ዑስማን ሳልሕ ሳበ መስራቲ ሰውራ ኤርትራ መን እዩ? RBL TV

  Рет қаралды 42,660

RBL TV Entertainment

RBL TV Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 184
@gebreyohannes1209
@gebreyohannes1209 2 жыл бұрын
ጅግና ዘይጻዓድ መብራሃቲ ሃገረ
@MohammedSnaib
@MohammedSnaib 3 жыл бұрын
መጀመርያ የመሰግን ብምቅጻል ሓረበኛ ወዲ ሳበ ንሰውራ ኤርትራ ዝፈጠረ እዩ ኣበርክቶ ሳበ ኣብ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ዝበረከቶ ቀሊል ኣይነበረን ብድፕሎማሲ ብሎጆስቲክ ዕጠቅን ንሰውራ ኤርትራ ዘበረከተ ሰውራ ኤርትራ ሳበ ፈጢርዎ እንተበለኩ ኣይጋነኩን ሰለምንታይ ታሪኹ ተቀቢሩ ክንዲዚ ዝኣክል ኣበርክቶ ዝገበረ ይገርመኒ ብዝነበሮ ዲፕሎማሲ ክርሰትያን ኤርትራውያን ሸመይ ናይ ቀይረን ንሱዑዲ ያኣትዋ ከምዝነበራ ይዝከር ኮይኑ ወዲ ሳበ ግን ፍጹም ከኸውን የብሉን ብምባል ምሰ ንግሰነት ሱዑዲ ዓረብ ተራዳዲኡ ሸመይ እመትን ካይቀራ ንኽኣትዋ ዝገበረ እዩ
@Efidelu7
@Efidelu7 3 жыл бұрын
እንታይ ኡዩ ኑይሩ ዕላሙኡ ኡዩ እቲ ኣገዳሲ ኤርትራ ሃገር ዓረብ ክገብራ ሓሲቡ ፈሽሉ ካልእ ታሪክ ኣሎ ዱዩ?
@telaabay1856
@telaabay1856 3 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቅ ገርካ: ሓርበኛ ሳልሕ ሳበ ምስ እዝኩሉ ኣበርክቶኡ ኣብ ታርክ ክምሕሩ ከለው ከኣ የናእስዎ:
@saidsalih4212
@saidsalih4212 3 жыл бұрын
Thank you brother best man.💪🏾🦁🌹
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 3 жыл бұрын
Gigna wedi hager Sabe ab lebi eritrea alo harbena aynebrnyu tarqu eyu ziwres 🇪🇷😎✌
@Yasinibo2315
@Yasinibo2315 3 жыл бұрын
ኩቡራት ኤሪትራዊያን 21 century ኢና ዘለና ,ታሪኽ ጀጋኑና ብ ሃይማኖት,ብ ዓለት .. ወዘተ ብሱንኩል ሰነኣእሞሮኣዊ ኣተሓሳሲባ ገዲፍና ,ክብሪ ጀጋኑና ነዓቂቦ.🇪🇷♥️🇪🇷🦁💪 Thanks RBL.Tv. Kexilo🇪🇷🦁♥️💪
@yonasdawit4962
@yonasdawit4962 3 жыл бұрын
Ewe Eritrawyan kemkedemna hadnetna netrr .awraja haimanot kebika ainxebxb . Ewe n hadnetn fkrn hzbna
@samuelyakob5993
@samuelyakob5993 3 жыл бұрын
BRAVO BRAVO ፡ ኣንበሳው ከምዚ ጥራይ ኢዩ ድሓስብ እቲ ናይ ብሓቒ ታሪኹ ዝፈልጥ ኤርትራዊ ፡ ጀብሃ ሻዕብያ ታሓሪር ኤረትሬኣ ፡ ጀማሪ ሰውራና ጅግና ሓሚድ እድሪስ ዓዋተ ኣቦ ሰውራ ፡ ጀብሃ ዓባይ ጀማሪት ሰውራና ፡ ቦኽሪ ውላድ ጀብሃ ኸኣ ፈጻሚት ሰውራ ኤርትራ ህዝባዊ ሓይልታት ህዝባዊ ግንባር ፡ ጨሪሲካ ክትፈላልዮም ዘይትኽእል ደቒ ክልተ ዓበይቲ ሃይማኖት ፡ ደቒ ትሻዓተ ብሄራት ደቒ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራዊያን ንባሃል።
@tigiwerkine
@tigiwerkine 3 жыл бұрын
ዕስማን ሳልሕ.ሳበ.ክንዲ.ፍረ.አድርሪ.ተውጺአሉ.የልቦን. ጽሩይ. ከም.ጸባ.እግዚአብሔር. ይቀበሎ
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
You are a liar abotatna adatatna jeganu eyom seb haki seb sre kem kidane kfulu tekue yihdego welday gdey biteweded mussie Tesfamicale okbagber issayas Tsegay weldemichale Goitom Berhe yewahans Sbahatu Marta zemikal ketema Mokonen Samuel China asgedom doctor alganesh doctor eyob doctor Rusom temesgen Haile ghirmay Yosief Ghebrehiwet wufuy Biniam debessay alewu jeganu
@omexhmisawi1
@omexhmisawi1 Ай бұрын
​@tesfitkubrom8730 entay eyu xegemka bzaba Osman sabbe xbuk tetezarebe???? Netom tblom zeleka ko nsu eyu af dege tmhrti kefitlom ata lekhbat keda. Kali emo gdef neti keda belai seb wedi aforki nab China ntmhrti nkikeyd nab tmhrti zetewo balu nsu Osman sabbe eyu.
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 3 жыл бұрын
Xbuq tarik, Osman Salih Sabe the real Eritrean
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 3 жыл бұрын
He is hero
@ጆጋር
@ጆጋር 2 жыл бұрын
ወዮ ንሕና ኤርትራዊያን ከሓድቲ ኮይና እምበር ከም ሳበ ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ተራ ዝተጻወተ የለን።
@betaisrael1641
@betaisrael1641 Жыл бұрын
ሳበ ዓረባዊት ኣስላማዊት ኤርትራ እዩ ዝደሊ ኔሩ ሓገዝ ካብ ግብጽን ሱርያን ዒራቅን ዝቅበል ሰብ ዓስቢ እዩ ምሳይ ሳበ ሃገራዊ ኣይኮነን ዕሱብ እዩ።
@omexhmisawi1
@omexhmisawi1 Ай бұрын
​@@betaisrael1641kemakum esub zbelakmlu xahli tsebru ayreanan. Sabbe neta hager ab sewra ktwet abi hagez nkitrekb abi tera texawitu eyu. Zkone arebawnet ayneberen. Eti enko fthawi haymanotawi aynebere wela aletawi aynebere alil abilka seb mxlam xbuk aykonen. Aslamay bmkanu ab adi aslam keydu neti sewra medeladeli nawti hagez tehatete entay eyu xegemka. Tom kalot hagerat khgzuka ksab zeydeleyu gdin eyu nab thgzom hager kemrhu. Aslamay tray bmukanu txelo telika gamed skel ewe xnuh zeydgem jgna fthawi seb eyu neru.
@yonasdawit4962
@yonasdawit4962 3 жыл бұрын
He is our Hero
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ፡ facebook.com/AdulisWeldegyorgis/videos/573765173635464
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 3 жыл бұрын
ንዑስማን ሳልሕ ሳበ ሓድሽ ወለዶ ንሞዩኡ ኽፈልጦ ይግባአ ናኣስላማይ ክስታናይ ማዕረ ዝተዋሕሰ ሃገራዊ ኤርትራዊ ከም ምኻኑ ንሃገርን ህዝቡን ብዙሕ ዘገልገለ ሞዩን ታሪኹን ድማ ዝትቀብረ ሰሪ ደምሰስቲ ታርኽ ።ዕስማን ስልሕ ሳበ ትዝጸረፍናዮ ሎሚ ደሊናዮ ምስ ሳንናዮ ዋሓስን ኣያን ዋሕሰይ።ትመስገን ስምካን ታሪኽካን ዘይተቀብረ . ዘይተቀብረ ዘይተቀብረ
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Abotatna kem bala kidane kfulu tekue yehedego men deyu reshinwom ab kesela We know each other very well
@robiwedikeshi3435
@robiwedikeshi3435 3 жыл бұрын
Elete meswatu mas neru bro
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
@@robiwedikeshi3435 abotatna kem jemerti sawra eritrea kem kidane kfulu tekue yehedego welday gdey kale wun alewu More than 1000 osuman salh sab Reshinwom ms bexetu konu ::
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
@@robiwedikeshi3435 xbuk geru eiu ab sawra eritrea kab xbuku gn Nay alat atehassba 95%100 znebero eiu ms bexetu kemu konu eiu ka abotatna jemerti sawra kem kidane kfulu tekue yehedego welday gdey reshinwom ab kesela ms bexetu konu by different systems
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Abotatna jemerti sawra kem kidane kfulu tekue yehedego welday gdey dea abey alewu keytbl
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መግለጺ ጀጋኑ ክንፈልጦም አለና ታንክሰ
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 3 жыл бұрын
ሃዬ ሰንድ ጽሓፊ ደራሲ ንድሕረዎት ዝኸውን ማወከሲ ታሪኽ ብሉጻትና ንከይቅበር ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ነዚ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር፡ ሰለስተ ዲግሪ ዘለዎ ጂሃዳዊ ኣስላም ስምዕዎ። "ካብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን፡ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላምይ ይቐርበኒ።" ፡ ይብል። እዚ ኣስላማይ፡ ንክርስትያን ኣሜሪካን ኣውሮጳን ገዲፉ ፖለቲካዊ ወይ ቁጠባዊ ዑቕባ ወይ "ረፍዩጅ" ኣብ እስላማዊት ሸሪዓዊት ኣፍጋኒስታን ከይዱ ዝሓትት ዶ ይመስለኩም? መስኪን ብሄረ ትግርኛ ኤርትራ ነዚኦም ደናቑር እዩ ደቁ፣ ገንዘቡ ፣ ህይወቱ፣ እግሩ ዓይኑንከፊሉ። ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ፡ facebook.com/AdulisWeldegyorgis/videos/573765173635464
@africamymom5163
@africamymom5163 3 жыл бұрын
Jegna salih sabe betesebey eyu allah yarhamu
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ነዚ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር፡ ሰለስተ ዲግሪ ዘለዎ ጂሃዳዊ ኣስላም ስምዕዎ። "ካብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን፡ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላምይ ይቐርበኒ።" ፡ ይብል። እዚ ኣስላማይ፡ ንክርስትያን ኣሜሪካን ኣውሮጳን ገዲፉ ፖለቲካዊ ወይ ቁጠባዊ ዑቕባ ወይ "ረፍዩጅ" ኣብ እስላማዊት ሸሪዓዊት ኣፍጋኒስታን ከይዱ ዝሓትት ዶ ይመስለኩም? መስኪን ብሄረ ትግርኛ ኤርትራ ነዚኦም ደናቑር እዩ ደቁ፣ ገንዘቡ ፣ ህይወቱ፣ እግሩ ዓይኑንከፊሉ። ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ፡ facebook.com/AdulisWeldegyorgis/videos/573765173635464
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@jamieosman9075
@jamieosman9075 3 жыл бұрын
Eritrea hero
@SolutionByBrain1
@SolutionByBrain1 3 жыл бұрын
Thank you sir … to remind such intelligent man
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ነዚ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር፡ ሰለስተ ዲግሪ ዘለዎ ጂሃዳዊ ኣስላም ስምዕዎ። "ካብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን፡ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላምይ ይቐርበኒ።" ፡ ይብል። እዚ ኣስላማይ፡ ንክርስትያን ኣሜሪካን ኣውሮጳን ገዲፉ ፖለቲካዊ ወይ ቁጠባዊ ዑቕባ ወይ "ረፍዩጅ" ኣብ እስላማዊት ሸሪዓዊት ኣፍጋኒስታን ከይዱ ዝሓትት ዶ ይመስለኩም? መስኪን ብሄረ ትግርኛ ኤርትራ ነዚኦም ደናቑር እዩ ደቁ፣ ገንዘቡ ፣ ህይወቱ፣ እግሩ ዓይኑንከፊሉ። ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ፡ facebook.com/AdulisWeldegyorgis/videos/573765173635464
@MohamedEri22
@MohamedEri22 3 жыл бұрын
Thank you RBL
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@omexhmisawi1
@omexhmisawi1 Ай бұрын
He was very genius. Btami abi tesfa kabzneberom lewah seb btami belih hayal diplomasenga eyu neru. Eza addi fthawn belihn zeytesfir eh dea merhnet shabiya.
