RADIO ERENA - ዘተ ኣብ ጉዳይ ብርጌድ ንሓመዱን መልሲ ንጀማል ዮውሃንስን

  Рет қаралды 16,987

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

ኣብ ግዜና፦ ዘተ ምስ መንግስ ዳኒኤል፡ ኣባል ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢን ብርጌድ ንሓመዱን ዞባ እስራኤል - Wednesday, 12 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 334
@wolduyohannes2969
@wolduyohannes2969 3 ай бұрын
መንግስ ዳኒኤል ተባዕ ምሉእ ሱብኣይ ጎዶሎ ዘይብልካ መንእሰይ ብኣፍልጦን ብርድኢት ዝትንትን ተስፋ ውጽዓት ኣንበሳ ዝወደይ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና thanks
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
ቀዳማይ ክፍሊ ዲኻ
@senaitisaac8927
@senaitisaac8927 3 ай бұрын
Thank you Mengis. We need to more people like you.
@hassebmicael2030
@hassebmicael2030 3 ай бұрын
ሺሻይ ብጣዕሚ ንፍዕ ጋዜጠኛ ኢኻ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@brhaneeyob9217
@brhaneeyob9217 3 ай бұрын
ዋው.ናይ መንግስ ብስለት.ብቅዓት.ዓቅሊ its amaizing!!!!!!!!
@zeraytsegay7511
@zeraytsegay7511 3 ай бұрын
ብተመስጦ ሰሚዐያ ብጣዕሚ ጽቡቅን ግቡእን መልሲ መሊሱ መንግስ ሓውና!! Well done💙 ጋዜጠኛ ሽሻይ እውን ካብቲ ይኹን ካብቲ ናይ ህዝቢ ሕቶ ኣጥቢቃ ኢኻ ሓቲትካዮ ብጣዕሚ ደስ ዝብል'ዩ!! ኮመንት ናተይ ትሰማምዕሉ ድማ like like ጽቀጡ
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
ሰብ ምቕታል ቅኑዕዩ እዩ እቲ መልሲ ናይቲ ባርያ ሕወሓት ከማኻ ካልእ ማልእ ዘይብላ ብጹም ክትንትን ኣይክእልንዩ
@henoktecle590
@henoktecle590 3 ай бұрын
That is what we want to see in Eritrean politics, hard talk! well done Sheshay, credit to the young man too, I may not agree with all his answers but he kept his cool, his emotional intelligence is high well done!
@hagasha4234
@hagasha4234 3 ай бұрын
Fake name😂
@asefawseltene3547
@asefawseltene3547 3 ай бұрын
መንግስ ጅግና ብጣዕሚ perfeckt ከምቲ ዝበልካዮ ብሉጽ ኣጋላልጻ ተባዕዕ ባዓል ራኢ ቀጽሎሎሎሎ
@tesfufeshain4377
@tesfufeshain4377 3 ай бұрын
Thank you Menges hawena azyu blux tentena💙💙💙
@mwufuybright1188
@mwufuybright1188 3 ай бұрын
መንግስ ተባዕ💙✊🏾
@senaitgereziher8978
@senaitgereziher8978 3 ай бұрын
Mengs ቡቁዕ መልሲ ፡💪💪💙💙
@zeresenaymhretab8059
@zeresenaymhretab8059 3 ай бұрын
Great answer mengs
@aziebberhe2367
@aziebberhe2367 3 ай бұрын
God bless you! You are right hawey
@taameyowhans584
@taameyowhans584 3 ай бұрын
Well done young brother Mengis.
@bereketbahta5321
@bereketbahta5321 3 ай бұрын
Neti nay bekedamay jemal kemziy gerka challenge aygeberkayon
@garykifle8817
@garykifle8817 3 ай бұрын
Kemti menges zebelo ezi ka barenet zetesemameo eyu zemesel ato sheshaye
@garykifle8817
@garykifle8817 3 ай бұрын
Suke zeyteblu elka heto alo
@bent.7396
@bent.7396 3 ай бұрын
Shishay, this is not an interview. That was a debate. Mengis is dynamic and he knows what he stands for.
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 3 ай бұрын
Thank you 💙🌿💙🔵💙🔵💙🔵💙💙🔵🔵💙💙💙
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 3 ай бұрын
Good job Shishay as always ❤
@paulosghebrekristos6933
@paulosghebrekristos6933 3 ай бұрын
This young man mengis is soooo intelligent and most of all, he’s brave! A bit disappointed by the journalist but “MENGIS” wow proud of you!
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱል መንእሰይ ብዝግባእ መሊሰካዮ ንኹሉ ሕቶታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@salomongabriel5945
@salomongabriel5945 3 ай бұрын
Mengis nay behaki bisul baqa mulue teqalasay anbesa 💙💙💙💪💪💪💯🙏
@asmaratube6646
@asmaratube6646 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሃገርና ተስፋ ከምዘለዋ ዘርኢ ጅግና መንእሰይ መንግስ።ነኣኻ ዘይምድናቅ ፍጹም ኣይከኣልን።ጋዜጠኛ ግን ንጀማል ክሓትት ከሎ ተለማሊሙ ከብቅዕ ንመንግስ ግና ብጣዕሚ ተሪር ሕቶታትን ዘዋጥር ሕቶታትን ሓቲቱዎ፡መንግስ ግን ኣይሓመቀን ነቲ ዘዋጥር ሕቶ ብብቅዓት መሊሱሉ'ዩ። ስለ'ዚ ንመንግስ ናይ'ዚ ግዜ'ዚ ተባዕን ሓያልን ብቅዓት ዘለዎ መንእሰይ ከምዝኾነ ኣመስኪሩ'ሎ።ንመግስ ኽብሪ'ለኒ።
@esromedom9363
@esromedom9363 3 ай бұрын
You are so brilant menesey
@rsti3705
@rsti3705 3 ай бұрын
Hito hatitka melsn meglexn gize kthbo ygbae Mengs btaemi nfue bkulu kgelxo bkeat zelewo blux naybhaki 🙏💙🥰
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 3 ай бұрын
SHISHAY neseka FETEHAWI eka❤❤❤❤
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 3 ай бұрын
መን ኢካ ንስካ ግበሩ ኣይትግበሩ ትብል? ሕጊ እንተኣፍቂድሎም መን ስለ ዝኮንካ ኢካ ልዕሊ ሕጊ ኮይካ ሰባት ከተፈራርሕን ክድህክን ? ትግራይ ክትብል ክሳብ ልብካ ዝመሉቅ ትዘልል ኤርትራውያን ከብዕሉ ብደናጉላ ? ኣለና እዚ ክኣ መልሲ ኣለዎ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 ай бұрын
Viva brigade Nhamedu 💙
@אסגדוםצגייה
@אסגדוםצגייה 3 ай бұрын
እዛረድዮ ኤረናህግ ደፋዊትእያ ትመስል. ስለዚም ስአቃለመ ሕትትክት ገብርአይግ ባእንእዩ አባልብር ጌድንሓመዱ ከምኡው ንአባል ብሩህመ ጻኢግጋ'ዩ::ክድገምየብሉ ንተቃላ ሳይንፍትሒ ሓውና❤
@EastAfricalifestyle
@EastAfricalifestyle 3 ай бұрын
It doesn't matter the ideology or beliefs carried on by specific person, it doesn't mean you have a right to impose your idea on others. It doesn't matter the past trauma and abuse affected by other organizations or groups, even if you are mentally sick no where in the world can be a reason to commit crime against others believe and life. Even you don't know the law you will be punished and learn the lesson.respect others right and territory you can not cross the self defense line of rule. Don't go where you are not invited or permitted. They have a right to reject you from attendance. Do your own evens where you will have peace and permitted. Period.
@simonmisgun5237
@simonmisgun5237 3 ай бұрын
Waw thanks Mengs አብ ስደት ሂወተይ ከምዚ ዓይነት ብብስለት ዝተቆምጠዐ መንእሰይ ኣይሰማዕኩን።
@lbwta
@lbwta 3 ай бұрын
መንግስ ወደይ ኣምላኽ ይባርኽካ፡ ብሓቂ ብሱል መንእሰይ፡ ኣጆኹም ክወግሕ እዩ።
@petroswoldehawariat7762
@petroswoldehawariat7762 3 ай бұрын
ትዕግስቲ፣ ዕምቆት ዘለዎ ፍልጠት፣ልቦና፣ምልኣት ልቢ ዘረስርስ መልሲ ንበረልና መንግስ ሓውና ብሓቂ ጂግና ፣
@mickmickael8693
@mickmickael8693 3 ай бұрын
Hello, the problem I see no one respects other persons opinion and the second one they have a right to have meeting and also the other part has a right to have meetings or gathering. I really don’t understand why they have a right in the end they oppose not to have a right the other party this is nonsense, God bless you all
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 3 ай бұрын
Wow well done!
@natie5244
@natie5244 3 ай бұрын
Mengis , sle klu akilka yemesginek, well dane , busul menesey, shiy keep going, kali wein amtsalina fliy zble mlisiy kinsmie
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 3 ай бұрын
SEMIEN TEGHARU MELBAM SE ENOM EYOM NEMEWAELOM MESARHI TERAY ZEKHONU . MAEDAKHUM EMO MEN YESEMEAYO.. NSEMIEN TEGHARU BHAYLI BEKURMAJ TERAY EKHA TEREDEOM. THANK YOU FOR THE EXCELLENT DISCUSSION.
@bamediaentertainment9394
@bamediaentertainment9394 3 ай бұрын
ብሉጽ ሓሳብ ምወዲ መለይ.
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 3 ай бұрын
እዚ ጋዚጠኛ ሕጻብ ህግደፍ እዪ ግዲ ዙሩግ::
@HannyJo
@HannyJo 3 ай бұрын
ልመድ ክትዕ ብከምዚ እዩ መራሒኩም ኣብ ካልእ ገዛ ዘይዛረብ ኣፍሮ ኣድጊ ማለተይ እየ
@mehreteabYhannes1952
@mehreteabYhannes1952 3 ай бұрын
ኣነስ እባ ንፉዕ ጋዘጠኛ ኢለዮ። ምኽንያቱ ጋዘጠኛ ብኸፊል ናይ እቲ ዘየሎ ኣካል ሓሳብ ከቕርብ ኣለዎ።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 ай бұрын
Because he didn’t side of brged nkebdu
@Tewelde-gp7pc
@Tewelde-gp7pc 3 ай бұрын
ርኢቶኻ ሃብ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
Bright future 🙌👍💙💙💙💙 the real active political party
@SirakMekonen-x4r
@SirakMekonen-x4r 3 ай бұрын
🎉🎉🎉 bravo
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 ай бұрын
ማዒኾኖ አዳኺሚናዮ ተቃውሞና ዐሊም ሰሚዒው❤❤❤❤❤❤
@Tesla291-
@Tesla291- 3 ай бұрын
Brilliant mengese ዝተረድኦ መንእሰይ !
@letinaabay6991
@letinaabay6991 3 ай бұрын
መንግስ ተባዕ መንእሰይ❤❤❤እድመን ጥዕናን ይሃብካ
@aynomgodefa8228
@aynomgodefa8228 3 ай бұрын
ሹሻይ ብ/ጽቡቕ ኣለኻ ንኹሉ
@MyUtopia2025
@MyUtopia2025 3 ай бұрын
Wow brilliant Menges!!
@Sakit-inte
@Sakit-inte 3 ай бұрын
Bravo mengis senhit/Hamasen kemaka eu zedliya zelo.. mot ni higdef Shishay subuk aleka gin interviw du debate aiy tigbero.. hito hiteto kimlis
@samuelteferi-sg8gs
@samuelteferi-sg8gs 3 ай бұрын
Well explanation menges brother 💙💙💙
@senaitisaac8927
@senaitisaac8927 3 ай бұрын
You are on the right track Mengis.
@frezghighebrohiwet2934
@frezghighebrohiwet2934 3 ай бұрын
ብሓቂ ብሩህ መጻኢ ሚሂሮም ብሓቂ ኒፍዕ መነሰይ
@lbwta
@lbwta 3 ай бұрын
ጾርካ ናብ እግዚኣብሄር ደርብዮ፡ ንሱ ክድግፈካ እዩ። ንጻድቕ ሰንከልከል ክብል ከቶ ኣይሓድጎን። መዝሙር ዳዊት 55፥22 መንግስ ወደይ ንኻልኣይ ግዜ እየ ዝሪአካ ዘለኹ፡ ክለሰ ሓሳብካን ስነልቦናኻን ብሉጽ፡ ኣንደበት ኣዘራርባኻ ልዙብ ብሓቂ ረቂቕ ኢኻ ዝወደይ፡ ኣምላኽ ንዓኻን ንመቃልስትኻን ይሓልኹምን ይባርኽኩምን። ኣብቲ ርእሲ ልቦናኹም እዛ ብቕልጽምና ትብል ቃል ግደፍዋ ኢኹም፡ ብዘመነ ገድሊ ንዓና ኣይጠቕመን ኣብ ግምባርና ኢና ንውጋእ ዓወትና ብቕልጽምና ውዘተ እናበልና ንፍክር ኔርና ነገር ግን 30 ዓመት ድኣ ወሰደልና። እግዚኣብሄር ግን ምሕረቱ ብዙሕ ስለዝኾነ፡ ይኣክል ኢሉ እታ ናጽነት ረኺብናያ። ንዓኣውን ንኣምላኽ ኣብክንዲ ክብሪ ምሃብ፡ ይካኣሎ እናበልካ ንስጋለባሽ ብፍላይ ክኣ ነዚ ኢሳያስ ዝባሃል ፍጥረት ምልኪ ተዋሂብዎ። ስለዚ መዝገብ ልብና እግዚኣብሄር ዘይኮነስ ካልእ ወኒንዎ እንግሆ ድማ እቲ ሳዕቤኑ። እዚ ክብል ከለኹ ኣነ ሓንቲ ኣብ ተ/ሓርነት ን4 ዓመት ኣቢለ ዝተጋደልኩ፡ እዚ ጋኔንን ሰዓብቱን (ቃኤላውያን) ዓማ ክትሓቅቕ ካብ ገጽ ምድሪ ክተፍእ ኣለዋ ኢሎም ብዝኣወጅዎ ኣዕናዊ ዝኾነ ዂናት ሓድሕድ ድሕሪ ክንደይ ንሓድሕና ምፍላስ፡ ብወርሒ ሓምለ/ነሃሰ 1981ዓ/ም ፈረንጂ ብሙሉኣ እታ ወድብ ጀብሃ ናብ ሱዳን ኣትያ ኣነ ሓንቲ ካብኡ እየ። ከካብ ገዛና ንናጽነትን ሓርነትን ህዝብና ኢልና ኣብ ዕሸል ዕድሜና ወጺእና፡ ነቶም ኣሕዋቶም ከይቀተሉ ድቃስ ዘይብሎም ዝሓድሩ ቃኤላውያን ዶ ደም ንጹሃን ንሰይጣን ግብሪ ምኽፋል ልማዶም እዩ፡ ንዓና ግን ነዚ ክትግዕታዶ ትርህጻ ኮይንና።ለካ እቲ ኩሉ ኣብ ልቦናኻን ቀላጽምካን ሰረገላኻን ተኣማሚንካ እትገብሮስ ከንቱ እዩ። እግዚኣብሄር እንተዘይረድአስ ዓየይቲ ንኸንቱ ይጽዕሩ። መዝሙር ዳዊት 127፥1 ስለዚ እቲ ሓቀኛ ራህዋን ሰላምንሲ ካብ ኣምላኽና ካብቲ ናይ ሰላም ሓለቓ እዩሞ ናብኡ ንመለስ ንሱ ክኣ ከቕንዓልና እዩ ናይ እስራአል ቅዱስ ንሃገርናን ንህዝብናን ይባርኽ። ተባረኹ ዞም ደቀይ ልብኹም ብኣምላኽኩም ይጽናዕ።
@kiflezigta759
@kiflezigta759 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልሲ መግስ እተ ሽሻይ ኣይግድን ሕቶካ?
@berhanahmosazghi1641
@berhanahmosazghi1641 3 ай бұрын
merhaba widi Keren w abshir jigna I'm proud of you.
@DanielNegusse-dz6yy
@DanielNegusse-dz6yy 3 ай бұрын
አዝዩ ዘሓጉስ መልሲ ጀግና
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 3 ай бұрын
ሰላም ሺሻይክቡር ሓው ምስ ጋሻኻ::ሺሻይ እቲ ጸገም ናይ በሓቂዶ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢዩ ኢልካ ትኣምን:መክኒያቱ ከምኡ ምባለይ ፍትሒ ከተምጽእ እኮ ንባዕልኻውን ፍትሒ ዝተላበስ ምስትኸውን ጥራይ ድኣምበር ኣነ ዝጸላእክዎ ጽላእ ዝዓይነቱ ህልክን መን ካብ መት ይሓምቅ ዝዓይንቱ ልቦና ዝጎደሎ ተቃውሞ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ: መክኒያቱ ስርዓት ህግደፍ ብልክዕ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምኳኑ ኩልሰብ ዝስሕቶ ኮይኑ ኣይስምዓኒን: ወላ እውን ከምዚ እንተኾነ ሰባት ኣረዲእካን ሚሂርካን ክትቅይሮም ነቲ ንኣምኖ ኢና ዝብልዎ ቀታሊ ስርዓት ጥራሕ ዕርቃኑ ኣውጺእካ ህዝቢ ኣብ ተቃውሞ ከተዕስሎም ድኣምበር ህግደፍ ብሓይሊ እመኑ ወይ ክቀትለኩም ኢየ እናበለ ሰብ ይቀትል ኣሎ ደምበ ተቃውሞ ከኣ ብሓይሊ ንህዝቢ ካብ እምነቱ ክትቅይሮ ምፍታን ጉድኣቱ ከቢድ ሳዕን ኣለዎ እሞሕጂውን ካብ ንሕናን ንሳቶምን ወጺና ብልቦና ዝመልኦ ኣገባብ ቃልሲ ካብ ምቅትታልን ጽልእን ቅርሕንትን ህልክን ክንርሕቅ ኢዩ እቲተመራጺ::
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 3 ай бұрын
Ezi kubur haw si , kendey geze ENTERTAIN ENTERTAIN ENTERTAIN elu. Tigrinya yiwehdo lo.
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 3 ай бұрын
Eta nay tegaru himam endiya. Kulom tegaru kemu eyom.
@arongebregziabher3171
@arongebregziabher3171 3 ай бұрын
Mengs jgna xbuk hasab ❤
@berhanahmosazghi1641
@berhanahmosazghi1641 3 ай бұрын
Yes you are from Anseba or? Not that it matters.
@habent649
@habent649 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙
@membaberhe9522
@membaberhe9522 3 ай бұрын
yehwatna atibel Ab hawi tetbes,
@rsti3705
@rsti3705 3 ай бұрын
Tebae hawna Ajoka shgrna knsegro ina 🙏💙💙🥰🥰🥰🥰
@fionab.6581
@fionab.6581 3 ай бұрын
Erena: What kind of interview is this. This looks like interrogation.
@amanuelhabtezghi3470
@amanuelhabtezghi3470 3 ай бұрын
ዘሕዝን ዓመጽቲ ዝበዝሕዎ ዘመን።
@gebrielakidane9973
@gebrielakidane9973 3 ай бұрын
Mengs 👍👍✅️💙✅️💙✅️💙✅️💙✅️💪💪💪💪
@yosiefnugusse7758
@yosiefnugusse7758 3 ай бұрын
ናይ ስምዒት መግለጺ አንበር ፖለቲላል ቃለመጠየቕ ኣይብሎን አየ። መሽክናይ ዝብሎ ዘሎ ዘይፈልጥ፡ ሓማም ስምዒት ዝሓዞ ፡ ፍልጠት ዝወሓዶ፡ ባቅንዕና ዝጎዶሎ፡ ዝብሎ ዘሎ ዘይፈልጥ ምዃኑ ጥራሕ አዩ ነብሱ ዝፍርጅ ዘሎ። ከይተዓደምካ ከይተጸዋዕካ ዘይተደለኻ ንምንታይ ትኸይድ? ግደፍ አንዳተባሃልካ ንምንታይ ሕጊ ተፍርስ? ዝወረደካ ሽግር ኣሜን ኢልካ ምቕባል የድልየካ ኣሎ።
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 3 ай бұрын
Mengs hawey qanza wshtka guahika ab gexska ynbeb alo riese teamannet kea 100% ane perfect koyneye htoy melise ab bayta delo haki ezi dmeleskulka eyu confident bhaki khalfyu ajoka beal jemaln kaliotn hatiteyom sgeat aleni elom kemzkedu negiromni zbelkaya shishay kea nsom eyom fobia gerom delewu awrajiom tray tedhnom gerom aeminemo nebsom, bewraja kem xselaie ab riesom zekemetwo hbreteseb alewom beal mengs dea deysegeu mengs tray wn aykonen bzuhat ahwatu hizuyu dkales delo deysegeu dea nsom merzi meliekti eyu so sad
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 ай бұрын
❤❤❤እዋእ ሺሻይ ብሕቶታትካ ንመንግስ ክትጥንዝዞ አይትፈትን ድሓር ድማ አብቲ ከባቢ ዝግበረሉ ከይዶም ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ከምዘየለው ምስ ርአዩ ነናብ ገዝኦም ከይዶም ምስተበተኑ በበይኖም ረኺቦም attack ገረሞም!! አብ ኤርትራ ክንነብር አይክአልናን ኢሎም ግን ድማ ምስቲ ዲክታታቶር ብምውጋኖምዩ ሕቶ ክኾነካ ኔሩዎም❤❤❤
@desale22
@desale22 3 ай бұрын
ሕቶ ሓደ ልቢ ትምርቲ የብሎምን ወይ ካኣ ፍን ሰማእታት ተቃወምቲ ወይ ካኣ ደለይቲ ፍትሒ ግን ምሁራት ኢዮም ኢልካ ሰብ ብኣምላኽ ክቡር ኢዩ ምቅታል ይኣክል
@Embeyto_Fredrikstad3340
@Embeyto_Fredrikstad3340 3 ай бұрын
ደቂ ሓደ ከልቢ/ኢሱ ድንቁርና ሰኒቖም እዮም እዚ ኩሉ ጭካነ ዝፍጽሙ ዘለው። መንግስ ጅግና
@aynomgodefa8228
@aynomgodefa8228 3 ай бұрын
ተሓታታይ ከኣ ዜሮ
@berhanetesfai1963
@berhanetesfai1963 3 ай бұрын
ሓታትን ተሓታትን እሰይ
@mrtmedia
@mrtmedia 3 ай бұрын
Koloe aytble zthatetkayo mels
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 3 ай бұрын
ብራቮ መንግስ 👍👍👍💙💙💙💙💙💙
@yosimont
@yosimont 3 ай бұрын
ብራቮ መንግስ!
@MaekeleGerye
@MaekeleGerye 3 ай бұрын
ሽሻይ አግዲድካዮ ንህግደፍ ዝድግፉ ክሳብ ክንድዚ ሓይልዮት ምግባር ገመድ ኣብ ክሳድካ ምስቃል እዩ
@ruuruuer6302
@ruuruuer6302 3 ай бұрын
ጠምባር ጋዜጠኛ
@Mantai-Tecle
@Mantai-Tecle 3 ай бұрын
He repeated the word entertain 100 times good job
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 3 ай бұрын
አንግለዝ ካኣ ትስጉግ ኣላ መንግስ ሽሕ ስኑ
@miribaba1476
@miribaba1476 3 ай бұрын
❤❤
@Ehhhhbbxncnnc4485
@Ehhhhbbxncnnc4485 3 ай бұрын
ክቡር ሓው ሽሻይ ነዚ መደብ ምድላውካ ከይምስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን። ናተይ ሕቶ ኩሉ ጊዜ ሓደ ልቢ ጥራይ እዮም ከም ደገፍቲ ዝጥቀሱ፡ እቶም ካልኦት ኣይዝከሩን ኢዮም? ስለምንታይ? ካብ ብቀረባ ቤተሰብይ ከም ዝረከብክዎ ኣብዚ ሒጂ ጊዜ ወይ ምሳና ወይ ኣንጻርና ኩን ዝበል ምርጫ ሂቡ ሰብ ዝሃድን ዘሎ ብርጌድ ንሓመዱ ምካኑ ኢዩ። ብፍሉይ ከኣ ነቶም ደቂ ሓማሴን ተሃደንቲ ኢዮም፡ ስለምንታይ ነቶ ደገፍቲ ደቂ ኣከለጉዛይ፡ ሰራየ ምዕረ ናይቶም ሓማሴን ዘይህደኑ? ኣሕዋትና ኣብ ወልሓደ ኢድ ዘይነብሮም ደቒ ሓማሴን ሙካኖም ጥራይ ኣብ ገዛ ተዓጽዮም ይውዕሉ ኣለዉ፡ ናይ ጆን ብላክ ዘርኢ ቦቂሉ ይዕጸድ ኣሎ። እሞኑኒ ካብ ሒጂ መግትኢ እንተዘይ ተጊርሉ እቲ ሓዊ ንኩላትና ኢያ ክተንድደና። ተወሳኪ ነዚ ሓውና መንግስ ብርጌድ ንሓመዱ ስለ ዝኮንካ ንዓካ ዝመጽካ ዝኮነ ጸገም የለን ነቶም ብስጋ ኣሕዋተይ ትብሎም ግን ይደግፉ፡ይቃወሙ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ስለ ዘይኮኑ ጥራይ ሕልፊ ኩሉ (ኣውራጃ) ይህደኑ ኣለዉ እዚ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኢዩ(ምክንያቱ ሓዉ ክቐትል ዝደሊ ሰብ የለን ዘይከማካ)። ነዚ ነገር ዘተባብዑ ዘልዉ ኣካላት ሰብ ረብሓ፡ዩቲበራት፡ፖለቲከኛታት ኣብ ኤውርጳ ኣሜርካ ዘልኩም ተሓተቲ ኢኩም።
@Ehhhhbbxncnnc4485
@Ehhhhbbxncnnc4485 3 ай бұрын
ነቲ ክቀትልዎ ዝደልዩ መንነት ድማ (ሓሰማ) ኢዮም ዝብልዎ ነቲ ሓማሴን ዝብል ይውክል። ነዚ ቃል ድማ ውፉይ፡ ሰልጠነን ካልኦትን ከመ ኮድ ኢዮም ዝጥቀምሉ።ኣብ ኢስራኤል ውን ነቶም ፍልስጤማዉያን ብእንስሳ ክጽውዑ ርኢና ኢና። ነቲ ክትቐትሎዝደለካ ድንጋጸ ከም ዘይህልወካ ኢዩ ዝርኢ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 ай бұрын
​@@Ehhhhbbxncnnc4485hasema gn n hgdef eyom zbluwom.
@kefaliTeweldemedhin
@kefaliTeweldemedhin 3 ай бұрын
መንግስ ኑፉዕ ርጡቡን ስምዒት ዘይትሓወሶን መልሲ ብፍላይ ትሕትናኻ ቀጺለ ናብ ሽሻይ ሕቶኻ ኣገራሚ'ዩ ብፍላይ ኣብ ሓዘን ክበጽሕ ዝመጸ ቤተሰብ ዝበልካዮ ዝገርም ሕቶ'ዩ ንሕቶታትካ ብጉቡእ ተዳሊኻሎም ዝመጻኻ ኣይትመስልን።
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 3 ай бұрын
ድኒኤል ብሕቂ ብቑዕ መላሳይ ጥራሕ ዘኮንካ ብቑዕ ተቓልሳይ ኢኻ ። ንጎባጥ ሕቶ ኣብ ርእሱ ሃሪምካ ኣቕኒዕካዮ ፡ ንሽሻይ ምስደገፍትን ተደናገጽቲ ኣጽናቲ ጉጅለ ዝገብሮ ቃለ መጠየቕን ምስ ተቓለስቲ ንፍትሒ ዝገብሮን ብጣዕሚ'ዩ ዝገርም ከምዞም ሓናኻት ጉጅለ ህግደፍ ኮይኑ ይስምዓካ። ንምሳል እዛ ንደግፍቲ ጉጅለ ህግደፍ ከምዘይትቐትልዎም ከመይ ጌሮም ክኣምኑ ይኽእሉ ትብል ብዙሕ ግዜ ደጋጊምሉ እዚ ሕቶዚ ብርጌድ ንሓመዱ ቀተልቲ ኢሉ ኣሚኑ ንመንግስ ኣጋግዩ ከእምኖ ዝገበሮ'ዩ ዝመስል ፡ ንዓይ ከምኡ ኮይኑ'ዩ ተራእዩኒ። መንግስ ግን❤የመስግነካ🎉። 1:29:24
@nolawi30com88
@nolawi30com88 3 ай бұрын
​@@eriblood803በቃ ጸርፊ ጥራይ ኣየ ህግደፍ።
@nolawi30com88
@nolawi30com88 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ!!መንግስ ቅኑዕ ' ተቃላሳይ ዩ።
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
ሽሻይ እቲ ትሓቶ ዘለኻ ንጹር ክነሱ እዚ ዕዱምካ ኮለል ይብል ኣሎ ወላሓንቲ ፖለቲካዊ ዓቕሚ የብሉን መጽሓፍ ብድሕሪኡ ጌሩ ተዋስኦ ይሰርሕ ኣሎ ክክክ ንሕቶ ክብድህ ኣይክእልን ስለዚ እዮም ካብ ብሓሳብ ብቕትለት ዝኣምኑ እቲ ጽቡቑ ግን ነዚ ኣካይደ ኦም ዘይንቕበል ሚልዮናት ኣለና ዜሮ ዝኾነ ሰብ ኣብ ሜድያኻ ክቐርብ ፍጹም ኣይግብኦን እዩ ። ወላሓንቲ ኣፍልጦ የብሉን
@kefaliTeweldemedhin
@kefaliTeweldemedhin 3 ай бұрын
ሽሻይ ሕቶታትካ ብጉቡእ ተዳሊኻሎም እንተ ትመጽእ ደሓን ሙኾነ ኢሎሞ ኢሎምኒ ዝገርም'ዩ ሓቤሬታ'ኻ ካብ ኩሉ ወገን ክትእክብ ኣሎካ ካብ ሓደ ወገን ሓቤሬታ ኣምጺኻ ግን ኢሎሞ ኢሉኒ ምባል ኣዕጋቢ ኣይክኸውንን'ዩ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 ай бұрын
ደቢሲኾሞና ደቂ ና
@you4alali
@you4alali 3 ай бұрын
Lekbat fara
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 3 ай бұрын
Last question trust them but verify
@mhreteababay1410
@mhreteababay1410 3 ай бұрын
ዝከበርካ ሽሻይ ስጋኣት ስጋኣት ተብዝሕ ኣለካ ብስግኣት ኢዮም ናብ ህግደፍ ከይዶም ዝብል ምጉት ጌጋ ኢዩ እሞ ኣረጋይ ሓጎስ ፡ዘርእሰናይ ፡ቴድሮስ ኩሊት ፡ኣብራሃ ገብረ ከ እንታይ ስግኣት ተሰሚዑዎ ከይዶም ትብል።
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 3 ай бұрын
እዚ ሕቶ ነዚ ስብ ብሩቱዕ እዩ።
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 3 ай бұрын
ኣዚዩ ብስሉን ትጉሁን መንእሰየ መንግስ
@hudomteklebrhan4953
@hudomteklebrhan4953 3 ай бұрын
ኣነ ትግራዋይ ኢየ ኢንዳ በልካ
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 3 ай бұрын
መዓት ዕንጅልና ኢዩ። ግብረ-መልሲ ክትህብ ክትመጽእ ከለኻ ታይ ትብል ታይ ሕቶ ምስ ተሓተትካ ዘይ ትፈልጥ ተኾንካ ኪኖ ዕንጅልና ካልእ ክመጽእ ዝኽእል የለን።
@Elimtub
@Elimtub 3 ай бұрын
Menigs malet jigna u hatati gin aygidnin anxar Birger nihamedu u
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 3 ай бұрын
ንፉዕ ጋዜጠኛ መላሳይ ግን ዝተሓተቶ ዘይምልስ መሰል ወዲ ሰብ ዘይቅበል ኣምር ናይ ፍትሒ ዘይርዶ ዕሱብ መታለሊ ደንቖሮ እፈልጥ እየ በሃላይ እዩ።
@astank9391
@astank9391 3 ай бұрын
ሰክት ዓጢነ እዛ ደብረሲና ትበሃል ዓዲ መዓት ከድዓት እዮም ዘለዉዋ
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 3 ай бұрын
እዚ ጸገም እዞም ደገፍቲ እሰያስ ን ደፍቲ ህወሓትን እዮም ኣብ ጸገም ዘእትውዎ ዘልው ። ስለዚ እዚ ህዝቢ ካብዚ ክልተ ናይ ተበለጽቲ ክድሕን ኣለዎ ።
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 3 ай бұрын
Welcome Mengis 💙✅💚💙
@hagosdori1027
@hagosdori1027 3 ай бұрын
Eze hatate leuk hegedef eyu
@abrishtewelde
@abrishtewelde 3 ай бұрын
ወገናዊ ጋዜጠኛ ሕስው ኣቢሉ ኢዩ ካብ ብርጌድንሓመዱ ከም ኡ ክብልዎ ኣይክእሉን ኢዮም ናይ ዛዕጋፍ ቃሕማም እዚ ሓታቲ ተሓላቂ ህግደፍ ዩ ናይ መን ዓፍናቅ። ብዝኮነ ብራቮ መንግስ ንቁሕ መንእሰይ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 ай бұрын
ሺሻይ ኢታ ጫሊዳ ቲቢል ቃል ሚጢቃሚኻ የቂኒየሊይ
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera 3 ай бұрын
ሎሚ ለይቲ ጥራይ ሰለስተ ሰባት ኣሰንኪልኩም ሓዲርኩም ኣለኩም ስለምንታይ እቲ ሓቂ ንርእዮ ኮ ኣለና ናባኩም ዝመጸ ሰብ ዋላ ሓደ የለን ኪሳብ ሕጂ እስኩም ሰባት እንዳ ከተርኩም ተለፎን እንዳ የሕደግኩም ስእሊ ባንዴራ ወይ ስእሊ ተጸኒሕዎ ጊዳይ ትገብርዎ ኣለኩም እዚ ፖሎቲካ ኣይኮነን
@mengsdesta
@mengsdesta 3 ай бұрын
እዚ ጋዜጣኛ ናብ ህግደፍ ዝዛጠጠ ሚዛን እዩ ዘለዎ፣ ኣብ ዝሓለፈ ምስ ኣባል ሓደ ልቢ ጀማል ምቅሉል ማይን ጸባን ኮይኑ ይሓቶ ኔይሩ ፣ ምስ መንግስ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ግን ይከራከሮ ኣሎ ብቻለንጅ ኣዋጥርዎ፣ ኣስ ውሽጡ እንታይ ጥሙሕ ልቢ ይንጽረልካ፣ መንግስ ተባዕ
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 ай бұрын
እታ ኣብ ናይ ጆማል ኢንተርቪው ወገነኛ ዝበልኩካ ምስ ይቅረታኣ ሲሒበያ ኣለኩ ክቡር ጋዜጤኛ። ንክሊትኦም ትርር ዝበለ ሕቶ ኢካ ጃቲትካ
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 35 МЛН
Spongebob ate Patrick 😱 #meme #spongebob #gmod
00:15
Mr. LoLo
Рет қаралды 16 МЛН
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00
Cadrol&Fatich
Рет қаралды 11 МЛН
Офицер, я всё объясню
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 3 МЛН
ኦሮማይ  ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና
1:00:21
ADMAS FORUM
Рет қаралды 25 М.
RADIO ERENA - 'ሸቐጥ ብኣውራጃውነት ደው ይበል'
1:07:44
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 35 МЛН