"ሰራዊት ኡጋንዳ ዓፊኑ ክወስደና ተዳልዩ ነይሩ!"

  Рет қаралды 6,145

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 55
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 13 күн бұрын
ሽሻይ ጀግና አድናቂትካ እየ ምስጋሻኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ።አቀራርባኻ አንደበትን ጀግንነትን አጋይሽካ በጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ።ካሊእ ብምንታይ ክረኽበካ? ❤❤❤❤❤❤
@nrhrb3886
@nrhrb3886 10 күн бұрын
ተመሰገን እንዃዕ ብሂወት ተርፍካ ጀግና ሓወይ ሰለኪ እዩ ዝኩሉ መሰዋእቲ መቅሰልቲ ተካፍልኪይ😢❤
@kahsayhailu2634
@kahsayhailu2634 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ጥንቁቅን በሳልን ጅግና ትግራዋይ!!
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 14 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ተዓዲልኪ ንዓኪ ክንድዚ ዝኣክል ዋጋ ልከፍል ወለዶ እዩ ዘለኪ ንስኪ ለ ሓግዝዮም❤❤❤❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 14 күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ክዉር ሓወይ❤❤❤❤
@ontimemedia.
@ontimemedia. 14 күн бұрын
ፕሎት ፅቡቅ ስራሕ፡፡ ቀፅልሉ፡፡
@STAMA123
@STAMA123 14 күн бұрын
እነኳዕ ካብዝኹሉ መከራ ተሪፍካ.ንዚ አብቃአካ አምላኽ ጅግናና
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 10 күн бұрын
ጅግና አይግዛእን በሃላይ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 14 күн бұрын
እንኳዕ ካብዚ ኹሉ መከራ ወፂእኻ ብሂወት ሃለኻ ጅግና ሓውና ኣጆኻ ክወግሕ እዩ ❤️🙏
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 14 күн бұрын
Thank you to God you survived in Sudan and the war in Tigray. May the almighty keep you safe with your family.
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 14 күн бұрын
መግለፂ ቃላት የብለይን ንዓካትኩም❤
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 11 күн бұрын
ጂግና ጥራህ ኣይግውልጾን ግና ጂግና ክብሎ ንህዚ።
@Melawitchanel
@Melawitchanel 14 күн бұрын
እዋይ ሓወይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ኣታ ጅግና❤🥰
@hagushahagusha
@hagushahagusha 7 күн бұрын
ብፃዬ መተዓቢተይ መማህርተይ ሓወይ መዘና አልቦ ጀግንነት ኢካ ክብሪ ይግበአካ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ።
@cherkoshaileslase1545
@cherkoshaileslase1545 13 күн бұрын
ጅግና እዩ እዙይ ።
@kirosa1286
@kirosa1286 14 күн бұрын
Yes Yes thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@KasayeGgorgis
@KasayeGgorgis 14 күн бұрын
ኣይ ጀግና ትግራይ ወሊዳ
@binyam1578
@binyam1578 14 күн бұрын
እዚ ኩሉ መከራ ንህዝቢ ትግራይ😢ታቦትጽላት አብ አክሱም መምበሪአ ስለ ዘላ ዓለም ከትወስዳ ዘይካአለት ሐይሊ አምላክ ስለ ዘሎ ❤✝️⛪️👑😇☔️
@mussaron-vs6wq
@mussaron-vs6wq 12 күн бұрын
😢😢😢ዋይ አነ አነስ ዘህዝነንስ ነዚ ኹሉ ተጋዳላይ ጀጋኑ አህዋትና አብ ልበይን ተምኒተይ ዘይምግባረይ ገይረ ዝሐርቕ ዝሐዝን አብ ኢዳያ ዘይብላ አዶስ ዳርጋ ጓላ ይብሐል😢። ከምዚ ኽቡር ሐውናን ብፆቱን ደቂ አነስትዬ ተገደልቲ ዋዕሮታትን ብዙህ ክነገበረሎም አዩ ዝግባዕ ነይሩ ነገር ግን ንኹሉ ዝኸውን ዓቕሚ ግን ብዘይምህላው ካብ ልቢ ዝኾነ ፍቕርን ኽብርን ግን አለኒ አህዋተይ መዓረይ ደቂ ትግራይ መዓረይ የቐንየልና ብአኻትኩም ኾሪዕናን ዝተረፈ ህዝብና ድማ በአኹም አስካዕ ህዚ እተገልግልዎ ዘለኹም ምኻንኩም ንሰምዕ ኢናሞ አምላኽ ካብ ክፉዕ ይልይኹ ጉልበትኩም ሓይሊ ሐፂን ይኹን አብዘለኩም ዕድመን ጥዕናን እግዚአበሔር አቦና ወሲኹ ወሲኹ ይሐብኩም ዋሐስኩም ይኹን ❤ የቐንየልና ኽቡር ተጋዳላይ ሐውና ብደቅኻ ተሐጎስ ደቅኸን ስድራኻን ይባረኽ የቐንየልና።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 14 күн бұрын
Kindey xebeba ahilifu enqae behewet terfka❤🎉🙏🙏🙏
@AgzitAraya
@AgzitAraya 14 күн бұрын
ጅግና ❤❤❤❤❤❤
@GetachewuBirhane
@GetachewuBirhane 14 күн бұрын
ወዲ ዓደይ❤❤❤
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 14 күн бұрын
Jegna❤❤❤❤
@temsgen.fetari
@temsgen.fetari 14 күн бұрын
Nemjmrta gezi mester eu eilu zekeb seme kulom bezi keydna bezi atkena endablu eti tarika keyxahfe nexelaei endnegrka hji ewn entay kemzftwr zeyfltlu mestrat nay serht gedli aytwxu bejakum betmi nemsgnka gegna hawna tegdlay❤❤❤❤❤❤❤
@SolomonHalefom-u5u
@SolomonHalefom-u5u 14 күн бұрын
ፕሎት እቲ ዘቅረብካዮ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ሲሳይ ሓወይ እዜኦም ንፈለማ እዮም እምበር እቲ ድምፂ ዝኾነ ትግራዋይ ልዕሊ 800 አዩ ካብዜኦም ድማ ደርጋ መብዛሕተኡ ተጋዲሉ እዩ ንህዝቡ ድምፂ ክኸውን ግን ብዙሓት መሰናክል ሓሊፉ እዩ ማለት እስካብ ጠቅሊሉ ካብ ዐቃቢ ሰላም ክትቅነስ ገይርዋ እዩ ነዚ እቲ ልዕሊ ዓመት ዝሰርሖ ክፍሊት ይትረፈኒ አሉ ናብራ ስድረኡ በታቲኑ እዩ ፈፂምዎ እዚ ድማ አብ ሂወቱ ዓበይቲ ፈተናታት አሕሊፉ አብዚ በፂሑ እንዳሃለው ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ ግን ነዚ ኩሉነገሩ ከፊሉ ድምፂ ዝኾነ ትግረዋይ ነታ ክንደይ ከርተት ኢሉ ዝሰርሓ ዋጋ ረሃፁ ግን ዝሓተተሉ የለን ስለዚ እዚ ኹሉ አባል አብ ከርተት ይርከብ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 14 күн бұрын
እንኳዕ ካብዙ ኩሉ ሓዊ ተረፍካ ጀግና ሓውና❤
@hidattesfay3289
@hidattesfay3289 14 күн бұрын
Jegna hwena❤❤❤❤❤❤❤
@yemanegebreslassie
@yemanegebreslassie 3 күн бұрын
ብጣዓሚ ዝገርም ሓደ ሓደ ሰባት ህዝበይ ኸድሕን ኢሎም ሃገራት ኣቋሪፆም ይመፁ ሓደ ሓደ ሰባት ድማ ገደሉ ይእቶ ኢሎም ይሓድሙ ብጣዓሚ ይገርም።
@hwhshhsgwhwhhhs6756
@hwhshhsgwhwhhhs6756 Күн бұрын
እኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ዝሓወይ ትግራይ ዓደይ ሰለኺዩ እዝኹሉ መሰዋእቲ ትሓዝንለ ትሕጎሰለ😢❤
@yirdawgebremariam4554
@yirdawgebremariam4554 14 күн бұрын
ዝገርም ፅንዓትን ብዶሀን
@TesfuhabeshaHabesha
@TesfuhabeshaHabesha 14 күн бұрын
አንታ ክጥዕም ዝዕላሉ ካልኣይ ክፋል❤❤❤❤
@abeltsegay2305
@abeltsegay2305 11 күн бұрын
ብደገ ኮይና ንረኽቦም ተጋሩ ወታደራት ኣባላት ኣግኣዚ ኔሮም ኣብኡ ተወዲብኩም ህደሙ ወይ ኢድኩም ሃቡ ከይትምለሱ ኢልናዮም "ከዲዕና ክንባሃል ኢና" ኢሎም ኣብዮምና ተመሊሶም። ሕዚ ብሂወት ይሃለው ኣይሃልዉ፣ተረሺኖም ዶ ተሪፎም እንድዒ!! ይሕዝን!
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 14 күн бұрын
ጅግና ዝሓወይ ❤❤
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 10 күн бұрын
👍❤✅
@axumtsion9216
@axumtsion9216 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤jugunaaa
@HghhdHgddj
@HghhdHgddj 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@geregere-tt6im
@geregere-tt6im 14 күн бұрын
ንነብስ ወከፍ ትግራዋይ መረጃ ተመዲብሉ ነይሩ እዩ።
@KtabTegaru-ls3ur
@KtabTegaru-ls3ur 14 күн бұрын
እታ አብ ነፋሪት ዝወቅዕዋ ዋዕሮ ነርስ ብረይ ታደሰ ትብሃል አብ ገማግም ሱዳን ዝተመስረተት ኣርሚ ፸ ተጋዳሊትን ሐዚ ክዓን አብ ዓይደር ሆስፒታል ትሰርሕ ዘላ ጀግና እያ::ኣብዛ ነጥቢ ከመ ከምዝለዋወስካያ ኣይተረደአንን::
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 12 күн бұрын
❤❤❤🎉
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 14 күн бұрын
እዚ ኹሉ ሓሳረ መከራን ረኺብኩም ፀገም ህዝቡኹም መሬት ሃገርካ ንምድሓን ኣብዙይ በፂሕኻ እዚ ሕዚ እቲሪኦ ዘለኻ ክትርኢ ከለኻ ከይትጉሂ ኣታ ጅግና ሕዚ እውን ትሕቲ እግዚኣብሄር ትግራይ ንስኻትኩም ኢኹም ዘለኹምና ሰራዊት ትግራይ ኣንቱም ጀጋኑ ንሕበነልኩም ኢና
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@almazhayelom8435
@almazhayelom8435 Күн бұрын
አንካዕ ተረፍካ ጅግና❤❤❤
@HaroguDesta
@HaroguDesta 14 күн бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@MaekeleMerhawi-pm2rg
@MaekeleMerhawi-pm2rg 2 күн бұрын
Kemaka❤❤❤ yebzha hawey natey king
@fkre-rs7ce
@fkre-rs7ce 2 күн бұрын
ጅግና❤🎉❤🎉ወዲ አልላ🎉❤
@Lemlem-w2r
@Lemlem-w2r 13 күн бұрын
እዋይ ሓወይ ክንደይ ስቃይ ራኣኩም😢😢😢
@mebrahtomgebru6337
@mebrahtomgebru6337 14 күн бұрын
ተምር እዩ፦ ትግራዋይ ዘይከፈሎ ዋጋ ዘይሰርሖ ጀብድ ታሪክ እንታይ ኣሎ ተጋሩ ዓቀብቲ ሰላም ናብ ኢ/ያ ኣይንምለስን ስለዝበሉ ብመሳርሕቶም ናይ ኢ/ያ ጦር ሰራዊት ተሃሪሞም ተባሂሉ ብ TMH ካፍቲ ኤርፖርት ዝመሓላለፈ ዜና ዝራኣኩዎ ምስሊ ፈጲመ ኣይርሶዖን ጭካነን መሰሪነቶምን ዝራኣናሉ እዩ። ብኣካትኩም ብጀጋኑና ድማ ኣዚና ኢና ኮሪዕናልኩም፣ ናትካ ድማ ፍሉይ ዩ። ጸገም ርሕቀት ከይገደበካ ጠሓሒስካ ኣቲካ ንህዝብካን ዓድካን ተኳሽሕካ ብሂወት ተሪፍካ ድማ ነዚ ታሪክ ክተዕልል እንኳዕ ኣብቃዓካ ጅግና ሓዉና። ❤💛❤💛✊✊✊💪💯 TIGRAI will prevail💋😍😍
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 12 күн бұрын
ኣብቲ ሽዑ ሰዓት ክንደይ ሓረርና ትግራዋይ እሞ ሰላም ኣስከባሪ ተባሂሉ ካብ ሃገር ዝወፀ ዞም መናጦ እዚኦም ብስሩ ምስ እዚኦም ከመይ ኢልካ እዩ ክንበር
@GrmedaytHidru
@GrmedaytHidru 8 күн бұрын
Jigina btsayey enkae nezi abkeaka.
@TeweldeabrhaGirmay
@TeweldeabrhaGirmay 13 күн бұрын
ንህዝቢ ዶ ኣይኮነን ተፀዋዕነቱ ዶ በልካ😂😂😂😂ግደፉና እንዶ በጃኩም
@mulugeta481
@mulugeta481 14 күн бұрын
Fake news
@BxdHjd
@BxdHjd 14 күн бұрын
❤❤❤❤
"ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"
55:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 95 М.
"ምስ ፀላኢ ዝውዕል ኣዛዚ ክፍለሰራዊት!"
50:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 21 МЛН
FOREVER BUNNY
00:14
Natan por Aí
Рет қаралды 23 МЛН
"ናትና ወገን ኦፒ ኮይኖም ኣውቂዖሙና!"
54:19
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
45:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 67 М.
"ዓሰርተ ዒስራ 'ታይ ናገበርካ እዩ ተሰዊኡ ተባሂለ!"
1:40:13
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 36 М.
"ብህይወት ከሎ ፍትሓት ዝተገበረሉ ምሩኽ!"
1:18:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 28 М.
"ካብ ረግረግ ደም ሕፃፅ - ክሳብ  7ሕጉም!"
59:12
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 5 М.
"ክፍለ ሰራዊታት ኣውሮራ ምስ ራያ ጥይት ተማዚዘን!"
1:55:20
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
"ወዲ ሓየሎም ኣርኣያ ካብ ሞት ዝወፀሉ . . . !"
1:09:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.