@abebaessak845
@abebaessak845 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@fitsumkidane8197
@fitsumkidane8197 3 жыл бұрын
Thank you for presenting this important history which is the beginning of my country
@salahsalah-il6eu
@salahsalah-il6eu 2 жыл бұрын
♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 жыл бұрын
Isaias Wedi Rigmit, Hasad Kemey Geru Kemzizkeru Kigebir, Ezi Ganin Susue Eritreawan Terikom Teqebiru Jigninetom Kaytefelete Mensiyat Fah Abilu Merat Eritrea Aqadiru kem Hager Tetew Kemzaytikiel Kigbira Eyu Alamiu. Ezi Wediza. Rest in peace JIGANU ERITREAWAN
@eliaslondon7738
@eliaslondon7738 3 жыл бұрын
Kindi Esu jigna, terati, kabzom kolel dika kķkkkllkll
@azmeratsegay5956
@azmeratsegay5956 3 жыл бұрын
Btami xbuk tmhrti yu kexlo buzhat alena tarikna zeynfelt. Yekenyelna rbl
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ነዚ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር፡ ሰለስተ ዲግሪ ዘለዎ ጂሃዳዊ ኣስላም ስምዕዎ። "ካብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን፡ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላምይ ይቐርበኒ።" ፡ ይብል። እዚ ኣስላማይ፡ ንክርስትያን ኣሜሪካን ኣውሮጳን ገዲፉ ፖለቲካዊ ወይ ቁጠባዊ ዑቕባ ወይ "ረፍዩጅ" ኣብ እስላማዊት ሸሪዓዊት ኣፍጋኒስታን ከይዱ ዝሓትት ዶ ይመስለኩም? መስኪን ብሄረ ትግርኛ ኤርትራ ነዚኦም ደናቑር እዩ ደቁ፣ ገንዘቡ ፣ ህይወቱ፣ እግሩ ዓይኑንከፊሉ። ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ፡ facebook.com/AdulisWeldegyorgis/videos/573765173635464
@Hh7Hi7
@Hh7Hi7 23 күн бұрын
Allah arhamu Osman salih sab
@aduliszula7991
@aduliszula7991 3 жыл бұрын
ዑስማን ሳልሕ ሳበ እቲ ሓያል ሃገራዊ ተቃላሳይ ምዝካርኩም ዘሕብንን ዘኹርዕን ሓደ ካብ ታሪኽ ኤርትራ እዩ. መዛግብቲ ታሪኽ ኤርትራ ከምዝጸሓፍዎ እቲ ናይ ቀደም ህዝባዊ ሓይልታት ውላዱ ህዝባዊ ግንባር ነጽነት ዘረከበ ቃልሲ ናይ ኣቦና ዑሱማን ሳልሕ ሳበ ሓያል ዲፕሎኦማሲን ንቃልሲ ኤርትራ ኣብ ዓለም ክፍለጥ ዝገበረ ሐርበኛ አቦ እዩ
@komiekomie6510
@komiekomie6510 Жыл бұрын
Sabbe jegna❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ሳበ ኣቦ ሰውራ ኤርትራ ብተበለጽቲ ብዓል ኢሰያስ ዝተጠልመ ንኹላ ቃልሲ ኣበጊስዋን ንሰውራ እግሪ ዘትከለን ክንሱ ብከድዓት ብዓል ኢሰያስ ግን ታሪኹ ክሃስስ ተጌሩ ።
@gashtube5633
@gashtube5633 3 жыл бұрын
Ahh ኣየ እወ ናይ ብሓቂ እሰያስ ጠላም።
@yohannestemesgen9058
@yohannestemesgen9058 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኾም ተዐቢጡ ዘሎ ሃገራውያን ምዝካር ኣገድሲ ዩ ቀጽልዎ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ፣ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዘለዉ ጂሃዳውያን ኣስላም ኤርትራውያን ኣንጻር ህግደፍ ዝቃለሱ ዘለዉ፡ "ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ዓረብ ክንከውን ካብ ከልከለና ፤ ኣርባዕተ ኣንስቲ ክንምርዓው ካብ ኣበየና ፤ ብሕጊ ሸሪዓ ነተን ዝኣረጋ ኣንስትና ብቐሊሉ ፈቲሕና ንኣሽቱ ደናግል ክንምርዓው ካብ ከልከለና ፡ ከም ስዑዳውያን ወሃባውያን መሰል ካብ ተኸልከልና፥ ናብዛ ሓዳሽ እስላማዊት ሸሪዓዊት ጂሃዳዊት ኣፍጋኒስታን ኬድና ፖለቲካዊ ዑቕባ ክንሓትት ኢና፡" ኢሎም ናይ ኣስመራ ፣ ካርቱም ፣ ኣየርፖርት ተቖጻጺሮም ነፈርቲ ንካቡል ኣፍጋኒስታን ይጨውዩ ኣለዉ። በጃኻትኩም፡ እቶም "ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ እትኣምኑ" ፡ ለምንዎም። kzbin.info/www/bejne/ppzbZZV6q8d_kK8
@yohannestemesgen9058
@yohannestemesgen9058 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ሳልሕ ቅኑዕ ምኻኑ ዝምስክረሉ ዪ አዚ ትብሎ ዘለኻ ምኽንያታዊ ኣይኮነን ኣሉታዊ ምኽንያት አንተሊይዎ፡ይግለጽ ናይ ካላኦትከ አንታይ ኮይኑ ዘይግለጽ ታሪኽ ምግላጽ ወይከኣ ግሉጽነት ሓይሊ ዪ ክግለጽ ኣለዎ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@yohannestemesgen9058 ነዚ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር፡ ሰለስተ ዲግሪ ዘለዎ ጂሃዳዊ ኣስላም ስምዕዎ። "ካብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን፡ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላምይ ይቐርበኒ።" ፡ ይብል። እዚ ኣስላማይ፡ ንክርስትያን ኣሜሪካን ኣውሮጳን ገዲፉ ፖለቲካዊ ወይ ቁጠባዊ ዑቕባ ወይ "ረፍዩጅ" ኣብ እስላማዊት ሸሪዓዊት ኣፍጋኒስታን ከይዱ ዝሓትት ዶ ይመስለኩም? መስኪን ብሄረ ትግርኛ ኤርትራ ነዚኦም ደናቑር እዩ ደቁ፣ ገንዘቡ ፣ ህይወቱ፣ እግሩ ዓይኑንከፊሉ። ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ፡ facebook.com/AdulisWeldegyorgis/videos/573765173635464
