Sened show Eritrean Music Yemane Barya By Merhawi Teklay Sheyati Adu {ሸያጢ ዓዱ} Official Video 2021

  Рет қаралды 431,327

SENED MEDIA

SENED MEDIA

Күн бұрын

Пікірлер: 425
@yikealokahsay570
@yikealokahsay570 3 жыл бұрын
ዋኣው ስራሓት እቲ ኮኮብ የማነ ባርያ ምድጋምኩም ኣዝዩ ዘሕጉስ ጥራይ ዘይኮነ ምስዚ ወቅታዊ ትኸይድ ምዃና ኣዝያ ባህ ትብል ሰሚዐ ዘይምነዋ ደርፊ እያ።
@ሰላምሰላም-ረ3ቘ
@ሰላምሰላም-ረ3ቘ 3 жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ውህደት ሙዚቓ ዘለዎም ገዛ ደኣሎም ኢዚኦም'ከ ደኣ!፧ Just wawww😍
@efremdebesay3507
@efremdebesay3507 Жыл бұрын
ጩራ ባንድ ይብሃሉ
@filimontewelde7181
@filimontewelde7181 3 жыл бұрын
ግጥምን ዜማን የማነ ኮይኑ እንበር ።ናይ ባሓቂ ኣብ ዛ ደርፊ የማነ ሪኢናዮ ።ኣድኒቀ ኮ ከንደይናይ ከይጸግበኩም ግን ትሓጊሰ
@ወዲደንበዛን
@ወዲደንበዛን 3 жыл бұрын
ኣሕ የማነ ሕጂ እንተ ዝሪኤኩም ማዕረ ክንደይ ምተሓጎሰ ኔሩ ደርፊ ናይ የማነ ዝደግሞ እንተ ሪኡ ይሕጎስ ኔሩ so god jobb
@mengs3236
@mengs3236 3 жыл бұрын
@ወዲኤረይዕባይቃዛ-ሐ5ሐ
@ወዲኤረይዕባይቃዛ-ሐ5ሐ 3 жыл бұрын
ዝወጾ ዘይብሉ ጉሩም ስራሕ ብፉሉይ ሳክስ ሒዙ ዘሎ ራስታ wow🤴🇪🇷❤❤❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
የማነ ባርያ🌟🇪🇷 ወልታ ሃገር ኣቦ ድካታት እንታይ እሞ ሕጂ በውራጃታት ሃገር ክብሉ ጀሚሮም ተጋማጠልቲ ከም ነፋሒቶ
@maharighebraeb9222
@maharighebraeb9222 3 жыл бұрын
ሳይነስን ተክኖሎጅን ጥበብ ዝወነኑ ብሉጻት ናይ ብሉጻት Good job ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@ሃገረይኤርትራዩ
@ሃገረይኤርትራዩ 3 жыл бұрын
ዋውውውው ኣንቱም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ጥበብ ኣብ እስራኤል ዘለዉ ጥራሕ እዮም ብግቡእ ኣሰር እቶም ቀዳሞት ተኸቲሎም ሒዞማ ዘለዉ::ብፍላይ እዛ ሳክስፎን ሒዙ ዘሎ ጌጋ ይኽልኣለይ እንበር ኣባል ጩራ ባንዲ ብጣዕሚ ኣዝዩ ብሉጽ ዝዓበየ ዕማም ተጻዊቱ ኣሎ ኣብዛ ጋይላ ስለዚ በርትዑ ኣሕዋት ::እቶም ተኸታተልቲ ክኣ ነተባብዓዮም::
@teklabamanueil9809
@teklabamanueil9809 Жыл бұрын
ናይ ሓቂ ክታባዕ ዘለዎም ኢዩም።
@jklmnk9596
@jklmnk9596 3 жыл бұрын
Proud of all my eritrean people rain or shin no matter what... when it comes to eritrea everyone stands together to protect and serve the motherland.
