KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ዕርቂ ህወሓት፣ዝተውሃበ መልሲን | ካልኦት እዋናዊ ዜናታት [ሕዚ] /ፍሉይ ፃንሒት ዳህሳስ ሓበሬታ
37:07
Ethiopia - ጌታቸው ሥልጣናቸውን ለጄኔራሉ አስረከቡ፣ ኢሳያስ የጄኔራሉን ጉድ ዘረገፉት፣ ‹‹ጦርነት ታቅዶ ነበረ›› ሶማሌላንድ፣ ሶማሊያ የኢትዮጵያን ወኪል
16:03
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
CAN YOU DO THIS ?
00:23
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
ሰበር ማይፀብሪ፣ኣላማጣ ሓድሽ ዜና ሎማዓንቲ/ምዕራብ ትግራይን መሬት ትግራይን ዝተመልከተ ሓድሽ ዜና/ tigray news
Рет қаралды 11,097
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 65 М.
Natna Forum ናትና ፎረም
Күн бұрын
Пікірлер: 42
@Ashenafi-bz9pj
2 ай бұрын
ፅቡቅ ገበሩ ዝቆፃፀሮም እተስኢኖም ዳኣ ብጣዕሚ የሕዝን ኣየህዝብ ትግራይ ከመይዝመበለ ማዓት ወርዲካ
@Ashenafi-bz9pj
2 ай бұрын
ኣነስ ግርም ዝብለኒ ኣብመሬትና ኣብ ትግራይ ኽልተሻዕ ሞት ዋይዞም መስሐቅቲ መራሕቲ ትግራይ ደደባት
@halay4067
2 ай бұрын
ገታቸው ንትግራይ ብ ክልተ ዋንጫ ንክሸጣ ድሕር ኣይብልን ዩ!!!
@mizaanberhane4002
2 ай бұрын
GSTS ሓሶውቲ ብደም ህዝቢ ትግራይ ዝሸቓቕጡ ተበለጽቲ Team tsadkan ቀንደኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኢዮም
@yordanoskidane7897
2 ай бұрын
Getashwu tigray leyatefe new yemetahu
@ejigayehumisgina5471
2 ай бұрын
ሃገር ኣደብ ግበር ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፀጥታ ትግራይ ኣብ ምርግጋፅን ዕውት ኣኼባታትን ኣሸንዳ ክተድንቕ ይግባእ እምበር ክትነቕፍ ኣይግባእን እዚ ናይፌዴራል ጉዳይ ቐጥታ ንግዚያዊ ምምሕዳርዝምልከት ጉዳይ ብንፁር ክተቕምጦ ይግባዕ ። ካልእ ኣብ ህወሓት ዘሎ ጎንፂ ፖለቲካዊ እዩ ሃገር ናይ ምጥላምን ረብሓ ሃገር ይከበር ዝብልን መርገፂ እዩ እቲ ኣፈላላይ ናይ ስልጣን እንዳበልካ ኣይተናዕሶ
@AhmedMehamednor
2 ай бұрын
ጌታቸውም ኾነ ኣመሪካ ንትግራይ ፅቡቕ ሓሲቦም ኣይፈልጡን ሓደ ዓብይ ኣጀንዳ ግን ኣለዎም እዩ እቲ ኣጀንዳ ንህወሓት ምፍራስ እዩ ንኡኡ ውን እዩ እቲ ኣምባሳደር ናብ ትግራይ ዝመላለስ ዘሎ ህወሓት እንተፈሪሱ ድማ ህዝቢ ትግራይ ሞራሉ ክወድቕ እዩ ክበታተን እዩ ኢሎም እዮም ብፕላን ዝሰርሑ ዘለው ሓደ ናታቶም መሳረሒ ዝኾነ ኹርኹር ዝኾነ ሓደ ማሕበር ድማ ጠፍጢፎም ፈጢሮምልና ኣለው እዚ ንኣኣቶም ብዝምጥን ዝፈጠርዎ ባንቡላ ማሕበር GSTS ዝተባሃለ ማሕበር እዩ እዚ ማሕበር ንትግራይ ንምፍራስ እቲ ጠቓሚ መሳልል ክኸውነና ኢሎም ዝፈጠርዎ እዩ
@ZabibaHassan-h2u
2 ай бұрын
ስለም ሀገረ ተክለብራሀኝ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WEDE-d3j
2 ай бұрын
ኣብየት ክፈትወካኮ ኩቡረይ❤
@zefengorhawaria8526
2 ай бұрын
❤❤
@MebeeWelday
2 ай бұрын
ሠላም❤❤❤❤💛💛💛💛
@EnanuEnanu21
2 ай бұрын
May a forom selam
@GeberMekonon
2 ай бұрын
ትግራይ ኣብዚኦም ትውደቅ እቲ ግዚያዊ መንግስቲ ስርሑ ታይ ከምዝኾነ ጨነቀና ወይ ስልጣን ኣይለቀቀ ወይ ስርሑ ኣይሰርሐ ብጣዕሚ ዘሕዝን ስራሕ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ዝተምሃሩ እዮም ገሊኦም ጀነራላት እዮም ዝርሕዎ ግና ካብ ናይቆልዓ ስራሕ ኣይሐይሽን ትግራይ በትይን በቲይን እናተቆርመመት ኣብተን ትግራይ ተማሓድረን ክዘርጉ ይረኣዩ ዓገብ ይበሎም ህዝቢ
@nigusehaftu201
2 ай бұрын
የሕዝን እዩ ትግራይ በኽልተ ጉጅለ ህወሓት ትግራይ ናብ ሓደጋ አትያ ትሰምዕ ብጣዓሚ ተሓፍር ህዝቢ ትግራይ ከምዚ ዝበለ ውርደት አጋጥምዎ አይፈለጥን ትግራይ ዘላትሉ ኩነታት ልዕል ዓቅሚ ጉጅለታት ህወሓት እዩ እዚ ፈሪሱ ካብ ዝተፈላለየ ማሕብረ ሰብ ካብ ፖለትካ ዉድባት ትግራይ ዝተወፃፀአ መንግስት በአሸኳይ ክምስረት ለዓላዊ መሬት ትግራይ ብዘይወዓል ሕደር ክምለስ አለዎ አብዚ ሐዚ ሰዓት ጌታቸው ደብረፅዮን ሰዓብቱን ብሕጊ ክሕተቱ ይግባእ ።
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
2 ай бұрын
እን ብዓል ደብረ ፅንተት ክጎሓፉ አለወም😢😢😢😢
@bibatigray4002
2 ай бұрын
Use-ijnisikan Getachewn kitefu alekum aidug
@ZenebeNegash-yr2ns
2 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ሕውሓት ኣንፃር ግዝያዊ ምምሕዳር ድያ ትቃለስ ዘላስ ወይስ ግዝኣት ትግራይ ንኸይምለስ እያ ቅጣ ጠፊእናሎ ምኽንያቱም ተመዛበልቲ ምምላሶም ናዓና ዘግድሰና ኣይኮነን ከምዝበሉ እውን ኩሉ ተመዛባላይ ኣቅጢዑ ይርከብ
@Haregte
2 ай бұрын
😢😢ማኣዝ ኮን ይኾን ሰላምና ዝምለስ ኩሉ ጊዜ ተሰማዕካስ ጓሂ😢
@fisshadesta
2 ай бұрын
እተቕርቦ ፀብፃብ ብጣዕሚ ግልፂ እዩ። በተለይ ኣፈላላይ መሪሕነት ህወሓት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብደንቢ እዮም ዝጥቀምሉ ዘለው እትብል ቃል ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ተቐቢሉ ንመሪሕነት ህወሓት ተፅዕኖ ክፈጥር ኣለዎ። ሚድያታት ንመሪሕነት ህወሓት ፀገም ህዝቢ ንምፍታሕ ከቐድሙ ከምዘለዎም ተፅዕኖ ክትፈጥሩ ኣለኩም። ናትና ፎሮም እትገብሮ ተኸተሉ መፍትሔ ንኽርከብ።
@bibatigray4002
2 ай бұрын
Hager slemintai ika president tibil giziawi iu Getachew it's Getachew amiharigna kimiharu.zefkid zelo himaq merahi sile zikona
@Tsehaye-tp9mn
2 ай бұрын
እንባይ መን ክወርሳ ከይኮነስ ጌታቸው ንትግራይን ሕዝባን አሕሊፋ ዝሸጠ ምኳኑ ንፈልጥ ኢና ።
@bg9694
2 ай бұрын
ጌቾ ቮድካ ኽሰት ካልእ ስርሁ ረሲኡ
@HagosTaye-r5d
2 ай бұрын
ክይዋዱኡና ንወንበር ከብሉ ከብል ዶ/ር ሀይሌ ዝተናገሮ ትክክል እዮ ናይ ሸግግር መንግሰቲ የድልየና እዮ እቱ ሰልጣን ናይ ህዝቢ እዮ ዝተፈናቀሉ ምሰተመለሱ ምርጫ ቶሎ ይገበረልና ብዝብል ብሰፋሁ አቅርበልና
@halay4067
2 ай бұрын
እንታይ ደኣ ዘመናውያን ዎዶገባታት ረኺቡ እንኸሎ ካብኡ ንላዕሊእንተ ገበሩ ኣይንከሶምን!!!!!
@Tsehaye-tp9mn
2 ай бұрын
GSS ለያቡ በለፀኛታት ምሑራን ከይኮኑ ንትግራይ ሕዝቢ ዝብትኑን ዘይጠቅሙን ኢዮም ንሳቶም ኢዮም ናይ ሕዝቢ ትግራይ መከራ ዘናውሑ ዘለው ምንም ጥቅሚ የብሎምን ።
@BahlbiAreke
2 ай бұрын
ሕፅር ዝበሉ ግበርልና ሓበሬታካ ፅቡቅ እዩ
@Haregte
2 ай бұрын
@@BahlbiAreke ካቡይ ዝሓፅር? ማለት ከመይ ከረደአና ድኣ እቲ ሓሳብ?
@tesfayhailu700
2 ай бұрын
Gsts ተጠይቂ እዩ ዝገብሮ ዘሎ ሸርሒ ንከታተሎ አለና ንምኻኑ እዙ ድርጅት ንድያሰፖራ ምዘይዉክ ማንም ሰብ ክፈልጥ ይግባእ 😂😂😂
@tesfayhailu700
2 ай бұрын
ግታቸዉ ረዳ ሓሳዊ እዩ .ክእመን አይካአልን.❤❤
@sisaysolomon1293
2 ай бұрын
Entay limiat yelen Debre tsion zebelo enber getachew hasawi leba temeyet u
@AhmedMehamednor
2 ай бұрын
ግምት ናብ ቐተልቱ ንዘሰነዮ ህዝቢ ከም ድልየቶም ይግብርዎ ኣለው እቶም ወረርቲ ጌታቸው ድማ መሬት ተቖፃፀሮ ኣይግድሸንን ይብላሎ እሞኸ ህዝብና ተኸዲዑ እዩ ቐተልቱ መፈናቐልቱ ድማ ተቐቢሎም ይጫወትሉ ኣለው
@MesfinAreaya-ib2bu
2 ай бұрын
እዚ ኹሉ ታሓታቲ ጌታቸው እዩ ምኽንያቱም ካብ ውድቡ ገዲፊዋ ናይ ብልፀግና ሓሽከር ኾይኑ እዩ እበር ብታ እዋን ግዜ ኢዚኣ ካምዛ መዃን አይነበሮን ቅዲሚ ንህዝቢ ምስራሕ ነይረዎም
@WeldeslasieHlwi
2 ай бұрын
ንትግራይ ዘየመሓደሩ ምስ አሚሪካ ልዝብ ታይ ዋጋ አለዎ እህህህህህህህ ኢልካዶ ወድኻ ይሞተካ በለት አዶ
@mizaanberhane4002
2 ай бұрын
ቦሻዓ ጌታቸው ረዳ ድሕሪ ሕጂ መን ከአምኖ ቁመና ብላሸ. 👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@yordanoskidane7897
2 ай бұрын
Be hezebe yetetela belesgna no tigray
@Haylemaryam-br4yp
2 ай бұрын
፦ እቲ ጌታቸው ረዳ ንህዝብና ከታልል እዚ ሰነድ አይፈልጦን ዝበሎ እዩ አምሓሩ ዝሰርሕሉ ዘለው። ጌታቸው ረዳ እናዐሸወና ከምዝመፀ ይፍለጥ እዩ። ደደቢት ምድያ ደኩተር ሃይለ ክገልፆ ፀኒሑ እዩ። ፦ እቶም ሐዚይ አብስልጣን ዘለው ከምዝሕነቁላ ክፈልጡ አለዎም። ስውኣት ኣሓትና ክንቱ አይተርፉን።
@TilahunMulat
2 ай бұрын
እቲ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ሰነድ ኣላማጣ ከም ዝስረሐሉ ዘሎ ትፈልጥ ዲኻ ? ትወላዲ ኣላማጣ እየ እስኻ ትብለኻዮ ነገር ህንድምንታይ ሓቂ ሃምልኾነ ርግፀኛ ዲኻ ? ኣላማጣ ኣለኹ ነገር ግን ኣብዚ ምንም ሓድሽ ነገር የለይ ወይስ ጉጅለ ስብሓት ነጋ ኢኻ
@TilahunMulat
2 ай бұрын
ብጣዕሚ ልገርመኒ ሃይለ መን እዩ ? ተኸፋሊ ተኾይኑ ብግልፂ ይናገር ተዘይኾይኑ ግን ኣበይ ሃምለለኻ ኣይፈልጥይ እቲ ትብሎ ለለኻ ሰነድ ግን ኣላማጣ የለይ ብግዲ ኣምሓሩን ኹኑ ድዩ ?
@MekonenDaniel
2 ай бұрын
ጌታቸዉ ሓሰዊ እየ አይተሐመና
@ابراهيم-د7خ5ي
2 ай бұрын
ዕንክልል
@herangetachew-dh5ip
2 ай бұрын
ነቐደም ንስኻትኩም ዓርዩ ሓሰውቲ
37:07
ዕርቂ ህወሓት፣ዝተውሃበ መልሲን | ካልኦት እዋናዊ ዜናታት [ሕዚ] /ፍሉይ ፃንሒት ዳህሳስ ሓበሬታ
Natna Forum ናትና ፎረም
Рет қаралды 2,3 М.
16:03
Ethiopia - ጌታቸው ሥልጣናቸውን ለጄኔራሉ አስረከቡ፣ ኢሳያስ የጄኔራሉን ጉድ ዘረገፉት፣ ‹‹ጦርነት ታቅዶ ነበረ›› ሶማሌላንድ፣ ሶማሊያ የኢትዮጵያን ወኪል
Feta Daily News
Рет қаралды 42 М.
00:38
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
МишАня
Рет қаралды 3,3 МЛН
00:23
CAN YOU DO THIS ?
STORROR
Рет қаралды 43 МЛН
00:26
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
Osman Kalyoncu
Рет қаралды 20 МЛН
01:00
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 92 МЛН
44:05
ፕሬዝደንት ጌታቸው ክክሰስ ተባሂሉ| ካልኦት እዋናዊ ዜናታት [ሕዚ] /ፍሉይ ፃንሒት ዳህሳስ ሓበሬታ
Natna Forum ናትና ፎረም
Рет қаралды 7 М.
1:35:38
"ህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኖ መራሒ 'ዩ ረኺቡ!" ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ካሊድ ኣብዱ _Interview_Kalid_Abdu
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 47 М.
23:24
ህፁፅ ዜና ጌታቸው ረዳን ካልኦትን፣ ሓድሽ ምዕባለታትን| ፍሉይ ፃንሒት ዳህሳስ ሓበሬታ /tigray news
Natna Forum ናትና ፎረም
Рет қаралды 10 М.
27:01
ሰበር መረጃ ቀጥታ | አማራ ሳይንት መቅደላ ላይ ታሪክ ተሰራ | የአርበኛ ዘመነ ካሴ የእለቱ መልዕክት
Bete Amhara Media HD
Рет қаралды 8 М.
8:15
ክልተ ደቀይ ንስልጣን ሕኩትኩት ዝብል ጉጅለ ኣሚኖም ምስዋኦም አጣዒሱኒ መረረት ወላዲ ኣብ ዘተ ዞባ ምብራቅ
MESTERHOT ENTERTAINMENT
Рет қаралды 67 М.
32:20
ካብ 4 ኪሎ ቤተመንግስቲ ናብ በረካ ፡ ብብፆተይ ተካሒደ ተኣሲረ ፡ ሓደ ዓይነይ ንትግራይ ሂበያ 👉 ተጋ. ኣልጋነሽ 0993258162
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 10 М.
1:07:00
ኣምሓራን ፋኖን ካብ ምዕራብ ትግራይ ለቒቑ ኣሎ።
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 33 М.
37:23
ሰበርዜና🔥ፀቕጢ ዶ/ደብረፅዮን ንዕርቂ/ ጌታቸው ኣኼባ ፀዊዑ/ ወልቃይት ዝድነቕ ምዕባለ
Tigray Broadcast Service
Рет қаралды 29 М.
2:10:16
ጸሎሎ መድያ ርእሱ ተኸፊታ ፥ ባርያ ህግደፍ ኣለና ዋልታ ቑሸት ዮርዳ ኣይተዓወተትን ትግራወይቲ ኢያ ይብል
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 46 М.
56:04
ብጽፊዒት TDF ዝሰንበደ ሻዕብያ ካብ ምዕራብ ትግራይ ይለቅቕ ኣሎ።
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 83 М.
00:38
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
МишАня
Рет қаралды 3,3 МЛН