ሰበር ዜና፡ ህፁፅ ሓበሬታ ብዛዕባ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ።ብየማነን ብስራትን

  Рет қаралды 20,096

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 100
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 26 күн бұрын
I couldn't get any substance from General Taddese Worede. Through your explanation i got the core of his message. Thanks a lot.
@goitomasefa6494
@goitomasefa6494 27 күн бұрын
ታይ ከምዝበለ ታደሰ ወረደ ምርዱኡ ጸጊሙኒ ነይሩ ካባኩም ቁሩብ ዝርዳኣኒ ዞሎ ይመስለኒ እንበር መልሐሱስ ዝርዳኣካ ኣይኮነን
@AmbasajerMebrahtom
@AmbasajerMebrahtom 27 күн бұрын
ምህረት የውርደሉ ህዝቢ ትግራይ እንበር ናይ ትግራይ ዕልት ንስልጣን ንምዝራፍን እንበር ንህዝቦም ካብ ፀላም ፡ፀበባ ዘድሑኑ እይኮኑን
@ትግራይሰብኪመንእዩ
@ትግራይሰብኪመንእዩ 26 күн бұрын
ብጣዕሚ ናይ ልበይ ትንታነ እዩ ይቐፅል። Axumawian Media በርትዑ። Thank you.
@ZerayTeklehaymanot
@ZerayTeklehaymanot 26 күн бұрын
ኣኹሱማዊያን እንኳዕ ንብርሃነ ልደት ኣብጸሐኩም።
@KidaneGebre-w9j
@KidaneGebre-w9j 27 күн бұрын
ጸገሙ ክሳብ ባዕሉ ጌታቸዉ ዘይገለጸ ህዝቢ እንታይ ይግበር በቃ ጌታቸዉ ምስራሕ አይከአልኩን ብከምዚ ብከምዚ ምክንያት ክብል ይግብኦ
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 27 күн бұрын
ትክክል
@hayelomalene2581
@hayelomalene2581 25 күн бұрын
Des zbl hasabat tentsbariku alo ketslu ahwatey❤❤❤❤
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 27 күн бұрын
Amazing guys!
@MuluKiros-i4u
@MuluKiros-i4u 26 күн бұрын
Thank you for make it clear.
@berhetesfay7714
@berhetesfay7714 26 күн бұрын
ብሕታዊ ሚድያ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ናይ ትግራይ ስነ ሓሳብ ዝወነነ ብሉፅ ሚድያ እንኳዕ ኣብፅሓኩም
@Teddyopia
@Teddyopia 23 күн бұрын
10q Axumawyan media network
@YemaneabadiBirhanu
@YemaneabadiBirhanu 15 күн бұрын
ኣከሰማወያን ሚደያ ሚንጪ ፁፁይ ሓበረታ ኣጆኻ ጋዜየጠኛ ግደይ
@zemelekotgebrezgi1041
@zemelekotgebrezgi1041 26 күн бұрын
ናይ ሰረቅቲ ጉጅለ
@natinamedia
@natinamedia 26 күн бұрын
100% right idea
@alemdesta4923
@alemdesta4923 26 күн бұрын
ልዑልነትን ሓድነተ‍እን/ሕብረትን ትግራይ ይቕደም!!! ውልቃውን ጉጅላዊን ድልየታትና ንምርዋይ እንኽእል ፡ ህልውናን ድሕነትን ትግራይ ምስተጋህደ’ዩ ክኾን ዘለዎ ። እንተዳኣዘየለ ፡ ማና ካብ ሰማይ ፡ ከምምፅባይ ከይዪኾነና!!! ኹሉ ዓቕሚ ህዝብን ውድባቱን መንግስቱን ብምሉኡ ፡ ሰሚሩን መኺሩን ዓቕሙ ኣኪቡን’ዩ ፣ ንመሰላትን ክብርታትን ረብሓታትን ብሄረትግራይ ፡ ክምጉትን ክቃለስን ዝግባእ!!! ዝቕድም ነቐድም!!!
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi 27 күн бұрын
You guys have a very genuine analysis and concern!
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 27 күн бұрын
እቱ ዝገርም ነገር እንታይ እዩ ኮይኑ ጌታቸው ደንዚዙ ብዙህ ነገር ክልውጥ እዩ ኢልና ተፀቢና ነይርና ከዚውን አይመሸየን ልትግራይ ልቅድሚት ከሻግርዋ ልኽእሉ ሙሁርትን እቶም ተናናህቲ ውድባትን ልቅድሚት ከምፆኦም አለዎ ካብ ኩሉ ዝመልከቶ ትግራዋይ ካብዞም 50አመት ዝፀንሁ ሰባት ክገላግሎ አለዎ ልትግራይ ህዝቢ ልጌታቸው ተቀራሪብኩም አዛርብዎ ሙኾርዎ ልበላኢ ከሀቦም።
@dawiteliffe9027
@dawiteliffe9027 27 күн бұрын
እዚ ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
@mikaelhadgu1830
@mikaelhadgu1830 27 күн бұрын
🖐🖐🖐
@جمالابراهيم-ق1ك
@جمالابراهيم-ق1ك 26 күн бұрын
ኣሕዋት. ትግራይ ፈታውን. ዝኾናን. እያ. ሲኢናምበይ ዝጎድኣግን ናታን ዘይናታ. መሊኦምዋ ትግራይ. መሬታን. ተመዛበልታን ንኽይምለስ ዝገብር ዘሎ ብፀላእታ ጥራሕ. ዘይኮነትስ ኮላይ ብፈተውታን ብደቃን ዝግ በር ዘሎ መሕፈሪ ፀላእትና. ናይልብልቦም ንኽገብሩ. መተባብዒ ብዝመስሎ ኣፍቂደምሉ. እንበር ተስማዕሚዕና. ብቅንዕና. ኢናመሬትና. ክነምልስ. እንኽእል ኔርና. ግንነገራት. መዕለቢ ክይረክብ. ብወንጀል. ተጠየቅቲ ክይኾኑ ብዝመስል ውዕሊ ፕሪቶርያ. ክትግበር. አይደልዩን. መንእሰይ ሎሚ ግን ኩሉ ሽርሒ. ተረዲኡስልጣን አረክቡ ክብሎም ምጅማሩ ፅቡቅ ጅማሮእዩሞ. ተስፋና ኣብ ሓድሽ ወለዶ እትም ይቅናዕኹም
@michealkebede950
@michealkebede950 26 күн бұрын
ጽቡቕ ዘተ እዩ ኩሉ ብንቅሓት ክከታተሎን እምቢ ንድሕሪት ኣይምለስን ክብል ኣለዎ
@KidaneGebre-w9j
@KidaneGebre-w9j 27 күн бұрын
ወዲ ወረደ ምስ ካርተር ምዉድዳር ንባዕሉ ሐጥያት እዩ ወዲ ወረደ ካብ ሰብነት ዝወረደ ረሳሕ እዩ እኮ
@nabhade3470
@nabhade3470 27 күн бұрын
እዚ ኣረጊት ጨጓር ከልቢ ወዲ ወረደን ፍሰሃ ማንጁስን ካብ ዘለዎም ሓላፍነት ክሰናበቱ ኣለዎም።
@EquarAlem
@EquarAlem 26 күн бұрын
ዋይ ትግርይና ረኺባቶ ዘላ ህዝቢ ትግራይ'ዶ የአቢ ወይስ ስልጣን???? ኹሉ ነገር ካብ ህዚቢ ትግራይ ልላእሊ የለን ክነብር'ውን አይኸእልን።
@awelseid1580
@awelseid1580 26 күн бұрын
ትኸከል እዩ ከልቶአም ከዉገድ አለወም።
@MamoGuesh
@MamoGuesh 26 күн бұрын
የማነ ሓወይ ኣብትግራይ ዘሎ ኩነታት ብጣሚ ከቢድ እዬ ጌታቸዉ በይኑ ዝዉድኦ ጉዳይ ኣይኩን እቶም ጀነራላት አረመኔታት እዬም ብዝኾነ ምኽንያት ንታደሰ ምዉራድ ምሰኡ ዘለዉ ምሰኛ ቡደን ምትካፍ እዩ እዚ ካሊ ሓደጋ እዩ አነ ዝመስለኒ አብ ህዝቢ ወረድካ ምይይጥ ምግባር ዘይካል እተነሆነ ኣብ ሚዳ ብምቅራብ ነዞም ሰባት ምቅላ ግን ይኸል እዩ
@meharihaile9372
@meharihaile9372 27 күн бұрын
ንወዲ ውረደ ግደፍ ገቻቸው ንሓደ ክንቲባ ክቅየር ዓቅሚ የብሉን። ቀሺ ወደ ወረደ ይቅደስ ዩ ነሩ ትማሊ ናይ ጨራሩ ዝረባ ዩ ዝዛረብ ነሩ ከመይ ገርኩም ከማን ስሚ ዕኩሞ ይገርመኒ ኣሎ፡ ኣነ ወላሓንቲ ኣይሰማዕኩን ካብዚ ናይ ጨራሩ ዝረባ ፡
@mulualembahta
@mulualembahta 26 күн бұрын
ኣቱሙ ስባት እቶም ሕጂ ብግዛያዊ መንግስቲ ዝተመደቡ ሰባት ቡቡዙሕ ነገር ይንቀፉ እዮም ከምይ ኢሎም ዳ ናይ ለዉጢ ኩኾኑ ትፅበዩ
@hirayndahray
@hirayndahray 26 күн бұрын
ሰራዊት ተፅልም ስክ ኢልካ ናይ ምናምን ዘረባ ዩ ጌታቸውን ፃድቃንን ዘይትነቅፍ
@temesgen-j9v
@temesgen-j9v 26 күн бұрын
Exactly , ኩላ ዝሕምሳ ዘሎ ወዲ ወረደ እዩ። ፕ/ት ክንገብረካ ኢና ስለዝበልዎ ምስ በዓል ደብረፅዮን ወጊኑ ግዝያዊ መንግስቲ ንምፍራስ ውሽጣ ውሽጢ ዝሰርሕ ዘሎ እቲ ዓባስ ተሳሓቢ መኪና ወዲ ወረደ እዩ።
@SunT-y6y
@SunT-y6y 26 күн бұрын
ንጌታቸው እኮ ከም ሀይለማርያ ደሳለኝ እዮም ገይሮሞ ዘለው ጌታቸው ዲክለር ክገብር አለዎ
@beidemariam4162
@beidemariam4162 27 күн бұрын
ወዲ ወረደ ቐደሙውን ከሓዲ ሓሳዊ እዩ። ብ1993 መለስ ፃድቃን ጆቤይ ታደሰ ጋውናይ ምስኡ ከሰልፎም ፈቲኑ ምስኣበይዎ ኣብልዕሊዖም ስጉምቲ ክወስድ ፈቲኑ ነይሩ እዩ። በዚ መሰረትውን ቐዳመይቲ ስጉምቲ ልተወሰኑ ጀነራላት ብሓሶት ሙስና ኣብመከላከያ ነይሩ ኢልኹም ኣብ ETV መግለፂ ሃቡ ኢሉ መለስ ኣዚዙዎም። ወዲ መድሂን ወዲ ወረደ ሰዓረ ኣበባው (ኻልኦት ልረሳዕኹዎም ውን ኣለዉ)) ብሳሞራ መተሓባባራይነት ልተኻየደ ናጥፍኣት ፕሮጀክት ተሓባባሪ ልነበረ ሰብዩ ወዲ ወረደ
@ttplc8642
@ttplc8642 27 күн бұрын
ብመዓርግ ጉዳይ እንተኾይኑ ጊደይ ሐቂ አለዎ!! ማለትም ታደሠ ወረደ ሌተናል ጀነራል ክኸውን ኳርተር(አብርሀወ/ጊወርግስ) ሙሉእ ጀነራል ምዃኑ ይፈልጥ።
@bu12-_
@bu12-_ 25 күн бұрын
አታ አኩሰማዊ አይትበፅብፀና ህ ትግራይ ምሰ ፀሊእቱ ኾይንኻ ትገብሮ ዘለኻ ይውጋሓልና ዘይ ብሰሪትኽ መን ይቀርበልካ ሰብዶ የብልካን ነዚ ላይክ ትገብሩ ርሙሳት ጊዜዂም አይተጥፍኡ
@Rahmah-t8h
@Rahmah-t8h 26 күн бұрын
Nay Bisrat Amare media.
@zenebez5237
@zenebez5237 26 күн бұрын
ብሓፂሩ ሲ ወዲ ወረደ ናይዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ግዕዝይናይ ሽጣራን ሲ ኣብ ውሽጢ ግምት ኾይኑ ናይቲ ጉጅለ መፈፀሚ ነይሩ ማለት ድዩ ?
@Taemeh65
@Taemeh65 27 күн бұрын
Samora was the only TPLF General who assumed full General tittle. Other Ethiopian Generals were given full General tittle by Abiy. EPRDF was conservative in assigning General tittles. Not more than ten persons had the General tittle before the 1998 Ethio-Eritrea war.
@GwahdSahlu
@GwahdSahlu 25 күн бұрын
የማነ ንውድብ ህወሓት ዝፀልእ ማንም ሰብ የለን ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘለው ውልቀ መራሕቲ ፀገም ዘለዎም ኣለው ጥርጥር የቡሉን ብዓል ጌታችው ረዳ እውን ኣብ ናይ ፅላል ህወሓት ስልጣኖም ዘዳላዱሉ ዘለው ሰለዙይ ንህወሓት ዝፀልእ እተሃልዩ ዕላሙኡን ረብሕኡን ካልእ እዩ ።
@abebemesfin7871
@abebemesfin7871 26 күн бұрын
ናይ ትግራይ ናይ ለውጢ ባህጊ መወዳእትኡ ጌታቸው ከሙርሲ ፣ ወዲ ወረደ ከምአልሲሲ ብኣውርኡ ትግራይ ድማ ብኣውርኡ ብመንእሰይን ሲቨል ፖለቲከኛታት ትምህራህ ሃገር ከይኮነትስ ከምግብፂ ብወታደራት ትምራህ ሃገር ኾይኑ ክኽምበት እዩ።
@EdedJe
@EdedJe 26 күн бұрын
ግደይ ብግልፅ ወድ ወረደ አዲስ አበባ ከይዱ ስልጣን ክርከብንድዩ ምስንደብረፅየን ተረዳድኡ አማንኤልን ደብረፅየንን ወድ ወረደ ፕ/ት ይኹን ክብሉ ከለው ቅንዕና እንተዝህልዎ ክቃወም አይተርአይን ስልጣን ክወስድ ይፅበ ነይሩ
@moaz6007
@moaz6007 27 күн бұрын
Debretsion and Tadese are the same to me! Both of them mumble with no point. They lied & dragged the people of Tigray to go to war without readiness.
@hirayndahray
@hirayndahray 26 күн бұрын
ደብረፅዮንን ወዲ ወረደ ማዕረ ምርአይ ሕስድና ዩ፡፡ ደብሪፅ አቃሙ ፍሉጥ እዩ ፡፡ ወዲ ወረደ ግን መረገፂኡ ዘረብኡ ዘይፍለጥ እዩ
@alemabay-sh5kw
@alemabay-sh5kw 27 күн бұрын
ምክትል ፕሬዚደንት ክነሱ ንፓርቲን ጊዜያዊ መንግስትን ማዕረ ብምርኣይ ክልተኹም የኣኽለኩም እናበለ ከደናግር ከሎ ንመን ወኪሉ እዩ፡፡ ንባዕሉ ጥራይ፣ ንወታደራዊ ኮማንድ፣ ወይስ ንሰራዊት ትግራይ፡፡ እዞም ወገናት መልሲ ክህብሉ ይግባእ፡፡ በጃኹም ክቡራት ኣሕዋተይ ንስኹም እውን ኣብርሁዎ፡፡
@hirayndahray
@hirayndahray 26 күн бұрын
ኢለጋል እዮም እኒ ደብሪፅ አይትበል መትከል አለና ሓሳብ አለና ጉባኤ አካይድና ኢና እኒ ጌታቸው እኮ ምስ ፌደራል እንዳተሸማገሉ እዮም ኢሉ እንዳከሰሶም ንስካ አንጃ ክትብል ልክዕ አይኮንካን፡፡ አኩስማውያን ብልፅግና ትመስሉ ብዓመፅ ዝወርድ መንዩ ዓመፅ ኢልካ አይትዛረብ ናይ ሌባቡ መትከልዩ
@gebremedhinbahlbi3671
@gebremedhinbahlbi3671 26 күн бұрын
ካውንስል ዘይኾነ ካብኔ እዩ ክቋቆም ዘለዎ ። ጊደይ አይትጋገይ ዘይኾነ መልእኽቲ አይተመሓላልፍ።
@gebremedhinnegash9898
@gebremedhinnegash9898 6 күн бұрын
Nay shabia media Banda media
@HagaziKahsay-uu5ic
@HagaziKahsay-uu5ic 25 күн бұрын
የማነ ኒጌታቸው ረዳ ክትርድኦ እትኽእል ኣብቱ ቦታ ተ ትኸውን እዩ
@EquarAlem
@EquarAlem 26 күн бұрын
ግደይ ሓውና ብርትዕ
@ZerayTeklehaymanot
@ZerayTeklehaymanot 26 күн бұрын
Brat enkae n brhane let abtseheku.
@AlemAlem-om4xh
@AlemAlem-om4xh 24 күн бұрын
ጉጅለ ድሕረት ሎሚ ውን ስልጣን ንምምንጣ ኣብ ኣክሱም መሺጉ ኣሎ : ያኢ ህዝቢ ተንኮሎም ምፍላጥ ስኢኑስ ዕግርግር ኣልዒልካስ ግዝያዊ መንግስቲ ክትዓሉ :: ብ ዝወላዕኹምዋ ሓዊ ክትልብለቡ ኢኹም ዳ ኣደመ ን ሓሻኽሩን
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 26 күн бұрын
መናእሰይ ትግራይ ዝስደዱ ዘለው ወዲ ወረደ ስርሑ ስለዘይሰርሐ እዩ ። እዚኣ እን አደመ ካብ ሻዕብያ ዝተምሃርዋ እያ ።
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 27 күн бұрын
ተሓሕት ንህዝቢ ትግራይ ዕዳ እዩ ሐዝውን መራሒ ስኢና ኣይኮነትን ትግራይ ጌታቸው ዝኣክል ቁኑዕ ሰብ ፃድቃን ዝኣክል ደላይ ለውጢ እናሃለው ኣብ ክንዲ ምሕጋዝ ስልጣን ካብዓሌተይ ንምንታይ ትምንጠል ኢሎም እቶም ጉጅለ ድሕረት ክሳብ ኪናት ዝበፅሕ ዕግርግርን ህውከትን ክፈጥሩ ይሕምስዋ ኣለው
@ahmedbulla2266
@ahmedbulla2266 26 күн бұрын
100% true
@DestaWubshet
@DestaWubshet 26 күн бұрын
የማነ፣ ብስራትን ግደይን እታ ሐዚ ዘላ ናይ ትግራይ ፓሎቲካን መፍትሒታትን ብትኽክል ካብዝተገንዘቡ ግዱሳት ተጋሩ ኢኹም። ዘይሻራዊ ኮይንኩም፣ ማእኸልኩም ህዝቢ ትግራይን ትግራይን ገይርኩም ቃልሲኹም ቀፅሉ። ህዝቢ ኣንቅሑ፣ድምፂ ኹኑ።
@hirayndahray
@hirayndahray 26 күн бұрын
ወዲ ወረደስ ምስ ደብሪፅ እዩ ትብል ሓሳዊ ኢካ ምስ ጌታቸው ዩ ግን ንምንታይ ኢና ቴክኒካሊ ንዛረብ መንዩ ሕዚ ናይ ትግራይ ድሌት ዘንፀባርቅን ዝሸማገልን ዘሎ ክንፈሊ ኢና ዘለና፡፡ መንዩ መንግስቲ መንግስቲ አይትበል ንኒ ደብሪፅ ከመይ ጌርካ ጉጅለ አጀንዳ ትብል
@GideyGebrehiwot-w9f
@GideyGebrehiwot-w9f 26 күн бұрын
ሲነር ማለት ብማዕር ደረጃ ዝለዓለ ዘለዎ ወይ ብማዕርግ ማዕረ እንተኾይኖም ቁፃር ዘመን ወይ ምግዳ ዝነወሐ ዓመት ዘለዎ ሲነር ይበሃል ወዲ ወረደ ሌ/ ጀነራል እዩ : ካርተር ግን ሙሉእ ጀነራል እዩ
@KidaneGebre-w9j
@KidaneGebre-w9j 27 күн бұрын
መጻወቲ ባዓል ወዲ ወረደ ኮይና ዓዲ
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 27 күн бұрын
ሓደገኛ ይመስል እዚ ወዲ ወረደ
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 26 күн бұрын
Did they say these people about our land or.... Biherawi hadega....? Keldegnatat Center your people?
@hirayndahray
@hirayndahray 26 күн бұрын
አኩስማውያን ዝብል ስም ሒዝኩምስ ሓደ ሓደ ጊዜ ምስ ግምት ገለ ዘምባዓት መራሕቲ ዘምባዕ ናይ ምባል ባህሪ አለኩም
@ZerayTeklehaymanot
@ZerayTeklehaymanot 26 күн бұрын
ብስራት ከመይ ኣለኻ? ስማዕ ብስራት እቱ ውድብ ኣይደ ኸምካሉን መስዋእቲ ኣከፈልካሉን ዲኻ? ሚዛናዊ ኮይንካ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ስራሕ ስርሑ።
@saidaman6424
@saidaman6424 27 күн бұрын
Using religious occasions to wish a land that is not yours to incorporate is the ultimate betrayal of the faith you embrace. Wolkait has never been part of Tigray and it was forcefully annexed by TPLF.
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 26 күн бұрын
ርሑስ ልደት ንተጋሩ ምብላኩም ጸቢብነትኩም ዘር ኢ ኢዩ፡ ትግራዋይ ጥራይ ድዩ ዝሰምዓኩም እቶምኤርትራዉያን ከ ርሑስ ክደት ክንበሃል ኣይግን ኣንን ድዩ?
@minneapaul804
@minneapaul804 27 күн бұрын
Wedi werede has corrupt personality 😊
@TewoldeG.Tensay-j5d
@TewoldeG.Tensay-j5d 27 күн бұрын
ግደይ ዝበፅሐካ ዘሎ መረዳእታ ፍፁም ጌጋ እዩ ፣ሰራዊትን ካቢነን ኣብዝተገበረ ኣኼባ በቲ ንስኻ ዝሰማዕኻዮን ዝተኻየደ ኣኼባ የለን ፣እንዲያውም ሰራዊት ብዘቕረቦ ሓሳብ እቶም ናይ ምምሕዳር ኣባላት ዘቕርብዎ ሓሳብ ግጉይ ከምዝነበረ ተቐቢሎም ዝወፅሉ ኣጋጣሚ እዩ ዘሎ ፣destort ኮይኑ ብዝወፀ ሓበሬታ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ ፣ኣብ ትግራይ ለውጢ ክመፅእ ኣለዎ ፣መንእሰይ ዝመርሖ ለውጢ ክመፅእ ኣለዎ ፣ኣብዙይ ምንም ጥርጥር ክህሉ የብሉን ፣ግን ብሓሶትን ብዘይኮነን መረዳእታ ዝመፅእ ለውጢ ፍፁም ክህሉ የብሉን ፣ሒዝክሞ ዘለኹም መረዳእታ ፍፁም ፍፁም ሓሶትን ዘየለን እዩ ፣ከምዚ ጌርካ ከዓ ዓዲ ህዝቢ ምሕጋዝ ኣይከኣልን
@hagosmeles7764
@hagosmeles7764 27 күн бұрын
ጌታቸው ሳኽራም ትግራይ ክመርሕን ህዝቢ ትግራይ ከድሕን ኣይኽእልን ሕውሐት ጥራይ ኢዩ መድሕኑ ህዝቢ ክተናክሱ ኢኩም ተሐስቡ ኣይሰልጠኩምን ኢዩ
@tsehaikahsay1726
@tsehaikahsay1726 27 күн бұрын
Team Adwa
@yemanetsegaye2985
@yemanetsegaye2985 24 күн бұрын
Leba Media
@arayagebretekle9615
@arayagebretekle9615 24 күн бұрын
@@yemanetsegaye2985 bsrat.haradi.seb.zefltkasebblo.wre.tmeskr.kndey.seb.kemzketeka.bado.6.tmskre.kndy.seb.km Zharfka.tnegrena.do?
@zemelekotgebrezgi1041
@zemelekotgebrezgi1041 26 күн бұрын
ዓፋሪ የማነ
@ahmedbulla2266
@ahmedbulla2266 26 күн бұрын
ወዲ ሰበይቲ ዓቅምኻ ፍለጥ
@wassieabay6868
@wassieabay6868 27 күн бұрын
ጌታቸው በትር አለዎ ዶ ?
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 27 күн бұрын
ሓቕኻ ብስራት ፣ በቃ ክበሓል ዝግበኦ ቀደማይ ባዕሉ ወዲ ወረደ እዩ ።
@bahrewoldemariam5690
@bahrewoldemariam5690 26 күн бұрын
ካብ ሓቂ ወፃኢ እዩ ጊዝያ መንግስቲ ህዝቢ ዝወከሎ እዩ ኢልካ ምዝራብ
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 27 күн бұрын
Mllt use jargon words like political problem but they can not define it
@hab3hmbeselambsl79
@hab3hmbeselambsl79 26 күн бұрын
Gujle bandatat kedeat zeythbu ke.
@TewoldeNegash
@TewoldeNegash 27 күн бұрын
አቶ ብስራት ብመጀመርያ ቀዳማይ ናይ ህዝቢ ትግራይ ዝጓሓልካዮ ገንዘብ ዶ መሊስኻዮ ቅድሚ ንካሊእ ሰብ ምዝራብካ?!
@luluaual1873
@luluaual1873 26 күн бұрын
big lie
@TsegayKifle-d7v
@TsegayKifle-d7v 27 күн бұрын
ሕፈር ሕፈር ንህዋሐት አንጃ ምባልካ
@ትግራይሰብኪመንእዩ
@ትግራይሰብኪመንእዩ 26 күн бұрын
ንስካ ሕፈር
@haben524
@haben524 27 күн бұрын
Getachew Reda must resign immediately!!!!
@tsehaikahsay1726
@tsehaikahsay1726 27 күн бұрын
@haben524 Team Adwa your team must leave the people of Tigray in no time. Enough is enough
@haben524
@haben524 27 күн бұрын
@ you are an idiot. 2 years and Getachew has not done anything. He must resign immediately. His record shows he failed. Enough is enough. YIAKILLL
@haben524
@haben524 27 күн бұрын
@@tsehaikahsay1726 2 years nothing got done. He must resign immediately
@TeklayAssefa-i7p
@TeklayAssefa-i7p 26 күн бұрын
ረሳሓት ደጋላት
@beidemariam4162
@beidemariam4162 27 күн бұрын
ወዲ ወረደ ቐደሙውን ከሓዲ ሓሳዊ እዩ። ብ1993 መለስ ፃድቃን ጆቤይ ታደሰ ጋውናይ ምስኡ ከሰልፎም ፈቲኑ ምስኣበይዎ ኣብልዕሊዖም ስጉምቲ ክወስድ ፈቲኑ ነይሩ እዩ። በዚ መሰረትውን ቐዳመይቲ ስጉምቲ ልተወሰኑ ጀነራላት ብሓሶት ሙስና ኣብመከላከያ ነይሩ ኢልኹም ኣብ ETV መግለፂ ሃቡ ኢሉ መለስ ኣዚዙዎም። ወዲ መድሂን ወዲ ወረደ ሰዓረ ኣበባው (ኻልኦት ልረሳዕኹዎም ውን ኣለዉ)) ብሳሞራ መተሓባባራይነት ልተኻየደ ናጥፍኣት ፕሮጀክት ተሓባባሪ ልነበረ ሰብዩ ወዲ ወረደ
I Sent a Subscriber to Disneyland
0:27
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
Air Sigma Girl #sigma
0:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 45 МЛН
በትግራይ እያንዣበበ ያለው አደጋ እና የኤርትራ መንግስት ሚና!
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 751
እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብዲያስፖራ ተጋሩ
3:00:27
Axumawian Media Network
Рет қаралды 8 М.