ሰምሃል ጋል ኣያ ዘርኣብሩኽ ምስ ልዋም ጋል ዘጌም

  Рет қаралды 40,095

Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት

Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት

Күн бұрын

Пікірлер: 272
@ShashuAshenafi
@ShashuAshenafi 6 ай бұрын
ሰማሃል ❤❤
@meremere5079
@meremere5079 7 ай бұрын
ለዋመይ አዝየ ዝፈትወኪ ጋል ህዋን እኺ ኩሉ ነግርኪ ትዕብት ዘየብልኪ ናተይ ሓፍቲ ተትኾንስ ዕድልኛ እየ ነይረ❤❤❤💋💋💋🌹🌹🌹ሁሌም እወድሻለው
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 8 ай бұрын
ፅርያት ተጋሩዋይ ክፈትወክን ማዓት❤❤❤❤❤❤❤❤
@fayaz3598
@fayaz3598 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ልብል ፃንሒት ነይሩ ቀፅላሉ❤ ኣየኺ ማኩዋይ🥺
@ውቅሮዓደይምድራዊትገነት
@ውቅሮዓደይምድራዊትገነት 8 ай бұрын
ደስ ክትብላ ላዛክን ለ ክጥዕም ከምቲ ኣብ እንዳ ገሬ እሙን ንሪአክን ኢክን በቃ ኩሉ ግዜ ታሃረፍቲ❤
@yonassemere4416
@yonassemere4416 8 ай бұрын
ካብ እንዳገሬ እተን ዘድንቀንን ዝፈትወንን ልዋም and ሰምሃል ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዚክን ንፉዓት ኢክን ቀጽሎኦ።ሰምሃል ካኣ ሩሑስ ጋማ ኣምላኽ ኣብ ሂወትኪ ጥዕናን ቅሳነትን ኣብ ሓዳርኪ ካኣ ሙሉእ ቅሳነትን ሙሉእ ፍቅርን ምስ ባዓል ቤትኪ።ልዋም ካኣ ከም ሰምሃል የማስልኪ።ቀጽሎኦ ።l miss you
@DgG-ji1sr
@DgG-ji1sr 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ካፍ ኣለክን ይሞችኽን
@mesiyemamu
@mesiyemamu 7 ай бұрын
Wowww.....Dess ktbla deki adey......maku rhus gama.
@62114646
@62114646 7 ай бұрын
2 ken betami des bahalet ekin waay Makuway kemuwen Lemlem Ayenay/Tsige ewn 100% ketefetewa eda Gere emun tefeteweti ekum ketselu
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 7 ай бұрын
ጎረቤትና ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ኣዝኺን ደስ ትብላ ጽቡቃት❤
@Dawitkassa1
@Dawitkassa1 5 ай бұрын
Kkk ሎቅማፅ😂
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 8 ай бұрын
ኣነስ. ልዋመይ. መቅርቲ ክፍትወኪ. ፃዕዳ. ልባ መቅርቲ❤❤❤❤
@Madina-q1p
@Madina-q1p 8 ай бұрын
😢እውይ ተቃፂላ አነካ ከይጣዓመክዎ መሪርኒክፊትውከን ማዓት እየ❤❤
@MillionMichael-h8l
@MillionMichael-h8l 8 ай бұрын
Ata eza maku enber ketebdeni delya entay emo tekawinki endo bteami kab zfetweki bkulu wela snesratki eritrawi ❤❤❤❤
@habtomokubagabr6319
@habtomokubagabr6319 7 ай бұрын
Tegaru Ahwatna koynkum ember Tigrignakum khamq Bsmab plz Tigrigna temharu bejekum from Eritrea hawikum
@YonasYonas-q9w
@YonasYonas-q9w 7 ай бұрын
Kemakatkum arebn talyanen kenhawselu do 😁😁😁
@giotomgebremedhin1664
@giotomgebremedhin1664 8 ай бұрын
ኣነ ብጣዕሚ እንዲየ ዝፈትወኽን ትግርኛኺን ግን ኣስተኻኺላ ንኣብነት ቃራ ዝባሃል ነገር የለን ጉዕ እንበር
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 8 ай бұрын
አረ ይባሃል ይኡ ብራያ መቐለ ቃራ የና ንብሎ ማዓረይ
@ggcf1371
@ggcf1371 8 ай бұрын
ይብሃል ኡዩ።
@SaSa-zu7bg
@SaSa-zu7bg 8 ай бұрын
ካብ ራያ እስካብ መቀለ ኣትሒዝካ ቃርያ ብሃል እዩ ምዓረይ
