KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Ethiopia - ሰራዊቱ ከባድ ጭቅጭቅ አስነሳ፣ የጦሩ ነገር ሊለይ ነው፣ ያወዛገበው የጎሳየ ዘፈን፣ ስለ አዲስ አበባ ኮንደሚኒየም የተሰማው፣ ፓርቲዎች ታገዱ
18:47
ሰበር ዜና-አይክኣልኩን ሓግዙኒ" ጀ.ፃድቃን || ስልጣን ምትሕድዳግ ኣይኮነን || ፕ.ጌታቸውን ሓይልታት ፀጥታን
26:16
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26
ТОП 5 БОЙЦОВ UFC ИЗ СНГ ОТ РАХМОНОВА #hustleshow #адамзуба #тамби #рахмонов
00:47
ሰበር ዜና - ደብረፅዮን ኲናት ክቕፅል እዩ ዝደሊ || ካልኣይ ፈተነ ቕትለት ሰበስልጣን ኣብ ትግራይ || ኣይተ ጌታቸው ኣብ ሓደጋ ወዲቖም
Рет қаралды 20,139
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 30 М.
Tigray forum
Күн бұрын
Пікірлер: 74
@HailushFsaha
2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ሓበሬታ እዩ። ህዝቢ ክፈልጥ ኣለዎግምት ፀጥትኡ ኣጣናኺሩ ፍትሒ ከስፍን ኣለዎ
@Gebrielabeyene
2 ай бұрын
ደቅና ህፃዉንቲ ጨሪሶሞ ባዕሎም ምስ ደቆም ይክዱ
@belaysol4422
2 ай бұрын
ንዓዶም እዮም ህይወቶሞ ከፊሎም
@ፀሊምሓድጊ
2 ай бұрын
እመኑኒ ጉጅለ ደብረፅንተት [ ደብረዕንክሊል] እንተዘይወሪዱ ከም ተጋሩ ብሓባር ናይ ምንባር ዕድልና ትሑት እዩ። ይኾኖ!!
@belaysol4422
2 ай бұрын
ናይ ኣኽሱም ኣምሓዳሪ ምስን ጌታቸው ምኻን ጌጋ እዪ
@Ala-o3x
2 ай бұрын
ትክክል ጉጅለ ዕንይንይ ፀላእስ ካብምቅታል ሓሊፉ እንታይ ድዩ ክገብራ ንትግራይ ስለዚ እቶም ፀላእትና ፈተውትና ምካኖም እዩ ዝረአየካ እንታይ ዳኣ እንታይ ድዩ ዝበለ ሓደጊዘ እቲ ዉቁዕ ተጋዳላይ ኣብ መቀለ ንደብረፅዮን ክብል ክልተ ክፍለጦር ስራዊት እንዲኡ ዝተወደአ እንደይበለን እዙይ ከም መስዋእቲ ዘይምቁፃር ተሓሲቡ ስለዚ ካብዚኦም ንላዕሊ ፀላኢ የብልናን ነዚ ተረዲእኩም ሓሳብኩም ኣቀምጡ እቶም ሙሁራት ኣካል እንትዛረቡ እስቲ ስምዕዎም ስለ ደብረፅዮን ኣይኮኑ ስለገታቸው ኣይኮኑ ስለሀዝቢ ስለትግራይ እዮም ዘውግዑ ዘለዉ ነዚ ዘዐውት ካዓማሓውር ግዝያዊ ምምሕዳር ምካኑ ፈሊጥና ኣብ ጎኑ ንሰለፍ እቲ ብደም ትግራዋይ ዝጠልቀየ ፀላኢ ዘይኮነስ ጉጅለ ገብረ ዕንይንይ እዩ
@HagosTaye-r5d
2 ай бұрын
ቅድሚ ወንበር ሰላም ምርግጋፅ የድሊ ከዚ ዘሎ ሰልጣን ንሹድሸተ ወርሒ እዮ ሰለዚ ንደልዬ ምርጫ ገይርና ንዝህሸና ትግራይ ንመርፅ ኢና እምበር ሀደ ሰብ ንአካቱም ወንበር ኢልና ንክፍሎ ነገር የለን
@TilahunMulat
2 ай бұрын
ፈተነ ቅትለት ናይ ስዕረት ምልክት እዩ
@fitsumbrhan206
2 ай бұрын
ናይሰላም ስምምዕነት ፅቡቕኳተኾነ አብ አፋፃፅምኡ ዘይተመለሰ ግዝኣትናን ዘይተመለሰ ህዝብናን ናይውሽጥን ናይደገን ወረርቲ ኣብመሬትና እናሃለዉ ዓለምለኻውያን አሸማገልቲ አይተድልዩናን ኢልካ ምፍናው ንቲሕጂ አቲናዮ ዘለና ፀገም አቃሊዑናዩ ሰለዚ ሕጂውን እዞም መራሕቲዚኦም ጠጠውኢሎም ክሓስቡለዎም
@HailushFsaha
2 ай бұрын
ዘመን ተለዊጡ እዩ ምኳኑ ክፈልጡ ዋገኦም ክረኽቢ ኣለዎም
@gadogado-o4d
2 ай бұрын
ዝፈፀመ ይፈፅሞ ጎነፅ እንታይ ኣምፅኦ? እቲ ስልጡን መንገዲ ብሓሳብ ልዕልነትካ ምርግጋፅ ጥራሕ እዩ።
@lemlemmirach7838
2 ай бұрын
Exactly👍
@SbagadisGuangul
2 ай бұрын
ኣብ ጌታቸውን ብፆቱን ንዝበፅሕ ቅትለት እንተበፂሁ ዝፍጠር ናዕቢ ሕወሃትን ካድረታትን ኣብ ልዕሌኹም ዝበፅሕ ፀገም ክትፈልጥዎ ይግባእ ትጥንቀቁ ኣለኩም ኣስተውዕሉ ።
@SbagadisGuangul
2 ай бұрын
ጌታቸው ንሕዝቢ ትግራይን መንእሰይ ትድኤፍን አድሒኑ እዩ።
@Myfather-e5x
2 ай бұрын
ኣታ እዚ ጨባጥ ደብረ ዕንኪሊል ሐዚ ከ እንታይ እዩ ደልዩ ይዝክሮ እየ ድሕሪ መረፃ 2012 መንግስቲ የለን ፈሪሱ እዩ ንመቀለ ምፁ ሰራዊት እውን ክብተን እዩ ንሕና በይንና መረፃ ንግበር ኢሉ ፈኪሩ የሕዋትና ኣወዲእዎም ሕጂ ድማ ከምታ ናይ 2012 ምስ ጉጅሉኡን ዓሌቱን ኮይኑ ጉባኤ 14 ኣካይዱ ኣነ እየ መራሒ ግምት ፈሪሱ እዩ እንዳበለ መርዚ ይነዝሕ ኣሎ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
2 ай бұрын
Hiwehat wegid beliom elaom enkilil zerebaom enkilil hanti kumneger yelen. Hiwehat kisab kemzi dinkurna zelewom diom yigerim
@kidanugezae8274
2 ай бұрын
በጀኹም ኩናትን ወረ ኩናትን ኣይተስምዑና። ሰልችዩና እዩ። ህዝቢን ከባቢን ዘውድም ኩናት ኣይትፃሕትሩ፣ ኩናት ዘለዓዕሉ ነገራት ኣይተጓሃህሩ። ፀገማት ብጥበብ ኣብ መድረኽ ክፍትሑ ስበኩ፣ ዘምሩ። ናይ ሰላም መንገዲ ተመራመሩ። ምእንቲ ህዝቢ ቀትሪን ለይቲን ፀዓሩ፣ ተፈናቐልቲ ናብ መረበቶም ክምለሱ ግበሩ፣ ሠላም ክሰፍን ፍቕሪ ክዓስል ብሓድነት ሕበሩ፣ ሥመሩ። እስቲ ልቢ ግበሩ ስልጣን ኣይትህረፉ፣ ስልጣን ነጎኒ ገዲፍኹም ህዝብኹም ኣትርፉ። ካብ ቁርን ዝናብን ካብ ጥሜት መከራ፣ ካብ ጭንቅን ሰቆቃን ኣውፅኡዎ ሓራ። ንሱ እዩ ጀግንነት ንሱ እዩ መስዋዕቲ፣ እናተኾለዐ ዝነብር ዘለዓለም ጥንቲ።
@NelesAsgele
2 ай бұрын
እዞም ፈተነ ቅትለት ዝገበሩ ዕላሞኦም እዛ ኔትወርክ ከይትብተክ እዮም ዝገብሩ ዘለዎ ዞኦም ጉቡኡ ስጉምቲ ክዉሰዶም አለዎ
@mussiemussie832
2 ай бұрын
Don’t be the judge and the jury at the same time.
@Mkfgiu
2 ай бұрын
ፈተነ ቅትለት ናይ ውቀት ምልክት ዩ
@solomonteshagerethiopian6483
2 ай бұрын
Hazbi Tigray is behind getachew::::
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
2 ай бұрын
GOD save
@danielghebre
2 ай бұрын
ንብዓት ኣዶ ትግራይ ውሕጅ ኮኑ ይውሰድኩም
@DawitGebrehiwot-m3x
2 ай бұрын
Beyene mukuru leba nay effort
@lemlemmirach7838
2 ай бұрын
Atum sebat egele eb egele enablkum aytxarfu niselam zemiru please
@berhaneftwi468
2 ай бұрын
አዚ ህዝቢታታ አዛባ ብሕቂ አዩ ዓል ዘይብሉ ክምዛም ዝብሉ ሕልፊቲ ምፍጣረም ዝሕዝን አዩ
@mussiemussie832
2 ай бұрын
The orchestrated assassination attempts suggest that the enemies of Tigray are seeking to deepen the rift between the two factions.
@EyerusalemTaddese
2 ай бұрын
ጌታቸው ለሀጫም ተላላኪ ልጁን ማሣደግ የማይችል ሁለት አመት ምን ሠራ ሽመልሥ ቤት ሄድ ሦፉላዬ ከመተኛቴ ውጭ ሞናሊዛ የቆረጠ ወዳጅ ያረገ ውሻ ነው መወገድ አለበት
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
2 ай бұрын
ግጅለ ደብረጽንተት ገብረዋሃድ መንጀርኖ እዚኣ ኢያ ዓቅሞም ሰብ ምቅታል ምቅጻል ኢዩ ንብሓሳብ ዝሳዓርዎም ተጋሩ ብዝሓት ዝቀጸሉ ኢዮም ግጅለ ደብረጽንተት ኣለም ገብረዋሃድ መንጀርኖ ካብ ሎሚ ጸለአትና ምኻኖም ኣሪኤምና ኢዮም።
@belaysol4422
2 ай бұрын
ኤንታ ባንዳ ሰራቂ ትግራዋይ ፋዕ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
2 ай бұрын
@@belaysol4422 ግጅለ ደብረጽንተት ኣይትጻረፍ ኣንቱም ረሳሓት ሰተይቲ ደም ህዝቢ ገይና ኣብ ርእስኹም ኢየ ዘለኹ ደቂ ከዳዓት ጠላማት
@Zemenhwehat
2 ай бұрын
መህተውቲ ! ዶር ደብረፅዮን ኩናት ክቅፅ ዝደሊ ምኳኑ እንታይ ማስረጃ አለካ ?
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
Pretoria aynisemamealun....ferisu eyu enabele Quinat kikitsil masreja yelen tibil? Yelekan dika b hiwetka?
@merafadhane2566
2 ай бұрын
Ayetehasuuuu😂😂😂😂
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
Entay hasuyu??? Dedeb leba deqi leba....zerekum bmuluekum leyabu.
@Mkfgiu
2 ай бұрын
ሰብ ቀቲልካ ሰልጣን ክትሓዝ
@SelanlmatDimokracy
2 ай бұрын
ነፃ ኾይንካ ንምዝጋብ መኩር
@meshnet9106
2 ай бұрын
Mekru is simply appendage!!
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
Whose appendage is he? Esub nibaelka eka tegotati. Leyabu, kahdamat, nihizbi Raya Enderta zikehadkum nay qetri azabie ekum.
@AbebeKidane-h7g
2 ай бұрын
ሐላፍነት ዝጎደሎ መደምደምታ ኢኻ ተቅርብ ዘለኻ ካብ ካብዚ ተቆጠብ።
@Myfather-e5x
2 ай бұрын
ኣታ እንታይ ማዓት ወረዶ ህዝበይ
@mekonendesta9531
2 ай бұрын
ቆለት ራስ ናብ ሕጊ ዝለይባ ቁርዲድ በየነ
@hailemariamgirmayabrha9849
2 ай бұрын
ደብረፅዬን ክእሰር አለዎ! ንምንታይ? ንስልጣን ኢሉ ጦርነት ዝደሊ ሰብ ስለ ዝኮነ ከምእውን ባህጊ ስልጣን እምበር አቅሚ ዘይብሉ ስለ ዝኾነ ህዝቢ ንምድሓን ኡሱን ምስኡ ዘለው አምራኹትን አሲርካ ሓዱሽ ንትግራይ ዝምጥን አመራራሓ ምጥያሽ እዩ መፍትሒ ትግራይ።
@solomonteshagerethiopian6483
2 ай бұрын
Yessss
@AsghedomWeldegiorgis
2 ай бұрын
ተጋሩ ከመይ ገርኩም ኣብ ክምዚ ዘመሰል ጎንጺ ተካይዱ ኣሎኹም። ኣቶ ገታቸው መንዛሃበካ ስልጣን እዮ ኣይወርደን ትብል ኣሎኻ ሕዝቢ ትግራይ ኣይደልየካን ። ኣምሓራ ሰላም እይፈልጡን አዮም። ምስ እምሓራን ደቓሉ ኣምሓራን ብሓንሳእ ክነበር ኣይንደለን። ስልጣን ዝሃበካ መን እዮ፡ ሕዋሓት ስለ ዝኾነ ንሱ ባዕሉ ኣይደልየካን ስለዞ ሱቕ ኢልካ ካብ ስልጣን ውረድ እንተዝይኮይኑ ኣብ ትግራይ ኣይተምጽ ከም ኣቦታትካ ከዳዕት።
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
Men dyu hizbi Tigrai anta denqoro....????Etom belaeti nebsi TPLF kigezuena aynidelin.
@solomonteshagerethiopian6483
2 ай бұрын
Hazbi Tigray is behind getachew
@arongrum1709
2 ай бұрын
እንታይ ኢኻ ህዝቢ ክሻቀል ፀገም ጥራሕ ኣጉሊህኻ ቱት ትብል! ናይ ፀላእቲ ልኡኽ ታሓንጊጥካ ትልፍልፍ ዘለኻ ትመስል!
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
Haqi eyu wehato....TPLF malet kemea eya....minim zeybila entirfi lebinet.
@meshnet9106
2 ай бұрын
Lair media
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
Dedeb .....nisu eyu eti haqi fileto....dihri hezi nab meqaburkum ekum.
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
TPLF malet ezia eya....reayuwa antum degefti ena tiblu esubat.
@Gemechis-m2u
2 ай бұрын
ሻራዊ ኩኑ ንምልዛብ ፀዓሩ
@BerihuHailu-w5u
2 ай бұрын
ኣቱም ናይዚ ሚድያ ወድነንቲ ሰባት ናይ ማንም ጸጊዒ ኣይትሓዙ
@hadushTekle-g8m
2 ай бұрын
@@BerihuHailu-w5uፈተነ ቅትለትን ናይ ሽንፈት ምልክት ዝመስል ዘለዎ ክዝገብ የብሉን በሃሊ ድኻ
@Tsehaye-tp9mn
2 ай бұрын
ሐሳዊ ተለአካካይ ኢካ ንሕዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ስራሕ ነፋጥ ተከፋሊ ሰላም ትዘርጉ ርጉማት ኢኩም ሐሲካስ እንታይ ትጥቅም ንትግራይ ኩርኩር ጌታቸው ኢካ ወራዳ ንሕዝቢ ስራሕ
@HeyabeRozareya
2 ай бұрын
አይ ታዮ አይትሐሹ ወሽላኻት ፎፎፎፎ
@Habesha2010
2 ай бұрын
ወዲ ወረደ እንታይ ደኣ ይሰርሕ ኣሎ? ቪድዮ ርእኻ መን ከምዝገበሮ ግልጽንድዩ።
@dinfotech1
2 ай бұрын
ጌታቸው መወገድ አለበት።
@TeameWeldegebriel-g5n
2 ай бұрын
ሓሶት እዩ
@Danidanicho3411
2 ай бұрын
ፈሳም ሚድያ ኢልካ ሽም ኣውፀኣሉ ሚድያኻ
@berhaneftwi468
2 ай бұрын
አየ አፍረቃ
@gebregziabher3211
2 ай бұрын
ከመይ ዝበልካ ቀዳዳ ኢካ
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
Nay men adeka Kedada, kid neza zeebeyetika TPLF kedada bela....haqi eyu....kemeu eya TPLF malet. B sim dika tishiqit leba wudib eya.
@ttesfalem
2 ай бұрын
Why are you posting the picture of dictator Isayas, which is not relevant to thd topic.
@HagosTaye-r5d
2 ай бұрын
TDF ትግራይ ቅድሚ መቀድሾ ሙካና ትርር ዝበለ ወሳኔታት የድልየኩም ናይ ውሸጡና ነገር ከቢድ እዮ ቶሎ ተፈናቀልቲ ተመሊሶም ምርጫ ቶሎ ተካይዱ ንዝተመረፀ መንግሰቲ ምርካብ ብህታዊ መፋትሄ ዮ
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
TDF TDF aytibelu....men eyu TDF? Nay TPLF serawit ena eko elomkum. Entrifi sirqi, sigaran, lebinetin TDF entay yifelit?
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
2 ай бұрын
Are you leiying.
@TeklayAssefa-i7p
2 ай бұрын
ሓሰውቲ ኢኹም
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
2 ай бұрын
You are not neutr
@gebrey2668
2 ай бұрын
You are laying gencider no one needs war don't make story criminal stop propaganda.
@YonasGebreegziabher-x8s
2 ай бұрын
TPLF wants war. Why are you so blinded?
18:47
Ethiopia - ሰራዊቱ ከባድ ጭቅጭቅ አስነሳ፣ የጦሩ ነገር ሊለይ ነው፣ ያወዛገበው የጎሳየ ዘፈን፣ ስለ አዲስ አበባ ኮንደሚኒየም የተሰማው፣ ፓርቲዎች ታገዱ
Feta Daily News
Рет қаралды 170 М.
26:16
ሰበር ዜና-አይክኣልኩን ሓግዙኒ" ጀ.ፃድቃን || ስልጣን ምትሕድዳግ ኣይኮነን || ፕ.ጌታቸውን ሓይልታት ፀጥታን
Tigray forum
Рет қаралды 4,7 М.
00:16
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
История одного вокалиста
Рет қаралды 16 МЛН
00:31
How to whistle ?? 😱😱
Tibo InShape
Рет қаралды 22 МЛН
00:26
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
Osman Kalyoncu
Рет қаралды 20 МЛН
00:47
ТОП 5 БОЙЦОВ UFC ИЗ СНГ ОТ РАХМОНОВА #hustleshow #адамзуба #тамби #рахмонов
adam zubayraev
Рет қаралды 1,6 МЛН
13:09
ሰበር ዜና-|አብይ ከመሸ ከባድ ጉድ አሰሙ-“ጭካ ያሉት ቅዠታሞች ናቸው”-‘ወደብ ለማግኘት 20 አመት ይፈጃል’-|ፊ\ማሉ ከመቀሌ ጉድ አሰሙ-|ከአ.አ ሰበር ዜና
Addis News
Рет қаралды 26 М.
17:05
ሰበር ዜና-ደብረጽዮን ናብ ቤት ማእሰርቲ? ||ጀነራል ጆን መዲድ || ውግእ ጀነራላት ክቋረፅ
Tigray forum
Рет қаралды 6 М.
40:16
Anchor Media ''በፋኖ ተጋድሎ ውስጥ የኦሮሞ ተወላጅ የሻለቃ አመራሮች ይገኛሉ'' አርበኛ አስረስ ማረ ዳምጤ
Anchor Media
Рет қаралды 115 М.
12:09
ምላሽ ደብረፅዮን ንሪፈረንደም?/"ኲናት ደው ነብል"/8 ሰናዕቲ ተታሒዞም/4 ቢልዮን ዶላር ወርቂ ትግራይ?
Kemalatkum Entertainment
Рет қаралды 13 М.
27:14
TBS TV| ጀነራል ዮሃንስ ወልደጅወርግስ ኣብ ቅድሚ ሰራዊት ዝተዛረቦ
TBS TV
Рет қаралды 48 М.
31:21
ሰበር ዜና-ሰራዊት ትግራይ ከይፈርስ(DDR) ||ደብረፅዮን ኣማስዩ መልሲ || ፕረዚዳንት ጌታቸው ስጉምቲ
Tigray forum
Рет қаралды 14 М.
41:22
ልኡላዊ ግዝአትና ኣብ ትሕቲ ጽላል ሓለዋ ወሰናስን | Eritrean Defense Forces border patrol units - Walta | ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 16 М.
15:17
ሰበር ዜና:- አዎ ገ.ድ.ለ.ው.ታ.ል/አመቱን ሙሉ ድል የራቀው አገዛዙ/Amhara/Fano ጥቅምት 18/2017
ፎረም ሚዲያ forum media
Рет қаралды 24 М.
1:21:18
"ትግራይ ትስዕር እምበር ደብረፅዮን ወይ ጌታቸው ይስዕር ኢሉ ዝተሰወአ ትግራዋይ የለን መስዋእትና ንዕላማ እዩ"
woyen
Рет қаралды 10 М.
30:05
Aguadu - Das Hawya - ዳስ ሓውያ - New Eritrean Serie Movie 2024 By Zola G - Part 27 - 27 ክፋል
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 50 М.
00:16
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
История одного вокалиста
Рет қаралды 16 МЛН