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@yohannestemesgen9058 ነዚ እስላማዊ ከዳሚ ዓረባዊ ጂሃድ ስምዕዎ፥ "ካብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን፡ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላምይ ይቐርበኒ።" ፡ ይብል። እዚ ኣስላማይ፡ ንክርስትያን ኣሜሪካን ኣውሮጳን ገዲፉ ፖለቲካዊ ወይ ቁጠባዊ ዑቕባ ወይ "ረፍዩጅ" ኣብ እስላማዊት ሸሪዓዊት ኣፍጋኒስታን ከይዱ ዝሓትት ዶ ይመስለኩም? መስኪን ብሄረ ትግርኛ ኤርትራ ነዚኦም ደናቑር እዩ ደቁ፣ ገንዘቡ ፣ ህይወቱ፣ እግሩ ዓይኑንከፊሉ።ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ፡ facebook.com/AdulisWeldegyorgis/videos/573765173635464
@yohannestemesgen9058
@yohannestemesgen9058 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 መጀመርያ ዝሀልካዮ ኤኻ ትደግም ዘለኻ ኣይመለስካለይን ብውልቂ ብዛዕባ ሳልሕ ዩ ትዘረባ ብዛዕብኡ ክትዛረብ ኔርካ ናብ ካለአ ኬድካ ናይ ካልኦት ታሪኽከ ንምንታይ ዘይግለጽ ኤለካ ነዚ ኣይመለስካን ስለዚ ኮነ ኤልካ ሃገራውያን ንምጽላም በቲ ስርዐት ወፍሪ ዝግበረሉ ዘሎ መደብ ዩ
@thegunners4045
@thegunners4045 2 жыл бұрын
Evil isyas would have get killed long time ago . Sabe saved him many times.
@HaHaha-it1yt
@HaHaha-it1yt 8 ай бұрын
King 🇪🇷🇪🇷
@demalomedia
@demalomedia 3 жыл бұрын
ሳበ ተበላጻይ ይባሀል ነበረ ቀደም። ምስኪናይ ቀዳማይ ግዳይ ናይ ኢሰያስ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ፣ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዘለዉ ጂሃዳውያን ኣስላም ኤርትራውያን ኣንጻር ህግደፍ ዝቃለሱ ዘለዉ፡ "ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ዓረብ ክንከውን ካብ ከልከለና ፤ ኣርባዕተ ኣንስቲ ክንምርዓው ካብ ኣበየና ፤ ብሕጊ ሸሪዓ ነተን ዝኣረጋ ኣንስትና ብቐሊሉ ፈቲሕና ንኣሽቱ ደናግል ክንምርዓው ካብ ከልከለና ፡ ከም ስዑዳውያን ወሃባውያን መሰል ካብ ተኸልከልና፥ ናብዛ ሓዳሽ እስላማዊት ሸሪዓዊት ጂሃዳዊት ኣፍጋኒስታን ኬድና ፖለቲካዊ ዑቕባ ክንሓትት ኢና፡" ኢሎም ናይ ኣስመራ ፣ ካርቱም ፣ ኣየርፖርት ተቖጻጺሮም ነፈርቲ ንካቡል ኣፍጋኒስታን ይጨውዩ ኣለዉ። በጃኻትኩም፡ እቶም "ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ እትኣምኑ" ፡ ለምንዎም። kzbin.info/www/bejne/ppzbZZV6q8d_kK8
@sirakbeemnet3772
@sirakbeemnet3772 3 жыл бұрын
ዑስማን ሳልሕ ሳበ መስራቲ ሰውራ ኤርትራ ? ዶስ " ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ተቓለስቲ " ዝብል ኣፍ'ዩ ? ከመይሲ ንሰውራ ኤርትራ ዝመስረተስ ኢድሪስ ሓምድ ዓዋተ ስለዝኾነ ።
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 3 жыл бұрын
Biretawi qalsi zijemere iyou Edris awate zehawey
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 3 жыл бұрын
Edris awate bretawi qalsi zijemere
@sirakbeemnet3772
@sirakbeemnet3772 3 жыл бұрын
@@kebromweldegebreal1461 እሞ ሰውራ እንታይ ማለት ዲዩ ? ? ? ሰውራ ዓረብኛ ኢዩ ፡ ብረታዊ ቓልሲ ድማ ትግርኛ ።
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 3 жыл бұрын
ብረታዊ ቃልሲን ሰውራን ክልተ ዝተፈላለዩ ኢዮም። ብረታዊ ቃልሲ እምቢ ንወጽዓ ኢሉ ብረት ዘልዕልዩ። ዓዋተ ክኣ ብረትዩ ኣልዒሉ። ሰውራ ግን ፍሉይ ኣጀንዳን ተቓዋሚ ጉጅለ ኮይኑ ብመሪሕነትን ሓላፍነትን ዝስራሕ ፖሎቲካዊ ምንቅስቓስዩ ። ኪኖ ብረት ፍልጠት ዝደሊ መንገዲ ይሕዝ ማለትዩ. ነንሕድሕዳ ድኣ ተባሊዓ መወዳእትኡ እመብር
@thegunners4045
@thegunners4045 2 жыл бұрын
Idris awate megemerta tiyit dotokese u
@Amakuru-ln3zq
@Amakuru-ln3zq Ай бұрын
By history the very first revolutonary in Eritrea afer Italians left was "AWATE" MAHBER Shewate (the 7 man Team) he did not proceed he was eliminated then Sabe took over
@abomahir1677
@abomahir1677 3 жыл бұрын
عليه من الله الرحمه
@ghirmaihaile502
@ghirmaihaile502 3 жыл бұрын
kiyadal ama=Laelaway merihinetat malet eyu....Firiyat Osman saleh saba naxinet eritrea eyu....ABALAT KIYADAL AMA ZENEBERU KISAB HIGI ZELEWU PRISINDENT HAGERE ERITREA ISSAYAS AFEWERKIN ROMODAN HAMENUR ALAMIN ALEWU AB ERITREA KALEOT KUHULUWU YEKIELU EYOM ZEFELET ENTELEYU KAB MEHIBAR AITEKOTEB MAHARI TARIKNA...
@dawitabraham8637
@dawitabraham8637 3 жыл бұрын
Alkiyada alema eyu zibehal sebuki gelesekayeo alekea keselo ajokea befelaye netome zetereseu deki bat jeganu eritrea. Alkiyada aleama malet tekelalie merhineat waye kea lalaye merhineat malet eyu thank you very much for telling the Story God bless you stay healthy with your family bro R.i.p.may your soul in heaven osman saleh sabe the forgotten Hero
@Gedulde
@Gedulde 3 жыл бұрын
Ich auch in Sudan in dir Name Osman salhei saba auf arabich gelernt.
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
ሳልሕ ዑስማን (ወዲ ዑስማን) ዉን ካበ ሳበ ብዛይፍለ ታሪኽ ዝረሐ ጅግና እዩ ነሩ ጸላኢ ወደብ ዓሰብ ምስ ወረረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጸላእቲ ኣቲዮምና ኣለዉ ኣንሳሕቡ ነታ ዓሰብ ገዲፍኩማ ምስ በለ; ዑስማን ሳልሕ ድማ እንድዒ ብድሕሪ ሞተይ እምበር ኣነ ብሂወት ከለኹ ዓሰብ ኣይክትድፈሪን እያ ብምባል ንትእዛዝ ኢሰያስ ዕሽሽ ብምባል ወደብ ዓሰብ ናጻ ዘዉጸአ ጅግና እዩ ሕጂ ድማ ኣብ ካርሸሊ ይርከብ ምስ ቡጾቱ።
@shakamla
@shakamla 3 жыл бұрын
Ezi tblo zelka aykonen
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
@@i.am.an.eritrea3158 ሶሪ ሳልሕ ዑስማን (ወዲ ዑስማን) ዝብል ኣፍዩ 😂
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
@@shakamla ሶሪ ሳልሕ ዑስማን (ወዲ ዑስማን) ዝብል ኣፍዩ ሕጂ ኣማዓራሪየያ ኣለኹ ዛዓርከይ 🥰
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
@huse huse ኣሕዋት ኣይኮኑን ሳልሕ ሳበ ዓሳዎርታ እዩ ወዲ ዑስማን ድማ ጀበርቲ እዩ።
@erieritrea6645
@erieritrea6645 3 жыл бұрын
ZEGERM IYU
@africamymom5163
@africamymom5163 3 жыл бұрын
Saleh sabe ne shabeyan hewehaten kolo aqme aberketu eyu buzuhat sebat ayfolton eyom
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
English accent nay salh sabe mara eiu des zbleni
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
What accent does he had. Sabbe spoke English and Arabic at equal ease.
@aronogbay72
@aronogbay72 2 жыл бұрын
ዓብደላ እድሪስ ድሑር፡ ሓተላ ናይ ታሪኽ። ኣብ ጸቢብነት ተቐርቂሩ ክንደይ ጀጋኑ ኣጥፊኡ። ንሓርበኛ መልኣከ ተኽለ ውን ዓብደላ እዩ ኣብ ማእከል ኣኼባ ናይ ተጋደልቲ ኣዘንጊዑ ብጥይት ቀቲሉዎ። ተጋደልቲ ኣብ ሜዳ ይቃለሱ ዓብደላ ድማ ኣብ ግብጺ፡ ኣብ ሶርያ ኮይኑ ሸናዕ እንዳበለ ይእዝዝ ኔሩ።
@aronogbay72
@aronogbay72 2 жыл бұрын
ሙሳ ዓሊ፡ ዓብደላ እድሪስ እቲ ንሓላፊ ጸጥታ ዝነበረ ተጋዳላይ ማእከለ ተኽለ ኣብ ማእከል ኣኼባ ኣዘንጊዑ ዝቐተሎ። ዓብደላ ደሓር ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ንብዙሕ ዓመታት ይቕመጥ ኔሩ፡ 2011 ምስሞተ ሬስኡ ናብ ከሰላ ኣምጺኦም ቀቢሮሞ።
@aronogbay72
@aronogbay72 2 жыл бұрын
ዓብደላ እድሪስ እቲ ንሓላፊ ጸጥታ ጀብሃ ዝነበረ ማእከለ ተኽለ ኣብ ኣኼባ ዝቐተሎ። ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ንነዊሕ ዓመታታ ይቕመጥ ኔሩ፡ ኣብኡ ኣብ 2011 ምስሞተ ናብ ከሰላ ኣምጺኦም ቀቢሮሞ።
@TesfayOkubagabr
@TesfayOkubagabr 4 ай бұрын
ኣማን ዓማ ዶ ቅያዳል ዓማ ? ። ኣብ " ሓጺር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ " እትብል መጽሓፍ ቅያዳል ዓማ እዩ ድብል እንታይ እዩ ፍልልዩ
@yonimini3363
@yonimini3363 3 жыл бұрын
Amxaln esk nay kale jegnu ka
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 3 жыл бұрын
Xibuk agalalixa
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌻
@ghirmaihaile502
@ghirmaihaile502 3 жыл бұрын
Kiyadal ama not aman ama nezekone ghin xubukin hakin tarik eyu zekrebkayo ..tarik korxkan hadgkan aykiyeden eyu eti hakin jignineten wufeyaten gemerten ab boteu KOF keteblu keleka eyu teumun laza zelewo zekowin. Tarikna kea geganu wufeyat harbenatat kemzeneberuna yehubirena zelalemawi zikri nexiwatna
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 5 ай бұрын
ማዓስ እዋን ኢዩ ንPIA ስዉእ ዑስማንሳልሕ ዝማሃሮ ኣበይ ኮይኑ ስቅ ኢልካ ፈዳሕዳሕ ኣይጽብቁን ዓቕምኻ ምፍላጥ ልቦና ኢዩ ምሕሳው ከም ሞዳ ተወሲዱ
@seidomer5457
@seidomer5457 3 жыл бұрын
Eti kendi xegem anxar osman salih sabe zitelalu gash barkawiyan iyom nierom. Halefa ni semenawi bahri yihib alo bi zibil iyu bal abdella idris zitelalu. Osman gin bi isayasin itom nusu zimaharomin kemu win plotica wi timhirti kiwesdu na zitefelaleye hagerat zikedu kem bal romodan, alamin, Ibrahim, Ali omaro iyom nierom. Kulu zedliyom misrekebu 1976 jemirom osman nay halafi mukan hirfan alewo ilom kediomo. Weyo nisom hiji zigebruwo zelewu ke intay iyu kibal.
@Skayb_
@Skayb_ 3 жыл бұрын
Abahaguau kabey eyom ne hergigo keydom ? Zeyteflto tarik aytezareb hergigo saho mukanom dekebat tefelet do ? ab hergigo zelewu etom kalaot beherat tefae Bahri koinom tnab egre zeraamu eyom ember dekibat aykonun . Keteregagex ente delika netom tegre deki hergigo Abyti hetetom . Laeli saho and Afar wana Bahri yelen. Gerem eba netom tefae Bahri dekibat gerkas neti wedi adi kem kab kelae zemexe gerka mekrab. Ketfelet Saho kab baxae foro erafaile Adulis zula gindae segab Akele guzay eyom zelewu ::
@tahahabushekabushek1605
@tahahabushekabushek1605 Жыл бұрын
Hawey dahan eti tarik nay sebe ember nay saho aykonen zelo dahar ka ab hirgigo deqi abat saho ente eka saho buzuhat eyom gin bizaba diqi abat gin iqebila eda iyom zefeltu dahar ka zemexu kali beherat tigre iyom .Osman Salih sabe ka wedi eda wedi diqa abat eyu .
@fessahatewolde2509
@fessahatewolde2509 Жыл бұрын
ሐሳዊ
@adulis73
@adulis73 Жыл бұрын
ኣብ ሓረር: ኢትዮጵያ መምህር ኔሩ።
@Militoto8
@Militoto8 3 жыл бұрын
ብር ክትብሉ ወትሩ ተሓጎሱ ኩቡራተይ 👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧🙏🏼ነዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም #ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብኣክብሮት ይሓትት።🙏🏼🙏🏼👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧👩‍👩‍👧🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼😍😍😍😍😍😍😍😍
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Abotatna kem kidane kfulu tekue yehedego eyom jemerti sawra eritrea biteweded mussie Tesfamicale okbagber issayas Tsegay doctor Rusom adatatna wun jeganu kem bala Marta rocket eritreawit
@amhgreat4658
@amhgreat4658 3 жыл бұрын
Soqe eilka ata semaa seb aytrebishe regom tegerawaye afeka haze ezi botaka aykonene kide Naya adeka gber bezaba tegeraye
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
@@amhgreat4658 Ane dea ms abotatna adatatna man of the land enda Wedi kidane kfulu tekue yehedego welday gdey weldemichale Goitom Berhe biteweded mussie Tesfamicale okbagber issayas Tsegay yewahans Sbahatu alem Marta Abraham afewerki Abraham tewlede Samuel China mokonen zemikal ketema Doctor Rusom doctor eyom Yemane :: Belna tekebilna Refugees eba hagherena mexaweti nay refugees kona
@dejuasli2712
@dejuasli2712 3 жыл бұрын
@@tesfitkubrom8730እዞም ፍራያት ሳሚ ዘይትገድፉና! klass ከኣ ዉሰድ፡ ሜንታሊቴት ናትካ ክሳብ ዘይተቐየረ ገና ቁልቁል ኣፍካ ኪቲከል ኢኻ።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
@@dejuasli2712 nay Tigrinya name ayttekem Parasite isis nay Afghanistan taliban Nhna kemaka Aykonan haredti reshanti Brain sele zeyblkum ekum sebat tehardu tereshenu :: nhna gn sebat ena sebat sele zkona ena ka kab mulu alem abotatna adatatna tigrinya fristy Muslim ab eritrea kem refugees tekebilnakum
@michaelteweldebrhan8050
@michaelteweldebrhan8050 3 жыл бұрын
Anta ezi da ab bbc tigrigna anbibnayo eza wedi da ab wedi rezan dye zfelta ajokum
@TseghayGhebrat
@TseghayGhebrat Ай бұрын
ኣስላማይ ይጽይቅ ሕማቅ ይገብር እምበር ኣይምህርን,ናይ ኣስላማይ ንዓለም ሕማቅ እምበር ጽቡቕ ኣይገበረላን, ኣገልገልቲ ጂሃዲስትን ቱርኪን ዳኣ ነበሩ
@samdes3979
@samdes3979 Жыл бұрын
Kikikikikikikiki ni issayas simahare.mesrati aykonen.hade akal nay sewra iyu kab RBL da intay intay kitzbe da
@efremhedego9658
@efremhedego9658 3 жыл бұрын
He was a puppet for outsiders especially for the Arabs don't tell us about him we know everything about him
@thegunners4045
@thegunners4045 2 жыл бұрын
Who told u that ? U would be Ethiopian still , if there is no sabe . I know u r Tigrayan
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Abotatna zereshenu eyom Kidane kifulu tekue yehedego welday eyom ms bexetom mesreti Sawra eritrea :: kidane kfulu tekue yehedego welday gdey ka bezom isis teharidom tereshinom eyom Ezom etom teray eyom abalat more than 1000 brilliant tereshinom eyom ::
@shakamla
@shakamla 3 жыл бұрын
Do sewra ertera beqa reshat hasweti n esyas bkalu kseswo imber sebay eu zmhro seb yelen.
@موسعلى-غ3ك
@موسعلى-غ3ك 3 жыл бұрын
iti haki zeymikibal baelu hasot mukanu tifelit do hawey zekone seb beti aboka zexnehalka xilei ktexelo nubur iko inte kone tariku kitidemseso gn akmi yeybilkan nsu inte zeyhilu bi imni metewagae kado wishtika zeyamnelo sle txelo teray alu ktibil zkeal aykone gn aletawi ika tmesil ita osman tbil qal iznika korkihatika misleni ab hagerawinet buzuh tgedes aymislenin
@nhna6183
@nhna6183 3 жыл бұрын
ንኢሳያስ ንቻይና ድሰደ እንድሕር ኮይኑ ደኣሞ ገበናኛ ቁጽሪ ሓደ እዩ!
@abrahamshege330
@abrahamshege330 3 жыл бұрын
ትሓኤ ብሰንኪ ግጉይ ፖሊትኩኡ ተጋሒፉ ህግሓኤ ድማ ናጽነት ህያው ገሩ
@abrahamshege330
@abrahamshege330 3 жыл бұрын
ታሪኽ ተጋዳላይ ዑስማን ሳልሕ ሳበ ዝኻሓደ የለን....ኣይትሸቅጠሉ መስመር ህግደፍ እቲ እንኮ ኣማራጺ እዩ ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ 🇪🇷
@Efidelu7
@Efidelu7 3 жыл бұрын
እንታ ሓውና እንታይ ደልዩ ኡዩ ተቃሊሱ ኡዩ እቲ ሕቶ ?ኤርትራ ሃገር ዓረብ ክግብራ ተቃሊሱ ቃልሱ ካኣ እይታዓወተን ካልእ ታሪክ ኣሎ ዱዩ ?
@meramera1765
@meramera1765 3 жыл бұрын
Men kemu ilukia?
@musaomar7058
@musaomar7058 3 жыл бұрын
anjal
@mubarekali1197
@mubarekali1197 3 жыл бұрын
Zarkey hangolka hukarin tesfaxion tegasisomo eyom
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
Ugumay , Please don’t show your stupidity here. Revolutionary leader Osman Salih Sabbe was very pragmatic. He helped a lot of Eritrean priests who escaped war. He made sure they continue with their religious duties by building churches for them and provided the financial support. These are facts. Ugumay, you are blindsided by hate against Eritrean nationals - what a shame.
@thegunners4045
@thegunners4045 2 жыл бұрын
Isyas d u kemu elu
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 3 жыл бұрын
ሳበ ኣብትሕቲ ኢሳያስ ዝምራሕ ዝነበረምበር መምህር ኢሳያስ ኣይነበረን ጡስጡስ ሓሳዊ።
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 3 жыл бұрын
እንታይ ጎባጥ ታሪኽ እዩ እዚ ትብልዎ ዘዘለኹም።ሳበ በይናይ ግዜ ዐመተምህረት ወርሒ ንኢሰይስ ሚሂርዎ ዘየለ ታሪኽ።ሳበ ብመጀርይ አብ ሜዳ ኤረትራ ክቃለስ እግሩ አዉሪዱ አይፈልጥን።ሳበ ዋላ ምስጀብሃ ከሎ ቃልሱ አብደገ ኮይኑ እይ ዝቃለስ ነይሩ ስለዚ ሃለዉለዉ ግደፍዎ።
@biniam9636
@biniam9636 3 жыл бұрын
ኣናብባ ኣሰልቻዊ ኔሩ ።
@Efidelu7
@Efidelu7 3 жыл бұрын
እሞ ኢሰያስ ካኣ ጅግና ኡዩ በለና።
@bahgialeni1183
@bahgialeni1183 3 жыл бұрын
Kelae nska sik elka eka hgdef wahix ntekmka ktbl mqwam gedifkayo
@efremhedego9658
@efremhedego9658 3 жыл бұрын
This man don't never teach nobody he was going to set Eritrea to the Arabs he never been in the battle of the field his office wasn't Cairo Egypt he didn't teach nobody he was out of puppet
@Lonlif8221
@Lonlif8221 2 жыл бұрын
If don’t know don’t take 🧐
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 3 жыл бұрын
ሳልሕ ሳበ ተበላጺ ካብ ኢሳያስን ዓብደላ ኢድሪስን ዘይሓይስ እዩ፣ ሳበ ሃገራዊ ስምዒት ነይርዎ ንሃገር ኣይተቓለሰን ንዝንኡን ንሃይማኖቱን እምበር፣ ሃተፍተፍ እዩ መግለጺኻ፣ ተዐሽዎ ግን ኣይትስእንን ኢኻ።
@besm113
@besm113 3 жыл бұрын
ሓሳዊ መደናገሪ መንቀላወጢ ኣኺሉካ ኣብ ምድንጋር ጥሒልካ
@gezaeizeramariam2156
@gezaeizeramariam2156 3 жыл бұрын
Mushmush hasawi drbay
@dejuasli2712
@dejuasli2712 3 жыл бұрын
Glass wused mahayim, dhirka aleka hasas. Ab zey meadKa aytieto wediza shnfla 🤣🤣🤣
@akiteyshukorgaltecle5943
@akiteyshukorgaltecle5943 3 жыл бұрын
ብኣስላም ዝተጀመረ ቃልሲ የብልናን::
@Solomon2727
@Solomon2727 3 жыл бұрын
ብጣሚ ተሕዞን ኢኻ ቁሩብ መጻሕፋቲ ምግንጻል ከዶልየካ እዩ።
@meramera1765
@meramera1765 3 жыл бұрын
Idris Awate, ke
@adammd7625
@adammd7625 3 жыл бұрын
Sewra Eritrea 1961 September 1 eyu tegemiru Sheabiya wayka Hezbawi ginabar gin 1970 eu kab jebha tefeliyu temesritu
@dejuasli2712
@dejuasli2712 3 жыл бұрын
Tgraway ግብርኹም ዩ ቁልቁል ኣፍኩም ዝደፍኣኩም ዘሎ፡ ሓቂ ናይ ኤርትራ ከኣ ብ ኤርትራውያን ዩ ዝንገር።
@الحمدللهعلنعمةالإسلام-ج8ق
@الحمدللهعلنعمةالإسلام-ج8ق 3 жыл бұрын
ብ ትግራይ ትግርኛ ዝተጀመረ ቃልሲ ከ ኣሎ ዶ ።
@isayasberhe9233
@isayasberhe9233 3 жыл бұрын
ክላ ስቅ በል ንስውራ ኤርትራ ኢሉ ኣይኮኑን ጀሚሮሞ ንኤርትራ እስላማዊት ሃገር ንምግባ እንበር ካልእ ራኢ ኣይነበሮምን
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
ታሪኽ ስለ ዛይብልካ ናይግድን ኢኻ ንሰብ ታሪኽ ክተናሹ ግን ኣያታትና ከምዚ እስኻ ትብሉ ዘለኻ ኣስላማዊት ሃገር እንተ ዝደልዩ ነሮም ሳበ ንኢሰያስ ምስ ሮሞዳን ክማሃሩ ቻይና ኣይምሰደዶምን ነሩ ሳላ ንሱ ዝማሃሮ ድማ ሕጂ ክሳድኪ ይረግጸኪ ኣሎ ገቢሉ 😂
@habtom5113
@habtom5113 3 жыл бұрын
@@wedimazu6092 እንታይ ትብል ንሮሞዳንን ንኢሰያስ ሳበ ሰዲድዎም ዲኻ ትብል ደለኻ ታሪኽ ኣንብብ ተባህለ ጽውጽዋይ ኣይትዛረብ እንተዘይ ኮይኑ ግን ንሕና ከም ኤርትራውያን ሳበ ንናጽነት ዝተቃለሰ ሓርበኛ ስለ ዝኾነ ነኽብሮ
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
@@habtom5113 ቅድሚ ናዓይ ኮምኡ ኢልካ ምዝራብካ ንባዕልኻ ታሪኽካ ኣጽንዕ ምኽንያቱ ሓቀኛ ታሪኽ ኣብ መጽሓፍትን ጎግልን ተሰኒዱ ዘሎ እዩ።
@habtom5113
@habtom5113 3 жыл бұрын
@@wedimazu6092 ያኺ ዘይከውን ኣይትዛረብ ሳበ ንሮሞዳንን ኢሰያስን ንትምህርቲ ንቻይና ኣይሰደዶምን መብዝሓቶም ናይ ሽዓብያ መራሕቲ ንትምህርቲ ንደገ ይኸዱ ኔሮም እዮም ኣይኮነን መራሕቲ ተራ ደረፍቲ ከማን ኤሮፓ ይኸዱ ኔሮም ኣይኮነን ብዓል ኢሰያስ ዋላ ሮሞዳን ንትምህርቲ ንደገ ምኻድ ክጽግሞም
@efremtekie101
@efremtekie101 3 жыл бұрын
Suq eske bale silka tarik daytsme way tarik serha donqro
@s.ds.d9213
@s.ds.d9213 3 жыл бұрын
Gemari sewra Aboy weldab u
@geguragawina3180
@geguragawina3180 3 жыл бұрын
Kkkkkkk weldeab ben geru yu sewra jemiru gunuf
@abeerjaser3865
@abeerjaser3865 3 жыл бұрын
Weldeab Andnet eyu neru dhar eyu mis Ibrahim sultan texegiOu
@DefaultName-dp4cu
@DefaultName-dp4cu 3 жыл бұрын
ሳበ ጂህዲስት ኢዩ ኔሩ
@DefaultName-dp4cu
@DefaultName-dp4cu 3 жыл бұрын
@ibrahim mohammad Jihadist malet kelbi areb malet iyu
@dejuasli2712
@dejuasli2712 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ቁማል ተደሊኻ ንገረና ቖማል፡ ከልቢ ኣረብ ደኣ ታይ ትፈልጣ
@osmanseid5636
@osmanseid5636 3 жыл бұрын
Tehzunu ekum eritraweyan
@DefaultName-dp4cu
@DefaultName-dp4cu 3 жыл бұрын
@@dejuasli2712 you think calling someone :komal' is an insult. lol. Our heroic brothers who beat the shit of AMA were all komalat. because, they had no time to wash. While your AMA bros were licking Arab boot.
@mahmudshki8112
@mahmudshki8112 2 жыл бұрын
He ist our Hero
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 3 жыл бұрын
He is hero
Colorful Pasta Painting for Fun Times! 🍝 🎨
00:29
La La Learn
Рет қаралды 308 МЛН
Jstudio መን'ዩ ከዳዕ?
12:47
Jstudio
Рет қаралды 39 М.
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 120 М.