ምሽጢራዊ ዕርቂ ቅዱስ ሲኖዶስ ይሳኻዕዶ ?

  Рет қаралды 1,849

 ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 22
@manjussegen3654
@manjussegen3654 2 ай бұрын
ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና፡ክብር መምህርና ጸግኡ ፡ብርተዕ ይሃብካ❤
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
ብሓቂ ስዋስው ሚዲያ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 2 ай бұрын
አምላክና ቅኑዕ መንገዲ ይምረሐና🙏🙏🙏❤❤❤
@mahrrat1866
@mahrrat1866 2 ай бұрын
አምላክና ቅኑዕ መንገዲ ይምረሐና ❤❤❤
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏❤❤❤
@mulualemkidanu7376
@mulualemkidanu7376 2 ай бұрын
ሰላም እግዚኣብሄር ልኹልና🙏🙏 እት ሽግር ብዙህ እዩ ተጋሩ ውሽጡ ህሩር ኾይንና እዩ ልእል ኣእምሮ ይኾነናሎ🤲እት ሀበሬታ ሀምዚ ልክቃላህ ምግባር ልሀረሰ መንቅህ ደወል እዩ. ግቡእ ሚድያ እዩ ሰዋስው ሚድያ ነበረታትእ 🙏❤️
@FishaFitsum
@FishaFitsum 2 ай бұрын
Welcome,omega,yes,i,agreed,with,you❤
@mahrrat1866
@mahrrat1866 2 ай бұрын
ብዛዕባ ክርስቶስ ሳምራ ታሪክ ግልፂ ግቦርልና ኩቡር መምህርና ❤❤❤ ጭራ ነብሪ አትሓዛ ተሕዝካዮ አትልቀቆ ይብሉ ቅዱሳን አቦታትና ❤❤❤ ሰዋስብ ሚድያ ክብረት የሃበልና ❤❤❤
@gebretekledesta8195
@gebretekledesta8195 2 ай бұрын
ክብረት የሃበልና መጋቤ ሚስጢር ሃፍቶም ኻልኣዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጢዒና ምስ ሙሉእ ቤተስብኻ ይሃብኻ ብሓፈሻ ተጋሩ ረሳዕትን ታይ ከየምጽኡ ኣበይ ከይበጽሑ ወዘተ ልብል ጉራን ንዕቐትን ልዘመናት ሂወት ምልዮናት ኸፊልናን ንኸፍለናን ኢና እና ብጹኣት ፓፓሳት ሲነዶስ መምበረ ሰላማለ ለይታለልሉ ምኽንያት የለይ ተጋሩ እዮም
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
behake. Eyu. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️☝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt 2 ай бұрын
እዝጋአብሔር ይመስገን ቃለ ህወቲ የስመዓና
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ናብቲ ሓቀኛ ምንገዲ ይምረሓና
@ገዛና-አ7ገ
@ገዛና-አ7ገ 2 ай бұрын
ሰዋስው ሚድያ እባ ካበይ እዩ ዝረኽቦ ዝኒኤ እዚ ኩሉ ሓበረይታ ??❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. ✝️🙏
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
ሎሚ ናይ መጀመርያ አታዊት እየ❤❤❤❤❤
@sewaswmedia-bd8hg
@sewaswmedia-bd8hg 2 ай бұрын
እንኳዕ ናብ ሰዋስው ብዳሕን መጻእኽ ሓፍትና
@hwjshu3727
@hwjshu3727 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@TeweldebrhanTekleslase
@TeweldebrhanTekleslase 2 ай бұрын
ስዓቱ ዝሓለወ ፅቡቑ መልእኽቲ ከጋጥም ንዝኽእል ዕንቅፋት ኣቐዲምካ ምሕሳብ ብልህነት እዩ
@zarahiwet1
@zarahiwet1 2 ай бұрын
ኣነ ሓንቲ ካብ ትገርመኒ ፡ ሓቂ ፡ምሃሪ ዝኾነ ሚድያታት ፡ ክዓቢ ዘይንጽዕር ፡ እንታይ ኢና ንኸውን ዘሎና ፡ ካብ ኣብዘይጠቅም ፡ ሼር ፡ ኮመንት ሳብስክራይብ ንብልስ ጽቡቕ ትምህርቲ ንረኽበሉ ከም ብዓል ሰዋስው ሜድያ ፡ ዘይንዕቢ ፡ ኩልና ክንዓብን ክንምሃርን።
@rosahaile445
@rosahaile445 2 ай бұрын
❤,🙏😇
@MelesHiluf
@MelesHiluf 2 ай бұрын
መ/ምሰጢር ሃፍታሙ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ግን መን ዝሃበኩም ጥራሕ እኹም ናብ ምድያ ተቕርቡ
@sewaswmedia-bd8hg
@sewaswmedia-bd8hg 2 ай бұрын
ሓቅ ዝሓዘ ፅጹይ ሓበረይታ ዘለዎ እሙን ሰብ እንተ ኾይኑ ኢና ከም ሚድያ ንቕበል ንሶም እውን ሓቅ ዝሓዘ ሓበረይታ እንተልይዎም ይጠቁምና
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ናይ 2017 ዓ/ም በዓል ልደት  #ሰዋስው_ሚድያ_Sewasew_Media
36:28
ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media
Рет қаралды 249
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ንጐይታ ተጸበዮ" Pope Shinouda 3rd Sermon "Wait for the Lord"
43:36
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 183 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН