ናብ ኩናት ከምንኣቱ ግልፂ 'ዩ-ኣቦይ ስብሓት/ባህሪ ደብረፅዪን ንምስክርነት/ኣብ ስልጣን ክፀንሑ ኣይንፈቅድን -ዶ/ር ሙዑዝ

  Рет қаралды 10,520

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 53
@mennabekele5985
@mennabekele5985 Күн бұрын
Muss Dr danke für deine Nachricht 🎉
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 18 сағат бұрын
ህዝብን crazy ብሎ የሚሰድብ ደግሞ ምን ሓሳብ ኣለው ደግሞ ሰፋ አርግቶ ከመክፈት ውጪ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 5 сағат бұрын
አአኣቦይ ስብሓት ጅግና ኢትዮጵያዊ /ኣምሓራይ እንትኾኑ ደመኛ ፀላእን ህዝቢ ትግራይ።
@gondaryenie9455
@gondaryenie9455 Күн бұрын
ሓሚየኩም ነይረ እየ ደብረፅዮን ጅኖሳይድ ኣብ ዝከሓደሉ ንግግሩ ስቕ ምባልኩም ሕጂ ግን አዓሪኹማ ምስ ሕዝብኹም ጠጠው በሉ ሓዳራ 🙏🙏
@kalulale1707
@kalulale1707 Күн бұрын
ኣቦይ ስብሓት ትግራይ ክትብተን ሕቶ ዝሓትት መንዕሰይ ከዉድዕ ኢዮ ድሌቱ። ብዛዕባ መሬት ግዝኣት ትግራይ ተኾይኑ ንሶም ዘይመርሕዎ እንተስ ብሰላም ተዘይኮይኑ ብጭዋዳና ክንገብሮ ኢና ጥራሕ ዘወር በሉልና ንበሎም?
@Habesha3789
@Habesha3789 Күн бұрын
ያሕዝን እዩ ራራ ሚይድያ ሰብ ሙሁር ሲኢንኩምስ ኽዝውን አቦይ ስብሓት ትብሉና ወይስ ክም ዛራ ደደቡት ሚድያ ይኸፈለኩም ኾይንኹም ወይም ኸበባውይን ኾንኩም
@Ashie725
@Ashie725 21 сағат бұрын
መናእሰይ ኣወዲኡ❗️
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 20 сағат бұрын
ጌታቸው እንዶ ሕነ ክንፈዲ ሒሳብ ክነወራርድ ስከኰር ኢንች መሬት እንተይተረፈ PP መቀመቅ እከታለን እንዳበለ ኣዐሪዮም ኣራዊትን ሸይጣውንትን ክኾኑ ዝገበሮም ሕሙስ እንጀራ እንጀራ እንዶ ኣይትብልዑ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 9 сағат бұрын
ጀግና ዶክተር ሙዑዝ ግደይ
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f Күн бұрын
ስብሀት ኩልግዘ ምጽያቅዩ ሰራሑ ከዚውን አጋ ሞቱ ንምጽያቅ ፓለቲከኛ ጡረታ የብሉን ይብል እዝይ ናይትእምት ገንዘብ አመሪካ ተቐማጠ ክዘርፍዩ ማለቲ እዪ እዝይድማ አይኮንን ብህልምኻ ኢድኻ አልምፅ እምበር አመሪካ ተቐሚጥኻ ናይህዝቢ ትግራይ ገንዘብ አይትመጥጥን ሌባቡ ጉጅለኻ አብቀረባ እዋን ብህጊ አብቁፅፅር ከአትው እዮም ኔትወርክኻ ክብጠስዩ ንዘልአለም።
@GrmayG
@GrmayG 8 сағат бұрын
ስብሓት ዝበልዖ ንሕና ንከፍሎ ኣለና
@MehariGirmay-h6o
@MehariGirmay-h6o Күн бұрын
Selam ni tigray
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 Күн бұрын
ንዞም ጆነሳይደደራት በሪ ኸፊትሎም:: ባዓል ዋናኣ ዘቃለላ ኣቕሓ ባዓል ዕዳጋ ኣይቕበላን::
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 9 сағат бұрын
ስብሓትን ጉጅልኡን ብህዝቢ ዓመፅ ከም ባንግላድሽ መራሒ ክውገዱ ይግባእ
@adonay7097
@adonay7097 23 сағат бұрын
ጆነሳይድ ንቶም ጉዳያት ንዝኮኑ ረብሓ ንአመራርሓ Define Defame Destroy ንምግበር ዝጠቀምሉ ፅያፍ እዩ፡
@fisshadesta
@fisshadesta Күн бұрын
ስብሓት ነጋ ንባዕሉን ንቤተሰቡን ዝቖመ ሰብ እዩ
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 23 сағат бұрын
Banda medya gahafat
@asfawtilahun2104
@asfawtilahun2104 Күн бұрын
ይበል እውቀት÷
@Nathnahom
@Nathnahom Күн бұрын
ናይ ዶር ደብረጽዬን ኢንተርቪው ካብታ ጥየል ንላዕሊ እያ!!!!!
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 18 сағат бұрын
ደብረፅዮን ከዚ ክወርድ ይኡ ሓዊ ነበልባል ልኾነ መራሒ ተገንዩ እንሆ ከርና ልተማረ ቴክኖክራትይ ኣውርቶ ክራትይ ልኾነ። ትንተና ፖለቲካ ሀም ማይ ድሰትያ ኢኮኖሚ ኮሊሱ ልውሕጣ ኮንቪንስ እምበይ ኮንፉይዝ ለይገብረካ ፀገም መናእሰይይ ዓበይትይ ብወርሒ እንተለይኮነ ብሰለስተ ወርሕይ ተደይፈተሐ ለየዓርፍ። ና ፕሮሚስ ቃላት ቀተልቱ ልኾና ላመረሐን ላሰረሐን ውፅኢት ለምፅእ ህዝቢይ ዘዳምፅ ናውድብ ሕገደምቢ ለኽብር charismatic and graceful ልኾነ እነሆ። ኸምዚ ድበለ መን እዩ ተልኹም ኣነ ልባዕለይ እየ
@kirosgebremeskel
@kirosgebremeskel Күн бұрын
እሞ ትስሕተት እኮ ናይባዓልትና ናይ ተጋሩ እዩ። ሐዚ ግን ብዝዓሻ ስብ እዙይ ንምራሕ ምንባርና ኣዝዩ እዩ ዘሕፍረና ኣለዎ።
@haddiswoldegebriel2419
@haddiswoldegebriel2419 21 сағат бұрын
TPLF x 50 years = Zero
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Күн бұрын
ስብሃት ብዳይበር እናተንቀሳቀሰ ህዝቢ ትግራይ እስካብ ምንታይ እዩ ክቃትሎ ዝደሊ አይአክሎን ዶ!
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 13 сағат бұрын
ስብሓት ነጋን ኢሳያስን ሀደ ዝገብሮምን ዘመሳስሎምን ናይ ባዕሎም ፀገም ናስሓ ብዝመስል አገባብ ብምግላፅ ሓቀኛ መሲልካ ምቕራብ እዩ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 18 сағат бұрын
ደብረፅዮን ከዚ ክወርድ ይኡ ሓዊ ነበልባል ልኾነ መራሒ ተገንዩ እንሆ ከርና ልተማረ ቴክኖክራትይ ኣውርቶ ክራትይ ልኾነ። ትንተና ፖለቲካ ሀም ማይ ድሰትያ ኢኮኖሚ ለ ሀም ድበሰለ ና ሓበሻ እንቁል ኮሊሱ ልውሕጣ ኮንቪንስ እምበይ ኮንፉይዝ ለይገብረካ ፀገም መናእሰይይ ዓበይትይ ብወርሒ እንተለይኮነ ብሰለስተ ወርሕይ ተደይፈተሐ ለየዓርፍ። ና ፕሮሚስ ቃላት ቀተልቱ ልኾና ላመረሐን ላሰረሐን ውፅኢት ለምፅእ ህዝቢይ ዘዳምፅ ናውድብ ሕገደምቢ ለኽብር charismatic and graceful ልኾነ እነሆ። ኸምዚ ድበለ መን እዩ ተልኹም ኣነ ልባዕለይ እየ
@GidayNayzgi
@GidayNayzgi Күн бұрын
አብሰማይ ዘፅድቅ ፓርቲ የለን፣አብምድሪ ግንዩጥፍእ ውይ ይጠፍእ።
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 23 сағат бұрын
ናተወደበ አቃም አንሕና አነደሕረ ዘነመራሓ ተበተነ ዘበለ በሻ መነደኸነሰ አባሎም አዮ ከነረሰዕ ናወሸጦም አዮ
@rona7755
@rona7755 Күн бұрын
ትርጉም ራራ ራያ ራዩማ ምዃኑ ትፈልጡ ዶ ሰማዕትና። ራ ራያ ራዩማ። ራራ ሚድያ።
@mennabekele5985
@mennabekele5985 Күн бұрын
Bebretsyon awediuna ember aytekemnsn😮
@kirosgebremeskel
@kirosgebremeskel Күн бұрын
ዋይ ዝምሩኽ ወራዳ።
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Күн бұрын
Genosdri midya
@FetewiKidane
@FetewiKidane Күн бұрын
HEWEHAt kedeme Gollom AtefiAu Lome baELU feley Bezebel Naye Sebe Deme Zesete Domotora koyenu,
@AlemsegedTena
@AlemsegedTena Күн бұрын
አንተ ሰውዬ ፍላነጎትህ ምንድነው?መለፍለፍ ብቻ ሆነ ስራህ ሁሉ።
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 19 сағат бұрын
ርስሓት ነጋ ኣቦ ሻዕቢያ እምበር ኣቦ ተጋሩ ኣይኮነን።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 9 сағат бұрын
ርስሓት ዶ በልኻ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 9 сағат бұрын
ርስሓት ለባ ርስሓት
@weykefetek3020
@weykefetek3020 13 сағат бұрын
ጋህታፍ ሓሳዊ
@TesfayGegziabher
@TesfayGegziabher Күн бұрын
ንስኻ እኮ ኢኻ ንጆኖሳድ ዝሓበኤ ትድግፍ ዘለኻ ከመይ እዮ ትነገር
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b Күн бұрын
Ab kilte yemqelki
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 Күн бұрын
ሓሻዊና ወገንተኛ ራራምድያ ትግራይ አይትበታትኑ አለቅለቅቲ አኹም
@EyualGebremedhn-ev1wb
@EyualGebremedhn-ev1wb Күн бұрын
ዙዲቃላ ስብኣይ ኣይሞትን ድዩ
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Күн бұрын
ሙእዝ ግደይ ጽግዕተኛ
@adonay7097
@adonay7097 23 сағат бұрын
ሙዕዝ አይትጋገ
@rona7755
@rona7755 Күн бұрын
ህወሓት ንክልተ ተኸፊሉ ትብልዋ ጉዳይ ትገርመኒ እያ። ኣብ ክልተ ተገሚዑ ዝባሃል ከምዚ ከምዘይኮነ ትፈልጡ ኢልኹም፡ እንተኾነ ግን ህወሓት እትብል ሎጎ ንጌታቸን ፃድቃንን ንምሃብ እትገብርዎ ዘለኹም ፃሕተርተር ምዃኑ ግልፂ እዩ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 5 сағат бұрын
ክልተ ህወሓት ዝብሃል ጌጋ ዝኾነሉ ምኽንያት ብንጌታቸው ዝምራሕ ሓድሽ ነገር የለን ኣብ ቦትኡ ኣሎ _ብንደብረፅዮን ዝምራሕ ውሒዳት ጉጅለ ግን። ጉባኤ ጌረ መንግስትነት ክምንጥልዩ ኢሉ ብሕጋውነት ቅደም ስዓብ እንተዝምራሕውን ፅቡቕ ኔሩ ነገር ግን ጉባኤ ምክያዱ ዘይሕጋዊ.ቁፅፅር ኮምሽን ዘይተቐበሎ ተዓዛቢ ምርጫ ኮምሽን ዘይብሉ. ንምምዝጋብ ድማ ሓድሽ ውድብዩ። ዝለዚ ወቕቲ ሓልዩ ምስመዳርግቲ ኣካላት ተላዚቡ ተቓሊሱ እታ ነባር ውድብ ክውንና ዝኽእል መን ምኻኑ ምርምር የድልዮ ድዩ? እንደብረፅዮሞ ሓድሽዩ ጥራይ ዘይኮነስ ሕጋውነትው የብሉን ቀስ ብቀስ እናጠሓለ ዝኸድ ጉጅለዩ ክኸውን ዝኽእል። እንተ ኣነ ዝምነዮ ን2019 ዓ/ም ንዝግበር መረፃ ኩሉ ብግልፂ ናብህዝቦም ቀሪቦም ከምታዝነበርዋ ኮይኖም ኩሉ ዝተኣማመነሉ ንኹሉ ዝሓፎቐ መስር ኣዳልዮም ይሕመቕ ይፀብቕ ፀብፃብ ኣቕሪቦም ናፃ ጉባኤ ኣቕሪቦም ንሓድሽ ኣራኣእያን መስርሕ ተዘረክቡ ምበልኩ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 Күн бұрын
መራሒ ትግራይ ሕዝውን መራሕ ውድብ ሕውሓት እዩ ጌታቸው ኸዳዕ አብ ትግራይ ናይ ብልፅግና ተወካሊ እዩ: ብኸመይ ተይልና ብተግባሩ ናይብልፅግና ጉዳይ አፈፃሚ ስለዝኾነ: 40%መሬት ትግራይ ንወረርቲ ፈሪሙ ዘይንቡር ድሕሪ ጀኖሳይድ ንሪፈረንደም ተሰማሚዑ: ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብሓባር ንጌታቸው ካብ ስልጣኑ ከውርዶ ንግበር::
@user-hs4cz7sb9d
@user-hs4cz7sb9d Күн бұрын
ክብር ዶክተር. ደብረፅየን. አይካሐደይ. ቆርፅኩም. አምፅኡ አጀንዳ. ገርኩም. ልአቢይ. አሕመድ. ልጠቅም. አትስርሑ. አስኹም. እናራገብኩም. ላብለይኮነ. ልህዝብ. አይተናግሩ. ሐቅይ. እድሕር. ሐቅ. አለኩም. መከላከያ. ካብ. ዛላበሳ. ለቅቁ. ልወፀ. ዘግብዎ. አሰርተ. ጊዜ ደብረፅየን. ደብረፅየን አይትበሉ ናይ ተፈናቀልት. ዝሳቀዩ. ዘለዉ. ተናገሩ. እዎይ. ነዉራማት. ጌታቸዉ ረዳ ባንዳ. አዩ. መፃወትይ. ሻእብያ. አቢይ. አህመድ. መፃወት. ገርክምዎ. ህዝብይ. ትግራይ. ናይ. You Tube ገንዘብ. ክትብሉ. ህዝብይ. ረስዕኩም ብሰሰኮም. ጌታቸዉ. ፃርቃን. እዝይኩሉ. ዝወርድ. ዘሎ. አብ. ትግራይ. እዞም. ባንዳ. ወራዳታት
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 15 МЛН
💩Поу и Поулина ☠️МОЧАТ 😖Хмурых Тварей?!
00:34
Ной Анимация
Рет қаралды 1,6 МЛН
ስግኡ ብልዕዎ ዓፅሚ ስደዱልና/ ሰራዊት ትግራይ ተቆጢዑ
6:33
የእነ ጌታቸው ረዳ ይቅርታ@ethiopiareporter
12:31
Ethiopian Reporter / ሪፖርተር ኢትዮጵያ
Рет қаралды 7 М.