣
@meronteklu5410
@meronteklu5410 2 ай бұрын
😢😢😢 ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ቡሩኽ ሓው ጸጋን በረኸትን ይሃብካ ኣምላኽ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመአልና ብሀቂ ፀጉኡ የብዝሀልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ወደይ መአረይ ልዑል እግዚአብሔር ይፍቀደለና መንግስቱ ክንወርስ።
@sarahmohammed6895
@sarahmohammed6895 2 ай бұрын
ዝማሬመላእክትን ያሰማልን ወድማችን❤😢
@luwamkesete5234
@luwamkesete5234 2 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ሓወይ ናተይ። ብጣዕሚ ጥዑም። እግዚኣብሄር ብናይ ቕዱሳኑ መንገዲ ይምራሕካ። ኣብ በቱ ብጸጋ የንብርካ። ኣጆካ ቐጽሎ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ "ምንጭ ዳር ቆሜ" ትብል ናይ ድያቆን ተድሮስ ከኣ ተትትርጉማ ጽቡቕ ነሩ
@መላክበለማህተቦM
@መላክበለማህተቦM 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን በእውነት በምርት ትግርኛ መዝሙር አስጠኑኝ አልችልም በማርያም ውድ ማህበር አስገብኝ 😢😢😢
@መላክበለማህተቦM
@መላክበለማህተቦM 2 ай бұрын
@AnAn-pi9ei እሽ
@ንግዜ
@ንግዜ 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ ኣቤት ትዕድልቲ ብንስሓ ናብ ቤቱ ክምለስ ኣብ ጽሎትካ ዘክርኒ 😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@KhanKhan-fr4zs
@KhanKhan-fr4zs 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ናይ ባሓቂ ውሸጥኻ እትሰርሰረ መዙሙር ብትግረኛ ሰለዘሰማዕኻና ክብርት ይሀበልና 😢😢😢❤
@rrrtuui2204
@rrrtuui2204 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ወንድማችን😢
@MenaAmday
@MenaAmday 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
@HfOfb
@HfOfb 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና😔😢❤❤❤🌿🌿🌿🍀🍀
@hadgutesfahiwet6778
@hadgutesfahiwet6778 9 күн бұрын
ዝማረ መላኢክት ዘስማዓልና❤❤❤
@bihaftaabrha1523
@bihaftaabrha1523 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት ያስመዐልና የአገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ይባርከልኻ ❤❤❤❤
@fhhf3250
@fhhf3250 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን❤❤
@KedestMersha
@KedestMersha 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢ዝማሬ መላህክት ያስማልን ወንድማችን
@danielweldu7665
@danielweldu7665 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ
@afomrede9153
@afomrede9153 2 ай бұрын
ብመጅመርያ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ዕድመን ይሃብካ እዛ መዝሙር ዝተተርጎመት ትኩን እምበር ክሰምዓ ከለኩ ንነብሰይ ይበክየላ ምክንያቱ ብዝሑ መልእክቲ ስለ እትህበኒ ቀዳማይ ኣዳም ኣበይ ኣለካ ፈርሃ ኢልዎ ሄዋን ኣበይ ኣለኪ ፈርሃ ኢላቶ ፍያታዊ ዘየማን ተዘከርኒ ኢልዋ ማርያም ዘእስተህፍረት ቅዱይ ቅቢእ ቀቢአቶ ንሩሃማ ኣቲ ሰበይቲ ከሰስትኪ ኣበይ ኣለው ኢልዎ ንዮናስ 3ተ ምዓልትን ለይትን ኣብ ክብዲ ዓሳ ኣቀሚጥዎ ሓዋርያት ፈሪሕና ኢሎም እዛ "ፈርሃ/ፈራህ" ንዓይ ከብደይ ሕቡጭቡጭ ተብለኒ እንተኮነ ግን ኣምላክ ምሓሪ ስለዝኮነ ብንስሓ ብጸሎት ብስግደት ንክንምለስ ዓባይ መዝሙር ክሎም ሓጥኦም ክብሪ ኣምላክ ስእኖም ከይንብሃል ብንስሓ ንመለስ ኣጆካትኩም ኣይትፍርሑ ድማ ዝብል መድሃኒተ ዓለም ኣለና "ፈርሃ/ፈራሁ"
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 2 ай бұрын
Wela nay🙏🙏🙏🙏🙏
@ዋይዜማ
@ዋይዜማ 2 ай бұрын
Amen kale hiwot yesmealna
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 2 ай бұрын
ኣምላኽ ይርዳእካን ይሐግዝካን።
@KisuGebre
@KisuGebre Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢 ዝማሬ መላእክት የስማልን የኣገልሎት ዘመንህ ይባርክ❤
@Nrimey143
@Nrimey143 2 ай бұрын
EGZIABIHIER YMESGEN kemzi gierka msrahka Deacon hawey fetari ybarkka nab nsha zmels mezmur ❤❤❤❤❤❤
@ወለተኢየሱስየጽዮንማርያም
@ወለተኢየሱስየጽዮንማርያም 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን 😢😢😢
@SuziTesfay-qh8ge
@SuziTesfay-qh8ge 2 ай бұрын
ናይባሓቂ ዉሽጥካ እትትንክፈ መዝሙር ንሓዉና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ ዕድሜን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይባርካ ጸጋኡ የብዝሐልካ
@user-teklehaimanotaboy
@user-teklehaimanotaboy 2 ай бұрын
Mulue zemenka ybarek dn Maare gerkana netom Amharic zeynsemo
@mskrh640
@mskrh640 2 ай бұрын
ቃለ ሕይወትን ያዋርስልን። የአገልግሎት ዘመንህን ያርዝምልን። ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን።
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ 2 ай бұрын
አሜን፫ ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና በርቲዕ ጸጉኡ ያብዘሐልካ ❤❤
@GvdGsj
@GvdGsj 2 ай бұрын
ሃየ ናበራትዖ ልብና ምስ መዝሙር ይኹን አይዘኻ ሓውና በርትዕ እግዚአብሄር ይመስገን❤❤❤
@MenaMena-n2e
@MenaMena-n2e 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን
@Th-si7zn
@Th-si7zn 2 ай бұрын
*_ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ድያቆን ፀጋ በረከቱ የብዘሕልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤❤_*
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋ የብዘሐሌካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዲያቆን ሓወይ ኣጆካ ቀፅለሉ❤❤❤🥰 ጡዑም መዝሙር ባሓቂ ናብ ንሳሓ እትዕድም🥺
@tslatemusiemedia2653
@tslatemusiemedia2653 Ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ዲ ሳምሶን ተባረክ ብጣዕሚ ደስዝብል ዝማሬ 😘🌺🌺 ሃይለይ ዝማሬም ትብል ናይ ዘ/ምርትነሽ ብትግርኛ ዘምረልና ክብር ሓውና 🥰💙
@ቤተኣባኖብ
@ቤተኣባኖብ 2 ай бұрын
Amen zmare melaekti yesmialna diyaqon hawey 😢😢😢😢😢
@dolshihagos5491
@dolshihagos5491 2 ай бұрын
ኢግዛኣብሔር ጸጉኡ ይብዝሓልካ ማዓርይ በርትዕ
@ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ
@ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ 2 ай бұрын
ዝማሪ መላእክቲ የስምዓልና ዲያቆነይ ይቀኒልና ካኣ አዛ መዝሙር ነቶም ብዙሕ ዘይንሰምዕ ጥዕምቲ መዝሙርያ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ
@ManazoWedleleyManie
@ManazoWedleleyManie 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና
@dawittesfamariam9710
@dawittesfamariam9710 2 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@asterabrham5172
@asterabrham5172 2 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክትን ያስምአልና
@RozinaTesfahiwet-g6h
@RozinaTesfahiwet-g6h 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ጸገኡ የብዝሓልካ። ዝሓወይ ብጣዕሚ ልብካ ትሰብር መዝሙር ኣብ ንስሓ የብቅዓና አቲ ርሁርህ ጎይታ ❤❤❤
@metkel471
@metkel471 2 ай бұрын
ኣምላክ ጥበብኩም ይባርክ ኣዝያ ናይ ሰፍሲ መድሃኒት ዝማረ ማልእክት
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤😢❤
@LemlemYeMareyamlij
@LemlemYeMareyamlij 2 ай бұрын
ዋውው👍ድንቅ መዝሙር ነው😥😥 ውድ ወንድማችን በርታ ዝማሬ መላዕክት ያሠማልን👏👏👏👏
@HelenSereke
@HelenSereke 2 ай бұрын
Zmare melakt yesmealna nay agolgulot zebenka ybark zhawey❤❤😢😢
@Samuel.Mhreteab
@Samuel.Mhreteab 2 ай бұрын
😢😢😢abiyet abiyet mezmuer yeaxemteka zetelelll qale hiwet yesmalena 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂🙏🙏🙏
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 2 ай бұрын
Kale zemare yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏❤️
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 13 күн бұрын
Egziabher ybarka ❤❤❤❤
@yerukidane1940
@yerukidane1940 2 ай бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉zmare melakt 🙏🙏
@CABTL-mc7dk
@CABTL-mc7dk 2 ай бұрын
ቃሉ - ህይወትን ያሰማልን። በርታ።
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስመኣልና ዳያቆን ሃውና ። ጸጉኡ የብዛሃልኩም እግጺኣቢሄር ኣምላክ። ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባረክ። ደስስ ዝብል መዝቡል ልቢ ዘረስርስ ።👏👏👏❤❤❤🙏🙏🙏
@netsereab12347
@netsereab12347 2 ай бұрын
ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዘሓልካ።
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 2 ай бұрын
Amen Amen amen Zimare melaekti yesmealna D/n hawey egziabher amlak xegue yebzehelka🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒💒💒💒
@berkiebirhanu
@berkiebirhanu 2 ай бұрын
ዝማሪ መላእክት ያሰማልን 🙏🙏🙏
@tirhaskeshi2502
@tirhaskeshi2502 2 ай бұрын
Diyakoney zmare melakt yesmalna nay agelglot zmenka ybarek zyaday btami ye zfetweka ❤❤❤❤❤
@FacheTube1221
@FacheTube1221 2 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና። ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሕ።
@MakiMaki-dd4tt
@MakiMaki-dd4tt 2 ай бұрын
