KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ሕማቅ መዓልቲ ዘይ ኣመለይ ኣጉሪዐ👹💀 ሰላም ሓሚማትና😭
22:27
💍ተንበርኪኹ ቀለበት ኣብ ቅድሚ ዝኹሉ ህዝቢ ተመስገን ነዚ ኽብሪ ለብቃዕኻኒ💍
9:40
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
ሰበይተይ ደረቕ እያ ግን ድርቅነኣ ይፎትዮ እየ🙆♀️😂 ሰብኣየይ ኣይተቃባጥርንነ ኢሉኒ😔🤔
Рет қаралды 79,984
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 84 М.
Selam Tsegay Smile:)
Күн бұрын
Пікірлер: 873
@LoveLove-h6j
Жыл бұрын
ሰሉየይ ብዙሕ ሕቶ አለና ፖሮግራም ግበሪ ዝትብሉ👍ጠውቁ
@ትዕግስቲዩቱብCanal
6 ай бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@amlshaamlsha
5 ай бұрын
ደምርኒ❤
@YeshargAbrha-q3o
2 ай бұрын
@@ትዕግስቲዩቱብCanalደምሪኒ ማዓረይ
@YeshargAbrha-q3o
2 ай бұрын
@@amlshaamlshaደምሪኒ ማዓረይ
@etyopin
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ሰልዋይ ተፎጥሮይ ኣይትበሊ ማለት ስብኣይኪ ልዕሊ ማንም ክብረትኪ እዩ ብዝተኽኣለኪ ልስልስ ዝበለ ቃላት ትጠቀሚ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበልልልል❤❤❤❤
@tsegat6873
Жыл бұрын
እስኪ ኣብዘይምልከተክን ጦብሎቅ ኣይትበላ ናትክን ግባራ እንታይ ክትገብሮ ርኢክን እክን ሕጂ
@TsegaGhiwet-qv8fz
Жыл бұрын
😂😂@@tsegat6873
@TsegaGhiwet-qv8fz
Жыл бұрын
😂😂@@tsegat6873
@WardeWagay
Жыл бұрын
ደስ ብሃልቲ ከምኡ እዩ ክኸውን ዘለዎ ቀበጥበጥ እውን ፅቡቅ ኣይኮነንን❤❤❤❤
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ
Жыл бұрын
ጎይታዋይ ክትብልዮ እናሃለኪ ግን ስሜቱ ኣብ ገፁ ይንበብ ደስ እዩ ዝብሎ ኩሉ ግዜ በልዮ😘ብዝተረፈ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ከምዚ ኢልኩም ክትመፁ ከዓ ትደምቁና ኩሉ ግዜ ምፁና🙏
@ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
Жыл бұрын
😁😁😁😁
@ተመሰገንአምላክይ
Жыл бұрын
ፍቅረኩም ይበዛሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ የመቸኩም ሰሉዋይ በጣዕማ እየ ዘፈተወኪ ምኣዝ ኢያ ተመፅኦ ናበሉኩ እየ ኩሉ ግዘ ዘፀበየኪ ምቅርቲ ፈጥረት ❤️❤️❤️የመቸኪ ❤️🙏🌿
@selamtsegaysmile9152
Жыл бұрын
ብርኽተይ🙏🙏🙏
@noufalq2151
Жыл бұрын
አነ እውን 💋🙏
@ሳምሪጓልራያማቻሬ
Жыл бұрын
ዋላ አነ❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
6 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@AlmazBereket-l5q
2 ай бұрын
❤❤❤❤@@selamtsegaysmile9152
@sara6511
Жыл бұрын
ዋውውውውውው ገለ ዓይነት ለባም ሰብኣይ❤❤❤ደቂ ኣንስቲዮ ኣሕዋተይ ከመዙይ ዘበለ ሰብኣይ ይፈጠረለኩን ኣሕዋተይ🙏❤❤❤❤
@Ksanetdesta
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ajibajib7989
Жыл бұрын
Amen 3
@fyufu9308
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
@ساراسارا-ث6و
3 ай бұрын
ስብኣይክግን ዋእ ወረጃ ስብኣይ እዩ እና ሰሉዋይለ ምቅርቲ ኢኪ
@ተመሰገንኣምላክ-ሐ4ጐ
