Рет қаралды 9,090
⭐ ዓወት ኣብ ዝኾነ ክፋል ህይወትና ብዝተፈላለዩ ረቛሒታት'ዩ ዝጽሎ። ነዞም ረቛሒታት እዚኣቶም ብግቡእ ምፍላጥን ኣብ ጉዕዞ ናብራ ድማ ብተደጋጋሚ ምዝውታርን ምቕያስን ወሳኒ'ዩ።
⏱️ ምኽንያቱ ሃንደበት ዝመጽእ፣ ምናልባት ውን እንተመጸ ነዊሕ ክጸንሕ ስለ ዘይክእል። ኣብዚ ቪደዮ'ዚ ኣብ ህይወት ንዓወትና ዝጸልዉ ኣዝዮም ኣገደስቲ ነጥብታት ሒዘ መጺኣ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታትል።
One's success is underpinned by so many interlocking factors. Identifying these success factors and applying them consistently is key to sustainable #success. In this video I come up with factors affecting your success.#startup
#success #business ##management #Eritrea #eritreamusic #eritreabmovie #eritreafilm
#tigrignamusic #Asmara