ስግኡ ብልዕዎ ዓፅሚ ስደዱልና/ ሰራዊት ትግራይ ተቆጢዑ

  Рет қаралды 6,293

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 23
@berndadesta9679
@berndadesta9679 Ай бұрын
አጆኹም ዝተጋደልኩምዎ ንህዝቢ ትግራይ ንሃገርኩም ትግራይ ኩርዓት ይግቦኦኩም ምእንቲ መራሒቲ አይኮነን አይዞኹም ንዕወት ኢና::
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Ай бұрын
Dedebit media official ተኸታተሉ
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 Ай бұрын
ምሩኽ ስብሓት ነጋ ምስ ሓሻክሩ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንራብአይ ጊዜ ንጉጅላዊ ረብሕኡ ሓንሺሽዎ።
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 Ай бұрын
Tegaru be strong ❤❤❤❤❤❤
@dawitdestaalem4011
@dawitdestaalem4011 Ай бұрын
Deki adey jeganu ❤❤❤❤
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Ай бұрын
ልቢ ግበሩ ብዝኾነ ግን ዝመፅእ ተአምር የለን ትግራይ ሽግራ ሓሊፋቶያ ::
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Ай бұрын
አህህህህህ ይሕዋተይ አጆኩም ይህዋተይ 😭😭😭😭አምላክ ሰላምኩም ይመልሶ ፈጣሪ 🙏💔💔💔
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 Ай бұрын
ጀጋኑና አይትጣዓሱ መእንተ ህዝብኹምን ባዕልኹምን ኢኹም ተቃሊስኩም ።ናይ ኩልሻዕ ጀጋኑና ኢኹም
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ጌታቸው ሓሳብ ኣለዎ ኢልክስ ተቅርብዮ ኣለኺ ባዕሉ ሓንሻሺ ንኻለኦት መጣበቂ ምስ ካሓዲ ምድራግኩም ደንፁዩና
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 Ай бұрын
Tdf❤ kebre le nante❤❤❤❤❤❤
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Ай бұрын
ምግዳለይ የሕዝነን ማለት ሱውኣትይ ኣይፈልጠኩምን ማላት ?????
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Ай бұрын
ብናይ መንእሰያት መስዋእቲ ይሕሸሽ አሎ። ጌታቸው ጨለ መልሓስ ትግበራ ዜሮ ። ገበነኛታት ንአብይ አረኪብካ። ብትግራውንት ዝተአስሩ ፈቆዶ ኢተዮጲያ ዝተአሰሩ አብ እስርቤት ይበልዩ። ጌታቸው ጨለ ዘረባ ካብ አብይ ተለቂሕዎ። you must go getachew band!!!!!!!!
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 Ай бұрын
ስርቂን ረዴኤት ስንቂ ዶ ምግዳል ይባሃል እዩ። ምስ መን ከ እዩ እቲ ቃልሲ/ ገድሊ ምስ መንግስትክን እዚ ሲቪል ዎር ይባሃል እንዳ ዓጋመ ጀልፋፋት።
@mass-media6445
@mass-media6445 Ай бұрын
መንእሰይ ተጋዳላይ አዚዩ ተቆጢዑ ሓፊሩ ብመራሕቱ እዚ ዓቢ ውርደት ንመራሕቲ ትግራይ ብሕልፊ ንደብረጽየ ክሳብ ክንደይ ዶንቆሮ ከም ዝኾነ ዝሕብር እዩ።
@isaiasyeibiyo1008
@isaiasyeibiyo1008 Ай бұрын
ኩሉ ውዕላት ኩሉ ቁኑዕ ተግባራት ሓሺሽኩም በሊዕኩሞ።ፍሪኡ ድማ ትዓጽድዎ ኣለኩም
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj Ай бұрын
ኣየ ገታቸው ረዳ ዋይዝኸዳዕ እሱ እዩ ንዝኹሉ ታሓታቲ
@atsedehaileselassie3232
@atsedehaileselassie3232 Ай бұрын
U must think realize just be wise don't run for criticism.
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ካፍቶም ሓንሽቲ ንስኺ ሓንቲ ኢኺ
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 Ай бұрын
Tdf zetegadelkum nebaelkume ember ne meraheti aykonenen😢 gonecide zetefetsemelu kelele eyu
@avielavi990
@avielavi990 Ай бұрын
Rara media have tbeb but TPLF haven't 🤣❌️
@fisshadesta
@fisshadesta Ай бұрын
ሐዚ ዝተጀመረ ኣይኮነን ብ1985 ዓ/ም ሃንጎሪማ በሊዕኹም ዘይትፀግቡ ጉሓፋት ተባሂሎም ልዕሊ ሳላሳ ሺሕ ተጋድልቲ ተባሪሮም፣ ብምምጥጣን ተባሂሎም ብዘይእግሪ መትከሊ ልዕሊ ኣርባዓ ሺሕ ተቐኒሶም ፀጊምዎም ናብ ጣብያን ወረዳን ፀገሞም ክገልፁ እንትኸዱ ተጋድልቲ ዝነበርና ኢና ኢሎም ዘረባ ክጅምሩ እንተለው ግደፎ ግደፎ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ተጋደላይ እዩ ተባሂሎም ብፈራሓት ላዕለወት መራሕቲ ምስ ደርጋዊያንን ንኸይጋደሉ ናብ ከተማ ሃዲሞም ዝነበሩ ይማኸሩን ይሰርቁን ኔሮም። ዝገርም እዩ ታሪኻዊ ስሕተት ተደጊሙ።
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Ай бұрын
ትክክል አዲስ አበባ ምስ አተዉ ክደይ ቁስላት ተደርብዮም ቆላሕ ዝብሎም ተሳኢኑ
@fisshadesta
@fisshadesta Ай бұрын
@@SelamMeles-lt8lz እወ ካብኡ ዘይምምሃሮም ይሓዝን።
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 43 МЛН
Disrespect or Respect 💔❤️
00:27
Thiago Productions
Рет қаралды 36 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 52 МЛН
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 6 МЛН
ትራምፕን የሚወዱ፤ በትራምፕ የሚወደዱ|ETHIO FORUM
17:44
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 114 М.
ርኢቶ መራሕቲ ሃይማኖት - ላዛ ትግርኛ
29:46
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 6 М.
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 43 МЛН