ስጋ ሰብ ዝለመደ ሰብ💔💔 ንድራር ጸርፊ ደው ይበል ምሁራት ናይ ኩላትና ረብሓ እዮም❗️

  Рет қаралды 4,560

*NZM* FAMILY ❤✍️

*NZM* FAMILY ❤✍️

Күн бұрын

Пікірлер: 44
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 Жыл бұрын
ሰላም ናቱ ዓብዪ ሰብ,, ግደፎም ንሶም ችግር የብሉን ምቅናይ ጥራሕ ኩሉ ክንርዪ
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 Жыл бұрын
እዞም ኣብ ስደት ደቂ ደቆም ዝረኣዩ ደገፍቲ ህግደፍ ደቂደቆም ውን ዓባየ ኣባሓጎይ እንዳበሉ የማሙቅዎም ኣለው ወለድና ኸኣ ደቂደቆም ኣይኮነን ደቆም ውን ሲኡኖም ብጽምዋ ዘይምሱል መሲሎም ደቅና ውን ዓባየ ኣባሓጎይ ሓትነይ ኣኮይ ሓወቦይ እንዳበሉ ከይሞቁ ግዳይ ኮይንና ሕጂ ንዓና ዘድልየና ረጅም ጀንጅ በቃ ክንተኣኻኸብ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw Жыл бұрын
ናቲ ለባም ሰብ ❤❤❤
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr Жыл бұрын
ናቱ ሐውና አጆና
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ 11 ай бұрын
ናቱዬ ጀግና ለባም ክቡር ሓውና ንበረልና ናይና ኣብ ዘለካዮ ሰላም ጥዕና ፍቅሪ ናይ ጎይታ አምላኽ ምስ ሙልእ ቤተሰብካ ይብዛሓልኩም ዘሓወይ መዓረይ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካ ዝፈትወካ ክቡረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ናቱ ብሉፅ ዓብዪ ሰብ😍
@adfa6826
@adfa6826 Жыл бұрын
ናቱ ለባም ሰበ ❤❤❤❤❤
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ Жыл бұрын
እህም😢 ይገርመካ እዩ ናቱ ሓወይ❤
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ Жыл бұрын
Natey ❤ ❤ ❤ 😊
@letinaabay6991
@letinaabay6991 Жыл бұрын
ኢዚ ወዲ ኣስመራ ኢዩ ሓደ ደንቆሮ ኣብ እስራአል ዝነብር ኣብ ሓደ ቤት መግቢ ናይ ትግራዋይ ኣትዮም ነቲ ዝምገብ ዝነበረ ሓርሞም ነቲ ንብረት ኢንዳሃረሙ ኣብ መስመዳ ብቭዶ ተዘርግሖም ነይሮም ይገርም ኢዩ ማዕረ ክንድዚ ድቅርና
@بريبري-د2و
@بريبري-د2و Жыл бұрын
_ናቱዬ♥️_ _ኣነ ኩሉ ግዜየ ዘገርመን ነገርስ ኤርትራዊያን ድወያኔ ሃምና ጨዉ እዮም ኣብ ኩሉ ዘእተዎም ከለ ብሕልሞሞ ወያኔ ይብለዉ ይኾኑ እዮም ክክክ😂😂_
@TadeluDeri
@TadeluDeri Жыл бұрын
በታሚ ዘሀዘን እዩ😢😢😢
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ናቱዋይ ማዓረይ
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 Жыл бұрын
ናቲ ሓውና እዛ ንጆርጆ ድራር (ንተስፋገርግሽ) ምሁር ምሁር ኣይንበሎ እዚ ደንቆሮ እዩ ሕልና ልዕሊ ዲግሪ እዩ ብዛዕብኡ ክንዛረብ እንከለና ብሽሙ ጥራሕ ምጽውዑ
@nzmfamily
@nzmfamily Жыл бұрын
ኦይ ሳሩ ሓፍተይ ኣይሓዝክንን ማለት'ዩ ን ላህማማት ኣላህሚሙ ዉልቃዊ ጉዳዩ ዘጣጥሕ ምሁር ክብሎ ከለኹ እኮ ጉዳይ ዉጹዕ ህዝቢ ጉዳዩ ብዘይምሕሳብ ምስቶም ዉዱቓት ማለት'ዩ! እቲ ዝገደደ ከኣ እንዳ ፈለጠ ምዃኑ'ዩ!!! ስለዚ ናብ ናእዳ ወይ ዕብየት ትቐርብ የብለይን ን ኣብ ሊዕሊኡ!!! ምሁር ዝብሎ ወጽዓ ህዝበይ ዝርዳእ እሉል'ዩ ነዓይ።
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 Жыл бұрын
ኦኦ ብጌጋ ተረዲኤያ ጸኒሐ ክእርማ እየ የቀንየለይ ስለዘብራህካለይ ናቲ ሓወይ እወ ልክዕ ኣለኻ 💙💙💙💙💙💙💙
@wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273
@wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273 Жыл бұрын
Nati hakena❤❤❤❤
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Жыл бұрын
ናተይ ዓቢ ሰብ❤
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 Жыл бұрын
ናቱ ልባም ጅግና 😊
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 Жыл бұрын
Natu hawey eziom seb zekonu hlna yeblomn
@mandelaman776
@mandelaman776 Жыл бұрын
Natu smart eka
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ Жыл бұрын
ናቱዋይ ባዓል ሙሉእ ሕልና ወዲእኖዋ❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ናይዙ መንእሰይ ግን ገሩመኒ ኣብ ፌስቡክ ሕልፍ ክብል ረክቦዮስ ከመይ ዝበለ ሕልና እዩ😢ኣዴታትና ከምዝይ እለን ናበከያስ ላግፂ ተራእዩዎ ደም ናነባዕና ኣብዝረእናየን ኣዴታትናስ😢😢😢😢
@germaytsegay4854
@germaytsegay4854 Жыл бұрын
💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤ natu smart
@hhgfttrfihghy9336
@hhgfttrfihghy9336 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@حياةبراه
@حياةبراه Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢
@HHh-qq7rl
@HHh-qq7rl Жыл бұрын
𝑛𝑒𝑡𝑎 𝑙𝑒𝑏𝑎𝑚𝑒 𝑠𝑒𝑏𝑒❤
@amlesetdawit9578
@amlesetdawit9578 Жыл бұрын
Natu nay Amet demoz u 6000 kkkkkkk
@fetehiakerya5602
@fetehiakerya5602 Жыл бұрын
Ketnefe❤
@SalamSalam-ut2bo
@SalamSalam-ut2bo 11 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢ግዜ ፍረድ😢😢
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 Жыл бұрын
💎💎💎💎💎💎💎
@aleyshikor5629
@aleyshikor5629 11 ай бұрын
Gedefom ezka anjal arawet
@زمزمدسته
@زمزمدسته Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖🥰🥰💕💕
@سيفالدينياسين-ق9س
@سيفالدينياسين-ق9س Жыл бұрын
در اخين بطل 👍👍👍👍
@ንፍቅሪብፍቅሪ
@ንፍቅሪብፍቅሪ Жыл бұрын
Mexiex eka dirar muhur aykonen
@nzmfamily
@nzmfamily Жыл бұрын
ክክክክ ነቲ መልእኽተይ ደጊምካ ስምዓዮ ናብ ጸርፊ ኣይትጉየ ሓው።
@efremefata8702
@efremefata8702 Жыл бұрын
Ftwahi wedi Eritreawyan bmetenu kulatna Fithawiyan Haqenatatn Kab blibi Mefqerti hagernan Ente nikewin Esayas bota aymehalewon. Bhafesha gin Zey hafti Eritrea nay Esayas eyu Entay 6000€ gele.
@nzmfamily
@nzmfamily Жыл бұрын
ያ ሃገር ኣብ ጁቡኡ የኣትዩዋ ከሎ 6ሽሕ ደመወዙ ኢሎም ከረድኡና ንዝፈተኑ'የ ግብረ መልሲ ሂበ!!! እቲ መፍቐርቲ ኤርትራ እንተ ንኸውን ዝብል ጽሑፍካ ከኣ ብሮ ምፍቃር ዘይኮነ ጎዲሉና ኔሩ ኣብ ዓዲ ከለና ከምዚ ኣብዚ ምስ መጸና ን ኢሰያስ ኣይፈለጥናዮን ፈሊጥናዮ እንተ ንነብር ጉዳይ ትብዓት ን ኣብ ዓዲ ኮይና ፍታሕ ከነምጽእ ከም ሕቶ ክንገድፎ።
@efremefata8702
@efremefata8702 Жыл бұрын
Yes, I agree with you, you gave me the right answer. ኣብ ስደት ምስ ወጻና ኢና ፈሊጥናዮ። ፍቕሪ ሃገር ውን ኣለናን ን ኔርናን ውን 'ዩ ኢዩ ኣነስ ምስቶም ስቅያትና ክናዋሕ ዝገብሩ ድገፍቲ ኣተኣሳሲረ እየ።
@arsamatvyoutube
@arsamatvyoutube Жыл бұрын
ናቱ ሳብሰክራብ ተሐባበሩኒ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ Жыл бұрын
ኣሜን ናቱየ ለባም ሓወይ ዋላ ብትግራይ ገፅ ካብዚኦም ዘይሐይሽ በደዐ ቃላት ክፃሓፍ ይርኢ ኣለኩ መከራና ክበዝሕ ኢዩ እስራኤላውያን ተረርቲ ልብን በደዐኛታትን ስለዝነበሩ ኢዮም 430 ዓመት ኣብ መከራ ፀኒሖም መከራ ምስበዘሖም ን እግዚአብሔር ኣስታዊሰምዎ ለሚነምዎ ንፀላእቶም ግብፃውያን ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ኣጥሒሉ ካብ መከራ ኣውፂእዎም እግዚአብሔር ካም በዝሒ ምሕረቱ ቁጠዐኡ እውን ቡዙሕ ኢዩ ካምቲ ንከዶ ዘለና ኣካይዳ እንተከይድና እግዚአብሔር ቁጥዑ ከርእየና ኢዩ ኣነስ ፈሪሐ 😢
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 Жыл бұрын
ድራር ጀርጅ ገውዝ እዩ ሓቅካ😊
@ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
@ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ Жыл бұрын
❤❤❤
@fyorikesete215
@fyorikesete215 11 ай бұрын
❤❤
ዘመድ ሚናስ  ዝፈልጦ ምስጢር ርክቦም ❗️
44:37
*NZM* FAMILY ❤✍️
Рет қаралды 7 М.
ሰብ ይመውት ጁንታ ድራማ ይሰርሑ
1:41:12
Alena Walta Hager
Рет қаралды 17 М.
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 13 МЛН
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
ን ሑቢ ረስኒ ዝፈጠረት ኩነታት🫣
13:13
*NZM* FAMILY ❤✍️
Рет қаралды 10 М.
ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሶማል ?
1:00:01
ADMAS FORUM
Рет қаралды 15 М.
በአባቴ ምትክ እሱን ሰጠኝ ፡ ፍቅርን በሱ ነው ያወኩት 💝
41:45
መዳኔ ቲዩብ / MEDANE TUBE
Рет қаралды 128 М.
NEW ERITREAN INTERVIEW  CINEMA SEMERE SPORT INTERVIEW Part Two 2024
29:43
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 8 М.
Урыла😏 #кино #film #fypシ #minions
0:37
Faron
Рет қаралды 8 МЛН
Новые Пацанки. 2 выпуск. Премьера
3:16:48
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 4,4 МЛН
Мой парень исполнил мечту моей мамы
12:45
Моя анимированная история
Рет қаралды 764 М.
Анаконда келін 2 | Шешімі бар
45:55
Телеканал Алматы / Almaty TV
Рет қаралды 234 М.
I WANT SUMO (Shorts Version)
0:30
FilmPop
Рет қаралды 50 МЛН