Mahray Abraha - Qorire - New Eritrean Music 2020 (Official Video)

  Рет қаралды 667,611

SAEYET TV

SAEYET TV

4 жыл бұрын

Subscribe: bit.ly/2BWz8KT
Produced by Saeyet:
Mahray Abraha - Qorire - New Eritrean Music 2020 (Official Video)
Copyright © Saeyet. All Rights Reserved.
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
- - - - - Follow us - - - - -
Facebook Page: bit.ly/2BZqFGM
#eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet

Пікірлер: 576
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 жыл бұрын
ግጥሚን ዜማን መዳ ንኡሰይ ፣ጽቡቅ ስራሕ ወገናተይ ተስፋ ጽባሕ እኹም ሶ ኣጀኩም ስጉምለይ ደጊም ኣብኩም እያ ተርፋ ዘላ ጥበብ ፡
@gauldnglmaryam.4780
@gauldnglmaryam.4780 4 жыл бұрын
*😭ቆሪረ እንድየ ጸግዒ ሲኢነ ኣነስ ኣብ ስደት መጼ ማሚተይ እንቃዕ ኣይትሪኢኒ ዘለክዎ👉😭😭😭*
@galsedet8729
@galsedet8729 4 жыл бұрын
Ajoka bro ab kulu eyu tesfa aytqurx habo bel
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 жыл бұрын
*እዋይ እዛ ወዲ ኣይተካኣለትን እታ ኣብዚ ቅሩብ ግዜ ዝተዘርገሐት ከይተመኖወት ብካልእ ስራሕ ደበኽ እልካ ኣጆካ በል ክብረተይ ተስፋ ይገብር ከምታ ቀዳመቲ ክትርኣየልካ ተስፋ ይገብር ኣቱም ላይክ ትልምኑ ዘለኩም ከኣ ከይ ረሃጽካ ምብላዕ ኣይትፍተው*
@lioneltesfagabr5546
@lioneltesfagabr5546 4 жыл бұрын
✝️🇪🇷☪️👈☝️ብዘይ ምፍልላይ ነዚኤን ዝብል እስኪ Like።
@johannesabraham2203
@johannesabraham2203 4 жыл бұрын
መዳ ንእሰይ ግጥሚን ዜማን 💯🔥👌 ማሕራይ ጽቡቅ ስራሕ
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 жыл бұрын
ናይ ሕማመይ ወላ በዚኣ ዓጊበናልካ በሉ እስኪ like ኣይትሕመቁ 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@pawlospawlos4481
@pawlospawlos4481 4 жыл бұрын
Hje ka terakibna
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 жыл бұрын
@@pawlospawlos4481
@pawlospawlos4481
@pawlospawlos4481 4 жыл бұрын
@@user-kr6pu8ki2c bmtay krekbeki.ekl
@kokobhaile2680
@kokobhaile2680 4 жыл бұрын
Hji ka tarkebna hhh
@pawlospawlos4481
@pawlospawlos4481 4 жыл бұрын
@@kokobhaile2680 ati nski ke tqaxexni.aleki
@user-gc4wo5yr9h
@user-gc4wo5yr9h 4 жыл бұрын
ኣታ መናቱ ይመስሉ ምስ መድሃኒ ይመስሉ ዝብል ላይክ ኣጆካ ማሕራይ ሓወይ
@rutiirutii9827
@rutiirutii9827 2 жыл бұрын
ይመስሉ አዮም
@Tbebentertainment
@Tbebentertainment 4 жыл бұрын
Welcom mahray hawey adenqeti mahray abey alekum esek
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 4 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ሓቢቢ ግጥሚ 100% ዜማ 98% ክሊፕ 100% ድምጺ 88% ኮታስ ብልጽቲ ናይዚ ዎሎዶ ስራሕ እያ Like
@mussieande7413
@mussieande7413 4 жыл бұрын
Entya godelka kufu anqal ghaf
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 4 жыл бұрын
@@amantsfu8169 ደስ ኣይበለካን ድዩ
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 4 жыл бұрын
@@mussieande7413 ሓወይ ምሳይ ዲኻ
@gdjhuthjg7231
@gdjhuthjg7231 4 жыл бұрын
@@amantsfu8169 kid. Fokis. Eintay. Ktewtseaelu. Eika delika. Kena seb. Kemau. Einduyu
@BsrathaniBsrathani-ir4op
@BsrathaniBsrathani-ir4op Жыл бұрын
100❤❤❤
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 4 жыл бұрын
ቁሪ ደኣ ሓሊፉና ገብገብ ኢልና ምሑር ጅግና።
@johngoitom1348
@johngoitom1348 4 жыл бұрын
ጽብቅ ሰራሕ ኣጆካ brother ቀርብና አና like ገርና ንሕና ካ ናሓግዞም ተስፋ ዘሎዎም መንእሰያት እዮም
@lealea4729
@lealea4729 4 жыл бұрын
ቃንዛ መንሰይ ኣብ ኦይሮፓ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ገሊጽካዮ so thanks 👍👌😘💖
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 жыл бұрын
Entay emo ugeber hafteye ndegagef teray subscribe dema aynehmek
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ማሕራይ ነብሲ እዛ ደርፊ ኩሉ ግዜ ክሰምዓ ኢየ ምኽንያቱ *ዘለኹዎ* ኢዩ
@finally5782
@finally5782 2 жыл бұрын
Kulu nues ab sdet zelewo u so ajona
@user-wv2dr1tf3j
@user-wv2dr1tf3j 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ኮረና ቫይረስ ኣጥፊኡ ነበረያ ነበረ ንብለሉ ግዜ ይስደደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምሑረይ ከኣ ብሉጽ ስራሕ ኣጆካ ወደደይ መዓረይ
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
ቆንጆ ከሲረ ግን ተማሂረ ኣሉ መሓዛ ሉሊ ezyse mes darfey takosere kkkk
@habu446
@habu446 4 жыл бұрын
ኣሜን ሓወይ ናተይ ኣብዛ channel ske subs ኣይትሕመቅ kzbin.info/www/bejne/iZi9f39vl5idrZY
@user-wv2dr1tf3j
@user-wv2dr1tf3j 4 жыл бұрын
@@habu446 Okay Regixeka aleku bro natey ❤🙏
@milligalakele2389
@milligalakele2389 3 жыл бұрын
ልዋም ስዲ ክክ
@london5159
@london5159 4 жыл бұрын
ሓቅካ" እንትርፎ ጭንቀት ጌሩ ሓማቅ ኢዩ ጠባዮ ዝብሉ እንበር፡ እንታይ ኣጋኒፍዎ እንታይ ወሪድዋ ዝብል የለን ካባይ ጅሚርካ። ኣሕዋተይ ንተሓጋገዝ ኣብ ልዕሊ ምድሬ ከም ዘለና ኣይነረስዕ።
@user-ui4cf2ef3b
@user-ui4cf2ef3b 4 жыл бұрын
Point
@samiteyfkr3693
@samiteyfkr3693 4 жыл бұрын
🤙
@bereketbrhane2043
@bereketbrhane2043 4 жыл бұрын
Coriect
@liverpoolever2850
@liverpoolever2850 4 жыл бұрын
Mark
@eriqueen3354
@eriqueen3354 4 жыл бұрын
💯::
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
Wawww muhre asli nice songs wedi ere shkor enkea bselam mexaka best jobs wuldo snetbebawi iam proud of you king and meda bur best melody and liyrcs 🇪🇷💪💯🎤
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 4 жыл бұрын
ምሑር ጅግና ብጻይ መዳ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት Like.
@natsinethaile8515
@natsinethaile8515 4 жыл бұрын
Nska keman bxayom eka kbretey
@robelgrmay4972
@robelgrmay4972 4 жыл бұрын
Wawwwww Mhray bhaqi tebaetay derfi alena do deqi Erey like aytbqequlu so very nice music Ajoka alenalka Belna 🇪🇷👍❤️🙏
@dejufeqar7767
@dejufeqar7767 4 жыл бұрын
ንማሕራይን ንማዳ ንኡሰይን ዝፈቱ እስከ like ከይ ገበርኩም ከይትሓልፉ ኮፍ ኢለ ይጽበየኩም ኣለኩ ከይ ገበረ ዝሓለፈ ሞቢሉ መንጢለ ባዕለይ ክገብር የ like ክክክ
@freyfshale5517
@freyfshale5517 4 жыл бұрын
Waww ybel sraha kexulo
@godsacrificesforus1600
@godsacrificesforus1600 4 жыл бұрын
Deju feqar bro endageberka keleka bezi wun shefef belena eka
@dejufeqar7767
@dejufeqar7767 4 жыл бұрын
@@godsacrificesforus1600 kkk ኣብቲኣ ጥቃካ በጺሐ ኣለኩ ዓርኩ ክክክ
@banafshatsion5196
@banafshatsion5196 4 жыл бұрын
Kkkkkk
@eriqueen3354
@eriqueen3354 4 жыл бұрын
😂😂
@wediabshayellborezeto3613
@wediabshayellborezeto3613 4 жыл бұрын
ይበል ይበል ከምቲ ሉሙድ ምሕርየ ብሮ። ኣጆካ ከኣ ኣይትፈላሉዩና like ሃቡና?
@awetabraha5539
@awetabraha5539 4 жыл бұрын
Elibo arkey baley zey jmrelka ane like dea
@nayhmameystyle9479
@nayhmameystyle9479 4 жыл бұрын
Xubuk srah kbretey natey ajoka kexlo 🤝💯🇪🇷
@eritruth5252
@eritruth5252 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኣብርሃ ኣርከይ ኣበይ ኣለኩም ደገፍቲ ምሑራ ኮኾብ ናይ ዘመና !!!
@letengusbrhane521
@letengusbrhane521 4 жыл бұрын
Egziabher aboy mente meneseyn nastun gizene melselna agoka maharay hawey kabzi nlaeli hizka ktmexena knxbe ena so berte menesey 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@zarewedichaelohadadimchael1647
@zarewedichaelohadadimchael1647 4 жыл бұрын
ዋው ማሕራይ ሓወይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ብሉጽ ስራሕ ኣጆካ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጽእ ተስፋ ይገብር ኣብ ጎድንካ ኣለና ብርትዕ ኣጆካ
@shumaytsegai2105
@shumaytsegai2105 4 жыл бұрын
ዌልካምማሕራይ ሓውና ላይክ ኣይንብቀቕ የሕዋት ነተባባዓዮ ብግዚኡ ክኽሕሰና እዩ።
@rozarozi7579
@rozarozi7579 4 жыл бұрын
እውይ ኣታ ከም ዚ ከማይ ስደት ዘፅሎኣ ሰብ ይህሉ ዶ ሰላምታ ካኣ ኣይረሰዓኩን ቡርካተይ
@millentesfay9033
@millentesfay9033 4 жыл бұрын
Kulna hawey gn dhan ajona
@rozarozi7579
@rozarozi7579 4 жыл бұрын
Eish kiberty
@awetabraha5539
@awetabraha5539 4 жыл бұрын
I hope one day nhgoselu kmexe u ajokum ajona
@Hayliab
@Hayliab 4 жыл бұрын
ምሳይ ትኸይድ ደርፊ! ነዓይ ትገልጽ ደርፊ ረኺብኩምኒ እንዳ መዳ thanks
@user-km8kt3si8l
@user-km8kt3si8l 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ዋላ ኣብዚኣ ዓግብናልካ ግጥምን ዜማን እሞ መዛረቢ የቡሉን ማራ ፅቡቅ ማዳ ሓወይ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ ካብ ትግራይ ሓፍትኩም
@hanietayentertainment6682
@hanietayentertainment6682 4 жыл бұрын
ማሕራይ ሓውና ኩሉ ግዜ ውዱእ ስራሕ ተቕርበልና ዘለኻ ብሽም ኩልና ተኸታተልትኻ ክነምስግነካ ንፈቱ ከምኡ ዉን ኣብዛ ስራሕካ ዓቢ ተራ ዝተጻወተ መዳ ። ናይ ሓባር ስራሕ ቐጽልዎ ፨ >>>>
@ilovemylife1929
@ilovemylife1929 3 жыл бұрын
Eza deraf ms hiwetey Titeasaseri eye nay kiyaro ezom abeyat tim elom eyom ziazebna dehar kea nab family dewilem zeytkewin yzarebo ahhh thank you bro
@gulhagarsab1510
@gulhagarsab1510 4 жыл бұрын
right now i cry a lot on the music my heart is broken my life know nothing but my family ufff thank you and you are good man😢❤️🙏💘
@merhawizerisenayhaile6124
@merhawizerisenayhaile6124 4 жыл бұрын
Welcome meksney natey 🙏❤️❤️❤️❤️👑👑👑
@tekihaile4351
@tekihaile4351 4 жыл бұрын
ich bin stolz auf dich bro. noch weiter 💯💯💯❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎼
@saronamanuelsdetegna4190
@saronamanuelsdetegna4190 4 жыл бұрын
Ata gobesay btami u dgerim abzi nuss edmekum kemzi aynet srah edmeka ybarek zhwey kebdey zbletni derfi ya bhaqi ajokum deqi 🇪🇷 sikorinatat kulu Khalif u qexlo zhwey xbuq srah
@habtomtesfamichael3802
@habtomtesfamichael3802 4 жыл бұрын
King habesch enka beslam mexka bro nateyy❤👍👍👍
@mikiblala6339
@mikiblala6339 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ እዩ ምኽርኹም ሃቡና'ምበር ኣይትፈለዩና ቅረቡና እምበር ኣይትርሓቁና ናይሕማመይ ኢልኩም ኣይትወንጅሉና ንኡሳት ተካእቲ ናትኩም እኮ ኢና ሓብሕቡና። መዳ ምስ ማሕራይ ሕቡን የ ብኣኹም
@zafuhailehaile9987
@zafuhailehaile9987 4 жыл бұрын
ግጥሚ 💯 ዜማ 💯 ክሊፕ 💯 ደቂ ኤረ l love you ሓፍትኩም ኢ/ያዊት ቀፅሎ
@user-zx9jo9bo3k
@user-zx9jo9bo3k 4 жыл бұрын
ሕጂ ወሪዳስ ቀዲሞምኒ ባእ!! እንቛዕ ብሰላም መጻኻ ማሕረይ ዓርከይ። ጽቡቕ ስራሕ ደገፍና ንግለጸሉ እስከ ነዚ ውልዶ ኮኾብ ወዲ ኤረይ።
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 жыл бұрын
ግጥሚን ዘማን መዳ ንኡሰይ ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ ምሕረ ሓወይ ክልተ ኮኮብ እኩም ንስኩም እዝ ንኡስ ወሎዶ ኣብ ጸገሙ ደው ዝብል ሰብ ስእኑ ኣደዳ ጭንቀት ዩ ከይኑ ዘሎ። ታንክስ መዳ(ንኡሰይ) ጸገምና ዝገለጽካልና ርእስ ዘለዎ ካብ ሕጂ ጀምሩ ነዝ ንኡስ ወሎዶ ክሕግዝ ኣለዎ
@HabenHabu-fm9ws
@HabenHabu-fm9ws 9 ай бұрын
Muhurey jegna Abe zlekayo selamka ybzahe so nic job❤❤❤❤❤❤❤
@kisanetgurja4120
@kisanetgurja4120 4 жыл бұрын
Mhrey anbesa eza derfi degagime ayxegebkwan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪👈
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
#ግጥሚ *ምንባረይ ሓይሉ ከቢዱኒ💔* *ጽባሐይ ሃሲሱ ኣፍሪሑኒ🤐* *እንታይ ዩ ምብዳለይ ኣሕሲቡኒ💔* ካብ ኣደይ ተፈልየ ካብ ስድራይ ከብቅዕ ተመንየ መኸራይ መሊሱ ግን ብኢሱ ስደተይ መዓስ ድየ መዓስ ድየ ክንእስ 😭 መዓስ ድየ መዓስ ድየ ክሕንቅቅ 😭 መዓስ ድየ መዓስ ድየ ክጻወት 😭 መዓስ ድየ መዓስ ድየ ክሕጎስ 😭 ኣበይ ኣሎ ትስሓቅ ጸወታይ 😭 ኣበይ ኣሎ መን ዩ ወሲዱለይ 💔 ቆሪረ ቁሪ እውይ ቆሪረ ቆሪረ እንድየ ኮይነ እውይ ቆሪረ ኣጆካ ዝብለኒ ኣያ ስኢነ የቋርረኒ ኣሎ እንድዒ ዝኾኖ ቆሪረ እንድየ ኾይነ እወይ ገብገብ ኢለ ኮቦርታ ከለኒ ሙቀት ስኢነ______ ሃይ ሆይ መን ዩ ድኣ መን ዩ ትሓታቲ መን እዩ ድኣ ናይ ከርተተይ ጠንቂ መን ዩ ድኣ መን ዩ ትሓታቲ? መን ዩ ድኣ መን ዩ ኮን ጽላለይ? መን ይሓምም ስለ ንእስነተይ? እላላሎይ እላላላሎይ (×2) ኣብዘይ ዘይወጾ ኣትየ ዘይፈልጦ ዓዘቅቲ መላሲ ዘይብለይ ጥራይ ትዓዛቢ እንትርፎ ከምዚ ኢሉ ከምቲ ኢሉ ከምዚ ጌሩ ዝብለኒ ዘይብለይ እንታይ ኾን ዩ ኾይኑ ዝርእዮ ዘይብለይ ጽብሐይ ጸልሚቱ ጸቢቡኒ ዓቅለይ ልበይ ተደፊኑ #ስምራ #ስምራ እሄይ እሁይ መን ድኣለይ ንመን ድኣሞ ምስ መን የ ዝኾኖ ንመን ክጽግዖ ኣበይ ኣላ ሕልና ኣቤት ሰብኣውነት መዩ መስተውዓሊ ንጽባሕ ብሃሊ ናብቲ ናብቲ ክብል እውይ ከየዕረፍኩ ግዜ ይሓልፍ ኣሎ ንኡስ ከይንኣስኩ እላሎይ የ ላሎይ ስላለየ ላሎይ እውይ እውይ መን ዩ ዝሓልየለይ ስለ ንእስነተይ ስለ ጽብሐይ ሕቶ ናይ ምንባረይ (×2መን ዩ ዝምልሶ) ኣብ ትሕቲ በዳሊ (×2መን ዩ ናተይ ጠንቂ) ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ(×2መን ዩ ናተይ ጸግዒ) ናይ ኩሉ ኸርተተይ መን ዩ ትሓታቲ መን ዩ መላሲ እዚ ዲዩ ንእስነት ከምዚ ዲዩ ጽሕፍቶይ ብኽያተይ ስሓቀይ እናናነይ እናናነይ መን ድኣለይ ንመን ድኣ እሞ ምስ መን የ ዝኮኖ ንመን ክጽግዖ ኣበይ ኣላ ሕልና ኣቤት ሰብኣውነት መን ዩ መስተውዓሊ ንጽባሕ ብሃሊ ናብቲ ናብቲ ኽብል እውይ ከየዕረፍኹ ግዜ ይሓልፍ ኣሎ ንኡስ ከይንኣስኩ ስላሎይ የ ላሎይ ስናነየ ናናይ መን ዩ ዝሓልየለይ ስለ ንእስነተይ ንስለ ጽብሐይ ሕቶ ናይ ምንባረይ (×2መን ዩ ዝምልሶ) ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ (×2መን ዩ ናተይ ጸግዒ) ናይ ኹሉ ከርተተይ መን ዩ ትሓታቲ መን ዩ ከ መላሲ እዙ ዲዩ ንእስነት ከምዚ ዲዩ ጽሕፉተይ ብክያተይ ስሓቀይ እናናናናይ (×3] Lyrics (መዳ ንኡሰይ) 11 mai 2020
@lulawhabeshawiteri5862
@lulawhabeshawiteri5862 4 жыл бұрын
Zfetwo neus artist mahray jegna ajoKa qexlo 1000 like
@Sabasabina2-
@Sabasabina2- 4 жыл бұрын
Ata nskum abzi klena metsaekum buruh eyu zrayen ❤️nayhmamey ❤️ftunat ekum ❤️thank you meda & mahray love you 😍
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 4 жыл бұрын
Ajokum neusey ahwateyyg kwegihalna endyu ❤️❤️❤️❤️
@meteratv8866
@meteratv8866 4 жыл бұрын
Dmxi mahray 100% ❤ Zeyma mada 100%❤ Gtmi meda 100%❤ 🌹❤🇪🇷❤🌹🇪🇷❤
@ldiasamsom5801
@ldiasamsom5801 4 жыл бұрын
Dmxi mahray 100% ❤ Zeyma mada 100% ❤ Gtmi mada 100%❤
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 жыл бұрын
ማሕራይ ትፈትዊ ኣብዚኣ 👍🙏
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
Habtom Wedi wedi adekae deue Derfey yebalasue aloe agebe baloe maybe he trying comedy
@melesteklehaymanot1484
@melesteklehaymanot1484 4 жыл бұрын
Bruk hawey mara des tbel kexlo👍👍👍👍
@dejensultan9533
@dejensultan9533 4 жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ሙሑር ኣጆካ ኣንበሳየ
@habenberhe7581
@habenberhe7581 4 жыл бұрын
Mahray hawey ajoka ske qexlo ney xebah kokob zenad serah eyu
@merhawikidane2886
@merhawikidane2886 2 жыл бұрын
Nice muhureyy ዓወት ኣብ ስራሕኻ ሰላም ኣብ መንገዲካ ይምነ
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 4 жыл бұрын
Nay behaki dereftina bteami xubuk srihat eyum zgebru zelewo wonderful song 🇪🇷❤️
@erimychannel3505
@erimychannel3505 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትዝታዊትን ማሃሪትን በርትዑ ኣጆኹም የሕዋት ኣብዚ ግዜ እዚ ክንትሓጋገዝ ኢዩ ዘለና
@robelsetene2614
@robelsetene2614 4 жыл бұрын
ማሕራይ ሓወይ ከሙ ዉን፡መዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ ንፉዓት ናኣሽቱ ግና ዘይናኣሱ ጽቡቅ ስራሕ ቀጺልዎ ፡ ቁሩብ ግና ኣብዚ ናይ ኺሊፕ ኣይዓገቡክ ነዛ ደርፊ ጽቡቅ ገሩ ኣይገለጻን ዝበል ሪዲት ኣለኒ ።
@weldabsultan3717
@weldabsultan3717 4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@semeretekle9118
@semeretekle9118 4 жыл бұрын
Poetry 💯 melody 💯 voice 💯 u have to keep looking forward guys well done✅💫
@josp7502
@josp7502 4 жыл бұрын
Ajoka my little brother, moral neAka abti jemari 👏snetbebkan👏 hiwetkan, moral netom kalOt zkoreru neAshtu ahwateyn keA👍😍💐
@yosiefsenay1724
@yosiefsenay1724 3 жыл бұрын
wawww nic verbo kexlo bor ❤✌🙏🎤🎶🎶🎹🎹🎸🎤🎸🎤🎤🎸🎶🎤
@biniamadhanom9531
@biniamadhanom9531 4 жыл бұрын
መዳ ናይ ልበይ ከምኡ ውን ምሑር ኣጆኻ ኩልኻ ናይ ሕማመይ👊💪💪
@mengsteabmelake5498
@mengsteabmelake5498 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡጽ ስራሕ ማሕራይ ነብሲ
@zologizeybezh9791
@zologizeybezh9791 4 жыл бұрын
Ahhhhhhhhhhhhh kebdey belatni eza melkti wawww ajonay beka kebke eu deqi ereyyy😍😍😍😍😍😍😍😍😎💖💖💖💖💖💖💖💖berte hawey nateyyyyyyyyt
@haylomzewde9690
@haylomzewde9690 4 жыл бұрын
Ajoka mhurey kexlo zhawy ambesa
@danihawisami532
@danihawisami532 4 жыл бұрын
Mahray nebsi gele aynet so ajoka qexlo 👍👍👍❤🙏✅ Meda neusey kea emo meglexi yebleyn 👏👏👏👏❤❤❤👍👍✅
@abelamenay9709
@abelamenay9709 4 жыл бұрын
Wawwww kemey deka mqseney bela sera mhray arkey
@tesfitchaay4175
@tesfitchaay4175 4 жыл бұрын
Hahray hawey nay bhaki xbuk srah ajoka ajoka alena ab gonka kexlo beria zarkey bwegeney 100% seni
@habumaleth1318
@habumaleth1318 4 жыл бұрын
Nice music mahray aseli ajoka kexlo ata jgina wedi 😘❤❤❤❤❤❤ g...100%%%% Z....100%%%% Demixe 100%%% Kulu srah 1000000000000%%%%% ❤❤❤❤❤❤❤😘
@user-ym6ew8ss3z
@user-ym6ew8ss3z 4 жыл бұрын
ሙሑርየ ዓርከይ ናይ ጽባሕ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ዕበየለይ ግጥሚ 100% ዜማ 80% ማሌት ምስ ውላድ መካን ሓደ ጌርዎ ኑኡሰይ ክልብ 100% ድምጺ ተባዕታይ 90% ኣጆካ በርተዐለይ
@semerebereketab7566
@semerebereketab7566 4 жыл бұрын
Mahray btami xbqti derfi adneqti mahray abzia like nbl alena
@mahariamare3417
@mahariamare3417 4 жыл бұрын
prefct 💯 mher Habibi
@swagboy4042
@swagboy4042 4 жыл бұрын
Nice job muhurey nay mudeyyy❤❤❤ keep it up wegeneyyy 👊🏿
@avrahamgere8787
@avrahamgere8787 4 жыл бұрын
ማዓስ ድየ ድኣ ክንእስ ምዓስ ድየ ድኣ ክሕንቅቕ ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ቀጽሎ ማሕራይ ሓወይ
@user-tp6hr1qi2n
@user-tp6hr1qi2n 4 жыл бұрын
wawww zearkey mary xebuq serahe ❤❤💯💯💯💪💪
@user-ui4cf2ef3b
@user-ui4cf2ef3b 4 жыл бұрын
ናይ ሕማመይ ዝባሃል ወሎዶ ሰነፋት ጽሉላት ጠቕሚ ከም ዘየብልና ጌሮም ዝሓስቡና ማኣለያ የብለሙን ብፍላይ ብዕድመ ዝዓብዩና የሕዋትና ውሕዳት ኣይኮኑን፡ ስለ'ዚ ከም'ዚ ዓይነት ስራሕ ክሰርሕ ከሎ ናይ ሕማመይ ነብሰይ ፍሳሃ ወሰላም'ዩ ዝዓስላ። ናይ ሕማመይ ወለዶ ኣብ ኤርትራ እንተ ዝህሉ ንኤርትራ ከመይ ጌሩ ምሃነጻ ኔሩ፡ ኣብ ኩሉ መዳይ ማለተይ'የ! ስለ'ዚ ክቡር ሓወይ ጽቡቅ ስራሕን ካብ'ዚ ዝበልጽ ስራሕ ሒዝካልና ክትመጽእ ንመጻኢ ተስፋ ይገብር።
@asyaaumor5124
@asyaaumor5124 4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@farklaentertainment4529
@farklaentertainment4529 4 жыл бұрын
በጣሚ ቡሉጽ ስራሕ ማሕራይ ሓወይ ብዝያዳ ካኣ ነዚ ኣብ ስደት ኣቦ ኮይኑዎ ዘሎ ብልቢ ይመስግነካ መዳ ሓወይ ወስኸና በጃና ኣብዚ ሕጂ ግዜ ካብቶም ዝበለጹ ድምጻውያን ኢኻ ናዓይ (ኑኡሰይ)
@seluyelovemerihsenay1402
@seluyelovemerihsenay1402 4 жыл бұрын
Welcome hawey natey 👍👍
@nab9427
@nab9427 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ቡሩክ ሓወይ ::
@nkedem_belu
@nkedem_belu 4 жыл бұрын
*ኣብ ልበይ ሰፋርኩም ደቂ ኤረይ። ዕድመን ጥዕናን ን ኤርትራዊ ኣሕዋተይ ጥራይ።*
@luwambeyn6467
@luwambeyn6467 4 жыл бұрын
ኣጆካ ንፍእ ደስ ክትብል እድመን ትእናን ይሃበካ ልኦል እግዝኣቢሄር
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Thanks mkrti enkolay neaki
@selamnguse9416
@selamnguse9416 4 жыл бұрын
Well come eway Saeyet aytekailkumn
@merhawifishatsion3363
@merhawifishatsion3363 4 жыл бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ማሕራይ ዓርከይ
@filimongebrhiwet347
@filimongebrhiwet347 4 жыл бұрын
Bravo maharay Nay xbah kokob keep it up!!!
@zareuasmelash1003
@zareuasmelash1003 4 жыл бұрын
Well came brother gele aynet derfi❤️🤛
@atobrhantes
@atobrhantes 4 жыл бұрын
Wawww mahray arekey betame ney weshtey feltkaley
@user-se5xp8wu5s
@user-se5xp8wu5s 4 жыл бұрын
ሙሕሪ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ኣጁኽ ኣምበሳይ 🙏❤
@kubekifle4714
@kubekifle4714 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ኣብ ቀጻሊ ዓቢኻ ክርኤካ ተስፋ ይገብር።
@zebibgebreslase2703
@zebibgebreslase2703 4 жыл бұрын
Muhurye natikan nay medanci fluy tewihbo eu bnuskum lebamat 🥰
@lilchopa1264
@lilchopa1264 4 жыл бұрын
ኣጆካ ኑሰይ በሃቂ ደስ ዝብል ስራሕ ኣምላክ ዕድመንጢናን የሃበካ።
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውው ማሕራይ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ግጥምን ዜማን ንኡሰይይይይይ መኽሰብ ናይ ብሓቂ ጥበብ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና
@MaarufAbdurahman
@MaarufAbdurahman 8 ай бұрын
❤ዓረከይ
@bberiha8260
@bberiha8260 4 жыл бұрын
I am proud of you my dear brother go with your best future ❤❤🇪🇷💪💪
@surafielsemere5781
@surafielsemere5781 4 жыл бұрын
Wawww gelaynet ajoka kexulo edmen tenan yhabka fetari
@merahawichapinabimerahawic343
@merahawichapinabimerahawic343 4 жыл бұрын
Wawwwwww mahrayyy hawey shkorrr qexleleyyy
@harertamedia9427
@harertamedia9427 4 жыл бұрын
Wel done mihurey shikor gele aynet sirah bael bruh testa I am proud of you my friend
@asmaitangosom5315
@asmaitangosom5315 4 жыл бұрын
Mehrayi shkor xbuk srah kexlo ajoka ❤️👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adhanomafewerki6588
@adhanomafewerki6588 3 жыл бұрын
Bravo yibel ajoka qexilo 👍👍👌👌❤❤
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 4 жыл бұрын
Welcome Brother, nice music 😍
@tesfalembrhane9229
@tesfalembrhane9229 4 жыл бұрын
ፎርሳ ንኡሰይ ኣይትሕመቅ ይሕዋት ካኣ ላይክ ኣግርጩው እስከ
@simongoitom1947
@simongoitom1947 4 жыл бұрын
Ok brohter ❤
@tekledebesay8931
@tekledebesay8931 4 жыл бұрын
Jenbertey zey konkum si fetmtey yegblkum yehwat mahray and meda ❣❣🙏🙏🙏🤙kemza yehgsnuy🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 4 жыл бұрын
Medda nfue & qexlelu.....mahray dma kabu bzey file 👍👍👍
@meramkchanel957
@meramkchanel957 4 жыл бұрын
Maharay wedey ❤❤❤
@yemanetsegay8719
@yemanetsegay8719 4 жыл бұрын
I really love my people's ❤️ eritrea God bless my people and safe from Corona vires please stay at home I still at home 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ermiking8275
@ermiking8275 4 жыл бұрын
Well come God bless you bro ...
@yofamily2212
@yofamily2212 Жыл бұрын
What a meaningful poetry ,that is an outstanding poem ,well done bro
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 5 МЛН
Winta Mekonen Dendani /ደንዳኒ New Eritrean music 2020-( official Music Video)
5:50
Eritrean music gayla mharay and  maji
13:20
Aryam Media
Рет қаралды 689 М.
New eritrean music 2021 | ኣይመቻኣክን | Aymecha'akn | by Abel Kflom
5:17
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 7 МЛН
КАЧЕЛИ ИЗ АРБУЗА #юмор#cat  #топ
0:24
Лайки Like
Рет қаралды 815 М.
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
0:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 12 МЛН
POV Joy and Anger's house - Inside Out 2
0:40
AmogusMan
Рет қаралды 25 МЛН
Никогда не убивай это существо! 😱
0:28