ሰበር ዜና ጌታቸው ረዳ ኣብ ኣዳራሽ ሽረ ዘጋጠሞ እንታይ እዩ? /ብዝርዝር ብቪድዮ ዝበፅሐና ሓበሬታ (ተመልከትዎ) / tigray news

  Рет қаралды 25,078

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

#tigray #tigraynews #ሰበር #ሰበርዜና

Пікірлер: 270
@ffff8192
@ffff8192 13 күн бұрын
ብሓቂ የሐዝን❤❤❤🎉🎉🎉
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 13 күн бұрын
ትኽክል እዞም ከምዚአ ዝገብሩ ህዝቢ ካብ ፀገም ከይወፅ ጥቅመኛታት እዮም
@tsehayekindanewari4992
@tsehayekindanewari4992 13 күн бұрын
ተጋሩ ዝተዋረድናሉ ፍፃመ እዩ ዝብል እምነት ኣለኒ።ኣይምጥነናን።
@genetzerihun5658
@genetzerihun5658 13 күн бұрын
ትክክል የህዝን
@MenkamMan
@MenkamMan 13 күн бұрын
አታ ዝሓወይ እዞም መራሕቲ እዚአቶም እኮ ክእሰሩ ዝግበኦም እኮ እየም....አብዚ ሓዚ እዋን ናይ ስልጣን ድርድር አየድልን....እቲ Tdf ዘውፀኦ ትእዛዝ ትክክለኛ እዪ.....እዚ ስብሰባ ህዝቢ ትግሰራይ ንምብታን ዝዓለመ እዩ....አታ ሆሆሆ ዘይብልስ ደቁ ዝሰአነ ህዝቢ እዩ እኮ.....ተላአአክቲ ቲፎዞ ሒዞም ህዝቢ የባእስ ስለ ዘለው እዮም....ሓሳብካ አስተካክል...
@SolomonGebremedhin-c7c
@SolomonGebremedhin-c7c 13 күн бұрын
ትኽክል ኣለኻ ሃገር ሓወይ ናይብሓቂ ሰብ እዩ ዘስእነካ።
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 13 күн бұрын
ሕጂ ዉን ዕርቅይግበሩ
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 13 күн бұрын
❤❤❤❤
@hakieye5649
@hakieye5649 13 күн бұрын
This opposition is not only for Getachew it is for all peaceful tigrians we have to think of it about this region what their desire is.
@SibagadsAkubay
@SibagadsAkubay 13 күн бұрын
በታሪክ ትግራይ ከሙዙይ ዓይነት መድረክ አጋጢሙ አይፈልጥን
@SamXanime-u3h
@SamXanime-u3h 13 күн бұрын
ትብሎ ዘለኻ ናይ በሓቂ ትኽክል እዩ ምብሳል ያድሊ እዩ መሖጎስ እሰይ እሰይ ይገብሩና አለዉ ጥንቃቄ ዘሓቲት እዩ።
@MebeeWelday
@MebeeWelday 13 күн бұрын
❤❤❤❤💛💛💛💛ሠላም ሓውና🙏
@سليمه-ص3ذ
@سليمه-ص3ذ 13 күн бұрын
ኣይይ ኣሕዋትና ኣጉል ሞት😢😢😢 የሐዝን ትግራይ ብደቃ ትነብዕ😢😢😢
@BrhanuEyasu
@BrhanuEyasu 13 күн бұрын
We put our idea in table , I am sorry what is happen in shire. Not expected from tigray societies ,ሓባእ ሕማሙስያ መድሓኒት አይረክብን ድዩ ዝበሃል
@fisshadesta
@fisshadesta 13 күн бұрын
ናትና ፎሮም ኣብ ሽረ ዝተፈፀመ ናይ ኣኼባ ምቁራፅ ዘሕዝን እዩ። ኣብ ሽረ ብርከት ዝበለ ናይ መኣድን ካልኦትን ስርቂ ብሰፊሑ ይረአ እዩ ብዙይ ህዝቢ ተማሪሩ እዩ። ካብ ሰራውትን ካብ ስቪል ብዓል ስልጣናት ኢድ ኣለውዎ እዮም እዚዩን ካሊእን ንኸይግለፅ እናጎስጎሱ ቀንዮም እዮም የሕዝን። ማንም ሰብ ሓሳቡ ናይ ምግላፅ፣ ናይ ምስብሳብ፣ ናይ ምፅሓፍ መብት ብሕጊ ፍቑድ እዩ። እዚይ ምኽልካል ፀረ ህገመንስቲ እዩ። እዙይ ተግባር እዙይ ናይ መሪሕነት ውፂኢት እዩ። ትግራይ ሰላም፣ ሓድነት ከይህልዋ ብደንቢ ተሰሪሕሉ እዩ። ናይ ምልልኽ ተንኮል ተግባራዊ ኮይኑ። ብርዳእታ ዋሃብቲ ምኽንያት ብበዝሒ ናብ ትግራይ ኣቴዮም እዮም ተዛሪብና ሰማዒ የለን። ሐዚ እውን ደው ኢልኩም ረኣይዎ። ትግራይ ቅርጫ ክንገብራ ኢና ኢሎም ተላዒሎም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተሳኺዕሎም።
@mulugetaWeldemichael
@mulugetaWeldemichael 13 күн бұрын
ብሱሩኸ ሕጅስ እናዞርካ ምእካብ እንታይ አምፀኦ? ብርግፅ ሕቶኻ ምጥንካር እዩ እምበር ራብሻ አይድግፎን፡፡
@AmanuelWeldeslassie
@AmanuelWeldeslassie 13 күн бұрын
ብጣዕሚ መሰከፋይ!! እዝኩሉ መስዋዕትነት ንናፅነት ንፍትሒን ሰላምን'በር ንሓንቲ ዝበስበሰት ውድብ ንምድሓን ኣይነበረን። ለውጢ ብሓሳበን ሓሳብካ ብነፃነት ገሊፅካ ፣ ብርትዓውነት ተሟጊትካ'በር ብዕስለነት ተወዓዊዕካ ኣይመፅእን። ብውሑዳት ዓዲ ጀጋኑ ፣ ዓዲ ሓየሎም፥ስሑል...😢 ፀላም ከዲኖምዋ!! መሕዘኒ እዩ
@BrhanuEyasu
@BrhanuEyasu 13 күн бұрын
thanks natna forem, really appreciation your thought
@hailefisseha3436
@hailefisseha3436 13 күн бұрын
ህዝቢ ሽረ በዚኦም በፍፁም ኣይውከልን
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p 13 күн бұрын
ትኽክል አለኻ
@TesfalemGermay
@TesfalemGermay 13 күн бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ
@gebrehailezgiatsbeha5114
@gebrehailezgiatsbeha5114 13 күн бұрын
ትክክል ኢኻ ዘሐዝን እዩ። ብዝኾነ ውድብ ህወሓት ታይ ኣፍርያ ናበይከ ኣንከራሪያ ትወድቅ ከምዘላ ዘመላኸተ እዩ። ብዝኾነ ይኹን መዐቀኒ ትግራይ ኮይናቶ ዘይትፈልጥ ንህዝባ ዘይምጥን ተርእዮ እዩ። መሕፈሪ። ኣብ መንጎ መራሕቲ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ከም ዕድል ወሲድካ ዝተኣጀለ ፀገም ንምፍታሕ የኽእል ነይሩ። ዝኾነ ይኹን መራሒ ብሓሳብ ክሙገት ኣለዎ። እንዘይኮይኑ ግን ብድሕሪት ዝደፋፍእ ፀገሙ ከይፍለጠሉ የዋሃት ብምልዕዓል ዝጥቀም ከምዘሎ እሙን እዩ። ሃፍቲ ሰ/ምዕራብ ትግራይ ብኸመይ ኩነታት ይብዝበዝ ከምዘሎ: ተፈናቀልቲ ወገናትናን መሬትናን ወዘተ ኣጀንዳታት ወጢርካ ታይ ትሰርሑ ኣለኹም ኢልካ ወጢርካ ክንድመሓዝ ዘይምጥነካን ዘውርደካን ተግባር ምፍፃም መሕፈሪ እዩ። ፀላእቲ ብዘይወፃኢ ሰቲ ሰምሃል ጎዝጊዞም ይዕዘቡኻ። ድልየቶም እሱ እዩ። እዚኣ ክትኸውን ዝኣለምኩም ንትግራይ "ፈተውቲዶ ፀላእቲ" ብጊዜ ክንሪኦ ኢና። ሰላምን ራህዋን ንትግራይና
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 13 күн бұрын
❤❤❤ሓው ዝተዛረብካዮ ሓሳብ ብሓቂ ብሉፅ ሓሳብ እዩ ንሱ እውን እዩ ንትግራይ ዝምጥን ::❤❤❤
@nabkedangmaryam2489
@nabkedangmaryam2489 13 күн бұрын
ስማዓ ሃገር ተኽለብርጅሃን እዚ እትብሎ ዘለኻ ልክዕ ኢዩ ሐደውድ ስብ እብ እምባ እቲኻ ብስኽን ዝበለ ከትካታዕ እዩ ዝግባአ እብእኼባ እንተዘይ እተን እውን ብጽሑፍ ከተቕርብ እብለካ ዝብል እም ነት ኢዩ ዘለኒ
@tsehayekindanewari4992
@tsehayekindanewari4992 13 күн бұрын
ተጋሩ ልዕሊ እዞም መራሕቲ ኢና ዝብል እምነት ኣለኒ።ኣደብ ገይሮም ክመርሑ ወይ ድማ ክኣልዮም ዓቅሚ ዘለዎ ህዝቢ እዩ።እዚ ፍፃመ ግን ካብዙይ ዝረሓቀ እዩ።
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 13 күн бұрын
❤ግዛት ትግራይ ዘየምልስ አመራራሓ ገደሉ ይእቶ አይግድሸናን❤ጌታቸው ይኩን ደብረፅን
@lchiasfha-lx6cs
@lchiasfha-lx6cs 13 күн бұрын
አቱም ሰባት እዚ ህዝቢ ሰላም ዘይትብዎ ንኸልተኹ ልቢ ያሃብኩም
@girmayameha9796
@girmayameha9796 13 күн бұрын
ዋይ ታይ እዩ ተረኺቡ ቀልጢፍካንዶ ንገረና
@kidanehaddish
@kidanehaddish 13 күн бұрын
ስልጣነን ድሕረትን ኣብ ሓደ መድረኽ ባሓፈሻ ግን ምዕቡል ዝኾነ ህዝቢትግራይ ብግልፂ ተዓዚብና።
@KebiEditz
@KebiEditz 13 күн бұрын
ህዝቢ ሽረ አንበሳ እዩ ኣኩሪዕና ሕድሪ ሓየሎም ኣይረሰዐን
@febengerie1166
@febengerie1166 13 күн бұрын
ከም ሎሚ ሓዚነን ሓፊረን ኣይፈልጥን 💔
@haftuabrha1290
@haftuabrha1290 13 күн бұрын
ትኽክል ኢኻ። ሓሳብ በሓሳብ ክኸውን ነይርዎ ግን ተለኣኧኽቲ ሰባት እዮም ዝርብሹ ዝነበሩ
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 13 күн бұрын
ብሓቒ ሕዝቢ ሽሬ ተባዕ ሕዝቢ። ዓድግራት ለመንቲ አዮም።
@selam5721
@selam5721 13 күн бұрын
ዋእ??? ማለት
@tedlatesfay9095
@tedlatesfay9095 13 күн бұрын
ሽረ... ሽሮ ኮይኑ ኩም ታይ ጉዱ ተቃዉሞ ኮ ብስርዓት ይኮውን እዩ..,.. ከም ሽሮ ቶግቶግ
@Adutigray
@Adutigray 13 күн бұрын
ቶግ በል ሽረ ጥራይ ድዩ ዘሎ ኣብ ሽረ ክንደይ ጌች ግልፅ ኢልዎም ዘይፈልጥ ተመዛባላይ ሓቂፋ ትነብር ዘላ ከተማስ ታይገበሪ ትብሉዋ ኣለኹም ተቋውሞ ኣይኮነን ናቦታና መልሱና ማለትስ ተቋውሞ እዩ ብኣኹም ረስሓት
@hakieye5649
@hakieye5649 13 күн бұрын
leke tigre korkoro zeblena nezom enareu eyu
@KkM-zb4mp
@KkM-zb4mp 13 күн бұрын
ከመ ተጋሩ ዘይኒፅበዮ ኣርአይናና ከምዚ ዓይነት ሽገር ከይድገመ ዋና ጌጋኡ ናይቲ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዘካየደ እዩ ሚኽንያቱ 70 እንደሪታ ሕዚካ ዶ ጉባኤ ተካይድ መሕፍር እዚአን እዉን ናይ ቲ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዘካየደ ተልኣአኺቲ እየን ሰለዚ ዓገብ በልዎ ንደብረፅንተት😢😢😢😢😢
@TrhasEtay
@TrhasEtay 13 күн бұрын
ኣብ ሸረ ዝተፈጠረ ናይ ሓሳብ ዝቅጠጥ አዝዩ ይህዝን !
@AshenafHayelom
@AshenafHayelom 13 күн бұрын
ንህዝቢ ሽረ ዝምጥን አይመስለኒን።ንምንታይ ካበይ ናበይ?
@kidudest7893
@kidudest7893 13 күн бұрын
Tigray leaders you are loosing precious time on the implementation of the Pretoria agreement...
@ሰሌንውሃራያ
@ሰሌንውሃራያ 13 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕን ; ነውራማት ሰባት ዝመርሕዎ
@teklehaymanotassefa4687
@teklehaymanotassefa4687 13 күн бұрын
ትኽክል ኢኻ ሓውና፣ብሰኸነ መልክዕ እዩ ተቃውሞ
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 13 күн бұрын
የሕዝን ካብዚ ህዝቢ ትግራይ ከምዚ ትሰምዕ ተቃውሞ ብሕጊን ብስርዓት ምቅዋም እናተኸአለ ስርዓት ዘይብሉ ንህዝቢ ዘይምጥን መሕፈሪ እውን እዩ በተለይ ነህወሓት እዚ መንገዲ ጠቅልሉ ካብ ስረዓት ዘውግድ ህለወ ህወሓት ከኽትመሉ ዝኽእል ዕድል እናተፈጠረ እዩ በተለይ ልባማት ዓበይቲ ሽማግለ ትግራይ የእተወና ትብሉ ተገንብኹም ህዝቢ ንህዝቢ ምቅሪራብ ብልዝብ ክፍታሕ ይግባእ እንተዘይኾኑ ትግራይ ከም ትግራይ አዚዩ ናብ ሓደገኛ መንገዲ ኢና ነአቱ ዘለና።
@tadesseabera4405
@tadesseabera4405 13 күн бұрын
እቲ ቪድዮ ብምስሊ ይኹን ብድምፂ ብዙሕ ግልፂ ኣይኮነን።
@godbless-u8k
@godbless-u8k 13 күн бұрын
እንታይ ማለትካ እዩ ንህዝባዊ ወየነ ሓርነት ትግራይ ዘይምጥን ተግባር ዝበልካዮ ትኽክል አይኮንካን አህያውን ትቶ ዳውለውን ከምዝባሃል አይትግበሮ
@WeresFitsum
@WeresFitsum 13 күн бұрын
ትግራይ ናበይ እያ ተምርህ ዘላ ????
@AsigadAyele-cp8lf
@AsigadAyele-cp8lf 13 күн бұрын
ንህዝቢ ሽሬ አይውክልን ብሐሳብ ክሳተፉ ነርዎም ከምዚ እልካ መፍትሒ አይርከብን
@adonay7097
@adonay7097 13 күн бұрын
ጌታቸው ንህዝቢ ትግራይ አይምጥንን፡ ብያ
@hakieye5649
@hakieye5649 13 күн бұрын
dehul ignorance
@DestaWubshet
@DestaWubshet 13 күн бұрын
ኣብ ሽረ ዝተርኣየ ናይ ኣደራሽ ረብርሻ ፕረዚደንት ዝኣክል ክቡር ጊዜኡ ምስዝመርሖ ጊዘ ክዘራረብ መዲቡ እንትመፅእ እቲ ረብሻ ንዕኡ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይቶም ብሰላማዊ መንገዲ ሓሳቦም ክገልፁ ዝተረኸቡ ዜጋታት መሰል እውን ዝዳፋእ እዩ። ናይ ተቓውሞ ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ንቲ ዝረኸቦ ዕድል ተጠቒሙ መራሕትን ህዝብን ክሰምዕዎ ዘየቕርብ። ዘይምኽንያታውን ድሑር ዕስለነትን እዩ።
@samiadisaba1268
@samiadisaba1268 13 күн бұрын
አጥፊኡ እናረአኻዮስ ዋላ ጌታቸው የጥፍእ እንተሃልዩ ትብል ልዕሊ ቀተልትና ጆኖሳይደር ዝፈፀሙ እንኳዕ ቀተልኩም ተባሂሎም ፈቲሕኻ ምስዳድ ጥፍአት አሎ ናትና ፎረም ቀተልቲ ትግራይ ዝድግፍ ሰብ እዩ ተጋሩ ሰበስክራይብኩም አልዕሉ አትከታተልዎ
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam 13 күн бұрын
እንታይ እዩ ትግራይ ዝምጥና ደቃ ምግባር ድዩ
@adonay7097
@adonay7097 13 күн бұрын
ሓገር አይትላካበጥ ፡ ጌታቸው ስዱ እዩ፡፡
@abebaviard60
@abebaviard60 13 күн бұрын
ሰላም ኸቡር ሓውና እቶም መራህቲ እኳ ሰነሰርአት ዘይብሎም ሓሰውቲ ሕዝቦም ዝናአቁ በሪ አዶም ከፊቶም ነፀላእቲ አህሊፎም ዘሐቡ ነህጊ ተባሂሎም ዝተአሩ ገበነኛታት ሕዝቢ ትግራይ ሰቢላውያን ዘፀነቱ በዘይ ፍርዲ በአልቶም ፈረድቲ ኮይኖም ኽልቀቁ ገይሮም እዮም ናይ ሕዝቦም እመነት ጠሊሞም አዞም ሰባት እዚኦም ካብ ክልልና ኢዶም የልእሉ ሕዝብና ኻሊእ ምርጫ የድልዮ እዩ ኢለ አሓሰብ :
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 13 күн бұрын
Sorry Hager, if supporting loud is accepted why is opposing loud not accepted? I think people are so fed up and they are saying their feelings.
@Begatsion
@Begatsion 13 күн бұрын
እቲ ዝተራዕየ ተቃውም 4 ዓመት ብዙሕ ፀገማት ዘጋሞ ብዙሕ ተፈናቃላይ ዘለው ብምኳኑ እስኳብ ሕዚ ፍታሕ ዘይረከበ ብምኳኑ አቲ ግዝያዊ ምሕዳር ምስቲ ህዝቢ ቅድም ሕዚ ተደጋጋሚ ውይይት ገይሩ ግን ዝዛሮቦን ተግባሩን ፍፁም አይራከቡን ፀገም ናይቲ ህዝቢ ከመዝናነይ እዩም ዝጥቀምሉ እዚ ናይ ሎሚ መፍትሕ ዘይብሉ ስብሰባ እዩ:ስዚ ምምሕዳር ዘይክል አይካልኩን ኢልካ ንካሊዕ ማሃብ እተዘይኮይኑ ናይ ሓሶት አኬባ ከባካ ንላዕሊ ንዝኮነ ማሕበረሰብ ዘይትገብሮ ሓሶት ሕዝካ እንተከይድካ ሓሳዊ ኢካ የአክለከ ምቦሎም ንዝርዶኦ ለባም ግልፅ እዩ ዝብል እምነት አለኒ በዕሎም ይፈትሹ ንዝክል የሃብዎ እቲ ምሕደራ እንተዘይኮይኑ ከም ዝመሰያ ደርሆ አይዳናበር 2 ዓመት ሙሉዕ ሓንቲ እቲ ጭበጥ ነገረ ዘይብሉ እንትንዕሶ እዩ።
@kidanetekle6615
@kidanetekle6615 13 күн бұрын
ይበል ህዝቢ ሽረ ፈላጥ አቀድሙ ዝነቅሐን ህዝቢ እዩ፣ሕጂ እውን እናዞርካ ስብከት እና ህዝቢ ምድንጋር ይቁም
@TesfayGenet-hn7ph
@TesfayGenet-hn7ph 13 күн бұрын
ካብቱ ተስፋ ዚቆረፀ ህዝብ ዘይትፅበዮ አይኮነን። መራሕትና ናይ ህዝብ ችግር ክፈትሑ አለዎም
@teklehaymanotassefa4687
@teklehaymanotassefa4687 13 күн бұрын
አነ ተቃዎሚ ናይዞም ሕማቃት ዘፈገጡ ማ/ኮሚቴ እየ ነገርግን ብዝሰኸነ መልኩዑ ሕመቆም ብዘሪኢ መገዲ እየ ክገልፅ ዝደሊ፣እበር አግሊ ምኻኖም ጠፍኡኒ አይኮነን
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew 13 күн бұрын
አ.ሽ.ኣ.ን ተጎጀልትን ጠጠው አብሉ!
@MrsKkk-q3u
@MrsKkk-q3u 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰
@HadushAberaAsefa
@HadushAberaAsefa 13 күн бұрын
ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዋም
@surafelmesfin2237
@surafelmesfin2237 13 күн бұрын
ሃገር ጌታቸው ዘይፈልጦ ፀገም ኣሎ ኢልካ ትግምት?እዚ እንትብል ግና ነዚ ኣብሽረ ዝነበረ ፍፃመ ልክዕ እዩ እንዳበልኩ ኣይኮነን።ከምመፍትሒ መራሕትና ናይ ህዝቢ ዕማማት ወዲኦም ናብ ህዝቦም እንተዝቐርቡ ህዝብና መኽበሪ መራሕቱ እዩ።
@senaitasghedom9541
@senaitasghedom9541 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@ZerfneshDagnew
@ZerfneshDagnew 13 күн бұрын
ምስኪን ጌታቸው ልምዃኑ ብሰላም ዶ ወጺኡ ይኽውን ካፍቱ ኣዳራሽ?
@MelkamuGebrehiwot
@MelkamuGebrehiwot 13 күн бұрын
መፍቲሒኡ ዕርቂ እዩ ናይ ሕወሓት ኣመራር ኣብ ማጨዉ ዝተገብረ ከም እዉን ኣብ ሽረ ዝተፈፀመ ጌጋ እዩ።
@focus.15
@focus.15 13 күн бұрын
ግብረ መልሲ ሽግር ማለት ሓደጋ ከም አመጻጽኡ ደኣምበር ከም ትግራዋይነት ክንምልሶም አለና ዝብል ግጉይ ርድኢት እዩ::
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 13 күн бұрын
ግብሪ tplf ኣብልዕሊ ተጋሩ ትገብሮ ኹፉእ ሥርሓ እዩ። ብኣዉራጃዊ ተጋሩ ምብኣስ ። ካብ ዝፍጠሩ ጀሚሮም ኣብልዕሊ ተጋሩ ዝዃነየቶ ዃና ጥፍኣት እዩ ።
@tomastom-bj6qp
@tomastom-bj6qp 13 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ከምዙይ አነበረን ናብዚ ዝወረደ አታሓሳስባ ንኽወርድ ዝገበርዎ ባዕሎም ናብ ከባቢ አውሪደሞ ይሕዝን ሕሉፋት ወለድኻ ናብዙይ ኢኻ ትወርድ
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 13 күн бұрын
ቱ ቪድዮ ኣይረኣይን ገፅካ እምበር
@GirmayWmariam
@GirmayWmariam 13 күн бұрын
It's an unexpected event To be honest, it must have been done by those who are backward group leaders because the stage is open for everyone to explain their ideas, so why did the prefer to rise such kind of crowded? Anyways, it's really heartbreaking because as tigrians it doesn't describe us
@TesfalemGermay
@TesfalemGermay 13 күн бұрын
ሃገር ሙሉእ ዘይተስምዖ ነቲ ህዝቢ ምክንያቱ ንጌታቸው ዝድግፉ መናእሰይ እውን ኣለዉ ሓሳዊ ኢኻ
@abrehaassefa
@abrehaassefa 13 күн бұрын
አብ ማንም ናይ ትግራይ መራሒ አድማ ምልዓል ፅቡቅ አይኮነን ግን ናይ ግዚያዊ መንግስት ሕማቅ አካይዳ ዉፅእት እዩ ተላዝቦም እንተዘይ ፈትሖሞ ህዝቢ ትግራይ አብ ሓደጋ ይአቱአሎ።
@hailearegawi4288
@hailearegawi4288 13 күн бұрын
Brother, the displaced people are hungry and living in mud while his daily expenses in millions. Do think this is fair?
@HamelmalKahsay
@HamelmalKahsay 13 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ልባም ፈታዪ ህዝቡን ፈታዪ ዓዱን ዩ ። እንቧእ ናስተውዕል ደአ አይንዘናጋዕ ዕው ዕው ፈፂሙ ጌጋ ዩ ።
@aregaiw
@aregaiw 13 күн бұрын
ትጋገ አለኻዃ ጌታቸው ህወሓት የ ስለዝበለ እዩ ማለት ኣይኮን። ህወሓት ዝባሃል ብናይ ህወሓት መተሓዳደሪ ደንቢ ዝምራሕ ጥራሕ እዪ። ጌታቸው አነውን ህወሓት የ እንዳበለ ብህወሓት ሽም ይሽቅጥ አሎ።
@MesiBeyu
@MesiBeyu 13 күн бұрын
ብጣዕሚ ዩ ዝሕዝንንንን ን ጌታቸው ክንድይናይ ሙሁር ምኻኑ ኽ ትፈልጡ ዶ ፧፧? ኣብ ዕጽዋይ ክባይ ክንድይናይ ኣለም ዝንቀጥቅጠስ ንጌታቸው እዙይ፧፧? ብጣዕሚ እየ በኽየ 😢😢😢😢 ህዝቢ ትግራይ ተበቲኑ ፋሕ ኢሉ ኣደዳ ኢሳያስ ኾይኑ!!! ኢሱ ድሕሪ እዙይ ምንም ኣይደልይ ኣላሟኡ ተሳኺዒሉ!!!
@HadushGeremedhin
@HadushGeremedhin 13 күн бұрын
መን እዩ ተሓታቲ ካብ አደስ አበባ ዝሸፈቱ መራሕቲ ሕውሓት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ከም ቁማር ረኪሶም ሀዚ በድሕሪ መላምል ደቀቅና ምሃብና ፀጊቦም፣ ወርቂ ፣ሓፂን ፣መኪና ፣መሬትን ጠቅላላ ሃፍቲ ትግራይ አብ ኢዶም አሎ ዊሰኪ ምስታይ ወግሐፀብሐ ልማዶም ነኒባዕሎም ምጥልላፍ አመሎም እዩ መን እዩ ሓቀኛ እቶም ሓምሳ ዓመት ዝሓመሰና እኮ ፍሉጣት እዮም ቀፃሊ ይሓምሱና
@bibatigray4002
@bibatigray4002 13 күн бұрын
Getachew intai adiu tsibuq nagher ntigray gheru wala amhara yghzah hizbina hadu ymelese indiu zibele merietna sheitu izi zeftat banda adghi shifta diqala
@TeklejewergisGebribanos
@TeklejewergisGebribanos 13 күн бұрын
እዚአብ አዳራሽ አቲካዝግበር እግርግ ሰላም ምዝራግ ህውከት ምፍጣር ባንዳነት ጥራህ እዩ
@ሰሌንውሃራያ
@ሰሌንውሃራያ 13 күн бұрын
ለካ እቲ ዝበሓል ዝነበረ ኩሉ ሓቂ ነይሩ ? መብዛሕቲኡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝፀልአና ምክንያት ሕጂ እናትረደአና መፂኡ አሎ
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 13 күн бұрын
ን4 ዓመት ካብ መረበቱን መሬቱን ዝተፈናቐለ ልዕሊ ምሌን ፆይሩ ኣብልዕሊ ፅንተቱ ታይክገብር ትፅበዩ ??ኣብ ማቻን ፅጋብን ዘለኹም ብደዐ ተዛረብቲ
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk 13 күн бұрын
እዚ ስልጡን ህዝቢ ብሰንኪ ናብ ድኽነትን ድንቁርናን ሃው ዘበልዎ ድሑራት ካድረታት ብስምዒት ምጥፍኡ አይተርፍን! ዘይምድምማፅ ስቓይና የናውሕ እምበር መፍትሒ አይኸውንን! ከምቲ አሕዋት ተጋሩ ዝገበርዎ ምይይጥ መሠልና ተጠቒምና ድልየትና ምተዛረብና ዶ አይምሐሸን?
@shebahiwot175
@shebahiwot175 13 күн бұрын
Your report is very goo, but when you show a video you should put the video bigger and yours smaller so we can see what is happening.
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f 13 күн бұрын
ዕሊ ዘየብሉ ኣካይዳ እንድዩ ዝኸይድ ዘሎ እንተዘይ ኪኢሉ ክወርድ እዩ ዘለዎ ወይ ድማ መሬት ትግራይ ናብ ንቡሩ ይምለስ ዝተፈናቀለ ህዝብና ይምለስ
@HaftomGgiorgis
@HaftomGgiorgis 13 күн бұрын
ሓበሬታኻ ኣስተኻኽል ምስ ህወሓት ዘራኽብ ሓሳብ ይኹን ተቃውሞ ኣይረአኹን ህዝቢ ይስዕር ቃልስና ሓንሽሽኩም ደቅና ረጊፅኩም ንምንታይ መፂኹም ዝብል ማዕበል እዩ ኔሩ ሰለዚ ንህወሓት ዝድግፍ ወይ መንም ኩነታት ኣይነበረን እቲ ተቃውሞ ድማ ትኽክል እዩ
@assafa35
@assafa35 13 күн бұрын
🙏🙏🙏
@hadish9672
@hadish9672 13 күн бұрын
They are no wise People's those who did that. If they have different idea they can give there idea so this wild and blinde followers.
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 13 күн бұрын
ሃገር ንባዕልኻ ወገነኛ ኢኻ ህዝቢ ምዕራብ አበይ መከራ ከም ዘሎ ይርደአካ ዶ ወድስብ እኮ አሽኳን እዙይ ምግባር ጨኒቅዎ ዓርሰ ቅትለት ዝፍፅም ምዃኑ ትፈልጥ ዶ ህዝቢ ምዕራብ ንስኻ አይትውክለናን ምባሉ ሓጥያት የብሉን ጌታቸው እኮ ብዕሊ ጀነሳይድ ዝፈፀሙ ሙሩኻት እኮ ብወነኑ ከምዝለቐቖም ትፈልጥ ዶ አይኮነን አብ አዳራሽ ተቓውሞ አብ አዳባባ እውን ወፂኡ ክቃወም እዩ
@MTHA-ee1ym
@MTHA-ee1ym 13 күн бұрын
ካብዚ እሡ ዝገብሮ ዝነበረ አብ ልዕሊ ሕወሓት አይከፍእን
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 13 күн бұрын
አዘደአ ናይ ለባማተ አዮ
@LeakeAregawi
@LeakeAregawi 13 күн бұрын
ስርዓት ከይትግበር መን እዪ ዘዕቅፍ ዘሎ መንቃሕቲ ክዋምኩም አቀምጡ ህዝቢ ስሚዒታዊ ገይርኩሙዎ
@MuezGher
@MuezGher 13 күн бұрын
ህዝቢ ሽረ ግን ያ😭😭
@abebagebru5823
@abebagebru5823 13 күн бұрын
Ayitayim
@TekesteBaraki-hv6mn
@TekesteBaraki-hv6mn 13 күн бұрын
እቲ ኣብኣኼባ ዝኣተወ ደጋፊ ይኹን ተቋማዊ ሓሳቡ ብስሩዕ ከቅርብ አናኸኣለ ካብረብሻ ሲታይ የትርፍ
@negagetachew974
@negagetachew974 13 күн бұрын
ሕወሓት ብዘምጽኦ ችግር ትግራይ አብ ትሕቲ ፈደራል ክትከውን እያ።
@Truth-d8v
@Truth-d8v 13 күн бұрын
ፌደራል ናበልኩም ህዝቢ ኣይተሸብሩ ካብ ንይባዕልኻ ሰብ ካሊእ ጨፍጫፊ መምራፅ ጌጋ እዩ
@negagetachew974
@negagetachew974 13 күн бұрын
@@Truth-d8v አብ ራያን ሽረን ዝተገበረ አኬባ ምልክት ናይ ሕዝቢ ምክፍፋል ስለ ዝመስል ሕዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ሕወሓት ናብ ዝባአሰ ሐደጋ ይወስድዎ አለዉ።
@tesfiegebreslasie2593
@tesfiegebreslasie2593 13 күн бұрын
ሓፊርና ክንዛረብ ኣይከኣልናን:ኣግዲዕኩምና መፍቶ ህግደፍ ትገብሩና ኣለኹም:ብሱሩ መሃነኖም ዝጠፍኦም መራሕትኻ ባዕልኻ ቀልስ ህዝቢ ትግራይ:: ኤርትራዊ ምኻነይ ኢየ::
@LeakeAregawi
@LeakeAregawi 13 күн бұрын
ናይ TDF መግለፂ ይተግበር ካሊእ ሰብብ ደው ይበል
@negagetachew974
@negagetachew974 13 күн бұрын
@@LeakeAregawi TDF ባዕሎም አብ ከባቢ ራያ ዘለው አዛዚኦም ባዕሉ ከጥፍዕ ከሎ 3 TDF ከኣ ተታኩሶም ተዋቂኦም እቲ ነገራት ናብ ኩሉ እዩ ዝከይድ ዘሎ። እዚ ናይ ሕወሓት ጣጣ እዩ።
@bibatigray4002
@bibatigray4002 13 күн бұрын
Getachew betani hiwuhat iu hiwihat inabele zishiket zelo
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 13 күн бұрын
ንስኻ እንታይ የእትወካ እቲ ውድብ ንጌታቸው ኣይኣበለይን እንተይሉ ጌታቸው ረዳ ህወሓት እዩ ክትብል መሰል ኣለካ ድዩ ኾይኑ።
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 13 күн бұрын
ክንደይሻዕዩ ሕዝቢ ትግራይ ካቃባጥሩሎም? ሕዝቢ ትግራይ ተፀማሙ። ሕዝቢ አብሽግር እናሓለወ አዴታት ትግራይ ንብዓተን ዘይደረዛ ቀተልቲ ደቀን ብናፃ ተፈኒዮም ካብ ሕዝቢ እንታይ ትፅበይ አለኻ? ወረገኝ ጥርሙስ አብ ርዕሶም ዘይተሰብረ። ደቁ ዛወፈየ ሕዝቢ ካሊዕ ዘይገበረ ወረጃ ሕዝቢዩ።
@TrhasMiki
@TrhasMiki 13 күн бұрын
ሃገር ከማኻ ዝበለ ሰብ ኣለና ምናልባት ነድሕን ዶ ስድራ ሰዉአ የ
@mgebre7220
@mgebre7220 13 күн бұрын
Ezom hezbi be net work leteasaseru hetbi lethkemom kehaleku feridom
@TsegayKide-r9p
@TsegayKide-r9p 13 күн бұрын
ሀገር እቲ ሓቂ ቀሰብቀስ ስለ ዝወፅእ ዘሎ ብፍላይ ምስ ሪእዮት ዝገበሮ ጌታቸው ይኩን ደብረፅዮን ምሰ ትግራይ ሆሪዞን ዝገበርዎም ብዙሓት መሰከፍቲ ኣለው። ብዓብዪኡ ድማ ተመዛበላይ ህዝብና ከፊእዎ ኣሎ።
@KbromWelday
@KbromWelday 13 күн бұрын
ሐሳዊ ብቀዳማይ ንምታይ ዘትዛረብ
@DestaMekonnen-x3b
@DestaMekonnen-x3b 13 күн бұрын
Ab mayichew ke eintay zegibika ?
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 56 МЛН
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 3
00:19
AnythingAlexia
Рет қаралды 9 МЛН
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 26 МЛН
ሰበረ ዜነ #ethio360studio #amharaa #new
19:13
360 Studio News
Рет қаралды 1 М.
🔴 የምንመካበት መስቀል || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New sibket 2017
1:06:10
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 61 М.
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 56 МЛН