RADIO ERENA - መኣዲ ሓሳባት - ህየሳዊ ኣታሓሳስባ

  Рет қаралды 4,001

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

መኣዲ ሓሳባት - ህየሳዊ ኣታሓሳስባ - ዕላል ምስ ኣቶ ኣማኑኤል ሳህለ
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 (0)1 45 89 64 51
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 34
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 Ай бұрын
ዝድነቅ ትምህርቲ ኣቦና መምህር .ፍላስፋ ኣማኒኤል ሳህለ .
@militetesfay396
@militetesfay396 9 ай бұрын
የቐንየልና መምህርና ኣማኑኤልን ሳብሪናን፡ ግሩም ዘተ ህየሳዊ ኣተሓሳስባ።
@berihgebremariam9020
@berihgebremariam9020 9 ай бұрын
ልዙብ ዘተ ኣቦን ጓልን የቐንየልና
@Miki-e6s
@Miki-e6s 29 күн бұрын
ቡሉጽ ሓሳብ ❤❤❤❤
@ghirmaysolomon3567
@ghirmaysolomon3567 Ай бұрын
Thank you, I have never seen a deeper psychological and philosophical discussion among Eritrean parent with open mind and love that contributes to our society Critical Thinking is one of my area of daily discussion in my job
@sayyedtech9340
@sayyedtech9340 Ай бұрын
Father and daughter ..they are ahead of their time ..❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉....
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 9 ай бұрын
የቀኔልና ብጣዕሚ ሃናጺ መደብ🙏🙏
@ariam5365
@ariam5365 9 ай бұрын
my favorite dad and daughter
@amanuelkibreab3025
@amanuelkibreab3025 9 ай бұрын
ኣማኑኤል ሳህለ❤, ክብሃል ከሎ ሓንቲ ዓለም እያ ቅጅል ትብለኒ, ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤረትራ እታ ሓንቲ ዓምዲ ፍልይቲ ዝነበረት እያ ኣዝየ ኸኣ ይፈትዋ ኔረ ሕጂ ድማ nice to see you again. ሳምሪና ኣብ ኣቀራርባኺ ጽቡቕ እንድዩ ግን ወላ ኣብ ሓንቲ ገዛ ሃለዉ ግን ጽቡቕ ሰላምታን መእተውን ጌርኪ ድሓር ክትዛረቢ ከለኺ መጀመርታ ድምጽኺ ቅሩብ ኣትሕት ኣቢልኪ ንመምህር ኣይትሃውኽዮ
@GEO.16
@GEO.16 3 ай бұрын
መምህር ኣማኑኤል ጽቡቕን ቅኑዕን ትምህትር።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 9 ай бұрын
ጽቡቕ፡ ኣእምሮ ዘባራብር መደብ ሰሚዐ። ምስዚ ትዛረቡሉ ዝጸናሕኩም ብምዝማድ፡ pragmatism ኣበይ ምሰራዕካዮ፡ ኣቶ ኣማንኤል፧
@downunder507
@downunder507 9 ай бұрын
It’s excellent topic and timely discussion to be had, I hope we can continue to explore the subject at a deeper level and hopefully 🤞 enlighten some of our community to question the things that too many people either not brave to ask or too ignorant or dogmatic in their religious beliefs…
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
I am so proud about you Sabrina❤❤❤
@alazarhaylemicael8192
@alazarhaylemicael8192 9 ай бұрын
ግርም ዝርርብ ደስ ዘብል የቀነልይ ሓውተይ ሳብሪና ን ኣቦይ ኣማኒኤል☺
@thomasberhetsegai7324
@thomasberhetsegai7324 9 ай бұрын
Excellent discussion. herd instinct indeed!
@ZamrDew
@ZamrDew 9 ай бұрын
ዋውውውው ደስ ዝብል ዘተ ከም ልሙድ። ብዛዕባ ካብ ባህልን ሃይማኖትን ዝተጸዓንካዮ ዝንቡዕ ልምድታት ክትሓስበሉ ዝገብር።
@tesfaydesta4015
@tesfaydesta4015 9 ай бұрын
ኣማኒኤል ሳህለ ብሓሳብ ናይ ኩልና ኣቦ ኢዩ። ግንድማ ብሓሳብን ብዘርእን በላሕ ጓል ወሊድካ ምሳኻ ክትካታዕ ካብ ምርኣይ ንላዕሊ ጽድቂ የለን።
@biniamtsehaye3747
@biniamtsehaye3747 9 ай бұрын
አቶ ኣማኑእኤል ሳህለ ንእሽቶይ ከለኹ ቡዙሕ ትሑፋትካ ኣንቢበን ተማሂረን እየ ትሑፋትካ ክህይሶ ምስ ጀመርኩ ግና አብ እምነት ዘለካ ኣረኣእያ ጉጉይ ሰብ ዕድል እንተረኺቡ ንዉሉዱ እምነት ድኣ እምህሮ እምበር ካብ እምነት ኣየርሕቆን እዩ sabrina ድማ ኣቦኺ ንፉዕ ጽሓፋይ እዩ ግና ፅቡቕ ጌርኪ ሃይስዮ 🙏18-19 ጥበብ ጠቢባን ከጥፍእ እየ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲውን ከፍርስ እየ፡ ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ። 20 ጥበበኛ ኣበይ ኣሎ፧ ምሁር ጽሑፋትሲ ኣበይ ኣሎ፧ መርማሪ እዛ ዓለም እዚኣኸ ኣበይ ኣሎ፧ ኣምላኽ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣዶ ዕሽነት ኣይገበሮን እዩ፧ 21 ስለዚ ዓለም ብጥበባ ንኣምላኽ ብጥበብ ኣምላኽ ገይራ ኻብ ዘይፈለጠቶ፡ ኣምላኽ ነቶም ዚኣምኑ ብናይ ስብከት ዕሽነት ገይሩ ኼድሕኖም ፈቐደ። 22 ኣይሁድ ምልክታት ይልምኑ፡ ጽርኣውያን ድማ ጥበብ ይደልዩ፡ 23 ንሕና ግና ነቲ ንኣይሁድን መዓንቀፊ፡ ነህዛብን ዕሽነት ዝዀነ እተሰቕለ ክርስቶስ ንሰብኽ ኣሎና።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
❤❤❤wow
@maa.mariam1362
@maa.mariam1362 9 ай бұрын
ብመሰረቱ ህላወ ኣምላኽ ዝኽሕድ ሰብ፡ ዋላኳ ሓደሓደ ሓሳብ ዝብሎ ትርጉም እንተሃበ፡ እቲ ሱር መሰረቱ ዓቢ ናይ ስሕተት ሓሳብን ንሰዓብቱ ኸኣ ዘላለማዊ ሰቓይ ዘእቱ ሓደገና እምነትዩ። ኣማንኤል ሳህለ ሕላወ ኣምላኽ ይኽሕድ ኣሎ። ከም ሰብ በሊሕ እዩ፡ ነቲ ህይወትን ብልሐን ዝሃቦ ንኣምላኽ ግን። ይኽሕድ ኣሎ።
@nsiebhotube8255
@nsiebhotube8255 9 ай бұрын
Is it a discussion or an interview? Sabrina, proude of u. But when u ask a question, ask in the manners of journalism.
@bereketberhanewoldie6890
@bereketberhanewoldie6890 9 ай бұрын
Thanks Sabrina & Aman. You raised an interesting & very relevant issue, but am afraid Sabrina's question started from a somewhat obtuse angle, thus we missed Aman's critical philosophical insight into what is a timeless question that is still begging for answer. In other words, what makes human creature unique among all known beings is language - capacity to speak intelligibly, & I would love Aman to enlighten us on which came first: thinking (including critical thinking) or language? it's sort of "chicken or egg'" question but a deep & profound one that will help us to understand our nature: what it means to be human?!
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
Ad
@samigonnetz1664
@samigonnetz1664 9 ай бұрын
ንሓደ ክእረም ዝግብኦ ነገር ዝግበር ወቀሳ እዩ እቲ ህየሳ። Critical thinking ህየሳዊ ኣታሓሳስባ ዘይኮነ ካብ ልሙድ ውጽእ ብዝበለ ኩርናዕ ምሕሳብ ይመስለኒ።
@meseretbetna2599
@meseretbetna2599 9 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ፡ ኣብ ቲሕቲ ጸሓይሲ ሓዲሽ ነገር ከቶ የልቦን ። ሰብ ብኣምላኹ ኣሚኒ እዪ ፡ ሰላም ክነብር ዝኽእል ። ኣምላኽ መንፈሱ ሂቡና እዪ ! እንስሳ መንፈስ የብሉን!! እምነት ተስፋ ፍቕሪ ፡ ይሃልወና ። ሰላም ካብ ኣምላኽ እያ ትመጽእ !!! ሰላም ዘለዎ ደንዚዙ ማለት ኣይኮነን። በጃካትኩም ናብ ቃል ኣምላኽ ተመለሱ ። *ኣይትሃውትቱ* *ኣይትሓዋውስዎ*!!! ብጣዕሚ ተሕዝኑ ኣቦን ጋልን ኣብ ጥፋት ኣለኹም ። ተነስሑ ።
@berketpeace2021
@berketpeace2021 9 ай бұрын
Father and daughter?
@simretkibrab8090
@simretkibrab8090 9 ай бұрын
waw Abonn galunnn
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 25 күн бұрын
Knowing how the mind works is crucial because we are what we think. I defer a bit that religion has solved some human problems. I believe it took humanity further to the darkest side, to the point where science is regarded as one of the Devil product…
@iyobghebrekristos9762
@iyobghebrekristos9762 9 ай бұрын
ንኮንፍሊት ንምጉዳል እኮ'ዪ ህየሳዊ ኣተሓሳስባ ዘድሊ ፈጠራ ምዕባይ ሓደስቲ ምህዞታት መድሃኒት ትፈጥር ብሓጺሩ ተጉድሎ እምበር ደው ኣይተብሎን ኢኻ ኮንፍሊክት
@araedombahram4150
@araedombahram4150 2 ай бұрын
ክንዲ ምንታይ ወዲቓ እዛ ጋል ምስዚ ዓጋመስ ዋይ ውርደት
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 9 ай бұрын
እቲ ደንቆሮ ምሁር ኣማኒኤል ሳህለ እቲ ጸብኡ ሓሊቡ ዝደፍእ ሕሱር ፍጥረት ( ሃገረ ትግራይ ትግርኒ) ክትምስረት ኣለዋ ዝበለ ረሳሕ ሰብ ። መስዋእቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኻሓደ ዕዱግ ብገንዘብ ወያነ ሎሚ ንምንታይ ኣምጺእኩሞ ናብዚ ገሪምኒ። ሑሱር ክምህር ኣይክእልን ኢዩ። ኣማኒኤል ስሱዑን ዕዉርን ኢዩ ። ኒሕ የብሉን ህግደፍን ህዝብን ፈላልዩ ክርኢ ዘይክእል ስሱዕ ሕቆ ህዝብና ኣብ ምስባር ምስ ወያነ ዝተሓባበረ ንዓና ፍልጠት ክህበና ኣይክእልን ኢዩ። ግን እታ ረድዮ ኤረና ህዝቢ ነዊሕ ተዓዚብዋ ኢዩ። ጆን ብላክ ዓቢ ጋሻ ቀሪብናልኩም እትብሉ። ብመንገዲ ዮናታን ካብ ኣስመራ ይድወል ኣሎ እንበልኩም ህዝቢ ኣጋኣዝያዊ መንነቱ ናፊቁ እናበልኩም ድራማ ክትሰርሑ ኣይሓፈርኩምን ሎሚ ድማ ነብሱ ዝጓሓፈ ነብሱ ዝሸጠ ኣማኒኤል ሳህለ ክክክክክ እዚ ዲክታቶር ጥራይ ማዓልቱ ቆጺሩ ይሕለፍ እምበር ካልእ ሳዕቤን ከመይ ከምዝሕዞ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሕጂ ክዋደድ ዘለዎ ጉዳይ ተረዲእና ኣሎ።
@Tesfa325
@Tesfa325 9 ай бұрын
አንታ ደንቆሮ ሱቅ ኢልካ ዘይትመሀር ወይጦ😅
RADIO ERENA - ፕሮፓጋንዳን ሕጽበት ኣእምሮን
45:20
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
ንቑሑ ወለዶ፡"ሓቅን ሓሶትን ዝበሃል የለን"|| ፈላስፋ ኣማኒኤል ሳሃለ 29/10/2024
59:08
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 10 М.
FthiRadio: Interview with Amanuel Sahle, May 31, 2015
55:56
Fthi Radio
Рет қаралды 7 М.
መድረኽና
1:51:52
ERISAT
Рет қаралды 7 М.
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН