KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝተዛረብዎ
29:39
መድያ ተፈታዊ ንምዕጻው ክተት ፥ ኣወልን ከዳዓቶምን ብ ደገፍቲ ህግደፍ ይዋረዱ
So Cute 🥰 who is better?
00:15
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人 #佐助
00:20
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Không phải tự nhiên các nước châu Phi yêu mến nước Nga. Bởi nước Nga có một TT đáng yêu #putin
00:19
ስለምንታይ ኢዮም ክንቀትለካ ኢና እናበሉ ዝፍክሩሉ ዘለዉ?
Рет қаралды 33,128
Facebook
Twitter
Жүктеу
2200
Жазылу 149 М.
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Күн бұрын
Пікірлер: 481
@ድንግልማርያም-ከ6ኸ
9 ай бұрын
😭😢😭😢😭😢 ሰልጠነ ሓወይ ሰሌጠነ ሓወይ 😢😭 ኣነ ሙስሊም ዝነበርኩየ በዚ ናይ ገዳም ትብሎ ዘለኻ ኣሚነ ምስ 7 ደቀይን ሰብኣየይን ኣሚነ ኣብ ኦርቶዶክስ ተጠሚቅና ቁርባን ቀሪብና ፍቅሪ ክርስቶስ እንዳ ኣስተማቀርና ንነብር ኣለና በጃኻ ግን በጃኻ ነዚ ድያቆን ጸልዩሉ ጸልዩሉ ። ፈተንኡ ከቢድ እዩ ብሓቂ ይብለኻ ወላዲተ ኣምላክ ሙሱኡ እያ ንዓይ ዝገበረለይ ብሓቂ ፍሉይ እዩ ፍሉይ እንታይ እሞ ክብለካ ምስጢራዊ ዳቆን እዩ ተስፋ ይገብር መመረቅታ ናይዛ ገዳም ከብቅዖ ። ኣነ ውን ሰልጠነ ሓወይ ውዒለ ሓዲረ ከም ዝምስክር ቃል ይኣትወልካ ኣታ ተባዕ ሰልጠነ ሓወይ ግን ሓደራ በዚ ናይ እስልምና ዝብሉዎ ሰገጥ ከይትብሉ ። ነቶም ኣብቲ ገዳም ዝርከቡ የሕዋትና ከኣ ኣመስግነለይ ። ዝቅመጠሉ ዘለኹ ኣብ ሃገረ በልግጅም ።
@SubsHhdd
9 ай бұрын
አሰይይይ እንካዕ ናብዛ ዘላላም ህወት እግዚአብሔር እንካዕ ናብዛ ቅድሰት ቤቱ አብቅዕክ አብዐካ ❤❤❤
@FunnyCookingApron-dj3it
9 ай бұрын
ኣሰይይይ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ናብዛ ቅንዕቲን ዘለኣለማዊትን ቤትና ብሰላም መጻእኹም🕊💟
@rutaruta5920
9 ай бұрын
Merhaba goal kurustos nabzi bmmxaki azina tehagusna ❤❤❤
@TesfaldetHagos
9 ай бұрын
እንኻዓ በስላም መጻኪ ምስ ስድራኪ ክብርቲ ሓፍትና❤❤❤❤❤❤❤
@NihnaNewegena
9 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ተመሰገንንንንን እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክበር ይመሰገን ከሙኡ ወን ወላዲተ አምላኽ ክብር ምስጋና ይገረባታ ❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
9 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ሰልጣን ዲያቆን እወን አጀካ እግዚአብሔር አምላክ እመቤታችን ምሰካ ቱኩን ቅዱሰ ሚካኤል አብ ዝርካ ይኩን
@ተክለሃይማኖት
9 ай бұрын
እንታይ እየ ዝሰምዕ ዘለኩ መምህር መምህር 😭😭😭😭 ዲያቆን ወደይ ኣታ ቡሩክ 😭😭 ። በጃኻ ባዕለይ ክሓልፈልካ እዚ ዝብሃል ዘሎ ናይ ሓሶት ፈኸራ እዞም ሓሰውቲ ። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ክብሪ ንኦርቶዶክስ ንዘልኣለም 🙏🙏🙏 ኣነ ኣብቲ ገዳም ተሓጺበ ዝሓወኩ ካብ ኤች ኣይቪ : ደም ብዝሒ : ቦኹሪ ወደይ ልሳን ከፊቱ : ውላድ ሓደ ምስ ወለድና ን 6 ዓመት ኣቢና ዝነበረ በዚ ጸበል ወሊድና ። ኣነን ሰበይተይን : ክልተ ደቀይን ። ደቂ ሓፍተይ ሳልሳይ ርእሳ ። ኣቦይን ኣደይን ። ኣብ ኦርቶዶክስ ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኣሚና ጥምቀት ወሲድና ስጉኡን ዶሙን ናይ ክርስቶስ ጀሚርና ገሊና ትምህርቲ ሃይማኖትን ካልእን 10 ወርሒ ተማሂርና ። ቃል ይኹነኒ ኣብቲ መመረቅታ እዚ ገዳም መስኪረ ንዓለም ከበስር ። ንድያቆን ፈከራ ቅትለት ምስ በልካ ንብዓተይ 😭ዛርዩ እዩ በጃኩም እዚ ድያቆን ኣነ ንክኣምን ንክሓውን ቡዙሕ ኣስተዋጽኦ ዝገበረዩ ። ስሌኡ ንጸሊ ። ቡዙሕ ፈተነ ከም ዝመጾ ኣይስሕቶንየ ክርስቶስ ግን ከድሕኖ እምነት ኣለኒ ። ጠቅላላ ኣብታ ሓቂ እምነት 9 ኣሚና ኣለና አለና ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ካብ ሲኦል ናብ ገነትዩ ብሓቂ ንዓይ ። ኦርቶዶክስ ንበሪ ንዘልኣለም ።
@yonasgebremeskel2937
9 ай бұрын
ናይባሓቂ ኣምላክ ኣዉጺካ'ዩ ሞ ይመስገን🙏🥺♥️♥️♥️
@ተስፋጽባሕኣቡየ
9 ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ተመስገን ኣምላኸይይይይይይይ 💞🙏💞🙏💞🙏
@robelmulugeta2112
9 ай бұрын
ኣሰይ ኣንቃኣ ሰላም መጻኣኹም ኣምላክ ምስና ኣዩ ኣጆና ኣብ ኣምነትና ንጽናዕ ጥራይ❤❤
@Samira-it6jh
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@abaditgere4392
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Temesgenamlakeesrael
9 ай бұрын
መርሓባ ክቡራትን ፍቁራትን ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርኽኩም እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን ድያቆን መድሃኔ ሓውና ኣጆኻ ካብ ዓለም እቲ ዕውት ዝብሃል ሰብ ናይ ናብ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝጎዪ ኢዩ እንተ ሞትና ናይ ክርስቶስ እንተለና ናይ ክርስቶስ ኢና ኩሎም ቅዱሳን ምሳኻ ኢዮም ቅዱስ ሚካኤል ኣሎ ኣጆኻ ነቶም ካብ ምስልምና ናብ ክርስትና ዝመጹ ከኣ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓሎም ጽንዓት ይሃቦም ነቶም ዝፍክሩ ውን እግዚኣብሄር ልቦም ይኽፈተሎም ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣዝየ ተሓጊሰ
@FunnyCookingApron-dj3it
9 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መጻእኻ መምህረይ😊 ኣብ ዝሃለና ሃሊና ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ጽላሉ የንብረልና ጽባሕ¹² ደቂ ተዋህዶይ❤
@fthawitnuwaye1293
9 ай бұрын
Amen Amen Amen brktey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@GenetChannel-uo3rv
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@Brihan-dl8pg
9 ай бұрын
ኣሜን (3)❤❤❤❤❤
@alemdesta454
9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ😘
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@luliamedhanie
9 ай бұрын
ሓያል መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ውሓላዊና ኣይድቅስን አዩ ኣጆና💪💪💪🙏
@TsegaAsmorom
9 ай бұрын
ኣጆኹም የሕዋት ኣምላኽ ክሕልወኩም ዩ ዕድመ ከይ ኣኸለት ትሓልፍ ነብሲ የላን፡ ዕድመን ጥዕናን ክንጽልየልኩም ኢና ብሩኻት።
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
9 ай бұрын
ብትክክል ✅✅✅✅✅✅።
@Adhanomtesfay-z6b
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማልና ስልጣን መምህረይይይይ
@alemdesta454
9 ай бұрын
አምላክ ቅዱስ ምካኤል ይክበር ይመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘልኣለም ትንበረልና ገዳምና ውን ስደትና አሕፂሩ ንማሓረሉን ንፍወሰሉን ይግበረልና🤲🥰ጸጉኡ የብዝሕ አሕዋትና📚💙
@weinikeleta3461
9 ай бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Misakum yekun aajokum kexilewo 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@buucsbb8535
9 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኩም ክብር መምህርና ክብር ሓውና ድያቆንየ እመብርሃን ምሳኣኩም ትኩን ብእውነት አብ ስደት ዘለና እውን ናብ ቅድስት ሃገርና ያብቀዐና አሜን፫🤲🕯🥀❤❤😍🥰
@dddd-dc7vi
9 ай бұрын
Psalms 27 ትግ - ዳዊት 1: እግዚኣብሄር ብርሃነይን ምድሓነይን እዩ፣ ካብ መን ደኣ እየ ዝፈርህ፧ እግዚኣብሄር ሓይሊ ህይወተይ እዩ፣ ካብ መንከ እየ ዝስምብድ፧
@rgathaylemnkael605
9 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዝድነቃልካን ቃፅለሉ ንዓኣቶም ከዓ ዓይነ ልቦናኦም የብረሀሎም ዘማሪ መድሃንየ ሓወይ እግዚአብሔር የክብረልና ዝሓወይ ቃፅለሉ❤❤
@ኣፁጋልተዋህዶእመብርሃንዋ
9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡረተ አሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አጀኩም አሕዋተይ ቅድስት ድንግል ማርያም ቅዱስ ሚኳኤል ቅዱስ ገብርኤል ቅዱስ ሩፋኤል ምስኩም ይኩን ❤❤❤🎉🎉
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ
9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ኣሕዋተይ ❤እግዚአብሄር ሰንደቕ ዕላማና "ዩ በርትዑልና 💖☦️
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዉዴ
@Nebirm
9 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣሕዋት፡ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም፡ ዲ.መድሃኔ ሓወይ ከኣ ኣጆኻ ፥ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ ፡ ብርግጽ ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ሞት ረብሓና ኢዩ።
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@Okubagabr
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣጀኩም ቀጽልዎ ፈጣሪ ምሳና እዩ🙏🙏🙏💒💒💒👈✅❤❤❤
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@YorusalemWeldu
9 ай бұрын
Egziabihier amlak ztemesgene ykun❤❤❤ qal hiwet yesmalna kburat ahwatey❤
@ማርያመይመዝሙረይ
9 ай бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰለ ኩሉ ነገረ ብሓቂ እመቤቴ ማርያም ጸውዓከይ ዘይተድንጊ ለምንኪያ ዘይተሐፍር እዩ ዕልልልልልልልል ተመሰገን ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️_
@Almazfqri
9 ай бұрын
Xnae tbae ele do ayazezkukan:,Egziabiher amlak ab etkedo kulu msaka eyu emo aytfrah,aythsebo....mexhaf eyasu 1:9 Kemue dma seltene hawey egziabiher amlak xegue yebzhalka 🙏🙏🙏♥️
@Almazfqri
9 ай бұрын
Xnae tbae ele do ayazezkukan, Egziabiher amlak ab etkedo kulu msaka eyu emo aytfrah,aytsheber...mexhaf eyasu 1:9
@geralegas47
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዐልና የሕዋትና ምቅታል ናይ ዐምጽቲ ናይ ድኹማት ናይ ሸፋቱ ስራሕ እዩ እዞም ከምዚ እንዳበሉ ዘፈራርሑ ሰባት እግዚኣብሄር ኣምላኽ ልቦኖኦምን ዐይኖምን ይኽፈተሎም ንሕና ኦርቶዶክስ ክንቀትል ኣይንብልን ባኣንጻሩ እየሱስ ክርስቶስ ፍቅሪ ምድሐን እዩ ሚሂርና ስለዚ ሞት ብስጋ ዘይተርፍ እዩ ኩልና ክንመውት ኢና እዚ ድማ ፈሪሕካ ኣይተመልጠሉን እኻ ነታ ክነመልጠላ ንኽእል ሞተ ነብሲ ክነድሕና ይግባእ ስለዚ የሕዋተይ ኣጆኹም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ጎንኹም እዩ እዚኦም ከምዚ ዝብሉ ግና ምሕረት የውርደሎም ኢና ንብሎም።
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
9 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ፀጉኡ ያብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት አሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም ፈጣሪ አምላክ😍😍😍
@yonasgebremeskel2937
9 ай бұрын
ኣጆኩም ቀጽልዎ ህዝብኩም ኣድሕኑ ኣብ ትሕቲ እግዚኣቢሄር ዉን ንሕና ኣብ ጎንኩም ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ይሕዋተይ❤❤
@kirostesfahans
9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ሓውና ሰልጣነይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@petrostesfaldet4482
9 ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@egzabhier
9 ай бұрын
መምህር ስልጣን ሓወይ ተሓባበረኒ
@SubsHhdd
9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእኹ ክብራተይ ዕንቅ የተዋህዶ ደቅ አጆኹም በርቱዑ እቶም ንሰጋ ድዶልይዋ ንታ ነብሰ ግን አይክረኽብዋን እዮሞ። እግዚአብሔር አሚላክ ካብ ኩሉ ነገር ይሓልኹም❤❤❤
@VanaVanaa-qn4nw
9 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን ✝️❤️❤️❤️❤️
@azmeruaynalem5861
9 ай бұрын
ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኽም ክቡራት ኣሕዋትና
@ngstiberhe7133
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🥰🥰
@weinikeleta3461
9 ай бұрын
Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalkum edmen tienen yehabekum 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️
@MerhawiQeshi
9 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና አግዚኣቢሒር ጸገኡ የብዛሓልኩም
@selamawitbrhane3334
9 ай бұрын
ኣጆኹም ተባዓት ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣሎ ምሳኹም ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጸለታን ኣማላድነታን ኣይፈለኹም በርትዑ🙏❤
@brhankiros
9 ай бұрын
ኣጆኩም በርትዑ እግዚኣብሔር ካብ ኩሉ ኩፉኡ ዘበለ ይሓሊኩም ክቡራት እሕዋተይ❤❤❤
@yorsalamtesfay9604
9 ай бұрын
Amen Amen kebirat jehaweteyn memahran amlak ymesgen sema amlak alena
@FliposWeldeyohanesEDF
9 ай бұрын
ኣጆካ ድያቆነይ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
9 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኳዕ በሰላም መፃእኩም መምህረይ ስልጣን ድያቆን መድኃንየ ሓወይ እግዚአብሔር ሒዝና ኣይንፈርሕን ኣምላክ ያሓልውኩም ደቅኖ
@dddd-dc7vi
9 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ሓቂ ዝዛረብ ኩሉ ግዜ ተፀላኢ እዩ ኣጀኩም እመ ኣምላክ ተፅልለልኩም ብዝተረፈ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@yarusimon1936
9 ай бұрын
ኣጀኹም እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን❤❤❤ ኪዳነ ምህረት ብጸሎታን ኣማላድነታን ትሓልኹም🙏🙏🙏
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@suhhd
9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ሰልጠነ❤❤❤❤❤❤
@dfhf8186
9 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐል ና ክብራ ኣሕዋትይ ፈጣሪ ኣምላክ ልቦና ያሃቦም😢✝️🤲❤
@habenwelday-m3o
9 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኒ የሕዋትና ዓይነ ልበነኦም ይክፈተሎም መ፡ም ስልጣን ሓወይ ብታሚ ኢካ ጽቡቅ ዝኮነ ቃለ ኣምላክ ተማሓላልፍ ዘለካ፡ሞ ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልካ ሓደ መናፍቃን እንታይ ክብል ሰሚዕዮ ስልጣን ሓውወይ ብቴሎፎን የዕልል ኔሩ ምስ ሓንቲ ኮሙ ማለት መናፍቃን እያ ሕጂ አንታይ ክብል ሰሚዐዮ ተመርዑ ኣንዶ ትብሎሞ ንሱ ካ ሓሲበዮ ኣለኩ ይብላ ሞ ዋውው ጽቡቅ አምበር ሒዝካ ትብሎ ሞ ግን ይብላ ኣማኒት ኣይኮነትን ማለት ተወሃዶ እይዕ ይብልእ ሕጂሽ አጢ ሓቀኛ እምነትስ ፔንጠ ድዩ ማለቱ ድዩ ከይገረመኒ ኣይተረፈን
@Temesgenamlakeesrael
9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ልቡ ይኽፈተሉ
@BereketMerhawi
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@HelenTesfalem-o7e
9 ай бұрын
Sle kulu Egziabiher ymesgen amlak msakum ykun 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ኩቡር መምህረይ ኩቡር ዲያቆን ሓወይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤
@mamatube8160
9 ай бұрын
እንተሞትና ናይ ክርስቶስ ኢና ወይስ ብሂወት እንተነበርና ናይ ክርስቶስ ኢና። ስለ እቶም ሰብ ብምቅታል ንኣምላኽ ዘሐጉሱ መስዋእቲ ዘቅርቡሉ ዘለው ዝመስሎም ጸልዩ። ❤❤❤ እዚ ጸበል ክበጽሓኒ ክኣ በጃኹም ሓግዝኒ
@KsanetXegu
2 ай бұрын
Ayeeeeeee tebareku Egzabiher msakum ykun dngl maryam msakum tkun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamTesfahaness
9 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር እንካዕ ብስላም መፃኹም ኩቡራተይ ስለ ኩሉ ነገር ቁዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@EdenTeweldemedhin
9 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna yehwatna egziabihier ybarkum
@HabtuGoytom
9 ай бұрын
amlke alo hawey ajoka ❤❤❤❤
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
9 ай бұрын
ጸሎት ቅዱሳን ምሳካትኩም ይኩን ወገናተይ ኣጆኩም እመ ብርሃነይ ኣይትሓድገኩምን❤❤❤❤ ንሕና ለ ንዓርስና ዘይኮና ሂወትና ኣብ ዕንይንይ ነሕልፎ😢
@Asgodommenges-jh3co
9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ፀጉኡ የብዝሓልኩም ካብ ኩፉኡ ነገር ይሓልዉኩም። ስልጣን ኣበይ እዩ እቲ ገዳም ፀበልከ ብኸመይ እዩ ዝርከብ? የቐንየልና🙏።
@fdg761
9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ንዘልኣለም ንብዛሕ ንሰስን ኣቤተ ያፅንዐና እ ር ይሓልኹም ፁሩያተይ❤❤❤❤
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ❤❤❤❤
@Vip44-dx8sc
9 ай бұрын
Amennnn
@hanaeysu7841
9 ай бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤️ kali hewat yesimalna Dakin Hwey
@aklasiyaFshastion
9 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏🤲🤲🤲 qal hiwet yesmalna Dagona hawey 👏👏 please address sedlay nay gedam kehxba dal kulgza tena abna Dagon hawey ane ab England alo🙏🙏🙏
@YemaneHabtemikael
9 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡራት የሕዋት
@የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ
9 ай бұрын
እንኳዕ ስላም መጻእኹም ክውራተይ ኣጀኹም ቆድስት ድንግል ማርያም ምሳና እያ ንሳቶም ድኣ ኹሉ ግዝ ምስ ፍከሩ እዩም ግን ሞቶ አምላከ እንተዘይፍቀዶ ምንም አያሽንፉናን ❤❤
@ምሰኩሉብፍቅሪ
9 ай бұрын
ኣሰይይይይ እመብርሃን ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር❤❤❤
@tesfaybiniam6828
9 ай бұрын
Ajokum yehwat egziabher Amlak msakum ykun
@Samira-it6jh
9 ай бұрын
አሜን፫ ብሰላም መፁኡና
@sofyaaesufyflyheky9613
9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 😢😢😢
@LetensieHaile
9 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤
@FnanFnan-ls9jq
9 ай бұрын
Amen zhawey
@FtwiTeklemariam-hf3tp
9 ай бұрын
Amen Amen Amen ,,kal hiwet yesmealna kuburat yehwat
@samimengs3333
9 ай бұрын
Egziabehr amlak xegu yebzhalkum yehawtey ❤❤
@semhardawit1480
9 ай бұрын
Ellllllllllle asey kebrine mesganane neweladete amlake mess feqor weda nezelealeme aleme yekone mehare amlake entay yeseano amlake yemesgine enqae orthodox tewahdo konko kuborat sultan medhane ahawatey edmine tinane yehabkume amlake zefetera nebse aqme yeblumene yezarebo yekono ketegbero gina amlake keme ande chewe kedrequme eyou dekmetume hemaqe mezerabe teray amlake mehret yewredelume ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
9 ай бұрын
ቅድስ ሚካኤል ሰይፉ መሊሑ ይሓልዉኩም ፍትዋተይ❤❤❤❤❤❤
@Brihan-dl8pg
9 ай бұрын
ኣሜን እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ክብራት ኣሕዋትና❤❤❤❤
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@askedoetesfayohannes3241
9 ай бұрын
መምህር ዝወደይ ኣጆኻ ፈጣሪ ምሳኻ ኢዩ።🍒🍒🍒
@zenewualema3302
9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት አሕዋተይ አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣጆኩም ቀፅሉሉ ይብለኩ አሕዋተይ ብሓይሊ ኣምላክ ብሰብከት ወንጌልኩም ኩሉ ዓለም ወዲ ተዋህዶ ኣማኒ መድሃኒአለም ኢየሱሰይ ክርሰቶሰ ኣፍቃሪ እመብርሃን ከም ዝከውን ምሉእ ተሰፋ ኣሎኒ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ድንቂ ነገር እዩ❤❤❤❤❤🎉
@samer-wh6rk
9 ай бұрын
መምህርይ &ድያቆን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዞም ሓተይ ❤ ብሓቂ ሰለቱ ዘይንገር ዉዕለቱ እግዚእብሔር ኣምላክ ይመስገን ንቶም ብጥበቡ ዝመለሶም ኣሕዋትና ኣምላክ ካብ ኩሉ ፈተነ ሓሊዉ ኣብ እታ ሓቀኛ እምነት የንብሮም ንቶም ዝተረፉ ኣሕዋትና እዉን ናብታ ሓቀኛ እምነት ክርስትና ኣምላክ ብምሕረቱ ይምለሶም እና ስልጣነይ እዉን ብሓቂ ተባዓ ናይ ክርስቶስ ወታደር ኢካ እም ክሳብ መጨረሻ ኣቲ ሓቀኛ እምነት ክትምስክር ከም ሃወርያት ኣምላክ ሓይልን ትባዓትን የሃብካ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብኣማላድነት ቁድሳን መላኣክቲ ብተራዳእነቶም ቁድሳን ፃዳቃን ብፀሎቶም ይሓጉዝካ ስልጣነይ❤
@abebakinfe6053
9 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak memher egzabher amlak xegau ybzhelkum Ms hewna dyaqon medhene❤❤❤❤❤❤❤
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@SadSad-ke9ul
9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ፫🤲✝️🤲
@sahayabray5699
9 ай бұрын
😵😵😵😵😵😵😵😵🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼BEJAKHUME TETENKEKU EGEZABERHER AMELAKHE YEHALUKHUME ❤❤❤
@lme5630
9 ай бұрын
እንቓዕ ብድሓን መጻእኩም ክልተ ዝፈትወኩም መምሃራነይ የሕዋተይ ዲያቆን መድሃንየ ሓውና ከኣ እግዝብሔር ኣምላክ ይሓልካ ጸጋ የብዝሓልኩም
@yesus_goytayu1233
9 ай бұрын
ጐይታናን ኣምላኽና ን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዪ🙏✝️❤️ ኣጆኹም በርትዑ ኣምላኽ ይሓልኹም ቡሩኻት🤲🤲🤲✝️❤️
@zeraygebrezghi-or2re
9 ай бұрын
Qal hiwet yesmeana ahwatey
@SalamSalam-fg6tg
9 ай бұрын
ስም እግዚአብሔር አምላኽ ዝተመስገነ ይኩን❤❤❤❤
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
9 ай бұрын
ጸጉኡ የብዘሐለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤
@OkubitAnde
9 ай бұрын
Amen Amen Amen Ajoka ka kbur diyaqon hawna Egziabher Amlake msaka yikun Amen 💒🙏
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@meramera3365
9 ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ወትሩ ግዕዞኽሙን ስራሕኩምን መላእክቱ ገሩ ይዓጅብኩም ፍትዋት
@yrgalmebokure8810
9 ай бұрын
Welcome Back. 🙏🙏🙏. We love you so much,.❤. God Bless you More
@dyykejtkj
9 ай бұрын