@fayaz3598
@fayaz3598 8 ай бұрын
ኣካብዴ ሃም ደስተአን ይናገራ ታይ ይምልከተካ😏
@Haregte
@Haregte 8 ай бұрын
@@fayaz3598 መን ይብሁኺ ጓለይ ኣብ ኩሉ እናኣተኪ እትግስፂ😤😤 ደፋር ትግረኛ ኣይትቅተሉልና ወይ ጠቅሊልኩም ኣምሓርኛ ተዛረቡ🙈 ቃርያ ብልምዲ እምበይ ኣምሓርኛ እዩ ብትግርኛ ጉዕ እዩ ዝባሃል
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 8 ай бұрын
ታ ዓባይ Gal zebreabruk kfetwa❤❤❤
@TamratTube67
@TamratTube67 8 ай бұрын
ሳስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@fana4463
@fana4463 8 ай бұрын
@@TamratTube67ንስክለ ግበረለይ ኣነለ ገይርልኪ ❤
@hhmm1031
@hhmm1031 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኽን ዋዓሩና✅💕💕💓💓🥰🥰🥰💗💗💞
@hgf6568
@hgf6568 7 ай бұрын
ዝፈትወክን ፅብቅተይ
@kal5888
@kal5888 8 ай бұрын
ፅሩያት ደቂ ዓደይ❤
@hcddg9966
@hcddg9966 8 ай бұрын
ኾኾባትና ኢኺን ❤❤❤
@Hiat-x8l
@Hiat-x8l 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ 8 ай бұрын
አሰይይይ ፅሩያት አነስ ናይ ሓቂ ደቅነ ኮይነን ተሰሚዐናኒ ❤🎉🎉❤❤❤
@Semri136
@Semri136 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@alemabraham2335
@alemabraham2335 7 ай бұрын
Edmen tanan yhabkn❤❤❤❤
@MoKm-jj2oe
@MoKm-jj2oe 7 ай бұрын
❤❤ ቆናጁ ቀፅላሉ
@Ashenafiabraha-o8g
@Ashenafiabraha-o8g 8 ай бұрын
ኣሕዋት ዝተዋሃበክን ሪኢቶ ኣንቢብክን ኣብ ቀፃሊ ኣማሓይሽክን ክትመፃ ንላበወክን።ዘይተማሓይሻ እንተኾይንክን ድማ ክንፀርፈክን ጥራሕ ምዃና ክትርደኣ ይግባኣክን። ሪኢቶታ ሓደ ኣይትሻህርታ ብፍላይ ታዓባይ ቖልዓ ሻህረትረት ተብዝሕ ኣላ።ናብ ሚድያ ዝወፅእ ሰብ ህድኡን ርጉኡን ኣንደበተ ቁጡብ ክኸውን ኣለዎ።ፎኾስኮስ ወይካዓ ቅምፅምፅ ኣየድልንን። ካልኣይ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛኽን ዝምልከት እዩ።ንስኻትክን ቆልዑ ስለዝኾንክን ኣየንኡ እዩ ትግርኛ ኣይንኡ እዩ ኣምሓርኛ ምፍልላዩ ከፀግመልክን ስለዝኽእል ወይ ሰብ ምሕታት ኣለክን ወይ ካዓ ካብዚ ሪኢቶ ንኽትእርመኦ ንላበው። ምስትዋስ=ምዝኽኻር ትዝ ኢሉኒ=ውን ኢሉኒ ጥያቄ/ምጥያቕ=ሕቶ/ምሕታት ቃርያ=ጉዕ በርበረ በተለይ=ብፍላይ ጨወታ=ፀወታ ምዝግጃው/ዝግጅት/ተዘጋጀዊ=። ምድላው/ድልውነት፣መደብ/ምስንዳእ/ተዳለዊ፣ተሰናድኢ ብቻ=ጥራሕ ድረስ=ክሳብ ቀልዲ=ቅያዕ፣ቅየዐ፣ዋዛ ሙኮራ፣ምምኳር=ፈተነ፣ምፍታን መጨረሻ=መወዳታ እና="ን"፣ስለዚ፣እሞ፣ካብኡ፣ካብኡ ድማ፣ካብኡ ቀፂሉ እንትን፣እንትና=ክስታይ፣ክስቶ መጀመርታ/ያ=ፈለማ ኣሸኒፋትኒ፣ኣሸኒፈያ፣ምሽናፍ=ሲዒራትኒ፣ሲዒረያ፣ምስዓር እዩ ዝባሃል በጃኻትክን ቋንቋ ትግርኛ ኣይትበርዞኦ ሓደራ ኣማሓይሻ ።
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 8 ай бұрын
ብትክክል
@Ashenafiabraha-o8g
@Ashenafiabraha-o8g 8 ай бұрын
@@GmhlHpyu ብትክክል ዘይኮነስ ብትኽክል ወይ ብልክዕ እዩ ስሩዕ ትግርኛ
@fayaz3598
@fayaz3598 8 ай бұрын
ኣራይ ጌጋ ኾይንኻ'በይ ፅቡቕ እየን እኒአዋ ደስ'ኳ ምባለንስ:: ዒፈጥ🙄
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 8 ай бұрын
ኩሉ ፅብቅ እዩ ግን ንልዋም ኣይትቅለሊ ኣይትበላ ላህመም ደማ ትብል እያ ወለከ
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 7 ай бұрын
ኣነ ኤርትራዊት እየ ግን ጀሚረን ክሳብ ዝዉድኣ ደስ ኢሉኒ ርእዬ ኣብቲ ናይ ቆንቆ ዝብልኻዬ እኾ ኣፍልጦ ኣይብለይን እቲ ቀመስመስ ገለ ዝብልኻዬ ግን ብዙሕ ዘኽፍእ ዝግበረት ኾይኑ ኣይስምዓንን ዜና ተንቢብ ወይ ቃለምሕተት ትግብር ተለኻ ኢኻ ዕትብ ትብል እንበር እዚ ደኣ ንመስሓቕ ንምዝንጋዕ ኢለን ዝግብርኦ መደብ እንድዩ
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 8 ай бұрын
ዝፈትወክን ደቅነይ ❤❤❤94 ምሳየይ ማሓዛይ. ሰምሃለይ ናሓውና ወድነይ 😢ከፍእናእወ ታማ ኣምላክ ዘፈቀዶ እዩ 😢እመብርሃን ታሓሊክን ማኩየይ
@ኣርያምጓልትግራይ
@ኣርያምጓልትግራይ 8 ай бұрын
ፅሩያተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንእዩቃለይ
@ተመስገንእዩቃለይ 8 ай бұрын
ፁሩያት ❤❤❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 8 ай бұрын
ክልተ ምጭዋት ዝፈትወክን❤❤
@annopyjvvcfhtuo536
@annopyjvvcfhtuo536 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤
@محمدادم-ن6ت1ت
@محمدادم-ن6ت1ت 8 ай бұрын
ኣይትዘንጥሎኦ ፀምኩን ከየቅንየክን
@halakriri253
@halakriri253 8 ай бұрын
ኣስይ እሕዋተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፊጣሪ ፅሩያተይ❤❤❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 8 ай бұрын
mukuratey❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Alame-e5w
@Alame-e5w 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@GebreMezgebe
@GebreMezgebe 7 ай бұрын
Beautiful ❤❤❤❤❤❤
@ፍጹምሰላም
@ፍጹምሰላም 7 ай бұрын
Lsanna ክትፅሕፉ እተለኹም አስተኻኺልኩም ኤዲት ገርኩም ፀሐፋ(ጋል)አይባሃልን ጋል ካሊእ ትርጉም እዩ ዘለዎ (ጓል)አያዘብረአብሩኽ ክትብሉ ዝደለኹም ይመስለኒ ።
@samitesfagabr4262
@samitesfagabr4262 8 ай бұрын
Bejaki Tigrina temhara 🙏🙌💙🫶❤️
@danielbirhane7822
@danielbirhane7822 8 ай бұрын
Tigrigna sle zeyitisemie u 😂
@WsYss
@WsYss 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@aotali8812
@aotali8812 8 ай бұрын
ልዋመይ ❤❤❤❤ቅንዕቲ
@fg7tf468
@fg7tf468 7 ай бұрын
🎉🎉❤❤🎉❤
@mekonnentdl
@mekonnentdl 7 ай бұрын
ፁሩይ ትግርኛ ክትዛርረባ ፈትና።
@Samri16
@Samri16 8 ай бұрын
ፅቡቃተይ❤❤❤
@TM-qu9mp
@TM-qu9mp 8 ай бұрын
Xbuqatey natey❤❤❤❤
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 8 ай бұрын
ደስ ክትብላ🥰💜🫶🏽
@MensuraMahamed
@MensuraMahamed 8 ай бұрын
amen amen amennnnnnnnn
@YgzawAbrha
@YgzawAbrha 8 ай бұрын
ፁሩያት
@selamburuk
@selamburuk 7 ай бұрын
ማኪ@ህሊና ቀጽላሉ ጎቦዛት ኢክን ግን እታ ካርታ ተተቀሪ ጽብቅ ነይሩ አብ መጻኢ ኮሞንቲ ኣንቢብክን ብጽቡቅ መደብ ክትመጻና ተስፋ ንገብር በቲ ናይ ተከታተልትክን ነቄፌታ ክትእረማሉ እምበር ክትደሃላሉ የብልክንን ክብለክን ይፈቱ።ብምቅጻል ግን ንምንታይ እዩ ሰብ አብ ዉሽጡ ሓዘን ከም ዘለዎ እናፈለጥናስ ዝከፈአካ ግዜ አሎ ዶ ኢልካ ይሕተት ድዩ ኮይኑ ነዉሪ ንሰብ ሓዘኑ ክርስእ እዩ ዝግበር እምበር ሓዘኑ ክዝክር ምግባር ጌጋ እዩ። አጆኪ ሰምሃለይ ደሞ ኣይኮነን ዶ ወዲነኪ ስኢንኪ ከመይ ዘይከፈአኪ ንሕና ከማን ንፈትዎም ጀጋኑ ቁርጺ ቤተሰብና ማሓዙትና አብ ስደት ከለና መስዋእቶም ሰሚእና ክሳብ ሐዚ ብመስዋእቶም ይከፈአና አሎ😢በተለይ ኣነ ካብቶም ቤተሰብይ ንላእሊ ዝፈትዎ ማሓዛይ መካሪየይ ወዲ ገዛይ ነይሩ ተሰዊኡ ተባሂሉ ኣነ ግን ክሳብ ሐዚ መስዋእቱ ምእማን ስኢነዮ አለኩ ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢካ ማሓዛይ💔ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም ንኩሎም ስዉኣትና🖤
@gfhfherfjdndguh9335
@gfhfherfjdndguh9335 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ሙቁራት
@lilyA22
@lilyA22 8 ай бұрын
ሰምሃል ሕፁኖት ከ ዳኣ
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu 8 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ግን ልምንታይ ኢኩም ግን ናይ ህዝቢ ኢና እንዳበልኩም ቛንቛ ተባላሽዩ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 8 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️ጹሩያት
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ tsubkatayyyyy
@MohammedAhmed-sm1hy
@MohammedAhmed-sm1hy 8 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ህያብ-ሠ6ጐ
@ህያብ-ሠ6ጐ 8 ай бұрын
💜💜
@user-ኣክሱማዊት
@user-ኣክሱማዊት 8 ай бұрын
ኮኮባት ትግራይ👭💝❤
@letshgebru7604
@letshgebru7604 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ምቁራት
@RtGh-e9s
@RtGh-e9s 8 ай бұрын
ሰም 💋💋💋ል ዋም 💋💋💋
@SaS-oc1tn
@SaS-oc1tn 8 ай бұрын
nsemhal rie eye metsye l love you semhal shkor ❤
@ethiotigi6693
@ethiotigi6693 8 ай бұрын
ማኩ ጥንስቲ እያ❤i can see❤
@fayaz3598
@fayaz3598 8 ай бұрын
ታሞ ድዩ በዓልቲ ስብኣይ እንድያ🙄
@ethiotigi6693
@ethiotigi6693 8 ай бұрын
@@fayaz3598 so what?
@حياهحياه-ذ5ص
@حياهحياه-ذ5ص 8 ай бұрын
Tgrgna tezarebuta yey zterefe des bahalti❤
@FfFgg-gx3wr
@FfFgg-gx3wr 8 ай бұрын
ፅርያት ኣሰይ💛💛💛❤❤❤
@xumymf4103
@xumymf4103 8 ай бұрын
Kedameyti😍😍
@jge7tye640
@jge7tye640 8 ай бұрын
ኣጆኺ ሰምሃለይ😢❤❤
@ምልኣት-ጐ2ዠ
@ምልኣት-ጐ2ዠ 8 ай бұрын
ብራኸ❤
@muzitGaltgray
@muzitGaltgray 8 ай бұрын
❤❤❤❤ Demey Tegaru
@ትግራይ-ሐ6ጀ
@ትግራይ-ሐ6ጀ 8 ай бұрын
❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 8 ай бұрын
ሙቁራት ኢክን❤ግን ሓድሓደ ቃላትክን ኣማርኛ ትሓውሳሉ ኣለክን ኣፅርያኡ
@Ashenafiabraha-o8g
@Ashenafiabraha-o8g 8 ай бұрын
ታይ ሓደ ሓደ ዳኣ ዳርጋ ኩሉ ምበር
@لبلق-ش3ج
@لبلق-ش3ج 8 ай бұрын
konaju eiki bhaki❤❤❤❤❤❤
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 8 ай бұрын
ማኩዬ ነብሰ ፁሩ እያ ትመስል ምጭዋት❤
@Ashenafiabraha-o8g
@Ashenafiabraha-o8g 8 ай бұрын
ነብሰ ፀር ማለት ዶ ኾን እዩ።
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 8 ай бұрын
@@Ashenafiabraha-o8g እዉ 😄
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 7 ай бұрын
ጐበዛት ❤❤❤❤❤❤
@MerhawitAlemu
@MerhawitAlemu 8 ай бұрын
ምቅራት❤❤❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MebrhitBerihu-f1m
@MebrhitBerihu-f1m 8 ай бұрын
ሰምሃል ሚድያ ዓብይ ምኩኑ ኣይንረስዕ ቃርያያያያ (ጉዕ ናይ ባዓልና
@fayaz3598
@fayaz3598 8 ай бұрын
ኣች😬
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 8 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@norahabashi6554
@norahabashi6554 8 ай бұрын
ምቅራት ❤❤❤
@WeyniGere-jr7cg
@WeyniGere-jr7cg 8 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 8 ай бұрын
ጥያቄ ❌ጥያቄ ❌ ቋንቋና ነስታካክል ካቡኡ ለለ ቀጽልሉ😘
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 8 ай бұрын
ከምዝስ ከረብርቡኻ ኢዮም። መስምዒ የብለሙን ሞክር ምጥሚጣ እዚኦም ከም ስነ ጥበበኛታት ሲ ከመይ ኢሎም ኢዮም ሰብ ከስተምህሩ😅
@sonofelamida
@sonofelamida 8 ай бұрын
ጥያቄ ኣምሓርኛ = ሕቶ ትግርኛ
@MebrhitBerihu-f1m
@MebrhitBerihu-f1m 8 ай бұрын
ውይኔ ግዛዕምዛዕ
@fayaz3598
@fayaz3598 8 ай бұрын
እሰይ😬
@MebrhitBerihu-f1m
@MebrhitBerihu-f1m 7 ай бұрын
@@fayaz3598 ደንቆሮ
@salamsalam6988
@salamsalam6988 8 ай бұрын
ልዋመይ ምቅርቲ ❤
@Cherkos-p3h
@Cherkos-p3h 8 ай бұрын
💕💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 8 ай бұрын
ሓባይብ❤❤❤❤
@MoKm-jj2oe
@MoKm-jj2oe 7 ай бұрын
ማኩ ኣብዚሒክላ 😂😂😂
@brhanemeles1150
@brhanemeles1150 7 ай бұрын
ማኩ ጋል ኣያ ጆከር
@Asefaalsa
@Asefaalsa 8 ай бұрын
ኩሉ እዩ ሃምኡ ሕልሙ ክኮነለሉለ እዩ ልደሊ ፁቡቃተይ
@tsigehaylu8798
@tsigehaylu8798 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😘
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 7 ай бұрын
ሽኮራት
@SameeraA-nw8bd
@SameeraA-nw8bd 8 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤🙏🙏❤❤🙏❤❤❤❤🙏🙏
@احمدادريس-ب3ق
@احمدادريس-ب3ق 8 ай бұрын
💖💖💖💖👍👍👍👍
@ያለውኣይቀርም
@ያለውኣይቀርም 8 ай бұрын
❤❤❤🎉
@tigraweyti-b9c
@tigraweyti-b9c 8 ай бұрын
des kbla❤
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 8 ай бұрын
አጆክን አብ ጎንክን
@MeraYou-hc3hw
@MeraYou-hc3hw 7 ай бұрын
ሾኩሹኪ ካካካ
@Meribsrat
@Meribsrat 8 ай бұрын
❤❤❤❤🥰🥰🥰💋💋💋
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 8 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍
@solomongg-t6e
@solomongg-t6e 8 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ዒዋላዩቲብ
@ዒዋላዩቲብ 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ በጃኹም ሳብስክራይብ ግበሩኒ❤😢
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 8 ай бұрын
Support guys like like like
@sahayabray5699
@sahayabray5699 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍🥰😍😍🥰😍🥰
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 7 ай бұрын
May aytstey
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 50 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 37 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 55 МЛН
ድሕረ ባይታ ሮዳስ እና ሚኪ
8:35
Suzi welu Tube
Рет қаралды 7 М.
ንቤተሰበይ ምጥናሰይ ከመይ ገይረ ክነግሮም
29:38
Wina entertainment
Рет қаралды 11 М.
Tamrat amare & Absala Desta ታምራት ኣማረ ምስ ኣብሳላት ደስታ ሙሉእ ትሕዝቶ
29:15
Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 11 М.
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН