ስርሒት ባረንቱ 1985 - ርእይቶ ተዓዘብቲ (1ይ ክፋል) | sirihit Barentu 1985 - Viewer Comments - ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 8,144

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV Documentary ስርሒት ባረንቱ 1985 - ርእይቶ ተዓዘብቲ (1ይ ክፋል) | sirihit Barentu 1985 - Viewer Comments - Documentary on the historic battle to liberate the town of Barentu in 1985
Playlist: • ስርሒት ባረንቱ 1985 - 1ይ ክፋ...

Пікірлер: 55
@Artmediahouse
@Artmediahouse 10 ай бұрын
ክብር ለኤርትራ ህዝብና መንግስት !!! ❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪 ጀጋኑ💪 ጀግና መንግስት ጀግና ህዝብ 💐💐💐
@tigrayshallprevail6229
@tigrayshallprevail6229 10 ай бұрын
ባንዳነት ውስጣቹ ነው 😂 ሂድ ቂጣቸውን ላስ 😂😂
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 10 ай бұрын
ሕድርኹም ብ ናይ ካልኦት ግንባራት ዝነበሩ ስርሒታት ቀጽሉልና፡ ኣይተቋርጽዎ፡ እቶም ኣርካናት ብሂወት ከለዎ ውዕልኦም ከዘንትዉዎ ከለዉ ኣዝዩ ሂወት ይዘርኣሉ ነቲ ዛንታ'ሞ ኣይትቋርጽዎ pleas🙏🇪🇷 ❤🇪🇷 ዘለኣለማዊኢ ክብሪ ንሰማእታትና፡ ክብሪ ንዓኹም/ን ኣርካናትና 🇪🇷
@user-mh1bv4db1l
@user-mh1bv4db1l 10 ай бұрын
We need more history It is very amazing history. I am very proud of my hero. ዓወት ንሓፍሽ❤️🇪🇷❤️
@ER-xp9th
@ER-xp9th 10 ай бұрын
ዋው ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌺🌺🎋🌴💐🌷🌷ዘላለማዊ ክብርን ሞገሰን ንሰዋአትና
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 10 ай бұрын
ኤረይ ዓዲ ጅጋኑ ዓዲ ሓቂ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌸🌸🌺🌼🌼🌼🌾🌾🌾
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 10 ай бұрын
I don't know what I can say when I see this Eritrean true story video I feel something inside my heart. I am so proud of you my dear Eritrean heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gorginobere921
@gorginobere921 3 ай бұрын
ወርቃዊ ታሪኽ ሪኢኻን ሰሚዕካን ዘይምኖ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ቀጽልዋ ኣጆኽም
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 10 ай бұрын
Sirihit Barentu very very Good 👍 history Eritrea ❤
@haileteklemar5698
@haileteklemar5698 10 ай бұрын
ጀጋኑ
@yemaneyebio9202
@yemaneyebio9202 10 ай бұрын
It's not easy wor our Eritrean fighters amazing ween thnkes our Eritrean hero long live Eritrean fighters
@da8387
@da8387 10 ай бұрын
ብተመስጦ ምስናይ ኩሉ ዓይነት ስሚዒታት በቲ መዘና ኣልቦ ጅግንነትን ሓቦን ጽንዓትን ተጋደልትና ሓበንን ኩርዓትን ይስማዓካ'ሞ በቲ ኻልእ ወገን ድማ በቲ ዝኽፈል ዝነበረ መስዋእቲ ብሉጻት ተጋደልትና ኻኣ ነብስኻ ተዘዝ ይብለካ። ብዝኾነ ብሓበንን ብንብዓትን ሕውስዋስ ስምዒት ብሙሉኡ እቲ ክፋላት ተዓዚበያ። በዚ ድማ ክሳብ ሕጂ ካብዝተዓዘብኩዎ ዶክሜንትሪ ኻኣ ናይ ብሉጻት ብልጽቲ ኾይና'የ ረኺበያ። ሕጂ እቲ ሕቶ ነዚ ኩሉ ውዕሎን ቕያን መስዋእትንሲ ዝገልጾ ቃላት ኣሎ'ዶ ❓️ኣነስ ጨኒቁኒ የሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን.....❗️ 👉 ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንበዓል *ኣምና ሳልሕ ኣሕመድን *ኣዝማራ ካሕሳይ ሓጎስን ካልኦትን ስውኣትና ❗️ 👉 ክብርን ሞጎስን ንተረፍ ውጻእ ማዓት ህልዋት ተጋደልትና❗️ 👉 ዕድለኛ'ዩ ህዝቢ ኤርትራ❗️‼️❗️ 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@Shabay_mender
@Shabay_mender 10 ай бұрын
ኣዝዩ ብሉጽ ብዙሕ ጻዕርን ወጻኢታትን ዝተገብረሉ ደኩመንታሪ ፊልም !!! - ሓንቲ ዝረሳዕኩማ ግን እቲ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ስቪል ህዝቢ ዝኽርታቱ ፡ ዝነበሮ ስምዒት ፡ ዘጋጠሞ ሽግር ጎኒ ጎኒ እቶም ተጋደልቲ ክሕተት ይግባእ ነይሩ ። ኣብ ቀጻሊ ግን ኣይትረስዕዎ ።
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 10 ай бұрын
Bilux srah kikxl alewo ❤❤eritrea 🇪🇷♥❤ 💖
@user-kk7dl9ow1w
@user-kk7dl9ow1w 10 ай бұрын
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🐪🐪🐪🐪🐪💪🕌⛪️ሳላኩም አተንፊስና ክብርን ሞገስን ነቲ ህልዉንስዉእን ካብአቦሐጎ ስጋብ መንደላይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💪💪💪🥷🥷🥷⚔️⚔️⚔️⚔️🗝️💯
@brhanalem5387
@brhanalem5387 10 ай бұрын
ሓቂ ! ኣብትሕቲ ኣምላኽ ጅግነነትዝገደድክምሉ የለን ኤርትራዊ ምካንካ የሐጉስ ሓቂ ብሂወቶም ከለዉ ጽቡቅ ( ጀጋኑና በጃኹም ኣወራርስዎ ትገብርዎ ኣለኩም ካብ - ስጋብ ጸዓርሉ በጃኩም እዚ ከምዚ ዝበለ ጅግንነት ምስ ኩሉ ሓርጎጽጎጽ ጥምየትን ቁርን ጸሓይን ጥሜትን ዘይተሃንደሰ ሓቀኛ እዚ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ እንተ ተወሪሱ ሓድሽ ወለዶ ን ክዕቅቦ ኣትይጽግምን እዩ ናይ ኣቦታትናን ኣደታትና ኢሉ ብወኒ ይሳተፎ ንገሩና ዳ ኣ ! ኣምላኽ ንክኡሉ ህዝቢ ኤርትራ መረታን ይባርኽ❤❤❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
እወ ብቪድዮ ከምዚ ገርኩም ኩሉ ታሪኽና ኣብ እዋኑ ሓዝዎ'ሞ፡ሽዑ ብቪድዪ ይረአን ደራስያን ድማ ካብዚ ቪድዮ ተወኪሶም ብምጽሓፍ ክንበብ ይገብርዎ። ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ !!!✊🏿🇪🇷🐪
@Selamfrom2022-ur3hz
@Selamfrom2022-ur3hz 10 ай бұрын
Adey Adi jeganu
@yosefkidane5632
@yosefkidane5632 10 ай бұрын
ዳሃይኩም ኣይትሓባእ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 10 ай бұрын
Well done this important story and interesting places continue guys non stop ❤❤❤ thanks you 💪 🙏
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 10 ай бұрын
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷🇪🇷
@user-dh5fh7jl3d
@user-dh5fh7jl3d 10 ай бұрын
👍❤️👌
@teme6697
@teme6697 10 ай бұрын
ንስነዳኹምን ትረኻኽሙን ኣዚና ኣዚና ነመስግን። ዝያዳ ኣድማዒ ክኸውን ከኣ ብጽሑፍ (subtitle) እንተዝግበር፡ ሓድሽ ተክኖሎጂ ተትጥቐሙ ወይ ሓግዙና እንተትብሉና እሞ ንክንሕግዝ ከኣ ኣድራሻኹምን ተለፎንኩምን ኣብዚ እንተትሕብሩና ታሪኽና ዝያዳ ሙሉእነት ምሃለዎ። ኣጆኹም ኣጆኹም ኣጆኹም
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 10 ай бұрын
Jeganu yzarebu alew
@MISGNAGHIRMAY09
@MISGNAGHIRMAY09 10 ай бұрын
❤❤❤❤
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 10 ай бұрын
ሳራ ጉል ኮነሬል ሰላም
@AbramTesfay
@AbramTesfay 10 ай бұрын
ዘይሙኖ ታሪኽ ህግሓኤ Interesting. ድምጺ ኣዘናትዋ ናይ ጋዜጥኛ ሰሓቢ፡ እቲ ብዙሕ ዘይተዘንተወ ዓበይቲ ስርሒታት ናይ ህግ ድማ ብኽምዚ Documentary ኪዝንቶ ተስፋ እገብር
@tsigahanakahsu5645
@tsigahanakahsu5645 10 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
@zeb2531
@zeb2531 10 ай бұрын
ስለምንታይ ነቲ ነታ ኦራል ብሻምብቆ ታንኪ ጠጠው ዘበለ ጅግና ስውእ መራሕ ሓይሊ ታንከና ሃብተ ገብረኣብ ጥብሲ እቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ኣባላት ሜካናይዝድ ስሙ ዘይ ምጥቃሶም ይገርም ኢዩ።
@semereestifanosandegergish1691
@semereestifanosandegergish1691 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️
@almazfikadu823
@almazfikadu823 10 ай бұрын
Kebren mesganan naqum naken yqun jeganuna nemsgnqum nesgdlqum kem amlak nzlalem sematatna Wetru ab lebna Wetru awet nehafash hgernan hyab jeganu sematatna nzlalem tenberlna ayni hsdat defnlna 🙏🙏🙏🙏🙏💚❤💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Asmara2b
@Asmara2b 10 ай бұрын
Some tell very good history about Eritrea while others don't for obvious reasons. And yet history can not be forgotten it the struggle is for Independence. Then that's all needs to be told for generations in Eritrea while remain independent with full pledge and determination. Otherwise, forgotten history is not acceptable iñ the face of continuation to be. To be or not to be dependence on how you tell the story with narrative. Even the young can carry on the history making. Just tell it for Eritrea to be independent and sovereign. It is really that simple truth to power as if there is freedom of speech, people love the country to live in there and let live, history in the making is always at heart and mind, you grow with and learn from past mistakes especially when no more human rights violation but democracy and justice flourish. hizbawi stands while ginbar defense. Who else is Eritrea matter. You just tell the story about the nation the way it should be moving forward. Peace
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 10 ай бұрын
ብጥዓሚ ዝንአድ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር እዩ ።ሎሚ እቶም ብሐሶትን ኣንነትን ዝስኸሩ ከዳዓት ብወያን ብምዕራባውያን ዝተዓስቡ ታሪኽ ኣይቅየርን እዩ ህዝቢ ኢረትራን ህዝባዊ ግንባርን ዓለም ክሳብ ዘላ መራሕታ ንሳቶም እዮም ካብ 1 ክሳብ 10 መስዊእቲ ተኸፍልዎን ይኽፈለሉን ኣሎ
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 10 ай бұрын
🐪🐪🐪🐪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊
@samigilay139
@samigilay139 10 ай бұрын
Kexlwo azyu agedasi tariki ayu
@yodaelf1980
@yodaelf1980 10 ай бұрын
ካብ ደገ ብምንታይ ርኢቶ ንህብ 😭😭😭😭
@Brightmorningstar12
@Brightmorningstar12 10 ай бұрын
Naybehaki Wisdom!!! Nay behaki haki zareba eya zetzarebet ETA nay magamareta teazabet
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yodaelf1980
@yodaelf1980 10 ай бұрын
😭😭😭😭 ኣሕ እንታይ ድኣ 15 ክፋል ተወዲኣ
@Eri_1991
@Eri_1991 10 ай бұрын
ይቐጽል ይቐጽል ይቐጽል በጃኩም ታሪኽና ናብ ዝቕጽል ሰንሰለት ወሎዶታት ኤርትራ ክመሓላለፍ ኣለዎ።❤❤❤❤❤
@TN-ie1yh
@TN-ie1yh 10 ай бұрын
ድሕሪ ምዝላቅ ናይ መጨረሻ ድሕሪኡ ኸ? ናይ እንደገና ምሕራር ባረንቱ ኸ? ይቅጽል ድዩ? ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና ኤርትራ ንዘለኣለም ትንበር። አርትራውነት ኩቡር መንነት❤
@gbtsawimihretab8688
@gbtsawimihretab8688 10 ай бұрын
ኤርትራ ከምቲ ከቢድ ስወራዊ ኩንያት ዘካየደቶ ነዚ ደላቶ ደረጃ ከተማዛዝን ከለካ ብሓቂ ይድንጹወካ እዩ ። መልሲ ዘይርከቦ ናይ ብዙሓት ዜጋ እዛ ሃገር ሕቶ ኣሎ ተስፋ ንገብር ድማ ሕቶ ተመሊሱ ኤርትራ ሃገርና ሕፍርትን ክብርትን ኮይና ብዓቢኡ ክኣ ፍትሓዊ ኣፋራርዳ ኣብ ልዕሊ ዜግኣ ክህልዋ ምንዮት ናይ ኩሉ ዜጋ እዩ። ታሪኽ ግን መወከሲ እምበር ኣብ ታሪኽ ምንባር ኣየድልን እዩ። ብርግጽ ብቃላት ዝግለጽ ኣይኮነን ግን ንቃልሲ ኤርትራ ንውሕስነት ቀጻልነት ናይዛ ወሎዶ እዛ ሃገር ንምውሓስ ክንሱ ኣብ ታሪኽ ክነብር ተጌሩ ። ሰላም ንዓኺ ኤርትራ ምስዚ ኩሉ ህዱእ ህዝብኺ 🙏
@zienayhabtemichael7875
@zienayhabtemichael7875 10 ай бұрын
Tsbuq medeb aboy weladyey 17-07-1985 ab barentu manti Eritrea beja halifu habtemichael abrham beyene ybehal photo nay suwua dma ab harbena yeblun ksab hgi dma gets weladyey sali sle zeybley ab geza banda hatite dma yeblun elomni slezi ndejey ezi eu abohagokum kblom wetru yharf gn photo yebley ahadu 101 emo abzi tarik barentu dma aysemeywon slezi zzkro wey photo zelewo ktehababereni bthtna yhatt
@hailenteklen
@hailenteklen 10 ай бұрын
ምስቲ ዝነበረ ከቢድ እዋን ሕጽረት መሳሪሒታት ነይሩ ፡ እቶም ኣብ ኣሃዱታት ከይዶም ዝስእሉ ዝነበሩ ተጋደልቲ ድማ ኣብ መንገዲ እንተስ ብኲናት እንተስ ብባህርያዊ ሓደጋ መስዋእቲ የጋጥሞም እሞ እቲ ሰነዳት ብኡ ገይሩ ይጠፍእ ። ንደቂ ኣሃድኡ ዝነበሩ ምሕታት ግን ኣይተቋርጽ
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 10 ай бұрын
ኣነ ኢኻ አይትሕክነ ድሕሪ ምጽላቅ ናብይ?
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 10 ай бұрын
ኤርትራዊያ ሰርሕቲ ቅያ ጅጋኑ ቀጽልዎ
@semirtekle6428
@semirtekle6428 10 ай бұрын
ኢስያስ ጥይት ቶኪሳ ዘይትፈልጥ ተምጽኡ እቶም ጀጋኑ ኣያታት ገድሊ በዓል በራኺ በዓል haile ድሩዕ እቁበ ኣብርሃ እዋይ ፅባሕ ምስ ኢሰያስ Ethpiawi ኮንኩም ታሪኽ ከሓኩም እዩ ሰብ ሕማቅ ታሪኽ 😭😭😭 ዓሕ ኤርትራ 😭😭 very sad ክወግሕ እዩ
@HAREGU1
@HAREGU1 10 ай бұрын
Weyane jealous 🤮 game over Weyane
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 10 ай бұрын
ውጻእ ከርናፍ ዓጋመ መደናገሪ
@semirtekle6428
@semirtekle6428 10 ай бұрын
shame on you Eritv ናይ ኢስያስ ኮይና ተሪፋ
@HAREGU1
@HAREGU1 10 ай бұрын
Shame on you Weyane kondaf game over Weyane
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 10 ай бұрын
ዓጋመ ከርናፍ ውጻእ እንዶ ኣይተጉርዕ game over 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 10 ай бұрын
Great work... keep it up ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 884 М.
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 884 М.