Ай бұрын
ኣሜን(3)///♥️🥰🥰🥰🥰🎉
@ማምየዓለመይ
Жыл бұрын
ሰሉየ ኸሉግዜ ሕዝክዮ ምፅ ስብኣይኽ ሕዝኽዮ ትመፅእ ተለኽ ብጣዕም እዩ ደስ ዝብለና ብፊላይ ኣነ ፊቁራት ትርእ ተለኹ ሓጎስ ይስመዐን ተጋሩዋይ ንፋቀር ❤😊
@ANEZEKIRSTOS
Жыл бұрын
ሰሉየ እንኳን ዳሕና መፃኹም ሕድሕድ ነገራት ንምርዳእ አይትቸገሪ እቲ አፍና እዩ ለሚዱ ልቀብጠርጠር አይምቹይ እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዘሐዮ አሜን
@AseTeklberhan
Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ 🌿😍🌿😍
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
Жыл бұрын
ትናገርሎ አይተስሕቁዮ😅ብዝተረፈ ደስ ብሃሎ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሙቅራት🙏🥰🥰🥰🥰🥰❤️
@tgrawayti6432
Жыл бұрын
ስብኣይኪ ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ኩሉ ነገሩ ከም ናትኪ ዝበለ ይፍጠረልና ሰሉዋይ❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
6 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@drtt2855
Жыл бұрын
ስብ ዘይ ስሩሑ እየ ዘስረሖ ሰሉዋይ ብጣዕሚ እየ ጥዕምቲ እና እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ🙏❤❤😘
@AseTeklberhan
Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🌿
@ተስፋዊት
Жыл бұрын
ንዕኡ ፅብቅቲ ልቡ ትመልኡሉ ተኮይንኪ እኹል እዩ ሰላመይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ❤❤❤❤❤
@እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
Жыл бұрын
ብሓቂ መስተውዓሊ ሓላል ሰብኣይ ኣለኪ ሰልየይ መዓረይ ፈጣሪ ምስ ወድኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ቤትኩም በረከት እግዚአብሔር የብዝሐልኩም ክብራት ኣሕዋተይ❤❤❤
@MaaanjJopnj-pg2bu
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ትዕግስቲዩቱብCanal
6 ай бұрын
ኣሜን ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉
@ጋልትግራይ-ነ8ሸ
Жыл бұрын
ናይብሓቂ ሰልየይ አነ አለኩ አቃባጥርካ ምፅዋዕ ትርጉም ዝለዎ አይመስለንይ ባይዘወይ ይፈትወኩም እየ❤❤🎉🎉
@AbxhdBsjs-fl2ec
Жыл бұрын
ናማንኪ ስሉዋይ ጎታዋይ ፅብቅቲ ዓለመየ ፍቅርየ ቃለዓለም መሲሉ እዩ ዝረአየኒ❤❤❤❤
@UmArsulove
Жыл бұрын
ኣሰይይይ ብጣዕሚ ኢኩም ሙቁራት እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርክ🥰🥰🥰🥰
@አስካልአስካል-ሸ2ወ
Жыл бұрын
አይዛኪ ምቅራት ❤🙏🙏🙏
@DadddDazs
Жыл бұрын
ዕድመን ጥዒናን የሃብኩም ፅሩያተይ ደሞ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሰሉየይይ❤❤❤❤
@ሄሩYouTube
Жыл бұрын
ዋላ ኣነ ቡዙሕ መልሓስ ለመፅመፅ ኣይፎትይ ጎበዝ ፍቅሪ ብግብሪ ኣርእይዬ ሰልዋይ💓🙏
@user-ኣክሱማዊት
Жыл бұрын
ምቁራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ🥰🥰🥰
@ትዕግስቲዩቱብCanal
6 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@tahesgabra2015
Жыл бұрын
ፈቅርኹም የብዘሐዩ ስላዋይ ክፉትዉኪ ማዓት ❤❤❤❤
@selamatgray7750
Жыл бұрын
ዋዉ ደሰ ክትብሉ ፍቅርኩም ይባረክ ኣሰይ ሰሉዋይ❤❤🎉🎉
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
Жыл бұрын
❤❤❤ፍቅርኩም የብዘሐዮ እወ ሰሉይ ጎይታዋይ በልዮ እመተዋይ ክብለኪ ተሎ
@FanaKahsu-sr8ix
5 ай бұрын
ተመሳሳሊ ባህሪ እንኤና ሰሉዋይ ሽኮር ❤❤❤ኣነለ ምቅብጣር ኣይፎትን
@tsegagaltgray
Жыл бұрын
ሰሉየይ መቅርቲ ብዓሚ እየ ዘድንቀኪ ኣብ ስደት ከለኪለ ጠንከራ ጓል ኢኪ ነይርኪ ቡዙሕ ነገር ተማሂረ ፍቅርኩም ይባዛሕ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዞምሓተይ
@biekimati7428
4 ай бұрын
Selu Shikor Bitaemi ye zfetweki lebam zikone sebay aleki xibuqe gerki hazyo delayt fqrkum eritrawit haftkum ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fronifroni7773
Жыл бұрын
ሰሉየ ካልአይተይ 😄 ፍቅርኩም የብዘሐዮ ስለ ሰብ ግን አይትገደስሉ ናይ ተፈጥሮ ፀባይ ምንም ክቅየር አይከአልን 😍😍😍
@my94922
Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉየይ ክፈትወኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@slamaor6578
Жыл бұрын
ፍቅኩም ይባረክ ኣሕዋትይ❤❤❤
@AsAs-e7g7t
3 күн бұрын
ፍቅርኩም የብዘሓዮ ሰሉዋይ ፅቡቃተይ ሰብኣይኪ እንየዎ ላዛ ክጥዕም ንስክለ ምቅርቲ ለዛም ኢኪ ሰሉዋይ ኣይፈላሊኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SalamIdhe
Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ምስ ሰባአይኪ ምፂ ሙቁራት❤❤
@LwamLwam-gt5bv
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ልስልስቲ ኢኪ ካብዚ ንላዕሊ ከመይ ክትኮን ማለት እዩ ኣትን ግደፋ ፅቡቅ ኣላ እና ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ❤
@ጋልውቅሮ
Жыл бұрын
ዛምበይተይ ዋይ ልብና ፍስስ ኣቢሉዋ ሰሉየይ
@akezaberhe6216
Жыл бұрын
_ፍቕርኹም ብዝሕ ይበለለና ክቡራት ስድራና ብጣዕሚ እኹም ደስስስ ትብሉ ሰሉዋይ ጣንካራ_
@Bemnet8197
Жыл бұрын
Ajoki btaemi des behalit eki aytisekefi ❤❤❤❤🌹🌹💕
@wejereteyti6678
Жыл бұрын
ኣነ ደስ ዝብላኒ ክጥቀመለን ዝደሊ ቃላት ውዴ ፍቱወይ እየን ስጀመር ስውኣይ ውዳሴ ይፎቲ እዩ ሰሉተይ🎉❤ፍቕርኹም ብእግዚአብሔር ይባረክ🙏✝️💒😘
@AseTeklberhan
Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ክብረተይ
@Sara-m8w
4 ай бұрын
ነዑኡ ዘሕጉሶ ተኾኑ ፅብቅ ስላም ሓፍተይ ኣብዙ ግዜ እዚ ዘፍቅረካ መርካብ ተዒድልቲ ዩኣስጢምኪ ሓዚዮ🎉🎉🎉🎉
@ራያአላማጣ-ፐ8ኀ
Жыл бұрын
በጣም ጀግና እናት ናት እውነት ብቻዋን ልጅ ያሳደገች ጀግና
@Meaza384
Күн бұрын
ምቁራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amlshaamlsha
5 ай бұрын
ብሓቂ፣ ፍቅርኩም የብዘሐዮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩሉጊዜ ጎይታዋይ ምባል ፅቡቅ እዩ ኩሉ ጊዜ ኣክብርዮ ስብኣይ እውን ጥዑማት ቃላት ካብ ሰብይቱ ክሰምዕ ከሎ ተስፋ እዩ ዝኮኖ ዝያዳይ ጥዕምቲ ኢኪ ግን ኣብቲ ዘለክዮ ክብርን ምገስግን ቀፅልሉ ዝያዳይ❤❤❤
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ምናኣሱ የብሎን😂😂 ፍቅርኹም የብዘሐዮ እግዚአብሔር አምላክ❤😘
@TsegaGhiwet-qv8fz
Жыл бұрын
Alewuwo tay deliki 😂😂😂
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
Жыл бұрын
@@TsegaGhiwet-qv8fz ክወስድ ደልየ ጋለይ😂😁
@elsatesfalem7463
Жыл бұрын
Gobez wale ane kemaki eye. Mara eye zifetwekum❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yensrayn
Жыл бұрын
እሞ አነለ ክሓተኪ ሰሉየ 😊ስብአይኺ ኹሉ ግዜ እዩ ዝስዕመኪ ንሴኺ ግን ትስዕምዮ ሪአኪ አይፈልጥን🤗🤪😋
@AlemTadese-bv1xn
Жыл бұрын
እዝኒ ሰበኮ😂😂
@ማይካራያ
6 күн бұрын
ጎይታይ በልዮ እምበይ ታይኣምፅኦ ጎይታናኸ ሰሉየ😍🤩
@LlIk-f5r
Жыл бұрын
ፍቅርኽም የበዘሐዮ ሰሉይ ማዓረይ❤❤❤
@HdGhs-sb3yb
3 ай бұрын
እረ ይደብርኪ ሱሉ ዋይ አይትሸኩሊ ደባሪት ከምዘን ተጋሩ ከማኪ ዘሰራሓ ትሕት እልኪ አዛርብዬ ስብአይኪ ትሕትንኡ👌👌👌👌👌
@AllBaad-nb2mg
Жыл бұрын
ሰሉተይ ሕቅቅቅቅ እሚ በልለይ ገን ትስሕቁ ኪሉኩም እስ ስቅ እሉ ይስሕቅ ተዲ ሓሊላ ሰሉተይ ፅርተይ ዕድምን ጥዕናን የሃብኩም አብሺ እውን ፍትዎ እዩ ዚብሉ ኪሚኩም ፍቅሩ ዝሚሉኡ ስቢኢ ይፍጥረልኒ ሰሉተይ ሕንቅቅቅይይይይ❤❤❤❤
@AaAa-t2t9k
Ай бұрын
ከማየይ ሓፍትኪ ሰሉዋይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤
@selamselam7608
Жыл бұрын
1ይ ጴጥሮስ 3:3-7 ትመ15 [3] ፅባቐኽን፥ ኣፍኣዊ ብዝኾነ፥ ብስርሓት ፀጕርን፥ ብምእሳር ወርቅን፥ ብኽቡር ክዳውንትን፥ ኣይኹን። [4] ፅባቐኽንስ፥ እቲ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣብሊፁ ኽቡርን፥ ዘይጠፍእን፥ ብልውህናን ብህድኣትን ዝተሸለመ መንፈስ፥ ኣብ ልቢ ተሰዊሩ ዘሎ፥ ናይ ውሽጢ ሰብነት ይኹን። [5] ቀደምውን፥ ተስፋአን ኣብ እግዚኣብሄር ዝገበራ ቕዱሳት ኣንስቲ፥ ብኸምዙይ እየን ዝተሸለማ፤ ንሰብኡተንውን ይእዘዛ ነበራ። [6] ሳራ ንኣብርሃም “ጐይታይ” እናበለት፥ ትእዘዞ ኸም ዝነበረት፥ ንስኻትክንውን ብሓደ ዘደንግፅ ነገር እንተይፈራሕኽን ሰናይ እንተገበርክን ደቃ ኢኽን። [7] ከምኡውን፥ ኣቱም ሰብኡት፥ ፀሎትኩም ምእንቲ ኸይዕገት፥ ምስ ኣንስትኹም ብምስትውዓል ንበሩ፤ ንሳተን ካባኻትኩም ድኽም ዝበላ እየን፤ ንፀጋ ህይወት ድማ መዋርስትኹም እየን እሞ ኣኽብርወን✝️❤️
@ትዕግስቲዩቱብCanal
6 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ኽብረተይ❤❤❤❤
@azakmashoiiir3413
Жыл бұрын
ሰይ ፅቡቃተይ ፈጣሪ ፍቅርኩም ብዝሕሕ ይበለለይ ፍቱዋተይ❤❤❤ ሰሉዋይ ኩሉ ግዜ ምፅና
@Meaza384
Күн бұрын
ምቁራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jalaxyhilfota03s56
Жыл бұрын
ባህርያተይ ልክዕ ከመናይኪ እዩ አበይነይ ይመስለኒ ነይሩ ተመስገን ብዝኾነ ፍቅርኩም የብዛሓዬ😍😍❤❤
@ኣቤጓልቀሺ
Жыл бұрын
ፍቅርኩም የብዘሕዮ ሰሉየይ ማዓረይ❤❤❤❤
@kt-qy5zu
7 ай бұрын
Selu haftey anes betami eye zeftwkum wela yehwtki beflay ka emo sebayki keythrkyo akbryo bejaki betami eu abe seb haftkum eye eritreawit
@tsedihagos496
Жыл бұрын
ሰሉዋይ💙 ፍቕርኹም ይብዛሕ
@ትጂቆልዓሰነገደ
Жыл бұрын
ሰሉዬ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤
@SurprisedJellyFish-bp5cf
3 ай бұрын
ሰሉዋይ ሓላል ዲኸነ ስባኣይ ኣለኪ ❤❤❤❤❤
@jamilaatta823
2 күн бұрын
ወዲ ተባዕታይ ደረቅ ጎል ኡዩ ድፎቱ 🎉🎉
@mireነኝተስፋኛዋ
2 ай бұрын
ሰሉዋይ ዛቀለበት ኣብለይ ቦታኣ እዩ ገይርዋ መልሳ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደስ ትብሉ ይባርኸልኩም
@TigrayAdeyYelanKmeQedema
Жыл бұрын
ጉይታይ ዘይኮነ ጉይታዋይ በልይ ምክንያቱ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣትን ኣንስቲ ነቶም ኣስቡእትክን ክም ጉይታ ተኣዛዝኦም ይበል🎉🎉🎉
@wezamberhe5051
Жыл бұрын
ሰልየ ጥምቲ ዓቅላም ዓወት ዲራራ ፊቅሪኹም ይብዛሕ❤
@yaredkahentemelsan2950
Жыл бұрын
ስሉ ሓፍተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ዝያዳይ ናተይ ከመይ ድኩም ፅሩያት ❤️❤️❤️❤️🥰🥰
@salamaaa095
Жыл бұрын
ሶሉየ አነ ብኣካል ይፍልጠኪ እየ ደረቅ ኢኪ ግን ለባምን ዋሓለን ኢኪ ዘይ ከም ዕድሜኪ ተገርመ እየ❤
@selamtsegaysmile9152
Жыл бұрын
የቐንየለይ መዓረይ
@user-pz5dg8hw9d
Жыл бұрын
ሃኒዋይ ባኒዋይ ብፍቅሪ የንብርኩም ሰሉየ❤❤❤
@SaraHoh-k3s
Жыл бұрын
ምስ ሓቂ ድርቅና ጥዑም እዩ ካልእ ቃላት ምትላል እዩ ሓቅኺ ነዕብያ ንሓፍትና ተጋሩዋይ ሰብ ላይክ ናገበርና❤
@ተመስገንፈጣሪ-ኈ9ነ
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ግን ሕቶ አለኒ ምንአሱ ልስብአኪ እንተሀሉዩ ቦ አማፅእለይ ብጣዕሚ ዩ ደስስ ባሃሊ❤❤❤
@GjhFhjk
5 ай бұрын
ፍቅርኩም ይባረክ ኣሕዋትይ❤❤❤❤
@Ababahagos6257
Жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ሰሉየ & ተዲ ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤🥰🔥
@ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ
Жыл бұрын
ሰሉየይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትውኪኒ ዝክብርኺኒ ግን ምሰ ይቅረታ ሰብኣይኺአብ ሜዲ ሓፍረ እዩ ዝመሰል አይትመፅእዮ ብጣዕሚ ደሰ በሃሊ ሸካርይ እዩ ድማ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኹም ይባርኹሉኹም ❤❤❤
@AbcDe-c3o
3 ай бұрын
ሰሉየይ ምቅርተይ ፍቁርኩም የቡዛሓዩ❤❤❤❤❤
@tigraweyti-b9c
Жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓባይብ😊❤
@ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
Жыл бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሰሉየይ ውለዱ ክበዱ 🥰ንወድኩም እውን ብጥበቡ የዕብየልኩም
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
Жыл бұрын
ሰላምየ ከምት ናትኪ እዩ ፅቡቅ እብዚ ምድያ ወፅእኻ ምጭምላቅ ፀለእኹ ምድያ ካብ ዝጥቀም ሰባት ዘይጨማለቁ ዝፈትዎም ናት&ሑቡ ኪድ&ማሂ ሄኒ& እሙ ባዓልት ስርዓት እዮም ክሳዓዐሙ ዋላ ርእዮዮም አይፈልጥን እና በት ዝመሰለኪ ቀፅል እት ጠይቅልና ናበልና ንሓተኪ ካአ ሰብ ክብር እዮሞ አብ ዝተመቸወኩ ሕተትልና ሓፍተዋ
@salamasalama7644
Жыл бұрын
ፍቕሪኩም የብዘሐዮ እግዚአብሔር እምላክ ሰሉየይይ💞💞💞💞💞
@AbrhaAbrha-k7d
2 ай бұрын
ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤❤❤❤❤🎉🎉
@ኢየሱስይመጣል-ኈ3ሸ
Жыл бұрын
ሰለየዋ ምቅረት ፍጥረት ፍቅረክም ይብዛሕ❤❤
@መሲጓልራያ
Жыл бұрын
😂😂😂ፋቅርኹም ይብዛሕ ግን እዛ ጥዕምኺኒ ነገር አለዋ ዋኝ አሰሑቁኹምኒ😂😂😂❤❤❤
@lixmony3111
Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉዋይ ናይ ሰብ አይትገደሱ ሰብ ከም ባህርያቱ❤❤❤🎉🎉🎉
@burukh6140
Жыл бұрын
Ewey mukur zkene sebay aleki selutey shikor ❤
@TaibahZz
Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ስባኣይ ኣለኪ ሰሉየይ ማዓረይ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትቡሉ ❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
6 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤
@AliMohammed-x6m3k
Жыл бұрын
ትግሪኛ አልችልም ግን እሰማለሁ እና ደስ ትላላችሁ💓💓💓
@Rተስፈኛዋ
Жыл бұрын
ያስለምዱናልእኔአያቸዋለሁ 😂😂😂ግንአይገባኝም
@محمد.حكمي
19 күн бұрын
😍😍😍😍💗💗ጣዕማማት
@Melat-r7l
3 ай бұрын
des kbleka sbaya maryamn 🥰🥰🥰
@HxHd-v3y
Жыл бұрын
ፍቅርኹም ያብዞሖ ምቅራተይዋ🥰🥰🥰🥰
@لاملا-ه4ق
Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣነውን ከማኪ እየ❤❤❤
@ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ
Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉየይ መዓረይ❤️💛🥰
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
Жыл бұрын
ተዓድለኩም ፍቅርኹም ይብዘሐዮ
@heru12169
Жыл бұрын
ስሉዋየ ሑቢ ብጣዕሚ ለባምን ርጉእን ደስ ዝብል በዓል ቤትኪ ፍቅርኩም የብዝሓልኩም ፈጣሪ oñe Ḷöṿë❤️☜︎︎︎💋💋❤️ ዋላ ኣነ ጥዑም ቃላት ዘውፅእ ሕሶት እዩ ዝመስለኒ ኣይኽእልን😁
@lylaarishi9028
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ 𝑖 𝑙𝑜𝑣𝑒 𝑦𝑜𝑢 ❤❤❤❤
@LidyaTadesse
6 ай бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞም ዘሓተይ ❤❤❤❤
@MiliLove-y4x
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ፀሓይ ገፃ ከመይ ድየ ፍትው ለብለኪ ምዕርግቲ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ጥዑማት❤❤❤❤❤
@FireweyniGezae
6 ай бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@አስካልአስካል-ሸ2ወ
Жыл бұрын
አነስ ኪሉ ግዜ የከታተለኪ የአ እተ ድረቅናኪ ግን አይተረእየንይ 💚 ምቅረቲ ፂረይቲ ለባም የኪ ብተረፈ ፈቅረኪም ፈጣረ ይባሪከሊኪም ወዲኪም ለ ያዕቢየም ስስናይ ናዓኪም❤❤❤💚
@SdgGgg-hd3yt
9 ай бұрын
ሰሉየይ ፍቅርኹም የብዘሐዮ♥️♥️♥️♥️♥️
@hyagfddgfddhhdd
Жыл бұрын
ወይ ሰላም ማለት በኣካል ዝፈልጣ እዩ ዝፈልጣ ትሕትናኣ ምቅርቲ እያ ብኡነት❤❤❤❤❤❤
@selamtsegaysmile9152
Жыл бұрын
ወለላይ
@hierantekle3091
Жыл бұрын
ሰሉ ዛንቤተይ ክብለኪሲ ጓይታይ ኢልኪ ሰሚዐኪ ኣይፈልጥን ስባኣይኪ ግን ዞም ጎይታይ ተልኪ ዛንቤተይ ዳኣ እዩ ዝብል ኣይቅድምን ዝሮ መራዓኩም ደሞ የርእየና❤❤
@HcHf-c3k
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤❤
@ምኣልትብርሀ
Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልትግራይ-ትግ
Жыл бұрын
ኣነ እውን ማርያምን ከምኡ እየ ከም ናይ ሎሙ ግዜ ኣይኩንኹን ነይር ነይር እየ ጎይታዋኒ ዝብለ❤❤❤❤
@TsegaGhiwet-qv8fz
Жыл бұрын
😂😂bela tenazeza 😂@user-rq7hz1gv2p
@ጓልትግራይ-ትግ
Жыл бұрын
@user-rq7hz1gv2p ኣነ እውን ከምኡ እየ ማዓረይ ብፍቅሪ 5ዓመት ካብ ንርክብ 1ዓመት መለእና ኣለና ግን ምቀበጣረ ኣይፎትውን
@hiwilove7088
Жыл бұрын
2ተ ፅርያት ኢኹም❤❤❤
@TaibahZz
Жыл бұрын
ሙሩቓተይ ፍቕርኹም የብዘሐዮ❤❤❤❤ ደስ ምባልኩም ኩሉ ጊዜ ከሙኡ ኢልኩም ሙፁና ሓተይ ናተይ
22:27
ሕማቅ መዓልቲ ዘይ ኣመለይ ኣጉሪዐ👹💀 ሰላም ሓሚማትና😭
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 7 М.
9:40
💍ተንበርኪኹ ቀለበት ኣብ ቅድሚ ዝኹሉ ህዝቢ ተመስገን ነዚ ኽብሪ ለብቃዕኻኒ💍
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 51 М.
00:27
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
00:32
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
00:16
When you have a very capricious child 😂😘👍
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
00:39
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
13:27
ሰብኣየይ ኣብ ገዝኦም ኢድ ዘቖርጥም ምግቢ ሰሪሑ ጋቢዙኒ🥰ድፍረተይ ግን ኣብ ቅድሚ ሓማተይ🙆♀️ #selamtsegay #smile
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 82 М.
17:25
ንፍቅረይ ክረኽቦን ክድውለሉን ኣይኽእልን😓ደወል 2 |dewel 2
Rigat Assefa
Рет қаралды 10 М.
10:47
🔴🔴ሮዳስ ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋሪዳ ? 🔴🔴 ወለዳ ብተግባር ጓሎም ሓፊሮም ?
REMNA TUBE 286k views
Рет қаралды 1,2 М.
14:25
ካብ ገዛ ኣባሪሩኒ😔 6:00 ለይቲ ኺዲ ዉፂ😱 ኽጭክን🤔 #smile @selamtsegaysmile9152 @prank #prank
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 76 М.
24:56
ዉሉደይ ምካንካ ይጠራጠር እየ 😭 ናብ ዝነበርክዎ ከምለስ እየ😭 መኣዛ ሓዚና
Afewerki Tsegay Smile
Рет қаралды 31 М.
22:39
እንጦጦ ኪዳነምህረት ጠዋት ጠይቂያት ከሰዐት ሆኖልኛል | አኩቻ ቆሞ በፈለገ ተመረቀ | ኑ በብርሃኑ ተመላለሱ | Nu Bebirhanu Temelalesu
ኑ በብርሃኑ ተመላለሱ | Nu Bebirhanu Temelalesu
Рет қаралды 2,6 М.
11:24
ተባኢስና😭 ቴዲ ይሙት ስብእነተይ ፈታቲንክኒ🙄😱 ሰብኣየይ ደፊሩኒ ዘይፈልጥ ደፊሩኒ ኸምዚ ርእየዮ ኣይፈልጥይ 🤔
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 90 М.
40:55
ንሰሌ ፕራንክ ጌሮምዎ😂 /ደስ ዝብል ናይ ፍቅሪ ሕይወት ኣሌክስ 💘 ሊሊ Love story alex &Lili Gz Habesha media /lela show/
GZ Habesha Media
Рет қаралды 71 М.
20:26
አደዋይ ብዝሃብክዋ ዉህብቶ ናበከየት ዊዕላ 💝 ዘይተፀበየቶ ዉህብቶ💝
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 50 М.
12:14
ንምንታይ ቆልዓ ኸለኩም ተፈላሊኹም ትነብሩ🤔 ንምንታይ ሒዝክዮ ለይትመፂ? መልሲ👌
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 63 М.
00:27
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН