ቀንዲ ጠንቂ ዘይምርድዳእን ዉግእን ብስምዒት ዘይምብሳል ድዩ?

  Рет қаралды 148,422

Robel Wisdom

Robel Wisdom

Күн бұрын

If you Like This video Consider for Subscribing our video
Follow Me On
website : hiwetna.com/
KZbin: / hiwetna
Facebook: / robelnatna
Tiktok: / robelkidane892
Instagram: / robellife
Email: robelwisdom1@gmail.com

Пікірлер: 456
@user-vu6br5js9g
@user-vu6br5js9g Жыл бұрын
*ባባ ሮቤል ኣይትጥፍኣና እንተዋሓደ ኣብ ሰሙን ቅልቅል በለና::ስንቂ ናይ ሰሙን ሃበና::ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::*
@hanahaile8877
@hanahaile8877 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መምህር ሮቤል ብኩሉ ትምጽኦ ሓሳባት ኣዜየ ዘመስግንካ ክብርት ይሃብልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@DibabEritrea
@DibabEritrea Жыл бұрын
ሮቤል ሐወይ መድሃኒተይ ኢኻ ካብ ዝሰማዓካ መዓልቲ ሐውየ ምስግናይ እሞ መግለጺ ደረቱ አብ ሰማይ እዩ ዝበጽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሜን❤️🙏🏽🌺
@merhawigebremedhin9980
@merhawigebremedhin9980 Жыл бұрын
ከማካ ይቡዙሕልና ሕብረተሰቦም ከምዚ ጌሮም ዝምህሩ።የቀንየልና🙏 ኩቡር ኣቦና።
@gebrihiwetabraha8682
@gebrihiwetabraha8682 Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእኻና መም ሮቤል ሰላምካ የብዛሓዮ ፈጣሪ
@hiyabubemnet8225
@hiyabubemnet8225 Жыл бұрын
ሳላምካ ይብዛሕ መ/ም ሮበል
@TesfuGoitom-oc7jx
@TesfuGoitom-oc7jx Жыл бұрын
I REMEMBER 11 YEARS A GO YOUR WORDS CHANGE MY LIFE STILL I THANK YOU MAN WE R PROUD OF YOU ALL THE TIME
@yosieffitwi1210
@yosieffitwi1210 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰብ ሎሚ ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ ከምዚ ዓይነት ስነልቦናዊ ትምህርቲ እዩ ዘድልየና ዘሎ: ብልቢ ነመስግን ኣቦናን መምህርናን ዶክተር ሮበል❤
@mashog5767
@mashog5767 Жыл бұрын
ከመይ መቅሰን ዝኾነ ሰብ ነውሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ ኩበር ኣቦና ❤❤
@WediTesfay448
@WediTesfay448 Жыл бұрын
Welcome Dr.Robel ከም ርዲኢተይ ብሓፈሻ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ናይ ምጽዋር ዓቕሙ ጎዲሉ ኣሎ
@dawit5485
@dawit5485 Жыл бұрын
ክሳብ ምኣስ ሰብ ክጻወረካ ሎምስ ኣብርዮ ነቲ ዝጻወር ዘሎ ንስኻ ምጽዋር ፈትኖ ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ክትፈልጦ
@tekledebesay8931
@tekledebesay8931 2 ай бұрын
ኣብ ሂወተይ ሳላካ ብዝሕ ለውጢይ ኣምጽኤ❤❤❤ዕድመ ይሃብካ ባባ ሮቢ❤❤
@hagosatekla
@hagosatekla Жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ትምህርቲ ነብስካ ዘፈትሽ !! የቐንየልና መምህረይ ፡፡
@simretweldegergish5921
@simretweldegergish5921 Жыл бұрын
የከነየልና ባባ 👍👍👍👍
@iloveyoumamailoveyoumama2084
@iloveyoumamailoveyoumama2084 Жыл бұрын
የቀንየለይ 🥰🙏ዋላ ኣነ ገናእየ ኣበሰልኩን ብስሚዕት እየ ዝውስን 😢
@dawit5485
@dawit5485 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ባባ ሮቤል አቲ መፍቲሒ ግን አንታይ ኢዩ አዞም ብስሚዒት ዘይበሰሉ ሰባት ድንጋጸ የብሎምን ኣዝዮም ጨካናት ኢዮም ብፍላይ ንዝሕምቅዎ ሰብ ልክዕ ከም ሶፍቲ ኢዮም ዝርኢዎ ክሳብ ምኣስ ክንርደአሎም ክሳብ ብደም ብዝሒ ንመውት ኣነ ብወገነይ ዓቅሊ የብለይን በዛራርብኦም ስለ ዝፈልጦም ቀልጢፈ ኢየ ዝርሕቆም
@simontekle4444
@simontekle4444 Жыл бұрын
Enka dhan mxka kbur abona Dr Robi zbla zereba
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
❌️ አብ ምሉእ ዓለም ዝተፈጸመን Still ዝፍጸምን ዘሎን ውግኣት Wars ካብዘይ ምርዳእ ካብዘይ ምስትውዓል ከምኡዉን ካብዘይ ምፍላጥ አይኮነን ምናልባት ውሑዳት Wars ብሕርቃን ብሰንኪ ዘይምርዳእ ብጌጋ ውሳኔታት ተፈጺሞም ይኾኑ እዮም ግን ዝበዝሑ Wars ብመደብ ኮነ ኢልካ ብሐደገኛ እምነት ዝብልዎ ንሰባት ክቐትሉን ከጽንቱን ብመደብ ዝፈጸምዎን ዝፍጽምዎ ዘለዉን እዩ ከምአብነት ሰውራ ኤርትራ አንጻር ጨቆንቲ ገዛእቲ ጸላእቲ እየ ን 30 ዓመታት ተቓሊሰ ዝብል ክነሱ ካብ 1991 ስጋዕ ሕጂ ዝፍጽሞ ንዘሎ ዝተፈላለዩ ገበናትን መጽነትን ብፍላይ አብ ልዕሊ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብቶም ቀዳሞት ገዛእቲ ዝነበሩ ጥልያን ሃይከስላሴ መንግስቱ ሃይለማርያም 👍ሻዕብያ ዝገደዱን ዝጨከኑን ዝገበኑን ዝዛረቡ እንስሳታት አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸምዎን ዘለዉን ዘስካሕክሕ ገበናት ይኸፍእ ከምኡዉን አብ ልዕሊ ትግራዎት አብ ዓበይትን ሕጻናትን ብፍላይ ብፍጹም መግለጺ የብሉን ስለዚ ዝኸበርካ አቶ ሮብየል ጠንቂ Wars ካብዘይ ምፍላጥ ካብዘይ ምርዳእ አይኮነን የግዳስ ኮነ ኢሎም ብመደብ ንሰባት ክቐትልዎምን ከጽንትዎምን ስለዝደለዩ እዮም ✋️
@DahnuGebriel
@DahnuGebriel Жыл бұрын
Memher Robel belux mekhri selezi habkana aziye eye zemesgenelka nenezi begebri keneariyokea amlak yegezlna kebret yehabka❤❤❤❤❤❤❤
@issaiasgrmay9328
@issaiasgrmay9328 Жыл бұрын
Edmen tenan yhabka baba robel nay bhaqi bslet nay smeit zwehadena bezihna ena eza alem selam seina zela amlak ms muleu naxinet kinebra neza alem hibunan fetirunan gna ke kulu aninet hizu ytefe alo amlak bmhretu yrayena
@user-uf1hn5zl8q
@user-uf1hn5zl8q Жыл бұрын
Dr robel kidane smart king man kemaka men alo btaemi xbuq ena nmhar zelena kabaka fetari edmen tenan yihabka💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💝🙏
@simonte85
@simonte85 Жыл бұрын
ሰላም ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓቢ መምህር ኢኻ። እዚ ትምህርትኻ ንኩሉ ሰብ እንተ ዝበጽሕ ክንደይ ሰብ ቅሳነት ፍቅሪ ዕርቂ ይቅረታ ምተማህረ እሞ ቀሲኑ እዛ ገዛ ክራይ ዝኾነት ዓለም ዕድሚኡ ብሰላም መሕለፎ። ሰሰናዩ ጸጽቡቁ ንዓኻን ንስድራኻን ክቡር መምህር ሂወት ኢኻ የመስግን። ኣነ ብዙሕ መጻሕፍቲ ዘንብብ እዩ ግን ብቋንቋ ኣደይ በቲ ልዙብ ቃልካ ሰምዖ ከሎኹ ግን ደስ ይብለኒ እቲ ፍልጠተይ ድማ ይህብትም ክብረት ይሃበላና።
@habtombereket2407
@habtombereket2407 Жыл бұрын
Welcome to back D. Robel kidane thanks moreeee memhreyy GBU 🎉
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 Жыл бұрын
እቲ ዝኸፍአ ኣነ ዝጸላእክዎ ጽልኡ ንብል ሰባት እውን ኣለና
@tsehaytekle1947
@tsehaytekle1947 Жыл бұрын
ናይ በሓኪ ከመኡ አንተዘይገርካ ከኣ ጉሩብ ኮይነን ነዓካ ይንጽላካ ግን ነቲ መን ኣለዎ አዝጊ ኣለዎ አዩ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
@@tsehaytekle1947 ብርአሰተኣማንነትን ብህድኣትን ተኼድካ ግን እተን ዝንጽላኻ ኣብ እግርኻ ኢየን ዝሰግዳ።
@yodittekelemariam9628
@yodittekelemariam9628 Жыл бұрын
Nay bhqey doktor robeb yekenylna zemnka ybarek kabka bzhu temherty kensteby eina välkommen ♥️♥️♥️👍👍👍💯💯💯
@user-rl4bj2di4g
@user-rl4bj2di4g Жыл бұрын
Welcome መምህረይ ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 Жыл бұрын
የቀኒየልና ኣቦና ሮቤኤል
@luilkflom1245
@luilkflom1245 Жыл бұрын
edmen tenan yhabka fetari memher Robel yekenyelna betaemi Ina nemsgen
@dawit5485
@dawit5485 Жыл бұрын
ኣበይናይቲ ዓለም ከም ዘለው ኣረድኣልና በጃኻ ሮቢ
@fevenmebrahtu5959
@fevenmebrahtu5959 Жыл бұрын
Thank u our great father Robel u r building our body and also our mind God bless u
@kisanetgebremariam8555
@kisanetgebremariam8555 Жыл бұрын
አቦታትና ክምስሉ ከለዉስ ሰያብ ኣትጽው ዖ. ለባም ጽውዖ ይብሉ ነይሮም
@hermondebesay2024
@hermondebesay2024 Жыл бұрын
የቀንየልና ባባ ሮቤል
@keshimaharikeshikinfe7490
@keshimaharikeshikinfe7490 Жыл бұрын
ኣቦይ ሮብየል ኣምላኽ ይባርኻ.:: ኣብቲ ዝውሰድ ስልጠና ብከመይ ክወስድ ይክእል;; ሓበረታ ይደሊ ኣለኩ
@elszabetafewerki7872
@elszabetafewerki7872 Жыл бұрын
Dr Robel kidane nay bhaqi smaai zeyblom abuyat nseb keyemakeru baelom zwsnu hasab smait seb zeyrdu nbeyney ytameni zblu haqka zeybeselu kemti zbelkayo tre bsldinga eyom Tebarek kbret yhabelna xbuq tmhrti eyo Edmen tenann yhsbka
@selmatzeggai7643
@selmatzeggai7643 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኣያ መምህር ሮቤል ነዞም ዘይተማሃርና ገለስከ በለና? በጃኻ ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ ኣጋጣሚ ሓሊፉኒ ከይከውን? ኩሉ ጥዑምን ምቁርን እዩ ምኽርኻን ምምህርናኻን ክንነብሮ የብቀዓና ልዑል ፈጣሪ ከም ጻዕርኻ ሰሰናዩ
@biniammebrahtu8194
@biniammebrahtu8194 9 ай бұрын
ኦኦኦኦ እዚኣ ብምልእታ ስመይ ኢኹም ዘጠቀስኩምኒ እምበር ኩላ ባህርያተይ ገሊጽኩምኒ ስለዚ ጊዑዘይ ናብ ጸድፊት ተ'ሃልዩ ካብዛ ንግሆ ኣትሒዘ ሉጋም የድልየኒ ኣሎ ማለት እዩ የቀንየለይ ባባ ሮቤል😢❤
@eduedu6095
@eduedu6095 Жыл бұрын
Amlak ybarka Ato Robel
@nebiateyob2376
@nebiateyob2376 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፊጣሪ
@salehidris310
@salehidris310 Жыл бұрын
ነዊሕ ኮይኑ መምህር ኡንቃዕ ብዳሓን መጸካ 🤝
@akkiam2003
@akkiam2003 Жыл бұрын
ስለ እቲ ወትሩ ትልግሰልና ጽቡቕ ምኽርታትካ የቐንየልና ዝኸብርካ ሮቤል፣ ክቡር ንነብሱ ከቢሩ የኽብረካ፣ ንዓና ውን ኣኽቢርካና፣ እዛ ናይ ሎሚ ኣርእስትኻ ውን ብጣዕሚ ኣገዳሲት እያ፣ ከምቲ መኪና ብ ስተርሶ ንሕና ደቂ ሰባት ውን ስምዒት ን ኩሉ ምንቅስቓሳትና ኣብ ቅኑዕን ዘይቅኑዕን መንገድታት ስለዝመርሓና ስሚዒታትና ተቆጻጺርና ንኽንከይድ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ ዝልገስካልና ብልቢ ነመስግን።
@semeregebru4914
@semeregebru4914 Жыл бұрын
ዋውው ጽቡቅ ትምህርቲ ደስ ዝብል ግን ዘይበሰሉ ዘይበሰሉ ኢልካ በል ኣብሲልካና
@ZebibAmaniel-be6es
@ZebibAmaniel-be6es 11 ай бұрын
Woww Baba robiel mara eye zednkeka admen tianani yhabka fetari❤❤❤❤
@maiharasat2498
@maiharasat2498 Жыл бұрын
ብጣዕሚ የቐንየልና ኣቦና ሮቤል ዕድመ ይሃብካ
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k Жыл бұрын
Yes kab kubur kubur mekri yeflfel yekenyelna 🙏❤️
@danielkfle5759
@danielkfle5759 Жыл бұрын
:You are a leader who thinks about the future🥰✅️
@na2azmarino15
@na2azmarino15 Жыл бұрын
Baba robiel edmen tienan yhabelna ab thti fetari eti zeynfelto tefltena aleka 🙏
@freelovefree
@freelovefree Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ቡዛሓት እዮም ዘይበሰሉ ሰባት ወረ ሎምስ ከኣ ገዲዶም
@teklittesfa9478
@teklittesfa9478 Жыл бұрын
Waw waw yebl yebl kubur baba rober naybehaqe agedase melkte eyu kemzi ayenet tmerti kexelo eka excellent 👏 eritrea 🇪🇷 for all good sounds
@erivision7413
@erivision7413 Жыл бұрын
Woww very amazing and powerful Class Thank you so much D.r Robel kidane
@PeaceofMind-o2l
@PeaceofMind-o2l 5 ай бұрын
ስሚዒት ብከመይ ይበስል ድዩ'ስ ወላ ስምዒት ከመይ ይግታእ፣ ኣብ ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ! ! ነፍሲ ወከፍ ባህርያት ናይ ገዛእ ርእሱ ብሉጽን ድኽመትን ኣለዎ። ነቲ ኣወንታታት ዘለዎ ባህርያት ድማ ብምውዳብን ነቲ ድኽመታት ብምምካትን፣ ክመሓየሸሉን ዝረድ ኡካ ነገራት ኣለዉ፣ ዘይምብሳል፣ ብዙሕ ግዜ፣ ብተሞኽሮ ዘይምሕላፍ እምበር ምስ ባህርያት ዘጋጥሞ ነጥቢ የሎን። ዘይምርድዳእ ድማ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ካልእ ብባህ ካብዘይምባል ዝውሰድ ዘይተቀባልነት መስርሕ እዩ። ንሱ ወይ ንሳ፣ ንሳቶም ኽልቲኦም ወይእውን ንሳተን ኽልቲኤን፣ ዘይረዳዳ፣ ሓደ ስዉር ኣርእስቲ ብድሕሪት ስለ ዘሎ ይኸወን፣ ንኣብነት፣ ንዕቀት፣ ቅንኢ፣ ወይውን ዘምርዳእን ዘይምፍላጥን የጠቃልል። ኣብ ዝመጽእ ብሰፊሑ። ስሚዒት ኣይበስልን እዩ ካብ ብዝሒ ተሞኽሮ ግን ሓደ ሰብ ብስለቱ የመስክር። ዎደሓንኩምምምም ደቂ ሓዎቦይ።
@ermiasgide2711
@ermiasgide2711 Жыл бұрын
kbret yhabeley memhr nay hiwet edmen tiena yhabka fetari
@kbromisaak4335
@kbromisaak4335 Жыл бұрын
Admen tianan yehabka fetari Papa Robial
@zereelyas4501
@zereelyas4501 Жыл бұрын
Very Great teaching Mr Rober thank you so much God blesse you. 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
@danishamogos-9256
@danishamogos-9256 Жыл бұрын
Baba robel bsalaka hiwetey fuluy lowti gera
@abrhamerona6035
@abrhamerona6035 Жыл бұрын
Thanks so much for wonderful sharing ! God bless you baba Robel ❤️
@yorsalmhibtay7187
@yorsalmhibtay7187 Жыл бұрын
Wow kbret yhabelna kubur abona Dr .Robel kemezi kemaka ybzuhulna. GBU🙏
@s.o.bmedia9922
@s.o.bmedia9922 Жыл бұрын
ኣቦናን መምህርናን ሮቤል ብጣዕሚ አየ ዘመስግነካ ስለ እቲ መሃሪ ዝኮነ ትምህርትካ ቀጽሎ ኣብ ሕጽር ዝበለ ጊዜካ ኣይትፋኣና ኢካ
@samuelgebretekle4660
@samuelgebretekle4660 Жыл бұрын
እዚ ምኽሪ እዙይ በሓቂ ጠቓሚ እዩ የቐንየልና
@user-rz5zk2hm1n
@user-rz5zk2hm1n 9 ай бұрын
Thanks father Robel
@user-vb2gu4lk8v
@user-vb2gu4lk8v Жыл бұрын
ዋዉ ናይ በሓቅ ፅቡቕ ትምህርት እዩ የቐንየልና ኣቦና
@meharikifle
@meharikifle Жыл бұрын
Behaki hanatsi zereba 🎉😊 Emden tienan yimineyelka Memhir Robel
@afomrede9153
@afomrede9153 Жыл бұрын
መምህር ሮቤል ዓቢ ሰብ ንስካ ናህና እቲቭ ሃርቪ እካ ካባና ከምዚ ዓይነት ልቦና ትምህርቲ ዘይኮነ ትዕድልቲ ብትክክል ድማ ትጥቀመሉን ትነብረሉን ስለዘለካ ካባይ ካብቲ ዘጠቅም ሰብ ብጀካ ውግእን ወረ ውግእን ንሱ ድማ ብዘይ ብስለት ዕድሜና ሓሊፉ እሞ'ከድአ ሕጂ ልክዕ ከምቲ ኣልበርት ኣነስታይን ዝበሎ "ካብ ሕሉፈይ ንላዕሊ መጻእየይ እዩ ዘገድሽኒ ኣብኡ ስለዝነብር" ክብረት ይሃበልና መም ሮቤል "ብስሚዕት ምብሳል" ወሳኒ እዩ ሓደ ካብ ኣድነቅትካ ሓውካ ኣፎም
@abrahamfiory8978
@abrahamfiory8978 Жыл бұрын
Goyta ybarke bruke
@tsgabnguse2041
@tsgabnguse2041 Жыл бұрын
Nay bhaki yeknyelna baba robel
@habtomtesfagabr4532
@habtomtesfagabr4532 Жыл бұрын
የቀንየልና ክቡር ሐው መምህር ሮቤል:ቀጽሎ ነዚ ኣዝዮ መሃሪ መደብካ.
@eseyastekie4807
@eseyastekie4807 Жыл бұрын
You are an amazing teacher always my favourite one.
@NeyatGergesh
@NeyatGergesh Ай бұрын
Naye bhaqe aboye mearey edman tianan yahbka fatri 🙏🙏🙏
@eyobtsegai628
@eyobtsegai628 Жыл бұрын
😂ብታአሚ ጹቡቅ ሓበሬታ ክብረት ይሃበልና ባባ ሮቤል
@abeltekeste771
@abeltekeste771 Жыл бұрын
First Thanks baba robel መፍትሒ ናይዚ ከ ምነገርካና ዶ
@luwamisaak6148
@luwamisaak6148 Жыл бұрын
ሓጺርን ገላጽን የቀንየልና መምህር ሮቢ
@natnaelgebreluel8260
@natnaelgebreluel8260 Жыл бұрын
ብርግጽ እቲ ዝዓበየ ቃልሲ ምስ ስሚዒት ክትቃለስ ክትቁጦብን እዩ ።
@ertrawi
@ertrawi Жыл бұрын
Welcome baba robel kbret yhabelna salkum bzuh lewti giere eiye ab hiwetey admen tanan yhabelna 🥰🥰🥰🙏
@yonasmiki
@yonasmiki Жыл бұрын
Welcome back Dr robel
@fioriabera6349
@fioriabera6349 6 ай бұрын
Nay bhaqi des zbl tmhrti eu qetslo Memhrey 🙏
@user-un3ng2ie3s
@user-un3ng2ie3s Жыл бұрын
ናይብሓቂ ባባ ሮቢ ኣይበሰልናን ምክንያቱ እንተንበስል ምተጻዋወርና ኔርና
@yohannestekle4552
@yohannestekle4552 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ኣብ ልቢ ነብስወክፍ ዝኣቱ የቀንየልና
@user-ln4mn1qu5k
@user-ln4mn1qu5k 8 ай бұрын
btami bslti zereba memhrna ezgabiher amlak ybarka ayttfana medebatka btami temesite zkatatelo
@felegchannel403
@felegchannel403 Жыл бұрын
Selam naka ykun dr robel mexahafti eka tenebibu zeywidae zeyeselchu mehari aytekarixo thanks
@hiwetghirmazion5627
@hiwetghirmazion5627 Жыл бұрын
Doctor robel bitami hagazi zikone timhrti iyu nemesgneka 👏👏👏👏
@ftsumteweldebrhan2572
@ftsumteweldebrhan2572 Жыл бұрын
ባባ ሮቤል ሕቶ ኣለኒ ተገዲስካ መልሰለይ ወይ ቪድዮ ስርሓላ ደቂ ሰባት ንነብስና ክንገልጻ ንኽእል ዶ መብዛሕትኡ ሰብ ሰብ እዩ ዝገልጸካ እዩ ዝብል ኣነ ግን ኣይኣምነሉን እየ መልሰለይ እባ
@ezrawelden1933
@ezrawelden1933 Жыл бұрын
የቀንየልና ዶ/ር ሮቤል ኣዝዪ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዬ፡ ፡ ሰባት ከመይ ኣቢሎም እዮም ስምዒታዊ ብስለቶም ዝዓቢ ቪድዮ ንኽሰራሕካልና ብትሕትና ይሓትት ፡ ፡ ደጊመ የቀንየልና!
@hagosghebremeskel8980
@hagosghebremeskel8980 Жыл бұрын
Thank you ❤Robi great teacher
@yowhanatesfaslassie331
@yowhanatesfaslassie331 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ መምሐርይ
@danaytasrat5271
@danaytasrat5271 Жыл бұрын
Our father ur words is so strong......
@des895
@des895 Жыл бұрын
I’m glad I found this video. Great advice. Thank you.🙏🏽
@teklekahsay5891
@teklekahsay5891 Жыл бұрын
Thanks baba robi keep it up aur teacher
@habeshapage755
@habeshapage755 Жыл бұрын
Keribulka akhu gierulka zedlyeka zemalealka kmeslo kelos zeymbsal eyu ente elna ngho ngho sle ztemereaweka tray halefa zgeberelka zmeslo seb ke entay ybehalu. Thanks baba robel
@furyfury7665
@furyfury7665 Жыл бұрын
ዋውውውውው ይበል ኣገላልጻ ብሓቂ ብስምዒት ዘይምብሳል ኣብዚ ሰዓት አዚ ብዙሕ ጸገም የምጽአ ኣሎ
@meleygereziher1919
@meleygereziher1919 Жыл бұрын
Keep it up teacher robel
@ngstik2kahsu699
@ngstik2kahsu699 Жыл бұрын
ሮቢል ዕደመና ጥዕና ይሃብካ
@tibletsabraham1447
@tibletsabraham1447 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዛቢሄር እባርካ
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Жыл бұрын
ሰላም ኣያና ወትሩ ብሉፅ ሓሳብን ስራሕን ምስ ኣቅረብካልና የቐነልና ❤
@babarafi3740
@babarafi3740 Жыл бұрын
ሰላም ናካ ዩኩን ሮበል ሓውና እዚ ትምህርቲ ትህበና በታዕሚ ጠቓሚ ኢዩ ፡ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ ሂወት ሰብ ሓዳር ዘጋጥም ዘሎ ኢካ ገሊጽካ ኣብዚ ምዕራብ ሃገራት ንነብር ዘለና ሕብረተ ሰብ ኣፍሪቃ ብታዕሚ ምስምማዕ ሲኢና ኣሎና፡ ኣብ ክንዲ ብርድኢት ንከይድ ብዝመስለና ስለንከይድ ክንራዳዳእ ኣህካልናን ከም ሕብረተሰብ፡ስለዚ ነዚ ትህበና ትምህርቲ ደኪመ ከይብልካ ከጻሊ ኣብ ግዜ ትረክበሉ ክትምህረና ተስፋ ይገብር።
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 Жыл бұрын
Thank you Mr Robel, God bless you, keep it up your advice.
@gweldai2460
@gweldai2460 Жыл бұрын
Thank you Dr. Robel edmen tenan yhabka fetari🙏
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Жыл бұрын
KBUR HAWNAN AYANAN EGZIABHER EDMEN TIENAN YHABKA. AMEN 👍
@user-dr1vc1se9w
@user-dr1vc1se9w Жыл бұрын
Wellcome Dr robi ኣይትጥፈኣና ከኣ እባ
@melakegeratjobyehawtadhano5323
@melakegeratjobyehawtadhano5323 Жыл бұрын
well came baba roble nay bhaqi azya abi timharti yekenalna
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 Жыл бұрын
አንስ ናትካ ምክሪ ምደለኹ መምህር ሮበል።
@kokobestfanos-cg8wx
@kokobestfanos-cg8wx Жыл бұрын
መድሃኒየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👍
@SAMdave183
@SAMdave183 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ❤
@kiflemariambahabelom6559
@kiflemariambahabelom6559 Жыл бұрын
ባባ ሮቤል ሃናጺ ናይ ኩሉ መንእሰይ በጃኻ ኣይትፈለየና ምስግዜኻ ኣጻቢብካ ንደክም ኣለና ደቅካ!
@habenhagos2469
@habenhagos2469 Жыл бұрын
ከምዚኦም ሰባት ንግርህና ህዝብና ተጠቂሞም ንድኻም ናይ ሰባት ናብ ገንዘብ ዝቕይሩ ክጋለጹ ኣለዎም። እዚ ሰብ ድማ መጀመርታ ዶክተር ኣይኮነን ክኸውን ዝኾነ ናይ ስነ ልቦና ትምህርቲ የብሉን። ከምነፍሲ ወከፍና ከርተት ብምባል ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጠ ናይ ዘረባ ክእለት ዘለዎ እምበር ብትምህርቲ ዝኣከቦ ፍልጠት የብሉን። ደሓን ትምህርቲ ከኣ መምዘኒ ኣይኹን እስኪ፡ ንክንደይ ሰባት ብፍላይ ሰብ ሓዳር ኣነ ዶክተር ናይ ስነ ልቦና እየ እናበለ፡ ምእንቲ ረብሓ ናይ ገንዘብ ሓዳራት ፋሕ ዘብል ዘሎ እዩ። ንዓይን ንበዓል ቤተይን ንእሽተይ ዝነበረት ሽግርና ቓል ቓል ኣቢሉ ኣዕንይዋ ኔሩ። ስለ ለባማት ዝረኸብና በጃኩም ካባና ተማሃሩ ሽግርኩም ባዕልኹም ፍትሑ እዚ ሰብ እዚ ኣይጠቕመኩምን እዩ ዝበሉና እንሀለና ብሰላም ንነብር። ሕጂ ከኣ ከምዚ ከማና ከይትኾኑ ብምባል ኢና ኣብዚ ንነግረኩም ዘለና። አምበር መርትዖ ደኣ ስለምንታይ እዚ ሰብ እዚ ካብ ኤሮፓ ሃዲሙ ሕጂ ኣብ ኣፍሪቓ ይቕመት ኣሎ? ብዙሕ ዝገበሮ ገበን ኣሎ ኣብ ቐረባ እዋን ክወጽእ እዩ። ንበዓልቲ ቤቱ እንታይ በዲልዋ? ንመሳርሕቱ እንታይ ኣጠፋፊእዎም? ክንደይ ሞ ምዘርዘርኩልካ ኔረ ግን ነዚ ገርሂ ህዝብና ከይጎዲእ ሕጂ ከማን ብፍላይ ሰብ ሓዳር ከምዚ ናተይን ናይ ሰበይተይን ከይትጉዲኡ ብምባል ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ወደሓንካ ምኸሮ ምኸሮ እንተ ዘይሰምዐ ሽግር ይምከሮ ኮ ተባሂሉ ዩ።
@judithjudithna5254
@judithjudithna5254 Жыл бұрын
​@@habenhagos2469 ewae hakiki diki Sweden ykimet neru ymesleni kidmi hji kemey abilu da Africa merixu?? Sebeytu keman xaeda eya hakey?
@kokobmsgna2476
@kokobmsgna2476 Жыл бұрын
Amlka eademen teanan yhabka baba robil tekimi tmharti ayu❤
ወልፊ ብዙሕ ምሕሳብ የሳቕየካዶ ?
8:13
Robel Wisdom
Рет қаралды 110 М.
ትጭነቕ አለኻዶ ? | መፍትሒ | ባባ ሮቤል |
8:59
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 8 МЛН
ጥበብ ኣተሓሕዛ ሓደር  - መጋቢ ዑቕባስላሴ ሃይለ
43:32
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 160 М.
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
ያኣኪላ -- ንኣአምሮና
14:47
Robel Wisdom
Рет қаралды 74 М.
ነብሰ ተአማንነትክህልወካ  ትደልዶ ?
7:10
Robel Wisdom
Рет қаралды 153 М.
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН