ሰሪቅናዮ ክንከየይድ ንኽአል ኔርና። Expo, inda korya. Asmara 🇪🇷 2023

  Рет қаралды 8,597

Lul Asmara

Lul Asmara

Күн бұрын

Пікірлер: 21
@ኣየልበይ
@ኣየልበይ Жыл бұрын
ስርቂ ኣይናትናን ዩ ባህልና ኣይኮነን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 6 ай бұрын
Wwwwwwooo Eritrea good job👍😘🇪🇷😘🇪🇷😘😘
@kagnewcobra5228
@kagnewcobra5228 Жыл бұрын
Beautiful video. Thank you!
@azaziokbazgi5268
@azaziokbazgi5268 Жыл бұрын
My lovely City, Asmara.
@Lunaybella
@Lunaybella Жыл бұрын
🤎
@ghebrezghimussie-gm6wm
@ghebrezghimussie-gm6wm Жыл бұрын
Asmara beauty waw
@merateyjohn7209
@merateyjohn7209 Жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ፍርሓት እግዛብሄር ኣምላኽ ዝፈልጥ ህዝቢ ዩ ፡ክርስቲያኑ ወላ መስሊሙ በብእምነቱ ተማሂሩ እዩ ሕማቅ ምግባር ሓጥያት ምኻኑ ።እንካዕ ሓጎሰኪ ክብርቲ ሓፍተይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adulis73
@adulis73 9 ай бұрын
እንዳ ኮርያ ኣይኮነን ዝብሃል: ደምበ ሰምበል እዩ ዝብሃል። ኮረር ደኣ በሉ: በዓል ከንቶ መንቶ።
@sirakmulugeta6400
@sirakmulugeta6400 Жыл бұрын
Beles kndey alo ?
@asteirghebreslasiekeleta5828
@asteirghebreslasiekeleta5828 10 ай бұрын
Geregu jwney aloku Kav swedeb Taxj !! Azwkakirknana
@ghebrezghimussie-gm6wm
@ghebrezghimussie-gm6wm Жыл бұрын
Msrak zey nayobona
@Lunaybella
@Lunaybella Жыл бұрын
Haki
@ericraehmisch8073
@ericraehmisch8073 10 ай бұрын
Dehawoch
@eessnn
@eessnn Жыл бұрын
😭😭😭😭Islas antai garo Ala azia adi terha zanbra ablashoa adi Kab tiliayn zatarfa kaman tafyou adi tfeyua resha sabai
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 6 ай бұрын
Reaywo mo hurus measilu aza ktma ahhhhhhh😢😢😢😢😢
@becomeme
@becomeme Жыл бұрын
እዋይ ኣስመራ እዞም ናይ ማርቻቤዲ ሸቃጦ እኮ መሊሶም ኣጋዕዚዮማ እቲ ምምሕዳር ከተማስ ኣሎዶ ውሱን ቦታ ዘይህቦም ኣብ ፎቆዶ ኣንጎሎ ርስሓቶም ዝጉሕፉላ ከተማ ኮይና እዚ ካኣ ብሰንኪ ስንፍና ኣማሓደርቲ ኢዩ ምጭውቲ ጓል ብጾትና ግን የቀንየልና
@kebreabwoldemariam8821
@kebreabwoldemariam8821 Жыл бұрын
@becomeme መቸም ድኻስ ብኹሉ ይሕመ ይግፋዕ ። ካብ ሸቃጦ አርሲሖምስ እቲ ማርሻበዲ ተዃዓዒቱ ዘሎ ገዲፍካስ ብቅራፍ ዑፉን ትዛረብ ንሶም ግን አመወዳእታ አጽሪዮም እዮም ዝኸዱ ።
@ኣየልበይ
@ኣየልበይ Жыл бұрын
እንታይ ደኣ ሰሪሖም ክበልዑ ደሊኻ ።
@becomeme
@becomeme Жыл бұрын
@@ኣየልበይ ኣብ ጎልጅ ስራሕ መሊኡ ኣሎ እሱ እውን የርብሖም ካብ ኣብ ማርቻቤዲ ተሰጢሕካ ምውዓል እሞ ትርፊ ደይብሉ
@becomeme
@becomeme Жыл бұрын
@@kebreabwoldemariam8821 ማርቻቤዲ ሙኩዓቱ ጸገም የብሉን ናይ ቁጠባ ሕቶ ኢዩ ገንዘብ ምስ ተረክበ ክዕረ ኢዩ እዞም ናይ ማርቻቤዲ ሸቃጦ ግን ርስሓት እምበር ካልእ ትርፊ የብሉን ዋላ ንሶም ትርፊ የብሎምን ኣብ ኣስመራ ናይ ኣሕምልቲ ዕዳጋ ከም ዘሎ ከ ትፈልጥ ዲካ ዶስ ካብዞም ብሕኪያ ነስመራ ዝፈልጥዋ ምድረ ፋራ ኢካ
@merrygebre7968
@merrygebre7968 Жыл бұрын
Hi lulu kemey dhan do plece phone numberki habni kdwleki delye hade hade htotat aleni bzaeba Eritrea thank you
Eritrea Asmara 🇪🇷 2023.  ንዑ ገዛውትና ንኺድ
11:06
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
00:13
家庭搞笑日记
Рет қаралды 8 МЛН
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 13 МЛН
መዓልታዊ ንጥፈታት ሳዋ | Daily regimented activities of Sawa - ERi-TV
16:51
በመሀል አዲስ አበባ ዉስጥ ግብርናዬን አስፍፍሁት
12:50
sewugna Tube ሰዉኛ ቲዩብ
Рет қаралды 3,4 М.
Life in Asmara Eritrea Left Me Speechless
18:29
Sly's Life
Рет қаралды 241 М.
ሩሑስ በዓል ልደት ደቂ ኢረይ | Expo Asmara - 2024
9:34
Trgta Entertainment
Рет қаралды 2 М.
Massawa ከመይ ነበረት? 🇪🇷🩷💫
15:26
Lul Asmara
Рет қаралды 6 М.
Eritrea/ Family Reunion/ 2023
16:04
Lul Asmara
Рет қаралды 45 М.
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
00:13
家庭搞笑日记
Рет қаралды 8 МЛН