ምፍራስ መቓብር ሓርበኛታት ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕደሮ ቅርሕንቲ ፥ ኤርትራውያን ዘጋታት ኣብ ኢትዮጵያ ሕጂ ውን ካብ ሕሉፍ ተማህሩ | Yikealo Tv

  Рет қаралды 17,454

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Күн бұрын

Пікірлер: 92
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 5 күн бұрын
ንህዝብና ልዕሊ ህግደፍ ጸላኢ የብሉን
@Falaፈታዊኪሮስ
@Falaፈታዊኪሮስ 5 күн бұрын
ya ኣበይ እሞ ይርደኦም
@1115asmara
@1115asmara 5 күн бұрын
Great commentary Yikealo. Thanks.
@selambahta145
@selambahta145 4 күн бұрын
መርሓባ ይካኣሎ ፈቲኹም ጸሊአኩም ንኤርትራዊ አንኮ ጸላኢ ሰርዓት ህግደፈን ባራዩ ሳዓብቱን ኢዮም💙💙💙💙
@peacelover5890
@peacelover5890 5 күн бұрын
ይኮኣሎ ሓወይ እዛ መቃብር ስዋኢት ኣብ ግዜ ፓልቶክ ሻዕብያ ከም ዘፈሰታ ይዛረቡ ነይሮም ካፍቶም ብ ሻምቦቆ ገይሮም ዘንሳሓቡ ወታሃደራት ኤርትራ. እታ ወያነ እፍሪሶማ ዝተባህለት ካኣ መቃብር ሰማእታት ሻምቦቆ ኢያ. ሰለ'ዚ ተወሶኦ ህግደፍ ኢዩ ኢለ እየ ዝኣምን ኣነ. ህግደፍ ንህዝቢ ኤሩትራ በኸመይ ኣንጻር ነብሱ ከምዝዕጠቅ ጌሩ ከምሰረሖ ይፈጥ ኢዩ 💙👌💙
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 5 күн бұрын
GBU brother very correct
@MegaSofiamia
@MegaSofiamia 4 күн бұрын
ሰላም ተፈታዊ ሐወይ እድመን ጢዒና ያሐብካ ሐፍትኻ ትግራዌቲ ካብጣሊያ ሚላኖ ❤
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 4 күн бұрын
ተፈታዊ ኣይኮነን non sono tefetawi lui si chiama yikealo tv
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 5 күн бұрын
Welcome Yikealo Tv
@aziebtesfay9512
@aziebtesfay9512 3 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 5 күн бұрын
BARAYU DDIKUM EYA
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 5 күн бұрын
ዶሞዚ አከፎሎምን ጉቦያ❤❤❤❤❤❤❤❤።።።
@romanroman2419
@romanroman2419 4 күн бұрын
ይክኣሎ ቲቪ ለባም መስተውዓሊ ምዛናዊ ሰብ እኻ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ሓፍትኻ ካብ 💊💊💊🙏🤲🙏❤❤
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 4 күн бұрын
ዝተሳዕረ ዩ እንጽርጽሮት መቓብር ዝፍሕር።ወያነ ተወጊኦም ዝተረፉ ይሕክሙ ነይሮም።
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 4 күн бұрын
ይከኣሎ፣ ንመጻኢ ትምህርቲ ክኾነካ መቓብር ባዕሎም ሻዕብያ ዮም ኣፍሪሶሞ።
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 5 күн бұрын
Yiki hawey ❤
@zeresenayhagos2654
@zeresenayhagos2654 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙
@SdSe-p8v
@SdSe-p8v 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tebebmedia5826
@tebebmedia5826 5 күн бұрын
Selam bro❤
@MariaAraia
@MariaAraia 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@MsgungeryeWedigerye
@MsgungeryeWedigerye 5 күн бұрын
ናዓና ኤርትራውያን ብዘይካ ስርዓት ህግደፍ ጸላኢ የብልናን እዚ ክሳብ ዝርዳኣና ካኣ ቀጻሊ ኢዩ ጥፍኣትና ብሮ
@girmaimichael5401
@girmaimichael5401 5 күн бұрын
ከመካ የብዝሓዮም ያኪ ሓወይ ቡሉ ሓሳብ ኣለካ ቀጽሎ ብሮ
@sisaykahin9470
@sisaykahin9470 5 күн бұрын
Yikalo haweye I work with refugees in uk I personally spoken to unhcr
@ngistibrhane2002
@ngistibrhane2002 9 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Sleeplessless
@Sleeplessless 5 күн бұрын
🙏🙏🙏!
@Ambes-e2r
@Ambes-e2r 4 күн бұрын
ያኪ ወዲ አዚኦም ብደዕኛታት ገና ብናቶም ድሕረት ክንበረስ ኢና😢
@mestewalie6479
@mestewalie6479 4 күн бұрын
ከም ሻዕቢያ አመንዝራ ዘማቲ ቀታሊ አሎ ድዩ ተገላብሽ ተጋሩ መሳኪን እንጁራ ዐለም ይሀቦም ፈጣሪ
@tk-xx9lz
@tk-xx9lz 2 күн бұрын
ይግርም፡ኢዩ ታይ እሞ ታይ ክንብል ኢና፡ሞ
@yordag9538
@yordag9538 5 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 5 күн бұрын
ጀሪጆ ድራር ድምጽ 6ሺሒ ዶላር ኒዓመቲ ዓለም ኪእ 2.5ቢሎን ዶላር አዎ ኢሎሙና እትም ኢሰያሲ ምስል 16ሃፊታም ክብ መራሒቲ እፍርቂ ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤።
@dahab8993
@dahab8993 5 күн бұрын
በዓል ነጪ ዕቡዳት ኣብዚ ፍራንክፈርት እየን ዘላ ሰንኪላ ኣምላኽ መቸብ ዕድመ ተሂቡና ኩሉ ከነርክበሉ ኢና
@GegcxDrfet
@GegcxDrfet 5 күн бұрын
መቃብር ሰሸዉኣት ኤርትራ ሰራዊት ኤርትራ (ብፆቶ)እዮም ፊሒሮምዎ
@እቲፈቓርስኩረይ
@እቲፈቓርስኩረይ 5 күн бұрын
ከም ህግደፍ ኣረሜን የለን ምስኣ ተጋዲሎም ሃገር ዘምጻኡ ትሕቲ መርየት ዘስፈረት ውድብ
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 5 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@muluetesfay4128
@muluetesfay4128 5 күн бұрын
💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏💯💯
@SenaytTsegay-r6h
@SenaytTsegay-r6h 5 күн бұрын
Ezia hji paresta nay tegaru zenberet eya tents tentsertser zela edesam
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 5 күн бұрын
እቲ ንዘረባኣ ብዝገደደ ዘገርም ዝገብሮ እዛ ሰበይቲ ንገዛእ ርእሳ ትግራወይቲ ኢያ ኢሎማ :: ከምዚ ገይራ ነውራም ዘረባ ክትዛረብ ንነብሳ ክሳብ ክንደይ ተዋርዳ ተሕስራ ከምዘላ ኣይርዳኣን ኢዩ ዘሎ ::
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 5 күн бұрын
👍👍👍👍💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿✅✅✅✅
@MeseretJohn
@MeseretJohn 5 күн бұрын
Sheramut hgdef mendeff ayhafran eyen
@mestewalie6479
@mestewalie6479 4 күн бұрын
ናይ ምታዲኺ ፍርናሽ ንስኹም ዝቐተልክምዎም ጨካናት ስርዐት ምንባር ምስ ተጋሩ ይሓይሽ ጠላማት ቀተልቲ
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn 3 күн бұрын
በአል ተደምረናል አዲስ አበባ ከመይ ኢያ ዳሐን ድያ 🤔🤣🤣🤣🤣
@jofewanbesa7710
@jofewanbesa7710 5 күн бұрын
ደሓን ንአብይ አሕመድ ከነርእዮ ኢና ፀገም የለን ደቅና ናብ ዓዶም ይምፅኡ ። ንሕናውን ተቐቢልና ነናብ አሃድአም ክንምድቦም ኢና ድፋዕ ሀገሮም ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ዘሎ ክፍተት ክሽፍኑልና እዮም !!!! ዓወት ንሓፋሽ እንባሕ በል ወዲ ኤረይ !
@seblet148
@seblet148 5 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 2 күн бұрын
Bdae iyu zetfeana zelo , iza ab mewedaeta ztezarebet nmntay tegadila tfelt aymeslenin, kehzna znebero izom bdhria abzeymlketom ztefeu zelewu, gena hzbna zkalabet zelo, btami iya tefenfn 😢😢😢
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 5 күн бұрын
ናብ ሃገሮም ኢዮም ኣትዮም ናብ ሲኦል ደኣ ዘይትብሉ እሞ። ሕጂ በዓል ንሕና ንሱ ኣብኣ ትረኽብዋ። ሕጂ ጉዳይ ከሪራትኩም እተዉ ደኣ ሃገርኩም።
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn 3 күн бұрын
ጥልያን ዝሰአረ ትግራዋይ ብረት ምትኳስ ሻእቢያ ምሕሪዎም ክትብል ኢዚአ ሰበቲ ዘይትሐፍር ካብ 15 ዓመት ናይ ሳሕል ጉድጓድ ተቐቢርኪ ደርጊ ንከጥፍአኩም ደቓይቕ ምስተረፈ ህውሓት ጎማ እግራ ዝበልክዮም ካብ አፍ ሞት ዘውፁኪ ዘይትረብሕ ግጉማማ ዝጠስጠሰት አረጊት ኢያ እዚአ ዝለመሰት ደንቖሮ እዚአ ድያ ተጋዳሊት መሕፈሪት ሬሳ ትብል ሬሳኪ ይደርበ ጨናዊት እዚአ ካብቶም ትግራይ አትያ ሰራቒት አረሜኔ አራዊት ኢያ ግፃ ይርሐቕ ክፍዕቲ ሕበይ
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 4 күн бұрын
ይካ ኣምበሳው ❤️❤️❤️💐💐💐💐ናይዚኦም ፍሉይ እዩ
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 5 күн бұрын
እዚኦም ስለ ህዝቢ ኤርትራ ኽሓልዩን ኽሓስቡን ምጽባይ ዕሽነት ጥራይ እዩ እዚኦም እኾ ብኣኻሉ ድያብሎሳት እዮም
@ermiastsegay8026
@ermiastsegay8026 3 күн бұрын
Ykalo hawey eti mmlas aykonen tshgr bzey dlietka tezerifka ktmlesn bhgawi ktsgogn bebeynu u abza nay mawbel eye zmls zelwku
@dawitgebreyohannes349
@dawitgebreyohannes349 4 күн бұрын
Tsehaynesh Trinidad nbaela tgraweiti eya ykealo
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 5 күн бұрын
እዋይ ኣፈን ዘየጽረያ ገልዳማት። መቓብር ስዉኣት ኮነ ኢልካ ከም ዝሕንን ንምግባር ኢዩ ኮነ ኢልካ ተሰሪሕሉ። ኣባላት ምዕራባዊ እዚ ኣለዉ ምስክርነት ዝሃቡ ኤርትራውያን።
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 5 күн бұрын
ነጪ ብናይ ትካቦ ኢያ ትነብር። ተወሳኺ ብጸሊም ኣብ ፍራንክፈርት ትቑንን ገንዘባ ተኻዕብት። የጣዕሳ ኣሎ ምሉእ ዘመና ዘይተዓወተትሉ ተዋሳኢት።
@welesharegay6326
@welesharegay6326 4 күн бұрын
👍👍👍👍👍💯💪💪💪🎉🎉🎉🎉💙🌿🩵💙🩵🌿💙
@BereketLekal
@BereketLekal 4 күн бұрын
Kemey ayney gal xrgya ayney sebeyti eya ezia
@Haile-1979
@Haile-1979 5 күн бұрын
ክሳብ ሕጂ ዛምን ኣሎ ወያነ ኣፍሪስዎ ዝተወጉኡ ሓኪሞም አንዳማረኩ ዓዶም መሊስምሲ ንዝሞቱ መቃብሮም ኣፍሪሶሙሉ የገርም
@GhennetKhifleiesus
@GhennetKhifleiesus 5 күн бұрын
👍👍👍👍👍💙🌿💙🌿💙😑💙🌿💙
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 3 күн бұрын
እቶ ኢስይስ ንኤርትራ ምንም ዝጠቅም ነገር የብሉን፥፣🙈🙈🙈🙈
@AfeYowhnes
@AfeYowhnes 5 күн бұрын
መጀመርያ ይካአሎ አረዳዳአካ ልዕሊ ኩሉ ንፉዑ ሐቀኛ ዝኮኘ ሰብ ክስዕበካ እዩ እቲ እቲ ካብ ሓቂ ሐሶት ዝፈቱ ከአ አብ ባይታ ዘየለ ዝዛረብ ከአ አየገድሰካን እዩ አነ ዝገርመኒ ነገር አነ ክንደይ ግዜ ተዛሪበ እየ እዚ ሐዉና ከአ ብዘይፋላጥ እዩ ተዛሪብዌ ዘሎ እንበር ንመን እዩ ከክንዲ መን እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዓቅምካ ተዛረብ መን እዩ ናይዚኦም ግዳይ እዚ ናይ ሕጂ ወለዶእኮ 24 ዓመት ገይሩ አሎ ንስካ ከአ ዘረበካ አማሐይሽ ጥልቁይ አዘራርባ ስርዓት አለዌ ንሐግዞም ኢልካ ስቅ ዘይትብል እዞ ሰባት እዚኦ አአብ ድላይኩም ኮፋ ኢልኩም ኢልካ እዚ ዘረባ እዚ ዝተዛረብካዬ ሽግር ክተምጸሎም እንበር አንታይ ክተምጸሎም ኢካ ንስካን ሰዓብትካን ኢኩም ተሐተቲ አቢ አይኮነ ዋላ ኢትዬብያዉያን አይኮኑን ንኤርትራ አትዬም ሲ ባጫ ባጫ ተሐጊስኩም እንበር መዋጽኦ ይፋተረልኩም ከአ ትብል አንታይ ክገብሩ ድዬም መጺኦም ናብ ኢትዬ አሻሐት ገንዘቦምን ገንዘብ ይሕዋቶምን ከፊሎም እዬም እኮ መጺኦም ገሊኦም ይሕዋትና ከአ አብ ቅድሚ ዓይነይ ገለ ከይተርእየኒ ኢላ ከአ ወርቃ ሸይጣ ትሰዶ ነዚኦም ባጫ መጀመርያ ዋሕስ ሃገር እኮ ህዝቢ እዩ ንህዝ መጀመርያ ሰላም ከይረከበ ደአ እንታይ ክገብር እንበር ሃገር ደአ ነይራ ብክንደይ ገልጠምጠም ንእስነቶም ዘጥፉኡላ ሃገር ኤርትራ ነይራ ሃፋታም ሕብረተሰብ ሃፋታም ሃገር ብኩሉ ነይራ ግን ዋና ስኢና ብዛዕባ ኤርትራ ንኤርትራዊ ክትነግርዌ አይትክእሉን ኢኩም ሕራይ አታ ሎቁማጽ ሐሳዊ ባስቦርቲ ገለ አንዳበልካ አብ ደገ ደአ መናዲኩም ክትንከፈና እዚ አብ ደገ ዘሎ ደአ እንታይ ከፊኢዌ አሎ ድዩ ገንዘቡ አለዌ ባስቦርቲ ከአ ከም ድላዩ እዩ ዝነብር አይፈልጡና አይጥዩቁና ጽብቅ ንነብር አለና ንስኩምን ሰዓብትኩም ደአ አትፊኢኩማ እቶም ዝከዱ መሳኪና አይንዛረብን ኢና እቶም አብ ኢትዬ ዘለኩም ይሕዋተይ ተጠንቀቁ ካብ ግፋ ማእሰርቲ ተጠንቀቁ እየ ዝብለኩም ይሕዋተይ እግዚአቢሄር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልና ብዛዕባ ኤርትራ ጽብቅ ሕማቅ ክነግረና ዝክእል የለን ወዲኢና አለና ይኻአሎ ቀጽሉ ንፉዕ አጆካ
@yordag9538
@yordag9538 5 күн бұрын
እዚኣ ሰበይቲ ብጠጠዋ ዝመተት ዓጀውጀው ትብል ክንዶኦም ኢኻ ትሓፍር
@sisaykahin9470
@sisaykahin9470 5 күн бұрын
Unhcr rufuse to help because the ethiopian government do not allow them to register as asylum seeker or refugees. Believe me I tried here in the uk
@Sam-ji3tg
@Sam-ji3tg 5 күн бұрын
ወይዘሮ ሽዋይነሽ ኺሮስ ደኣ'ሞ በእለን እንድ'የን ኣብ ዐርበ ሮቡዕ ዐብየን:: ተጋሩ ኤርትራዊያን ነዞም ቅማንት (ደቂ ደምብያ) ኤርትራዉን አጸቢቖም እዮም ፈሊጦምዋም:: ኣብ ተጋሩ ዘለዎም ጸልኣት ስለዝፈልጡ በታ ድኽምቲ ጎኖም ገይሮም ተጋሩ እናናሸዉ ኣብ ስልጣን ክነብሩ ይጥቀሙላ አለዉ:: ደቂ ደምብያ ተባራበሩ ዝቐብር እምበር መቓብር ዝፍሕር ትግራዋይ የለን!!
@NatuwediKeshi-tj7gn
@NatuwediKeshi-tj7gn 5 күн бұрын
ኣፈ,ጨለ..ኣይ ንስኻስ ፈሊጠ ኢልካ'ኻ ወዲ ፋራ ዲዲት
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 5 күн бұрын
ቀሊል ኢዩ ዶብ ዲዮም ጥሒሶም ትኸሶም እዚ ድማ ዓቢ ጉዳይ ኣይኮነን። እዚ ሰብ ኢዩ ንኤርትራ ብኩሉ ወገናታ የዕንይዋ ኣሎ፡ ካብ ማንም ንላዕሊ ኢዩ ኣፍሪስዋ። 1 ን 4 ሚልዮን ተቓሊሱ።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 3 күн бұрын
እዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን እብ እዲስ ዝዛርብ ዘሎ እቲ ዝግርመኩም ጭው ዝብለ ወዲ (ዶርዜ) ኢትዮጽይዊ እዩ ክፍልጥ ግን እይደልይን እዩ ካብ ወዲ ሐትንዑ ብግልፂ እዩ ነጊሩኒ እዛ ወዲ እብ ውሽጢ ክብዱ እዩ ተሐቢኡ ዝኽይድ ዘሎ እዚእቶምን ወዲ ዚእቶም ጭርምራም ጨርቂ እዮም ፀገም ዘምፁኡልና ዘለው። እዚ ጨርናዓ ማዓበል 1he is not from Eretrea
@teameema9832
@teameema9832 4 күн бұрын
😂😂😂andera seraye kkk
@TemaeFsha
@TemaeFsha 5 күн бұрын
Felita eya komie tbl zela ms bhiwet zeyele kzarebu eyom bealom afrisom eyom komie zblu
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 5 күн бұрын
ከመይ፡ገይራ ድኣ፡ን17 ዓመት ኣብ ጎኖም ኮይና ተጋዲላ? ኣብቲ ዘድልዩዃ እዋን ብጾት እዮም ኣብዘየድሉዩዃ እዋን ግን ኣረሜን እዮም። ኢሰያስ ከመይ ገይሩ እዩ ሓንጎልኩም ሓጺቡሉም?
@Manu-md3xn
@Manu-md3xn 5 күн бұрын
You should rename this channel "Agame Voice"‼️
@yeibyokahsu4641
@yeibyokahsu4641 5 күн бұрын
nwedi bkaro kexelmwo kelewu zsema zneberku kulu gzei tzkereni wedi bekaro eko nchchoro baeley kserho bshimey gberuley sle zbelom kemzey tesemameu eu zewryo gele bzaeba ke thatitu do ykewn
@MessiMessy-vb2wy
@MessiMessy-vb2wy 4 күн бұрын
ናተንስ ንዳማተን አኾነዶ ሰብ ሰጣን ዘይገብሮ ዝገበሩ ኣራዊት ኤርትራ ሎሚ አብ እዋና ካብ ፍብሪካ ክሳብ ገዛ ውቀሰብ ዝዘመት ዝጎሓሉ ዝጠፍጨፉ ዝዓመፁ ስጋ ቁልኡ መሐከሚ ሰራዊትና ኢሎም ኅፃን ቆልዓ ብሒወት እከላ ቀሊጦም ስጋሰብ ዝወሰዲ ሪእና መሪት ፀዋር ፀራቶ አላ መሪት መገምጠለ ክፉ ግብሮ ትግራዋይ ኤርትራ ሸቂሎ ኤርራውያ ሰጓጉና ናበልኩም ተእውዩ አብ መላእ ኢትዮጽያ ትሸቅሉ ስለዝነበርኩም እዩ መግስቲ ኤርትራ ናበሪ ናሰደደልኩም አነበረን ናሸቀልኩም አበር ምክሳስ አመልኩም ቀላጦም ከም እስሳ ስጋ ቆልዑ ዝወሰዱ ኣፅዮም ዘዕበይዎም ሰያጥን አባ ንሶም
@mestewalie6479
@mestewalie6479 4 күн бұрын
ሻዕቢያ በስመአም ትፈልጥ ድያ ሓራዲት ውድብ ሓሳዳት
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 күн бұрын
Eritrawya emberdo ftret seb alena netom ab tihti mdri lemisom zelewu resienas nayzom bwisky zhxebu sb mileniom kem seb zarti znetru neberu knhali emberdo hlns alena endiiii
@tesfeab4403
@tesfeab4403 5 күн бұрын
Abey xenihka ksab hiji zeysemaekayo ezi gitmi
@Albit6929
@Albit6929 5 күн бұрын
Shabyan resan gn entay you zefqrom hhh bzaba resa ko tezarbom aywdun yom ahki
@HusseinMohamed-g9e
@HusseinMohamed-g9e 5 күн бұрын
ልክዕ ኣላ ዓጋመ ረሳሕ ሻዕብያ እያ ኣማዕቢላታ
@SlasNugus
@SlasNugus 5 күн бұрын
ኣይ ስቅ በል ባርያ😂
@samrukidane2310
@samrukidane2310 5 күн бұрын
@Hussenmohamed akar ab amongo tigrigna ketebaesu
@Haile-1979
@Haile-1979 5 күн бұрын
ንባዕሎም ከይማዕበሉ ዘማዕብሉ ሪኢና ዲካ ትብለና ዘለካ ብጀካ ቅተል የዕኑ ዓምጽ አሰር ኣሳድድ ኢንድዩ ንቅሓት ህግደፍ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 күн бұрын
ቀቢላታት ደኣ ተጸጊዕኽን ቅጫኽን ኢኸን ተብስላ ዘለኽን ዓሻ ህዝቢ ረኺብክን በላ ስከ ንኺድ።
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 5 күн бұрын
❤❤❤
@ሕልመይ-ኣበይ-ኣሎ
@ሕልመይ-ኣበይ-ኣሎ Күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@gebreandemichael8975
@gebreandemichael8975 5 күн бұрын
❤❤❤❤
@HabteyLegesse-lr7in
@HabteyLegesse-lr7in 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 32 МЛН
Lazy days…
00:24
Anwar Jibawi
Рет қаралды 9 МЛН
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,3 МЛН
ኣብ ህይወት ድሒረ ዝተረዳእኩዎም 6 ሚስጥራት!
19:16