መምህር ስልጣን ሓወይ በጃኻ ባ ተገዲስካ ረከበኒ ብመስንጀር ሰሉ ዓቅላም ጓል ብሬ ይብል fb ናተይ እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ሓደ ሓውና ምስሊም ኣሎ ሃይማኖቱ ክቅይር ደልዩ ናብ ኦርቶዶክስ ክመፅእ ደልዩ ኢሉኒ በጃኪ ብፈጣሪ ስም ተማሕጺኑኒ ስልኩ ቅፅሩ ሰዲዱለይ ኣሎ እሞ ከራክበካ ብመስንጀር ንራከብ ተገዲስካ መልሰለይ በጃካ መምህር ስልጣን ሓወይ ጅግና ተባዕ ወዲ ተዋህዶ 🙏✝️❤️❤️❤️❤️
@RobelTeame
9 ай бұрын
ሰሉ ሓፍተይ፡ብመሰንጀር ስደዱሉ ካኣ፡❤
@dyykejtkj
9 ай бұрын
@@RobelTeame አሺ ግን ቀልጢፉ ዘይሪኦ ኮይኑ 🙏🥰🥰
@Adhanomtesfay-z6b
9 ай бұрын
ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኽም ክቡራት ይሕዋተይይይ❤
@teweldetesfamiceal-p1u
9 ай бұрын
እግዚኣቢሀር ይመስገን ብጣሚ ጽቡቅ ብዘይካ ኦርተዶክስ ኣብ ዓለም ካልእ እምነት የለን እመ ብራሃን ማርያመይይይ ኣላኮ እታ ትሕቲ ፈጣሪ ኣላኮ እታ ልዕሊ ፉጡራን ልዕሊ መልኣክቲ ልዕሊ ኩሎም ቅዱሳን ኣሕዋተይ ኣጀኩም እንተ ሞትና ናይ እግዚኣቢሀር ኢና እንተ ሃለና ድማ እንዳ መስገና ንንበር ንኩሉ ትዓዝቦ ነቲ ሰናይ ስዓቦ እግዚኣቢሀር ይመስገን ነቶም ቁዱሳን ኣቦታትና ሪኢና እግሪ እግሮም ንስዓብ ኣለዉና ኮ ኣባ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኣቡን ተክለ ሃይማኖት ኣቡነ ኣረጋዊ ሞሊኦም ቁዱሳን ጽድቃናት ኣለዉና ኮ ቅዱሳን ነብያት ኣቦታት ነቢይ ሙሴ ነብይ ኢሰይያስ ነቢይ ዳዊት እቶም ሓቄነታት ነብያት ኣለዉና ኮ መልኣክቲ ቁዱስ ሚካኤል ቁዱስ ገብሬል ቅዱስ ሩፋኤል ቅዱስ ኡራኤል ኣለዉና ቡዛሓት መልኣክቲ ቡዙሓት ቅዱሳን ነብያት ኢዚኦም ኩሎም ኣበይ ይርከቡ ኣብታ ጽንዕቲ ጥንታዊ ኦርተዶኩስ ተዋህዶ መሰረታ ናይ መላክቲ ናይ ኣቦንና ኣዳም ስብሓት ለእግዚኣቢሀር ወለወላዲቱ ድንግል እመ ብርሃን ብርሃን ዓለም ወለመስቀሉ ኩቡር። ክገርመኩም ግን ቅዳሞት ካሕድቲ ኮተሊክ ኢዮም ጉባኤ ክላባት ዝተባህለት ኣብ 450 ዓ፡ ም ብግዛት ጥልያን መጽዮም ክቦም ከኣ ፔንጤ ክንሽ ወጺኦም ካዉኡ መስሊም ማሕመድ ሰራቂ ዘማዊ ኣብ 616 ዓ፡ም መጺኦም ኩብራት ኣሕዋተይ እምነትና ንፍለጥ ኣብ ዓለም ሓንቲ እምነት እያ ዘላ ንሳ ከኣ ኦርተዶክስ ኢያ
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@ShewitZemuy
9 ай бұрын
❤❤❤Selam diu kemey ke Dahan ado qenikum Sdra Egzaibher Amlak Anoka Bselam maxekum Diyukon Salten and Diyukon medhane qal hiwet yesmaelna
@regberegbe9767
9 ай бұрын
ተዓዲልኩም ኣፍሪኹምስ ንሰመኣትነት ከዓ ከብፅሕኹም ይደልዩ አለው የማስለና እስከ እግዚአብሔር ይመስገን።
@MaaanjJopnj-pg2bu
9 ай бұрын
ኣብ ፆሎትኩም ኣሰቲ ዘኩሩና ፍቁራት ኣሕዊተይ 😢 ኣስኻለ ማርያም ኣለኩም
@selameyasu5841
9 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 qal hiwet yesmalna 🙏
@AfrikaEritrea
9 ай бұрын
አቱም ሰባት ርዝን ዘይንብል ካብ በሀሊኡስ ደጋሚኡ ይከውን አሎ አብ ደገ ዘሎና ህማቅ አሎና አይንደጋግሞ ነቲ ሕማቅ ሐይሊ አምላኽ ይዐቢ አይንድጋግሞ በጃኹም
@LetenkielTeklebrhan
9 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna dyakon hawey kemu wn sltan hawey bertu egzabiher ms weladitu msakum msana yu etom hasewti tblu zelekum dma kedkum reeywo egzabiher kbri msgana nsmu ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤
@hanayemaryam12
9 ай бұрын
እግዝአቢሄር ግዳችኩም ክሳብ ትፍፅሙ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አብታ ሓቂ ዝተመልአት እምነትኩም ክትፀንዑ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን
@KisanetKahsay-m5t
9 ай бұрын
Amen Amen Amenkal hiewt ysmalna ❤❤❤❤
@betielyohannes8653
9 ай бұрын
Qual hiwot yesmaalna. Egziabhier msakum ykun. Emebrhan thalkum ❤🙏🏽
@hiwilove19
9 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@ChbiDychg
9 ай бұрын
ኣዘኩም ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ምሳኩም አሎ ❤❤❤🎉🎉🎉
@fuch9239
9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ክብራተይ
@galmhrey
9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እመብርሃን ምሳኹም ትኹን ✝️💒❤️
@abaditgere4392
9 ай бұрын
ክንድዚ ምፍካሮምን ምስሊም ናብ ኦርተዶኩስ ከይከዱ ክንድዚ ምክልካሎምን ንባዕሉ ማዓረ ክንደይ 0 ዝኮነ እምነት ሒዞም ይጓዓዙ ከምዘለዉ ስለ ዝፈልጡ ዩ ንሕና ካኣ ኣብ ቅኑዕ እምነት ክሳብ ዝሃለና ዝመጸ ተመጸ ኣይክንናወጽን ኢና ስልጣን &ድያቆን የሕዋአተይ ካኣ ኣጆኩም እመብርሃን ምሳኩም ትኩን ክርስትያን ማለት ፈተና ማለት ዩ ቅኑዕ እምነት ክሳብ ዝኮነ ፈተና ክበዝሖ ንቡር ዩ ብትዕግስቲ ግን ኩሉ ክሕለፍ ዩ ብሓይሊ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@amnaslama4484
9 ай бұрын
ኣምላኸ እስራኤል ያሓልኩም ኣጀኹም 😥😥😥😥🕊🕊🕊🙏🙏
29:39
ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝተዛረብዎ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 4,3 М.
መድያ ተፈታዊ ንምዕጻው ክተት ፥ ኣወልን ከዳዓቶምን ብ ደገፍቲ ህግደፍ ይዋረዱ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 1,5 М.
00:15
So Cute 🥰 who is better?
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
00:20
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人 #佐助
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
00:28
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
00:19
Không phải tự nhiên các nước châu Phi yêu mến nước Nga. Bởi nước Nga có một TT đáng yêu #putin
THẾ GIỚI 24H
Рет қаралды 10 МЛН
1:28:16
ENGLISH GRAMMAR -A1- LESSON-THREE-
English for tigrinya speakers ( yosief kefela)
Рет қаралды 1,1 М.
15:58
ከምዚ ዉን ኣሎ ሓቀኛ ታሪኽ ፡ መስዋእቲ እቲ ጅግና ኣብ ዝባን እታ ኣንበሲት ፡ ሓጹር ሞት ሰጊራ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 34 М.
30:31
ጸላኢ ክቐትለካ ክመጽእ ከሎ እንታይ ክትገብር ኣለካ? / ሥልጣን ከሰተ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 28 М.
9:07
ERISAT:ስርዓት ህግደፍ፡ ንትግራይ ዳግም ናብ ዓውደ ኲናት ክቕይራ ይዳሎ #news #eritrea #tigrinya
ERISAT
Рет қаралды 288
23:54
ሓሶት ክፈሽል ከሎ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 10 М.
33:05
ለመጠየቅ ፈራሁ!! እጹብ ድንቅ ልጆች የሃረገወይን #etsubdinklijoch #comedianeshetu #ethiopia
Donkey Tube
Рет қаралды 6 МЛН
1:13:52
ነቲ ካብ መናፍቓንን፡ሞስሊምን ዝቐርብ ሕቶታት ኣብ ዙርያ ነገረ ክርስቶስ ( ብቆሞስ አባ መዝገበ ሥላሴን፡ብስልጣን ከሰተን ዝተመለሰ መልሲ (1ይ ክፋል)
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 102 М.
44:51
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ድሌት" sermon pope shinouda in tigrinya
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 324 М.
31:06
ርእይቶታት ሕዝቢ
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 12 М.
20:07
🔴 СРОЧНО Кандалы-самолёт-родина: как депортируют нелегалов из США #новости #трамп #сша #мигранты
Один день
Рет қаралды 153 М.
00:15
So Cute 🥰 who is better?
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН