ሰብ ኣይነዳኽም (ህጹጽ መልሲ ንመላሲ )

  Рет қаралды 75,084

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Жыл бұрын

Пікірлер: 878
@abw7298
@abw7298 Жыл бұрын
ዘማሪ በረከት ይበሃል እንተበለ ናይ ብሓቂ ዘማሪ እንድዪሞ ናቱ መዝሙር እንዳሰማዕና ማዓልታዊ መንፈስና ይሕደስ ፈላጣት ክበሃሉ ጌጋ ጥራሕ ናይሰብ ይኣርዩ
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 Жыл бұрын
Ane wun kema ele ab commentu xihifelu btami qnaat dyu wey nay wulqu xilie alewo eti seb n Eyesus krstos natom tray kgebrwo zdelyu mhret yewrdelom yewrdelna
@rishant9980
@rishant9980 Жыл бұрын
በረከት ትኩእ ሕጂም ዘማሪ እዩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ የንብዐኒ ከማን ጸጉኡ የብዝሐሉ ፈጣሪ አሜን(3)
@awethaile-vi9il
@awethaile-vi9il Жыл бұрын
ኣንታ ሓወይ ስለ ደስ ዝበለካ ሞ ካብቲ ኣካይዳ ናይ ቤተክርስቲያን ሸለል ክትብሎ ኣሎካ. ብሩኽ ሓወይ ቤተክርስቲያን ኬድካ ማት መዝሙር ኣሎ ካብ ማህሌት ጀሚርካ ስለዚ ኣስተውዕል
@dirartekleab8492
@dirartekleab8492 Жыл бұрын
@@awethaile-vi9il Beal nskum ekum seb kab emnetu ketesagugu tiwielu zelekum. Haqofti kunu. Wela eza video endareaka hasabika hasabka analysis kitgebr aykealkan
@brgehmena2968
@brgehmena2968 Жыл бұрын
@@awethaile-vi9il Entay Aynet Hangol eyu zeleka, Foooopo.
@user-zq9xi4pp3m
@user-zq9xi4pp3m Жыл бұрын
ብሓቂ ኣነ ካብ ዘማራይ በረከት ሓወይ ኩሉ መዘምራን ብዝሕ እየ ዝማሃረሉ ብተለይ ይግረም ኣለኩ ባኣካ ኩርስቶስ ፉሉይ እዩ ፍቅርካ ትብል 😍ፀጉኡ የብዘሐሉ
@fiyorijohannes7260
@fiyorijohannes7260 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna zhawey ember ezi wedi beynu yzareb keyhlu ember hade sat mulu zereba rekibna elom kof elom ksemawo aymeslenn bzaba zeytfelto mare kndzi emo ka ab akubto yehfr u mnalbat bwulqi xegem enteliwos krekbom u zgba
@user-gl9kv9bx1m
@user-gl9kv9bx1m Жыл бұрын
አቤት ቅንኢ ደቅ ሰባት ክንኸፍእ ዘማር በረከት ከምኡ ዝበሉ ዘማርያን ልቢ ሰብ ዝረትዑ የብዘሐልና አምላክ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
እውነት ንዘማሪ በረከት ኽነበራትዖ እምበር ኽንነቅፎ አይግበአናን ብዙሕ ፍረ አፍርዩ እዩ አቱም ጽብቑ ገዲፍኹም አቃቂር ኽትውጽኡ ትውዕሉ ሰባት ልቦና ይዓድልኹም
@mazafrezghi7329
@mazafrezghi7329 Жыл бұрын
ዘማራይ በረከተ ምሰ ፉሸ ቃለ ሂወት የሰማዓልና
@user-st7us4jf5g
@user-st7us4jf5g Жыл бұрын
ዘሕዝን እዩ ብሓቅ ልቦና ይዓድለና እምበር ታይ ንብል ዋ😢 ዘማሪ በረከት ሓዉና ውን ኣዝና እና ንፈትወካ መዝሙርኻ ሰምዐ መንፈሰይ ይሕደሰለይ ብሓቅ ስልጣነይ ውን ቃል ህይወት የስመዐልና ዝሓወይ💖👏
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 Жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህር በእውነት ልቦና ይሃበና ዝገርም እዩ ናትና ነገር ዘማሪ በረከት ዳኣ መዝሙሩ ደስ ክብለኒ ማዓት ክናባራትዖ እዩ ዝግበአና
@shewitgush8865
@shewitgush8865 Жыл бұрын
Bhaki qale hiwet yesmelna selten hawey ezi hawna nebulu orthodox tewahdo dyu emntu mehtat yedlyo alo?
@hrytikahsu6721
@hrytikahsu6721 Жыл бұрын
መጀመርያ ኢቲ ዝፈርድ ሓደ እግዚኣብሄር ኢዩ።ንሰካውን መን ምኻንካ ኣይንፈልጥን ኢና፡ትፈርድ ጥራይ ኢካ ዘልካ ።ከም ብኣል ከማካ ዝኣመሰሉ ኢኩም ካኣ ንቤትክርትያና ጸረኮይንኩማ ዘለኩም።ካብቲ ዝተዛረብካዮ ዋላሃንቲ ኦርቶዶክሳዊ ኣይኮነን ዘብል የብሉን ንዘማሪ በረኽት ትኩእ።
@mhretabsolomon7514
@mhretabsolomon7514 Жыл бұрын
"ክነቅፍ ዝደለየስ መዓር'ውን ዕረ ይጥዕሞ'ዩ።" ከም ዝበሃል እዚ ነቲ ቃል ኣምላኽን ፍርሃተ እግዚኣብሄር ኣህላኽን' ውን ብግቡእ ዘይተረድአ፡ "ምስ ፈረስ ዝጎዓዝ ኣድጊ'ሞ ንበቕሊ ብምንዕቕ ዝንዕቕ" ኢልና ንሕለፎ። ብዝዕባ እምነት ከኣ እቲ ኣማኒ(በዓል ቤት) ተሓቲቱ "ኣማኒ'የ" እንተ በለ ካልእ ተወሳኺ ግስን ሰዓብቱን ዋጋ ኣይወሃቦን'ዩ።
@user-hn9sn9wu3n
@user-hn9sn9wu3n Жыл бұрын
ስልጣነይ ወዲ ዓበይቲ ለባም ንኹሉ ብጥበብ ትምርምር መስተውዐሊ ከማኻ የብዝሓዮ😍 ክብር ሓውና በረኸት ፀጋኡ የብዝሐሉ ብሓፂሩ መሊሱዎ እዩ ንኢየሱስ ገና እዩ አይተዘመረሉን ኢሉ ሓቂ እዩ ዓለም ኩሉ ኢየሱስ ኢየሱስ ክብል አለዎ🌄 ♥ ካብ ናይ ድንግል ማርያም ስም ንላዕሊ ናይ እግዚአብሔር ስም ፀዊዑ እዩ ስለዚ እናደፋፋእኩም ካብዛ ፅንዕቲ ሃይማኖት ክተውፅዎም ክንደይ ትሕስዱ ሓሳዳት😔
@bisratbeyn3843
@bisratbeyn3843 Жыл бұрын
Bhaki bereket kberate eu zgbo
@haninani4125
@haninani4125 Жыл бұрын
Bhaki sm eyesus laeli kbexh alewo
@samiberhe7419
@samiberhe7419 Жыл бұрын
Hade seb qdmi zkone mzrguhu tmhrti ykun mezmur nbalu nnebsu ekul aflto khlwo kemu wn aemiku bzarba haymanut kfelt alewo
@samiberhe7419
@samiberhe7419 Жыл бұрын
Nabnet nska bzarba sgdan zgeberkayo zrreb mshade menafkan ane bza geza nbsey yexebk alku edabelka bzuh memenan ab trtr seltuka eti xegem bzarba sgdan asfehka aflto ayhazkan eti zrreb zgeberkay gega
@samiberhe7419
@samiberhe7419 Жыл бұрын
Kalay ezi nay bereket tblo zelka megleci hade ortdoksawi seb mlue sratn hgn haymanotu amliu kzmer alowo mknyatu nkndey seb aray ykwn kem zelo yredae
@user-dw3sm5gt9e
@user-dw3sm5gt9e Жыл бұрын
አብ ኢድና ዘሎ ሰብ እንድሕር ከምዚ ገይረና እንተ አዳህልናዮ ከመይ እሎም ደአ ካብካልእ ክመፂና ንኩሉ እግዚአብሔር አምላክ ይምርሐና
@efremgoitom7631
@efremgoitom7631 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና እቲ ንዓይ ገሪምኒ ዞሎ እቶ ድሰምዕዎ ዘለው
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Жыл бұрын
ዋላ ኣነ ይገርም ኣ መድረክ ወፂኡስ ስጋስብ ክበልዕ
@user-un7bb9sx6i
@user-un7bb9sx6i Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ሥልጣን ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባርክ🙏 ነዚ ሓውና ካኣ ምሕረት የውርደሉ😢 ግን ስለ ምንታይ ኢና ናይ ሰብ ሓጥያትን ጌጋን እናጸብጸብና ንውዕል ኦ መድሓኒ ዓለም ኣቦይ ናይ ገዛእ ርእስና ሓጥያት ዝምርምር ኣእምሮ ሃበና አሜን፫🤲 ምሳካ ንዘየለ ሰብ ብድሕሪኡ ብዛዕባ ድክመታቱን ጉድለታቱን ምዝራብ ማለት ሰይጣን ንመልሓስካ ከም በገና ተጠቂሙ ንክደርፈልካ ከም ዝሃብካዮ እዩ ዝቁጸር። _ቅዱስ ኣባ ኤፍሬም ሶርያዊ_ ነብሲ ወከፍ ሰብ ብዛዕባ ሓጥያቱ እንተ ዝዝክር ብዛዕባ ናይ ብጻዩ ሓጥያት ኣይምዘከረን ነይሩ። _ቅዱስ ኣባ ሙሴ ጸሊም_
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Жыл бұрын
ኣጆኹም የሕዋት ብተኽኣሉ ኣይትዳህለሉ 🙏 መጀመራ ጥበብ ፍርሃት እግዛብሄር እዩ ካብ እግዛብሄር ዘይ ፈራሕና ድኣ እሞ ካብ መን ክንፈርሕ ንስድራና ከንብድሎም ከማን ንፈርሕ እዚ ሕስድና እዩ መዛምር በረከት ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረኽ 🙏🙏🙏🙏
@uehheh7006
@uehheh7006 Жыл бұрын
ናይ መቀኛ ደከና ግዜ አነ መዝሙሪ ደስ እዮ ዝብልኒ ሓወና አምላክ ይሓግዘካ ስልጣን ሓወናለ ቃል ህይወት ያሰማልን አሜን
@user-sj8ym3hd8v
@user-sj8ym3hd8v Жыл бұрын
ብሓቂ ናይ ዝማሪ በረከት ክፈተዎም መዘሙሩ በተለይ ክርስትያን እዩ ሰመይ ተብል ብጣዕሚ እየ ዝፈተዋ ኩሎም መዛሙሩ ጸጋ የብዝሐልካ ክብር ሓወይ መምህረይ እዉን ቀጸለሉ 🥰🥰🥰
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤
@brhanebb1960
@brhanebb1960 Жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዓና ስሊጣን ሓወይ ፀጋኡ ያብዘሐልካ ♥️❤♥️ ✝️
@desalemehari6995
@desalemehari6995 Жыл бұрын
መዝሙራት ዘ በረከት ኣዚዮም ተስፋን እምነትን ፍቅሪን እግዚኣቢሄር ዘስንቁ ኢዮም ከምኣቶም መዝሙራት ክበዝሑልና ናይ ወትሩ ባህግና ኢዩ
@sabarussom7783
@sabarussom7783 Жыл бұрын
ክታባባዕ ዝግብኦ ኢዩ ዘማሪይ በረከት ትኩአ ሕጂይ ውን ኣጆካ በረከት ሃውና ብከምዚኦም ኣይትተከፍ ቀጽሎ
@user-sl9ki1ox9k
@user-sl9ki1ox9k Жыл бұрын
ቃል ህይወተ ያስምዕልና ሰልጣን ሓወይ👏🍃
@user-li4oz5lf5c
@user-li4oz5lf5c Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብጸሐና ክቡር መምህርና ስልጣን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ❤
@bitialbrhane8306
@bitialbrhane8306 2 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ዘድንቀካ በረከተይ ንስካ በረከት ተዋሕዶ ኢካ❤❤❤ ብመዝሙርካ ብዙሕ ኢና ንባረክ ኣምላክ ዘመነ ኣጎልጉሎትካ ይባርክ ክሳብ ዘልኣለም ዉን ልሳንካ ይቅባእ በሪተይ ብሩክ ❤❤❤ ብሩክ ሓወይ ክኣ ዘስተውዕል እዝነ ልቦና ይሃብካ "ቅንኡ ለእንተ ትኣቢ ጸጋ" እግዚኣብሄር ከም ናይ በረከት ጸጋን ጥበብን ክህበና ንጸሊ
@filimonyeabio7565
@filimonyeabio7565 Жыл бұрын
Amen Kalehiwet yesmealna Agedasi aresti Egziabher amlak mhretu Yewrdelna eber nay xley Gosgas eyu koynu zsmani Kulu amani kneqhalu zelewo eyu
@user-rd3qe7yh6t
@user-rd3qe7yh6t Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ ይብዚሓልካ
@user-xf3fs2ez2c
@user-xf3fs2ez2c Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህራን ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ብሓቂ ምስትውዓል ልቢ ይዓድለና እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ከምዘ ዝብሎ መምህርን
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና , እግዚአብሔር ኣምላክ መሰተውዕሊ ዓይኒ ልቦና ይዓድለና እንበር በረከት ሓወናለ. ብጥዓሚ ዝፈትው መዝመሩ ኣጆካ ኢልና ነባራታትዖዮ👏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን መኣረይ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ❤❤👏👏
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ🌸😍 እግዚአብሔር አምላክ ይማሓረና ንሰብ ካብ ምፍራድ ልቦና ይሃብካ ናይ ባዕልና ዘይንርእ 😭
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ፈጣሪ
@user-og9oz7nc4w
@user-og9oz7nc4w Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ
@ghrmaylemlem8863
@ghrmaylemlem8863 Жыл бұрын
ኣንታ እንታይ ኢና ክንሰዕ ቅንይ ኢልና፡ኣብ ቤት እግዜኣብሄር ሰብ ኣኪብካስ ትሓሚ እዚ እካ ሕሚታ እዩ ፡ቃል እግዚኣብሔር ምስባኽ ኣይ ምሓሾን ሓደ ሰብ በጃኻ ሰቅ በል ዝብሎ ሲኤኖ ብጣዓሚ ሓዚነልካ ብሩኽ ሓወይ
@user-tf8dn2iw8o
@user-tf8dn2iw8o Жыл бұрын
ብሓቂ ስልጣኑየ ፀጉኡ የብዝሓልካ ቃል ህይወት የስምዓልና
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ፍቁር መምህርና እንካዕ ደሓን መፃእካ ቃለ ህይወት የስመዓልና ብር ክትብል ተሓጎስ ❤🌺🌺
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ በረኸቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓወይ ስልጣን
@samera7043
@samera7043 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወና እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዘሐልካ ኣሜን
@goopmuholli4371
@goopmuholli4371 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ኩብር መምህረይ 👏👏👏
@fanielachyo7333
@fanielachyo7333 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna egzabiher
@mhdmhd-gn2gh
@mhdmhd-gn2gh Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ልብና ይሃብና ፈጣር🙏🙏🙏
@dmdesnet421
@dmdesnet421 Жыл бұрын
I like your point of view! As well your positivity
@user-ki9lg2zn4t
@user-ki9lg2zn4t Жыл бұрын
ሓዉና ስልጣን እግዚኣብሔር ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኣነ ግና እዚ ሰባኻይዶ ነቃፊ'ዶ ክንብሎ ሃያሳይ ማራ እንድዩ ገሪምኒ ዕላምኡ እንታዩ ክገርመካ ንቅድስት ቤተክርስትያን ሃዊኾማ ዘለዉ እኮ ከም በዓል እዚ እዮም ኣብ ተሓላቕነት ስርዓትን ሕግን ተሓቢኦም ነምእመን ኣደንዚዞሞ ዘለዉ ብዙሕ ምተባህለ ግና ብጽሑፍ ብኮመንት ዘርዚርካ ኣይውዳእን'ዩ እቲ ንሱ ኣብ ኣውደ ስብክት ወጺኡ ዝልፍልፎ ዘሎ እኮ እዩ ዘይመንፈሳዊን ዘይኦርቶድክሳዉን እንተ ክኢልካ ብላይን ረኺብካ ገስጾ ማዓዶ እንተ ንዘማሪ በረኸት ሓዉና ዘመን ኣገልግሎቱ ይባርኽ ንቅድስት ቤተክርስያናድማ ሰላምን ሓድነትን የሃበና።
@Teklom94
@Teklom94 Жыл бұрын
Ymhr dyu zelo welas yhami.thanks Sltan bro… for your response.
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m Жыл бұрын
ብጣዕሚ ወሪድና ብሐቂ ዋይ አምላክ ሆይ ይቅር በለና
@selamkuflom9742
@selamkuflom9742 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ በዓል እዚኦም ሰብ ዘጥፉኡ ዘለዉ ኣምላኽ ብምረቱ ይጠምት 😢😢 እዋይ ህዝብንና ስቅ ኢሉ ይሰምዕ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና ንዘማሪ በረከቶ ከኣ ኣጆካ መበርቲዒኩም ኢዩ ንኩላትኩም❤❤❤❤
@Medhaniealem12
@Medhaniealem12 Жыл бұрын
ዘሕዝንዩ ገሌና ምስ ሰባት ንበኣስ ዘለና እናመሰለና ምስ ቅዱስ ቃሉን ምስ እግዚኣብሄር ኢና ንበኣስ ኩሉ ሰብ እቲ ዝብሎ ምልስ ኢሉ ክሰምዖ ተዝፈቅድ ክንደይ ሰናይ ኔሩ ቅዱስ ኣቦና ሙሴ ጸሊም ካብቶ ዝፈትዎም ቃላቱ ሓንቲ ኩሉ ሰብ በደሉ ክጽብጽብ እንተዝጅምር ናቱ ሓጥያት ጸብጺቡ ክሳብ ዝውድእ ጸሓይ ምዓረቡቶሞ ናይ ሰባት ኣበር ክርኢ ግዜ ኣይምረኸብን ትብል ቃልያ♥️😥🙏
@user-rh6np8li7p
@user-rh6np8li7p Жыл бұрын
በሓቂ
@muzeyguesh2585
@muzeyguesh2585 Жыл бұрын
Nay bhaki.
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey Жыл бұрын
ሓቒ !!!! በረከት ቑዱስ ኣቦና ሙሴ ጸሊም ምሳኪ ይኩን
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 Жыл бұрын
Nay bhaki haftey natey 🩵
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Жыл бұрын
ብሓቂ ዙዘማራይ ሓዉና ናቅረቦም ዝነበረ ሓሳባት ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ ሰብ ግን ኣበር ኣይስእንን እዩ ዋይ ልቦና ይሃበና
@dgyfhj3487
@dgyfhj3487 Жыл бұрын
እንካን በሰላም መጣህ ክቡር መምህራችን ቃል ህይወት ያሰማልን ፀጋዉ ያብዛልህ ፊትህን ሁሌ እንደ ፀሐይ ነዉ የምበራ ፈጣሪ ጨምሮ መንፈስ ቅዱሱን ያሳድርልህ❤️‍🔥❤️‍🩹
@diborates1416
@diborates1416 Жыл бұрын
Amlak tsegau yebzhalkum nana ka zsema zestweal ayne lbona yhabena Amen Amen Amen
@maden1044
@maden1044 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስማልና መምህረይ ስልታን
@user-hk8zj4ee9t
@user-hk8zj4ee9t Жыл бұрын
መምህር ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልኻ አግዚኣብሔር ንዝኦም ሕደጎም ሓሳዳት ፀረ ቤት ክረስትያን አዮም ዘማሪይ በረከት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘማረይ አዩ ቃል መሕተት ደስ ዝብል አዩ ነይሩ
@kbrasemereab1021
@kbrasemereab1021 Жыл бұрын
qal hiwet yesmana kubur hawna memhrnan egzabher amlak xeguaun tbebun yebzhalka fetari 🙏🙏🙏 Ajoka hawna zemari bereket tukue egzabhir xegau tbebun yebzhalka fetari edmen tenan thanks🙏🙏🙏👏👏👏
@filimonyowhannes3935
@filimonyowhannes3935 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር ስልጣን ሓውና ንዘማሪ ንበረኸት ከኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓሉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@mikigidu5049
@mikigidu5049 Жыл бұрын
መጽሓፈ ምሳሌ 1:7 መጀመርታ ጥበብ ፍርሓት እግዚኣብሔይር ኢዩ ዝብል ሓወይ ንእግዚኣብሔር እንተ ዘይፈራሕካ ደኣ ንመን ክትፈርሕ ብዝኾነ ዓገብ ንብለካ በርትዓልና መም ሱልጣን ድማ ጎበዝ
@abayneshleuk1510
@abayneshleuk1510 Жыл бұрын
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ልባም ሰብ ሕጂውን በረኸት ሓውና ዘማራይ እዩ ብጣዕሚ ህይወትካ ንኽትቅይር ናብ እግዚአብሔር ዘቕርቡ ጥዑማት መዛሙር እዩ ዘለዎ ጸግኡ የብዝሐሉ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ_
@user-vw4jt3de5w
@user-vw4jt3de5w Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ🌹🌷🌹🌷🌹🌷🌹🌹🌹🌹💐💐💐
@yohanamaharena4584
@yohanamaharena4584 Жыл бұрын
ኩቡር መምህርና ቃል ሂወት የሰምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልከአ
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 Жыл бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ኣነስ ብጣዕሚ ጹቡቅ ረኺበዮ .
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሕን መፃካ ስልጣነይ ማዓረይ ❤ እውይ እዞም ስብኣይ ማሓረኒ በስመ ኣብ ኢሎም ጀሚሮምስ ፅልኢ ይስብክለው ብኡነት ዘማሪ በረከት ሓውና ፈፃሚ ይግበርካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤
@ዓንሰባ
@ዓንሰባ Жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ስልጣን፡ ስነ ጥባባዊ ፍስሃ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ጽቡቅ ኣፍልጦ ርዲትን ኣለዎ፡ኣብቲ ዝዓበየሉ ዓዲ ወይ ቦታ ትምህርቲ ሰንበት ካብቶም ጀንመርትን ጽቡቅን ጎስጋስ ዝገበሩ ዪ፡ ኣብቲ ስድራ ውን ማለት ስድራ ቤት ፍሽ ኣዝዩ ፍርሃት እግዚኣብሄርን ዘለዎም ስድራ ዮም ❤❤ነቶም ብዛዕባ ፍሽ ኣፍልጦ ዘይ ብልኩም ገለ ክብል ስለ ዝደለኹ የ❤❤ኣምላኽ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ስልጣን ሓወይ በርትዕ
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ብሓቂ እንኳዕ ሰላም መፃእካ እግዝኣብሔር ይመስገን እውናት ብሓቂ በረከት ብጣዕሚ እና ንፈትዎ ጸግኡ የብዘሐሉ ስልጣን ሓውና
@natanteweldebrhan4477
@natanteweldebrhan4477 Жыл бұрын
Welcome memhery xegu yebzhalka fetari ❤️🥰🙏
@negyesu1255
@negyesu1255 Жыл бұрын
መምህረይ ስልጣን ሓወይ ቃል ህይወት ያስመአልና ኣሜንንንን👏👏✅️✅️✅️
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላኽ መስተዉዓሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና የሕዋተይ ካብዞም ተኻሉ ሰባት ዘስሕቱ ኣምላኽ ይሓልወና ኦርተደክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ፀኒዓ ትንበር 🙏❤️
@jamioj7497
@jamioj7497 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና ብሓቅ እግዚአብሔር ይደግፉኹም
@ry8319
@ry8319 Жыл бұрын
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባም ናይ ስደት መምህርና አይይ ይገርም እዩ ቀኑኡ እዩ እበር ካልእ አይኮነን ብሓቂ✝️✝️✝️_
@user-ig9iu2op2i
@user-ig9iu2op2i Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዊና
@user-je5rg5ym7s
@user-je5rg5ym7s Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር መምህርና ስልጣኑ👏
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፃኣካ ክብር መምህርና ❤❤❤
@jftwrwsw5001
@jftwrwsw5001 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና ይገርም ዩ ጌጋታት ንምእራይ ስ እግረ እግሩ ምክትታል እሞካኣስ እቲ ጌጋ ዝብሎ ዘሎ ብናቱ ርድኢት ብቻ እግዚአብሔር ለስተውዕል ልቦና ይሃበና ቅኑዕ ኣመለካክታ ንክህልወና እምበር ታይ ንፀውየሎ ዋ
@15199
@15199 Жыл бұрын
ቃለ ህወት የሲመዐልና ክብሪ መምህሪና ፀጋኡ የብዘሐልኻ 👏👏👏💞💞💞
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር መምህረይ ማዓረይ 🥰 ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣነስ ናይ በረከት ሓውና መዝሙር ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ፀጉኡ የብዘሐሉ ልቦና ድኣ ይዓድለና እምበር እንድዒ ፈረድቲ በዚሕና🥺
@user-nn9ts9zc6p
@user-nn9ts9zc6p Жыл бұрын
አሜን
@user-kj5jo7ei1s
@user-kj5jo7ei1s Жыл бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልኻ ለባም መምህርና👏♥️♥️
@natsnethabtemicael4583
@natsnethabtemicael4583 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓቅሊ ኣለካ ስልጣን ሓወይ ምንም ፍልጠት ዘይብሉ ንምክፋእ ንዘማሪ በረከት ሓውና ጥራይ ዩ ዓጢቁ፡ብሰንኪ ዓሻ ጋሳ ኩላትና ኣባጊዕ ካብ ቤትና ከምንርሕቅ ዝገብሩ ከምዚ ሓውና በዚሖም
@robelbereketeab1993
@robelbereketeab1993 Жыл бұрын
ድቆን ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቅ ጥበብን ምስትውዓልን ዝተሓወሶ ኣምራምራ እምብረ ኣቤትክርስትያና ደኣ ብኽምዚዕም ለመጭ መልሓሶም ስበባ ኮኖማ ዘለዉ
@yrgtexf2101
@yrgtexf2101 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ
@kiflayteklebrhan2714
@kiflayteklebrhan2714 Жыл бұрын
ብሓቂ ይገርም እዩ ሱልጣን ሓወይ ከምዙይ እናገበሩ እዮም እኮ ዝበዝሑ አሕዋትና ካብ ቤተ ክርስቲያን ዘውጽእዎም እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና መምህር ሱልጣን አጆኩም በርትዑ ።
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ይገርም ንባዕሉ ባ መን ኮይኑ እዩ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ የሃበና እምበር
@merhawitesfamariam7944
@merhawitesfamariam7944 Жыл бұрын
ብሓቂ ናይ በረከት ትኩእ መዛሙር ኣብ መዓልታዊ ሂወትና መንፈስና ክንሕድስ ረዲኡና እዩ እሞ እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሓሉ። ናይ ቅድስት ድንግል ወላዲት ኣምላክ ኣማላችነት ኣይፈለዮ።
@user-ki7im8ms2y
@user-ki7im8ms2y Жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህወት ይስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
@ghennetsium3915
@ghennetsium3915 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን 🙏🙏 እግዚአቢሄር ይቅረ በለልና በረከት ሐውና ግን ጸጉኡ የብዛሐልካ ።
@tretre-br2fv
@tretre-br2fv Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ወዲ ክቡራት መምህረይ ዘማሪ በረከት ሓወይ እውን እናዘመርካ እና ወደስካ የንብርካ ኣጆኩም ፈተና ዘይብሉ መንፈሳዊ ህይወት የለን 🕊💞😘💞//ክነቅፈካ ያ ዝደለየስ እቲ ማዓር ዒረ እዩ ዝጥዕሞ ይገርም እዩ ግን ኣይገርምን 😥🤔
@simretberhane501
@simretberhane501 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 Zemari Bereket kitebabae zgbo ember ay xrefen eyu. Egzibiher amlak zey teferhe dea men kifrah
@fewakonjo3453
@fewakonjo3453 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@stahayyebeyo3451
@stahayyebeyo3451 Жыл бұрын
Bereket Brother God bless you
@adrianaarin652
@adrianaarin652 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ተባረኽ ሱልጣን ሓወይ
@filiokubay
@filiokubay Жыл бұрын
Amlak balu yeqra yeblelu ezi wedi xelat alwo meslni mes zemare Bereket
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምለክ ዓይኒ ልብና ይሃብና ፀጉኡ የብዘሐልኩም መምህር ሰልጣን
@lina.fajji.75
@lina.fajji.75 Жыл бұрын
ኣየይይ ናይ ሕስድና ዝኾነ ግዜ ኦ ኣምላኽ ብምሕረትካ ጠምትካ ዓይኒ ልቦናና ክፈተልና 🤲 እንኮዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህርና ፀግኡን ጥበቡን ይወስኽኻ እግዚአብሄር ኣምላኽ ከማኻ ዝበሉ የብዘሐልና ፈጣሪ መምህረይይ 🤲❤️
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ስልጣን ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
@user-tj5qq5hr3w
@user-tj5qq5hr3w Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ በረከት ትኩእ ሕጂ ወን ዘመሪ እዩ ብጣዕሚ ኑፉዕ ናይዞ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ሰባት ግን ብጣዕሚ የሕዙኑ ምሕረት የውርደሎም
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l Жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፃኻ መምህር ስልጣነይ ናትና ነገር አብ ዓይንና ዞሎ ጉንዲ ከይ አውፃእና ናብ ብፃይና ዘሎ መንገፍ ክነውፅእ ንፅዕር ዘስተውዕል ሉቦና ይዓድለና ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን
@selihomawet8785
@selihomawet8785 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ንዘማሪ በረከት ሓዉና ከኣ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ
@ftaw6221
@ftaw6221 Жыл бұрын
ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏ብምቕጻል ድማ ዝልነቕፍ ዘሎ ኦርተደክስ ዶ ይኾን ማለት ናይ ሰብ ጌጋ ምምሃር ፍቕሪ ቤተክርስትያን ኣግደርድርዎ ተዝኾን ብውሽጥ ምጠየቆ ሓውና በረከት ድማ ቀትጽለሉ 🙏
@jagalskarerjagalskarer7590
@jagalskarerjagalskarer7590 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmeana memhrey 🙏🙏🙏🙏
@vjaf322
@vjaf322 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመልና ክብር መምርና ፀጉኡ የብዘሐልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
@fkriumengedey4242
@fkriumengedey4242 Жыл бұрын
Bereket hawna egziabiher amlak ybarka
@user-ge6pt2fr3e
@user-ge6pt2fr3e Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዋይ ኣነስ ክፈትዎኳ ማዓት ንበረከት ትኩእ እዚኣስ ናይ ቅንእ እያ ዋይ ፅቡቅ ነይሩ ግን ላበለ ዝናገር ሰብ ብጣዓሚ መሕመም እዩ ብዝኮነ ልቦና ይሃበና
@seluberhane9701
@seluberhane9701 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna memhrey xegueu yebzhalka fetari
@tablezberhane9971
@tablezberhane9971 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hwet yesmalena kobur hawina S sala frhat ezgabher zelena artedgus haymant nemesgin 🙏🙏🙏
ሕቶኹም ቀጥታ ሓቲተልኩም ኣለኹ።  ( ሰሚዕኹም ሼር በልዎ።
25:25
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 59 М.
ሥልጣን ከይበለ ዘይወግሓሉ ሰብ! በሉ ስምዕዎ!
28:29
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 6 М.
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 9 МЛН
Получилось у Миланы?😂
00:13
ХАБИБ
Рет қаралды 4,4 МЛН
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 10 МЛН
"ከይቀደመትኪ ሓባል በልያ" 'ዩ ነገሩ
23:22
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 9 М.
ከይትሓልፈኩም! ተጠንቀቑ ,ተጠንቀቑ!
18:56
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 22 М.
ስግደት ንመን ይግባእ፧ ዘተ
2:59:30
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 146 М.
ገጽ ንገጽ  ( ቀጥታ Live )  ምስ ተክለማርያም ተኸታሊ ፕሮቴስታንት
2:09:01
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 133 М.
Вся страна в очередях, а ты без очереди...
0:52
МиRRные Чувства
Рет қаралды 6 МЛН
С топором нельзя #ссср #история
1:00
MOTIVATION
Рет қаралды 2,7 МЛН
БУТЫЛКИ (смешное видео, приколы, юмор, поржать)
0:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 3,2 МЛН
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 19 МЛН