ዝማሬ መላአኽት ኣስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብ ዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ፈጣሪ
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና።😢😢😢
@FshaArega-gp9zl
@FshaArega-gp9zl 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኻ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ግሩም ዝኾነ መዝሙር እግርኛ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FrezghiZere
@FrezghiZere 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና: ጸግኡ የብዝሓልካ።❤❤❤❤
@natsinetokube4
@natsinetokube4 2 ай бұрын
Zmare malakit yesmalina kubir hawey❤❤❤
@berhanesolomon8915
@berhanesolomon8915 2 ай бұрын
Zmare melaeti yesmealna bruk hawna egziabher amlak xegu yebzhalka ❤❤❤❤🎉🙏🙏🙏😂
@awettekie2110
@awettekie2110 2 ай бұрын
Zmarie melaekt yesmealna wendmie❤❤❤
@mamiylove88
@mamiylove88 2 ай бұрын
ዋውውው 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Samri27
@Samri27 2 ай бұрын
Amen amen amen zmare melaekt yesmealna🙏 xegu yebzhalka Egziabheir amlak ❤
@AllApp-i1g
@AllApp-i1g 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዲር ዲያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልኻ🎉😢😍👏😍👏
@DNHabtomGebrhiwot
@DNHabtomGebrhiwot 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዕልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኻ ክቡር ወድ ሓቲነይ ጅግና ግሩም መዝሙር ናይ በሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zeramariamsbhatu3581
@zeramariamsbhatu3581 5 күн бұрын
💕💕💕💕💕💕
@bbbubbb1749
@bbbubbb1749 16 күн бұрын
Amen Amen Amen
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤ ሓጥያተ በዝሑ ከይኣቱ ፈሪሐ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@amangebrit4030
@amangebrit4030 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእከት የሰመዓልና❤❤❤
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 2 ай бұрын
Egzabher tsegu yebzhalka hawey Egzabher wuludey ybelena. Kab frhat ysewrena eti ruhruh Amlak.
@ድንግልይርፍታልበይ-ቸ6ወ
@ድንግልይርፍታልበይ-ቸ6ወ 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልኻ❤❤❤
@abigyafthanegestlilay-dp2wd
@abigyafthanegestlilay-dp2wd 2 ай бұрын
Wow ብጣዕሚ ድንቂ RMX ዝማሬ መላእክቲ የስመራልና ተባረክ ሓውይ ናተይ
@KebromNegasi
@KebromNegasi 2 ай бұрын
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ
@brhankiros
@brhankiros 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓወይይይ
@nnnnhhj1727
@nnnnhhj1727 2 ай бұрын
ዝማሬ መላዕክት ያስመዓልና ክብር ሓውና ❤️❤️❤️
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom 2 ай бұрын
Amen amen amen zmare Meraki yesmealina 😢😢😢😢😢
@HabenAdhanom-dd1ds
@HabenAdhanom-dd1ds 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amen btaemi zfetwa mezur zebenka ybarek
@DejenAzahil
@DejenAzahil 2 ай бұрын
mhir ablixe fetyeyo. Amlakna hadera ykr belena.. kale hiwet yesmealna.
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt 2 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ❤ ❤ ❤ ።
@Selam-zi8qy
@Selam-zi8qy 2 ай бұрын
አየ ነብስይ 😢 ፈራሕኩ
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 276 МЛН
ዘክረኒ~Zekreni~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
5:48
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 4,2 МЛН
ኣንቲኮን ፍናንን እንታይ ይኾኑ ኣለው ?
23:15
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 51 М.
Track 13 Samuelin Enka | ሳሙኤልን እንካ | Aster Abebe Vol 2
9:14
Aster Abebe Official
Рет қаралды 195 М.
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 79 М.
ዝበለጸ ነገር (#የተሻለ_ነገር) New Cover Mezmur @ዋይዜማ
6:46
Track 11 Kemuse Yemilike | ከሙሴ የሚልቅ | Aster Abebe Vol 2
6:30
Aster Abebe Official
Рет қаралды 74 М.
ኣብ ድንኳነይ (#በድንኳኔ) Cover Mezmur @ዋይዜማ
4:02
WAYZEMA ዋይዜማ
Рет қаралды 56 М.