@hriytihadush1555
@hriytihadush1555 3 жыл бұрын
ቃላት የብለይን ንዓኹም ዝገልጽ ይበል ዉህደት ይበል ድምጺ ይበል መረጻ ደርፊ በቃ ቀጽልዎ ጥራይ ዝብሎ የብለይን ክንደይ ምዓልቲ ኣሎ ዳስ ዳስ ጥራይ ምኻድ።
@ኣለመቀሀ
@ኣለመቀሀ 3 жыл бұрын
የማነ ባርያ king of kings🎶 🎼 🤴 ❤️ጽብቅቲ ሪሜክስ👏🏽
@mulyang0823
@mulyang0823 3 жыл бұрын
ዋውውወ ደስ ዝብል ስራሕ ሰነድ ባንድ ካብ እስራኤል ብጣዕሚ ምምናው ዝሰኣንኩዋ ሙዚክ ሸያጢ ዓዱ ናይቲ ኽቡር ወርቂ ኣልማዝ ስነጥበባዊ
@mulyang0823
@mulyang0823 3 жыл бұрын
ኣቦና የማነ ባርያ ከምዚ ገርኩም ድብስ ኣብሉና እንጀራ ዓለም ብልዑ
@teweldetesfa8429
@teweldetesfa8429 3 жыл бұрын
ደርፊ ባሃር ድምጻዊ የማነ ባርያ ናብ ውሉድ ወለዶ እናተሰጋገረ ንዘላኣለም ነባሪ ኢዩ።
@hhg622
@hhg622 3 жыл бұрын
ኣነ እኮ ኣድኒቀ ምጽጋብ ስኢነካ እንዲየ ናይ ኣቦና የማነ ከምዚ ገርካ ምድጋምካ, More ምልምማድ እንተወሲካሉ ርግጸና ኢየ ኣብ ቀጻሊ ከም ወርሒ ተወሊእካ ከምትበርህ ርግጸኛ ኢየ, ንእሽተይ የማነ ባርያ ጥማዕ ወርቂ።
@בתי-י4ל
@בתי-י4ל 3 жыл бұрын
Wawww ብሓቂ ናብራ እስራኤል በዲህኩም ኣብዚ ምብጻሕኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ኣጆኹም & ዓቀብቲ ባህሎም ፍቕርኹም የብዝሓዮ ፈጣሪ ዞም የሕዋተይ ኣብ ሕብረት ዓወት ኣሎ ቀጽልዎ ወዲ ተኽላይ ጥዑም ድምጺ ኣጆኻ
@ሕልናሕልና-አ2ተ
@ሕልናሕልና-አ2ተ 3 жыл бұрын
ሸያጢ ዓዱ እወ ሓቅኻ ወዲ ተኽላይ ዓርከይ ጽቡቅ ስራሕ
@jklmnk9596
@jklmnk9596 3 жыл бұрын
Sheyate adu abdi keatu.. Dehri newhe ametate ne addis abeba meskedku hade abuy zemdey abe fit gezana tetew ilom Kelwu hade aregit sebeay nebynu Begru yehalf nebremo nea zewdey Ilom eyom zemedy xeweni tereyo leka eti sebeay eti eyu nehagrena Zesheta Asefha welenkiel yebeha Reayo reayo beluni ane gen geze yenwhe enber kabnesenty jemre eye zefelto abeti kebabina yeneber selezenbre. Abti edmiu eritrea hare selzekonet entay kemzesmeo ayfleten.
@efremkidane8189
@efremkidane8189 3 жыл бұрын
Beal kusto ewe
@efremkidane8189
@efremkidane8189 3 жыл бұрын
Beal kusto ewe
@merihhabte9006
@merihhabte9006 3 жыл бұрын
ኣንታ ከመይ ዝበለ መረዋሕ ድምጺ እዩ ካን እንካ ባርያ ብሂወቱ ዝተመልሰ መሰለኒ ፡ ኣጆኻ በል ወገነይ ተስፋ መጻኢ ኢኻ ። ከመዚ ጌርካ ናይዚ ኩቡር ሰነጥበባዊ ዝደገምካልና የቐንየልና ሓቢቢ ፡ ብሙሉእኩም ኣብዛ ደርፊ ኢድኩም ዝሓወስኩም ሙዙቀኛታትት ብጣዕሚ ዉሁድ ኔሩ ትምስገኑ ሰባት ኢኹም ቀጽልዎ
@TMmusic8278
@TMmusic8278 3 жыл бұрын
መራ ኣብ ግዜኣን ኣብ ሳዓታን ቤላ ገለ ዓይነት ዝዓርከይ
@ፍቅሪሓሪሙናብሰንኪስደት
@ፍቅሪሓሪሙናብሰንኪስደት 3 жыл бұрын
መሪኖ ሓወይ ብሓቂ ናይ የማነ ክደግም ዝክእል ስሑል ጎሮሮ ኣለካ ኩሉ ደርፉ ብዘለካ ዓቅሚ ድገሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኩም ፡ኩሉ መንእሰይ ኣብ እስራኤል ዘለና ዓይኒ ሃገርና ኢና ኣጆኩም ካብዞም በላዕቲ ችኳላታ ናይ ኤውሮጳ ንሕና ኢና ዓንዲ ኮይና ንህዝብና ብቁጠባ ደው ኣቢልናዮ ዘለና ኢና ሞ ንነበርቲ እስራኤል ስደተኛ ኣምላክ ይትዓረቀና፡እምበር ኣሻሓትና ሪሂጽና ዘምጻእናዮ በሊዖም ስውኣትን ጹሉላትን ኢሎም ዝጸርፉና ኣሕዋትና ክንሪኢ ከለና ዘገርም ዩ
@ምንብርዩትምስጢር
@ምንብርዩትምስጢር 3 жыл бұрын
Nebari Europe eye gn 100 hibeka aleku
@abieltesfamariam4463
@abieltesfamariam4463 Жыл бұрын
Well said bro I stand with you no matter what from kampala
@ghirmaytekie7069
@ghirmaytekie7069 3 жыл бұрын
ደሱ ዓርከይ ሳክስ ተኣምር ሻምብቆ ላዕሊ ክራር ራዕሊ ኦርጋን ላዕሊ ኣብዚኣ ግን ሳክስ ዓጊበ ዕድመን ጥዕናን ንኹላትኩም ብስም ደሱ
@danielgebru3750
@danielgebru3750 3 жыл бұрын
Wawww kemakum iyom zedlywo hzbn Kulu 💯 👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷😍💪🏾💪🏾kexlewo wetru 1 Eritrea 🇪🇷 💪🏾
@gy6336
@gy6336 3 жыл бұрын
ሳክስ ፎን ሽወያ ድምጺ ዕብልል ኣቢላ ብዝኮነ ብጣዕሚ ንፉዓ 👑👑👑👍👍👍😍🤩
@SENEDMEDIA
@SENEDMEDIA 3 жыл бұрын
ንኩሉኹም፡ ክቡራት ተኸታተልቲ ሰነድ ሜድያ፡ ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶን ሞራልን ካብ ልቢ ነመስግን። ተኸታተልቲ ናይ ወትሩ ስርሓትና ክትኮኑ ድማ ሳብስክራይ ክትገብሩን ናብ ኩሉ ክበጽሕ ድማ ሼር ብምግባር ክትተሓባበሩና፡ እንዳ ተማሕጸና ደጊምና፡ ርሑስ ቅንያት ኣውደኣመት።
@amanzewde7661
@amanzewde7661 3 жыл бұрын
ሰላም ሰነድ መርበብ! ንትገብርዎ ዘለኹም ኣዝዪ ዘሐጉስ ስራሕ ብልቢ እናመስገንኩ፣ ከም ጸለውቲ መጠን ኣብ ልሳና ዘሎኩም ኣመለኻኽታ ክብርኽ እላቦ። ልምሳለ (ኣውደኣመት) በቱ ርቱዑ፣ ኣርትዖት ዘሎዎ ልሳነ ግዕዝ-ትግራይ ወ ትግራይት [ዓውደ-ዓመት] እዪ ዝብሃል። ብኸምዚ እንዳስተኻኸልናዮ እንተኼድና ምዕባለ ልሳና ክብ ክብል ግድነት ይኸውን።
@SENEDMEDIA
@SENEDMEDIA 3 жыл бұрын
@@amanzewde7661 የቐንየልና ኩቡር ሓው ንቀጻሊ እንዳ ተኣረምናን ፍልጠት እንዳ ቀሰምናን ጠለብ ህዝቢ ብዝተኻእለ መጠን ብጽፉፍ ኣገባብ ከነቕርብ ክንፍትን ኢና።
@teklitxewarshigir8403
@teklitxewarshigir8403 3 жыл бұрын
Selam sened media enqae tefeterkum ab zelekmo selam ena temeneku adnaqikum eye xbuk rimex kexlwo .nay barya. (Eda )tbil plis dgemwa kab hawukum teklya
@gnkidtrah2257
@gnkidtrah2257 3 жыл бұрын
Nay barya thabat aka tehatety aykonan nmesaet Eritrea tbl dleywa good job
@fkadugebreab5675
@fkadugebreab5675 3 жыл бұрын
እዚኦም ኩሎም ኣብ እስራኤል ድዮም ዝቕመጡ?ከምዚ ዓይነት ውህደት ሙዚቃ ብኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ሰሚዑ ዝፈልጥ ኣሎ ዶ? እስከ እንተ ኣሎ ኣብዛ ሊንክ ይስደደለይ ክሰምዕ።ኣዝዩ ብሉጽ ውህደት ላይቭ ድዩ ኣይኮነን ክትፈልጦ ዘጸግም።
@yonasdrar7260
@yonasdrar7260 3 жыл бұрын
ብሉጽ ሰራሕ ምስ ዉሁድ ሙዝቃ ሰላምን ቅሳነትን ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ
@tsegatesfu2539
@tsegatesfu2539 3 жыл бұрын
Wawwwwww ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበጽሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@andomgebrekristos3821
@andomgebrekristos3821 2 жыл бұрын
ዋውውው ኣታ ክንደይ ይጥዕም ቲ ሙዚቃኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣቤት እወ ደንጉዩና እንደሞ ቲ ፍርዲ።
@chelsea-pk8jq
@chelsea-pk8jq 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ስነድ ናይ ብሓቂ ኣብ ኣስር መንነት ዘልዓላሚ ዝክሪ ንስውአ የማነ ገብረሚካኤል።
@erisun1278
@erisun1278 3 жыл бұрын
ጩራ ሰላም ጨራ ጥዕና ጩራ ብሩህ መጻኢ መን ከማኩም
@Daniello8484
@Daniello8484 3 жыл бұрын
Weddyffrf
@tesfumihreteab4670
@tesfumihreteab4670 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ መራ፡ ኣብ ሰዓታ
@ወዲሃገር
@ወዲሃገር 3 жыл бұрын
Such an amazing work guys .... sax 🎷 you are phenomenal ( ካብ ኩሎም ድማ ንስካ ጸብለል ኢልካ ) Well done all 👌🏾
@mikalasmara7204
@mikalasmara7204 2 жыл бұрын
Sax zereba yebilun ane beka des eluni Bihaki bravo bravo non ho parole
@tesfumiki6883
@tesfumiki6883 3 жыл бұрын
Wawwww ሰነድ ባንድ ጥበብኩም ይዛሪ
@abelking7546
@abelking7546 3 жыл бұрын
ምርጥ ዘፈን በጊዜውና በሰዓቱ
@senayneger5286
@senayneger5286 3 жыл бұрын
ኣጀኹም ብሉጻት ኣሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Zantanatvyoutube
@Zantanatvyoutube 3 жыл бұрын
Niccc one btami ደስ ተብሉ ብሉጻተይ ቀጽልዎ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ብሉጻተይ!!
@Dawitsiele
@Dawitsiele 3 жыл бұрын
ኣዝያ ደስ ኢላትኒ ጽቡቕ ደጊምካያ ክቡር ሓው
@biniamhabte9564
@biniamhabte9564 3 жыл бұрын
Betami tsebuk serah ketdegmu kelekum gen sedra yemane gebremichael feqad hatitkum ketkonu tesfa yegber
@samsungsdaniel4708
@samsungsdaniel4708 3 жыл бұрын
Legend Yemane barya eti abi kokob ! Kbret yehabkum.👏👏👏
@lovethelifeyoulive5733
@lovethelifeyoulive5733 3 жыл бұрын
Seyyyyy seyyy Abzi nehelka tebatay sirah sax emo adniqe ayxegebkwon. Meqeret sax lomi feliteya Mera dma zblae dmx bhafesha hayal mwhhad alekum ajokum brukat
@henokhailemariam3599
@henokhailemariam3599 3 жыл бұрын
ዋውውውውው ኣብዚ ንሀለ ድምጽን ውህደት ሙዚቃን የማነ ባርያ ኣብኣ ከሎ ኣበይ ድኣ ትሓቢኢካና ጸኒሕካ ወደይ።
@semirali8907
@semirali8907 3 жыл бұрын
Nay yemane barya derfi z redaa hangol yedleyu... Nay bhaki des z bil serah 💞💞💞
@letinak4559
@letinak4559 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ክትሰምዖ ደስ ዝብል ድምጺ : ብዙሓት የማነ ፈርዮም ደስ ዘብል እዩ 💐💐
@mariawoldeab4544
@mariawoldeab4544 3 жыл бұрын
ብሓቂ ለቲና ።የማነ ባርያ ተኪኡ ።👍
@ዓለምኮንቶዓለምጎዶሎ
@ዓለምኮንቶዓለምጎዶሎ 3 жыл бұрын
Wawww bitaimi xbuq srah 💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@akilebahta8427
@akilebahta8427 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ዳኣ ኣበይ ታሓቢኡ ነይሩ ዋይስ ንዓይ ታሓቡኡኒ ቀጽልዋ ሲነድ ባንድ ዕድመ ይሃብኩም
@letumeksen2831
@letumeksen2831 3 жыл бұрын
Dgemena hati nay abona yemane Barya ❤
@samuelberhe7223
@samuelberhe7223 3 жыл бұрын
Bravo Merhawi hawena ❤️👑🙏
@anwaraberra4149
@anwaraberra4149 3 жыл бұрын
This Sened band is an excellent band of exceptional musical talent with unique Eritrean flavor that touches your heart deeply. Thanks brothers. Anwar
@samiande9127
@samiande9127 2 жыл бұрын
መራ ሓወይ ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይምኖ ድምጺ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ኣብ ቀጻሊ ካልእ ይጽበየካ ኣለኩ ከማካ የለን ብኡነት በጃካ ገለ በለና ኣብ ቀረባ ግዚ ናይ የማነ ብፍላይ rimax wawwww ክሳብ ስሚዒተይ ምቁጽጻር ዝስእን ኣካ ኣስሚዕካና So l miss u..coming soon plz..
@tsegateklay6551
@tsegateklay6551 3 жыл бұрын
Good job Mera hawey GBU
@zewdebrhane6022
@zewdebrhane6022 3 жыл бұрын
Ybel edmen tenan yhabkum fetari ajokum kexlwo
@hadishmahari8
@hadishmahari8 3 жыл бұрын
ሰነድ ባንዲ ፥ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን!!
@michaelandehaimanot8651
@michaelandehaimanot8651 3 жыл бұрын
0000äü
@mebrahtutesfatsion4223
@mebrahtutesfatsion4223 3 жыл бұрын
@tesfahanesgggy8035
@tesfahanesgggy8035 3 жыл бұрын
ማራ ሑጉስ ኢየ ብልየን ዓይነይይ ባኣካሉ መጸኒ ባንዲ ክብሪ ንዓኩም
@wedichealohadadm8828
@wedichealohadadm8828 3 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጻት ሰባት የቀንየልና ሰነድ ባንዲ & ጩራ ባንዲ
@mengsteabemaha23
@mengsteabemaha23 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ብዘብል ደጊምካያ መራ ኣንበሳ
@dawithaile7898
@dawithaile7898 3 жыл бұрын
Wawwww nic srah deqi hzby gbu
@michaelehaileab8804
@michaelehaileab8804 3 жыл бұрын
ዋውውውውውው መራ ገለ ዓይነት ኩሉኩም ፍሓፈሻ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ👍👍👍
@kalabtuku8620
@kalabtuku8620 3 жыл бұрын
አጀዀም ሰነደ ባንደ ብጣአሚ ፁቡቅስራሕኢዀም
@semereyftergubsa5003
@semereyftergubsa5003 3 жыл бұрын
Waaaaaa tuium semiena yehwat qexluwo
@kingeritrea4952
@kingeritrea4952 3 жыл бұрын
ዋውውውውው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ። ብፍላይ ከኣ ኣብ እስራኤል ዘለኩም መንእሰያት ብጣዕሚ ኢየ ዝናፍቆኩም ህዝብና ናባኩም ዓይኒ ኣውዲቁልኩም ከምቲ ዝጀመርክሞ ፈፈጸምትኡ ክርኢ ምሳኩም ኣለኩ
@mafiamonkey5725
@mafiamonkey5725 3 жыл бұрын
👌 thank you ስለ ጻዕርኹም
@michealkidane1408
@michealkidane1408 3 жыл бұрын
Yebel ewanawiten gelaxiten zkonet derfi eya xebuk alekum kexlewo mera arkey
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 3 жыл бұрын
Waw deki Erei geganu keslo ab gonkom alona ❤❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andomgebrekristos3821
@andomgebrekristos3821 4 ай бұрын
እዋይ ዚ ወዲ ክጥዕም ድምጹ ! ካብ ምሕር ስምዒት ጭጭ ኢልካ ብኸ መጺኒ!!!!!!
@Benny12-w3s
@Benny12-w3s 3 жыл бұрын
ሰነድ ባንዲ ሙሉእ ፕሮግራም ናይዚ የብልኩምንዲው ውሒደን እዘን ደርፍታትኩም?
@zaidaregay7128
@zaidaregay7128 3 жыл бұрын
ብጣዒሚ ደስ ዘብል ኑፉዓት ኣጅኩም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏❤❤❤
@huruyyosief5023
@huruyyosief5023 11 ай бұрын
Mera hawey btaemi nufue eka am proud of u and ur musicians too
@asmerinonatey3503
@asmerinonatey3503 3 жыл бұрын
ሳክስ ብጣዕሚ እዩ ሒዝኩም ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ኣለዎ ድምጺ ክኣ ናይ የማነ ክደግሙ ሪኤ እየ ሞ ግን ኣይከማኻን ቡሉጻት ኢኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@andebrhanbeyn
@andebrhanbeyn 3 жыл бұрын
Abet wihidet mera! God bless you all! Keep it the the good work, I appreciate you brothers.
@fishberhe5369
@fishberhe5369 3 жыл бұрын
መራ ስሑል ጎረሮ ይበል ሰላም ጥዕናን ምስ ምሉኣት መሳርሕትኻ
@maharibrhane7961
@maharibrhane7961 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ደቂ ኤረይ🎤🎷🎸🎹
@esiabu2261
@esiabu2261 3 жыл бұрын
You got subscriber ፍሮም, ኣጆኹም
@danihabtom1459
@danihabtom1459 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ። ክብሪ ንኩልካትኩም ሰነድ ከምኡ ውን ጩራ ባንድ ።ግን ቁሩብ ቂር ኢሉኒ ኣሎ እቲ ኣብ 'ዛ ቻነል ናይ ዝተፋላለዩ ዐበይቲ ስነጠበባውያን ሃገርና ከምኡ ውን ናቶም ስራሓት ናባኩም ናብ ታዓዘብቲ ከነቅርቦ ኢና ዝበልኩምና ። ኣፍና ማይ ሚዒጉ ብትጽቢት ደሪቅና ።ይቅረታ ተኸታተሊኹም ከየንሳሕብ ትኽንኽን ድኣ ኣብልዎ ።ሰብ'ዩ መኽሰብ ።ሶሪ ቋዮቃ ኣብዚሐልኩም ከይከውን ።እዚኹሉ ክብል ዝቀሰበኒ ግን ሓደራ ብካልእ ከይትርድእዎ ኣብ ዕብየትኩም ዘለኒ ናይ ህርፋን ትጽቢተዩ ።ወዳሓንኩም ጥበብኩም ይሰስና።
@SENEDMEDIA
@SENEDMEDIA 3 жыл бұрын
ካብ ልቢ ነመስግነካ ሓው ዳኒ ስለቲ ተገዲስካ ንዕብየትና ሓገዝቲ ሓሳባትን ምቑሉል መአረምታን ብምሃብካ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ከም ቃልና ሒዝናልኩም ደበኽ ክንብል ኢና ደጊምና ነመስግን።
@samirasi3341
@samirasi3341 3 жыл бұрын
Super
@danihabtom1459
@danihabtom1459 3 жыл бұрын
@@SENEDMEDIA ክብረት ይሃበለይ
@girmaymogos1585
@girmaymogos1585 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ኣብ ዉሽጢ ኣስመራ ድዩ ዘሎ እዚ መደቦም ደስ ክብለካ ኣብዚ ሕጂ ሳዓት ሲ ብኻ ኤርትራ ኔረ ምዞም ኣሕዋተይ ኮይነ ምስ ተሓጎስኩ ኔረ ፡፡I Hope gn ንዓመታ 2023 ኣብ ኤርትራ ኣብ ጎደና ሓርነት መንእሰያት ኤርትራ ተጠርኒፍና ብፍቅሪ ክንሓብር ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ፡፡ኣምላኽ ንመንእሰይ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ምስሃገሩ ኤርትራ ን ህዝቢ ኤርትራ፡፡፡
@mstirmnbar4566
@mstirmnbar4566 2 жыл бұрын
ኣብ ስደት ሃገረ እስራኤል ዮም ዘለዉ ሓወይ ኣዝዮም ንፉዓት እሞ ክኣ ኣብ እስራኤል ኪይኖም ነዚ ስራሕ ክሰርሑ ምብቅዖም ቃላት ዩ ዝሓጽረኒ ክገልጾም
@Robeltk
@Robeltk 3 жыл бұрын
ፖው ኣቤት ውህደት!!!! ጎድካ ፍለጥ ቴኮለኛ::
@misginamosi4100
@misginamosi4100 3 жыл бұрын
እዋናዉን ጽፉፍን ስራሀ ፤ ካልእ ብዙሕ ንጽበ።
@maharighebraeb9222
@maharighebraeb9222 3 жыл бұрын
Team work is the best way you make it to creat and develop your abilitiy Just united together for best future Love youso much
@Eritreyan
@Eritreyan 3 жыл бұрын
Wawwww edmn tenan 🙏♥️🇪🇷👍
@merhawit6842
@merhawit6842 3 жыл бұрын
Btaemi Xbuk Srah and mera great voice qexlwo yehwat.
@letumeksen2831
@letumeksen2831 3 жыл бұрын
Gele aynet vocal bravooooooo 👍👍💪💪💪🎤🎹 Kibret yhabelina
@ahferomteshay6014
@ahferomteshay6014 3 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ ጽቡቅ ስነድ ባንዲ ቀጽልዋ።
@dejenredae1594
@dejenredae1594 3 жыл бұрын
Bitaemi xibuk kexlwo deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfayweldu5669
@tesfayweldu5669 3 жыл бұрын
የበል ወደተ አቤት ጌሮር i love
@efi889
@efi889 3 жыл бұрын
ዋው ኣብየት ህርመት ልዙብ ምስ ድምጺ ደስ ዝብል
@andomtsegay6491
@andomtsegay6491 2 жыл бұрын
Well done I love it god bless you all thank you so much yemane baray still a live
@ghilayweldemichael302
@ghilayweldemichael302 3 жыл бұрын
God bless you Mera and your team Keep it the good and organized work, I appreciate you brothers!!!!!!!
@mamaafrica9730
@mamaafrica9730 3 жыл бұрын
ካብ ምዓር ዝምዕር ሽሻያት ናይ ባዕዲ ሓሞት ይምቅር ምስ ኣሕዋትካ ምኣዲ
@deyand16
@deyand16 3 жыл бұрын
ከብ ምዓርን ጠስምን
@mamaafrica9730
@mamaafrica9730 3 жыл бұрын
@@deyand16 ካብ ምዓር ዝምዕር እዩ ግን ዝብል ዘሎ ሓቀይ?
@abrino1111
@abrino1111 3 жыл бұрын
Sbuk aqerarba 🙌❤️❤️
@downunder507
@downunder507 3 жыл бұрын
Excellent work! right kind of music can mobilise and educate people to pay attention and create awareness to the Eritrean plight
@ፈራሕጎራሕ
@ፈራሕጎራሕ 3 жыл бұрын
ደስ ዘብል ውህደት ሙዚቀጫታት ምስ ጥዑም ጎሮሮ ኬፍ ኣለኩም
@MT25-f5o
@MT25-f5o 3 жыл бұрын
ይበል ህርመት ይበል ድምጺ ብሉጻት ናይ ብሉጻት ሰስኑ
@fevenyonas2877
@fevenyonas2877 3 жыл бұрын
100% Anbesa yeah kemzi gerkum drefwo wala keywesekum thanks zeArkey
@hadnetchanel3485
@hadnetchanel3485 3 жыл бұрын
Wow ezias niseyas zederefelu koyunu ysemeani
@manadesu4756
@manadesu4756 3 жыл бұрын
Wawawa Nice music jigina
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ደርፊ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና።
@semaiabraham4972
@semaiabraham4972 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zerezghitekeste2114
@zerezghitekeste2114 3 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ።
@danielberhe1470
@danielberhe1470 2 жыл бұрын
Go Ahead Really fantastic band and the singer is very talented voice!!!
@unfilleddreams8451
@unfilleddreams8451 3 жыл бұрын
Good job yehwat!! Kemzi aynet remex bwhdat eyu zdgem!
@aminekibrom8448
@aminekibrom8448 3 жыл бұрын
Yebell Setum Demxi.
@ተስፋስንቁ
@ተስፋስንቁ 3 жыл бұрын
ዋውውው ንፉዓት ናይ ብሓቂ ኣጆኹም ቀጽልዎ
@biniambiniambeyene758
@biniambiniambeyene758 7 ай бұрын
Ztefeleye whdet keep it up
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 3 жыл бұрын
Awet nahfash ER.awet.tigray.
@bahabelomangesom7837
@bahabelomangesom7837 2 жыл бұрын
Great job and clever artis
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 130 МЛН
Flipping Robot vs Heavier And Heavier Objects
00:34
Mark Rober
Рет қаралды 59 МЛН
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 9 МЛН
Melekti Harbegna
13:58
Yemane Baria - Topic
Рет қаралды 2,9 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 26 ( BY BRUNO )
47:01
Awra Tube
Рет қаралды 257 М.
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39